Abeba Haile - Ghize - Eritrean Music (Official Music Video)

  Рет қаралды 495,047

Abeba Haile

Abeba Haile

Күн бұрын

Eritrean Music : Official music video for Abeba Haile's 2008 song Ghize.
Composer/Songwriter: Abeba Haile
©℗ 2008 Erab Productions. All rights reserved.
Copyright: Erab Productions / Abeba Haile

Пікірлер: 1 200
@AbebaHaile
@AbebaHaile 4 жыл бұрын
የቐንየለይ ኣሕዋት። ደገፍኩም ኣይፈለየኒ። አኣብ ዘለኽሞ ድማ እግዝኣብሔር ይሓልኹም።
@thankyou1442
@thankyou1442 4 жыл бұрын
Amen abeba nay kulu eritrawi 🍓🇪🇷
@TeklweiniEyob
@TeklweiniEyob 4 жыл бұрын
ኣሜን ማማ ኣበባ ንኹልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበና
@zerisenayokbagaber1823
@zerisenayokbagaber1823 4 жыл бұрын
Amen Abuch sweet Ab kulu Jgna
@eyobkifle4461
@eyobkifle4461 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣቡቺ ጎይታ ጥበብ ባሕሪ ውቅያኖስ ናይ በሓቂ እዝግዮ ዘድልዮ ግዜ
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 4 жыл бұрын
Abuch shkor ade tebeb ademen teanan yehabki fetari
@eristrongwomen9947
@eristrongwomen9947 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ አቲ ሕማቅ ግዜ ንሕና ኤሪትራዊያን ይሕልፍናዮ ኢና ኣብ ዓለም ዝተከልከለ ብላስቲክ ናባል ክነዲድ ኮሎና ግዜና ኣየነበረን ሕጂ ግን ንዓና ግዜና አዩ ኣስላምና ክርስትያትና 2024 ::
@ይኣክልላይክምልማን
@ይኣክልላይክምልማን 4 жыл бұрын
*ካብ Corona ኪዳነ ምህረት ትሓልኩም welle Come ኣቡ*
@wedigurum4034
@wedigurum4034 4 жыл бұрын
Wawwwwww btami messs eza geza tkayedd darfi
@kabherhabtom5584
@kabherhabtom5584 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@zeart7670trhzs
@zeart7670trhzs 4 жыл бұрын
ኡይይይይይይይ እታ ዝፈትዋ ደርፊ ብ ክሊፕ መጺክኒ ኣበባ ሃይለ ኣብ ልበይ ሰፈርኪ፡ ኣብ ልበይ ሰፈርኪ፡ኣብ ልበይ ሰፈርኪ የቀንየልና።
@meseretggxxlove639
@meseretggxxlove639 4 жыл бұрын
አበባ ሃይሌ በጣም ነው ምወዳት ወደ የኤርትራ ወንድም እህቶቼ እግዛብሄር ከናተ ጋር ይሁን
@genetakilas7098
@genetakilas7098 4 жыл бұрын
Abro yuhun 🙏yene kongo ❤
@yerdanos1180
@yerdanos1180 4 жыл бұрын
Thank you sweetie we love too we have to pray for this dangerous virus spreading all over the world god to wipe out
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 4 жыл бұрын
የቐንየለይ ኣበባ ሃይለ ክብርቲ ሓፍትና ። እዝግዮ እዝግዮ እዝግዮ ኢዩ ዝብል እዚ እዋን ፍረደኒ ዳኒየኒ ግዚየ ዳኔኒ ፍረደኒ ግዚየ ንግዜ ከ ግዜ የድልዮ ዲዩ ንግዜ ከ ግዜ ይጽበ ዲዩ ፍቅሪ ዝደሊ 'ምበር ሰንቢዱ ስራሕ ሸይጣውንቲ አንሻዓ ገዲዱ ምጾኦታት ኣኪሉ ድዩ ዘይትብሉ ዓበይቲ ስዓታት ኣኪሉ ዘይትብሉ ተረኽቲ ኩሉ 'ምበር መጺዩ በብሓንቲ ዉሉድ ምስ ወላዲ ይውዕል ቤት ፍርዲ ግዜ ግዜ .…ግዜ እወይ ግዜ ፍቅሪ ክንዲ ዝበልኩ ቅሳነት ክንዲ ዝበልኩ...
@ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ
@ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ 4 жыл бұрын
ኣበባ ግርማ ኤርትራ፡ ንጥበብ ገና ከሎኺ ብንእስነትኪ ኣስተማቒርኪ ንዓና ከም እነስተማቕር ገይርኪና። ኣብ 1996/97ታት ኣስተማቕርናዮ ደርፊታትኪ። ዕድመን ጥዕናን ጸጋን ይሃብኪ ልዑል እ/ሔር ኣምላኽ። “ስም ርኢኻ ገምግም፡ ቓላት ኣንቢብካ ፈግም!"።
@samueltekeste2508
@samueltekeste2508 4 жыл бұрын
ኣየ እወ ግዜ ኣብ ስደት ይኒብረና ኣሎ እሞ ኤርትራዊያት ስደትና የሕጽሮ የሕዋተይ ጸሎት ከኣ ንጊበር ብቢዘለናዮ ማማ ኣበባ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሲራሕ
@metkelwiango9737
@metkelwiango9737 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@samiasfah9219
@samiasfah9219 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@samueltekeste2508
@samueltekeste2508 4 жыл бұрын
@Haile Aron English ኣይፈልጢን እየ ትግርኛ ጸሓፍ
@ibuasli3488
@ibuasli3488 4 жыл бұрын
@@samueltekeste2508 mama aytibela yibleka alo kkkkkk
@samueltekeste2508
@samueltekeste2508 4 жыл бұрын
@@ibuasli3488 ዓባይ ሰበቲ እያ እኮ
@HanietayEntertainmentOfficial
@HanietayEntertainmentOfficial 4 жыл бұрын
ክብርቲ ኣበባ ሓፍትና ቦቕባቕ ራህራህ ዓባይ ሰብ እንዲኺ ጽቡቕ ስራሕ ሒዝክልና መጺኺ ናይ ብሓቂ "እዝግዮ "ዘድልዮ እዋን'ዩ ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና። ንዓኺ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፨፨፨
@merhawiberhane9651
@merhawiberhane9651 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯 i love love you abeba shikor
@shabaykiros765
@shabaykiros765 4 жыл бұрын
Abi shikor kulu srahatki btami xubuk eu. Dhiri nahatki derfi antay ena knsema edie yetahasasbeni eu zelo🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ 4 жыл бұрын
ጅግና ኤርትራዊት ኣበባ ሃይለ ኣድመን ጥዕናን ይሃብኪ our hero our queen, live forever ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ከማኪ ጌረ ዝድንቆ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ኤረ የለን፡ ን ንዓይ ጸሓይ ኮከብ ኩሉ ኢኪ። ሓንቲ ማዓልቲ ሓቂፈ ዝስዕመልኪ ትህሉ ዶ ኮን l love you so much
@tesfabrhanokbagabir3716
@tesfabrhanokbagabir3716 4 жыл бұрын
Ezgiooooo zebl ewanu hakki eweeeeeeeeeee
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ 4 жыл бұрын
@@tesfabrhanokbagabir3716 ሓቢቢ ጸሎት ብ ኮመንት ዲካ ትገብር ብዝኮነ ካብዚ ወሪድና ዘሎ ሕማቅ ግዝየ ይሰውረና። ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እምበር ካብ ሰብስ ተኣፋ የለን።
@tesfabrhanokbagabir3716
@tesfabrhanokbagabir3716 4 жыл бұрын
@@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ nay behaki kabzi weridna zelo ysewrena Amlak. Nkulatna abzezelenayo edmen tenan yehabna amlak.
@knowledgeispower1502
@knowledgeispower1502 4 жыл бұрын
Ala hanti malti
@weredeyigzaw1670
@weredeyigzaw1670 4 жыл бұрын
በሓቂ ኣበባ ሃይለ ኣልማዝ ዝኾነ ቃናኺ ነዛ ሃገርና ጉልባብ ድፉዕ ሃገር ቀጽልዮ ኣይ ሰልችውክ ሃገር ማለት ጥራሕ ብብረት ኣይኮነን ደው ዝብል ብኹሉ ሸነኽ ኢዩ ብዜማ ብዕጥቅ ብካድር ዝተመልመለ ዝሰልጠን ህዝቢ ክህልወካ ማዓርን ጠስሚን ይኾዉን ይቀዱ ወይ ይሳማማዕ ወይ ይምዕርግ ሃገር ብዜጋታታ ትመዉቅ ሰላም ይሰፍን ኣበብኖ
@Eritrea91245
@Eritrea91245 4 жыл бұрын
እዝግዮዮዮዮ እዝግዮዮዮዮ እዝግዮዮዮ እዝግዮ ዩ ዘብል ዚ እዋን እዝግዮ በል ነዛ ኮመንት ተንብብ ኩልካ ኤርትራዊ ኒ ኣቡቺ ሰላምን ብክጽግናን ናተመነኩም። ኣብ በብሲ ወከፍ ልቢ ፍርሓት ኣምላኽን ኣላህን ናተማላለሰ ብሕልና ህዝብናን ሃገርናን ዓለምናንን ዚሕማም ከም ጻዕዳማይ ኪዩ ሓሙኹሽቲ ክክቅየረልና እዝግዮ እዝግዮ እዝግዮ ዎ ፈጣሪ ምሕረትካ ሃብ።
