KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
"ሃገረ ስብከትና ኣብ ቤት ፍርዲ" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ገብረሚካኤል
58:02
'' ስጋ ኣድጊ ይብላዕ ድዩ ? (ሰባብ ሕቶ እግረናው ሜድያ ) ናይ ስጋ ኣድጊ ፖለቲካ ኣብ ኦ/ተ ቤ/ክ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
22:55
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Мама у нас строгая
00:20
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
00:44
|ኣብ ልዕሊ ብጹእ ኣቦና ዝወርድ ዘሎ ግፍዒን ክሲን "| ኣቦይ ቀሺ ገብረሚካኤል ግን እንተይ ወሪድኩም፧|ብቐሺ በረከት ቅዱስ።
Рет қаралды 5,384
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 15 М.
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Күн бұрын
Пікірлер: 66
@TesfahalemWoldegabriel
5 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ኣሎ ከሰስቲ ብዝጠፍኣ ኣባጊዕ ደመን ካብኦም ክደልዮ ምኮኑ ርግጸኛ ኤ ኣምላክ ጽላሉ የንብረሎም ነቦታትና 💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@peace-x9s
Күн бұрын
ብጹአን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም ፈጣሪ ተወሰክቲ ጳጳሳት እንተትሸየሙልና ምሐሸ በሀላይ እየ
@samueltmrtu3530
23 сағат бұрын
ቀሺ በረኸት ወደይ ኣገልግሎትካ ይባርኽ።
@MICHAELTEKLEHAIMANOTTEAME
2 күн бұрын
እግዚኣብሐር ይመስገን ንኸማኹም ኣገልጉለትም ብሓቕን ብንጽሕናን ዝመርሑን ዝምሩሑን ዝሓበና❤❤❤❤❤
@meksebtesfamaryam8232
2 күн бұрын
Amen 🙏 kalehiwet yesmealna
@mdresemarya
2 күн бұрын
ኣሜን ኣቦይ ቀሺ በረኸት ጽቡቕ ስራሕ
@teklutadese5094
9 сағат бұрын
ምድንጋር ነውሪ ስጊብምዓስ ምድንጋራ ስለ ቸፈለጥከም ጸላዕላዕ እልክም እብኣር
@zeresenaytekle
Сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉💙💙🎉🎉💙💙🎉🎉
@LemlemRezene-p9w
2 күн бұрын
Gzabher mhert ywrdelna Gzabher negebari.kufu.kea.gzeabiher.yefedyo❤❤❤
@hiwetabraha1876
2 күн бұрын
Amen Amen Amen❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@samueltmrtu3530
23 сағат бұрын
ኣቦና ኣብ ከቢድ ፈተና ናይ ኢኮኖሚ ከምዘጋጥሞም ዘሎ ንሕሰብ፡ምንም ብዛዕቢኦም ኣመት ኪንገብር ኣሎና
@Mengstab-b3c
2 күн бұрын
እዚ መርገም እዩ ኣብ ታሪኽ ውን ክስነድ ኣብ መጽሓፍቲ ክሰፍር ዘለዎ እዩ ነቦና እንጦንዮስ ኣብ ኡሱር ቤት ቀቲላ ነቶም ዝተረፉ ከኣ እግሪ እግሮም መጺያ ከተሳዶም ዝግርም እዩ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃቦም።
@Zafu-r6z
23 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
@geretesfay7898
2 күн бұрын
Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ኀ9ሰ
3 сағат бұрын
Nzmenfeqe papas dea meemen wn kwgzo kemzkel do aytfeltun ekum
@mesiking-mf2xi
2 күн бұрын
Amlak ykre ybelelna zkon hagez mes zdelyu gen naytebeka knhgz bakmuna entekone kab ntebeka genzeb mkfal lbi ygberu eto kesesti
@yossiefmer733
2 күн бұрын
Kibri yehabkum aboy keshi❤❤❤
@mulyegebar8461
2 күн бұрын
ተባዕ ካህን ኢኹም እሞ፡ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡
@JohnHagos-zz5hv
18 сағат бұрын
Abi zereba eu kal hi wet ysmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semeresibhatu8691
13 сағат бұрын
“ከም ፍቓድ እግዚኣብሄር” … ኢልካ ዝደለኻዮ ምዝራብሲ ቅኑዕ ዶ ኾን ይኸውን?
@rigatasfaha2294
2 күн бұрын
❤️❤️❤️
@SimonGebramariam
2 күн бұрын
kele hiwet yesmelna kbrat abotatna
@teclezghighebray3553
2 күн бұрын
Abune antonios mesheketi u egziabiher alewom ny nebsina nigber
@yosiefkiros7104
2 күн бұрын
እንታይ ማለት ኢዩኸ መሸቀጢ ስራሕ ካህን እንታይ ዲዩ ንዝበደለ ዓገብ ንዝተበደለ ጸግዒ ምኻንዶኸ ኣይኮነን? ዕብ 13፡3 ንኡሱራት ከም መተኣስርርቶም ኮንኩም መከራ ንዝጸግቡ ዘለዉ ድማ ስጋኹም ኣብቲ ናቶም ጌርኩም ዘክርዎምዶኸ ኣይኮነን? እዚ ንነብሰይ ኡጥዓመኒ መንግስቲ ኣምላኽ ኣየእቱን ኢዩ ብኣምላኽ ውን ፍንፉን ባህሪዩ ንብጻይካ ከም ነብስኻ ክትርእዮ ኣምላኻዊ ቃል ኢዩ።
@ruthbfser1052
Күн бұрын
@@teclezghighebray3553 ናይ በሓቒ መስኪናይ ድቃስ ከሊኦሞም እኮ ግምጺ ን ዓና እያ ትፈልጥ ን ኤርትራ ወጊዛታ እያ ካብ ኣሓት ቤተክርስትያን ይብሉና ኔሮም ሓቂ መሲሉና ተረኣካ ን ባዕሎም እዮም ዘይፍለጡ ፖፕ ቴድሮስ ኣስመራ መጺኦም ተመለሱ ናብ ቅዱስ ሲኖዶስ እዮም ዚበልኪም ቃላ መጠይቅ ሰሚዕናዮ ገሪሙና
@girmay0547
2 күн бұрын
Amlak xegakum yebzahayo
@habtuokba2170
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habenamanuel4304
2 күн бұрын
እህም የሕዝን😢
@shisaytekle4094
2 күн бұрын
መጀመርያ ክቡር ኣቦይ ቀሺ ቅዱስ/ ከምዚ ኢልኩም ንሓቂ ከምቲ ክርስቶስ ስብሎ: ዝሬኤናዮ ንዛረብ: ዝሰማዕናዮ ድማ ንዛረብ ወይ ንምስክር ዝበሎ: ንስኹም ውን? ንሓቂ ክትምስክሩን ንህዝብኹም ውን ክትነግሩ ዘብቅዓኩም/ ካብዚ ዝበልጽ ጸጋን መስዋእትነት ሓቂ ክትክፍሉ ዝፈቐደልኩም: ደጊመ ክብርን ስብኃትን ይኹኖ ንመድሃኔ ኣለም ኣቦና። ዝነኣድን ዝስማዕን ንእግዚኣብሄር ውን: ደስ ዘብል መልእኽቲ ኢኹም የሕሊፍኩም: እሞ እግዚኣብኄር ይባርኽኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ሰኣን ከምዚ ጌርካ ምስ ሓቀኛታት ኣቦታት ደው ዘይምባል እዩ መፍቶ ዲያብሎስ ዝኸውን ዘሎ ህዝብና። ነቦና ቀሺ ገብረ ሚካኤል: ቀሺ ዮውሃንስ ውን: እግዚኣብኄር ነዊሕ ዕድመን ጸጋን የሃቦም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@rigatasfaha2294
2 күн бұрын
ኣብምልሕኣልም ዘልው ኦርትበክስ 1 ክኑ ፍቅር ግበሩ ተሳምምዑ ንኽልና ሰላምክልወና ሰይትታን khhabm cabananaigzabher ክኸውን ምሳና fikri ይሃበና ንኽልና አሜን
@zaydteklemariyam279
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berhaneftwi468
2 күн бұрын
አንታይ አሙ ናይ ዘመና ካህናት ገለኩም ትሃዲሳ ገለም ድግፍቲ ገሊኪም ተቃውምቲ ኳንኩም ንህዝቢ ትጻወትሉ አለኩም ብሕቂ ብፍላይ ትህዲሳ ሕጂ ውን ትጋግዩ ኢኩም ዘለኩም
@ermiastesf7298
2 сағат бұрын
ውጉዝ ገብረሚካኤል ብኸመዩ ቆሞስ ኮይኖም? ዝወለዱን ዝዘመዱ ውጉዝዝ ካህን ክንሶም ብኸመይ ቆሞስ ትብልዎም አለኹም?
@ዕቅበተእምነትዘኦርቶዶክስ
Күн бұрын
ርእስኻ ከይፈለጥካ ስለ ሰብ ዘይትፈልጦ ወይ እናፈለጥካ ንዓይንኻ ብጨው ሓጺብካ ካብ ምዝራብ ዝኸፍእ የልቦን።ምእንትዚ ዘይኮነ ምድንጋር ኣይትግበር።
@zarahiwet1
Күн бұрын
ይቱበራት ቀሸሽቲ ተጸሊልኩም ፡ ክርኣየልኩም ዘየለ ኣርእስቲ ትገብሩ ፡ተሃዱሶ ርጉማት ሰብ ንምስሓብ ታይ ዘይትገብሩ። ወስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ፡ ወለስቀሉ ክቡር። ኣሜን
@girmay0547
Күн бұрын
@@zarahiwet1 delyetka kxerfu ktsbe mxnahka ygermeni gn amlak ykre ybelelka zhawey
@selteneyohannes6469
19 сағат бұрын
Hadish amani ika tmesl, Tetsarifka sbhat leagziabhier aybehaln iyu
@YordanosT-q4n
2 күн бұрын
Ezgio mahrana eyu zbl😢😢😢😢
@megedibrhan8849
2 күн бұрын
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና ኣቦና! ስለቲ ወትሩ ተጊህኩም ወንጌል ትምግቡና ዘለኹም ብዙሕ አመስግነኩም❤።
@fishatemesgen1739
2 күн бұрын
ልብኻ ዝሰብር ፍጻመ እዩ 😢
@Biniam-ek5kh
Күн бұрын
እንታይ ክንፈልጠሉ ከልቢ
@rahaserehase1097
2 күн бұрын
Ezgyo meharena
@teclezghighebray3553
2 күн бұрын
Adey maryam eta kidste kudusan dingil bisga dingil bihlna Tinti abesa alewa zibel menafq eu felali betekrstyan
@yosiefkiros7104
2 күн бұрын
ክላ ክብሃል ሰሚዕኻ ኣብዘይትፈልጦ ኣይትሃውትት። ኣቦታትካ ብዓል ኣቡነ ሉቃስ ናብ ግብጺ ክመላለሱ ዝውዕሉ ዘለዉ ንኽባረኹ ዶ ኣይኮኑን ግብጺውን ጥንተኣብሶ ኔርዋዮም እኮ ዝብሉ ስቅ ኢልካ ኣብዚ ፖሎቲካኻ ኣይትንዛሕ ዝሰምዓኩም የለን ደጊም ።
@FkroyKidane
Күн бұрын
z@@yosiefkiros7104 ንስኻ ኸ ኣለዋ ኢልካ ትኣምን ዶ ፧
@selteneyohannes6469
19 сағат бұрын
Hahaha mshikinay
@yohanatedros1725
Күн бұрын
ኣባ መቃርዮስ እኮ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ እዮም ዝብሉ ከመይ ጌርኩም ኣቦና ትብሉ እዚ ናይ ቤተክርስትያና ትምርቲ ኣይኮነን ሕዝቢ ንቃሕ ሱቅ ኢልና ከም በጊዕ ኣይንጎተት
@ርስቲኣቦታተይኣሓድግን
23 сағат бұрын
ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ መናፍቅ እንተ ኾይኖም ናይ ሴናዶስ ግብጺ ዉን መናፍቅ እዮም ማሌት ድዩ?
@SimonGebramariam
2 күн бұрын
Nay behaki lbena tekfna ezi hbena entay ykewn alo
@ruthbfser1052
2 күн бұрын
ኣብ ቤተክርስትያ ናይ መናፍው ምርዝሙር ትዝምሩ እንዲኩም ከመይ ጌርኩም ቤተክርስትያን ከይትፍለ ጽዕርና ትብሉና ኩሉ ቪድዮ ኣሎ ናትኩም ኣቦና ይኣክለኩም ስደትና ይኣልለና ኣይተናውጹና ሓቂ ተለኩም ብ ጸሎት ምስ እግዚኣብሄር ተዘራረቡ
@yosiefkiros7104
2 күн бұрын
ተኺኢልኪ ነቶም በስላማይ ጌሮም ዳሜራ መስቀል ዝውልዑ ፡በስላማይ መመረቅታ ቤተክርስትያን ዝኸፍቱ፡ ኣስላማይ መስትያንትና ዝብሉ፡ በስላማይ አዳማትና ዘድፈሩ፡ ኣቦታትኪ ኮምኡ በልዮም ኦኬ?
@ruthbfser1052
2 күн бұрын
ተከባቢርካ ብ ሓድነት ምንባር ጸገም የብሉን ኣብ ቤት መቅደስ ኣይኣተዉን በዓል ኣባ መቃርዮስ ግን መናፍቃን ኣብ ውሽጢ ቤት ክርስትያን ዶ ኣይኮኑን ዘፍቀዱሎም ቀሺ ተሃድሶ ናትኩም ዶ ኣይኮነን ን ኣብራር ዑስማን ኣብ ቤተክርስትያን ዓዲሙ ኣድናቂካ እየ ዚበሎ ን መን ኢኩም ብጹኣት ኮንኩም ክትቀርቡ ትፍትኑ ጉድለትኩም ኣርሙ ቅድም ድሕሪኡ ኣብ ቤተክርስትያን ዘሎ ጉድለት ክትዛረቡ ተፈንጪልካ ኣይኮነ ሽግርጃ ዝፍታሕ ኣብ ሓደ ኮንካ ሰንሰለት ሓዋርያዊት ቤውተክርስትያን ከይበተክካ ዘሎ ናይ ምሕደራ ጉድለት ድዩ ዋላ ካሊእ ብ ሓደ ኮንካ እዩ ዚፍታሕ መምስወጻካ ዓዘፍዘፍ ኣይኮነን ክርስትያን ስጋብ ሞት እሙን ኪከውን ኣለዎ ኢሎም እዮም ዚሰብኩልና እንታይ ኮይኖም ወጺኦም ካብ ኤርትራ ኣቦይ ቀሺ ምስ ተፈለጡ ናይ ተሃድሶ ምንቅስቃሶም ኣብ ደገ ኮይኖም ነዚ ህዝቢ ሕማም ርእሲ ኮይኖሞ ኣለዉ እግዚኣብሄር ን ኩልና ምሕረት የውርደልና ናብ ልቦም ይምለሶም @@yosiefkiros7104
@girmay0547
Күн бұрын
@@ruthbfser1052 zerebeom eko ms amlak ayu eti hzbna kea ysmeayayo msana xelot gberu eyom zbelu mezmur negziabhier eyom zemirom qal egziabhier ayu nenbib knanbib
@ruthbfser1052
Күн бұрын
@@girmay0547 ነናትና ኣሎና ኣብ ናቶም ኬድና ን ዚምርዶ ን ሕና ኣይነበረን እዞም ተሃድሶ ከምበዓል ኣቦና ግንሓዋዊሶሞ ስለምታይ ደኣ ኣብ ዳሜራ ሙስሊም ባሪኩ አልኩም ትዛረቡ ኣብ ቤተክርስትያን መናፍቅ እንዳዘመሩ ምሳኩም ግርም እባ መመሪጽካ ጸለመ ቅድም ብ ቅዱስ ሲኖዶስ ተመለሱ ደሓር ዘሎ ጉድለት ክትእርሙ
@YehdegoTerhasGebrhwet
21 сағат бұрын
Anes ferihe ezugzea nebey gexu eyu zkeyd zelo ogzabiher aboy menfeska lakelena 💔💔💔💔
@azmeratuccu9108
2 күн бұрын
አንጻር ተዋህዶ ዝተመልመለት ሕብእቲ ሸልፊ ናይ ጾርናን ሰንዓፈን ጉጂለ ትግራይን ምካንኩም ኩሉ ፈሊጥኩም ኢዩ ዝታለል ሰብ ደጊም የሎን
@tiamirkidane7715
Күн бұрын
እዋይ ሕስረት ኣንታ ንስኻኸ ከመይ ጌርካኢኻ ተዋህዶ ክትከዉን ትኽእል ዓዲ ክስቶ ዓዲ ክስቶ ኢልካ እንዳ ፈላለኻ
@gudarkarlek.2650
Күн бұрын
ካብ ናይ ኣስመራ ሲኖዳ ደኣ ናይ ጸሮና ናይ ሰንዓፈ ኣደቀይሕ ሰገነይቲ ይሕሸና፡ ኢዋእኩም ድኣ ሃይማኖትን ፖሎቲካን ሃገራውነትን ምፍላይ ኣቢኩም ዘሎ ሰብ ክፋቀር ኣይትፈትዉ ሰብ ኣብ ሃይማኖት ክጸንዕ ዘይትፈትው ምእሳር፡ምውጋዝ ፡ምስዳድ ዝኣመልኩም ህዝቢ ናብ ምንፍቅና እንዳ ከደ ዘይግድሰኩም ነቶም ኣብ እምነቶም ዝጸንዑ ከተሳድዱ ትውዕሉ ቢሂወት ከለና ኣብዛ ዓለም ኣምላክ ዝፈትዎ ሰብ ዝፈትዎ ጌርና ምሕላፍ ይሕሸና ❤❤❤
@samidew5092
Күн бұрын
እዋእ ገለ ክትዛረቡ ኢኩም ሃይማኖትን ዓድን እንታይ ዘተሓሕዝ ኣለዎ።
@gudarkarlek.2650
23 сағат бұрын
@@samidew5092 ኣዛሪቦም የዛርቡና ኣለው እንታይ ሞ ክንብል ስብከቶም ስለዝኾነ ንሶም ሊዕለና ተሓለቅቲ ሃይማኖት ክመስሉ ኣገልገልቲ ዝዓቅሞም ይጽዕሩ ኣለው ምእመናን ከኣ ተሲእኩም ንዕርቂ ጽዓሩ።
@muluemeles7201
21 сағат бұрын
❤❤❤❤
@hhkk5680
8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
58:02
"ሃገረ ስብከትና ኣብ ቤት ፍርዲ" ቃለ ምልልስ ምስ ቆሞስ ገብረሚካኤል
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 9 М.
22:55
'' ስጋ ኣድጊ ይብላዕ ድዩ ? (ሰባብ ሕቶ እግረናው ሜድያ ) ናይ ስጋ ኣድጊ ፖለቲካ ኣብ ኦ/ተ ቤ/ክ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 14 М.
00:33
Car Bubble vs Lamborghini
Stokes Twins
Рет қаралды 44 МЛН
00:20
Мама у нас строгая
VAVAN
Рет қаралды 7 МЛН
00:25
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
INNA SERG
Рет қаралды 3,9 МЛН
00:44
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
Crafty Buddy
Рет қаралды 47 МЛН
1:02:17
ERIPM | ሕብእቲ ሰልፊ፡ መሳርሒት ናይ ኢሰያስ እያ ነይራ| ዝንቡል ተባሂለ፣ ኣባል ሰልፊ ክኸውን ኣይበቃዕኩን።Part 4
ERIPM
Рет қаралды 2,6 М.
18:51
ባንክታት ክትፈልጦ ዘይደልያኻ ምስጢር
Aklilu H.michael
Рет қаралды 6 М.
23:22
ትምህርቲ፤ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ዲያቆን ኣስምላሽ (preview)
NatanimTewahedo
Рет қаралды 92 М.
29:11
|ሲኖዶስ ኣስመራ ዘይሕጋዊ 6ይ ፓትርያርክ|ንቤተክርስቲያን ናብ ዝገደደ ምፍልላይ ዝወስድ| ኦ ህዝበይ ንቓሕ!|ብቐሺ በረከት ቅዱስ።
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 1,2 М.
51:02
Senay Zemen| ቃለ-ምሕተት ምስ ሚኪኤል ገብርሂወት ኣብ ህሉው ኲነታት ብሩህ መጻኢ
Senay Zemen (ሰናይ ዘመን)
Рет қаралды 9 М.
55:01
ገዳማውያን ደብረ ቢዘን ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ
Tewahdo zebeaman
Рет қаралды 365
43:49
ዶክተሮቹን ሚስቴን አዋልዱልኝ ብዬ ለመንኳቸው! ልጅህ ከመሞቷ በፊት እያት ስባል አትሞትም አልኩኝ@shegerinfo Ethiopia | Meseret Bezu
SHEGER INFO
Рет қаралды 14 М.
17:51
ሂወተይ ብኸመይ ከም ዝመርሓ ከካፍለኩም I ካባይ ክትመሃርዎ እትኽእሉ ነገራት
Aklilu H.michael
Рет қаралды 29 М.
21:59
መልእክቲ ጽንዓት ካብ ጆን ብላክ ተቀበሉ፡ እቲ ሕቡእ ናይ ጽልኢ መምህር ( ሰለሙን ድራር)#eritrea#habesha#ethiopianews#eritreanmusic
YEMANE INFO MEDIA
Рет қаралды 10 М.
15:12
ስለ ምንታይ ቆሞስ ተብሂልካ፧" ሕቶን መልሲን ምስ ቆሞስ ገብረሚካኤል ቀሺ ዮሓንስ
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 5 М.
00:33
Car Bubble vs Lamborghini
Stokes Twins
Рет қаралды 44 МЛН