ባህርያት ናርሲስቲክ ሰባት!

  Рет қаралды 15,851

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Пікірлер: 156
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ንፍፍዕትን ለባምን ሓፍትኺ ዝፎትወኪን ዘድንቀክን ካብ ትግራይ ,,,የፍርሕዩ ዘመኑ ፈጣሪ የቅልለልና እምበር ❤❤❤
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 7 күн бұрын
🩵💜💚🩷😘🙏
@ዓርኮብኮባይ
@ዓርኮብኮባይ 8 күн бұрын
ክብርቲ ፍርቲ ሓፍትና እቲ ሓሳብኪ ጽቡቕ ኮ እንተ ኾነ ጊን ብኽልተ ወገን እንተትእርምዮ ደው ምበለ ሓደጋ. ማዕዳ ደኣ በር እዝን እትን ፍርሕን ራዕድን ዩ ዝፈጥር...ናብ ፈጣሪ ዘይምቕራብ እዚ ኩሉ ጸገም። ቅዱስ ዘረባ ከም ወድክን ጋልክን ጌርኪ ምኸሪ....ስምዒታትኪ ትቖጻጸሪ ተገምጢሉ ከይሃርምኪ..ምህራም ደው ይብል ስለምታይ ንትሃራረም ሰብኣይ እንታይ ይግብኦ ሰበይቲ እንታይ ትደሊ ደኣ በር፥ ከምዚ ትኾይኑ/ና ረሓቓ.....ጌጋ...ስደት ዝብሃል ንኹልና ኣይደገፈናን በር ንፍዓት ህዝቢ ኢና....ተስፋን መዕዳን ዩ ምፍቲሒ ኡ ብሃሊ ኩሉ ይጋገ ስለ ዘሎ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
እዚኣ ናይ ደቀንስትዮ ፕሮግራም ዓለም ሄዋናት እያ ኣብክልቲኡ ኣሎ እዚ ባህሪ፡እዛ ቪድዮ ግን ብስም እተን ዝተቀተላ ኣሕዋት ሃዲእኩም ስምዕዋ።ንዐአን ትምልከት ሓበረታ እያ።እንተ ከመይ ክንከውን ኣለና ግን መምህር ዓወትን መምህር ፎርቱና ብሓባር ብዙሕ ኣብቲ ናይ ክልቲኦም ይዛረብሉ እዮም።ነመስግነኩም
@ዓርኮብኮባይ
@ዓርኮብኮባይ 8 күн бұрын
@@Hbri-vodcast እሺ ከም ፍቃድኪ ይኹን
@WeldegbrielFthanegest
@WeldegbrielFthanegest Күн бұрын
Wude medebatki kef alewom ketsllom bltsti haftna
@TEKLEYohannes-mn8eu
@TEKLEYohannes-mn8eu 8 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ላኣኸልና።በጃኹም'ንሕማቅ ማዓልቲ የለኹላን ንበል እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና😔
@hanaabdu7974
@hanaabdu7974 8 күн бұрын
የቀንየልና ብርክቲ ሓፍተይ መንግስተሰማይ የውርሰን ኣሕዋትና ከኣ😢😢😢
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 5 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዋናዊ ብምዃኑ ኣዚዩ ዝነኣድ ስራሕ ዕድሜኺ ንኢሽቶ ኢኻ ።ልቦናኺን ስራሕኪ ግን ዓባይ ሰብ ከምኡ ሰብ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ናይ ልበይ ዝገለጽክዮ ኮይኑ ተሰሚዑኒ የቀንየልና!!!
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 8 күн бұрын
ይገርመኪ እዩ መምህር ፍርቱና!! ኣብዚ ሕጂ ዝፍጠር ዘሎ የደንጽወካ 😢,ንጽቡቅ ኢካ ንጉሆ ንጉሆ ትሰምዖ እንበር ንሕማቅ፡እንታይ ኢና ንከውን ዘለና ደቂ ኣንስትዮ በጃክን ክንዲ ዝኮነ ይኩን ሕማቅ ኣጋጢምና ዘይፍታሕ የለን በጃክን ሂወትና ባዕልና ሂወትና ነጥፍእ😢 መምህር ፍርቱና ኣብ ግዚኡ ጽቡቅ ሓበሬታን ትምህርትን እዩ የቀንየልና❤
@Semu515
@Semu515 8 күн бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ፉርቲየ:እቲ ካልእ ጸገም ኮይኑ ዝረኣየካ ከኣ ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብደቂ ኣንስትዮ ተበዲልና ንዝብሉ ኣወዳት ዝተጋነነ ምድንጋጽ እናርኣኻ: ሕጊ ከኣ ምስአን’ዪ ዝውግን እናበሉ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዓቢ ጽልእን ናይ ሕነ ምፍዳይ ስምዒትን ንኽዓቢ ዝገብሩ ዘይሓላፍነታውያን ውልቀ-ሰባት እናሰሰኑ ምምጽኦም’ዩ። እቲ ካልእ ዘጉህየካ ነገር ከኣ ኣብዚ ዝወርደና ዘሎ በደልን ዓመጽን በቶም ኣዕኑድ ናይዚ ሕብረተሰብ ዝኾኑ መራሕቲ ሃይማኖት ይኹኑ መንግስታውያን ሰብ ስልጣን እኹል ኣድህቦን ሸፈነን ይረክብ ዘይምህላዉ’ዩ😔😔😔
@ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
@ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 8 күн бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ የቀንየልና🥺🙏🥰
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx 5 күн бұрын
absolutely true, thank You sis
@englishpracticetogether.wi7043
@englishpracticetogether.wi7043 7 күн бұрын
The gift of magi. I read this book in grade 12, thank you excellent❤❤❤❤.
@semyatalem8320
@semyatalem8320 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቅ ትምርቲ ኢዩ ፉርቲ ሓፍተይ ኣነ ዘይተርዳኣኒ ግን ኣተዓባብያና ዳርጋ ተመሳሳሊ አዩ ግን ገለ ገለ ደቂ ኣንስቲዮ ዘይ ዓቐን ፍቅሪ ይጽበያ ነቲ ፍቅሪ ክብላ ክኣ ኣብዘይ አቶ ያትዋ ግን ኣክቡሮት ፍቅሪ ሰላምን ካልእን ካብ ውሽጢ ናብ ደገ አዩ በጃኽን ኣህዋት ጸጋና ምሳና አዩ ዘሎ ካብ ካለእ ኣይንድለዮ ጾሎት ንግበር ከም ፉርትና ዝበላ ሞራል ዘለወን ኣሕዋትና ንመሃር
@azebamine3426
@azebamine3426 8 күн бұрын
Bezhu video bezaiba ezy serhi pls GBU 🙏 sis betami eyu zehzin nay hezbina negar
@selamhabtegergish223
@selamhabtegergish223 8 күн бұрын
Furti you raised an important issue. What makes me sick is that the society expects women to tolerate every abuse they got in a relationship or marriage. They quote them as a wise woman who respects her religion and culture. So the change has to come from us women standing for our self and equip ourselves with knowledge.
@meleyluxuryhair1976
@meleyluxuryhair1976 8 күн бұрын
Yes let’s stand for our right
@Lidyahadush-t3s
@Lidyahadush-t3s 8 күн бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ካብ ዝፈትወኪ ሓፍቲኪ❤
@mileniseyas7728
@mileniseyas7728 5 күн бұрын
That’s what I was waiting to do it fruyhi smart !!!! Thank you honey!
@luha216
@luha216 6 күн бұрын
Very smart woman proud of you
@LullyHabtom-l6y
@LullyHabtom-l6y 7 күн бұрын
Thanks for the advice.❤❤❤
@fiyoriliben6317
@fiyoriliben6317 8 күн бұрын
Yeqenyelna 🙏🙏🙏 mermhr Frtu
@dgvh7060
@dgvh7060 5 күн бұрын
Thank you frutunayey ❤❤
@aramgebrai4387
@aramgebrai4387 8 күн бұрын
thanks you xbuk gelxkyom alaki
@brhaneteamr6364
@brhaneteamr6364 8 күн бұрын
ፅቡቅ
@NiniGggg-u9i
@NiniGggg-u9i 8 күн бұрын
Great one!! Keep empowering our young women.
@nahomwedieri7231
@nahomwedieri7231 8 күн бұрын
Furti km qedem hanxi hasab thanx for your advice 🎉🎉🎉
@slasandmkael1278
@slasandmkael1278 8 күн бұрын
Thank you meareyy ❤❤❤❤❤
@WediBoochulo
@WediBoochulo 8 күн бұрын
Thanks mem.futuna ur contribution ...to our people is great keep it up
@LuwamSertsu
@LuwamSertsu 7 күн бұрын
Thank you
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa 8 күн бұрын
Yekelelna xbkti ❤❤❤
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 6 күн бұрын
Ferihna eko lomus beka uffff 💔
@efremmehari2551
@efremmehari2551 8 күн бұрын
Btaemi zehzn eyu amlak mhretu yewrdelna zeredade menfes yehabena Thank you so much
@Lulilove582
@Lulilove582 8 күн бұрын
Omg I was in the hell 😢 I'm glad I'm in better life now, I was at confusion life but I'm never thought could be narcissistic but it was narcissistic everything you said it it happened to me 😢😢😢😢
@HaregeweyniGerenchal
@HaregeweyniGerenchal 3 күн бұрын
ጌጋ
@galkeshi-ip7fx
@galkeshi-ip7fx 5 күн бұрын
💔😭🙏fetari balu selamu ylaklna 😭💔
@happyentertainment864
@happyentertainment864 8 күн бұрын
Thank furtuna!!... ውልቃዊ ርእይቶ ኣብቲ መጀመርታ ደቂ ኣንስትዮ ክጥንቀቃሎም ዘሎወን ሓደገኛ ባህሪ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ዝበልክዮ ነቶም ቅኑዓት እሞ ከምዚ ዓይነት ባህሪ ዘሎዎም ኣይጸልዎምን 'ዶ፤እቶም ደቂ ተባዕትዮ ቅኑዓት እናሃለዉ እተን ኣሕዋትና ነዚ ምስ ሰምዓ ክጠራጠራ ኣይገብረንን።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ከምኡ ኢላ መምህር ፎርቱና ናርሲስቲክ ዝበሃሉ ኩሎም ደቅተባዕትዮ ዘይኮኑ ኢላ ኣላ ዘይሰማዕካያ ከይትኸውን ወዳኣያ ቅድም።ስለ ርእይቶኻ ነመስግን🙏
@SaymonHaptexen
@SaymonHaptexen 8 күн бұрын
ፉሩቱና ሃፍተይ btaimi xbuq eyu kemzi gerki aneqaqhelna bejaki selam yewrdelna fetari
@rafis1966
@rafis1966 8 күн бұрын
Nice job a great message especially to our girls on tiktok 👍🏽💐
@saraberaki3916
@saraberaki3916 7 күн бұрын
Behaki❤❤❤
@atobrhangebreslassie
@atobrhangebreslassie 8 күн бұрын
Thanks Furti
@hubinateyhubinatey6309
@hubinateyhubinatey6309 7 күн бұрын
Very true ❤❤❤❤❤
@tesfit2518
@tesfit2518 8 күн бұрын
ሰላም ንዕኽ ፉርቱና ኣብርህያ እም ናርሲስትክ ዘለዎም ሰባት ብኸመይ ከ ይሓውዩ ይኽእሉ
@PalmaAbraha
@PalmaAbraha 8 күн бұрын
Well said Furtuna!!!
@Sarakahsay-l2c
@Sarakahsay-l2c 8 күн бұрын
Woww good idea thank you!!!!!
@gghaile6795
@gghaile6795 8 күн бұрын
Thanks ❤
@Unitedkingdon47
@Unitedkingdon47 7 күн бұрын
ብሰንኪ ሰብኣያ ተቀቲላ እምበር ሰብኣያ ቀቲላ ኣይሰማዕናን 😢 እዞም ትንህሩ ዘለኹም ኣታሓሳስባኹም ተዘይ ቀይርኩም ትቀርበኩም ጓል ከምዘይ ትረኽቡ ፍለጡ😢
@Elulife-u1k
@Elulife-u1k 7 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ግን ኣብቲ ጠንቂ ኣቶኺርኪ ሓሳብ አንተትህቢ ጽቡቅ ዩ ምክንያቱ አቲ ዘይርድኣና ጠንቂ ነዚ ሕማቅ ሳዕብብየን ኣከቲሉ ዘሎ so But sry ኣነ ወዲ የ መደብኪ ይፈትዎ የ so pleas nab kbrtatna mles ilki medeb adalwi kabey u mexu ezi zenxelalwena zo thanks furti haftey.
@mhretabyebiyo4751
@mhretabyebiyo4751 8 күн бұрын
መጀመርያ ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ።ግን ፍርቲ ሓብተይ ኣውዳት ጥራይ ኣኮኑን ዝቀርሉ ዘለዉ ኣዋልድ ውን ይቀትላ ኣለዋ እየን።ንኩሉ ብማዓ ኣስተምህ እንተትህቢ ጽቡቅ ነይሩ።ልቢ ጎበዝ ኣደረቱ ኮይንና እምበር።
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 8 күн бұрын
ኣዋልድ ደኣ ኤርትራውያን? እንታይ ደኣ ዘይሰማዕና ኖ ኣይመስለንን
@HabtegaGere
@HabtegaGere 4 күн бұрын
Selam furtuna bimkidam bitami eye zednkeki ab tigebriyo kulu abzi gn aygidin seb kizab zikona gidin ena kabzi zibelkiyo tebay kinexebarik slezi ezi zibelkiyo nab mitritar zeymtimiman ziwesid koynu rekibeyo
@AlmazTesfalem-t4r
@AlmazTesfalem-t4r 8 күн бұрын
Kudos❤❤❤
@Yatanamediaeri
@Yatanamediaeri 8 күн бұрын
Kemzi gerki yehwatki mehari enber ezien ab Europa enda tekemeta Rsen entay eyu zserh endii,, kgermeki furtuna nski tehlfyo tmhrti Eti ab kedamay alem Hiserih bahri eyu :: Kexlyo❤❤
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 8 күн бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ሓቅኪ እኪ በተለይ ደቅ ኣንስቶዮ ጥንቅቅ ንበል ከምዚ ዘረብ ዝዛረቡ ንግደፈም ወላ ኣነ ባዕለይ ከምዚ ኣጋጥምኒ 🤔🤔🤔🤔
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 күн бұрын
በተለይ×××××ብፍላይ√√√√√√
@Yawdd7732
@Yawdd7732 8 күн бұрын
Thanks Furti.❤❤❤
@haben4206
@haben4206 8 күн бұрын
Thanks furti
@heranberhe8239
@heranberhe8239 4 күн бұрын
😢😢😢
@aawaaw5079
@aawaaw5079 8 күн бұрын
ብመጀምርታ Hbri-vdcast በቲ እትገብርዎን መሃርን ኣዘናጋዕን መደብኩም ከመስግነኩም ይፈቱ። ብምቅፃል ናብዚ ዘሎ ሓሳብ ክኣቱ፡ እዚ ዘጋጥም ዘሎ ንኩሉ አብዛ ኩርዕ ናይዛ ዓለም ዘለና ኤርትራውያን፡ ካብ መጠን ንላዕሊ አሰኪፍናን አጨኒቅናን። ብዘይ ንሱ ብስደትን ሽግርን ፋሕፋሕ ኢልና ተወሓሒድና እንዳ በልናስ መሊስና ነሕዋትና፡ ነዴታትና ፡ ኣደ ደቅና ብከምዚ ጭካነ ዝተመልኦ አገባብ አብ ክንደይ ምውሓድና ከነውሕደን ብሕጊ ይኹን ብፈጣሪ ውጉዝ እዩ። እሞ ከአ ንሕና ከም ኤርትራውያን ሕብረተሰብ ኣብ አዴና ሓፍትና ዘለና ፍቅርን ሓልዮትን፡ ኣብ ከምዚ ክንወድቅ ከለና ከም ሕብረተሰብ ማራ እዩ ዘሰክፍ። ብተወሳኪ ክብርቲ ፍርቱና ሓፍትና ፡ ሎሚ ወላ አብ አዘራርባሒ ካብ ሚሒር ጋሂ ብስሚዒት ዝተዛረብኪ ኮይኑ ተሰሚዕኒ። እቲ ዘሎ ኩነትታ ብወገንና ከማን ብስምዒት ካልእ ተዛሪብናሉ ኢና። ግን ቅሩብ ርግእ ኢልካ ክትሓስቦ ከለካ በቲ ንህቦ መልእክቲ፡ ምስቲ ናይ ሕብረተሰብና ንቅሓተ ኣእምሮ ኣገናዚብና ገለ ዘይተደልየ ሓሳብ ኣብ ርእሲ ሰብ ከይነእቱ ትብል ኢካ። ምናልባት በዚ ናይ ከምዚ ዓይነት ባህርታት ደቂ ተበዓትዮ ኢልኪ ዝጠቀስክዮ፡ ወላ ከምኡ ዘይሓሰብዎ ነዚ ምስ ሰምዓ፡ ዘይነበረ ፍሕን ጭንቀትን ከይፈጥረለን ነዘን የሕዋትና። ከምዚ ኣብ ግዜ ኮረና፡ ከምዚ ከምዚ ምልክታት ተሃሊካ ኮሮና እዩ ዝብሃል ዝነበረ። ባዕለን እቲ ባርታት ካብ ሚሒር ፍርሒ ከይስእለኦ አብ ርእሰን የስግኣኒ። ምክንያቱ ኣብ ሕብረተሰብና ብብዝሒ ተዓዚበ ኣለኩ፡ ንኩሉ ኣብዚ መስኮት ሜድያ ዝመፅእ ዘረባታት ይጥቀም ኣይጥቀም ኣብ ሂወቶም ክፍትንዎ ስለ ዝረኣኩ እየ። መ/ር ፉርቲ ክትርድእለይ፡ ነዚ ናትኪ ሓሳብ ክጻረር ዘይኮንኩስ ፡ ስክፍታተይ ክቀልጽ ስለ ዝደለኩ እየ። ብገዛና ዓሚል መደባትኩም ኢና፡ አብዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን፡ አብ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም።🙏
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏👏👏
@selamselamgebremichal2239
@selamselamgebremichal2239 8 күн бұрын
Yekenyelna furti shikor❤❤❤
@Sleeplessless
@Sleeplessless 7 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Tsegeweini-f5c
@Tsegeweini-f5c 8 күн бұрын
Lots of appreciation furti
@FilmonTesfamariam-b2e
@FilmonTesfamariam-b2e 7 күн бұрын
emo tay dea atrifki kulu eko hibkyom ..anyway .. good explanation .. i hope it will help
@Harsile
@Harsile 7 күн бұрын
ኣብ ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ሚዛናውነት ዘይሓለወ ብስምዒትን ኣንነትን ዝተባዕተ ጸግዒ ወይ ተጣባቒ ናይ ሓደ ወገን ኮንካ ከምዚ ዝኣመሰለ ስምዒት ዝዓብለሎ ኣስተምህሮን ማዕዳን ምሃብ ንዝያዳ ካልእ ሓደጋታት ዘሳጥሕ ኢዩ። ንእትህብዮ ምኽርን ማዕዳን ሚዛናውነት ዝሓለወ ካብ ጸግዕን ስምዒታውነትን ዝራቐ ክኸውን ይግባእ።
@onesecend8388
@onesecend8388 8 күн бұрын
And and and if you open up to a narcissist about your weakness and some issues in your life they will use it against you..Remember narcissists people don’t have empathy,they don’t feel the pain cause too others.
@Aronsaka-r8d
@Aronsaka-r8d 8 күн бұрын
ጽቡቅ ኡካ እንተኮነ ሓሳብኪ ሓብተይ ,ግን ኣጋባብ ኣቃራርባኪ ኣይጸበቀን.
@SemereAbreha-u8w
@SemereAbreha-u8w 8 күн бұрын
Yeah❤
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ኣወዳት ኢኹም ከምኡ ትብሉ ዘለኹ።ኣጆኹም ኣብ ደቀንስትዮ ውን እዚ ባህሪ ኣሎ።ክንዛረበሉ ኢና እዚ መዓልታዊ መቅተልቲ ኣሓትኩም ደው ምስ ምስ በለ።
@rafis1966
@rafis1966 8 күн бұрын
እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ?
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 8 күн бұрын
@@Aronsaka-r8d ኣበዩ ዘይጸበቐ ብኸመይከ?እንታይ ክኸውንከ ነይርዎ?
@SemereAbreha-u8w
@SemereAbreha-u8w 7 күн бұрын
@@rahwatesfasion1777 ሓሳባ ጽቡቕ ዩ ዘሎ ኣይጸላኣክዎን ግን ስምዒት ዝትሓወሶ ኾይኑ ተሰሚዕኒ እምበር ብኻልእ ኣይኮነን ብርግ እዘን ዝመታ ዘለዋ የሕዋትና የን ከምኡ ክኸውን ዝደሊ ሰብ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን የ ብናልባት ናይ ኣተሓሳስባ ጸገም ተሊዎ እወ. ብስምዒት ትዛረቦን ረጊካ ሓሲብካ ትዛረቦን በበይኑ ዩ , ነዚ ዝተዛረበቶ ዘረባ ሰሚዐን ኣብ ክንዲ ሓዳረን ብኻልእ ሜላ ክፈትሕኦ ዝፍትና ብስንባደ ዘየለ ሓሳብ ኣብ ኣበእምሩአን ብምስፋር ሕማቕ ውሳነ ክውስና ይኽእላ የን እዚ ድማ ንብዙሓት ሰብ ሓዳር ክጸሉ ይኽእል ዩ ንሱ ዩ ሓሰበይ ኣነ እምበር ወዲ ኾይነ ገለ ገለ ኣኮነን ንኹሉ ዝመጸካ ሓሳብ ስቕ ኢልካ ብሕማቕ ጎኒ ትርድኦ ተኾይንካ ጌጋ ዩ ብኽልቲኡ ወገን ክትምርምሮ ጽቡቕ ዩ እምበር ኣቕራቢት መደብ ሓብተይ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ መደብኪ ይከታተለኪ የ ስለዚ ከም ናይ ቀደምኪ ርግእ ኢልኪ ሓሲብኪ ተዛረቢ የቐንየለይ።
@ilaila3504
@ilaila3504 6 күн бұрын
👍👍👍👍xxxx
@henokhenok6113
@henokhenok6113 7 күн бұрын
Hasabki xebuk eko entekone akerarebaki gen aygeden😊 abkendi selemebtay yekewen alo meftehihu ke wilka mezerab eti xegem ab awedat teray kemzelo gerka meredae xebuk koynu aysemeanen ,tewesaki kea nesebeytu deleta kegebrela zeydeli ali eile ayhaseben ezi tebleyo zeleki gen mebxea zeatewelki zeygebro entekoynus hesebi ! eilka alo xerfi enteabzihu hesebi ! Naylomes aygeden
@yordaminas7002
@yordaminas7002 8 күн бұрын
Ahhhh lemos ferhena eku 🖤🖤💔💔💔💔
@jossigere682
@jossigere682 7 күн бұрын
ኦርቶዶክስ ንመጽሓፍ ቁዱስ ኣይፈልጥዎን እዮም።ስለዚ እዮም ከኣ ሰዓብቲ ኦርቶክስ ፡ ኣብ ቅትለት፡ ስክራን: ፍትሕ፡ ዓመጽ ፡ ዝርከቡ ።b/c bible ኣየንቡቡን ኢዮም። ሓንቲ መጽሓፍ ቁዱስ እዩ ዘሎ ፡ pls እቲ ሒዝኩሞ ዘለኩም መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብቦ&ብህድኣት ልብና ኣውዲቅና ከነብቦ ኣለና ፡😢😢
@semhartsegay5312
@semhartsegay5312 8 күн бұрын
Zeytemahre seb' zeyneqeh seb,reise teamaninet tezeyblen kiweseina ykbden,emo gday ykona. Ab gezein inda tesaqeya zinebra wn buzuhat iyein. Deqe anstyeiona qesali tmhrtin mikrin yedlyein,kemay gerikia hagez kem t'hatit,kemey gerikia kem twsein ayfeltan iyein,frhi wn alewein. Egzabheir menfesu ysdedlina ember nay lomi awedat ayteamnomin ikia.
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 7 күн бұрын
❤❤ቅ❤❤🎉🎉🎉🎉
@yolandaghebre8494
@yolandaghebre8494 8 күн бұрын
Nblo ko tefEuna my heart is so broken
@erey712
@erey712 8 күн бұрын
lomi c yqdem aleku ember furti welcome its me again 👸🏽🇪🇷🙋🏻
@sursura826
@sursura826 8 күн бұрын
ናርሲስት ዝበሃል ትዕቢተኛ ኣተሓሳስባን ባህርያትን፡ ንኻልኦት ሰባት ርህራሄን ሓልዮትን ዘይምህላው፡ ከምኡ’ውን ካብ መጠን ንላዕሊ ኣድናቖት ምድላይ ዘጠቓልል እዩ። ካልኦት ድማ መብዛሕትኡ ግዜ ናርሲስታዊ ፐርሶናሊቲ ዲስኦርደር ( Narcissistic personality disorder) ዘለዎም ሰባት ዕቡይ፡ ምትላል ዝገብሩ፡ ንነብሶም ጥራይ ዝሓስቡ፡ ዝድግፉን ጠለብ ዘለዎም ኢልኪ ክትገልጽዮም ትክእሊ አኺ።
@hawasuleman6889
@hawasuleman6889 8 күн бұрын
4Yss ❤👍👍🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@yordanostafere-qf7kl
@yordanostafere-qf7kl 7 күн бұрын
😭😭💔🖤🙏🙏
@JC_king_Nati
@JC_king_Nati 7 күн бұрын
Hanti nger tray eu mefthiuu Nab amlak mmlas kulna Abrakna serna nab goytana medhanina eyesus krstos mmlas
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 8 күн бұрын
😢
@hawasuleman6889
@hawasuleman6889 8 күн бұрын
😭😭😭😭🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@Heven-sr8oc
@Heven-sr8oc 8 күн бұрын
🙏❤❤
@Hldray
@Hldray 8 күн бұрын
😢😢😢💔
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 8 күн бұрын
ንሕማቕ ነገር ፍቕሪ እዩ ዝስዕሮ ፡ እዚ ኸኣ ምስ እግዚኣብሔር ኬንካ ጥራይ እዩ በጃኽን ኩቡራት ኣሓተይ ፡ ንንብስና ከም ፍቓድ ኣምላክ ንመላለስ እንተ ኮይና ካብ ኩሉ ኩፉእ ርሒቕና ፡ ልዕሊ ኩሉ ምክእኣል ትሕትና የድሌና ፡ ኣብ እግዚኣብሔር ዝተወከለ ዝሓፈረ የልቦን ፡ ሰብኣይና ሰበይትና ዑቕባና ኣብ ቤት እግዚኣብሔር ይኹን ፡ " እቲ ኣነ ዝህበኩም ሰላም ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኮነን " ዝበለና ጎይታና ፡ ስለዚ ክቡራት ኣሓተይ ኪዳነ ምህረት ትሓልኽን ።
@zebibest7362
@zebibest7362 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 8 күн бұрын
ንምንታይ ዳኣ ብዛዕባ ናይ ብርጌድ ነሓመዱን ህግደፍን ባንዴራ ጌርኩም ዘአተኹማ ቪድዮ ኣዉጺኹማ።😢
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ክንመልሳ ኢና ኣመዓራሪና።
@helen-y7s1v
@helen-y7s1v 8 күн бұрын
Sad😢😢
@JC_king_Nati
@JC_king_Nati 7 күн бұрын
Bible bible is the answer
@adiamabraha
@adiamabraha 8 күн бұрын
Such characteristics is dangerous and it MUST be seen as a red flag in any kind of relationship. Having said that, I wish if women/girls could work on themselves before initating relations. This always bothers me and it is kills me to learn that someone has ended her/his life for such reason.
@samrisamri8144
@samrisamri8144 8 күн бұрын
ኩሉ ነገር ምዛናዊ ክኸውን ኣለዎ ኣብ ክልቲኦም ከምዚ መምህር ፍሩቱና ትብሎ ዘላ ግን ኣነ ኣይሳማማዕን እየ ገለ እንተ ኢልኪ ካብኡ ርሓቂ ኖ ጌጋ ኣብ ኩሉ ምግርጫው ኣሎ ወላ ኣብ ሞንጎኹም ባእሲ ከጋጥም ግድን እዩ ባእሲ የለን ማለት ኣይኮነን ግን ክሳብ ሞት ዘብጽሕ ክኸውን ጠቕላላ የብሉን
@fortunam2729
@fortunam2729 8 күн бұрын
Emo sgab tmewt txebe
@AlexanderGoitom-b9h
@AlexanderGoitom-b9h 8 күн бұрын
Furti haftna lomi lomi si nbealki nasisit enda konki tmetsi aleki mesleni,okey eske beayni kale ktmtyo fetni !!!
@nadi7857
@nadi7857 7 күн бұрын
💔💔💔💔💔🤦
@teweldeandmicheal5399
@teweldeandmicheal5399 7 күн бұрын
ክክክክ ፍርቱና ኣይትጋገዩ ደኣ ኩሉ ወዲ ተባዕታይ ሲ ናርሲስቲ እዩ ማለት ድዩ ካብ ኩሉ ጾታ ጌጋታት ኣሎ ነዚ ክንፈትሖ ከኣ ብማዕዳ ደኣ እንበር ክንደይ ኤርትራውያንሲ ገንዘቦም በዋልድ ተበሊዖም እንድዮም ህወቶም ዘጥፉኡስ ኣለው እንዶ ስለዚ ንኹሉ ብማዕረ ትግስጦ ይሓይሽ በሃላይ እዩ ምስናይ ኣኽብረቱ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 күн бұрын
ኣብ ኩሎም ኣሎ ኢላ ኣላ ክትጅምር ከላ መምህር ውን።ነምስግነካ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 күн бұрын
ኣብ ክልቲኡ ጾታ ኣሎ እያ ትብል ዘላ።ብዝግባእ ንስማዕ።ነመስግን
@Agios914
@Agios914 7 күн бұрын
ክርደኣኒ ዘይከኣለ ነገር ፡ኩሉ ሰብ ኣፍ ከፊቱ ዝመስሎ ቅኑዕ ኢዩ ኢሉ ዝኣምነሉ እዩ ዝዛረብ ፡ግን ኣብ ቅድሚ መን እንተቀሪቡ እዩ ሞት ኢልና ክንሓስብ ጽቡቅ እዩ። ሰላም ንዓኹም ክቡራት ሰብ ቃልኪዳን ናይዛ መደብ፡ ሰብ ሓዳር ኢኹም ፥ኣብ መደባትኩም ዕላማኹም ኣትየ ከምዚ ክብል ኣይክእልን ፡ጌጋ ታት ሓሳባት ግን ክቃወም መሰል ኣለኒ ፡ምኽንያቱ ከምቲ ክትዛረቡ መሰል ዘለኩም። ንስኹም ትሰርሕዎ ስራሕን መደብን ክገብር ከምናትኩም ዓቅሚ የብለይን ፡ ትሰርሑ ስለ ዘለኩም ፡ግን ዝሰርሕ ስለ ዝጋገ፡ እቶም ንሰምዕ ድማ ጌጋ ክንሰምዕ የብልናን።ስራሕኩም ኣብ መጽናዕቲ ዘተኮረ፡ ባህልን ልምድን መንፈሳውነትን ዘጣመረ ፍልሰት ናይ ሞራብ ዓለም ፍልስፍና ዘይተሓወሶ ክኸውን ተስፋ ይገብር፡ ሪኢቶይ 1።2።3።4. . . 1 1. ብስሚዒት ዝተመደበት ስራሕ ኢያ ብዓልኺ ውን ኣብሪሕኪ ኢኺ፡ጌጋታት ድማ ኣብ ዘረባ እትህብዮን ሕይወት ዘይህቡ ፡ነቶም ናይ ፍርሕን ህድማን ዝምንጭው adrenaline ዝዕድሙ እዮም። 3. ንመኖም ኢኺ ክትሕግዚ ነታ ትቐተል ወላስ ነቲ ቀታሊ። መን እዩ ኸ ቀታሊ ተቀታሊ፡ ጉዳዮም ትፈልጥዮ የብልክን፡ 4. እቲ ፍታሕ ከ እዚኦም ከምዚ ዝብሉ እዚኦም ከምዚ ኢሎም ዘእምኑኺ እንዳበልካ ድዩ እቲ መፍትኺ፡ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክፍጠሩ ዝገበሮም መን እዩ፡ ስለምንታይ እዮም ከምዚዓይነት ሰባት ተፈጢሮም፡ ንስኺ ብኸመይ ርግጸኛ ትኾኒ፡ ጽባሕ ከምዚ ዓይነት ውላድ ከምዘይ ትወልዲ፡ ልዕሊ መዋቲ ቀታሊ ተሪፍዎ ዘሎ ናይ ስቃይ ዘመን ከ እንታይ ምኻኑ ፡ኣይትፈልጥን ኣብቲ ዝተመሃርክዮ universty ኣይነበረን፡ ዘሕዝን ። 5. Narcissism in any form doesn't discriminate by gender. It affects both men and women. ግን ስለምንታይ ኢኺ ናይ ኣወዳት ጥራሕ ተዕልሊ። ናይ ደቀንስትዮ ናርሲስት ፡ ተሰኪሞም ብጋሂ ዝሞቱ ኣቦታት ከ፡ ነብስ ምቅታል ኣይኮነን። 6. በዳሊ ተበዳሊ ፡ብማዕረ ናብቲ ክፈትሕሉ ዝኽእሉ መደባትን ስርሓትን መፍቲሒታትን ምድላው እዩ ስራሕኪ ክኸውን ዘለዎ። በዛ ሎሚ ዝተዛረብክያ፡ ክንደይ ክዕረ ዝግባኦ ሓዳር ፡ዝብተን ተሓታቲቱ ንስኺ ኢኺ። takecare wht you tolking. 7. መበገሲ ፡ናይቲ ቕትለት ምፍላጥ ኣብካልኦት ሰባት ከይድገም ፡መፍትሒ ፡ምስ ሰብ ሞያ ምምኻር እቲ ምኽሪ ድማ ምቅራብ እዩ፡ ተዘይኮይኑ። ብልሳና ክንቀትሎ ዝሓገና ሰብኣይ ፡ ቀቲልዋ ፡ምባል ፡ ትርጉም የብሉን ። እቲ ሕቶ ፡ንገዛኣ ርእስና ቅኑዓት ኣለና ንብል፡ ንስኺ ፡ብኣኺ ብምልኣት ፡ብመንፈሳዊ ተግባርኪ ትሕትናኺ ዓጊቡ ኮሪዑ ዝኸይድ ዘሎ በዓል ቤት ክህልወኪ ምርግጋጽ እዩ፡ ሕማም እንዳልዓልካ ፡ነዞም ሰባት ኣይትቕረብኦም እንዳ በልካ ፡ከምኣታለልቲ ምሕሳብ ፡ነቲ ንሰን ዝገብርኦ ሕቡእ ልምድታት ኣነዋሪ ገጋታት ፡ ንሪኤሉ ዘለና ዘመን ፡እዩ፡ ሰብ ቃልኪዳን መንፈሳውያን እንዳ ተባህላ ዶ ኣይኮናን ንዕሊ 400 ኣንስቲ ብሓደ ሰብኣይ ዝሙት ክፍጽማ ፡እዚ ግን ንዓኺ ፡ነብሰ ቕትለት ኣይኮነን፡ ልዕሊ 60% ፍትሕ ብሰንኪ ደቀነስትዮ ተበጊሱ ክትሰምዒ ከለኺ፡ ናቶም ጌጋ እዩ ዝብል ዘረባ ተጎልቢብካ ቆልዑት ብዝኽትምና ፡ብዘይ ኣቦ ዝዓብዩላ ዓለም እንዳ ረኸብናያ፡ ነብሰ ቅትለት ኣይኮነን ንዓኺ። 7. ኣብ ሓዳር 50/50 ዝበሃል የለን ንሱ ኣብ ዩኒፍልቨርስቲ ወይ ኣብ ሳይኮሎጂ ትምህርቲ ኢኺ ትረኽብዮ ፡ኣብ ቤተ ክርስትያን ወይ ኣብ መስጊድ ኣይትረኽብዮን ኢኺ። ምኽንያቱ ናቲ ናቲ ኢጎ ስለ ዝቆጻጸሮ ካብ ስራሕ ወጻኢ ስለ ዘምጽኦ ኣይትዛረብሉን ኢኺ።ሓዳር 0/100 100/0 እዩ፡ ብመስዋእቲ ዝስራሕ ሕይወት ኢዩ። ኣብ ሓዳረን ጽቡቅ ዝነበራሉ መዓልታት ዘኪረን ፡ ኣብ ቲክ ቶክ ዩቱብ ዘይኮነ ፡ሓዳርና ብምንታይ ነመሓይሽ ፡ኢለን ከምቲ ብፍቅሪ ዝሰሓበኦም ፡ዝሰሓብወን ጌሮም ጌረን መንገደን ከዐርያ እዩ ዝግባእ፡ እቲ ዝዓበየ ድማ ንሱ እዩ። 9. ሰባኣይካ ተፍቅሮ ተኾንካ ክሳብ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሕማቅ ደረጃ ከይበጽሐ ከሎ እያ ክዕረየሉ ዝኽእል መስዋእቲ ትገብር፡ ግን ኣብዚ ንነብሮ ዘለና ሕይወት፡ ገንዘብን ንዋትን ክሳብ ዘይቀረብካ ፡ትወጾ፡ እምበር ፡ ብመንገዲ ኣምላኽ ፡ብመምፈሳውነት ፡ ዝምራሕ ፡ዝመርሕ ሰብ የለብ። ስለዚ ማዕዳኺ ኣስተብህልሉ፡ ክብረትን ፡ፍቅርን ፈላሊና ፡ ሰባኣይ እንታይ ይደሊ ሰበይቲ እንታይ ትደሊ ዘይኮነ እንታይ እዩ ዝግባእ፡ መን እዩ ኸ ዝነግረና ፡ኣምላኽ ወላስ እቶም ብ ናይ ምዕራብ ኣስተምህሮ ዝተሓወሰ ጻህያይ ዝበዝሖ ፍልጠት ዝመልኡ ሰባት። እቲ ዝገርም ፡ ፡ ኣይ ምዕራባውያን ክይንና ናይ ምዕራባውያን ነቢርና ኣይ መንፈሳውያን ፡ባህልናን ክብርናን ሕዝና ኣይነበርና ፡ካብ ኩሉ ተሪፉ ፡ኣብከምዚ ደረጃ በጺሕና ኢና። ስለዚ በጃኺ፡ ናብራ ካብቲ ዝተማሃርክዮ ክትምዕድና ትኻሊ ኢኺ፡ ሕይወት ግን ካባኪ ኣይኮነን ካብቶም ፡ልይትን መዓልትን ልዕሊ 2000ዓመት ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮምን፡ ሰፊረን ዘጽንሑልና መንፈሳዊት ቤተክርስትያና ኢና፡ ሓድሽ ፍልስፍና ኣይድልን፡ ንስኺ ከም በዓልቲ ቤት ፡ምስ ሰብኣይኪ ብኸመይ ትኸዲ ኩሉ ኣብኡ ኣሎ። ግን ነዛ ስረ ጌርክንኣ ትኸዳ ፡ናብ ጎና ክትቕየር፡ደቂ ተባዕትዮ ንዓይ ርእዮም ኣብ ፈተና ከይኣትው ኢልክን መንፈሳዊ ሓሳብ ክትሓስባ ክትቅይርኣ ዘይከኣልክን ። ከምዚ እዩ ከምቲ ክንብል ሞራላዊ ኣይኮነን። 10. ካብቲ ብዙሕ ብውሕዱ። ኣዝየ እየ ዘመስግን ተገዲስኩም ሓሳበይ ሪኢቶይ ዝሰማዕኩም 😢 2.
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ፎርቱና እየ፡ብዛዕባ ሓላፍነት ኣብ ጉዳይ ሓዳር እኳ ብዙሕ ግዜ ምስ ዓወት ተዛርሪብናሉ ኢና፡ክንዛራረበሉ ኢና ውን።ኣብዚኣ ግን እታ መዋቲት ሓፍትኻ፡ወይ ውን ናይ ቀረባ ስብካ ተትኸውን እንታይ ምስ ተሰማዓካ፡ነብስና ኣብ ቦታ ቶም ወለዲ ወይ ስድራቤት ኣእቲና እንተንርኢ ስናይ ኔሩ።ካልኣይ እዚ ዝተዛረብክዎ ሳይንሳዊ ሓቅታት ወይ ሕክምናዊ መግለጺታት እዩ፡ባዕለይ ዝመሃዝክዎ ኣይኮነን።ካብ ጓል የብሉ ወዲ narcissistic ዝኾነ ባህሪ ምሕዝነት ምምስራት ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ።ብዝኮነ ኣብዛ ፕሮግራም ግን ብፍሉይ ንድቀንስትዮ እያ።ስለዚ ርእይቶካ ነመስግነካ
@Agios914
@Agios914 7 күн бұрын
​@@Hbri-vodcast ሪኢቶይ ተገዲስኪ ምንባብኪ የመስግን። ርእይቶ ደቂ ሰባት ክተንብቢ በቲ ዝረኸብክዮ ግዜ ውን ይሕመቅ ይጸብቅ መልሲ ክትህብሉ ምኽኣል ምልክት ዕብየት እዩ፡፡ ብሕጂ ውን ሓሲብክዮም ዘይትፈልጢ ጽሑፋት ሪኢቶታት ክመጹኺ ይኽእሉ እዮም፡ ንኹሉ ግን ፡ብሰፊሕ ኣእምሮ ምስማዕ የድሊ። ቀጺለ፡ 1. ብዛዕባ ሓዳር ምስ ዓወት ተዛራሪብናሉ ኢና ኢልክኒ። ኣነ ኣብቲ ውልቃዊ ይኹን ሓባራዊ ምዝራብ ፡ምስ ዋናኡ ምዝራብ ኢዩ ዝበልጽ እየ ዝብል ፡ንሓዳር ካብ ሰብ ሓዳር ንላዕሊ ወናኒኡ ኣለዎ ፡ምኽንያቱ ፡ክጠቅም ኢሉ ዘምጽኦ ሕጊ ሓዳር ምኽንያት ስለ ዘለዎ ፡ንዕኡ መወከሲ ጌርና ፡ድልየታቱ በቲ ሂቡና ዘለ መስርሕ መሰረት ክንገልጾ ወይ ክንዛረቦ እዩ ዘለና ፡ ፡ 2. ናይ ደቀንስትዮ እያ ኢኺ ትብሊ ዘለኺ፡ ይቅሬታ ፡ ንደቀናትዮ ጥራሕ ኣይኮነትን እዛ ቻነል ዕላማኣ፡ ወይ ድማ ቀይርዪ፡ ብዛዕባ ደቀናትዮ ግን ብዛዕባ ኣውዳት ኢኺ ትዛረቢ ዝውለኾልኺ ፡ኣነ ናይ ኣወዳት ወይ ደቀንስትዮ ጎኒ ክኸውን ኣይደልን ፡ እንታይ ድኣ እቲ ዝወሃብ ትምህርቲ ጸቢብ ሓሳብ ዘምጽእ ሓደጋ ዝስዕብ እዩ፡ ምኽንያቱ እተን ደቀንስትዮ ትብልየን ዘለኺ ፡መብዛሕተን ምውዓለን ኣብ ሜድያ ስለ ዘለዋ ፡እየ። ስለዚ ስብ ድማ ነቲ ዝሰምዖ እዩ ዝመስል፡ ንዕኡ ድማ ይነብሮ። ካብ ሓሳብኪ ተበጊሳ ትውስን ፡ስድራ ፋሕ ተብል በዓልትቃድኪዳን ክትህሉ እያ። 3. እቲ ሓፍትኻ ተትኸውን ዝብል፡ ኣብ ጸቢብ ሓሳብ ክኣቱ ኣይደልን፡ ምኽንያቱ ናይ ተቀታሊ ቃንዛ ጥራሕ ምሕሳብ ጸቢብ እዩ፡ ንስኪ ሞንጎኛ ዓራቂት ክትኮኒ እዩ ዝግብኣኪ፡ ማለት መፍትሒ ፡ማለት ነቲ ትብልዮ ሕማም ፈዋሲ መልሲ ከተምጽሉ እዩ ጽቡቅ። ሳይነስ ወይ ሓኪም ትብሊ ኣለኺ፡ እዚ ስልጡን ሕብረተሰብ ግን ፡ብጸምን ጸሎትን፡ማይጮሎት ጌሩ ን2000ዓመት ተጋዒዙ እዩ። ትማሊ ተወሊድኪ፡ ዩኒቨርስቲ ስለ ዝተማሃርኪ ንዑ በዚ ኺዱ ክትብሊ ጽቡቅ ኣይኮነን፡ ምኽንያቱ ሳይኮሎጂ ናይ ገዛእ ርእሱ ሓይማኖት ከፊቱ ዝነብር ዘሎ ሃይማኖት እዩ፡ ምኽንያቱ ፡ናቱ ስርዓት፡ መምሃራን ቆጺሩ እዩ ዝነብር፡ ከም ሰብ ግን ኣብ ሕክምናታት ናይ ሳልሳይ ዓለም ኪዲ እሞ ክንደስ ሰብ እዩ ብመድሃኒት ክፍወስ ተወሲንሉ ፡ኣብ እንዳ ጽሉላት ዝነብር፡ ካባኡ ብ100% ግን ኣብ ባህልን ልምድን ዓድናን ብ ጸሎት፡ ብጸበል ናብ ኣምላኹ ተመሊሱ ዝፍወስ ብዙሕ እዩ። ስለዚ ፡ ኣብታ ናትኪ ዓለም ክኣቱ ኣይትገድ ድዮ፡ ጽቡቅ ትሕዝቶ ዘለዎ ጽቡቅ ፕሮግራምኩም ክሰምዕ ስለ ዝመጽእ። እዚ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ፈተና እዩ ዘሎ ። 4. እታ ተቀታሊት ፡ እቲ ቀታሊ ፡ሓደ ቃንዛ ኣለዎም ኣንብልን ንልልቲኦም ግን ኣብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ የእቲና ፡ ንስኽን ውን ከምዚ ለይትረኽባ ፡ህደማ ዘርእስቱ ስለ ዘይደገፍክዎ እየ ርኢቶ ሂበ። መንገዲ የማን ንምራሕ፡ ፡ሎሚ እታ ጋል ኣንስትይቲ ናታ ናይ ገዛእ ርእሳ ዕላማ ሒዛ ነቲ ሓዳር ትኣትዎ ተላ ከቢድ እዩ፡ ምኽንያቱ ፡ ንሱን ንሳን እዚ ሓዳርና እንታይ እዩ ዝድልዮ ኢልና ኢና ሓዳር ክንመርሕ ዝግበኣና፡ ስለዚ እቶም ስለ ሓዳር ዘማኽሩ ሰባት ፡ ኣብ ሓዳር ዘለዎም ብውሕዱ ልዕሊ 30ዓመት ክህልዎም ተመክሮን መጽናዕትን ተመርቂሶም ድማ ፡ነቲ ዝተረኽበ ፍታሕ ኣብ ባህልን ፡ልምድን እምነትን ተመርቅኪሶም የቕርቡ፡ ካብዚ ወጻኢ ግን ፡ ናይ ምዕራባውያን ጽውጽዋይን ፡ፍልስፍና ጌርና ሰባት ኣይነጋጊ። ኩሉ ዘጣመረ ዝሓዘ ፍውሲ ኣብ ኢዱ ዝሓዘ ሕብረተ ሰብ እዩ። ንሱ ድማ ነፍስሓ ምሰል ኣፍቅር ዘይኮነ ፡ልብኻ ሃበኒ ዝበለካ ኣምላኽ ኢኻ ክትስዕብ ክትመስል ዝግባእ፡ ንጸላእትኹም ኣፍቅሩ ፡ንብጻይኩም ኣፍቅሩ ዝብል ኢና ክንስዕብ ዝግባእ። To belive in God is not the same as to follow God , so let get God and follow him . Not me not you. . ኣዝየ የመስግን ፡ ዝተመሓየሸ ካብ ስሚዒትን ጸቢብ ኣተሓሳስባን፡ ባዕዳዊ ዘይኮነ ትምህርቲ ከተምጽኡ ተስፋ ይገብር ፡ ሓደራ፡ እቶም ናትና ኣቦታት ኮት እንዳ ገበርኪ ፡ ካብ ጽሕፎም መወከሲ ጌርኪ ከተቅርቢ ፈትኒ፡ ምኽንያቱ ምዕራባዊ ኣተሓሳስባ። ምሳና ዝኸይድ ኣይኮነን ውጽኢቱ ድማ ኣብ ስድርኦም፡ ኩነታት ደቆም ኣብ ቅድሜኺ እዩ ዘሎ። ሰላም ንዓኺን ንክቡር በዓል ቤትክን።
@michal4521
@michal4521 8 күн бұрын
ኣነ ዝገርመንስስ ምንታይ ኢኹም ገሌኹም ን ቕትለት መመኽነይታ ትደልተዩሉ ዘለኹም። ናይነገር ጥዕና ኣይኮን እዚ። ኩሉ ዝተዛረበቶ ሓቂ ዮ። ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ቅትለት ዉጉዝ ክኸዉን ኣለዎ። ምዉድዳር ናይ ጾታ ኣይኮነን እዚ። ኩላትኩም ወዲ ይኹን ጓል ን ቕትለት ጥልመት ዓገብ በሉ። ናብ ኣምላኽና ንመለስ። ቀንዲ ጥፍኣትና ካብ መንገዲ ኣምላኽና ምዉጻእና እዩ። ንመለስ ተጣዓሲ ልቢ ናይ ንስሓ ልቢ ይሃበና እግዚአብሔር። መደምደምታ ንቅትለት መመኽነይታ ክትህቡ ኣይትፈትኑ ዝቀተለልካ ከማን ክትቀትል መመኽነይታ የብልካን ኣብ ሕጊ ከቅርቦ ተዘይኮይኑ። ኣመላኽ ካብ ከምዚ ይሰውረና። የቀንየልና መምህር ፉርቱና።
@erilovevibez6109
@erilovevibez6109 8 күн бұрын
መጀመርታ ነዚ ዘጋጥም ዘሎ ዘሐዝን ኩነታት እግዝኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና !!ስድራቤት ግዳያት ከኣ ጽንዓት ይሃብ ንመወቲ ከኣ መንግስተ-ሰማይ የዋርስ !! ከም ወትሩ ንስለ ትህብዮ መሃሪ ኣጸናናዒ ..ገሳጺ ኣስተምህሮኺ ሎሚ ዉን ምስጋና ንዓኺ። ኮይኑ ግን ኣብ ርእሲ መዘና ኣልቦ ልቦናኺ፡ ተሰሚዕኪ ዘሎ ሓዘን ይርደኣኒ እዩ፡ እንተ ኾነ ከምዚ ከማኺ መምህር ነዚ ዘሎ ኩነታት ባህሪ ሽማግለ ሒዙ ብጥንቃቕ ስምዒታቱ ቀቢሩ እንተ ዘይሒዝዎ ክብእስ እምበር ኣይክረጋጋእን እዩ ። ደቂ ሰባት ብፍላይ ሕብረተ-ሰብና ካባይ ጀሚርካ መልእኽቲ ዝኾነ ሓበሬታ ብጭርኡ ይሕዞ ስለ ዘሎ ጌጋ ጎስጋስ ከይከኮነኪ ። ብመሰረቱ ርግኣት ስኢና ስለ ዘለና ወድና ጓልና ብዘየገድስ ልዙብ ዓራቒ ኣታሕዛ ኣዝዩ ከገድሰና እዩ ። ተስፋ'ገብር ገርሃዊ ዉልቃዊ ርእይቶይ ብኣወንታ ክትርጐምዋ 🙏🏾
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ልክዕ ኣለኺ/ኻ ኣብ ክልቲኦም ኣሎ እዚ ጸገም።ኣብዛ ግዜ እዚኣ ግን መቕተልቲ ስለ ዝበዝሐ ንዑኡ ዝምልከት እዪ እቲ ሓብረታ።ነመስግን
@KdstiGebru
@KdstiGebru 8 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ruta9452
@ruta9452 8 күн бұрын
🙆🏿‍♂️🙆🏿‍♂️🙊💔💔💔💘❤️‍🔥🖤
@SKY-FORUM
@SKY-FORUM 8 күн бұрын
ሰላም ፍርቱና፡ ስለቲ ተበርክትዮ ዘለኺ ኣብቲ ሕብረተሰብና ከይመስገንዝኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣብዛ ናይ ሎሚ ዘቕረብክያ ሓሳብ ግን ኣይሳማማዕን እየ ምኽንያቱ እቲ ጸገም ናይ ደቂ ተብዓትዮ ጥራይ ከምዝኾነ ጌርኪ ስለ ዝቐረብክዮ። ኣነ ብውልቀይ ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቕ ህይወት እዩ ዘለኒ። ኮይኑ ግን ኣብ ከባብየይ ዝዕዘቦ ማዓት እዩ። ንኣብነት፡ ካብዚ ዘለኽዮ ሃገር ምስ ኣተዋ፡ ንኣሰቡኡተን ዘናእእሳ ማዓት እየን። ንኣብነት ዓወት የቲኪ ኣሎ በልዮ ናብ ሓደ ሃገር። እስኺ ከኣ እቱው ምስ በልኪ ዓወት ኣብቲ ዓዲ ምስቲ ሕብረተሰብ ከይተዋህህደ ይጸንሓኪ'ሞ፡ እስኺ ከኣ 5 ዓመት ጌርካስ ነዚ ዓዲ ዘይቲ ፈልጦ እንዳበልኪ ኩሉ ግዜ ተትዛረብዮ ተኾንኪ ቀሊል'ዶ ይመስለኪ። ስለዚ ከምቲ ወለድና ዝምስልዎ "ኣብ ኩናት ዘይዋዓለስ በሊሕ" ከይከውን ናይ ዝኾነ ጾታ ጸግዒ ከይ ሓዝኪ ተትምህሪ ጽቡ ነሩ ምበልኩ ምኽንያቱ እቲ ሕማም ኣብ ኩሉ ጾታ ስለ ዘሎ እየ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ኣብ መጀመርያ ኣብ ክልቲኡ ጾታ ከም ዘሎ ተዛሪባ ኣላ፡ኣብዚኣ ግን ብፍሉይ ንደቀንስትዮ ዝዓለመ እዩ ብሰንኪ እዚ ዘሎ ተደጋጋሚ ቅትለት ደቀንስትዮ ኣሕዋትና እዩ።ንመምህር ዓወት ብዛዕባ ናርሲስት ደቀንስትዮ ባህሪ ስርሓልና ክንብሎ ኢና።😊🙏
@BetelG.-ok8to
@BetelG.-ok8to 8 күн бұрын
ስማዕ ሓዉ ሂወት ክብርቲ እያ ንመጻምድትኻ ምብዳል ምጥላም ምንእኣስ ሕማቅ እዩ፡ ዝኾነ ይኹን ግን ማዕረ ሂወት ክመጽእ ዝኽእል የሎን፡ ኣናሺዋቶ ጠሊማቶ በዲላቶ? ይፈትሓ የባርራ ክቀትላ ግን ምንም መሰል የብሉን ዝኾነ ይኹን እቲ ምኽንያት፡ ብፍጹም ብሰንኪ ናተን ሽግር እዩ ክትብል የብልካን ምኽንያቱ ንቀታሊ ፈታዊኻ ከማን ክትቀትል መሰል የብልካን፡ even ነብስኻ ክትቀትል ከማን መሰል ይኹን ስልጣን የብልካን REGARDLESS OF THE REASON.
@tigisteshetu7004
@tigisteshetu7004 8 күн бұрын
😂😂😂❤❤❤
@tkeriman1961
@tkeriman1961 8 күн бұрын
ዓብን ጽቡቕ ኣርእስትን እኳ እንተኾነ፡ ብኸምዚ ዘቕረብክዮ ኣገባብ ዶ ክቐርብ ኔርዎ ይኸውን፡ ርግጸኛ ኢየ ካብ ክትምህረን ንመብዛሕትአን ብፍርሒ ኣብ ጥርጣረ ንኽኣትዋን ብዙሕ ሳዕቤን ከተስዕብ ትኽእል'ያ ዝብል ግምት ኣሎኒ። እቲ ናእዳ ዝበልክዮ ብልቢ ዘፍቀረ ወዲ ተባዕታይ ማንም ሰብ ዘይበላ ናእዳ ከውርደላ ይኽእል'ዩ። ብምፍቃሩ ንሰባት ዘይራኣዮም ጽባቐ ንዘፍቀረ ስለ ዝራኣዮ ዝያዳ ሰባትን ተባሂላቶ ዘይትፈልጥ እንተበላ ከም ጌጋ ክሕሰብ ኣይግባእን፡እዛ ኣርእስቲ ብዙሕ ዝሓሰብክላ ኮይኑ ኣይስማዓንን፡ በዚ ዘጋጥም ዘሎ ሓዚንክን ብስሚዒት ትዛረቢ ዘለኺ መሲሉ ፡ ካብ ኩሉ ቪድዮታትኪ እዚ ፍልይ ዝበለትን ብስምዒት ዝተመልአት ኮይና ረኺበያ፡ መብጻዓ ካኣትወላ ይኽእል'ዩ፡ ዘለናዮ ስደት ግን መብጻዓኻ ዘይተግብር ኣጋጣሚታት ዝመልኦ ኢዩ ፡ ብኸመይ እዚ ሰብ መብጻዓ ምስ ዘየኽብርን NCD ከስምዮ ይኽእል ፡ እቲ ብዛዓባ ማህረምትን ጸርፍን ግን ኣነ ውን ይጽየኖ'የ፡ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚ ሰበይቲ ሓዊ ከም ኣቅዲሚ ማይ ኢዩ፡ ክሃርማ መጽዩ ወይ ሓሪቑ ይቕሬታ እንተላቶ ምኽኽ ኢዩ ዝብል፡ ተገቲራ ተመሊሳትሉ ግን ላምባ ንሓዊ ይኸውን። ስለዚ ህድእ ኢልኪ ተተቕርብያ ኔርኪ ኣዚ ኣባኺ ዝርእዮ ዘለኹ ዘይናትኪ ብስምዒት ዝተመልአ ሓሳብ ኣይምሰማዕናዮን። 👋🏼
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ሰላም፡ኣብ ሳይንስ ዘሎ እዩ ሕማም እዩ ባዕለይ ዘቅረብክዎ ሓሳብ ኣይኮነ።ዝተጋነነ ናእዳ ዝተጋነነ ማህረምቲ ዝተጋነነ ጽርፊ ኣይናይጥዕናን፡ተዳጋጋሚ ልባ ዝሰልብ መብጻዓታት ብዘይ ተግባር እሞ ኸኣ ብዘይ ብቁዕ ምኽንያት ምስ ምንኣኣስ ኣይፍቅርን።ብዝኾነ ይቅረታ ኣብ ስምዒት ኣንተ ኣትየ ግን ብጣዕሚ የሕዘን እዩ ተረጋጊእካ ሃዲእካ ክትዛረበሉ ኣዝዩ የጸግም።ስለ ምክርኻን ርእይቶኻ ግን የመስግን(ፎርቱና)።
@tkeriman1961
@tkeriman1961 7 күн бұрын
@@Hbri-vodcast Thank you 🙏 ፉሩቱና
@helengeberzgiabiher9626
@helengeberzgiabiher9626 7 күн бұрын
ሓቅኪ ኣለኪ ሓፍተይ ኩሉ ዚበልክዮ ናይ ናርሲስት ኣነ ከይፈለጥክዎ በዔል ቤተይ ከምኡ ኔሩ 10 ዓመት ደም ኣንቢዑኒ እዩ ኪሳብ ኪሓንቀኒ ፈቲኒ. ምስ ፈለጥክዎ ደቀይን ነብሰይን ሃዲመ ወጽየ. ክብሪ ን ኣምላኽ ይኩን. ቀጽልዮ ጥራይ ኣሕዌትና ነድሕን ናይ ሰብ ዘረባ ኣይትስምዒ. ኣስፍሕ ኣቢልኺ ናይ ናርሲስት መሃርና ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Look-forward_97
@Look-forward_97 6 күн бұрын
​@@Hbri-vodcastሰላም ፉርቲ ሓፍትይ ! * ምስጢር ዓወት ብዓይንኻ ብዓይኒ ካልኦት ሰባትን ክትርኢ ምኽኣል'ዩ * Dale Carnegie። ኢልኪ ቅድሚ ሕጂ ምሂርክና ኔርኪ። ሳይንስ እንተ ንፈልጥ ብጥበብ ምነበርና ፡ ኣብ ሾሻል ሜድያ ኢዩ ደኣ ዘይወረደ እምበር ብሰንኪ ኣፍቀርቶም ልዕሊ 5 ኣወዳት ሂወቶም የሕሊፎም። ኣዋልድ ውን ኣሕዋትና ውን ከምዚ ትርእየን ዘሎኺ። ስለዚ ፡ ወላ እኮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ትኹን እዛ መደብ፥ ምኽርኺ ግን ብጥበብ ምንባር ክኸዉን ኔርዎ። 1ይ ጴጥሮስ 3 ብዛዕባ ሰብኣይን ሰበይትን 1-2 ከምኡውን፥ ኣትን ኣንስቲ፥ ንሰብኡትክን ተኣዘዛኦም። ንቓል እግዚኣብሄር ዘይእዘዙ ሰብኡት እንተልዮም ድማ፥ ከም እተኽብራኦምን፥ ብንፅህና ኸም እትነብራን ምስ ረአዩ፥ ብዘረባ ዘይኮነስ ብህይወት ኣንስቶም፥ ክምለሱ ይኽእሉ እዮም። 3ፅባቐኽን፥ ኣፍኣዊ ብዝኾነ፥ ብስርሓት ፀጕርን፥ ብምእሳር ወርቅን፥ ብኽቡር ክዳውንትን፥ ኣይኹን። 4 ፅባቐኽንስ፥ እቲ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብሊፁ ኽቡርን፥ ዘይጠፍእን፥ ብልውህናን ብህድኣትን ዝተሸለመ መንፈስ፥ ኣብ ልቢ ተሰዊሩ ዘሎ፥ ናይ ውሽጢ ሰብነት ይኹን። 5ቀደምውን፥ ተስፋአን ኣብ እግዚኣብሄር ዝገበራ ቕዱሳት ኣንስቲ፥ ብኸምዙይ እየን ዝተሸለማ፤ ንሰብኡተንውን ይእዘዛ ነበራ። 6 ሳራ ንኣብርሃም “ጐይታይ” እናበለት፥ ትእዘዞ ኸም ዝነበረት፥ ንስኻትክንውን ብሓደ ዘደንግፅ ነገር እንተይፈራሕኽን ሰናይ እንተገበርክን ደቃ ኢኽን። 7 ከምኡውን፥ ኣቱም ሰብኡት፥ ፀሎትኩም ምእንቲ ኸይዕገት፥ ምስ ኣንስትኹም ብምስትውዓል ንበሩ፤ ንሳተን ካባኻትኩም ድኽም ዝበላ እየን፤ ንፀጋ ህይወት ድማ መዋርስትኹም እየን እሞ ኣኽብርወን።
@meseretmichael4461
@meseretmichael4461 5 күн бұрын
How they became narscisstics
@Muluye1
@Muluye1 6 күн бұрын
Wae come on buzuh aytigagey please . Malet seb mqital eko abuse tekone ab Europe zelo hiwet gn kemti tibiliyo aykonen tekielki gn azerarba sne behaviour, malet kibret hadar texewarnet kitmhri aleki enber teharimuki texerifuki entay ticbey aleki entay eu ezi that’s hell you know kindey meswaeti eu zihalfen abzi mexiyen kea ayekibriomn Malet Kem seb ayriomn even so please sebiayki bigega harimukis hanti leyti aytihadrin eki tibli zeleki xegem u zhashe tebelkas zgedede kab mukurum jemirka kisab derfukum esat ekum.
@mihretabzeratsion4451
@mihretabzeratsion4451 7 күн бұрын
ቀስ ብቀስ ዶ ሓቀይ ፈሚኒስት ዶ ትኾኒ ኣለኺ ሓቀይ?ካብ ናይ ወዲ ድኸመታት (ናርሲስት ዶ Ego) እንዳበልኪ ምግላጽ ንኽልቲኡ ጾታ ዘቀራርብ ስራሕ ኣይምሓሸን!!!
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 күн бұрын
እዘን ዝቅተላ ዘለዋ ኣብ ሰሙን ዘይመልእ ግዜ ኽንዲዚ ምቅታል ንቡር ኣይኮነን ዝተቀተላ ውን ደቀንስዮ እየን፡ስለዚ ኣብዛ ፕሮግራም ናይ ደቀንስትዮ ውን ዛዕባ ናተን እዩ።ንምቅርራቦም(ሰብ ሓዳር ብመ/ም ዓወትን ፎርቱናን) ዝምልከት ዝሰራሕናዮ ቪድዮታት ምዕዛብ ይከኣል።ነመስግን
@wedigaim7158
@wedigaim7158 8 күн бұрын
Entay tkoni aleki kab simeit wexiki sebat aregagie
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
ሓበረታ እዩ ብዛዕባ ናርሲስት ዝበሃሉ ዓይነት ሰባት።ካብ ስምዒት ወጺኹም ተዓዘቡ።🙏
@selamkibrom7272
@selamkibrom7272 8 күн бұрын
@@Hbri-vodcast Ignore gberyom, you are just explaining narcissistic behaviour
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 8 күн бұрын
Seb zeytrdeo zelo, personal ywesduwo alewu. Wshtka ktfelalet, communication khluwo alewo. Xexbuku enda negere, ms deleye ydhleka ms deleye ytbreka. Seret hmak relationship ezi kea. Ezi n'awald & awedat eyu zmlketna. Ntenkek, seb neleli nflet
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 8 күн бұрын
እወ ጽቡቕ ኣለኻ/ኺ።ሰብ እቲ ክሰምዖ ዝደሊ ጥራሕ እዩ ክሰምዕ ዝደሊ፡ነቲ ሓበረታ ክርዳእ የሸግሮ እዩ።እዚ ሕማም ናርሲዝም ኣብ ክልቲኡ ጾታ እዩ ዘሎ።ነመስግን ስለ ርእይቶኹም🙏
@yelenperfection5082
@yelenperfection5082 8 күн бұрын
​@@Hbri-vodcastexactly. thank you!!
@everlasting5592
@everlasting5592 8 күн бұрын
❤❤❤
ጉዳም ስማዕ - the Reason why we STOPPED YouTube
1:39:16
zomay channel
Рет қаралды 70 М.
መንእሰያት ካባይ ተማሃሩ - Be AWARE of this
21:20
zomay channel
Рет қаралды 37 М.
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 8 МЛН
ዘይንፈልጦ ሓይልና!
15:17
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
ሰባት እንስሳ እዮም ፡ ተጠንቀቑ!
11:11
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 4,3 М.
ኣወዳት ጥራይ ድዮም ናርሲስት?
11:52
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 7 М.
Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!
25:59
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 34 М.
ኣብ ፍቕሪ ዘለና ኣረዳድኣ ጌጋ እዩ!
36:48
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 39 М.
ብዝሓለፉ ቁስልና መጻኢና ኣይንጉዳእ!
12:49
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 15 М.