ATV: ህይወትና ፡ ዝርርብ ምስ ገዲም ተጋዳላይን ሓደ ካብ መራሕቲ ተቓውሞን ኣቶ ወልደየስዩስ ዓማር - ፍራንክፈርት (ጀርመን) 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 34,353

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 54
@hidatogbamichael7
@hidatogbamichael7 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ዝርርብ'ዩ፡ ገዲም ተቃላሳይ ክሳብ ሎሚ ከይተሓለለ ዝቃለስ ዘሎ ጅግና ወልደሱስ ዓማር ክብሪ ይግብኣካ፡ ንጋዘጠኛ ኣማኑኤል እያሱ ድማ ብልቢ የመስግነካ
@zetamful
@zetamful 5 жыл бұрын
You look so young nice interesting interview.
@adamismail3017
@adamismail3017 5 жыл бұрын
ተማህርና ብዙሕ የቀኒየልና ።ኣማኒኤል ኢያሱ ብሓቂ ንፉዐ ኣጆኻ ።
@ambesdrar3981
@ambesdrar3981 5 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ኢያሱ ኣጆኻ !!!
@eritrea-sbketieritreabeaut2094
@eritrea-sbketieritreabeaut2094 5 жыл бұрын
ክቡር ሓው ጽቡቕ ሓበሬታ፡ ጉዕጸጻ ኤትራን ምብጋስ ቃልሲ መንእሰያት ኤርትራውያን ፡ ንታሪኽ ዝተርፍ ትምህርቲ።
@petrostsegai5208
@petrostsegai5208 5 жыл бұрын
Ammanuel : I m loving this model of personalizing the program. It is time these ARkanat speak the person in them and tell the histiryaa it is . I m writing this after U listened wedi temnewo as well ! Great interview specially for the young
@mulu1977
@mulu1977 5 жыл бұрын
መርሐባ ወድ ዐማር ፍርስ ፣የቀንየልና ድማ ኤማ ብዐል ዝና 🇪🇷🇪🇷
@ibrahimbishele8850
@ibrahimbishele8850 5 жыл бұрын
ኣማኒኤል ሓደ ክንሱ፡ ክንድሽሕ ኤርትራዊ, ብዓል ክልተ ፍረነብስ ፡ናይ ውጻዓት ልሳን፡ ሕማም መንዳዓት ናይቶም በላዕት ነብስ።
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ
@ጽሙእነብሲጸማምተቓላሲ 3 жыл бұрын
Haki
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Very interesting information with weldeyesus amze Thanks
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 5 жыл бұрын
Amanel thanks for everything.god job
@ephar133
@ephar133 5 жыл бұрын
Very interesting please continue like that we can learn some thing this people need education thanks By the way fixed the voice like professional
@tsegaberhanegoitom9792
@tsegaberhanegoitom9792 5 жыл бұрын
Good job
@shabaymender9126
@shabaymender9126 5 жыл бұрын
በዚ ኣብዚ ግዜ እዚ ዘሎ ህዝባዊ ምልዓላት ብዙሓት ሰባት፡ስርዓት ህግደፍ ብቀሊሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወድቕ ዝመስሎም ኣለው። እንተኾነ እቲ መስርሕ፡ቃልሲ 'ዩ ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎ ተጀሚሩ እምቨር ቅርጽን ዉዳበን ፡ ብሓፈሻ ክኣ ኣብ ሕደ ዕላማን ራእይን ንኽሰምር ተራን ኣበርክቶን ምሁራትን ሰብ ተሞክሮን ደቂ ህዝቢ፡ይሓትት ኣሎ ። ሓደ ካብኡ ክኣ ቃለ መጠይቕ ፡ ዘተ ፡ መድብ ክትዕን ሰሚናራትን እዩ ።ተስፋ ይገብር ኣብ ዝሓጸረ እዋን ኣብ ሓደ ጥርኑፍ ሓይሊ ሰሚርና ነቲ ዘድምየና፡ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ክንጉሕፎ ።
@asmaraeritrea7560
@asmaraeritrea7560 5 жыл бұрын
ነመስግንኻ አማን ነመስግንኻ ኩቡር ኣቦና
@ttek9180
@ttek9180 5 жыл бұрын
Well done Woldeyesus Ammar!!
@dav551
@dav551 5 жыл бұрын
Weldesus Amar the hero Living Eritrean history. We young people very thank u for enormous dedication
@rezenedebesayberhe4903
@rezenedebesayberhe4903 5 жыл бұрын
resah zanita EU
@tommygebar1930
@tommygebar1930 5 жыл бұрын
Good! N Gorgo Drar mhur eritrawi kea ab kexali amxaalna ema hawey please
@mussielkhbthlemannagameato9119
@mussielkhbthlemannagameato9119 5 жыл бұрын
Good job weldsus abelewu keren aaaaahhhhh methaweti higdef koyna hager
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 5 жыл бұрын
#55:50 ለዋህነት ኤርትራዊ ቀደምን ሎሚን ሃገር ለኪሙ ! ኣሽክዕኩም ' ምበር ልቢ ንኢሳያስ ዝፈልጥ ሰብ የሎን : : በዚ ኣብ ኣዋሳ ዝተዛረቦ ከማን ሉኡኽ ሃይለ ስላሴ ምኻኑ ሩዱእ ኢዩ : :
@followthetruth9423
@followthetruth9423 5 жыл бұрын
ናይ ዓብደላ እድሪስ ካልሲ ምስ ዜና ሓሲና ኣብ ስደት ሜዳ
@MZ-wx7nl
@MZ-wx7nl 5 жыл бұрын
Bzuh temekro zelewom bhaki qexlo ema kemziom aynet sebat ena ndeli
@fessahaiehaile6928
@fessahaiehaile6928 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘህዝን እዩ ዉልድ ካብ ትብል አብ ቃልሲ ነርካ ህጅስ ዓድኻ ብማዕዶ ክትርእያ ኮሎኽስ ብጣዕሚ ዘህዝን እዩ. ግን ታሓሽ ቢሂወትካ አሎኻ ታሪኽ ካኣ ትትንትን ዕድለኛ ኢኻ .ናይ እሳያስ ታሪኽ ኣይውዳእን እዩ.እዕሩኽቱ ህዝቡ አብዚ ስልጣን ዘብጽሕዎ ቀቢሩ ዓዲ ሸይ ሸይ እብለላ ኣሎ.
@boxingtime5360
@boxingtime5360 4 жыл бұрын
Amanuel jigna 1 kndi 10000 ajoka qexlo
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 5 жыл бұрын
GBU XBUK MEDEB
@amanielmelake5376
@amanielmelake5376 5 жыл бұрын
Ezi sebay lekbat eu mkniyatu xlie mis deki kebesa alewo mesleni
@mehkif4232
@mehkif4232 5 жыл бұрын
Diev Halal Tari sile zeytifelit kemu yismaka yikewin. Kebesa endyo ni haylesase tegombihom zitekebeow. Lolumas. Go and read the indispensable History instead of talking cheap talk.
@freedom4481
@freedom4481 5 жыл бұрын
Merhaba Kerenin ✊🏿✊🏿 Keren belong not to Higdef... keren is strong then any city in ERITREA Deki keren kebabi keren Higdef aiy delyenan eu, higdef inte delu aib Asmara 150 amet yigber inte delmo... inte zay koynu ni Keren kab Eritrea free kenwusia ena
@dav551
@dav551 5 жыл бұрын
Ni michael gabir kelo gena ferihiwo, belih seb ayfetun
@ysgifuigggu9516
@ysgifuigggu9516 5 жыл бұрын
Wedesus Amar buzuh tarik ay tebalash natkan kebabikn trah aytigbero it ab 40 ; 50 ; 60 zine bere kalsi ab buzuh kebabitat Eritria iu neyru aythsu nabnet ab kebabi Asmera buzht tekale sti gezom nibretom zinedede zi taasrun ziteketlun bi isubat An dnetn n/Hileslasen nerom iyom ab Keren kebaiwn trah aytibel wixui hasot aytiterk zetifelto gu asa Ansebetsy wahid dhur Jeb h Ama sikbel tarik aytemarasih fitet yeblkan nebsika aytetaabi y donkoro leflafi adgi .
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 5 жыл бұрын
ኣንስ ዘገርመንስ 1981@
@adamismail3017
@adamismail3017 5 жыл бұрын
እዛ ናይ ኢሳይያስ ጃሱስ ነይሩ ትብል ካብ ና ኢትዮጵያ ትካል ስሊያ ዝነበረ ጅነራል ዳኒኤል ሰምዐና ። ኤርትራዊያን እውን ምስቲ ክፋት ናቱ ሉኡኽ እዮ ዝብል ነዘውትር ኣለና እሞ ሓቀኛ ሓቤሬታ የድልየና ።
@alitayhamid7373
@alitayhamid7373 5 жыл бұрын
Edmka kulo temher nerka entay terik alka emo ayney kunet ateka emo jegna kenblka
@freedom4481
@freedom4481 5 жыл бұрын
Isias felalyi eu islamay jelfaf, jihad kulu giza kam zibal fulut eu
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 4 жыл бұрын
አታ ባንደራ ፈደረሺን ዘውረድዋ ንነብሶም ልአሊ ኣሪትራውያን ገሮም ዝቆጸርዋ ናይ ቀትሪ ኣዛብአ ተድላ ባይሩ ብኣል ሃማሰን ኣስፋሃ ወ/ሚካኣል ብኣል ኣከለጉዛይ ቀሺ ዲፐጥሮስ ራአሲ በራኪ በኪት ኣርባአተ ኣስመራ ኦርቶዶክስ ፓፓስ ኣቡነ ማሪቆስ ወዘተ ነቶም ኣሪትራ ንአሪትራውያን ዝብሉ ዝነበሩ ሃገራውያን ኣብሊሎም ከምዚ ሳዲስት ኢሳያስ ምስ ደገፍቱ ዝገብርዎ ዘለዉ ብሃገር ናይ ምውጋይ መስርህ ኣሪትራ ኩሉሳአ ብደቃ ምስጠፋት አያ አዞም ንከብዶምን ስልጣንን ክብሉ ሃገር ዝኣክል ኣህሊፎም ንኢትዮፕያ ዘረከቡ ውልቀ ሰባት ብሰንኮም ምሩጻት ደቂ ህዝቢ ልአሊ 200፥000 ደቂ ሃገር መስዋአቲ ክንከፍል ተገዲድና ድህሪ ናይ 50 ኣመታት መስዋአቲ መቅሰልቲ ናይ ሃደ ሚልዮን ምዝንባል ደቂ ሃገር ኣከቲሉ ምምስራት ተ ሃ ኣ ኣከቲሉ አንተኮነ ቅርጹጽ መሪህነት ብዘይ ምህላው ምክፍፋል ት ሃ ኣ ብኣምሳይኡ ምቅንጻል ማህበር 7ተ መዳ ኣሪትራ በይንካ ናይ ምብሃት ኣሪትራ ካብ ሃደ ውዱብ ንላአሊ ክጸውር ኣይክአልንዩ ብዝብል ዘይሃላፍነታዊ ቀጺሉ ምቅንጻል ስሪያ ኣዲስ ቅትለት ንጹሃት ኣሪትራውያን ናቱ ውጺኢት ምፍላይ ህዝባዊ ሃይልታት ምምስራት ሰልፊ ነጻነት ኣቢ አድል ነቲ ሃገራዊ ዘይኮነ ሰላይ ኢትዮፕያ ሳዲስት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሃገርና ኣሪትራ ኣብዚ አዋን በጺሃቶ ዘላ ናብ ኢትዮፕያ ናይ ምልሃቅ ተበግሶታት ውጺኢት ካብ ኣብጋግስኡ ጀሚሩ ዘይቅርኡን ዘይድሞክራስያውን ኣታሃሳስባ ኣሪትራውያን ክሳብ ክንደይ ሃገርን ህዝብን ለኪምካ ናይ ምጥፋአ አኩይ ተግባር ናይ ኣሪትራውያን አናኮነ ይከይድ ክትሪኢ ዝህዝን ተግባር አናኮነ ይመጺአ ብምህላዉ ከተሃሳስበና ካኣለ ስልጣን ብዘይ ኣገባብ ምጥቃም ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ የመዝን ፥
@ጸጋዝጊ
@ጸጋዝጊ 5 жыл бұрын
እዋይ ባዓል ንስኻ ዲኻ ነይርካ ፡ሓላፊ ናይዘን ልሙሳት ዉድባት ።
@mehkif4232
@mehkif4232 5 жыл бұрын
ጸጋዝጊ Entay kit bil delika?
@ጸጋዝጊ
@ጸጋዝጊ 5 жыл бұрын
@@mehkif4232 እቶም ዓበይቲ ገዳይም ዝብሃሉ ፡ተቃልስቲ መራሕቲ ከይፈርዩ ፡ከምዛ ናይ ኢሰያስ ኩርሲ ክቀታይሩ ጥራይ ግዜ ዓሪብዎም ። ነዚ እየ ክብል ደልየ ። እዚኦም ኣሪጎም ኣብ መዕቆቢ ጥሮታ ዝናበዩሉ ግዜ ፡ ክሳብ ሕጂ መራሕቲ ክኾኑ ይትስፈዉ ኣለዉ ።
@wedihaderake7879
@wedihaderake7879 5 жыл бұрын
ata amnuiel nezom ezumat entay waga alewom eu, sebat ente zikonu isyas isyas qonqo areb temehahiri hansab mis qeter hansab mis sudia hansab mis dudan kigoye nimtfana, nsatom neti biqereba zifelitiwo mengsti sudan keman kikesbwo aykealu mis kulu edilatom mislum mikonom areb kem qonqom zimelkuwo bmikonom. temelisom misti abqalsi mis ethiopia koynu zetfom isyas kiqalesu ab ethiopiawyan migunbihom eshinet eu, n ethiopiawi mis kab yehiwat hagez leminka kitqaleso nay eti dika naymiro dikinet zelewo eritreawi tray eu zihasbo.
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
ወልደሱስ ኣብ መልስታትካ ብዛዕባ ዲክታተር ክትገልጽ ከለኻ ኢሳያስ ኣባል ምንቅስቓስ ተመሃሮ ከምዝነበረ ክትገልጽ ከለኻ ኢሳያስ ተጋጊኹም ኣጋጊኹምና ኢሉኒ ትብል እሞ ከሙኡ ኢሉ ከብቅዕ ቅድመኹም ከኣ ናብ ጀብሃ ከይዱ እሞ ገሪሚና ትብል እሞ እዚ ሰብዚ ኣብ ጀብሃ ተሰሊፉ ጀብሃውን ንሻይና ሰዲዳቶ ኣብቲ ንሱ ዝተሰለፈሉ ጀብሃ ብዝንቡዕ ኣረኣእያ ንደቂ ኸበሳ ጀዋሲስ እናበለት ትቕንጽል ነራ እዚ ሰብዚ ግና ክርስትኑኡ ሓቢኡ ድዩ ዘይቀንጸሎቶ እኩዋደኣ ንሻይና ሰዲዳቶ ምስ ተመልሰ ኸእ ተንጺሉ ምስ ኣብርሃም ተዎልደ ሰሎሙን ወልደማርያም ወዲ ሃይለ ወዲ ፍላንሳ ወዲ ፈንቅል ኣብ ዓላ ነበሩ ካብዞም ቀዳሞት መን ኣሎ ኣደም ሳልሕ ክሃድኖም ከሎ ጸግዖም ጽንዓደግለ ነበረ ኣደም ካብ ባሕሪ ንዓላ ክሃድን ክብገስ ካብቲ ቦታ ጠፋእኩም ይብሉዎሞ ንዓረት ይሃድም ወዲ ፍላንሳ ንእሽቶ ስለ ዝነበረ ኣብ ጉድጉዋድ መግቢ ሓዲጎም ንእሙናት ደቂ ዓላ ሕዲጎምሉ ይኸዱ ነዊሕ ኢዩ ታሪኹ ብተስፋንኪኤል ጆርጆ ምስ ኣስራተ ካሳን ኣመሪካን የራኽቦ ከምዝነበረ ናብ ሓደ ዓርኩ እናመጸ ኩሉ ዝነግሮ ዝነበረ ብእዝነይ ይሰምዕ ነረ ተስፋንኪኤል እንተዝስደድ ታሪኹ ክንደይ ምወጸ ስለዝኾነ ኸኣ እትው ምስ በለ ኣጥፊኡዎ ብሓጺሩ ሽዑ ዘይገመትኩሞ ሕጂ ነበረ እንተበልካ ምስ ጠፋእና ትርጉም የብሉን
@adamismail3017
@adamismail3017 5 жыл бұрын
ghebremedhin Zerai. ብቀዳምነት ታሪኽ ናይ ሓባር እዮሞ ሓቀኛ ሓበሬታ ምሓዝ ኣገዳሲ እዮ ። ጅብሃ ዙንቡዐ ኣብ ልዐሊ ክርስትያን ፍጹም ኣይነበራን ሓፈሻዊ እብ ልዐሊ ተጋደልትን ሲቭልን ጌጋታት ኣብ ልዐሊ ኤርትራዊያን ኣይነበራን ኣይብለካን እየ ። ኣብ ውሽጢ ጅብሃ ጀዋሲስ ኢሉ ዝረሸነ ኢሳይያስ እዮ ።
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 5 жыл бұрын
@@adamismail3017 You are a fucken lier...Better to keep your mouth closed, if you don't know what you are talking about...
@user-dj7ue7vl9m
@user-dj7ue7vl9m 5 жыл бұрын
@@adamismail3017 ጀብሃ ከምዚ ገበረት ሻዕብያ ከምዚ ገበረት እንዳ በሉ ሓንጎልና ሓመድ መሊኦሞ እዮም ንመሪሕነቶም ክብሉ ውልቀ ሰባት፡ በቲ ጉዑዙይ ፖሎቲኮኦም ንህዝቢ ኤርትራ ዘይ ኢዲ ፈዴሞ ሕጂ ድማ ክብርታቱ ክምለስ ሓቢሩ ሓድነቱ ጠሚሩ ክቃለስ ኣለዎ ንፍትሒ free n ertirea፨
@ttek9180
@ttek9180 5 жыл бұрын
Ghebremedhin zerai ወልደሱስ ዓማር ተራ ስሩዕ'ምበር ሐላፍነት ዝነበሮ ሰብ አይነበረን። ስለዚ ብዓይኒ ሐቂ ናይ ዝኾነ ተሐታቲ ወይ ተነቃፊ ክኸውን አይኽእልን ኢዩ። ዝነበሮ ቦታ ከአ ክሳብ 1975 አብ አዲስ አበባ ኢዩ ኔሩ። አብቲ ፍርዲ ዝበልካዮ ግን ወዮ ድአ ሐበሬታ ጎዲሉካ አሎ'ምበር ሐደ ካብቶም ፈረድቲ ባዕሉ ኢሳያስ አፍወርቂ ኔሩ ኢዩ። አብቶም ጀዋሲስ ተባሂሎም ዝተፈርዱ ንሱውን ተጠያቒ ኢዩ። ድሕሪ ሰለስተ ዓመት አብ 1970 ከአ ተፈልዩ።
@ttek9180
@ttek9180 5 жыл бұрын
@@badmeeritrea833 ንባዕልኻ ዘይትፈልጦ ሃለውለው አይትበል። ብዛዕባ ክርስትና ምስልምና እንተመጺእና፣ ጀብሃ ንህዝቢ ከበሳ ከይነቐይም ምስ ጉጅለ ኢሳያስ ብዘተ ይፈታሕ ክትብል ከላ፣ ነቶም ምስልምና እምነት ዝነበሮም ጉጅለታት ማለት ብአደም ሳሊሕ ዝምርሑ ሐይልታት ሐርነት ኤርትራ(ዑበሊን)፣ ብዑስማን ሳልሕ ሳበ ዝምራሕ አማና ዓማ ወይ ህዝባዊ ሐይልታት ሱድሕዔላ ኡያ ቀዳማይ ስጉምቲ ዝወሰደት። ዑበሊን አብ ላዕላይ ባርካ ተደምሲሳ መራሒአ አደም ሳልሕ ከአ ተማሪኹ። ስለዚ ሃይማኖታዊ ጉዳይ እንተዝብር ነቶም ብደቂ አስላም ዝቖማ ጉጅለታት አይምደምሰሰትን። ብወገነይ ሕጂ ክርእዮ ከለኹ ጀብሃ ብተደጋጋሚ ዝተጋገየቶ ካብ ነተን ካልኦት ጉጅለታት ምህራምን ምድምሳስን ንኢሳያስ ዝብሃል ሰብ ሽዑ አጥፊአትልና እንተትነብር ህዝቢ ኤርትራ ክንደይ ኮን ምረሃዎ። ጉድለት ድኽመት ዝፍጸም ገበን ጀብሃ ትገብር አይነበረትን ማለተይ አይኮነን። ግን ካልእስ ይትረፍ ብኤርትራዊ ሃገራዊ ትምክሕቲ ምንም ዝወጻ ስለዘይነበረት፣ ብቐጻሊ ቃልስታት ግቡእ መስርዕን ደሞክራስያዊ መስመርን ንምትሐዛ ዝቐለለ ኔሩ። ድሒራውን ውዲት ኢሳያስን መሻርኽቱን ድአ አርኪብዋ'ምበር ደሞክራስያዊ መሳርሕ አብ ውሽጣ እንዳጠጥዔ ከይዱ ኢዩ። ሎሚ አባላታ ዝነበሩ ብኩሉ ዝህብዎ ዓሚቚ ትንታኔን ፖለቲካዊ ብስለትን ክትዕዘቦም ከለኻ ብስለቶም ሕጂ አብ ስደት ዝፈጠርዎ አይኮነን። ሒዞሞ ካብ ሜዳ ዝመጹ ንቕሐት ኢዩ። ስለዚ ብዓል ኢሳያስን ኮራኹሩን ዘባላሸውዎ ግጉይ ታሪኻዊ ጎስጓስ ሐበሬታ ሒዝኩም ንሰብ ዝጎዳእኩም መሲልኩም ንቅኑዕ ሃገራዊ ናይ ተጋድሎና ታሪኽ አይትሐማርግዎ። እዚ ክብል ከለኹ ግን መስዋእቲ ኩሎም ኤርትራውያን አበየናይ ውድብ ይኹኑ ብዘየገድስ ብኽብሪ እንዳጠመትኩን እንዳአኽበርኩን ኢየ። ኩሉ ምእንቲ ኤርትራ ዝተኸፍለ መስዋእቲ አብ ጀብሃ ይኹን ሻዕብያ ክቡር መስዋእቲ ናይ ደቂ ኤርትራ ኢዩ። ዘለአለም ከአ ከነኽብሮ ኢና።
@danielwater1321
@danielwater1321 5 жыл бұрын
ገዲም ታሪኻዊን ተቓላሳይን ኣቦና ወልደየሱስ ዓማር፡ ስለቲ ዓሚቕ ካብ ውሑዳት እንተዘይኮይኑ ካብ ብዙሓት ዘይርከብ ታሪኽ ዝነገርካና፡መጀመርያ ሓበነይ ይገልጽ። ብምቕጻል ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ SBSምስ ገዘጠኛ በየነ ሰመረ ውን ብዙሕ ዓሚቕ ታሪኽ ነጊርካና ኢኻ።ዛራ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ታሪኽ ግን ፈጺሙ ዘይውዳእ መዳርግቲ ኣልቦዩ።ዮሃና ከኣ ይብለካ ኣስዕበ። እንተኾነ ግን ካብቲ ኣብ ኢትዮፕያ ዝነበርክሙሉ ካብ 1961 ቅድሚኡን፡ ብፍላይ ከኣ ካብ 1966 ንድሕሪት ዝሓተካ ኣዝዩ ከቢድ ሕቶ ነሪኒ፡ ብፍላይ ከኣ ዝያዳ ንዓኻ ጥራይ፡ ማለት ንስኻ ጥራይ ትምልሶ። መን ይፈልጥ ግን ሓደ መዓልቲ እንተስ ብ'ኣካል እንተስ ብማዕዶ ይሓተካ ይኸውን። እምበኣር ስለዚ ዓሚቕ ተመሓላልፈልና ዘለኻ ኤርትራዊ ዘይምኖ ታሪኽ ኣዝየ የመስግነካ።
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 5 жыл бұрын
Woldeyesus Amar !!! Gedim Tegadalay zeykone michot zifetu Gedim Tourist iyu, hiwetu ab Europe genzeb Eritrawian inamenchete iyu ahlifuwo...Assenna Woyane kea hanti rubbish TV silezikonet, kemey gera N'Woyane tegelgel its tisereh...EPLF forever...
@nahomberhane7006
@nahomberhane7006 5 жыл бұрын
You are rubbish!!
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Bike vs Super Bike Fast Challenge
00:30
Russo
Рет қаралды 23 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 124 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН