No video

ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት)

  Рет қаралды 383

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት)
ጐይታ፡ ልዕሊ ኵሉ ጥበቡ ሰብ ኮይኑ፡ ሞይቱ ንዓለም ዘድኃነሉ ጥበብ ኣዝዩ ይበልጽ ይብሉ ኣቦታት፡ግን ስለምንታይ እቲ ዘይመውት ሞተ፧ ንሞት ብዓወት ንኽስዕር ሞተ።ተሰቒሉ ድኅነት ሃበና፡ ብሞቱ ንምውታን ኵሎም ኣድኃነ። ንሕይወት ዘድኅን ክነሱ ንሱ መከራ ተቐበለ። ንመከራ ሥጋን ነፍስን ከም ናቱ ጌሩ ተቐበለ። ሞት ገንዘቡ ገበረ። ሓደ ንሱ ምእንቲ ብዙኃት ሞተ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘለዉ ብደሙ ምእንቲ ከድኅኖምን ወገናቱ ንኽገብሮምን ሞተ።ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣዳም ካብ ሞት ንኸድኅኖ ቃል ኪዳን ብዝኣተወሉ መሠረት፡ 5500 ዘመን ምስ ተፈጸመ፡ ካብ ድንግል ማርያም ካብ ሥጋኣ ሥጋ፡ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ወሲዱ ሰብ ንክኸውን መጽአ። ቅዱስ ዮሓንስ አፈወርቅ ኣብ ቅዳሴኡ “ካብ ኣቦኡ ከይወፅአ መጽአ፡ካብ ህልውናኡ ከይተፈለየ ወረደ፡ ካብ ሠለስትነቱ ከይተፈለየ መጽአ፡ ካብ ሓድነቱ ከይተፈለየ ወረደ፡ ካብ ዝፋኑ ከይተፈለየ ኣብ ማኅፀን ድንግል ተፀንሰ። ኣብ ኵሉ ምሉእ ከሎ ኣብ ማኅፀን ተፀንሰ፣ ኣብ ላዕሊ ኸይጐደለ ኣብ ማኅፀን ተወሰነ። ኣብ ምድሪ ከይተወሰኾ ድማ ተወልደ።” (ቍ.25-27) ከም ዝበለ።

Пікірлер
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 58 МЛН
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
አለምን ያስደመመው ዝማሬያችን.....አንድ  ሚሊየን እይታ የሚገባዉ
1:09:23
Ego death, Dark night of the soul,አዲስ አይምሮ ማብቀል...
40:48
Behailu Mulugeta Classroom
Рет қаралды 6 М.