No video

ናብ ኢየሱስ ከይዱ'መምህር፣ንስኻ መምህር ኮይንካ ካብ እግዚአብሔር ኣብ ከም ዝመጻእካ ንኣምነካ ኢና።ውላድ ኣንበሳ ተገምሰስካ ደቀስካውን ብትንሣኤካ ኣተንሥኣኒ"

  Рет қаралды 490

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ኒቆዲሞስ" እዛ ሰንበት እዚኣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ጾም ኣርብዓ ዘለዋ ሸሞንተ ሰናብቲ ኣብ መበል 7ይ ሰንበት ትርከብ ኮይና፡ቅዱስ ያሬድ ማህሌታይ ኒቆዲሞስ ዝብል ስያመ ስምዩዋ ኣሎ።ኣብዚ ዕለት እዚ እንመሃሮ እንበኣር ኒቆዲሞስ መን እዩ ዝብል ሕቶ ክለዓል ናይ ግድን ይኸውን።እዚ ዘነጽረልና ኣብ ዮሓ 3፥1-21 ዘሎ ቃል ክንምልከት ንኽእል። ካብ ፍረሳውያን ወገን መምህር ሕጊ ኒቆዲሞስ ስሙ ናብ ጎይታ ብለይቲ እና መጸ ይመሃር ከም ዝነበረ፡ ካብ ጎይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጢራተ ቤተክርስትያን ከም ዝተማህረ ይገለጽ። ቅዱስ ያሬድ ውን ኣብ መዝሙር ዘኒቆዲሞስ "ሖረ ኀቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ ወይቤሎ ለኢየሱስ ረቢ ሊቅ ንሕነ ነአምን ብከ ከመ እምኀበ አብ መጻእከ ከመ ትኩን መምህረ፤ ዕጓለ አንበሳ ሰከብከ ወኖምከ አንሥአኒ በትንሣኤከ" ኢሉ እዩ።
ትርጉም:ኒቆዲሞስ ዝስሙ ናብኡ ናብ ኢየሱስ ከይዱ 'መምህር፣ ንስኻ መምህር ኮይንካ ካብ እግዚአብሔር ኣብ ከም ዝመጻእካ ንኣምነካ ኢና በሎ።ውላድ ኣንበሳ ተገምሰስካ ደቀስካውን ብትንሣኤካ ኣተንሥኣኒ" ማለት እዩ።ኮይኑ ግና ኣብ ኣምላኽና መጺኡ ምስ ተመሃረ ዝግባእ ነገረ ድሕነት ምስ ፈለጠ ነቲ ኣብ ሕቡእ ለይቲ ዝተመሃሮ ኣብ ኣደባባይ ኣይሁድ ክምስክር ከሎ ንርኢ( ዮሓንስ 7፡50: "ሓደ ኻብኣቶም፡ እቲ ቕድም ብለይቲ ናብ ኢየሱስ ዝመጸ ኒቆዲሞስ፥51: ሕግናኸ ንሰብዶ፡ ቅድም ከይተሰምዖን እቲ ዝገበሮ ኸይተፈልጠን፡ ይፈርዶ እዩ፧" በሎም።52: ንሳቶም ካኣ "ንስኻውንዶ ኻብ ገሊላ ኢኻ፧ መርምር እሞ ካብ ገሊላ ነብዪ ኸም ዘይትንስእ ክትርኢ ኢኻ፧" ኢሎም መለሱሉ።53: ኵሎም ከኣ ነናብ ቤቶም ከዱ።) ካብዚ ቀጺሉ ውን ምስ ዮሴፍ በዓል ኣርማትያስ ብምዃን ካብ መስቀል ኣውሪዶም ብንጹህ በፍታ ገኒዞም ኣብ ሓድሽ መቃብር ቀበርዎ ።በዚ ከኣ ኣብ ግዜ ቅዳሴ ኣቦታት ካህናት ን የእዳወይ ከም የእዳው ዮሴፍን ኒቆዲሞስን ግበረን እና በሉ ክዝክርዎ ይነብሩ ኣለው።

Пікірлер
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 101 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 15 МЛН
ኢየሱስ ማን ነው ?  ⵏ ክፍል 1  ⵏ ጳውሎስ ፈቃዱ ⵏ Paulos Fekadu
1:07:02
ሕያው መንገድ ቤ/ክ - Living Way Church
Рет қаралды 46 М.
ኢየሱስ || ዘማሪ ሳሚ || Gospel Singer Sami @ARC
24:36
Pastor Henok Mengistu { Singele }
Рет қаралды 100 М.
ኢየሱስ ክርስቶስ ፈራጅ ወይስ አማላጅ!
1:00:56
Mahibere Kidusan
Рет қаралды 80 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
ስለምንታይ ይስገደሎም? ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ )
18:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН