No video

ኣዱሊስ ቲቪ √ ናታ ገዲፋስ ንሓማታ ደግያት ባህታ ሓጎስ ባህታ ሰገነይቲ ስለምንታይ ዮም ምስ ጣልያን ሓቢሮም ?

  Рет қаралды 2,401

ኣዱሊስ ቲቪ

ኣዱሊስ ቲቪ

Күн бұрын

Пікірлер: 33
@aamutho7173
@aamutho7173 4 жыл бұрын
ከመይ ድሓን እቶ ልሳን ሓቂ ሙኻንካ ነመስግነካ፡ታሪኽ ዘይብሎም ጫቕጫቕ እንተበሉ፡ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን።ኣባጥመር ጅግና ኩሉሳዕ ኣብ ልብና ኣለዉ!!!!
@dashimetayshow
@dashimetayshow 4 жыл бұрын
ኣጆኹም በርትዑ ፡ታሪኽ እዚ ከባቢ በርቢርኩም ኣውጽእዎ።
@astertesfazgi5328
@astertesfazgi5328 4 жыл бұрын
Good job thank you 🙏
@aniesfamil1
@aniesfamil1 4 жыл бұрын
ብራቮ አጆኻ ቐጽለሉ ስክፍታ ይትረፍ
@SB10889
@SB10889 8 ай бұрын
ምኽኒት ኣይትጠቐሙ, ኩሎም ከዳዓት ንኣቡስንያ ክትመቓቐል ዝገበረ ሓቂ እዩ። ታሪኽ ኣቦታትኩም ገዲፍኩም ናይ ኣስላም ተኽብሩን ቅርሲ ተቐምጡን
@danielkesete9192
@danielkesete9192 4 жыл бұрын
Degat behta hagos Jegna
@Medhane189
@Medhane189 4 жыл бұрын
Nay bhaqi ajoka
@estifanosmassias7823
@estifanosmassias7823 4 жыл бұрын
You nailed it very good response to agaezian
@medachanel
@medachanel 4 жыл бұрын
Bravo
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 4 жыл бұрын
ሓቂ
@astertesfazgi5328
@astertesfazgi5328 4 жыл бұрын
Good job 👍
@berhanekahsay2293
@berhanekahsay2293 4 жыл бұрын
Ambesa
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ምስ ጣልያን ዝሓበረ ኩሉ ባንዳ እዩ ደግያት ባህታ ምስ ጣልያን እንተሓቢሮም ባንዳ እዮም ነይሮም ማለት እዩ
@user-hk4yl7zc5s
@user-hk4yl7zc5s 4 жыл бұрын
መን ከም ዘራከብዎ ይነግረካ ኣሎ ምሽ? ድሕሪኡ ግን ንክብሪ ደቂ ኣንስትዮ ዋጋ ዝከፈለ አዩ
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 4 жыл бұрын
Nay bhaqi sebay sebueut eyu kubur abona aserom nketel deqi erey Nebari tarik ember nebari hiwet yelen emo tarik serhna nkid
@eritreanmothertebedila1002
@eritreanmothertebedila1002 4 жыл бұрын
Degiat bahta hagos tslal akeleguzay aziu jigna'u hzbeyn adeyn ahlife ayhbn zbele kzker alewo
@user-lg7mf1ni3c
@user-lg7mf1ni3c 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው ሰብ እንተሃብካዮ ናቱ ሰብ ይፈቱ እዝጊ ይፈቱ ስለ ዝኾነ ናይዞም ዝበልካዮም ሰለስተ ታሪኽ ክሳብዛ ሎሚ ዕለት ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኢየ ኔረ እንተኾነ ግን ዘፈንፍን ታሪኽ ኢዩ ኒርዎም ደግያት ባህታ ሓጎስ ውን ጌጋ ኔርዎም ኢዩ እቲ ዝነበረ ጌጋ ግን በቲ ዳሕረዋይ ዝገበርዎ ጅግንነት ሸፊኖሞ ኢዮም እዞም ከምዚ ዶ ከምዚ ክብሉ ዝውዕሉ ዘለዉ ክኣ ተረፍ ሕርቃኖም ኢዩ እንበር ወዶ ኣከለጉዛይ ድኣ ኩሉ ግዝየ ጅግና እንድዩ ኪዱ ታሪኽና ሕተቱ እስከ በለለይ።
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 жыл бұрын
Dgat bhta hagos ntlyan mrhom nab kbsa entzey yetwwom ms ahwatom koynom tzklaklwom tlyan nbmlu aymtkaxxrwon entay tarick koynu eyu Emo nbtatna ahlfna nze umgab kndey Wald alka tray Milka Emo ete mflay naybtatkum eyu
@user-lg7mf1ni3c
@user-lg7mf1ni3c 4 жыл бұрын
@@asmaitkefle7643 ሓፍተይ ናተይ መጀመርያ እቲ ታሪኽ ኣጸቢቕኪ ተረድእዮ ኣባጥመር ባህታ ሕጎስ ንበይኖም ኣይኮኑን ንከበሳ ከም ዝኣትዉ ትሓባቢሮሞም እቶም ካልኦት ጠቒስዎም ዘሎ ኢዮም ኣማኺሮሞ ኣብቲ ግዝየ እቲ ክኣ ምስ ምሳፍንቲ ትግራይ ተባኢሶም ስለ ዝነበሩ ናብ ዓደቡኦም መእተዊ ተጠቂሞሙሎም ጥልያን ከስፋሕፍሕ ምስጀመረ ክኣ ዓገብ ይብሉ ኔሮም ስቕ ኢሎም ኣይርኣይዎን ከምቶም ካልኦት ኣውራጃታት ብልክዕ ጌጋ ኒርዎም ኢዩ ካብ ጌግኦም ትኣሪሞም ክኣ ኩናት ከፊቶም ንጥልያን ተዋጊኦሞ እቶም ኣብ ካልእ ኣውራጃታት ዝነበሩ ግን እሺ እንዳበሉ ኢዮም ሓሊፎም ካብዚኦም የድሕነና ኢዩ ዝብሃል።
@Eritreyan
@Eritreyan 4 жыл бұрын
Aye beal kunti deki may telmit
@niyatsami6926
@niyatsami6926 4 жыл бұрын
ንደጋት ባህታ ን ራእስ ወልደንክኤልን እኮ ኣብ ተንሽን ዘእቶዎም ሸዓብያ እዩ እዞም ትብሎም ዘለኻ ጀጋኑ ዝበሎም ሰብ ውን ዮሎን ን ደግያት ባህታ ን ራእስ ወልደምካኤልን ግን ን ኤርትራ ክሶሩሑ ምስ ጥልያን ን ምስ ተጋሩን ይዋጉኡ ነይሮም ትብል ሓረግ ኣስተውዕለላ ስለዝ 2ይ ድማ ኣነ ንመጀመርያ ን ባሕታ ብርግጽ ዕሱብ ናይ ጥልያን ነይሩ ክብል ዝሰማዕኩዎ ሰብ ወድ ኣከለ ጉዛይ እዩ ስለ ዝ ህዝብ ኣይተልዕሊ ነቶም ዘጸልሙ ሰባት ፈልኻ ህረም እቶም ዝበልካዮም ግን ካብ ደምበዛን ወይ ካብ ቆላ ስረ ናኹራ ኣትዮም ዝሃለቁ ኣይሰመዓናን ኣብታ ደግያት ባህታ ዘመሓድራ ዝነበረ ግን ኣሕልፉ ን ጥልያን ከም ዝሃቦም ይንገር ደሓራይ ግን ኣብ ነብሱ ምስ መጽዎ ጥልያን ከምት ዘበልካዮ ገሩ ይበሃል ዘይነበረ እምነት ካቶልኽ ዝተቀበለ ሰብ ከኣዩ ኣብ ደምበላስ ግን ከንትባ ጎፋር ካብ ኢምነት ኣቦታቱ ሰተት ከምዘይ በለ ክትዝክር ኣለካ ድሕር ዘይ ኢምነትካ ምቅባል ድሕር ኣሕዋትካ ኣሕልፍካ ምሃብ ስ ታይ ዘሕብን ኣለዎ ኩሎም ኣይንሕሾ ኣይንሓንቆ እዩም ኣብት ግዝኦም ግን ከሙኡ ስለ ዝግድዶም ኣይተሓዞምንን እዩ እዞም ኣብዝ 21 ክፈለ ዘበን ከይንኩም ህዝብ ትዝንጡሉ ግን ይገርመን እዩ
@zerayslow2065
@zerayslow2065 4 жыл бұрын
ሓ ቂ
@jafferaffondasistmeineli8179
@jafferaffondasistmeineli8179 4 жыл бұрын
Tm bel lekbat
@wintaweldu8473
@wintaweldu8473 4 жыл бұрын
Ata lekbad seb kab mibas miraq yihayish awrajawi hateftew ayedlyenan hanti hager dimsrit ena endelyi
@aniesfamil1
@aniesfamil1 4 жыл бұрын
እቲ ኣብ ውሸጥኻ ዘሎ ጽልኢ እንዳ ተፋእካስ ሓንቲ ሃገር ከኣ ትዝምር መን ይኣምነካ ብጸርፊ ሓንቲ ክትከውን ትኽእ ሃገር ኣይረኣና ኣይሰማዕና
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 2 ай бұрын
ኣላ ንስኹም እምበርከ ባህታ ጅግና'ዩ ክትብሉና ደሊኹም? ኪድ ቁሸት ኬድካ ሕተት። ንደግያት ኣረይ ግደ መን የእሲሩዎ ሕተት? ንደጃዝማች ሓድገምበስ ጉልበት ሓስዩ ሓሳስዩ መን ኣቕቲሉዎ፥ ብዝግባእ ፈትሾ? ባህታ ጅግና እንተኔሩ? ልዕሊ 1200 ኤርትራውያን ኣብ ፍቐዶ ከባቢታት ክቕተሉን ከባቢ 900 ኤርትራውያን ሓርበኛታትን እውን ኣብ ናኹራ ክሓቁን ባህታ እንታይ ይገብር ኔሩ? ዳሓር ካኣ ስእሊ ደጃዝማች እኳ ብግቡእ ዘይትፈልጡሲ ትም ኢልኩም ዓጀውጀው ትብሉ? ነዛ ጽብቕቲ ስእሊ ደጃዝማች መስፍን ወዲ ራእሲ ወልደሚካኤል ከም ናይ ባህታ ጌርኩም ክትጥቀሙላ ዘይትሓፍሩ ስርቂ ካብ ጎረቤትኩም ዝተመሃርኩምሲ ንከዳዕ ባህታ ክትከላኸሉሉ ክትፍትኑ። ባህታ መራሕ መንገዲ ጣልያን ኢዩ ኣኸለ! ደጃዝማች ሓድገምበስ ካኣ ብ1887 ኣብ ጣልያን ተዓቑቡ ብ1889 ካኣ'ዩ ተቓዊሙዋ ዝቐተለቶ። ከም ባህታ ክሳብ 1894 ኣየገልገላን። ታሪኽ ብግቡእ ፍለጥ ንቕድም
@genetasmelash9882
@genetasmelash9882 4 жыл бұрын
ደግያት ባህታ ንደብረሲና ዘንደደ እዪ ስቅልካ ብወገናዊ ስሞዕት ኣይትዛረብ
@joniwedi3438
@joniwedi3438 4 жыл бұрын
Genet Asmelash xbuk gebere misti debresina netom zurugat alyet hamasen kekaxilom neyruwom dekalu deki gonder
@semita6254
@semita6254 4 жыл бұрын
Weyy seb dekeyyy neza korchach akeleguzay mdri kuenti zeykoneto ktemslwa do tekhekh elkum nezi ktiharsado rihitskn bahta shfta ms raesitat aymedebunyu beyzakatkmmm agame tarik elka s bahta
@eritreanmothertebedila1002
@eritreanmothertebedila1002 4 жыл бұрын
Haqi meriruka do wetru jeganu tefri awraja'ya xelim tarik teqebia aykonetn tnebr bdem deqa'ya tnebr ab gedli Eritrea entekone wn zbezhu hiwet zkefelet akeleguzay mukana flet
@aniesfamil1
@aniesfamil1 4 жыл бұрын
ቆርጫጭ ትኹን ለማሸ እንታይካ ይሓብጠኻ ስለምንታይ ራዕ ራዕ ትብሉ ንዘይ ረብሕ መቸም ኣይትግደሰሉን ኢኻ ጃጃዊ
@eliudeliakiem4541
@eliudeliakiem4541 4 жыл бұрын
👍🙏
🛑 የዓለም ገጽታ ሊቀየር ነው 🛑 የ3ኛው ቤተ መቅደስ ጣጣ
1:06:45
Quanquayenesh Media ቋንቋዬነሽ ሚዲያ
Рет қаралды 127 М.
Yum 😋 cotton candy 🍭
00:18
Nadir Show
Рет қаралды 7 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 5 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 36 МЛН
ስርዓት ደምበዛን
18:28
Mosaic Bahli
Рет қаралды 6 М.
ታሪኽ ደግያት ባህታ ሓጎስ by ሊንጎ
1:06:44
Gize ግዜ Media
Рет қаралды 16 М.
እንዳ ደግያት ባህታ ሓጎስ
12:51
Mosaic Bahli
Рет қаралды 6 М.
تاریخچه شیخیه، بابیت و بهائیت
1:17:02
Movarekh Podcast احمدهاشمی
Рет қаралды 283 М.
ሓጺር ዛንታ የውሃንስ ወዲ ዘሞ
11:44
Mosaic Bahli
Рет қаралды 42 М.
Raesi Tesema asmerom
8:19
Senay Kesete
Рет қаралды 27 М.
ወግዕን ያታን ህዝቢ እንገንኣ 1ይ ክፋል
23:32
Yum 😋 cotton candy 🍭
00:18
Nadir Show
Рет қаралды 7 МЛН