@helenkahsai1824
@helenkahsai1824 4 жыл бұрын
Selam yhabena abeba haftna
@abel8236
@abel8236 4 жыл бұрын
Deqi Erey kab corona yhalkum fetari n’ hagrnan hzbnan amlake ybarklna Edu ynbrlena ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@angomenmen3407
@angomenmen3407 4 жыл бұрын
ክብርቲ ስነትበባዊት ኣበባ ሃይለ ናይ ብሃቂ ግዘ ኩሉ ኢርትራዊ ስበ ጊዘ ተላማት ኣብ ስደት ከርተት ክንብል ፈሪዶምና አንታይ ክንገብር አልክና አኪ አቲ ተኡም ድምጽኪ ሰሜኦም ምስ ግዜ ይታረኩና አቲ ኩሉ ዝከል ፈታሪ ከኣ ምህረቱ የውርደልና ነቲ ኩሉ ፋህ አሉ ከርተት ዝብል ዘሎ ኤርትራዊ ኣብ ህገርና ኣካክቦ ይፍተረልና ።
@ftwihadish1883
@ftwihadish1883 2 жыл бұрын
Ajokum deqi erey kerbu u kwegih sdet gezyawi ember nebari aykonen .abushey kani btami gezyawit derfi amlak ab zelekiyo selamki yebzhayo 🙏🙏🙏
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ኣሰይይ እመኑ ኣይ ትእመኑ ምስ እዚ ናይ ኮሮና ቅድሚ ሰለስተ ማዓልቲ ይኸዉን ነዛ ደርፊ ግዜ ትብል ዳዉለድ ገረያ ቀንየ ሱቕ ኢለ ይሰምዓ 👉ኣበባ ሃይለ ሓየት ዉላድ ሰዉራ ኣጆኹም ኣጆና ኣብ ጎንኹም ኣለና። ን ሃገርና ካብዚ ሕማም ይሓልዋ ፈጣሪ🙏።
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ውላድ ሃይለ እንበር ውላድ ሰውራ ኣይኮነትን ደናቁር።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
@@Amanuel.Kidane12345 ከምዚ ዘይ ከማኻ ታሪኽ ስለ ደይ ብልካ በን ክስቆረካ ክክክክ 👉 ኣበባ ሃይለ ጅግና💪 ተጋዳሊት ደኺመ ከይ በለት ኣብርየኒ ከይ በለትካ ከም በዓል ከማኻ መልመጽቲ ተረፍ ወያነ ብ እምኒ ኢድ ኦሮሞ ጡፉኡ ደኣ ሩጉማት ዘርኢ ደቓሉ ዓጋመ በላዕቲ ኩዑንቲ ክክክክ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ስቅ እስከ በል ውላድ ሃይለ እንበር ውላድ ሰውራ ከማን ኣይኮነት ሕጂ ውን።እቲ ትብሎ ዘለካ ናትካን ናይ ኣቦካን ኢዩ።እንበር ንሕና ደኣ ሰውራ ኣብ ኢኣላ ዝተከልና ጀጋኑ እንዲና ዓሌትና ምሉእ።
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
@@Amanuel.Kidane12345 ክክክክ ሓሳድ ታሪኽ ሰለ ደይ ብልኩም ምስድራኹ በላዕቲ ሰርናይ ንህዝብና የሕሊፍኩም ተቕትልዎም ነርኩም ጌና ደም ኣለና ምሳኹም። ኣበባ ሃይለ ከኣ ን በላዕቲ ምልሻ ስርና ቀቲላትኩም ኢያ ኣብዚ ደረጃ በጺሓ ምስ ህዝባ ዉድባ ደዉ ኢላ ትነብር ኣላ ✊ህግደፍ💪ወይ👈ሞት!!✊።
@tamazightsoussmaroc1541
@tamazightsoussmaroc1541 4 жыл бұрын
am from morocco.i like the eritean music .it's amazing song.and eritrean people are good people.my culture is "souss tachlhit".our culture is similar to yours in some things.especially in the rythm of music.
@edenrobel9939
@edenrobel9939 4 жыл бұрын
Tamazight souss maroc same here we love you too
@bereketweldeselasie2083
@bereketweldeselasie2083 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ክንድዚ ኢየ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ክብርቲ ሓብተይ ንድምጺ ዘረባ ክህበኪ ኣይደልይን ኢየ በቃ ካናሪ ኢየ ዝብሎ ኣነ
@fiimon554
@fiimon554 4 жыл бұрын
ኣየወ አዚ ወያል ግዜ ኣሕ ኣምላክ ኢዱ የንብረልና ኣብ ዘዘለናዮ የሕዋተይ
@asmoromhabtom1763
@asmoromhabtom1763 4 жыл бұрын
FIŁI MÕŇ weyal seb kem hgdef ember weyal gzie yelen. Eten ab mebale zelewa hagerat abey gzie dyen zelewa
@fiimon554
@fiimon554 4 жыл бұрын
@@asmoromhabtom1763 ኮታስ ኩሉ አዩ ኣትርአዮን ዲካ ዘለካ ምክሕሓድ ዝበዘሖ ግዚ በጺሕና
@sebkreta9397
@sebkreta9397 4 жыл бұрын
Amen 3
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
Amen 3
@ሰላምእዩድሌተይ
@ሰላምእዩድሌተይ 4 жыл бұрын
Deki sebat ena weyalat gize anihna ena keyrnayo
@ሓቡወዲኤረይ
@ሓቡወዲኤረይ 4 жыл бұрын
ኣበባ ሃይለ ቃላት የብለይን ንዓኺ ዝኸውን በቃ "ብልጽቲ" ኢኺ።
@rabigh1236
@rabigh1236 4 жыл бұрын
መን ከም አበባ ሀይለ አደ ዜማን ግትምን እድመን ትእናን ዕወትን ይሀብኪ
@efremmebrahtom6238
@efremmebrahtom6238 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ውሉድ ምስ ወላዲኡ ብናፍቆት ዝሳቀየሉ ግዜ ናይ ሕሱራት መረሕቲ መጺዩ ዓድናን መሪትናን ስድራናን ንቀብረሎም ዘይንኽእለሉ ጨካን መራሒ ፈጢሩልና ኣምላኽ ኣሕ ነዚ ክብሉ ዶ ኣያታተይ ተሰዊኦምለይ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ:: ህዝበይ ካብ ጸበባ ዝወጻሉ ሩሑቅ ኣይክኸውንን እዩ ምኽንያቱ እቲ ሰማይን መሪትን ዝፈጠረ ንብዓት ወለድና ሰሚዑ ንህዝቡ ዝጥርንፍ መራሒ ክሰደልና ምኻኑ ኣይጠራጠርን እየ ኣምላኽ እስራኤል ኣይታኸስን እዩ ::
@Robi-94
@Robi-94 4 жыл бұрын
ኣቲ ኣቢ ኣነ ማዕረ ክንደይ ከምዝፈትወኪ ትፈልጢ ዶ ትኮኒ ማራ ማራ ማራ ኢየ ዝፈትወኪ ቡኡነት ዝይኢድኩም ረኪብኩም ተጋድልቲ ሳጋ ኣደይ ማርያም ንስኩም ዶ ፋሕ ምበልኩም እዚ ርኩስ ሰብኣይ ከይዓርብ እንዲ ኣቢና ንሕና ታሓቃቂፍና ምነብርና ኣብታ ሓላል ሜሬትና ብዝኮነ ዕድመ ይሃብኪ ፍጣሪ ካኣ ካብዚ ዝሎ ሕማም ንሃግርና ንዓለምና ይሓልወና ኣሜን
@Tigrinyatalesandtalks
@Tigrinyatalesandtalks 4 жыл бұрын
አታ አንኮ ኣፈይ መሊኤ 100% ኣርቲስት ኢለ ዝጽውዓ ኣበባ ሃይለ ፡ካብ ኩሎም ስነኣጥነባውያን ብሓፈሻ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ፡ጽቡቅ ስራሕ ህጂ ወን። አንተኮነ ግን ን ግዜ አልኪ ትተቅስዮ ዘለኪ ዝገልጽ ክሊፕ ተትገብርላ ኣዝያ ምጸበቀት። ኣጆኪ ቀጽልዮ።
@Seysey770
@Seysey770 4 жыл бұрын
ኣበባ ዓባይ ሰብ፡ ሓቂ ብሓቂ እዝግዮ እዩ ዘብል እዝ ግዜ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ።
@semerelebasi7765
@semerelebasi7765 4 жыл бұрын
አበባ ሃይለ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ደርፋ ኣየስተብህለሉን እየ ኔረ ሎሚ ምስ ስደት ምስ ናይ ኣተሓሳስባ ምቕያር ግዲ ኮይኑ ባዕሉ መቐረቱ ክብደት ጥምረት ቃላቱ ምልእኽቱ ክሰምዖ ደሪክኒ ኣድመን ጥዕናን ንህዝቢ ዓለም ብፍላይ ንህዝቢ ኤርትራ
@yakiem9116
@yakiem9116 4 жыл бұрын
ማማ ኣበባ ኮኾብ ኣፍሪቃ♥️
@dhriwdketaloawet6161
@dhriwdketaloawet6161 4 жыл бұрын
Www kokob eritrea yhaysh
@yakiem9116
@yakiem9116 4 жыл бұрын
@@dhriwdketaloawet6161 ኮኾብ ኤርትራ ደኣ ሓሊፋቶ
@abdurezaksaid7888
@abdurezaksaid7888 4 жыл бұрын
AnbsaAnbsa 100000000
@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ
@ሮቤልወዲሓበላሓማሴንሓበላ 4 жыл бұрын
ኮኾብ ደቂ ኣንስትዮ 1 ኣበባ ሃይለ ምስ (ጊታራ) 2 ጽሃይቱ በራኺ ምስ (ክራራ) 3 ሄለን መለስ 4 ኤልሳ ኪዳነ 5 ኣብርሀት ኣንከረ (ጓል ኣንከረ)
@elanatvtube9157
@elanatvtube9157 4 жыл бұрын
ኣሕ ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ኣበባ ሃይለ ናይ በሓቂ ንግዜ ከ ግዜ የድልዮ ድዩ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ስራሕ ይሰርሕ ዩ ዝሰርሕ ሞ ብርግጽ ካባኪ ንጽበዮ ኢኪ ኣቅሪብኪ ኣንቱም ዲስ like ትገብሩ ዘለኩም ደሓን ኣይተሓዘኩምን ዩ ናይ ኣፍሉጦ ጉዳይ ዩ likeን dislikeን ስለ ዘይትፈላልዩዎ ዩ እምበር ኣበባ dislike ኣይግበኣን ዩ።
@wedieri7008
@wedieri7008 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣበባ ገለ ዓይነት ምዚክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@edenmehari4519
@edenmehari4519 2 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ብርግጽ ነዚ ዘለናዩ ግዜ ትገልጽ ኢያ የቀንየልና ክብርቲ ወላዲትና።
@adamahamed2497
@adamahamed2497 4 жыл бұрын
ኢዞም ዲስላይክ ትገብሩ ኢድኩም ተሰበሩ
@yerdanos1180
@yerdanos1180 4 жыл бұрын
Adam Ahamed Amen stuzey fetuwu stlat nebsom zelowom eyom
@aruaki4454
@aruaki4454 4 жыл бұрын
Adam Ahamed ግደፎም ዲጂታል ሃመማ ወይ ደቂ ኢሰፓ እዬም
@amantsfu8169
@amantsfu8169 4 жыл бұрын
bro I agree what you said they just stupid I don’t now why it not politics
@christianmichael3072
@christianmichael3072 4 жыл бұрын
Ewe edom krtm ybelu
@ቴዲወዲኤሪፈታዊሃገሩ
@ቴዲወዲኤሪፈታዊሃገሩ 4 жыл бұрын
Adam hawey zeyflat u dkown wey kea qoluau enber abeba kemsma abeba dxelie do yhlu tblo?
@dejensultan9533
@dejensultan9533 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ግዜ ግዜ ካብታ ንፈትዋ ሃገርና ሃጽ ኢልና ወጺና ሕጂ ክኣኒ ብኣኩም ንስከፍ ካብዚ ኣሬሜን ዝኮነ ተባላዒ ኮሮና ቫይሮስ ኣማልክ እባ 2 ግዜ ኣይብድለናን ይከዉን ኣምላክ ይሓልኩም ኣብዘለኩም ሃሊኩም ንእበባ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ
@josp7502
@josp7502 4 жыл бұрын
The best Eritrean female artist ever, zbelexet Eritrawit dmxawit gal ansteyti !!! #Respect
@dalmeha1389
@dalmeha1389 3 жыл бұрын
Mealtawi ziblo eu ♥
@filmontesfay5325
@filmontesfay5325 4 жыл бұрын
Abuchi shikor entay kwexo ybel zeexo yeblun, belu eske yehwat ezigabhir amlak kulu zkaelo kulu zeysaeno mhret yewrdelna beayni mhretu yxemtena Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eelias3043
@eelias3043 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኣቡሽ ቅጭን ከም ኣዴታታ። የቐንየልና
@ShewitHaile-ow8um
@ShewitHaile-ow8um 7 ай бұрын
ኣበባ ሃይለ ኣንቲ ኣደ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@saidyusuf4058
@saidyusuf4058 4 жыл бұрын
Really we love you can i get 1000 like our bother's from somalia 😘😘
@maharitsegai7362
@maharitsegai7362 4 жыл бұрын
Mama abeba kokob ertirawiyan edmen teanan yehabki fetari 💕😍💯🎆🎆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏😘😍💕
@ruftatv2209
@ruftatv2209 4 жыл бұрын
We proud you Abeba Halie memhr music en musica 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 etom dislike tgebrus ygermeni eu do trgumu ekum zeyfeletkumo ekum.wey kea tegaru ekum malet eu .
@esaiasyeibiyoyeibiyo2009
@esaiasyeibiyoyeibiyo2009 4 жыл бұрын
ኣበባ ጅግና፡ ፡ኢራብ ኢሎማ ኢልክያ ነዛ ጅግና ኤርትራዊት ደሪፍክላ ፡ሕጂ ኢራብ ኣብ ስደት ኣላ፥ ዳግም ባ ንኢራብ ድረፍላ ኣበራብርያ፡ ፡
@nahomtesfayewhans7518
@nahomtesfayewhans7518 4 жыл бұрын
ኣበባ ሓይለ ንስለ ኤርትራ እድሚኣን ንእስነታን ዝወፈየት ሓላል ኤርትራዊት አደ
@anbesatesfay1716
@anbesatesfay1716 3 жыл бұрын
አበባ ባዓልቲ መረዋሕ ድምጺ አቲ አንብሳ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ አምላኽ። ካብ ህጻነይ የ ዝፈትወኪ
@eritreatiktok2013
@eritreatiktok2013 4 жыл бұрын
ሰላም ክብራት ይሒዋት፡ ኣኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጢዕና ኣብ ሙሉእ ዕድመኩም፡ ከሙኢ ውን ካብ Coronavirus ይማሓርኩም ፈጣሪ።
@asmaraschkor1656
@asmaraschkor1656 4 жыл бұрын
Amen amen amen amlak mes kulna ykuen ahwat
@Eliana18b
@Eliana18b 4 жыл бұрын
AMEN 🙏😢
@dhriwdketaloawet6161
@dhriwdketaloawet6161 4 жыл бұрын
Amen
@alemoalmaz2311
@alemoalmaz2311 4 жыл бұрын
Amen amen amen 😢😢
@er3137
@er3137 4 жыл бұрын
ኣቢተይ ካብተን ኣለዋ ድበሃላ ከዋክብቲ ኤርትራ ብልጽቲ ደራፊት ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ
@stefanotewelde778
@stefanotewelde778 4 жыл бұрын
Most of Eritrean music talened and wast 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏 i love u abuchu
@manggo7353
@manggo7353 Жыл бұрын
Derfitat abat heftina kulu tuem eyu emo,neza derfi kisem ente jemire gin biwuhudu 2 gize eye zisemea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪
@rigbearayateklesenbet326
@rigbearayateklesenbet326 4 жыл бұрын
ንኩሉ ትገልጾ አብ ሰአቱ አድመን ጥአናን ይሃብኪ አጀኪ ቀጽልዮ ብኩሉ ዘማለአት አርቲስት ብናተይ ኮኮብ Eritrea አጀኪ
@Eritreapeace
@Eritreapeace Жыл бұрын
ኣበባ፡ ደሓን ክትህልዊ እምነ። ንዓኺ ዝገልጹ ቃላት ዛጊት ኣይተማህዙን። " ኣድሃ " ዶ ኾን ትቀራረበኪ ትኸውን።
@AhmedIBRAHIM-zw6ku
@AhmedIBRAHIM-zw6ku 4 жыл бұрын
I love you Eritrean Music without Understanding it. It sounds like Arabic if Im not wrong.
@hannibal5587
@hannibal5587 3 жыл бұрын
Yeah, because Tigrinya language is one of the Semitic languages so it's so close to arabic.
@geregebre2742
@geregebre2742 4 жыл бұрын
Xbqti ftret hlaget fqri eritrawit edmen tienan yhabki srahki kulu gzye ftun yu naybhaqi entay kwexo!!!!!!100% like!!!
@andompillastro6856
@andompillastro6856 4 жыл бұрын
i llove so much ኣቡሽ ምቅርቲ ብ ደርፍታትኪ ክንደይ ድየ ጽቡቕ ግዜ የሕሊፈ ውሕልልቲ ብዓልቲ ጥበብ
@natigebray7138
@natigebray7138 4 жыл бұрын
Waye geze abchi hero
@NebilMmussa
@NebilMmussa 5 ай бұрын
On time abeba hayla🎉❤🎉
@lovedmnkawetdc211
@lovedmnkawetdc211 4 жыл бұрын
Abeba shekorrr nay behaqi xebuq serah ❤️❤️❤️🙏🙏🙏👍👍👍👍👌👌👌👌👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽😊🌸
@hghebreyesus421
@hghebreyesus421 3 жыл бұрын
Abeba kulu natki tsibuq ezyza ayfetwan tbla yeblann derde fetewtew edmen teynan yhabi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷🌹🌷
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 жыл бұрын
*ኣበባባባባባባባ ናይ ሙደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ገጣሪ እዝግዮ ዘብል እወ ናይ ብሓቂ እዚ ወርዲና ዘሎ ሽግር ብዝጌታን ምህልላን እዩ ዝፍታሕ*
@Asmir965
@Asmir965 4 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኪ ኣቡ ሽኮር እርሓ ጥበብ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ምስ ሕጂ ዘሎ እዋን ዝኸይድ ዋውውው ኣቱም ዲስ ላይክ ትገብሩ ዘለኩም ገርኩም ዘለኩምን እንታ ኮይንና ኢኩም ክትብሉ ከመይ ኣእዳውኩም ይሰበራ በጃክም ዲስላይኩም ስሓቡ ክትሓፍሩ ኢዩ ዝግበኣኩም ሞራል ሰብ ኣይትስበሩ 🤜🇪🇷🤛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎤🎤🎤።
@afewerkiaraia3776
@afewerkiaraia3776 4 жыл бұрын
Btaemi mehrin gelatin zkonet derfi eya gn nay tkaze sele zkone saesaeit khlwa aygbaen suk ilki entetdrfya more mtaeamet.
@6257-r4y
@6257-r4y 4 жыл бұрын
ፈጣሪት ጥበብ ኣይትጥፍእና እንኻዕ ዳሓን፡መጻኽና
@herestill3616
@herestill3616 4 жыл бұрын
ድምጻዊት ኣበባ ሃይለ ዝዝክራ" ሓደ ልቢ " ብትብል ስርሓ እዪ ።ናይ ብሓቂ ሙዚቀኛ ማለት ጻዕራም ብግጥሚን ዜማን #1 ኢያ ።
@awetyemane8502
@awetyemane8502 4 жыл бұрын
Abeba haile biltsti derafti kab kedam like iska
@mulugetamengisteab7170
@mulugetamengisteab7170 4 жыл бұрын
Abu natey i love you hubi hiwetey iki membarey mesaki eyu emasseyyyy
@hiphipsaleh3898
@hiphipsaleh3898 4 жыл бұрын
I'm in love with this song since 2013 .it was in mp4 audio truly meaningful lyrics and now we have it in video.welcome back legendary abeba haile
@simrethailu3610
@simrethailu3610 Жыл бұрын
ፍቅሪ ሕዝኒ ምስ'ዛ ንጊዜ ትገልጽ ደርፊ የከንየልና ክብል ይፈቱ ጹቡቅ ስራሕ ብሓኪ
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 4 жыл бұрын
Welcome our legend and queen of music. Des tbil tiemti ewanawit. Thanks Abitey. We love u.
