Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023

  Рет қаралды 4,360,674

Adulis Natna

Adulis Natna

Күн бұрын

Adulis Natna - ናፊቐያ ኣለኹ - ብ ኣክረም ጀማል - Nafiqeya Aleku - by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2023
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: ADULIS NATNA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2023. All Rights Reserved.
#AdulisNatna #AkremJemal #NafiqeyaAleku #eritreamusic #Dekime# #eritreamusic #EritreaComedy #eritreamovie

Пікірлер: 1 400
@adulisnatna2923
@adulisnatna2923 11 ай бұрын
ክቡራትን ፍቱዋትን ኣድነቕቲ ስነጥበብ፡ ኣብዚ ሰፊሕን ዓቢይን ዓውዲ-ጥበብ፡ ዓቕመይ ዝፈቕዶ "ናፊቐያ ኣለኹ፡" ትብል ስራሕ የበርክት ኣለኹ 'ሞ፡ ተስፋ ይገብር ክትፈትዉዋ። ዝተረፈኒ ዝምልኣለይ እትህቡኒ ርእይቶኹምን ሃናጺ ነቐፌታኹምን ኢዩ 'ሞ፡ ሃናጺ ርእይቶታትኩም ኣይትብቀቑለይ። kzbin.info/www/bejne/bZebfoFqepp8e5Isi=EtCw_rMS-R1QDbiK ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመንየ ንልባ ኣመኒነ ብትዕቢተይ ፍቕሪ የህዲመስ ተመሊሰ ሓሚመ ሽምዓ ሒዘስ ክርቢት ኣጥፊአ ንጸልማት ተቓሊዐ ማሙቕ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዐ ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቐይሩ በሉዋ እሞ ተሳዒሩ'ሎ ሕመቑ ተቐቢሩ ኣስምዑለይ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ ገርሂ ልባ ክቕበለኒ ተረፍ ፍቕሪ እንተለዎ። እወ ተፍቅርኒ ኢኺ፡ ኣነ'ውን እምብዛ እኮ 'የ ዘፍቅረኪ። እወ ትኣምንኒ ኢኺ፡ ኩሉ ጉዕዞ ህይወተይ ዘሰኒ ሓልዮትኪ እናሃለወ፡ እወ ጠሊመኪ (ኣብ እምነት ጎዲለክን በዲለክን'የ) ኣብ ብቖላሕታ ዓይንኺ ዘይስነየሉ ዕቅንፍትን ጣዕሳን ዝበዝሖ ጎደና ህይወት ነብሰይ ይረክብ ኣለኹ። kzbin.info/www/bejne/bZebfoFqepp8e5Isi=EtCw_rMS-R1QDbiK ዝነበረካ ጸጋ ብሕመቕካ ክትከስሮ ከለኻ 'ሞ ክርደኣካ ምስ ጀመረ ዘሎ ጣዕሳ፡ ሕልፊ 'ቲ ዒግ ኢሉ ዝስርስር መሪር ትኪ'ዩ ተኸኽኽ ዘብለካ። እሞ በዳሊኺ በዳሊ ትፍቀር ኣፍቃሪት ምዃን!! እቲ ከም ማይ ንግሆ ዝጸረየ ልብኺ፡ ከይጠርጠረ ስለዝኣመነኒ ጥራይ ብጥልመተይ ደምዩ። እቲ ንወላዲተይ ዘምስለኪ ሓልዮትኪ ኣስኪሩኒ፡ በዳልኽን በዳሊ ገዛእ ርእሰይን ኮይነ። ኣብ ፍቕርኺ ልክዕ ከምቲ ኣብ ማይ ዝነብር ዓሳ ክኸውን እናተገበኣኒ፡ ከምቲ ካብ ባሕሪ ነጢሩ ናብ ገምገም ባሕሪ ዝወጽአ ዓሳ ዝመስል ኣጋጣሚ ገጢሙኒ፡ ልበይ ውሕስነት ካብ ትረኽበሉ ባሕሪ ለውሃት ወጺአ ናይ ሓጎስ ምንባረይ ኣህዲመ፡ ሓጎሰይ ብገዛእ ሕመቐይ ቐቲለ። ግን ፍቕረይ…………!! ንስኺ እምንትን ኣማኒትን ብምዃንኪ ጥራይ፡ ዘኹርዕ በሰላ'ዩ ንህይወትኪ ሸፊንዎ ዘሎ። ኣነ ድማ ብዘሕፍርን ርእሰ ተኣማንነተይ ብዘጉድል ቃንዛ ዝሳቐ ዘለኹ ፍጡር'የ። ካብዚ ጓህሪ ጓሂ ክገላገል ኣብ ልብኺ ብምሕረት ፍቕሪ ክዕቆብ 'ባ ፍቐዲ!! ብናፍቖትን ጣዕሳን ይሳቐ ኣለኹ'የ!! ጣዕሳ ኣፍቀርቶም ዝበደሉ፡ ናፍቖት ንስ ኩሉ እምነታ፡ ኩሉ ዓይነት በደል ዝበጽሓ ፍቕርቲ ትገልጽ ኢያ ኢለ ዘቕርባ ዘለኹ ስራሕ ክትፈትዉዋ ተስፋ ይገብር። ሰናይ ናይ ዕረፍትን ናይ ምስትምቓርን ግዜ ይግበረልኩም ፍቱዋት ኣሕዋተይ/ኣሓተይ። ❤️ kzbin.info/www/bejne/bZebfoFqepp8e5Isi=EtCw_rMS-R1QDbiK ብዙሕ ዘፍቅረኩምን ዘኽብረኩምን ሓውኹም ድምጻዊ ኣክረም ጀማል ❤️
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 11 ай бұрын
Nseka zeytefotkika kaliot eqa derifna yeblu rlyy akremey am ur biggest fun ✊✊keep it u r z nxt Abraham afworki u r best keeo it up
@wediteages9391
@wediteages9391 11 ай бұрын
ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀 ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰 ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥 ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ ሎሚ እንዶሞ ገደደ ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿 ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦 ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰 ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂 ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ 😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘 ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭 ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 🎼ድርብ🎧 ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ 🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ ተመሊሰ ሓሚመ 😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ 🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ ተመሊሰ ሓሚመ😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ግጥሚ/ዜማ ኣክረም ጀማል 🔥
@mamamyhero6455
@mamamyhero6455 11 ай бұрын
Wawwwwwww keytiebe Zina Keyeshkaka please. Kabtom tekati legends ena nihasbeka akrem for this new generation keep going we expect a lot from you.
@selamawitgebremichael1356
@selamawitgebremichael1356 11 ай бұрын
Akitey habibi godolo albo dmxu❤❤❤❤
@selamawitgebremichael1356
@selamawitgebremichael1356 11 ай бұрын
Qexlo trah habibi ❤❤❤❤
@4477526
@4477526 11 ай бұрын
This is a game changer for Eritrean music art in the sense of rithum and poem flow. SOLID!
@ፊሊ-m7l
@ፊሊ-m7l 11 ай бұрын
ዛ ደርፊ ደጋጊምኩም ትሰምዕዋ ዘለኹም ስከ Like ጌርኩም ርገጹኒ❤❤❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 10 ай бұрын
ዜምኡን ግጥሙን ማራ እዩ ዝምስጠኒ እዳደጋገምኩ እየ ዝሰምዖ ደርፍታቱ
@Rimey97
@Rimey97 10 ай бұрын
Ata mxgab abiyatni ember jemea gele beluni keyhamm 1:16
@kisanetgaim6780
@kisanetgaim6780 6 ай бұрын
Nay eyu derifwa😢😢
@MohammedAli-fr5cg
@MohammedAli-fr5cg 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@brhanutuum4190
@brhanutuum4190 11 ай бұрын
Wawwww gele aynet
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 11 ай бұрын
ብሉጽ ውልዶ ድምጻዊ ጽቡቅ ስራሕ ኣክረም ሓወይ ✌️🎥💯👍
@azebweldu7852
@azebweldu7852 11 ай бұрын
ኣቤት ድምጺ ወዲ ኤረይ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤❤
@onedaymsadey9719
@onedaymsadey9719 11 ай бұрын
Akremey beal suhul gororo xubuk srah kexlwo wedi erey jgna 🇪🇷🇪🇷💪💪♥️🥰❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍
@mebrahtuweldueyob8704
@mebrahtuweldueyob8704 11 ай бұрын
Wwwww betami xbqti Akrem hawey❤❤❤❤❤❤
@MewaelGebrezgiabhier
@MewaelGebrezgiabhier 11 ай бұрын
Akrem wedy bela derfiii❤❤
@ghenethaile3773
@ghenethaile3773 11 ай бұрын
Great job, kexilo kexilo edimen tianan yhabka!!
@yordanosalemseged3401
@yordanosalemseged3401 11 ай бұрын
Aki teum demsuuuuu welcome
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 11 ай бұрын
ንኣኽራም ጀማል ዝፈቱ ከምዚ ከማይ like ከይረገጸ ከይሓልፍ Welcome Back Aku habibi ❤❤❤❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@mikeyawha5325
@mikeyawha5325 11 ай бұрын
ኣክራመይ ስሑል ጎረሮ ይበል ስራሕ ❤
@simontekie5675
@simontekie5675 11 ай бұрын
That's what I call music..... perfection 🔥🔥🔥bro is on another level ....
@sasbde9334
@sasbde9334 11 ай бұрын
Wow great voices 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😊😊😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉
@realpower4843
@realpower4843 11 ай бұрын
Hats off ❤️Mellifluous voice ❤️ stunning Musical arrangements ❤️ One in a million ❤️Keep up the good job
@solomonaymut8969
@solomonaymut8969 11 ай бұрын
Bro wawww❤
@macruz7366
@macruz7366 11 ай бұрын
🔥🔥🔥🔥fire
@Lisabhskb
@Lisabhskb 11 ай бұрын
I love your voice so much 🥰🥰🥰
@filimonmichaelfilimon-bd5pc
@filimonmichaelfilimon-bd5pc 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@RobiGeri-bx5jx
@RobiGeri-bx5jx 11 ай бұрын
ኣክረመይ ሓቢቢ ብሉጽ ድምጻዊ ❤❤❤❤❤
@hst180
@hst180 11 ай бұрын
Good music everyone loved it ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FulanIbnfulan-xh8yh
@FulanIbnfulan-xh8yh 11 ай бұрын
Btaemi bila zmxi ybel
@millenniumstudio6793
@millenniumstudio6793 11 ай бұрын
Most underrated singer!
@awettesfay4945
@awettesfay4945 11 ай бұрын
Akremey the best ❤🇪🇷
@kebronzerezghi3919
@kebronzerezghi3919 11 ай бұрын
ኮሜ ብድንግላ❤🎉 ኣክራም ምስ ብሩሕ መጻኢኡ መጺኡ'ሎ! ሞራል ንሃቦ❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@YonaDemeke
@YonaDemeke 11 ай бұрын
Nice song🎧💞
@michealemha236
@michealemha236 11 ай бұрын
ግደፈና እስከ ቁስልና ኣይትግድኣዮ እዚኣ ዛንታ ከይተፈለጠኒ የዕሊለካ ነይረ ድየ ብዝኾነ ንፉዕ ብሕሉፍ ተግባረይ እንዳ ተሳቐኹ ንዓይ ምውቃስ ኮይና ስለ ዝተሰምዓተኒ እየ ግደፈና ኢለካ ኣክረም ሓቢቢ
@sirakeyob5759
@sirakeyob5759 11 ай бұрын
Talent akerem kem thabeb tesefa niruni gerkayo ka brother derafay getamay zeyamay ...... Bravo zarkey ❤❤❤❤
@feventedros7930
@feventedros7930 10 ай бұрын
Nay oren salih derfatat blb endieye zfetwo hade Kab hade aybalaltsn eyu eziea derfi bteami bltsieti 100 Kab 100 ❤️😍😍
@AblelHzbay-s5w
@AblelHzbay-s5w 11 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@Asfaham1
@Asfaham1 11 ай бұрын
እዛ ደርፍ ዳርጋ 10000 ሰምዐያ ምጽጋብ ስእነያ ይሓሚም ኣለኩ ❤❤❤
@LwamWeldegebrial
@LwamWeldegebrial 11 ай бұрын
Wowwww 👌👌👌👌👌100% zgermm srah ketslelu akiyeee
@Samri800
@Samri800 11 ай бұрын
እቶም ቃላት ናይ ጣዕሳን፡ናይ ማህሰይትን እንበር ከም ኣርሰስታ ናይ ናፍቖት ኣይከኑንን መስለኒ። ከም ኣይሂ ነጠብጣብ ንብዓታ፡ዝብልል ቃላት። ማይ ኣይሂ ነተብጣብ ኮይኑ ኣይፈልትን
@filimonkesete4534
@filimonkesete4534 11 ай бұрын
Ya exactly for positive comments
@merhawitmera1376
@merhawitmera1376 11 ай бұрын
Good job
@ELLAabashawel
@ELLAabashawel 11 ай бұрын
ሓድሕድ ካብ ሕድሕድ ዘይበላለጽ ስራሕ በበእዋኑ ናብ እዝንና ኣብጺሕካ ኢካ እሞ ኣክረም ጀማል ( ኣኩ ሕጋዊ ) ኣዚና ኢና ነመስግነኻ ፡፡ ሓደ ክብለካ ግና ኣብ ጎንኻ ዘለዉ ሰባት ውን ነቲ ጡዑም ድምጽኻ ጽቡቅ ቪድዮ ክሊፕ ክሰርሕሉ ደኪምና ከይበሉ ዘሳልዩኻ ዘልዎ ንዖኦም ውን ምስጋና ይግቦኦም ኢዩ ፡፡ ዳይረክተር ቲሞ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዕጋበት ናትና ወሰን የብሉን እሞ ኣጆኩም በርትዑ ጉጅለ MAEDO PRODUCTION 🎉❤🎉❤🎉
@sirakhabtom8529
@sirakhabtom8529 11 ай бұрын
Zezbelexe hizu msmexe beka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelefrem4324
@rahelefrem4324 11 ай бұрын
Betami xbuk serh hawey mearey kemzi kemay 100 geze zesmekuma eski like 👍Regexu
@yoditanday8131
@yoditanday8131 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊
@MeraMera-b4l
@MeraMera-b4l 11 ай бұрын
Akremey shikor ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meronyohannes7752
@meronyohannes7752 11 ай бұрын
Merhaba Azmarino ❤😂🎉
@NahomBeraki-d3v
@NahomBeraki-d3v 10 ай бұрын
❤❤❤ aku lbey rekibkni habibi teamr srah
@DawitTesfagabr
@DawitTesfagabr 10 ай бұрын
Bravo keep it.blux srah....
@natuhabetom8412
@natuhabetom8412 11 ай бұрын
Woww xebuq serah 🥰🥰🥰👌👌👌👌💯💯
@002-jr
@002-jr 11 ай бұрын
akremey nice voice keep it up bro 🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️👌
@eritrea1996-c9o
@eritrea1996-c9o 11 ай бұрын
Ezi wedi kalay tomas alazar eiu balu gitmi balu zema ajoka Akremey
@yonathanisaa6695
@yonathanisaa6695 10 ай бұрын
wooo unbeliable next king
@ArsimaMichael-tp9yd
@ArsimaMichael-tp9yd 11 ай бұрын
Wowwwww love u
@hamenur270
@hamenur270 11 ай бұрын
Nice😊❤❤❤❤🎉
@RahelTeshome-b3w
@RahelTeshome-b3w 8 ай бұрын
ኣክረመይ በርትዕ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤
@Wedimama-f4y
@Wedimama-f4y 11 ай бұрын
Kelu derifka hade ayenet zema koynu ber Good job 🥰🥰🥰
@mielawitGrmay
@mielawitGrmay 11 ай бұрын
kab kulu ms hiwetey ztasaser ika derifka btami ye zfetweka akramey qexlo ab gonka alena 🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomtesfay7887
@nahomtesfay7887 10 ай бұрын
einfach mega 👌
@AdhanetMeqersa
@AdhanetMeqersa 10 ай бұрын
ገለ ዓይነት ቀጽሎ
@sisysabrilla
@sisysabrilla 8 ай бұрын
boom I love your music from Adigrat ..if u wanna want grow please don't ever make politics affiliated music
@hanagetu625
@hanagetu625 11 ай бұрын
My favorite music right now👏👏
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 11 ай бұрын
Akrmye Asli xebuk serhe Wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️
@robelkbrom2924
@robelkbrom2924 11 ай бұрын
Good work bro❤❤❤❤❤
@WediAqurdet
@WediAqurdet 11 ай бұрын
Zebhiere akrem please deqi erey views 5m
@elsagebremicheal5649
@elsagebremicheal5649 11 ай бұрын
Omg all just perfect
@HENOKWEDIQESHI
@HENOKWEDIQESHI 11 ай бұрын
Wawww blux srah ybel dmxi ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weyniyemane5557
@weyniyemane5557 11 ай бұрын
❤❤❤❤ akiteyy wiry nic
@tsinattsehaye
@tsinattsehaye 11 ай бұрын
Keep going ma bro nice work
@SaimonYemane-f8w
@SaimonYemane-f8w 11 ай бұрын
Akrem male beal suhul gororo ❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedros28
@tedros28 11 ай бұрын
Nice one little bro ❤❤❤❤
@mariabahta3716
@mariabahta3716 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@habeneyob1678
@habeneyob1678 11 ай бұрын
Amazing voice & peom
@MewaelMulugeta-ru3np
@MewaelMulugeta-ru3np 10 ай бұрын
𝓜𝔂 𝓵𝓸𝓿𝓪 ክጽሎ
@EfremGhebrihiwet
@EfremGhebrihiwet 10 ай бұрын
ጽቡቕ እዩ ቑሩብ clip ኣይሐጎሰትንን
@FhkFh-r9b
@FhkFh-r9b 7 ай бұрын
❤❤❤❤ Love
@selahnour
@selahnour 11 ай бұрын
Akrem axelilkana beka nezia semie dhri lomi kgedfo ye derfi mesmae
@AkremAku
@AkremAku 2 ай бұрын
Anbesaye
@biniamsemere6934
@biniamsemere6934 11 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤👊
@Saysuta-ur6mi
@Saysuta-ur6mi 11 ай бұрын
Aku arkey xebuq serah
@gergisabraham1684
@gergisabraham1684 11 ай бұрын
Nay beal korchach ,dawit shilan, abrar dmxi ytikaedo ykewun ybil nete tekiekayom blbi qexlo 100/100
@gergisabraham1684
@gergisabraham1684 11 ай бұрын
Gena ysemia aleku nfue eleka aleku
@solomontekle6098
@solomontekle6098 11 ай бұрын
Annes moitte alekku mis ezza derrffii
@fevenyonas5666
@fevenyonas5666 11 ай бұрын
👌👌
@Mahlet-k8o
@Mahlet-k8o 11 ай бұрын
Des ybill dmitska bertae❤❤❤❤❤❤❤
@furtunakidane6830
@furtunakidane6830 10 ай бұрын
❤❤❤❤🎵🎼👏👌👌👌👌
@swswits1863
@swswits1863 11 ай бұрын
please share🙏
@smertadam6503
@smertadam6503 11 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️👑👑👑
@HaniHani-m8p1f
@HaniHani-m8p1f Ай бұрын
#2025 ትሰምዓ ዘለኻ #like😢😢😢
@lidudani9617
@lidudani9617 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaymonFixum
@SaymonFixum 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@PetrosMussie-r6o
