Рет қаралды 33,953
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
ሰላም ወሰናይ ፍቁራን ብ ክርስቶስ ኣሕዋትን ኣሓትን ርሑስ በዓል ኪዳነ ምሕረት እናተመነና ስብከተ ቃል ቅዱስ ወንጌል ናይ በዓለ ኪዳነ ምሕረት ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ ነቅርበልኩም።