ኣወል ስዒድ ብዛዕባ ኣባ ተክለሃይማኖት ፡

  Рет қаралды 9,374

Eritrea nEritrawiyan

Eritrea nEritrawiyan

Күн бұрын

Пікірлер
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 4 күн бұрын
ካብ ኢትዮጵያ ንዝመጽእ ጽሑፋት ከነጻርዮ ይግባኣና። ንሕና ንዘዝጻሕፍዎ ከምዘለዎ ንቕበለሉን አብ አብያተ እምነትና ንጥቀመሉ ምክንያት የብልናን፡ ከብቅዕ ውን ይግባእ
@Melkeqedek-vd8ws
@Melkeqedek-vd8ws Күн бұрын
አይይ
@Fili-401
@Fili-401 3 күн бұрын
Thanks ኣብርሃ ሃወይ ኩሉ ግዜ ልቦና ብዝመልኦ ስነ ሓሳብ ስለ ትበና ትምርቲ🙏❤🇪🇷🫶
@mogosbeyene392
@mogosbeyene392 2 күн бұрын
ተባረኽ ዝብላዕ ዘረባ።
@brhanselam
@brhanselam 2 күн бұрын
I admire you brother. You are encyclopedia of knowledge with prolific mind.
@NGebrehiwot
@NGebrehiwot 3 күн бұрын
ቃል ህይወት የስምእኻ ሽኮር ፍልጠትካ ብኹሉ እዩ ፅጋኻ ዊን ብዙህ እዩ መአረይ ጥኡም ልሳን ተባረኽ
@LoveEritrea
@LoveEritrea 2 күн бұрын
ተዓወት ኣብዚ ኣሎ ዘረባ እዝኒ ዘሎካ ስማዕ።
@mahmoundomar9243
@mahmoundomar9243 4 күн бұрын
ይቐነየልና ሓው ኣብረሃም ስለ ኩሉ እቲ ዘቅረብካዮ ለባም ማዕዳ። ናይ ብሓቂ ዑምቀት ዘለዎ ሚዛናዊ ሓበሬታ ኢኻ አማሓላሊፍካ። ሓንቲ ካብ'ተን ዝፈተኹወን ኣገባብ ኣቀራርባኻ፣ ንዝግምገሙ ጉዳያት ብክልተ ሸነኻቱ፣ ማለት ብኣዉንታን ብኣሉታን መዳያቴ ርኢኻዮ ብምትንታንካ ኢዩ። ንኣብነት ንቅኑዕነት ናይ'ቲ ኣወል ዘልዓሎ ኣርእስቲ እናደገፍካ ኣብ ኣገባብ ኣቀራርባኡ ጥንቃቀ ክገብር ክገብር ከም ዘለዎ ምምዓድካ ልቦናዊ ሜላ ኢዩ። እዚ ዓይነት ኣቀራርባ ካብ ተዓዘብቲ ልዑል አድናቆት ስለዘውህበካ ቀጽሎ'የ ዝብለካ። እቲ ብዛዕባ እምነት ክርስትና ዘሎካ ሰፊሕ ፍልጠት ከየድነቅክዎ ኣይሓልፍን።
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 3 күн бұрын
ኣብርሃ ብጣዕሚ ጽብቕ መብርሂ ሂብካና
@wedihager5194
@wedihager5194 3 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ❤
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 2 күн бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ። ፖለቲካን መንገዲ እግዚኣብሄርን ፈላሊዩ ዘርኢ ኣእምሮ ዝሃበካ እግዚኣብሔር ይመስገን።
@tesghi2033
@tesghi2033 2 күн бұрын
ለባም አዘራርባ ❤❤❤
@Mizanabraha-m4o
@Mizanabraha-m4o 2 күн бұрын
ኣብርሃ ገብረ ልቦና ዘለወ ዘረባ ❤
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 4 күн бұрын
ብጣዕሚ! ብዕምቆት እታ ኩሉ ግዜ ተተሓሳስበኒ ዝነበረት ኣርእስቲ ኣነጺርካያ! ብራቮ! ስራሕ ሰብን ስራሕ ኣምላኽን ክንፈሊ እንተዘይኪኢልና ዝሓዝና ሕዚና ምጽዳፍ ኢዩ! ስለዚ ንጹር መብርሂ ሂብካና መምህር ኣብራሃ!
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 4 күн бұрын
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ❤ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንዓኻን ❤ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ይግበረልና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eribes
@Eribes 3 күн бұрын
ኣብርሃ ❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ :: ነዞምጠንቆልቲን ደብተራታት እዚ ክሉ ህዝቢ ዘባላሽውን ዘለውን/ ዝነበሩን ተባሕግጎም ክጠፍኡ ኣሎዎም:: ካልእ ንሕማቅ ዝገብር ሰብ ዝኮነ ሰብ ክእርም ን ክግስጥን ይክእል እዩ ማለት ከምዚ ናይ ተፈሪ መንግሻ( ሃይለ ስላሴ ) በሉኒ ዝኣመሰለ ማለተይ ; እዛ ናይሓውና ኣወል ስዒድ ግን ብ ኣፍልጦ ክኸውን ኣሎዎ :: ብተወሳኺ ግዜን ስዓትን ዊን የድሊ እዩ ምክኒያቱ እዚ ሰዓት / ግዜ ፖለቲካዊ መሓዙት ንደልየሉ እዋን ይ:: ኣብ መውዳእታ ኣብርሃ ሓውና ኣነ ብወገነይ ብዙሕ ጸጋታት ይርእልካ ኣሎኩሞ ትምህርቲ ወሲካ ኣብዝላዓለ ጽፍሒ ክትበጽሕ ተስፉ ይገብር:: ስለዚ ነዞም ናይ ዩቱብ ነጋዶ ብኣውራጃን ሃይማኖትን ዝሓመሙ ብመልክዕ ትምህርቲ መኣረምታ ክትህብ ይምሕጸን::
@yemanemebrahtu7803
@yemanemebrahtu7803 2 күн бұрын
Thanks abrimo
@munirahaji8648
@munirahaji8648 2 күн бұрын
🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷
@godislove7204
@godislove7204 4 күн бұрын
Discussions about religion, including Christianity and Islam, should always be approached with respect and understanding. Both faiths are deeply important to their followers, and sensitivity is key to fostering positive dialogue. It’s important to honor and listen to each other’s beliefs, avoiding negativity and promoting peaceful, respectful conversations.✅🇪🇷🐪
@ሮማንደስታ
@ሮማንደስታ 3 күн бұрын
መጽሐፍ ቅዱስን 👉ፍትሓ ነገስት ዲዩ? መፅሓፍ ቅዱስ መን ጺሒፍዎ? መአስ ከ ተጻሒፉ? መጽሐፍ ቅዱስ ክተጉድለሉን ክትውስከሉን አይፍቀድን ።ክትርጎምም ጥንቃቄ የድልይ። ፍትሐነገስት ከ መአስን አበይን ተጻሒፉ እዚ ወሳኒ ሕቶ ተተመሊሱ ምናዳ ካብ አምልኮን ሓይማኖትን ድተሓዋወሰ ፈሊካ ድነጸረ አንፈት ይሕልዎ በሓሊት ዬ።እንተ ተጋገየን ብፍላይ መርትኦ ደለዎ ሓይማኖታዊ ጉዳይ 👉ናይድን አይኮነን ብቲ ተከታሊ ሓይማኖት ክግለጽ።ደምጽኦን ደስእቦን ክሕልው አይክእልን።
@mussiefitsumbrhan9908
@mussiefitsumbrhan9908 4 күн бұрын
ጽቡቅ መብርሂ ከምዝበልካዮ ስምዒታት ናይ ሰብ ንምሕላው ጽቡቅ እኳ እንተኮነ ብዙሕ መጻሕፍቲ ጸሓፊኡ ዘይፍለጥ ንቤተክርስትያና መሳለቂ ናይ መናፍቃን ጌርዋ ኣሎ ።ን ኣብነት ጽቡቅ ኣብነት ዘቅረብካያ ሞዓ ኣንበሳ ዘእምነገደ ይሁዳ ንጉሰ ነገስት ቀዳማዊ ሃይለስላሴ ዝብል ጽሑፍ ኣብ ኩሉ ብፍላይ ሰዓታት ዝበሃል መጽሓፍ ኣሎ ስለዚ ጻህያይ ኣብ ግራት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ መጻሕፍትና ውን ኣሎ ስለዚ ክጽሀ ኣለዎ።ደጊመ ኣብ ዕዩካ ኣሳልጦ ይመነ።
@nighstitesfamicael4728
@nighstitesfamicael4728 4 күн бұрын
ብሱል ዘረባ ሓውና ኣብር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@t_tree2836
@t_tree2836 2 күн бұрын
Nice bro keep it up God Bless you !!!!
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Күн бұрын
ኣብርሃ ሓውና ጹቡቕ እንዲኻ ኣምጺእካ ግና ኣምላኽ ይኹን ንሕና ብሰለስትነት ኢና ንግለጽ❤ ብምሳሌ ሰለስትነት ኢና ተፈጢርና ንሱ ድማ ስጋ፥ ነብሱ፥ ሞሎኮት ድማ ይባሃል። ኣብ ናይ ሰለስትነት ስላሴ ድማ ❤ኣብ ፥ወልድ፥ መንፈስ ቅዱስ ድማ ይባሃሉ። ኣብ ኣቦ እዩ፥❤ ወልድ ማለት ውሉድ ኢዩ ናይ መን ውሉዳ ናይ ኣብ።❤ 3)) መንፈስ ቅዱስ ማለት ድማ ሰራጺ ካብ መን ዝሰረጸ ካብ ኣብ❤ ካብ ወልድ ኸ ይሰርጽ ዶ ኣይሰርጽን ኢዩ። እቲ ትምህርቲ ነዊሕ ኢዩ ኣብዚ ግና ሓድነትን ሰለስትነትን ስላሴ ኣብዚ ያኣክል እዩ።❤
@amehazionbelay3392
@amehazionbelay3392 4 күн бұрын
ክብረት ይሃብካ ዘየስተባልናሉ ንስኻ ኣስተባሂልካሉ🙏🙏🙏
@NGebrehiwot
@NGebrehiwot 3 күн бұрын
ቃል ህይ
@zeromgebretensae9025
@zeromgebretensae9025 2 күн бұрын
Thankx ❤❤❤ abraha
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Күн бұрын
Abrha hawuna hageraw fiker hiezb eritrean🇪🇷❤🕊🤝ica amlkina ane kena iye bijicay atmuluku iyu deblena isralawn amlkina nmuese leku awi zewom nmuse aymlkun iyom
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 3 күн бұрын
ኣብሪሂሞ ጽቡቅ ኣገላልጻ ወላ ኣብ ኤሪ ላይ ጽቡቅ ጌሮም ገሊጾማ ኣለዉ ሓዉና ኣወል ክኣ ጌጋ የብሉን እቶም ኣበይ ኣላ ክፍቲ ኢሎም ዝሓስብዋ ብለምዲና ክፈላልዩና ክደልዩ ዝዉዕሉ እምበር ገብረ ኪዳን ደስታ ትግራዋይ ዝበሎ ድኣ ዘይነቅፍዎ ናይ መን ቅኑዕ ናይመን ጌጋ ኮይኑ♥️🇪🇷👍
@zidik313
@zidik313 2 күн бұрын
ኣወል ሓቁ እዩ ደቂ ደብተራ ጫቁጫቅ ኣይትበሉ ዘነገስተነገስ ዘኣይሁዳ ኣንሳ እንዳበልኩም እግሪ ነገስታት ትሳለሙ ወላ ናዬ ሃይለስላሴ እግሩ ትሳለሙ ደይሳለሙ ተቀቲሎም ስጋ ናቶም ንኣንበሳ ናቱ ይውሃቡ ኔሮም
@Hermon-co1wy
@Hermon-co1wy 2 күн бұрын
ንሱ ዘይኮነስ እቶም ካህንና ዝብሉ ንዘረባ ኣወል ዝሸቀጥሉ ሰብ ተቋመርቲ ኢዩ፡ኣወል ኣባ ተኽለሃይማኖት ኣብ ግዜ 16 ክ/ዘ ናይ ኢትዮጳያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዩ ተዛርቡ፡ብዛዕባ ኣቡነ ጻድቕ ተኽለሃይማኖት ኣይ ኮነን ተዛርቡ፡ስለዚህ ብዛዕባ ኣባን ብዛዕባ ኣቡነን ዘሎ ፍልልይ ንፍለጦ ።
@RahelBaire
@RahelBaire 3 күн бұрын
Perfect as usual 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ
@ያቆብ-ገብረመድህን-ኣ.ዕ.ሰ 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስ ዘብልን ብሉጽ ትንተናን ክቡር ሓው፡
@gebrehiwetweldselasse5685
@gebrehiwetweldselasse5685 4 күн бұрын
Betam tsebuk temhret kale hiwet ysemalna ❤❤❤❤
@sobr1677
@sobr1677 4 күн бұрын
❤❤❤ ጽቡቕ መልሲ እንድዩ ። ታሪኽ ናብ ሻምናይ ክፍለ ዘመን ቅድሜኡ እዚ ህዝቢ ሓበሻ ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ካብ ደቡብ ናብ ሰሜን ብኪናት ናይእምነታት ዝተፈናቐለ ህዝቢዩ እምነራት ሓደ ህዝቢዩ ኣምሓራ ኤርትራ ትግርኛ ትግረ ። ደብተራ ማለት ክኣ ደብተር መዝገብ ፍልጠት ማለትዩ ስለዚ ደብተራ ከም ጉድለት ክሕሰብ ጌጋዩ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 күн бұрын
@@sobr1677 ሃበሻ ዝብሃል ትግርኛ የሎን❗❗ አይተደናግር❗❗ ብኪናት ተፈናቂሉ ናብ ኢትዮጵያ ዝኽደ ትግርኛ ብታሪክ የሎን አይትሃስው❗❗ ደብተራ ብልምዲ ሙሉ ትምህረት ዘይብል (አብ ቀዳማይ አመት ዝተሶገ🌞🌞🌞 ዘቆረጸ ማለት እዩ❗❗ ከምዚኦም ከአ ደብተራ ይብሃሉ ነቲ ህዝቢ ዘየለ ክንፍውስ ኢና ወዘተ እንዳበሉ የደናግሩ🌞ከም አባ ግርማ🌞🌞🌞🌞
@DawitTesfamariam-u2m
@DawitTesfamariam-u2m Күн бұрын
ኣወል ጽቡቅ ኣሎ
@ፍርሕንጽውጽዋያትን
@ፍርሕንጽውጽዋያትን 2 күн бұрын
ሰላም ሓው ኣብራሃ አስኪ ናትይ ርኢቶ ክህብ እቲ ዘዛርብ ዘሎ ጉዳይ ብትኽክል ኣወል ስዒድ ስለዝተዛርቦ እዩ እዚ ጹሑፍ ብድሕሪ ካመራ ኮይኖም ዘዳልዎዎ ከምዘለዉ ዓይንረስዕ ካልይ ነገር እታ ሓቂ ከምዘላ ዝይንቅበላ ከከም ኣራዳእና እዩ 3 ነገር ኣወል ኣስማልይ ጥራሕ ኣይኮነን በድኡ ውን እቲ ሃይማኖት ይብጸሖ ሰልዝኾነ ከዛረብ መሰሉ እዩ
@lanteTV1
@lanteTV1 2 күн бұрын
ኣቓልቦ ከም ሓድሽ ፍጻመ፤ ቅድሚ ዓመታት ጸሓፊ ተስፋይ ገብረኣብ: ንቅዱስ ኣቦና ኣቡየ ገብረመንፉስ ቅዱስ ( ጋብር ) ታሪኾም ኣፈ ታሪኽን ናይ ሓሶት ዛንታ እዩ ክብል ምግላጹ ክዝንጋዕ የብሉን። ኣብቲ እዋን ተስፋዬ ገብረኣብ ኣፍ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብምዃን ነቲ ሃይማኖት ከራክስ ክጽልም ኮሎ ብዙሓት ሰባት ንኢትዮጵያ ንምውራድ ጥራይ ዝተጥቀመላ ቃል ጌሮም ወሲዶማ ነይሮም። ኣብቲ እዋን’ቲ መብዛሕትኡ... ኤርትራዊ እውን ስቕታ መሪጹ’ዩ። ሕዚ ብኣወል ዳካ ክንጽረፍ ከለና ግን ከም ሓድሽ ተርእዮ ኣቓልቦ ክህቡ ክሓርቑ ጀሚሮም። ኣዋል ስዒድ ግን ነዚ ንዕቀት ካብ ኤርትራዊ ሓዉ ተስፋይ ገብረኣብ እዩ ኣምጺእዎ።
@zackzack2193
@zackzack2193 Күн бұрын
ሓቂ ብሓቂ ወዲ ኤረይ❤❤❤❤❤❤
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 3 күн бұрын
ኣባ ተኽለሃይማኖት ገድላቶም ኣንቡቡሞ፡ጽዩፍ ጽሑፍ ናይ ፖለቲካ ጽሑፍ ምኳኑ ክትሪኡ ኢኹም። ኣነ ኦርቶዶክስ እየ እቲ ሓሶት ሓሶት እቲ ሓቂ ሓቂ ክብል ይግባእ።ኩሉ ገድላት ስንክሳራት ፖለቲካ ሓዘል፡ጉልባብ ሃይማኖት ተጎልቢቡ ዝተዛሕፈ እዩ። ኦርቶዶክስ ኣቦታትና ዝሰረትዎ ታኣልዩ ናይ ኢትዮጲያ ናይ ሓሶት ታሪኽ ኣዘንታዪ ጽሑፍዩ።
@yewahbeamlaku3828
@yewahbeamlaku3828 4 күн бұрын
Keep it 💯 up! Proud to be Eritrean 🇪🇷! Eventually, Eritrea 🇪🇷 is only for Eritrean 🇪🇷 people!
@samuelgebre988
@samuelgebre988 4 күн бұрын
I agree with most of what you. We need our religious leaders to question and review our religious books and teachings. This should be done by religious intellectuals. You also have to becareful not to offend or disminate wrong information. Keep up the good work!
@hassen-pd1ji
@hassen-pd1ji 2 күн бұрын
🇪🇷💯💯💯🙏🤝👌
@isakweldai4562
@isakweldai4562 2 күн бұрын
Abraha niskawin qurub tdfer aleka abzetfelto tzareb aleka Amene Teklehaymanot qidus eyom
@gideyalem6475
@gideyalem6475 4 күн бұрын
ኣወል ሲዒድ ብዛዕባ ብጹእ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ጻድቕ ኣይኮነን ተዛሪቡ!! ብዛዕባ ንጉስ ዝነበሩ ኣባ ተክለሃይማኖት ተዛሪቡ! ኣባ ተክለሃይማኖትን ኣቡነ ተክለሃይማኖትን ዘራኽብ የብሎምን! እዚ ክኣ ኣብ 16 ክፍለዘመን ማለት ዘበነ ሃጸይ ዮውሃንስ ሃጸይ ቴድሮስ ኢዩ! ስለዚ ኣባ ተክለሃይማኖት ናይ ኢትዮጵያ ንጉስ ዝነበሩ ኢዮም! ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ ግን ኣብ 3 ዓመቶም ናብ ቤተመቅደስ ዝኣተው ንስለ ህዝበ ክርስትያን ን7ዓመት ጠጠው ኢሎም ብዘይዕረፍቲ ዝጸለዩ ሓንቲ እግሮም በስቢሳ ተቆሪጻ እግዚአብሔር ካኣ ተክለ ኣብ ተክለ ወልደ ተክለ መንፈስ ቅዱስ ኢሉ ሸይምዎም!!
@MeriemHabteberaki
@MeriemHabteberaki 4 күн бұрын
Amlaki yebarka zewodey
@טקלונגוסה
@טקלונגוסה 4 күн бұрын
ሰላም መምህር ኣብርሃ ሓውና 🇪🇷❤🙏🇪🇷
@NebiyuDawit-f5i
@NebiyuDawit-f5i 2 күн бұрын
ወደዳቹም ጠላቹም ሙስሊም ሆነህ ኃይማኖትህን ሳትቀይር ኢትዮጵያን መምራት አትችሉም ምክንያቱም ኢትዮ.ለዘላለም የክርስቲያን ቃልኪዳን ሃገር ስለሆነች!!
@eritree9794
@eritree9794 3 күн бұрын
@47:20 *ሓቂ ንምዝራብ አበየናይ ሃይማኖት ከምተምልኽ አገዳሲ አይመስለኒን ፣ ምኽንያቱ ሓቂ ንርእሳ ሓንቲ ዓንዲ ሃይማኖት ስለዝኾነት ። አብ ዓለምና ሓደ ካብ'ቲ ቀንዲ ገዛእቲ ከም መሳርሒ ዝተጠቅሙሉን ዝጥቀሙሉ ዘለዉን ሃይማኖት'ዩ ። ነአብነት ሃይለ - ስላሴ ሳጉኡ'ኽኣ { ሞኣ አንበሳ ዘአመነገደ ይሁዳ ይበሃል ነበረ } ቀንዲ ሽሙ ተፈሪ'ዩ ነይሩ ! ሓይሊ - ስላሴ'ኻኣ ክርስቶስ ምዃኑ ጥራሕ ኢና ንፈልጥ ። እዚ'ኻኣ ብፍቃድ ቤተክርስቲያን ተውሃዶ ኢትዮጵያ ዝተጠመቀ ሽም'ዩ ። አብ ሃገርና ኤርትራ ውጺኢት ናይ'ዚ ሳዕቤን'ዚ አብ'ቲ እዋን'ቲ ካብ ትግራይ 500 ቀሺ ደቂ-ሃገር ዝተሓወስዎም ተዘርጊሖም ንህዝብና ካብ ሰማይ ተመሪቁ ንዝመጸ ንጉስ ነገስት ሃይለ ስላሴ እንተዘይተቀበልኩም ከም ክርስትያን አይትጥመቁን አይትግነዙን / ወይልኻ አስላማይ ጃነሆይ መጸካ ብሰማይ ይብሉ ነበሩ ። ናይ'ዚ ሳዕቤን'ዚ ኻኣ'ዩ ማሕበር አንድነትን ራቢጣ ተፈጢረን ። ስለዚ ካብ ዕበጦ ዕበጦ ሕሉፍ ታሪኽና ጌጋታቱ እንዳአረምና ብጸጋታቱ እንዳኾራዕና ክንነብር እንተፈለጥናዮ ጽቡቅ'ዩ ። ናይ ትማሊ ንኸይኣክል ሎሚ'ውን አብ ኢትዮጵያ ፕሮስፐሪቲ ጋስብል ንኤርትራውያን ዝቀነዐ'ኻኣ ባዓል ፕሮፌሳይ ክስራሓሉ ንርኢ አለና ።* *🙏 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🙏*
@hadguasmrom5210
@hadguasmrom5210 4 күн бұрын
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AhmadinHassenAli
@AhmadinHassenAli 4 күн бұрын
ጽቡቕ ምኽሪ እዩ።
@taddesemehari1160
@taddesemehari1160 4 күн бұрын
አቡነ ተኽለሃይማኖት አይበለን፡ ንሱ ዝበለ ሓደ ካብቶም ደብተራታት አባ ተኽለሃይማኖትዝባሀል ሰብ እዩ ዝበለ ይመስለኒ
@Kulu-dehri-hager61
@Kulu-dehri-hager61 3 күн бұрын
Awel aselasilu be kendey Christian moslim ab gole kal keman keigodel zetenkeku sebat eyom beal awel so ne tsadkan abune tekle haymanot aykonen zeitredo abu keleka aba eyu elu abune tekle haymanot meas nerom ne aba zeblo zelo kea meas eyu do be positive reayo
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 күн бұрын
ብዛዕባ ሓደ ካብቶም ብሓበሻ ኣቡነ ተክለሃማኖት ማለቱ ምዃኑ ንዝፈልጥ ርዱእ እዩ። እዚ ዝጠቐሰ ድማ እቲ ኣብ ዓደምሓራ ዝነበረ ዳሕረዋይ እዩ።
@ZerabrukGoje
@ZerabrukGoje 2 күн бұрын
በየን ደኣ ኔርካ ወደይ ከፈለጥኩኻ ክሳብ ሕጂ ለባም ዘረባ ኣምላክ በል መመሊሱ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልካ
@AdiamTesfu-ly9uc
@AdiamTesfu-ly9uc 4 күн бұрын
ሰላም ሐወይ ሩሑስ አመት ይግበረልካ 🎉ዘለካ መደብ ኩሉ ግዜ ደስ እዩ ዝብለኒ ሎሚ ግን ጌጋ ፃዲቅ አብነ ተኽለሐይማኖት ሐደ እዬም !!! ክልተ እዬም ማለት ናይ መናፍቃን ሐሳብ እዩ አባ እንድርያስ ዉን ካብ ኢቶብያ እዬ መፂኦም ግን ስራሕ ፅድቆም አብ ሀገርና እዩ ተፈፂሙ ሰማትነት ተቐቢሎም ገዳሞም አብ ሰፍአ ይርከብ ስለዚ ተጋጊኻ አይተጋጊ 20 ሽሕ ተኸታታሊ አለካ እሞ ሕተት ተረዳእ ሽዑ ተዛረብ🙏🏼
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 4 күн бұрын
ኣባ እንድርያስ ሓበሻ ኣይኮኑን ዓርኩ ፡
@sobr1677
@sobr1677 4 күн бұрын
ኣብኑ እንድርያስ ካብ ሰምየን ናብ ደቡብ ካብ ደቡብ ናብ ሰሜን ተመሊሶም ፡ ኣብ ሃብ እንዳ ኣቡነ ሊባኖስ ዝዓበየ ገዳም ኣሎ ።
@AdiamTesfu-ly9uc
@AdiamTesfu-ly9uc 4 күн бұрын
@rufaelefrem4533 እንታይ ኢኻ ትብል አይተረደአኒን መጀመርታ ተመሀር ዳሐር ኮሜንት ትህብ 🙏🏼
@AdiamTesfu-ly9uc
@AdiamTesfu-ly9uc 4 күн бұрын
@rufaelefrem4533 😂😂😂😂
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 күн бұрын
@@AdiamTesfu-ly9uc አብነ እንድሪስ ኢትዮጵያ አየኮነን❗❗ ኢትዮጵያ ዝብሃል ሃገር 120 አመት እዩ። አይተደናግር❗❗ እነተይ ተተኪፉ ኢሉ ዝኽርይ ህልም ይበል ይርገጽ❗❗ ሃገር ህዝቢ ብሽም እምነት ዝዳናገረሉ ግዜ ተወዲኡ እዩ❗❗❗ እምነት ተዝጠቅም ትግራዋይ አብ ዲቅ ዝበለ ድንቁርና አቲዩ አይምተዋረደን ከምእውን ኢትዮጵያ ክሳብ ህጂ ብለመና🌞🌞🌞🌞
@rusomghirmay8933
@rusomghirmay8933 3 күн бұрын
ኣብራሃ ደይተነበ መጽሓፍ Go head ካብቶም መደባትካ ድከታተሉ ኤርትራዊ እየ
@BereketHadgu-c2g
@BereketHadgu-c2g 4 күн бұрын
Brave Gebre hawey ane wn kemezi natka hasab aloni Aba Teklehaimanot hade kabtom ms politica Ethiopia tubuk mitiessar zineberom ni kibrenegest Ethiopia merihom zixehafu abo eyom eti mexihaf kea ninguse ziyada lielina zihibe eyu neabnet ''Zinegese ngusna zibereket xehaina'',Nuguse aykises semaiy ayhres zibl''nugus kubue nay Egiziabiher eyu ziblu eyom.Slezi seb bihaimanotun bmeargun zaikone btegbaru eyu kifred zelowo slezi felalina nteazebo.
@ruthg.457
@ruthg.457 4 күн бұрын
Happy new year hawena🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KidaneBrhane-x7t
@KidaneBrhane-x7t 3 күн бұрын
Haqka aleka abraham hawey❤❤❤❤❤❤❤
@TeklitGhirmay
@TeklitGhirmay 3 күн бұрын
ካብ ፖሎቲካ ወጽእካ ሰባኪ ቤተክርስትያን ክትከዉን ነይርካ ደስ ዝብል ኣገላልጻ
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 3 күн бұрын
ሰላም ኣብራሃ ሓውና ኩሉ ትዛረቦ ጽቡቅ ኣብዛ ናይ ኣዎል ትህባ ደለኻ ግን ቅኑዕ ኮይኑ ኣይስማዓንን ኣስላማይ ስለ ዝኾነ ታሪኽ ናይ ክርስትያን ስለ ድኾነ ክዛረበሉ የብሉን ዝባሃል የለን ኤርትራ ክሳብ ሓደ ኢና ዝብለና ታሪኽ ብኹሉ ክግለጽ ጸገም ደለዎ ኮይኑ ኣይስማዓንን ንስኻ ትገልጾ ኣብ ትንታነ ናይ ሃይማኖት ተዋህዶ ዝበለጸ ዶ ገለ ነዞም ብማዕዶ ዝዛረቡ ።እዚ ንስኻ ርእይቶ ዝሃብካሉ ን ኣዎልስዒድ መንገዲ ከፊትካሎም ።ታርኽና ግን ብኹሉ ክግለጽ ቅቡል ኢዩ🎉🎉
@ghirmayteklu-s7w
@ghirmayteklu-s7w 3 күн бұрын
Abraha hawna eteqrbo kulu hasabat adlain hanatsinyu ezi nai Awel seid ewin gegaqa entezeiblu ezi hasabzi christian enteqrebo yhaish mikniyatu gele sebat mesabebi kixqemulu ykieluyom Ember eti aresti haqiyu abune teklehaimanot zifetsemo gegatat Wala ab Ethiopia ewin teqebalinet yeblun 👌🇪🇷🇪🇷
@ephraimtik920
@ephraimtik920 3 күн бұрын
አቡነ ተኽላ ሃይማኖት ወድ መንዝ አማሃር እዩ❗❗❗ ነዚ ብልሽው ተኽለ ሃይማኖት ታሪኽ ምስ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ዘራኽብ የብሉን። አወል ምባሉ ዋላ ሃደ ጌጋ የብሉን❗❗❗ አብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ አመት ዮንቨሪስት አብ ትምሀርት አሎ።
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 2 күн бұрын
ዘይምፍላጥካ እዩ ወይ ኣስላማይ ትኸዉን ተሓቢእኻ ትዛረብ ኣለኻ ኣባ ተክለሃይማኖትን ምስ ኦርተደክስ ኤርትራን ዘራኽብ ዘለዎ ከይኑ ተዘይተሰሚዕካ ብዛዕባ መን ደኣ ትዛረብ ኣለኻ ማለት ኤርትራ ተዋህዶ ብዛዕባ ኣባ ተክለሃይማኖት ንገርኒ በላ እሞ ክትነግረካ እያ
@mebrahtomtesfom1239
@mebrahtomtesfom1239 2 күн бұрын
በመኣብ በስመወልድ በስመመንፈስ ቁዱስ ኣወል ዝስሙ ከምኡ እንተ በለ ስሙ ነገረሉ ።ኣብርሃም ዝስሙ ሓሳቡ ምቕባሉ ግን ንዓይ ዘሕዝነኒ ኢዩ ።ስም ይመርሕ.ጥዋፍ የብርህ ተባሂሉ።ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ይብል እግዝኣብሄር።መምህር ኣብርሃም ድማ ሓደ ካብቶም ለባማት ተዋህዶ ሃይማኖት ስለ ዝኾንኩም ሓሳብ ኣወል ተረዲእኩም ይመስል ካልኦት ተዋህዶ ዝሃይማኖቶም ግን ልቦና የብሎምን።ከመይ ንዝብል ኣወል ዝብሎ ንለባም ኣምተሉ ስለ ዝኾነ።