@PetrosMussie-r6o 11 ай бұрын
@Adulis Natna
@adamabrahan8721
@adamabrahan8721 11 ай бұрын
Yala zesfa nhabo nezi jgna
@queenia9979
@queenia9979 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@Lulakak
@Lulakak 11 ай бұрын
ከምዚ ከማይ እዛ ደርፊ ፍቱው ዘበላ ኣሎ ዶ እስከ ፈትየያ ቲቢል እንተ ኮንካ ላይክ ሪገጽ ወዲ ዓደይ መዓረይ
@احمدصالحاني-ك7س
@احمدصالحاني-ك7س 7 ай бұрын
kddjn dhhdig sggsunfsoiu stfvx ;njnxvxq gdvfjefgffgcs zsccstccs kjhu sgvwxw sihyyys fsigvc llokj hgyugftddd fdcx sxqz
@gidonhagos6151
@gidonhagos6151 11 ай бұрын
❤❤❤
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 11 ай бұрын
ኣክረመይ በዓል ስሑል ጎሮሮ ደጋፊ ኣክረም እስከ ኣብዚኣ like ርገጽ
@wediteages9391
@wediteages9391 11 ай бұрын
ኡፍፍፍ ንዓይ ኢኻ ደሪፍካያ! 🫅 ናፊቀያ ኣለኹ🌞 ቃላት ሰሪዔ ንልባ ማሪኸ🫀 ሱር መሰረቱ ክብርታታ ሓኺኸ😰 ሎሚ እንዶሞ ነዲደ 🔥 ዝኽሪ ፍቅሪ ኣጉደ ሎሚ እንዶሞ ገደደ ብናፍቆታ ሰዲደያ 😿 ከምማይ ንግሆ ጽሬቱ ትልባ 💦 ከም ኣደይ ዘይውዳእ ሓልዮታ 🤰 ሓንቂቀስ ሒዘያ ሓኒቀ 🫂 ረቂቀስ ረጊጸያ ኣውዲቀ 🙇🏻 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ 😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ብጥልመት ዘድመክዎ ኣዒንታ 💘 ከም ኣይሂ ንጥብጣብ ንብዓታ 😭 ካብ መሬት ሰሪቡኒ ፍቅሪ ኣፍቂረያየ ድሕሪ ሕማቅ ግብሪ 🙈 ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 🎼ድርብ🎧 ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ 🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣድኪመ ተመሊሰ ሓሚመ 😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ 🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ምርኩስ ሴረ ደገፍ ተመኔ ንልባ ኣመኒኔ🎗️ ብትዕቢተይ ፍቅሪ እየ ኣቅሂመ ተመሊሰ ሓሚመ😒 ሽምዓ ሒዘዝ ክርቢት ኣጥፊኤ ንጸላም ተቃሊዔ🌚 ማሙቅ ልባ ንፋስ ኣውቂዐ ተመሊሰ ነቢዔ😪 ስልኪ ልቡ ተገታቲሩ ቅኒቱ ተቀይሩ 💹 በልዋ እሞ ተሳዒሩ ኣሎ ሕመቁ ተቀቢሩ ⛪️ ኣስምዑኒ ኣላምኑኒ ንልባ ኣብድዎ 💆‍♀️ ገርሂ ልባ ክቅበለኒ ተረፍ ፍቅሪ እንተለዎ 😴 ገና ገና ንብዓታ ከሎ ገና😿 ከይነቀጸ ተመሊሰ እንደገና😩 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና 😢 ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና 👨🏼‍🦱 ገና ገና ቁስላ ከሎ እንደገና☃️ ተጣዒሰ ከይሓወየ እንደገና🌨️ ይሓምም ኣለኹ 🤕 ንሓንኽ ኣለኹ😳 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ናፊቀያ ኣለኹ😢 በዳሊ ከለኹ😖 ግጥሚ/ዜማ ኣክረም ጀማል 🔥
@Messi-wo5xt
@Messi-wo5xt 11 ай бұрын
Thanks bro👍
@wediteages9391
@wediteages9391 11 ай бұрын
You welcome Habibi
@igstory3001
@igstory3001 11 ай бұрын
Thanks 🙏
@samteygunners7239
@samteygunners7239 11 ай бұрын
ጋነርስ ትስዕር ዓረከይ 😅
@danieimahari914
@danieimahari914 11 ай бұрын
Thanks bro😢
@Awuchetube
@Awuchetube 11 ай бұрын
ንብልቢ ዝፈትዋ ክብርቲ በዓልቲ ቤተይ ዝደረፍካላ ኮይኑ ዩ ተሰሚዑኒ ኣክረም ሓወይ። ሓዳርኩም ይባርኽ ኢልኩም እስከ መርቑኒ ደቂ ኤረይ ጽቡቛት
@abelteklit4321
@abelteklit4321 11 ай бұрын
Hadarkum ybark neana kea kemakum yemaslena kubur haweyy 💟🙏🙏🙏
@evengerieevengerie8834
@evengerieevengerie8834 11 ай бұрын
Hadarkum ybarek habibi
@Available-tj3zz
@Available-tj3zz 11 ай бұрын
Hadarkum ybarkelkum habibna❤
@Abisa-ys5so
@Abisa-ys5so 11 ай бұрын
Ajoka bro tray bedelka kemtrsu gbera.. hadarka ybarkelka ❤❤❤
@TsionSamuel-wg8by
@TsionSamuel-wg8by 11 ай бұрын
Hadrekuum yebarek
@meronsat7665
@meronsat7665 11 ай бұрын
ድምጺ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ብ ገለ ደረፍቲ ሰራንዳ ከነስርሓሉ ን እዝንና ቀሪብና ኔርና ፥ ንስካ ግን ፈዊስካና ።
@awet3351
@awet3351 11 ай бұрын
ኤሪትሪን 😂 ከመይ ዲና 🇪🇷🤷🏿🙌
@abelowadigirmay6658
@abelowadigirmay6658 11 ай бұрын
ሜሪ ወሳኝ ሰው ❤❤❤❤ ኩልካ ኤርትራዊ ኣብዛ ናይ ሜሮን ቻነል ኣቲካ subscrib ግበሩ ከም ባዓል ሜሮን ዛኣሙሰሉ ሃገራዉያን ከታባብዑ ኣለና ቻነሎም ሓፉ ንብሎም መሬ ሓዉና በቲ ጽፉፍ በሱለን ስራሓካ ነድንቀካ ኢና ሕጂ ሜሬ ሓዉና በርታዓልና ኣብ ጎንካ ኣለና💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nadabwedikeren8576
@nadabwedikeren8576 11 ай бұрын
@@awet3351😳ዓወታ ያኣክ ወላ በዚ ዩቲብ ኣብ ኮምንቲ እየ ኢት ፈንጂ ዝሕዘካ 😂🤣🤣
@power7497
@power7497 11 ай бұрын
ኤርትሪን መትሓዚ'ኮ ተሳኢኑካ። ሜሪ ጂግና ❤❤❤
@freedom8989
@freedom8989 11 ай бұрын
ሚሮን ያሆ ኹትምያ ኣይትገደፎን ኢኻ😂😂😂😂
@Eritrealifey
@Eritrealifey 11 ай бұрын
ኣብ ወርሒ 3 ሚልዮን Views ትበጽሕ ኣለዋ ትብሉ 👇button >>>>>>>>
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@Mberihu03
@Mberihu03 11 ай бұрын
ካብ ትልቀቅ ክሳብ ዛሰዓት ካብ መልሓሰይ ክትፍለ ኣይከኣለትን ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤ ካብ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@yonusapp9941
@yonusapp9941 11 ай бұрын
ንስነ-ጥበብ ኢልካ ትስውኦ ግዜ እንተሃሊካ ከምዚ ዓይነት ብሉጽ ስራሕ ንምቅራብ ክኸውን ኣለዎ።❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 10 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️
@احمدصالحاني-ك7س
@احمدصالحاني-ك7س 7 ай бұрын
gvcfd dsccvdz
@danielabreha5834
@danielabreha5834 2 ай бұрын
ሓቂ
@siemsiem-t4f
@siemsiem-t4f 11 ай бұрын
I am from Singapore 🇸🇬 l like this song& I love you eritrea 🥰🥰🥰🥰🥰
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 11 ай бұрын
Yehiwat zis man is talented ድሕሪ ቶማስ ዜማን ደርፉን ኩሉ ግዜ ናቱ መን?????????? Kemzi kemay beakrem xelul like geber...........love u brooo let's make it 1millon yehwat❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@RobelMesgna-rs2nr
@RobelMesgna-rs2nr 10 ай бұрын
ይበል ድምፂ እንወድሃለን በርታ ሓውካ እየ ካብ ትግራይ
@abelkfle
@abelkfle 10 ай бұрын
Kemaka positive seb tedkewn ezi hzbi tgrayn Eritren esi kndey mteame ata Bruk hawey
@AwetMera
@AwetMera 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:57
EVA mash
Рет қаралды 3,6 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 67 МЛН