ኣወዳት ጥራይ ድዮም ናርሲስት?

  Рет қаралды 7,423

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Пікірлер: 83
@merrygt1956
@merrygt1956 Күн бұрын
❤ፉሩቱና ሓፍተይ ንዓይስ ሓይል እኪ ትህብን ከምዝ እልኪ ኽትዛረቢ ሓሳባትኺ ኸተካፍልና እንኾለኪ ኽብረት ይሃበልና ሓቢቢቲ Bless u❤
@EdenMichael-z8v
@EdenMichael-z8v Күн бұрын
Kbret haftna furuti shekor belah meniesey ❤❤❤❤🎉
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 Күн бұрын
ክበረት ይሃበናልና ፍርቱ በላሕ መንኢሰይ ❤
@fafakahsay4427
@fafakahsay4427 16 сағат бұрын
Yes,you are so true
@senaitisaac8927
@senaitisaac8927 2 күн бұрын
Our society needs more empowered women like you. Thank you Furtu.
@lisacobalt8174
@lisacobalt8174 2 күн бұрын
Fortuna you are excellent you are not taking any side You are reflecting the reality.our old culture has to be thrown away in to garbage.lets move on as you mentioned in your slogan learn success and so on.❤keep it up.
@rafis1966
@rafis1966 Күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ 💯🥰
@YemaneTesfaldet-q1o
@YemaneTesfaldet-q1o 2 күн бұрын
ፉርቲ ኣዚኪ ንፍዕቲ ቀጽልዮ❤❤ *ሓሳባት ኣብ ምስምዖም ኣብ ኣተኩሮን ጻዕርን ይስርሑ *ተግባራትና ኣብ ተወፋይነት ልባዊ ቅርበትና ይውሰኑ *መቀረት ሓድሕድ ሓልዮት፥አምነት፥በዓቤኡ ልባዊ ፍቅሪ ይምርኮስ *ንሰምዖን ንስዕቦን ሰባት ይኩን ማሕበራዊ መራከቢታት ይውስኑና ዮም።
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 Күн бұрын
You said it all ❤
@semharkedane4679
@semharkedane4679 2 күн бұрын
Furtuna lebam teawitulki enqa haftena konki ❤❤❤
@Eri-malet
@Eri-malet Күн бұрын
ሓደ ጠንቂ ናይዚ ዘጋጥም ዘሎ ከምቲ ነዓይ ዝመስለኒ፡ እቲ ናይ መጀመርታን መወዳእታን ጌጋዩ ንሱ ከኣ፥ ደቂ ኣንስትዮ- ንደቀን ኣቦ ዝኾነን ብሱል መጻምድቲ ኣይመርጻን እየን ጥራይ ኬፍ ስለ ዘለዎ ተጻዋትይ ስለ ዝኾነ ሓላፍነታዊ እዩ ማለት ኣይኮነን። ደቂ ተባዕትዮ፥ ልክዕ ከም ደቂ ኣንስትዮ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ኣደ ንደቆም ኣይመርጹን እዮም ጥራይ ጽብቕቲ ስለ ዝኾነት ጽቡቕ ናብራ ክህልወካ ማለት ኣይኮነን። ሓንቲ ብቕዕቲ ኣደ ዝገብራ ክብረታ ሓልያ ዋጋ ነብሳ ትፈልጥ ንስድራኣን ሰብኣያን ተኽብርዩ፡ ቃልኪዳን ኣሲርካ ሽምካ ክትህባ ከለኻ ሽምካ ተማዕርግ ክትከውን ኣለዋ።
@kiflomfeday1757
@kiflomfeday1757 2 күн бұрын
ሰላም ንዓኪ እዛ ጋለይ ኩሉ አቀራርባኪ ናይ ሚድያ ድስፕሊንኪ ብጣዕሚ ሐንቲ ነገር ዝታሐበኤትኪ ብጣዕሚ ንሂወትኪ ንሐዳርኪ ንሀገርኪ ጥበብ መሊእኪ ምእንቲ ከተገልግሊ ምስቲ ኩሉ ዓለማዊ ፍልጠትኪ ።ሀይማኖት ይህሉወኩ ኢዩ ግን ናይ ተርን ንክትረኽቢ በጃኪ መጽሐፍ ቁዱስ አንቢቢ እሞ ደሐር አበይ ከምዘሎኪ ከርእየኪ አነ ፍቃደኛ እንተኮንኪ ክድውለልኪ ከማክረኪ ፍቃደኛ ።ንምታይ ጋለይን ሐፍተይን ኤርትራዊት ስለዝኮንኪ ርከበኒ እዛ መሰጅ ተራ መሰጅ አይኮነትን ናይ ሂወትኪ ናይ መጨረቻ መልእክቲ ኢየ ከምተፍራሐኪ ይፈልጥ ኢየ አምላክ ንልብኪ ገጥ አቢሉ ክሕዞ ኢዩ አዞኪ ዝፈትወኪ አቦኪ
@BetiBeti-z8q
@BetiBeti-z8q Күн бұрын
Furutye mara endye zdnqeki ab hiwtey hsab tmnchwley ab wdhtey zelo kulu tfltyo koynu u zsmani ktzarebi kleki ..bjakum trdadiena enber tndadireka zkyed hadar ylen buzuh ente zeytsmamieka wen kab mqtal mfllay yhaysh 🎉🎉🎉🎉
@Elulife-u1k
@Elulife-u1k 2 күн бұрын
አርንብቲ ጓል ኣንስተይቲ አዱብ ሕብረተሰብ ትፈጥር ሰለዚ አቶም ሕበረተሰብና ዘስረጸልና ረቀቅቲ ክብርታት ክንሕልዎም አንተ ዘይ ክኢልና አዚ ዘጋጥም ዘሎ ድው ክብል ኣይከልን ዩ።so please furti Haftey ነቲ ንወለድና ቅዱስ ሂወት ከሕልፉ ዝገበሮም ረቀቅቲ ነገራት መጽናዕቲ ገርኪ አንተትቅርብዮ ጽቡቅ ነይሩ ።thank's more ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪ ፉርቲ ሓፍተይ
@tesfalemtekle2894
@tesfalemtekle2894 Күн бұрын
Abiet lbona 🙏
@ካብቲክቶክ
@ካብቲክቶክ Күн бұрын
ሰብኣይ ካብ ንሰበይቱ ምቅታል ዶው ኣይብልን እዩ ክንቅንሶ ግን ንክእል ኢና መቀነሲ ከኣ ሰብ ምስ ተወለደ ካብ ህጻኑ ኣጋባብ ምቅያር እዩ፡ ንዕዑ ዝቅይር ከኣ መራሒ ሃገር እዩ። ሶ ዘክርኒ ቀያር እንተ ዘይመጽዩ ኣብ ሃገርና እቲ ሞቶ መሊሱ ክበዝሕ እዩ። the matter of the time
@titibrhane7796
@titibrhane7796 2 күн бұрын
Pls Frti haftey tblyo zeleki aki u kemzi elomni elki pls kemten keyxrefa ferihen kftewa elen neti haki nay gal ansteyti gfie behwata zwerda keygelexo zhalfa wey dma mergexien zkyra keytkoni dekinstyo wagana baelna ena knhlwo zelena maletey neti dhur atehasasba hizom zewardunan mftarna zexluna zelewu yehwatna elna ztemeranayom rdietom kkyer entekoynu knserhalu u zelena slezi haderaki bzmexe nekefeta kabti tkedyo zeleki mergexi maletey xgemat gfei deki anstyona kab mglax keytekarxi nbaeley beti kunetat slezhalefku eye frti naeschtu yehwatna bu keyhalfa awedatna knekhu srhlu ms beal betki btaemi eye dednkeki
@FithawiMahari
@FithawiMahari 2 күн бұрын
ኣብ ዝሓለፈት ቪዶኪ ቲፎዛ ወይ ጸግዒ ወገንነት ነይራታ እያ ። ዳርጋ ነተን ኣዋልድ ቾብ ኢልክየን ናትኪ ቪድዮ ምስ ርኣየት እስከ ዉዓላ ኢላትኒ ፈጠጠጥ ኮይኑ መሬት ከምቲ ዓወት ዝበሎ ግና ስሕታን ማዓልቲ ኣድሕነኒ ኢለ ሓዲገዮ ይብለኪ ኣይተራስንየን ግና ኣይበሰላን ዘለዋ እተን ዶና ናይ ዓድና
@selamhabtegergish223
@selamhabtegergish223 2 күн бұрын
Well said Furti🎉🎉
@dc8625
@dc8625 Күн бұрын
እቲ ሓዉና ዝብሎ ጌጋ ኢዩ ኩሉ ኣወዳት ክኸውን ኣይክእልን እዩ ኣይኮኑን። መብጽዓ ትብህል ኣይብላን ኢየ ንኣፍቃሪተይ ህያብ ገዚኤ ኢየ ዘምጽኣላ 😅
@AdamBelay-q1y
@AdamBelay-q1y 2 күн бұрын
ጽቡቕ ኣለኺ ኣይትገደስሎም እቶም ሓሪቖም ገለ ትብልዮም ዘለኺ። በታ ተሕሚሞም ጎኖም ስለ ዝተንከፍክዮም እዮም ሓሪቖም ከምኡ ዓይናት ባህሪ ዘለዎ ሰብ ጥራሕ እዩ ክሓርቕ ዝኽእል። ሹር። እቶም ከምኡ ዓይነት ሰብ እዮም ከኣ ኣሕዋትና ዝሓርድወን ዘለዉ። ኩሉንኽን ደቀኣንስትዮ ተጠንቀቓ ጹብቕ ጌርክን ዘትፈልጥኦ ሰብ ከይትምርዓዋ። ዋላ ሓዳር ይትረፍክን።
@QisanetAraya
@QisanetAraya 2 күн бұрын
Exactly
@Elulife-u1k
@Elulife-u1k 2 күн бұрын
Sory sis ከሙ ኣይትበሊ ሂወት ዘሕልፍ ስብ ድካም ናይ ኣአምሮ ስንፍና ናይ ሓሳብ ዩ ስምዒትካ ክትገትአ ዘይ ምክኣል ዘየመክሕ ድካን ዩ ካቡ የድሕነና።ግን አንታይ ዩ ቲ ጠንቂ ? ኣደይ ኣዴክን ኣቢይን ኣቦክን ቅዱስ ሂወት ከሕልፉ ዝገበሮም ረቀቅቲ ክብርታት ኣጥፊአናዮም ሽዕ ንስክን ቀይዲ በተክ ንሕና አንስሳታት ኮየና so please first we have think about the cause before the effect?
@First-love-1991
@First-love-1991 2 күн бұрын
N`ፉርቲ ትፈትዉ like ርገጹኒ ጸላኢኩም ይረገጽ 🇪🇷 ክተርፍ ዘለዎ ምስላ ብዙሕ ኣሎ ሓደ ካብኡ 1ይ ወይ ዝበሉኻ ግብረሎም ወይ ዓዶም ግደፈሎም ❌ 2ይ ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ❌ ቃል ብቓላ ክትመውት ኢኻ'ያ ትብል 3ይ ንዓኻ/ኺ ዕድል ገዲፈልኩም ኣለኹ ☺❤
@eri_space8713
@eri_space8713 2 күн бұрын
Aqmi wey Nqhatk Haxirka/ki alo Eti Msla bque eyu Entezeyterediuka mhtat kea lbona eyu entezeykoynu kea Abta 1st Asfirkaya zeleka Msla twediq malet eyu😂malet eti Msla zeykone nska eka kitterf😎
@tsgeredahailu9462
@tsgeredahailu9462 2 күн бұрын
ሰላም ፍሪት ሓፍተይ ኣነሲ ሕቶለኒ አቶም ናርሲስቲ ባህሪ ኣሎም ወይ ክህልዎም ይክአሉ ኢዮም አልና ንግምቶም ሰባት በከመይ ካብቲ ዓይነት ሕማም ክንሕግዞም ነክአል? መክንያቱ ገሎም ሰባት ዘይጥዑም ሙካኑ ብህርያቶም ይፍልጡ አሞ ግን ከምሓየሹ ካ ዘይክአሉ መስ ሰብይቶም ናብነት አንድሕሪ በዲሎማ ድሒሮም ብጣዕሚ ይጣዓሱ ኮሙዓይነት ባህሪ ምህላዎም ድማ ኩሉግዜ የማርሩ ኢዮም ናተይ ሕቶ ሕክምናዊ ደግፋት ከርቡ ይክአሉዶ ማልት መድሃኒት ገለ ኣሎዎ ዶ ካብ ተራፒ ወጻኢ ማለትይ ኢየ ? ? ? በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ ፉርቲ ኣጆኪ ብጣዕሚ ተስፋ ትኮንና ፡👸❤
@homesweet1235
@homesweet1235 Күн бұрын
Well said furti❤
@AmanAsgedom-q8j
@AmanAsgedom-q8j 2 күн бұрын
Furtuna abzia hasabey kekafl ane entay yibl zeytgebro mizrab xubuk aykonen
@Tirhas178
@Tirhas178 Күн бұрын
Eritrawi 70% b aninet awirom eyom. haftey. Nay deqom Halafnet zbehal yeblomn mexaetat deqom kemey kkewn kem zelewo plann zbehal yeblomn. Abti sysytem yelewn ember hg nkulu futur wedi seb hade eyu ab Europa. Geliom eko frutuna haftey deqom kndey kfli kem zbexhu ayfeltun bhade edaneberka. ABO zbehal ternafin habhabn eyu kkewn zgbae. Ezi kea ab Eritrawyan ember ab kaliot deki kalie zeyga aytrion eka. Eta sbenet nay Eritrawi flyti koyna.
@selam801
@selam801 2 күн бұрын
ዌል ፉርቱናይ❤😊
@Haimanot2024
@Haimanot2024 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@samuelmelake5967
@samuelmelake5967 15 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@mihretsolomon1696
@mihretsolomon1696 Күн бұрын
Yekenyelna ❤❤❤
@habugngus4014
@habugngus4014 Күн бұрын
He insults me and tells me it's my fault that I got insulted... more than all he compares me with others what do you say Abt this?
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 22 сағат бұрын
Seb entekoynu bxerfi zeykone other means of talking km zelo you have to tell him. You are a human being not an animal that is insulted that easily. Him comparing you with others is HIS insecurity. He thinks you are better than him. Thats how he copes
@gghaile6795
@gghaile6795 2 күн бұрын
@letebrhanandebrhan9462
@letebrhanandebrhan9462 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏
@selamgirmay9340
@selamgirmay9340 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ansy4366
@ansy4366 2 күн бұрын
ኩሎም ከምዚ ዝሓስቡ እንተ ኮይኑ ኩሎም ሓሚሞም አዮም ሎምስ ነዞም ኣወዳት የሕዋትና ፈርሕናዮም ዋዕእእ
@nadi7857
@nadi7857 2 күн бұрын
💝💝💝💝💝
@Trimrim1
@Trimrim1 2 күн бұрын
Narcissists have a prominent place in the popular imagination, and the label "narcissist" is widely deployed to refer to people who appear too full of themselves. There's also a growing sense that narcissism is on the rise around the world, especially among young people, although most psychological research does not SUPPORT that notion. Narcissism is characterized by a grandiose sense of self-importance, a lack of empathy for others, a need for excessive admiration, and the belief that one is unique and deserving of special treatment. If you encounter someone who consistently exhibits these behaviors, you may be dealing with a highly narcissistic individual.
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 2 күн бұрын
True. I think it’s a real mental disorder.
@adiamesey5243
@adiamesey5243 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@sennaitghebrelasiv4206
@sennaitghebrelasiv4206 2 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hararahakote
@hararahakote 2 күн бұрын
Tm elkns eske lebam lebam aytxaweta dqi anstyo kemakn hmak sb y len shelel keman zeytbla nqelil ner mara mara whdat aysanan gen bhafesha deqi anstyo mtami ekn hmakat entay eknke goni natkn konkn tmexa zelekn wedi dfanse kgebrlkn alo enskn ka newedat dfase ygebr slezi awet kzarebo nrwo nti zereba gen sorry kaleki btami nfeti eki 👍 thanks
@KdstiGebru
@KdstiGebru 2 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Elulife-u1k
@Elulife-u1k 2 күн бұрын
first we think about the cause before the effects.ደቀንስትዮ ብዙሕ ፕሮቶኮል ዝጎደሎ ናይ ሜድያ ኣጠቃቅማ ናይ ዴሞክራሲ ኣጠቃቅማን ዩ አቲ ጠንቂ ኣብ ዝኩሉ ኣውዲቅና ዘሎ። ንሕና ድካምና ጓል ኣንስተይቲ ያ ማለት ክንረክባ ዋጋ ንከፍል አንተስአናያ ድማ ኩሉ ናይ ዓይነት ንይ ዱካም ገጋታት ንፍጽም so.sry ኣንዊሐዩ ጽምአይ ኣዉጺ አ ናይ ሓሳብ ሜዳ ረኪበ thank's
@brhanedesale4112
@brhanedesale4112 Күн бұрын
Nqihat zedlyo gize eu emo kulu nnqah yehwat
@mrh3272
@mrh3272 2 күн бұрын
ዝሃብክዮ ትምርቲ ጽቡቅ እካ ተኮነንን ክትቅጽልዮ ዉን ዘተባብዕ ተኮንኩን ኣብታ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ክንጠፍእ ንክእል ስለ ዝኮና ብምህራም ወይ ናርሲስት ሕማም ዘስምዕ ሓሳብ ምሃብኪ ግና ገና ኣብ ስምዒት ምህላዉኪ እዩ ዘርኢ። ንጣብ ኣቦርኩቶኪ ኣገዳሲ እዩ ነቲ ሕብረተሰብ ጽቡቅ እንተኮነ እዚ ሓዊስካ ንገሊኦም ጽልእካ መውጽኢ ንዕቀት ዝተሓወሶ ከምዚ ኢልኩምኒ ኢልካ ምስትንዓቅ፡ ብፍላይ ሓደ ደዊሉስ. ... ኢልኪ ምቁሻሽ ንዓኪ ከም ሰብ ብዉልቅኪ ከይጎድኣኪ እምበር ተምጽዮ ለውጢ የለን። ናርሲዝዝም መብዛሕትኡ ኣብ ደቀንስትዮ እዩ ዝሬኤ። መኣረምታ፡ ወላ ጌጋ ሪኢቶ ብቃል ኮነ ብምልክት ኣካላት ከይተስተናዕቂ መታን እቲ ጽቡቅ መዳባትኪ ሰባት ክከታተሎ። ካልኣይ ሞያዊ ኣገላልጻ ኢኪ ትጥቀሚ ግና ኣብ ስምዒት ከይትኣትዊ ደጊምኪ ረኣዮ፡ ንኣብነት ብምምራር "እንታይ ኢና ንከዉን ደለና" ከምእታትን ካብ ትደጋግሚ እስታስቲክ ብምዉካስ ብመሰረት እዚ ናይ ምግንዛብ እስታስቲክስ ሃገርና እካ ኣብ ደሓን ተሃለወት ወይ ድማ ብመሰረት እዚ እስታስቲክ ምስቲ ናይ ሃገርና ባዕልና ንግምግሞ ልዑል ስለ ዝመስል ኣሰካፊ'ዩ. .. ወዘተ ተጠቀሚ። ንፍዕቲ ዛጋለይ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast Күн бұрын
ነመስግን ስለ ርእይቶኹም እቲ ዝደወለ ሓወይ እዩ፡ሓደ ምባል ምቁሻሽ ኣይነበረን ስሙ ክለዓል ስለ ዘይተደለየ እዩ።ነዳልዎ ፕሮግራም ከኣ ብምህዞ ዘይኮነ ብመጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝተደገፈ ሙኻኑ ክንሕብር ንፈቱ።ብዝኾነ ስለ ግዜኹምን ርእይቶኹምን የመስግን። (ፎርቱና)
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 2 күн бұрын
ሕጅውን ምንም ዝተንከፍክዮ ባህሪ ደቂ ኣንስትዮ የለን። ብሕልና ዝቐትልኦ ዘለዋ ወዲተባዕታይ መን ይዛረበሉ መንከ ዓገብ ይበለን ፡ስለምንታይ ኢኺ ናተን ኩፉእ ገኒ ብምምጻእ ምኽርን ማዕዳን ክትልግስለን ዘይትፍትኒ? ሎሚ እኮ ከፊአን ዘለዋ ፡ሓዳረን ፈቲሐን ሓዳር ሰብ ዘፋትሓ ኢየ ፡እዚ ኣብ ብዙሓት ኣሕዋትና ዘጋጥም ዘሎ ኢዩ ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ።
@batseba8511
@batseba8511 Күн бұрын
እታ ዝሓሸት ኣማራጺ ምፍታሕ ኢዪ
@AlexanderGoitom-b9h
@AlexanderGoitom-b9h 2 күн бұрын
Furti haftey kfetweki meat endye nere lomi lomi gn aygdn,eza tsbake hewanat tbl medeb ms jemerki gn guday metsitsa,,,,, eske eza medeb awet ykrba! 🤔🤔
@angishaestifanos3217
@angishaestifanos3217 2 күн бұрын
So semitna tekatstsirna kinzareb yegbana eti zegateme nukuluna u zismana hafash gin kinhmelo aygbanan mhretu yelak tsbuk srahh
@jijijiji6461
@jijijiji6461 2 күн бұрын
Futri konjo joker tqiyer ala bebquru bsehaq myte ' selfcare terekibus sebeyti ab salsti ktdker' ewe 😅😅😅 zweredena awald.
@filimonyowhannes3935
@filimonyowhannes3935 2 күн бұрын
ብተቕርብዎ ሃናጺ ዝኾነ መደብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን።ኣብዚኣ ናይ ሎሚ ግና ኣብ ደቐንስትዮ ዝርአ ባህሪ ኣይገለጽክን ምኽንያቱ ኣብ ዝሓለፈ ብዛዕባ ደቒ ተባዕትዮ ብዙሕ ዘርዚርኪ ነርኪ ምናልባት ኣብ ቕትለት ኣይበጽሓን ይኾና ግና ብዙሓት ደቒ ተባዕትዮ ግና ናብ ጭንቐትን ብስጭትን ዝበጽሑ ኣይሰኣኑን ኢዮም ነዚ ብዘይምፍላጥ ዝህሰዩ ኣይፍለጡን ኢዩም አሞ። አቲ ኣገዳሲ ነጥብታት ብዛዕባ ባህርያት ደቐንስትዮ አንተ ትገልጽዮ ጽቡቕ ኔሩ ።
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 2 күн бұрын
Ndatekelna si bzaba deki anestyo tezarebi?
@meyaaaa-u7t
@meyaaaa-u7t 2 күн бұрын
Dehan kab da sheytan zmexe goft ytrefena bzey nsu keman sgeytan fesilom alo zom tebaetyo aedug
@asmoromhabtom9958
@asmoromhabtom9958 20 сағат бұрын
ናርሲስት ኢኻ፣ድሑር ኢኻ...ወዘተ እንዳበልክን ዋላ ነቲ ቅኑዕ ተባዕታይ ብቕንዕንኡ ከምዝጠራጠር ዝግበር ተባዕታዊ ባህሪ ዝቐትል መርዚ ምንዛሕ ከይገደፍክን.......
@teklittukue2551
@teklittukue2551 Күн бұрын
Entay emo nay lomi yehwatna ab teaum zerba enber ab gbri ayamnan eyan
@kuduskiflay-fd9nn
@kuduskiflay-fd9nn 2 күн бұрын
በልማማ ደቂ ተባዕትዮ እናበልኪ attack ካብ ትገብርና ነዊሕ ጌርኪ ኢኪ ኣንሳሕቢ ካብ ርእስና ኣንቲ ኣረሜን ፍጥረት
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 2 күн бұрын
Emo ndeki anestyo ndaketelku
@paradise6047
@paradise6047 2 күн бұрын
Anta hawey kdus kelo shmka si zeyteqedese tzareb gega
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 2 күн бұрын
ከምኡ እየ ዝግብር ኣነ ተጸሪፈ ደኣ በል እምብር ክንደይ ኤርትራውያን ኣሕዋትናስ እባ ሓሳብ ሂቦም, ነቕፌታ ሂቦም'ዮም. ኣብዚ ቪደዮ ኣውዳት ደጊፋ, ኣዋልዳ ምዒዳ እያ. ስቕ ኢልካ ሃለውለው ኣይትበል
@Elisaelisa-sn2mm
@Elisaelisa-sn2mm Күн бұрын
ሓወይ ስንፍናኻ ኣይትግለጽ
@akberetkidun2243
@akberetkidun2243 Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kisanetkahsay4333
@kisanetkahsay4333 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@lene6205
@lene6205 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@draraynifewsilbi8095
@draraynifewsilbi8095 Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@tesfommahari2541
@tesfommahari2541 13 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማአሰርቲ ኣብ ኢትዮጵያ
14:12
KAP PHILI
Рет қаралды 1 М.
ዘይንፈልጦ ሓይልና!
15:17
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
БУ, ИСПУГАЛСЯ?? #shorts
00:22
Паша Осадчий
Рет қаралды 2,5 МЛН
ТЫ В ДЕТСТВЕ КОГДА ВЫПАЛ ЗУБ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,7 МЛН
ባህርያት ናርሲስቲክ ሰባት!
11:32
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 15 М.
ደቀንስትዮ - እንሆ ሜዳ።  #ዶክተርሻሮን
15:23
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 49 М.
ሰባት እንስሳ እዮም ፡ ተጠንቀቑ!
11:11
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 3,9 М.
ቅኑዕ ኣተሐሕዛ ሰብኣይ ኣብ ሐዳር
1:03:23
Meley Media
Рет қаралды 21 М.
🛑ለጥያቄዎቻቹ መልስ / መልሲ ንሕቶታትኹም /
37:31
Fryat Yemane | ፍርያት የማነ
Рет қаралды 103 М.
ኣብ ፍቕሪ ዘለና ኣረዳድኣ ጌጋ እዩ!
36:48
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 39 М.