@asteremnet5930
@asteremnet5930 4 жыл бұрын
Abeba shikorr kexelio Eritreawit Ade ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samitekia8631
@samitekia8631 4 жыл бұрын
she came back to art the queen of art
@zyohannes6837
@zyohannes6837 4 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና እወ እዝግዮ እዮ ዘብል። ዝሓለፈ ከይኣኽለና ናትና ሃገር ሒዝና ኣብ ዝበልናሉ ከይተረፈ እሕሕሕሕ ዝብለ መንግስቲ ዘይብልና ምስዚ ሕጂ ዘሎ ሃዋህው ድማ ኣብዝሒና እዝግዮ ንበል።
@bereketweldemichael2169
@bereketweldemichael2169 4 жыл бұрын
best ever singer. the only one she can do lyrics , music arrangement, composition no words i remember in expo it has been long time ago life she' was great still now nothing difference please dear sister we expect more @ more because you've ability please continue you deserve.stay blessed
@biniamg1211
@biniamg1211 Жыл бұрын
Abeba Haile, 24K Eritrean gold nugget! Wish you good health more than money, love more than fame; respect, adoration, and inspiration to tour and torch African hearts and minds. Your approach is universal. Eritrean social&cultural ambassador to Africa!! 👏👏💥🥇
@aminderir4810
@aminderir4810 4 жыл бұрын
Selam abeba gual eritrea idmen tiinaan yehabki yesmerelki
@drarshishay6932
@drarshishay6932 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ዘመናዊ መልእኽቲ ዝሓዘለት ደርፊ እያ ኣቡ ቆንጆ,,, የ ግዳስ ግዜ በይኑ ዝገበሮ የብሉን ንሕና እንተ ንሳነ ኔርና ነዞም ንኣሽቱ ሕልክላኻት ናይ ግዜ ዘምጸኦም ጸገማት ብትኽክል ምመከትናዮም ኔርና, ጊን ክኣ ምስ ግዜ ተሻሪኾም ካብ ገዛና ብዘይ ልብና ሃጽ ኢልና ከም ንወጽእ ጌረሙና ብዓል ግዚያውያን, ,,, እንሀ ክኣ ሕጂ ዓዱ ዝገደፈን ህዝቡ ዘሳጐጐን ፈላልዩ ዘይርኢ ሕማም ደበኽ ኢሉና ስለዚ ብዓል ኣቡቺ ቆንጆ ከምታ ንፈልጣ ድኣ ግበራ ህዝብና ከካብ ዘለዎ ክምለሰኩም እንተ ድኣ ትደልዩ ኴንኩም ወድሓንኩም. ........... ኣምላኽ ብምሕረቱ እምበር ብግብርና ኣይኺደና
@habentekie2023
@habentekie2023 4 жыл бұрын
🇪🇷ኤርትራዊት 🇪🇷🌟ኮኾብ🌟
@rigbearayateklesenbet326
@rigbearayateklesenbet326 4 жыл бұрын
ብሃቂ ብሃቂ አዝግዮ አዩ ዘድልዮ አበበ ሀይለ ካፍተን ሃርበኛታት ጀአጋኑ የህዋትና
@asmkese7535
@asmkese7535 4 жыл бұрын
I fill fulfiled to call MY ERiTREaN Sister!!!! May God bless your rich journey in Art and everything else.
@desalehabte6564
@desalehabte6564 4 жыл бұрын
አበባ ሽኮር: እዛ ደርፊ ማዕረ ክንደይ ነዚ ዘለናዮ ህሞት ትገልጽ ምኻና ሕጂ ዘይኮንኩ: ኣብቲ መጀመርታ ቅድሚ 3_4 ዓመት ዝወጸትሉ ግዜ ማዕረ ክንደይ ሓያል ምኻንኪ ኣድናቆተይ ወዲአ እየ።ብኩሉ ስራሕኪ ድማ 100%ዕጉብ`የ በዘይ ቀለዓለም! ።
@kidanegirmay9661
@kidanegirmay9661 4 жыл бұрын
Ghize intay geru, gn nice song kitsemuo👌👍
@haileakeleguzay6755
@haileakeleguzay6755 4 жыл бұрын
Well what ever our Political opinion is different with Abuchie,I really love all your 90th songs especially your revolutionary songs 🎵 🎶 🎵 🎶 🎵 , Good luck 👍 forca Abuchie hezbeka ka kuliehe beloyo keamtie ab memtsae Natsenatena berate atikie Ameharu haren Shenten zegaberkeyome hjie wune mes hezbeka dawe balie nefatewokie nakeberakane ena Abuchie shekor much love 💘 ♥ ❤ Good Luck ♥ ❤ 💖 XXXL like 👍 eska habewa dekie meriet
@kuri_eri_boy
@kuri_eri_boy 4 жыл бұрын
ዓቢ ሰብስ ይሃሉ ድኣ ። እግዚኦ"ዩ ወደብል Love u a lot mom
@lifeishard7018
@lifeishard7018 3 жыл бұрын
Abeba Haile eritran Woman hero favrety King Legend 🌟 💯❤️💪 Go hed my sisiter sweet Dreams wenderful amzing Musik
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Welcome back to you know my Lovely sister sweet abeba haile shkor best songs cp it up great jobs 🌏amlak mhret ywrdelna absi hmaq hmam aman 🙏🙏🙏
@ፍቅሪምስኩሉU
@ፍቅሪምስኩሉU 4 жыл бұрын
ኣበባይ ማዓረይ ንግስቲ ጥበብ ኣይትጥፍእና ።ፈጣሪ ዓለም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ዚያዳይ። የሕወተይ መድሂን ኣለም ኣቦይ ገኒሑ ይተዓረቀና
@yikealoasmelash9986
@yikealoasmelash9986 4 жыл бұрын
ብፍላይ ንዓና ንኤርትራውያንስ ወረ ክንደይ ዩ በዲልና ግዜ ግን ዳሓን ከምቲ ዝበደና ዝክሕሰና ግዜ ኣይሳኣንን ዩ ካብዚ ክሮና ጥራሕ ንጠንቀቅ ኣምላክ ካኣ ባዕሉ ህዝብናን ሃገርናን ይሓልወልና
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 жыл бұрын
ጊዜ እንታይ እዩ ጌሩ ከም ቀደሙ ይዓርብ ይወግሕ ኣሎ ከፊኡ ዞሎ ሰብ እዩ
@lulakibrab5201
@lulakibrab5201 4 жыл бұрын
@@ilove_you_ereyyyyy1997 you are correct, am with you and agree 100%
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣበባ ሃይለ ኣብ መትከላ ጸኒዓ ትነብር ዘላ ጎል ኣዝየ ዝፈትውኪ ምቅልልቲ ጎል ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኩሉ ሂውትኪ ይምነ፡ኣጆኪ😍🇪🇷🇩🇪
@ሎጎ
@ሎጎ 4 жыл бұрын
Butuk entay eyu Metkel malet
@anthoniemark2494
@anthoniemark2494 4 жыл бұрын
Abebina, always enjoying your music. We need more from You!! I love you!!!
@debasmehari688
@debasmehari688 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ እንዓል ኣቡኽ ግዜ ካብ ስድራና ፈላሊኻ ካብ ንፈትዋ ባህልና ኣሊኻ ገርካና ዕውንዋኖ ኣበባ ናይ ልበይ ንዓኪ ዝገልጹ ቃላት የብልናንን ንበርልና ጥራይ።
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 жыл бұрын
*ንግዜ ክንደይ ኤርትራዋን ደርፍሞሉ ኣለዎ፡ ኣብርሃም ኣፍውርቂ ኪሮስ ስፍሃ ወዲ ትካቦ ቆርጫ የማነ ባራ ዘመኒ ወዘተ። ሕጂ ኻ ኾኮብ ኣበባ ሃይለ ምስ ጥዑም ዲምጺ።*
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 4 жыл бұрын
ኣብየት ልቦና ኣቤት ሰብኣውነት ፡ ንኹሉ ጽቡቅ ትምነዩ ርህርህቲ ኢኺ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣበባ ምቅርቲ።
@amanuelghezae425
@amanuelghezae425 4 жыл бұрын
Well come our famous artist Ababa haile 😍 &God bless our planet.
@teberehhabte2280
@teberehhabte2280 4 жыл бұрын
Abeba Haile ab seata tderfiya aleki emo waero Eritrawit eki ageki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 nabeba Haile 👍nhaba deki halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍
@bininatey525neverforget6
@bininatey525neverforget6 4 жыл бұрын
Abiti shikor 🌺💐💐💐💐💐💐🌺🌺🌺💐💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐🌺🌺🌸🌸🌸🌺💐💐🌺🌸🌸🌺🌺💐💐💐💐💐🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺💐💐💐
@yonasmobile6975
@yonasmobile6975 4 жыл бұрын
💯💓💓💓💓
@hagerdawit8707
@hagerdawit8707 4 жыл бұрын
Kab gaila bxelot entezkewn mihash🙏🙏🙏🙏 Amlak n Eritrea Adina n kulu hzbna bhafesh n Alem yihalwa Amen🙏🙏💞
@hiwotmehari8015
@hiwotmehari8015 4 жыл бұрын
Abeba Haile Our Legend soo loved respected gual Eri 🇪🇷🕌⛪🌿💯
@sabasabinaokubay1929
@sabasabinaokubay1929 4 жыл бұрын
ኣበባ ምኪርትይ ምሃሪት የርሕወልና ባሉ ኣጆኪ
@mfranklin1515
@mfranklin1515 4 жыл бұрын
She's on another level
@bntabballah2963
@bntabballah2963 3 жыл бұрын
عسل والله احلة اغنية ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhaniegenzebu6945
@medhaniegenzebu6945 4 жыл бұрын
ኣበባ መኽሰብ ጅግና
@ilovemother.248
@ilovemother.248 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ኣኣብ ዘለኩሞ ይሓልኩም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍
@ሰላምንህዝቢአርትራይኣክል
@ሰላምንህዝቢአርትራይኣክል 4 жыл бұрын
ፍረደኒ ግዜ ፍቅሪ ዝደሊ እንበር ሰንቤዱ 2009 ይሰምዓ ኒረ ::
@bobmarli3798
@bobmarli3798 4 жыл бұрын
Nay bahki Abeba haftey, gize do keynu kefiyu seb eyu kefiu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@abrisherihussle2353
@abrisherihussle2353 4 жыл бұрын
ሄለን መለስ + ኤልሳ ኪዳነ : ንግስቲ ኣበባ ሃይለ
@ichliebedichmeinemutter1001
@ichliebedichmeinemutter1001 4 жыл бұрын
Wawwwwwww nski natey ane natki ab gele ewanat qalat meglexi ysean eyu my love sister 💒🙏🏻❤️
@lindasamuel397
@lindasamuel397 4 жыл бұрын
God bless you legend❤
@fanustewelde6328
@fanustewelde6328 4 жыл бұрын
ኣቡየይ ኣድሃ በዓልቲ ሓቦ ኣብልዕሌኺ ዘለኒ ሙድ ክጎልጾ ኣይክእልን!!! ንበርልና ክብርልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።
Abeba Haile - Liefay - New Eritrean Music 2024
7:12
Abeba Haile
Рет қаралды 34 М.
Hatitomni
7:31
Abeba Haile
Рет қаралды 460 М.
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
Abeba Haile - Eilete Arbi | Eritrean Music
6:42
Abeba Haile
Рет қаралды 381 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 13 МЛН
Abeba Haile Concert - Silver Jubilee Celebration at the Asmara Palace
1:38:52
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,5 МЛН
Eritrean Tigrigna Music Video - Gameye Welelo By Fitsum Alem (Wedi Alem)
8:03
Fitsum Alem - Wedi Alem
Рет қаралды 639 М.
Kebiqie'yu
7:37
Abeba Haile
Рет қаралды 114 М.
Titsbitey
7:06
Abeba Haile
Рет қаралды 175 М.
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН