ዓገብ! ቃል እግዚኣብሄር መጻወቲ ኣይኩነን|ብቀሺ በረከት ቅዱስ።

  Рет қаралды 1,371

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

4 ай бұрын

Пікірлер: 16
@senaitmeles976
@senaitmeles976 4 ай бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን እዩ ኣይነልቦንኡም የብርሃሎም
@user-wh1gg5tx4q
@user-wh1gg5tx4q 4 ай бұрын
🥺መስተወዐል ዓይነ ልቦና ዓድለና አምላኽ አቦይ😢
@user-rn1mp2mh2x
@user-rn1mp2mh2x 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏ኦ ኣምላኽ ኣቦና መስተውዓሊ ልቦና ዓድለና😭🤲የፍረሐካ ዝግዜስ በስመአብ😢ብስሩ እንታይ ኢና ንብሎ በዓለኻ ፍርድኻ ኣውርደልና ጎይታይ😢🤲
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና
@user-xq7wk8rv9u
@user-xq7wk8rv9u 4 ай бұрын
Ftare abey mhrtka azzlna
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 4 ай бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 4 ай бұрын
Qual hiwot yesmaalna. Egziabhier ykire ybelelna 😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 4 ай бұрын
😢😢😢🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Uaye. Gud. Egziabher. Mehaeret. Aurad. ✝️🙏🙏🙏🤔😢
@user-xh5mj4lv5r
@user-xh5mj4lv5r 4 ай бұрын
እንታ ዳኣ ደሊኩም ፡እዚ ኩሉ ዘምጾኦ ዘሎ ስስዖን ናይ ስጋን እዩ ፡ኩሎም ዳርጋ ዘባእሶም ዘሎ ፖለቲካ ኣይኮነ ገለ ናይስጋን ረብሐን ጥራዩ፡ ግደፉዎም ጥራይ ቀሪብና ኢና ኣምላክና ክመጻና እቲ ክርዳድን ጹርይ እክልን ዝመሚ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንሱ ጥራይ እዩ ንኩሉ ውሽጢ ናይ ደቂ ስባት ዝፈልጥ፡ ስለዚ ናታትኩም ጾሎት ጥራይ እዩ ዘድልየና ሕጂ፡🎉❤
@uchchc5243
@uchchc5243 4 ай бұрын
😢😢😢🙏🙏🙏❤❤❤
@letaytekle4727
@letaytekle4727 4 ай бұрын
😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
@user-py2iy7wj9g
@user-py2iy7wj9g 4 ай бұрын
ከምዚኦም ኣቦታት ክትብል የሰክፈካ እግዚኣብሔር ካህናት ከም ዘድልዩ እካ እንተኣዘዘ ብወገነይ ካህናት ኣየድሉዩናን እዮም ብወገንነት ብረብሓ ብፖሎቲካ ብቂምታ ዝተሓጽቡ ሓጥያትካ ኣሚንካ ክትናሳሕ ትደሊ እሞ ከምዚ ተኮይኖም ይትረፈና ኢካ ትብል።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 4 ай бұрын
ሕሱር ዝኾነ ሰብ ቤተክርስትያን የዋርድ፡ ገንዘብ እንተረኺቦም ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ዝጠምጠሙ ከም ጥሙይ ከልቢ ክበልዑ ሃነፍነፍ ዝብሉ መሕፈራት እዮም። ገንዘብ እንተረኸበ ኢሉ እዩ።
@user-xh5mj4lv5r
@user-xh5mj4lv5r 4 ай бұрын
ከመይ ቀኒኩም ኣቦና? እንታይዳኣ ትጠፉኡና ኣይትጥፉኡና እባ !! ኣነ ሐንቲ ካብቶም ዘድንቀኩም እየ፡ መክንያቱ ኩሉ ዝጌ እቲ ሐቂ ስለትዛረቡ ፡ኣብዚ ለለናዮ ግዜ ከማኩም ስለዝዋሐዱ እዩ እግ። ሔር ከምቲ ግብርና ዝህበና ዘሎ፡ ስለዚ ቀጽልዎ ክሳብ ሽውዓተ ዎሎዶኩም ሐኪ ዳኣ እንበር ሃብቲ ወይ ሥስዖ ኣይኮነን ዘድልዮ ኣምላክ፡ ኣምላክ ጥራይ ቁኑዓት ንኩን እንበር ኩሉ ስናይይን ጽቡቅ ነገርን ኣብ ዓለም ዘሎ ክህበናዩ፡
@user-sw8xh2rq5r
@user-sw8xh2rq5r 4 ай бұрын
ኣቱም ኽቡር መምህርና ብስሩ እንታይ ኢና ንገብሮ እንዶ ።ብዝኾነ ሙሴያችን እናበሉ ዝፀንሑ ገና ሕዚውን ኽቕፅሉ እዮም ።ኣነ ብዙሕ ግዜ ዘስተውዓልኩሉ ነገር ኣሎ ንሱውን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ኣንፈት ኢትዮዽያ እንትትንዕዘብ ብጣዕሚ ቅዋማን ኽብረታን እናቐነሰ እዩ ዝኸይድ ፣ቕብኣት፣ፀጋ፣ተሸካሚት ናይ መንግስቲ ሳንጣ እያ።ኣብ ምድሪ ኣግኣዚት (ትግራይን ኤርትራን)ዘሎ ሃይማኖት ግን ፅርየትን ፅፈትን ዘለዎእዩ ብፍላይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትውፊት ብጣዕሚ ኣብነታዊ እዩ።ይቅርታ ግን እንተተጋግየ ኣርሙኒ ኢኹም ።
"ዎ ኣምላኽ፣ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ"| New sibket orthodox tehawdo by kesis Bereket Kudus.
32:12
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 469
I CAN’T BELIEVE I LOST 😱
00:46
Topper Guild
Рет қаралды 120 МЛН
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 58 МЛН
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 51 МЛН
"ብቅዱሳን መላእክቲ መና ጥራይ ዝምገብ ኣቦ"
11:20
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 18 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 662 М.
Эй Рамазан # DamirAgroDizel
0:16
DamirAgroDizel
Рет қаралды 7 МЛН
Жаз бітетін болдығой😂
0:33
NNN LIFE TV
Рет қаралды 3,7 МЛН
BABY Comedy : Birthday Baby and Kind Man ❤️
0:36
BABY Comedy
Рет қаралды 14 МЛН
Didiya hume wo chidiya dila do na 🦜🦜 #shorts #comedy 😜
0:34
Sikha shorts and vlogs
Рет қаралды 78 МЛН
ПРАНКУЕМ ЧАПИ🙈🙈🙈
0:20
Chapitosiki
Рет қаралды 7 МЛН
NEW MAFIA EPISODE INCOMING 🖤
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 9 МЛН
Эта ведьма поедает детишек #фильм #кино
0:53
МеткийДик
Рет қаралды 4,6 МЛН