ኣነ ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ

  Рет қаралды 25,787

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 511
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
@መርሂዋትጓልተዋህዶ 5 ай бұрын
መምህረይ ቃል ሂወት የስመዐልና ንስኻ ትምህርትኻ ኣይተቃርጽ ንሳቶም ግና ልማዶም እዩ ስራሖም ምግናን እዩ ንምንቴይ ንገንዘቦም ኢሎም ንስብ ከካፉ ኡ እዮም ዝውዑሉ ኣይትገደስሉም ♥️
@HeldenHabte
@HeldenHabte 5 ай бұрын
Ny behaqi
@ChUc-tx2oh
@ChUc-tx2oh 5 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና❤
@buucsbb8535
@buucsbb8535 5 ай бұрын
ብሓቂ
@TsinatEyasu
@TsinatEyasu 4 ай бұрын
Bhaki hawey enkae ayfeltkaya entay tarik alwa netom zzarebu gn aytsmayom❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
መምህረይ ገልኦም ተትላገፁ ቢኩፉእ ሓጥያትናን ክፊኣትናን እግዝኣብሀር ኣምላኽ ይነብዕ ኣሎ ምሳኻ መዋዳዲሪት ዘይ ብሉ ናይ ብሓቅ ቡሉፅ እኻ ንስኻ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባሪክ እግዝኣብሀር ኣምላኽ ወዲነይ ቀፅለሉይ ብዓለ እዝኦም ግግቡኦም መለሰሎም ኣጀኻ😢😢😢😢
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ
@ሰደተይልሂወትኮይንለይ 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና ስላጣነይ አይትገደሰሎም ንዝኦም ኩሉ ከም ባዕሎም ሰለ ዝመስሎም አዩ ልስሙ አማ ቅዱስ ቅሩባን ቀርቦም አዮም ተመርዕዮም ብዝከነ ምስትዋዓል የሃበና ❤
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 5 ай бұрын
እዞም ሰባኣይን ሰበይትን ዘምጽእዎ ክሕርቁነኒማዓትዩ ምኽንያቱ ዘይተባህለ ኢዮም ኣርእስቲ ዝጽሕፉ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ай бұрын
ንምታይ ትካታተልዮሞ ዳኣ!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
​@@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይስቅ በል ለኻብጥ ክንዲ ትእረሙ ስለምንታይ ደኣ ትከታተል ትብል ምስረኣይኹም ገዲፈምኹም ኮ።ኣነ ከማን ይርእየኩም ኔረ ዘይትረብሑ ምዃንኩም ምስረአኹ ገዲፈኩም 😮።
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ай бұрын
@@semharkahsay1946 እሞ ኣነ እኮ ኣይካታተሎምን ማዓረይ
@DenyTeam-ii7su
@DenyTeam-ii7su 5 ай бұрын
ዋላ አነ ብጣዓሚ እዮም ዘናድድኒ ነይሩም ዳሓር ሳስክራይብ አልዒለ ካብ ይቲብይ አንጢረዮም ዓሪፈ 😒 ዘይተባሃለ ሃጠው ቀጠው ናበሉ እዮም ዝውዕሎ😣
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
@@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ ኣነ ውን ኣይከታተለሙን የ ግን ንዖኦም ተጣበቅሎም ዘለኺ መሲልኒ ይቅሬታ ግበርለይ ጸሪፈኪ።
@samidrgh565
@samidrgh565 5 ай бұрын
❤❤❤ በሓቃ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤ኣብ ዓዲይ ዓረብይ ድየ ዘለኩ ግን ብናትካ ትምህርቲይ ብዝሕ ፈልጠ ብዝሕ ተማህረ እየ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@illill5904
@illill5904 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ብጣዕሚ የዘሐዝን ብእውነት😢እዚኦም ኣይትገደሰሎም እግዚኣብሔር ኣምላክና ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድለና ኣሜን/፫/
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዓልና መምህር ስልጣነይ አጀኻ ብናትካን ብናይ መምህር ካሳሁን ትምህርት ብዝሕ ስብ ይቅየር አሎ እዩ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያህብኩም ከማኩሙ ዘበለ መምህራን ያብዘሐና👌👏💗
@SadSad-oo9vv
@SadSad-oo9vv 5 ай бұрын
✅ ክብረተይ
@adegoytayruftalbey2558
@adegoytayruftalbey2558 5 ай бұрын
Entay elu mhiru dea wedey qeyru wegen hizu kzlf kemzi elomni axelimomni eba elu mnin kbl ember kkyr si ayreanayon ab social media mxraf mneeas mxlam ab kulu alo neeu ktmls gzieka aytetfe tekielka tmhrti mehar kbri betekrstyana glex belwo etom trekbwo
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ай бұрын
@@adegoytayruftalbey2558 ንስኻ/ኪ ብክፍእ ዓይኑ ስለ ትርኦ እዚ ናይ እግዚአብሔር ቃል ኣይርደአካን ብቅንዒና እንድሕር ርእኻዮ ግን ከምናይ መምህር ስልጣን ደስ ዝብል ትምህርት የለን። ንሓቂ ሓቂ ይብል ንሓሳት እውን ሓሳት ይብል ! ስለዚ ንስካ/ኪ ከም ደስ ዝበለኻ/ኪ ትምልከቶ መስልኻ/ኪ እየ። ማዓረይ
@arondebesay5954
@arondebesay5954 5 ай бұрын
ብዘይ ጠቅሙ ማሕጋጻት ስክፍ ኣይበልካ መምህረይ ብከመይ ገንዘቦም የእትዉ እንበር ካልእ ዕላማ የብለሙን፡ቃል ሂወት የስመዓልና።
@buucsbb8535
@buucsbb8535 5 ай бұрын
ብሓቂ ክብር መምህርና ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአበሔር አምላክ አብ ዓዱ ያንብረኻ ብእውነት አሜን፫🤲😍❤❤❤❤❤ አቱም አሕዋተይ መዐንቀፍ አንኹን እት ክብር መምህርና ዝበሎ ሓቂ ዩኡ ድሓደ ተራሰብ ድራፋይ ግደታ ክፈልጦ ማለት አኮነይ ስለዝ ብእውነት ሰብ ቁምነገር እናትዛረበ አንላገጽ ምስ ይቅረታ 😓
@TesfomTewelde-i7s
@TesfomTewelde-i7s 2 ай бұрын
ቃል ኣምላክ የስምዓልና ስልጣን
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 5 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ 😁 ከመይ ዉዕልኹም ስድራ ልዑል እግዝያብሔር 💒በብ ዘለኹሞ ሰላምኹም ይብዘሐለይ በተለይ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይ ስደትና የሕፅረልና👏🥰
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 5 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@RichMan-tc6wy
@RichMan-tc6wy 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@Akheza-jt1zs
@Akheza-jt1zs 5 ай бұрын
አሜን(3)💐💐👏👏ህያበይ
@BerihuleySultan
@BerihuleySultan 5 ай бұрын
www.youtube.com/@BerihuleySultan?sub_confirmation=1
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብርተይ❤🙏❤
@TseguAbrha
@TseguAbrha 5 ай бұрын
ይገርም እዩ ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢ኣጆካ ድኣ በርተዐልና መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ የብዝሕ❤
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
@የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 5 ай бұрын
እንዃዕ በሰላም መፀካ ስልጣን ሓወይ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ በረከቱ የብዘልካ❤❤❤🙏🙏🙏
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ብዛዕባ እዚኦም ኣይትገደሰሎም ማዕተብ ዘይብሎም ክርስትያን እና በሃልቲ እዮም
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 4 ай бұрын
ብሓቂ ክቡር መምህር ብንሃትካ ትምህርቲ ቡዙሕ ፈሊጥና ቀፅለሉ ፀግኡ ይብዝሓልካ እግዚአብሔር ❤❤❤ እና ዘይምግዳስ እዚኦም ንገንዘብ እዩ ስርሖም 😢
@Desualnami-vt4nh
@Desualnami-vt4nh 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር መምህርና ንዓና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦናን ይክፈተልና ንዖም ውን ኣይትገደሰሎም🎉
@ባዓልዓረሳ
@ባዓልዓረሳ 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቡር መምህርና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር
@ميموريميموري-ظ7ج
@ميموريميموري-ظ7ج 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ስለኦም አይትገደሰሎም እቲ ቅንዑን ሓቅን ዝኮነ መንገዲ ሒዝካ ተጓዓዝ ኣምላክ ይሓግዝካ አሜን ፫❤
@herilove7188
@herilove7188 5 ай бұрын
ናይ ሐዚ ዘለና ወሎዶ እኮ ብጣዕሚ ኢና ነሐዝን 😢ደራፋይ እና ናይ ፊልሚ ኣክተራት ምፍላጥ ዓለም ዝተቃፃፀርናያ ዝመስለና መሳክን ፈጥረት ኢና 😥 ዝጠቅመና እስቲ ሰቅ ኢልና ንማሃር
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ✝️❤👏 ንስሙስ ዋላ ንስም ውን ክርስቲያን ኢና ባሃልቲ እዩም ኣይትገደሰሎም ብዘለካዮ ቀፅል እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤👏
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐና መምህረይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ ❤❤ ሰኽፍ ኣይበልካ እዙኡም ታይ እና ንቀርብ ጠቃሚ ድዩ ይምህር ድዩ ኣይብሉን እዮም ጥራሕ ብከመይ ቻነልና ንዐቢ እናበሉ ሕማቀን ጸብቁን እዩ ዘምጽኡ መስተወዐሊ ይሃበና እምበይ ንስሙስ ብቅዱስ ቅርባን እና ተመርዕና እዩም ዘብሉ ግን ናይ ክርስትያን ግብሪ የብልናን ግንድ ንቱ ጽብቅ ጽብቅ እዩ እናበልና ክንከድ ንቱ ጸብቅ ሕማቅ ንበሉ ይሕዝን እዩ ብኣፍ ዘኾነ ክርስትያንስ ብግብሪ ክርስትያን ክንኮን ኣምላከ እስራኤል ይደግፈና ።
@FjdyFdttt
@FjdyFdttt 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና❤❤ አሕዋተይ ነሰተዉዕል መዓዝ ኮን እዩ ክርደአና
@AbreheRezene
@AbreheRezene 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህር ነዚኣቶም ኣይተስተብህለሎም ኣመሎምዩ ናቶም ሰሪሖም ኣይፈልጡን።ካልኦት ዝሰርሕዎን ዝደኸምሉን ጨራሪሞም የባጭዉን የናእሱን፡ንሱ ዩ ክእለቶም ።
@YoditHaileab-jk8pq
@YoditHaileab-jk8pq 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክብር መምህረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ቀጽሎ በርትዕ ከማኻ ክንከውን ፈጣሪ ይሓግዘና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🕊❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 5 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ እሞ ግዴታ ድዩ ንሚለን ሃይሉ ክንፈልጣ ኣነ ንባዕለይ ኣይ ፈልጣን ታይ ይምልከቶም ንፍለጣ ኣይንፍለጣ
@dfhf8186
@dfhf8186 5 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ከብር መምህረይ✝️🤲 ፈጣሪ ልቦና ያሃቦም😢😢🙏
@SmyrhS
@SmyrhS 5 ай бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ በርኩቱን የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልዋልና ፈጣሪ 🙏
@swswiy9610
@swswiy9610 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ናዓናውን መስተውዓል ያዓድለና
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 5 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ልሱሙማ ብቅዱስ ቅሩባን እዮምኮ ተመርዕዮም ገን ኣብ ላግፂ እዮምኮ ዝውዕሉ ትዘምፅእዎ ካኣ ዋላ ሓቲ ትምህርቲ ዘየብሉ ንፍቅሪ ዘይሰብኩ ሓዚነ😢😢😢😢
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዕደመ ጥዕና ይሃበካ አይትገደስለም ንሳተም ንጥቅመም ዝስሪሕዋ እዩ
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 4 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 5 ай бұрын
መምህረይ ኣይተገደሰሎም ንሕና ደቂ ሰባት ኣመልና ኣይካኣልን ቃ ል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ❤
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ነዚኦም ኣይትገደሰሎም ስቅ ኢሎም እዬም ተኪኢልካ ኣብ ፀሎትካ ዘክሮም የሕዝኑ
@temie668
@temie668 5 ай бұрын
ላግጽ ንግደፍ ንምሃር❤
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ መምህርና ♥️🌷✝️🤲 እግዚኣብሄር መስተዉዐሊ ልቦና ይሃበና😢😢
@ጓልቶምጀጋኑትግራይ
@ጓልቶምጀጋኑትግራይ 5 ай бұрын
ቃለሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ትምህርትካ ቀፅል እዚኦም ሓቀኛ ትምህርቲ ስለ ዝማሃርካና እዮም ሓዚኖም ❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ ንሓንቲ ዳራፊት ዘይፈለጥኻ ኢልኻ ምልጋፅ ኣይመደለዮምን ነይሩ ግን ኣይትገደሰሎም ክቡር መምህረይ ኣብ ቅንዕቲ መንገዲ ትእዛዝ እግዚአብሔር ይመርሐና🙏
@RobelOkubay-x5e
@RobelOkubay-x5e 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ብዝተረፈ እሶም ሰብ ከጸልሙ እዮም ዝውዕሉ ብፍላይ ኤርትራውያን ዘይ ገበርዎ ክልጥፍዎ ዝውዕሉ።
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 5 ай бұрын
እንታይ ትገብር ኣለኻ ህግደፋዶ መንፍሳዊ ይክታተል እዪ ሸይጣዉንቲ እንዲኩም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ሓቅኻ ከጽልኡኻ ሓሜናት እዬም።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 ай бұрын
​@@muleredagahmus1518 ዋላ ኣነስ ህግደፍ መንፈሳዊ ዝማሃሩ ኣይመስለንን ማርያምን፡
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 4 ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv ደመ ሰብ ዝናፍቁ ጭካናት እንደዮ
@Meronkahsay1
@Meronkahsay1 4 ай бұрын
​@@dsegtjioojgvvfvዓሪፍኩም ተመሃሩ ኣብቲ ካልእ ትርብሹና ይኣኽለኩም😔
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ መምህረይ💚
@HsKa-d8v
@HsKa-d8v 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣነይ ብሓቂ ሰብ ጠፊኡ እዩ ዘሎ ብደርፊ😢 ቀፅለሉ ስልጣነይ ብሓቂ ሰባኪ ወንጌል ወታደር እግዚኣብሔር ንሓቂ ትቀውም ፀጉኡ የብዝሐልካ ❤❤❤
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu 5 ай бұрын
ብሓቃ ቃልህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና😢❤❤❤❤❤❤❤
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር መምህረይ👏 ናይዝኦም አትገደሰሎም ኣምላክ ባዕሉ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 😢
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 5 ай бұрын
ሰላም ክቡር መምህር ስልጣን ሓወይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰብ ብዘይ ምፍላጦም እዮም ዝኮኑ ኣይትሓዞም ንመስሓቂ ገለ እዮም ዝጥቀሙ እግዚአብሔር ኣምላክና ክገርፍዎን ክሰቅሉዎን ከለዉዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ በለሎም ኢሉ ስለ ክቡሩ እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን እና ቃፅለሉ ዝሓወይ ናይ ቡዙሓት ተከታሊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንደየናይ ንሰብ ከምትምለስዝሓወይ ቃፅለሉ❤❤❤
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 5 ай бұрын
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher amlak edmen tenan yehabkum 🙏 kemzio anet sebat aytgedeselom❤❤❤
@እግዚአብሔርይሴባኅ
@እግዚአብሔርይሴባኅ 5 ай бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ❤❤
@ሃሪፈያሓሎፎም
@ሃሪፈያሓሎፎም 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weldemchale
@weldemchale 5 ай бұрын
Selam sultan kale hiwet yesmealna ezom klte sebat kabti haimanot teklilom wexyom sle zelew zbelu entebelu skfta aitgberelom abmntay hiwet kemzelew eko zeifeltu amlak mhret yewrdelemo.
@GenetYo
@GenetYo 5 ай бұрын
❤❤ክቡር ሓውና ዓለም ን ጎይታ ዘይተቀበለት ነቶም ብመገዱ ዝክተሉ ክትቅበሎም ዘይሕሰብ ኡ ሞ ንስካ ትምህርትካ ቀጽል ዕድመን ትዕናን ይሃብካ ሓውና❤❤❤
@HelenAsefaw-wo7yn
@HelenAsefaw-wo7yn 4 ай бұрын
ድፍረት አንታይ ተባሂሉ ኣይሰምዕን ኣበይ ከም ዚወድቕና ኢዩ ዝሕብር፡ አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ❤
@MymyRr-g8w
@MymyRr-g8w 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና❤❤❤
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b 5 ай бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ❤🕊🙏
@ኣደይኣደይyoutube
@ኣደይኣደይyoutube 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኢ የብዘሐልካ ክቡር ሓወይ ሰልጣን ❤🎉 ንሳቶም ደኣ ስብኣይ ሰበይቲ እዮም እንበር ብፍቃድ እግዚኣብሄር ብተክሊል እንበር ተመርዕዮ ዋ ኣይትገደሰሎም ክቡር ሓወይ ❤🎉
@titigezaei138
@titigezaei138 5 ай бұрын
Amen Amen Amen Kale Hiwet Ysmealna Kbur Hawna
@Maranata-h1o
@Maranata-h1o 5 ай бұрын
Qale hiwet yesemana nay behaqi zegerm u zer zerba keqelbu eyom zemexu serhna elom endiyom hezom fetari mengedi yemane yemrhan amen amen amen nseka teray serahka agolglotka ayetqarx berte seltan hawena amlak xgeu yebzehalka ❤❤❤❤❤🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ዚኦም ሲኢሎም እዮም ኣይትገደሰሎም ምክንዮቱ ንሳቶም ኣብኡ ስለ ዝውዕሉ እዮም ንስካ ግን ኣይትፈልጣን ምክንያቱ ደርፊ ስለ ዘይትካታተል እዩ ትነገር ሕጂ ኣነ ልባዕለይ ኣይፈልጣን ምክንያቱ ስለ ዘይካታተላ ኣሕዋተይ ኣስተ ውዕልና ንዛረብ ሰብ ኣይኖጉሂ ፒሊስ ሓሶት ላግፂ ግደፉ ይኣክለና ናብ ኣምላክ ንመለስስ
@ፍሸክታኣምለይ
@ፍሸክታኣምለይ 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃል ሂወት ቃል ሰናይ ይስመዕና 🙏🙏🙏
@amanuel5687
@amanuel5687 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና
@komaistekle4512
@komaistekle4512 5 ай бұрын
መምህረይ ንከምዚ ቦታ ኣይትሃብ እግዝአብሔር ልቦና ይሃበና ብሓቂ😢
@Alsehday
@Alsehday 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ቅኑዕ መንገዲ ስለ ዝሓዝካ እዩ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@goggo5414
@goggo5414 5 ай бұрын
ሰልጣን ሓወይ አይትገደሰላም ጥራይ ቀፅለለ ✝️💒🙏🙏🙏
@mhretmh4698
@mhretmh4698 5 ай бұрын
❤❤❤💖💖💖🙏🙏🙏🌿🌿🌹🌹🌹🌿🌿🌿
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 5 ай бұрын
መምህረይ ኣሽባይ ዶ ንስካ ምዓልካ ኣብ መንፈሳዊ ንሕና ኣነ ብወገነይ ኩሉ እናሓዋወስኩ ዝነብር እካ ኣይፈልጣን እየ እዙይ ከዓ ሓጥያት የብሉን ግድን ፍለጥዋ ኣይኮነን
@Meronkahsay1
@Meronkahsay1 4 ай бұрын
ንጽቡቅ ነገር ክትብገስ እንከለካ ብዙሕ ፈተናዩ ዝገጥመካ ቀጽሎ፡ስልጣን ሓውና🙏
@KisaneteMhretab
@KisaneteMhretab 2 ай бұрын
እግዛሃብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ኣጆኻ ሓወይ ⛪🙏👏
@Gebregiorgis27
@Gebregiorgis27 5 ай бұрын
እግዝኣብሄር ዓይነ ልቦኖም የብራሃሎም። ፈሎው ክረክቡ አሎም ዘይከዉን ኣረኣእስቲ ሂቦሞ ። ትርጉም ሓቀኛ መንፈሳዊ ሂወት ስለ ዘይተረደኦም አዮም።እምበር ደርፍቲ ምፍላጥ ወይ ደርፊ ምስማዕ ኻብ እግዝኣብሄር ምርሓቅ ማለት አዩ።ይቅረታ ክሃቱ ተስፋ ንገብር። ቓለ ሂወት የስማልና።
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝሓወይ አይትገደስሎም እዚኦም እዚአቶም ከመይ ገይርና ሰብ ነስሕቅ ከመይ ገይርና ላይክ ኮመንቲ ንረክብ ሳናቲም ንምእራይ እዮም
@AllApp-i1g
@AllApp-i1g 3 ай бұрын
ብሐቂ ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩኸይ ልቦና ይሀቦም❤😢😢
@goggo5414
@goggo5414 5 ай бұрын
💒✝️🙏🙏🙏አሜን አሜን አሜን 💒✝️🙏🙏
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 2 ай бұрын
ኣምን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይት የስምዐልና❤
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw 5 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ታይ እስከ ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ብጣዕሚ እዮም ዘፅሉኡኒ ምን ዝፍልጥዎ የብሎምን
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 5 ай бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት ይስመአልና መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@ALMAZETESFAZGI
@ALMAZETESFAZGI 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ
@qwerqwqwettqw8363
@qwerqwqwettqw8363 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና 👏👏👏 ሊሓቂ ሊኽተሊዋ ዊሕዳት እዮም የትገደሸሎም
@Samira-fm7gq
@Samira-fm7gq 4 ай бұрын
ብሓቃ ቂል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና😘🙏
@DebesayFrewengel
@DebesayFrewengel 4 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ይባርካ
@YoditHaileab-jk8pq
@YoditHaileab-jk8pq 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክብር መምህርና ኣዒንተ ልቦናና ይክፈተልና fetari 🤲🙏😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 5 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️ ብሓቂ ይሕዝኑካ እዞም የሕዋት ኣነስ ቅድም ይፈልጦም ኔረ ኣብ ቤተክርስትያን እዮም ቃልኪዳን ጌሮም ካልእ ይትረፍ እሞ እንታይ ገደሾም ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና 🥺🙏
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
ስልጣን ሓወይ ካለ ሂወት የስምዐልና ፡፡ ቀፂለ ብዛዕባ እዞም ዩቱበራት ግን ንገንዘብ ኢሎም ዘይገብርዎን ዘይዛረብዎን የለን ኣይትሓዘሎም ወዮ ዘይርአ ኾይኑ እምበር ብዙሕ ዩ ዘሎ ❤
@gjghgjg3983
@gjghgjg3983 5 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ❤❤ እወ ስብአይን ሰበይትን እዮም😢
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተዉዐሊ ዓይነ ልቦና ይሃበና😥
@ፍረጋልኣርኤያ
@ፍረጋልኣርኤያ 5 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ስልጣነይ
@asmeromghide2574
@asmeromghide2574 5 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 5 ай бұрын
Amen amen amen memuhrey kal huwet yesmaluna hawina
@yordanostnsae3599
@yordanostnsae3599 5 ай бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrey 🙏 egzabher amlak mstiwal yhabom btaemi eu zehzin srhom 😢
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 5 ай бұрын
*_Wellcam መምህረይ ቃለ ሰናይ የስመዐና ኣይ ክደይ እዩ ዘሎ ልቡ ዝተደፈነ ቀፅል ጥራይ ንቅድሚት ኾኾብ ናይ ተዋህደና_*
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 4 ай бұрын
ኣሜን❤️🙏🙏🙏
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 5 ай бұрын
ቃላ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓው ልቦና ይሃበና ፈጣሪ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 5 ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ መሰተወዐሊ ልቦና ይሃበና😥😥❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@xhv5054
@xhv5054 5 ай бұрын
_ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ❤_
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 5 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወትየሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡ😂 መምህረይ❤❤🎉
@AskaluHaile
@AskaluHaile 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይባርኽካ ንዓኣካኣ ካብቲ ኣትያቶ ዘላ ዓዘቅቲ መዋጽኦ ይፍጠረላ እቶም ዝላገጹ ዘለዉ ድማ እንጀረኦም ብኡ ስለዝኮነእዩ ንዕኦም ድማ ልቢ ይሃቦም
@DenyTeam-ii7su
@DenyTeam-ii7su 5 ай бұрын
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ❤ ካሙኡ እዮም ስልጣነይ ስባኣይ ሰበይቲ እዮም ። አነ ብጣዓሚ እዮም ዘናድድኒ ነይሩም ዳሓር ሳስክራይብ አልዒለ ካብ ይቲብይ አንጢረዮም ዓሪፈ 😒 ዘይተባሃለ ሃጠው ቀጠው ናበሉ እዮም ዝውዕሎ😣
@dfhf8186
@dfhf8186 5 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን💕🙏💕🥰
@suhhd
@suhhd 5 ай бұрын
እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም ክቡር መምህርና ❤❤ቃለ ህይወት ያስመዐልና🙏❤❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖💖💚💚
@HelenHelen-v2o
@HelenHelen-v2o 5 ай бұрын
ከምናይ ለንዘበን ልብና ኣይበሰለን ናበይ ኢና ንከዶ ሰብ ምጽላም ምልጋጽ ጸርፊ ቅትለት ኦ ፈጣሪ ምሕረት ኣውርድ
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ 4 ай бұрын
ልቦና ዳአም ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ በርቲዕ አምላከ ቅዱሳን ይሓግዚካ❤
@fdg761
@fdg761 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ስልጣን ሓወይ ይቅር ንስኻስ ኣነ እውን እቶም ደረፍቲ ኣይፈልጦምንዋ ኣይትገደሰሎም ❤❤❤
@ሶሊጋልሱዳን
@ሶሊጋልሱዳን 4 ай бұрын
ኣይትገደሰሎም ስልጣን ሓውና መብልዒ አዮም ሓሲቦሞ ግን ደሓን ኣጅካ ጥራይ 🎉🎉🎉🎉🎉
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓና መምህረይ ሰይጣን አብ ርእሶም ኣሎ ደርፊ ዝሰምዕ ክርስትያን ካብ ሰይጣን ዝፈሊ የብሉን🙏❤ልገርም ነገር ብተኽሊል ተመርዐዮም ሰብ ሓዳር እዮም ግን አደብ ስነ ስርዓት የብሉምን ከምዚ ምስ ግዜ ዝተጸለሉ እዮም ከምዚ እናበልካ ድኣ ገስጸና መምህረይ መዓረይ 🙏❤
@salamassalama1671
@salamassalama1671 5 ай бұрын
እንዕዃዕ ብድሓን መጸካ ክቡር መምህየና ቃል ሂወት የስመዐልና 👏🥀🌿
@Fqridngel
@Fqridngel 5 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ
/ ስብከተ ወንጌል / መፍትሒኡ እዚ ኢዩ!
39:26
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 10 МЛН
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 141 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
ክሕደትን ድፍረትን ዝተሓወሶ ቃል
17:28
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.
መልሲ ንሕቶታትኩም
25:49
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 12 М.
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 10 МЛН