🛑 7 ወርሒ ፍታን ብኸብደይ _ ንመዓልቲ 10 ክኒና ብዘይ ሓኪም ፍቓድ - ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር

  Рет қаралды 76,741

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

5 ай бұрын

ንተጋዳሊት ሰላም እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0992952039 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plu
t.me/Gedli_plus

Пікірлер: 595
@Gedli_plus
@Gedli_plus 5 ай бұрын
ንተጋዳሊት ሰላም እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም 👉 0992952039 ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር 👉 1000539866517 ንግድ ባንክ
@dokterkiyana-wj2qo
@dokterkiyana-wj2qo 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@aviator2015
@aviator2015 5 ай бұрын
Please post her bank account, lets help her
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 5 ай бұрын
ኣጆክሕ ተስፋ ኣይትቑረጽ zagualey
@dokterkiyana-wj2qo
@dokterkiyana-wj2qo 5 ай бұрын
ሰላም ነዓኪ ሓፍተይ ተለፎና ኣይሰርሕን ኣሎ ኣቢኒ ደግምኪ ራዮ ገይጋ ከይህልዎ
@genetatsbeha3205
@genetatsbeha3205 5 ай бұрын
Can you give us bank account nu
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 5 ай бұрын
256 ሰባት ኮመንት ጽሒፍኩም ኣድናቖትኩምን ሓዘንኩምን ገሊጽኩምላ ነዛ ዕምባባ:70 % ኣብ ደገ ኢኹም ትህልዉ ኢለ ይግምት: ስለዚ ብዉሕዱ 100 ዶላር ብጥርኑፍ እንተ ንሰደላ ከመይ ይመስለኩም ሰብ ሕልና።
@asdadv6533
@asdadv6533 5 ай бұрын
ኣድራሻ ላኣክልና
@amanuelsyoumgebremeskel9230
@amanuelsyoumgebremeskel9230 5 ай бұрын
እንተ ጀሚርኩሞ ኣነውንክሕግዝ ይደሊየ::🙏
@sabadawit7710
@sabadawit7710 5 ай бұрын
ሕደሰብ አሙን መተሐጋገዚ ይኽፈተላ እንካብ በበሐደ ዝኾን አብዚአ ንስረሐላ አህዎት አነ ብወገነይ ጉበዕይ ከገብር እየ ሐየ ብቁልጡፍ
@criticalethiopia
@criticalethiopia 5 ай бұрын
You are right, my good people. Yes, please 🙏 let's do it
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q 5 ай бұрын
Tsbuk hasab eyu ygbea eyu neza jegna haftna❤
@khalidkhalid-rt7ot
@khalidkhalid-rt7ot 5 ай бұрын
ኩሉኹም የሕዋተይ ነዛ ቆልዓ ንሓግዛ ካብቲ ምስጋና ወፂና ክትሕከምን ክትማሀርን ንግበር ያው ካብወደ ልግበር የለን እንካዕ ቢሂወት ተረፈትልና ጅግና TDF
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 5 ай бұрын
ኣረ ኩልና ተጋሩ ናድሕና ከምት ነፃ ትወፅእ ከላ ከተማ ንሕጎስ ዝነበርና tdfና ኣይንረስዕ በጃኹም😢😢
@mebrahtetesheme5787
@mebrahtetesheme5787 5 ай бұрын
ናይባሓቃ 😌🙏🙏🙏
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 5 ай бұрын
ብጣዕሚ አዩ ዘሕዝን ሓፍተይ መዓረይ💔😭 ደሓር አዚ ኹሉ ጉድ ዝተሸከምኪ ዘይትመስሊ 💔😭😭😭😭ኣጆኺ ጅግና ኢኺ ❤️💛💊✊️💔😭😭😭😭
@user-ir1gj4vh1z
@user-ir1gj4vh1z 2 ай бұрын
በኸመይ ንሕግዛ ንኽእል
@gual70enderta17
@gual70enderta17 5 ай бұрын
ፅብቅቲ ክንደይ ኸ ትሽኩሪ እዚ ኣይግብኣኪይ ነይሩ ማዓረይ ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ንሓግዛ ተጋሩዋይ ሓዊኺ ክሪኤኪ ትምኒተይ እዩ ንእስተይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ 💔💔😭😭
@slassatsbha105
@slassatsbha105 5 ай бұрын
ኣቤት ልቦና። ኣቤት ኣተሓሳስባ በዚ ዕድመኺ ትገርም!!!!
@dokterkiyana-wj2qo
@dokterkiyana-wj2qo 5 ай бұрын
ኣባይኪ ምቅርቲ ኣታ ክደይ ከ ትጽብቅ ከተደግጸካ ኣድራሻ ካኒ ኣትሕበቁ ካብ ኣባል በርገድ ነሓመዱ ኢየ ንስነ ምግባር ኢየ ክገብር ካሊእ ማዙኑ ተትሕዝዎ ተጋሩ ኣለኩም እሞ ምስ ሰናይ ይቅረታኡ ❤❤❤❤
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 5 ай бұрын
@docterkiyana,-wj2qo- mearey kemaka zameselu lebamat seb hlina bzuhat alekum nfelt ena ajoka ha hade sebat kab siete hmak kzarebu yiklu eyom slezi thankyou ❤❤❤
@dokterkiyana-wj2qo
@dokterkiyana-wj2qo 5 ай бұрын
@@alganesh-xe4yb ሶሪ ክብረተይ ተለፎና ኣይሰርሕን ኣሎ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 5 ай бұрын
degagimka fetnela zhawy
@hadasDugom
@hadasDugom Ай бұрын
ኣይዘኽ ምዓረይ❤ ብጣዕሚ ጀግና እኽ❤😢
@mohdnoora5601
@mohdnoora5601 5 ай бұрын
ኣጆኺ ንእስተይ ክትሕከሚ ኢኺ ክትድሕኒ ኢኺ ድማ መርኣያ ፅንዓት ኢኺ ኣጆኺ❤
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውውደልኪ ዝሓፈተይ 😢😢😢
@HdG-ul8ur
@HdG-ul8ur 3 ай бұрын
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ
@SelmeSelme-ei6dd
@SelmeSelme-ei6dd 5 ай бұрын
አህህህህ ኣሕዎተይይ ህፆናት ቆልዑዶ 😢
@a.a210
@a.a210 2 ай бұрын
ርእሰተአማንነት 100% አጆኺ ሐዊኺ ክንርእየኪ ኢና.
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 5 ай бұрын
ኣቤየት ጀግንነት ኣሰተይ ኣጀኪኒ ጋልነዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብ ዠተረፈ ፈጣሪ ማዓረይ🥀🙏
@atakltitafere5687
@atakltitafere5687 5 ай бұрын
ኣጆኪ መቀረተይ በቃ ከማኪ ሪኤ ኣይፈልጥን ፍሊቲ ፍጥረት ብሓቂ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ኣጆኪ ክትሓውይ ኢኪ
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 5 ай бұрын
😢አፉፉፉፉ ወይ ሓፍተይ ማዓረይ እግዚአብሔር ያሓግዝኽ ይማሓርኽ በእውነት 😢
@MuluGermay
@MuluGermay 5 ай бұрын
ብርግፅ ዲሕንኪ ክንርኤኪ ኢና ጅግና ዓይኒ ፋሮ❤❤❤❤❤❤
@user-wb9ex1fu8k
@user-wb9ex1fu8k 5 ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ ብፂተይ መዋፍርተይ 6 ወርሒ ማእኸል መሐከሚ ሆስፒታል tdf ኣብ ሓንቲ ክላስ ተሓኪምና ዉቅዓ ብደምቢ እየ ዝፎልጦ ብዝኸኣልክምዎ ሓጉዙልና ብፂትና ኣትርፋልና ኣጆኺ ሰላም ብፂተይ ❤
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 5 ай бұрын
ሓፍተይ ምዓረይ አሕዋት ብዝዓቅምና ንሓግዛ
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 5 ай бұрын
ማዓሪተይ ክንዲ ህዝብኪ ክንዲ ብፆትኪ ክትጭነቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ከምቲ ልቦናኺ ሓዊኺ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ንክትበፅሒ ቁድስ ፍቃዱ ይኹን ጅግና ዋዕሮ እንዃዕ ብሂወት ተረፍኪ ምቅርተይ ዓይኒ ፋሮ እዚ ኩሉ ስቃይ ተሸኪምክስ ሕጉስቲ ትመስሊ ኣዮኺ ኣለና ኣብ ጎንኺ
@saymonshow6708
@saymonshow6708 5 ай бұрын
ኣጆኺ ምቅርቲ ሓፍተይይ ተስፋ ከይትቆርጺ ኩላትና ተሓጋጊዝና ክንሕክመኪ ኢና
@titifkrr
@titifkrr 5 ай бұрын
ሓፍተይ መዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ😢😢
@user-iu4ul9ph4k
@user-iu4ul9ph4k 5 ай бұрын
💔💔አጀኪ ዝሓፍትይ ማዓረይ ምሕራት ይወረደልኪ😢😢
@alexsgrmay1898
@alexsgrmay1898 5 ай бұрын
ንእስተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ😭😭😭😭😭💔💔💔
@seterile
@seterile 2 ай бұрын
I am from Eritrea pls lets do Responser to Germany
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 5 ай бұрын
ዋይ ድምቅቲ ብርሃን ገፃ አብ ዕሸል ንእስነትኪ ዝኩሉ ቃንዛ ምሕረት ይላአከልኪ 🙏💔💔😭
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 5 ай бұрын
በጃኩም ኣደራሻ ተሓበብሩና 🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 5 ай бұрын
አብ ላዕሊ ቴሌፎን አቅሚጦም አለዉ ብኡ ርኸባ ዝሓወይ ፈጣሪ ይሓግዝካ
@Gedli_plus
@Gedli_plus 5 ай бұрын
0992952039 ተ/ጋ ሰላም ገ/ሄር
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 5 ай бұрын
🙏🙏🙏
@criticalethiopia
@criticalethiopia 5 ай бұрын
I just called her and talked to her, the phone is working
@alemefem5459
@alemefem5459 5 ай бұрын
ኣሕ እዋይ ሓፍተይይይ መኣረይ እሸል እድሜኪ ንስቃይ ተፈሪድኪ እምበር ኣቲ ጽብቅቲ ፍጥረት። ትግራይ ነኣኪን ከም ከማኺን ጠጠዉ ኢልኪ ከም ተኽዲ ትግራይ ስቅ ኣይትብልን ኣጆኺ ጂግናና❤
@user-sr5fo8xh9w
@user-sr5fo8xh9w 5 ай бұрын
ንባዓተይ ምቅፅፃር ኣብይኒ 😢 ኣጆኪ ዋዕሮና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ🙏
@TesfuGEREKIDAN
@TesfuGEREKIDAN 5 ай бұрын
ነዛ ጅግና ሓፍትና ንሓግዝ ብወገነይ እንተኽእለ ምስ ማሕበረይ ክማኸር ኣይከኣልኩን ብግለይ 150 $ ክሕግዝ እየ ። ናእዳ እኹል ኣይኮነን ዓቅምና ንሓግዝ
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 5 ай бұрын
አብ ትግራይ ዘይት ነግረ እምበር ዘይተ ገበረ የለን 💔💔አጆኽ ንእስተይ ዋዕሮና♥️♥️🌎
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 5 ай бұрын
ሞራላን ንቕሓታን እሞ ኽኣ ነዚ ኹሉ መከራ ተጻዊራ ንእትኸይድ ዘላ ቆልዓ ተጋሩ ጎፍውንድሚ ከፊትኩም ክትረድእዋ ይግብኣኩም ብጣዕሚ ኸብድኻ ትበልዕ ኣምላኽ ሽግርኪ ጸራሪጉ ብዓልቲ ምሉእ ጥዕና ይግበርኪ። 40:50
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 5 ай бұрын
አሜን bro ስለትፅቅ አንደበትካ ነዛ ዋዕሮ ሓፍትና ክንሕግዛ እና አብሽር አድራሻ ግን ዘየቀምጡ ስለምንታይ
@sabadawit7710
@sabadawit7710 5 ай бұрын
በጃኹም አህዋት ጎ ፋውንድሚ ንክፍተላ ነዛሐትና እህህ
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 5 ай бұрын
Pleas 🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ir1gj4vh1z
@user-ir1gj4vh1z 2 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 5 ай бұрын
እፍፍፍ ወይ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የወርደልኪ ማዓርይ🥺🙏 ምእንተ ህዝቢኪ ኣካልኪ ገደሉኪ ኣሕ😢💔
@Akezaabrha
@Akezaabrha 14 күн бұрын
ኣጀኪ ኣቲ ዕምባብ ዋዕሮ❤❤❤ ብዘለና ንሕግዘኪ ኢና ኣቲ ጀግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@vvg5520
@vvg5520 5 ай бұрын
አጆኪ ህያበይ መብራህቲ ገፃ ምሕረት የውረደልኪ ምቅርተይ 🥰🥰🥰😢😊
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 5 ай бұрын
ጅግና ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ❤❤❤
@fikreretta
@fikreretta 11 күн бұрын
አንቲ ጀግና ጋዜጠኛ ስልኪ ላእክ ናበከኩ ወዲኦዮ
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 9 күн бұрын
SELAM BITAYMI ZEDENIK TARIK JIGNINET IKY SERIHKI INA KIBRI NIAKIN NI BITSOTKI TEGADELTY HAGOSEY YIGHELITS .....ITOM HALEFTY ZIBEHALU KIHIGHIZUKI NEYRIWOM GHIN AB HAWI TEBISOMUKUM YEHEZIN IYU
@myhuskytucker8025
@myhuskytucker8025 5 ай бұрын
አጆኪ ዛ ጋለይ ጅግና ክድዉሉልኪ እየ
@dyudg1840
@dyudg1840 5 ай бұрын
ብዛኽ ዳኣነ ኣይዘኽ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ያዉረደልኽ😔🙏
@user-bv8qy2ll2b
@user-bv8qy2ll2b 5 ай бұрын
ኣይይ ስቃያት እሞ ኣብዚ ንኡስ ዕድመኪ ዕሸለይ ኣዘኪ አምላክ ዝኣመነ ኣይሓፍርይ ክምቱ ትኣምንዮ እግዚአብሔር ኣብ ሰብ ሓድሩ ክረደአኪ እዩ 😢
@user-xc7yc8tx5m
@user-xc7yc8tx5m 3 ай бұрын
ጓል እነይ፣ ንእስቲ ሓፍተይ፣ንብዓተይ ኣየቋረጸን። ኣብዚ ዕሸል ዕድሜኪ እዚ ኩሉ ጸገም ተሸኪምኪ ትከዲ! Painful.
@xsvfr147
@xsvfr147 5 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ዝገርም ሓቦ ❤❤❤ፈጣሪ ይሓግዝኪ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 5 ай бұрын
ጽብቅተይ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኪ ኣጆኪ❤
@biriktiatsebha4561
@biriktiatsebha4561 5 ай бұрын
She is so sweet i can believe it that💔💔😭😭 i will call you son😭😭
@Yes-of7rf
@Yes-of7rf 5 ай бұрын
እንኮዕ ተረፍኪ ማዓረይ🙏🙏🙏❤
@user-we4ny7oe3o
@user-we4ny7oe3o 3 ай бұрын
jigna waero bitsitey mihret yiwredelik❤❤❤❤❤
@mebrahtetesheme5787
@mebrahtetesheme5787 5 ай бұрын
ዋዕሮ ና ኣጀክ ማዓረይ❤⭐💛😌😭😭🙏
@user-qe3mc9zf3p
@user-qe3mc9zf3p 5 ай бұрын
ኣጆኪ ክትሓውይን ክትሕከምን እነ እዃዕ ተረፍኪ ብሂወት ዝሓፍተይ
@hyatssa9035
@hyatssa9035 5 ай бұрын
አዝክሉ ፀገማት ቃንዛ ሕማም ሕዝክ ገፅክ ግን ፍሸክ ማለትክሰ ክንደያናይ 💪ጠንካራ ምካንክ ያፍልጥ መፃአክ ብሩህ ይግበረልክ ቸሩ መድኃን አለም ጠንካራ ዋዕሮና
@danielniguse5321
@danielniguse5321 5 ай бұрын
ኣጆኪ ዛጛልይ እንኻዕ ኣይሞትኪ ኩሉ ክሐልፍ ኢዩ ክትሐዊ ኢኪ ኣጆኪ ሐየት ኢኪ ተስፋ ክይትቆርጺ ክትሐዊ ኢኪ። ❤ 🎉 ❤ 🎉 ❤🎉
@user-sm8gg8zz8v
@user-sm8gg8zz8v 5 ай бұрын
ኣጆኺ ዝያዳይ ናይ ብሓቂ ጀግና ፅንዓት ሓቦ ዝመልእኪ ዋዕሮ ትግራይ ብሓቂ ጀግና ኣጆኺ ኣለናልኪ ❤💊💛✊🏽✊🏽
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray 5 ай бұрын
ፅብቅተይ ጅግና✊🥰
@user-bo5is9id5l
@user-bo5is9id5l 5 ай бұрын
ዋዕሮና✊🥺
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 2 ай бұрын
ክትሽኩር ከኣ መዓረይ
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 5 ай бұрын
ኦ ከብደይ በሊዕክኒ ዕሸለይ ፈጣሪ ጥንካረ የዓድልኪ
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 5 ай бұрын
ድምቅቲ ፃሓይ ብራቅ ኣየ መልክዕ❤ ኣጆኺ ዘሓፊተይ ምሕረቱ ይለኣኸለኪ ፈጣሪ
@duy6703
@duy6703 5 ай бұрын
ኣጀኪ ክትሕከሚ እኪ አምላክ ብምክንያት እዩ ኣትርፍኪ ካብዚ ማዓት ሓዊ ዋዕረና አምላክ ምልእ ምሕረት የዉረደልኪ ባዕሉ ልዕል ጎይታ ሕያዋይ ጋሳ ኣጀኪ
@Tyhgcf-my3ph
@Tyhgcf-my3ph 5 ай бұрын
ለጀጋኑና ብገንዘብ ጥራሕ ዘይኮነ ብጸሎት ኮላይ ኢና ክንሕግዞም ዝግበአና ነቶም ዝተሰውኡ ውን ሽምዓ ናወላዕና ንሕሰቦም ዋላ ኣብ ገነት ይሃልው ብጣዕሚ ጽቡቅ እዮ❤🤲
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 5 ай бұрын
ጓልቶም ጀጋኑ ጅግና ኣጆኽ ህዝቢኽ ከኣ ከሕክሙኽ ኢዮም ኣብዚጣዓሞም ግዜ።❤❤❤
@aregawihayle533
@aregawihayle533 5 ай бұрын
አጀኪ ዘሓፍተይ በብዓቅምና ክንህግዘኪ እና ፈጣሪ ሙሉእ የውርደልኪ
@binientertainment3816
@binientertainment3816 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሂወት ተመለስኪ ሰላም ሓፍተይ አጆኺ ❤
@djsv1094
@djsv1094 5 ай бұрын
ሰሉ ጀግና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ❤❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 5 ай бұрын
ውቅብቶይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ጅግናዋይ❤😢😢
@user-fq7ej3fh6n
@user-fq7ej3fh6n 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ😢😢😢😢😢
@tsegagebre368
@tsegagebre368 5 ай бұрын
Thank you for sharing our heroes story .well done keep up the good work.
@aebab3660
@aebab3660 5 ай бұрын
🥺🥺🙏🙏አጆኺ ምቅርተይ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልክ
@history-tigray
@history-tigray 5 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ፈጣሪ ምሕረት ከውርደልኪ እዩ ኣጆኺ!!!!
@user-uz6pv1ol1q
@user-uz6pv1ol1q 5 ай бұрын
ማዓረይ እዚ ኩሉ ዝተሰከመት ዘይተመስለ እግዛኣብሔር ኣምላክ ምሕርት የውርደለኪ 😢
@user-if6tm3dj8j
@user-if6tm3dj8j 5 ай бұрын
እህ ተበልካስ ጋሂይ ጥራሕ አክአሎ ይሃብኪይ ንእስተይ😢
@DawitDase
@DawitDase 5 ай бұрын
ምስክነይቲ እዛ ሀፍተይ አምላክ ምህረት ይልአከልኪ !!
@aishaais8070
@aishaais8070 5 ай бұрын
ቃላት የብለይን ልአኺ ዝገልፅ አነዝብለኪ አጆኺ ጅግና ኢኺ መስዋእቲ ካብ ዓቕምኺ ልላዕሊ የፊልኽልና ኢኺ ካብዚ ዝተረፈ ልአኺ ለምሕካም ናትናጊደይኸውን ናመላእ ህዝቢ ትግራይ ።
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ስቃይ እዩ😢😢😢ኣጀኺ መዓረይ እ|ር ኣምላክ ምሳኺ ይኹን😢😢😢
@user-ww3yq7jr3i
@user-ww3yq7jr3i 5 ай бұрын
ኣይዘኽ ተጋዳሊት ሰላምየ እመ ኣዶናይ ምሕረት ታውርደልኽ ያኣ በእውነት ብሓቂ ጅግና የኽ 😢
@redaemolla4430
@redaemolla4430 5 ай бұрын
Hero and Model of Youths! God bless you waerona!
@wendemugermay7949
@wendemugermay7949 5 ай бұрын
❤❤❤ አጀኪ ዓለመይ ክብርቲ ጀግና ዋዕሮ ፅባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ እግዚአብሔር ይፈልጥ እንበይተይ አጀኪ ።
@user-gy1rw4ry6u
@user-gy1rw4ry6u 5 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ❤😢😢
@tarikugebrekidan5341
@tarikugebrekidan5341 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ በብዘለናዮ ንሓግዛ ንሰላም ሓፍትና
@solomonalem5569
@solomonalem5569 4 ай бұрын
Unbelievable story of heroism. We should help her and others. I will do it ASAP.
@user-vk2vz8iy6j
@user-vk2vz8iy6j 2 ай бұрын
ዋይ ግዝየ ሓፍተይ😢
@LZRRHR
@LZRRHR 5 ай бұрын
ተጋሩዋይ የቻልነውን ያህል እናግዛት እድ ቀን ሁሉም ነገር ያልፋል
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 5 ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ😢❤❤❤
@bg9694
@bg9694 5 ай бұрын
I don't have any word to say other than you are my hero! I love you so much!
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 5 ай бұрын
ከማይ ልቡ ዝደከሞ ኣሎዶ😢😢😢😢😢😢
@user-ox7zc8ey2c
@user-ox7zc8ey2c 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉ጅግና ሓፍተይ ናተይ💕💪
@user-uh4cw7hg7p
@user-uh4cw7hg7p 5 ай бұрын
አሕሕሕ ምቅርተይ አብ ዕሸልንእስነትኪ እዙኩሉ ቃንዛ አምላክ ምሕረት የዉርደልኪ
@user-yr4hx2um5m
@user-yr4hx2um5m 5 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓርተይ 🥰
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 5 ай бұрын
ንእሰተይ አቤት አተሓስስባ በዚ ዕድመኪ ምሕረት የዉርደሊኪ አጀኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጀጋና❤❤
@user-oz2uo1ft9v
@user-oz2uo1ft9v 4 ай бұрын
ዋይ ሓፍተይ አጆኺ ክትሓዉይ ኢኺ እንካዕ ካብቲኹሉ መከራ ወፃእኽምበሪ አሓትኽዉን ንዓኺ ምኻን አይስእኑን አይዞኺ ፅሪተን
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 5 ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ ከማኪ ዝበለ ለባምመስተውዓሊት ኣይረአኩን ዕድመኪ ንእሺተይ ኣታሓሳስባኪ ዓባይ ዝኩሉ ሽግር ተሽኪምኪ ፀገም ዘለኪ ዘይትመስሊ ፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ ብቅልጡፍ ክትሓውዪ ኢኪ❤❤❤👏👏
@Meesihaftibryeway
@Meesihaftibryeway 5 ай бұрын
ማዓረይ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት የዉርደልኪ ፅብቅተይ😢❤❤
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 5 ай бұрын
ተጋዳሊት ዋዕሮ ሰላም ገ/ሄር በርትዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ!!!! ሰላምታይ ኣጆኺ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኺ!!!!
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 5 ай бұрын
እግዚኣብሀር ኣምላክ ብሉእ ምህረት የውረደልኪ ብታሚ ዘሕዝ ልብካ ዝሰብር እዩ። ንስኪ ኣብሳ እኪ
@user-pn8iz1jb4d
@user-pn8iz1jb4d 5 ай бұрын
ማእገር ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤❤❤🙏🙏
@user-nt3yd3uo1m
@user-nt3yd3uo1m 5 ай бұрын
ጅግና መርኣያ ፅንዓት ኣምላክ ምሕረት ይልኣለከልኪ ፅብቅተይ😢😢
@TigrayAdey-ug8sf
@TigrayAdey-ug8sf 5 ай бұрын
ሓፍተይ ማዓረይ ኣምላክ ያሓግዝኪ ❤❤❤❤❤❤
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 5 ай бұрын
እዋይ ዝሓፍተይ ሓመድ ትብለዐኒ😢 ኣይካኣሉኩን😢😢😢😢😢😢 ዕሸለይ እዙኩሉ ፀገም ሒዝኪ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ሓቦ ሓሊዮት ኣሪእክና ጅግና ዋዕሮና ብሓቂ የቀንየልና ምእንታና ኢልኪ ኣንጉዕኪ ፈሲስኪ ኣጆኪ ኣለናልኪ ኣብጎንኪ ናትና ግደ እዩ ተጋሩ ኣሕዋተይ በጃኩም ኢደይ ኢደይ ኢልና ዛጆግና tdf ነሐክማ በይዛኩም ብተግባር❤❤
Alat Seru Penolong untuk Mimpi Indah Bayi!
00:31
Let's GLOW! Indonesian
Рет қаралды 16 МЛН
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 96 М.
Сын вернулся с войны и сделал сюрприз 🤯
0:17
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 4,5 МЛН
КАК ВЫЖИТЬ В АВИАКАТАСТРОФЕ✈️
0:25
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 4,7 МЛН
СРОЧНО ДОМОЙ! Эта НЕ КОНФЕТА!
0:21
Клаунхаус Kids
Рет қаралды 1,8 МЛН
Оказался НЕНУЖНЫМ и Его БРОСИЛИ🐶💀
0:38
ИССЛЕДОВАТЕЛЬ
Рет қаралды 4,2 МЛН