በሉ እስከ ለባማት ናይ ዘበንና ቀይሕ ኮር ማይጮሎት ኣቡነ ቁዱስ ተኽለሃይማኖት ናይ ንጉስ ወይ ደብተራ. ሕሙማት ይፍውስ ኣሎ ዲኹም ትብሉ ዘለኹም፣ወይስ እዚ ኩላ ዓይኑ ማያት እና ነጸፈ ናይ ንጉስ ወይ ደብተራ ማይ ይፍልፍል ዲኹም ክትብሉና፣ ወይ ተዋህዶ ቤትክርስትያ መማህራንን ለባማትን ስለ ዘይብላ ነዚ ምፍላይ ሲኢና፣ወይስ መማህራንን ለባማትን ተዋህዶ ቤተክርስትያን ዓገብ ክብሉ ትብዓት የብሎምን፣ኣብ መድያ ኮይንካ እትዘርኦ ሕንዚ ክንደይ ከም ዝቀትልን ከም ዝምርዝን ትስሕትዎ ኣይ መስለንን።ኣነ ከም ሰብ ዝገብሮ ዓቕሚ ወይ ብቕዓት የብለይን ።እንተ ኾነ ግን እቲ ብጻድቃኑ ክመጽዎ ዘይ ደሊ እግዝኣብሄር ተበቃኒ ኣምላኽ ምኻኑ እምነት ኣሎኒ።ነቲ. ንቁዱስ እግዝኣብሄር ደብተራ ዝበለ ብምንታይ ከም ዝብቆሎ እግዝኣብሄር እፈልጥ ንዓኻ ውን ከምኡ።ራኣዩኒ ሑብኡኒ ከም ዘምጽእ ኣይ ንረስዕ።እግዝኣብሄር ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና።
@lanteTV1
@lanteTV1 2 күн бұрын
ኣቓልቦ ከም ሓድሽ ፍጻመ፤ ቅድሚ ዓመታት ጸሓፊ ተስፋይ ገብረኣብ: ንቅዱስ ኣቦና ኣቡየ ገብረመንፉስ ቅዱስ ( ጋብር ) ታሪኾም ኣፈ ታሪኽን ናይ ሓሶት ዛንታ እዩ ክብል ምግላጹ ክዝንጋዕ የብሉን። ኣብቲ እዋን ተስፋዬ ገብረኣብ ኣፍ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብምዃን ነቲ ሃይማኖት ከራክስ ክጽልም ኮሎ ብዙሓት ሰባት ንኢትዮጵያ ንምውራድ ጥራይ ዝተጥቀመላ ቃል ጌሮም ወሲዶማ ነይሮም። ኣብቲ እዋን’ቲ መብዛሕትኡ... ኤርትራዊ እውን ስቕታ መሪጹ’ዩ። ሕዚ ብኣወል ዳካ ክንጽረፍ ከለና ግን ከም ሓድሽ ተርእዮ ኣቓልቦ ክህቡ ክሓርቑ ጀሚሮም። ኣዋል ስዒድ ግን ነዚ ንዕቀት ካብ ኤርትራዊ ሓዉ ተስፋይ ገብረኣብ እዩ ኣምጺእዎ።
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 2 күн бұрын
ብዛዕባ ጻድቕ ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት ኣይኮነን እቲ ዘረባ፡ ብዛዕባ ሽፍታ ኣባ ተክለሃይማኖት ኢሎም ዝለጠፉልና ሰብ ኢና ንዛረብ ዘለና፡ ኣይትሓዋውሶ
@lanteTV1
@lanteTV1 Күн бұрын
@@abrahaghebrehiwet ነቲ በዓል ዋና ዘቃለሎ ጨው፤ በዓል እዳ ኣይስከሞን እዩ። ስለዚህ ኣወል ስዒድ ብተስፋዬ ገብረኣብ ንዝተዋህቦ ዘይሕተተሉን፣ ዘይከፍሎን ዕዳ እዩ ተቐቢሉ ዝኸይድ ዘሎ። እንተ ኣነ ምስሉይነት ገዲፍካ ምስ ሓቂ ምግጣም ኣዝዩ ይሓይሽ ምበልኩ: ብዝኾነ ጊን ንርእይቶይ መልሲ ኣይሃብካን። 🙏🏼
@amaniealhabte8604
@amaniealhabte8604 3 күн бұрын
Abrham bjaka amlatekl kudus abo eyom
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 2 күн бұрын
እወ፡ ካልእ ፖሎቲከኛ ካኣ ኣሎ ኣብ ስሞም ዝተሓብአ
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 3 күн бұрын
:: ነጥቢ well done 🎉
@nighstitesfamicael4728
@nighstitesfamicael4728 4 күн бұрын
Happy new year 🎊🎈🎆 brother
@Akliluhaile-fw5wv
@Akliluhaile-fw5wv 4 күн бұрын
አነ አይሠማማእን መጀመርታ አብ ቤተኽርስቲያን አቕሽሽቲ ሓቲትኻ ዲኻ አብ ኤርትራ ዘለዉ
@edenassefaw4496
@edenassefaw4496 4 күн бұрын
Kubur hawi,we are one family no different.He is telling the true Ethiopian false history nothing to do with religion.
@tigerlion8011
@tigerlion8011 2 күн бұрын
ኣይኮነንዶ ኣወልሲዒድ ሲ መንግስቲና ከማን ብጥንቃቀ ኢዩ ዝከዶ ኢዚ እስቲቢት ሰብ ግን ባዕልና ኢና ጸይቅናዬ
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 4 күн бұрын
ኣወል ንኣቡነ-ተኽለ፡ ደብተራ ኣባ ተኽለሃይማኖት ኢሉ እንተቛናጸቦም፡ ጌጋ'ኳ እንተኾነ መሰሉ እዩ። ሰማዒ'ኡ መዚኑ ወይ ቁምነገረኛ ወይ ብኣንጻሩ ዘየድልዮ ተዛራቢ ኢሉ ክውስን እዩ። እቲ ዋና ጌጋ ኮይኑ ዝስምዓኒ፡ እቲ "ንስኻትኩም ክፉኣት ንሕና ጽቡቓት" ዘስምዕ ሕማቕን ዘየድልን መልእኽቲ እዩ። ቀዳማይ ነገር ኣብ ዕለት ጌጋ ኣለዎ። ክብረ-ነገስት ብ13 ወይ 14 ክፍለዘመን ዝወጸ እዩ። ከም ኣወል ዝበሎ 16 ክፍለዘመን ኣይኮነን። ብድሕሪ ሕግታት እንዳባ ንምስራዕ ዝገበሮ ጻዕሪ ኮይኑ፡ ጌጋ እዩ። ካልኣይ ነገር ዋላ ንሕጊ ሃሙራቢ ይምሰል፡ ንዕኡ እንታይ ጸገሞ? መሰል ደቂ ሰባት ዝብል ኣብ ኤሮጳ ዝወጸ እኮ ኣብ 17 18 ክፍለ ዘመን ዶ'ይኮነን! ጸላእቲ ኤርትራ ንሕና ንበልጽ ዝበሃል ናይ ፈኸራ ዘረባ እንተተጠቕሙ፡ ጌጋን መሰረት ዘይብሉ ከምምዃኑ ብምግላጽን ምርኣይን እምበር፡ መሰረቱ ብዝሰሓተ ጌጋ ሓበሬታ ተጠቒምካ ምምካት ኣይኮነን። ብህልኽ ዝመጽእ ጠቕሚ የለን።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 күн бұрын
ወይ ድፍረት!፦ 1ይ) እቶም ኣወል ስዒድ ዝጠቐሶም ንጉስ ኣይነበሩን። ሃይማኖት ተጠቒሞም ስርወ-መንግስት/Dynasty ኣብ ምቕያር ግን ወሳኒ ግደ ተጻዊቶም። 2ይ) ቴድሮስን ዮሃንስን ኣብ መበል 16 ክ.ዘመን ኣይነሩን። ኣብ መበል19 ክ.ዘ ማለት፦ ድሕሪ 1850 ዓ.ም.ፈ. እዮም ነይሮም። ኣቡነ ተኽለ ሃይማኖት ናይ ዓደምሓራ ከኣ ኣብ መበል 13 ክ.ዘ ዝነበር እዩ።
@free-ly6lv
@free-ly6lv 4 күн бұрын
abra ezi kulu sebienetkas ! Alem bash
@berakiMesgen
@berakiMesgen 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯❤️❤️❤️🎉
@xeyahefnot313
@xeyahefnot313 4 күн бұрын
እዚ ጌጋ ኢዩ ኣወል ስዒድ ኣስላማይ ብዛዕባ ሃይማኖት ዝፈልጦ የብሉን ቅዱስ ሲኖዶስ ኣለና ኢዩ
@temeketuazeria8722
@temeketuazeria8722 4 күн бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@dadidad4572
@dadidad4572 3 күн бұрын
ኣነ ኦርቶዶክስ ኢየ ፍትሃ ነገስ ግን ብፍጹም ኣይቅበሎን ኢየ "ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንሃይለስላሴ እቲ ንእየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ዝተዋህበ ስም ዝሃበቶ ኢያ እዚ ማለት ሕጊ ጥሒሳ መጋበርያ ፖለቲካ ዝኮነት ኢያ ኣይኮነን ዝብል ተሎ ይምጻእ ኣብዚ
@bbnaam9220
@bbnaam9220 3 күн бұрын
ABRSH ITAMEXHAF KUDUS IKO HANTI IYA Exodus 20 ትግ - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ IYA GIN KEMEY ABGBRI TEWUILO YFALALE IMBER KABZA MEXHAF KUDUS ZEGUDELEN ZMELEN MERGEM YREKB IYU ZBLI KENSHA BTA MEXHAF IYOM ZKEDU ❤
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet 2 күн бұрын
እወ ፡ካሎኦት ኣማልኽቲ ጌርካ ኣይትስገድ ይብለካ ኣሎ፡ መላእኽቲ ኣይኮነን ዝብለካ ዘሎ ፡
@TesfayHabtemariam-b8l
@TesfayHabtemariam-b8l 3 күн бұрын
On this point memhir beyene kelati has a good knowledge,
@AbrahamSemere-xm2xd
@AbrahamSemere-xm2xd 4 күн бұрын
ንሱ ዩ ትሓቂ
@letebrhanmehari5739
@letebrhanmehari5739 4 күн бұрын
🙏🇪🇷❤️🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🐪
@eyobghirmay5880
@eyobghirmay5880 3 күн бұрын
Selam Egziabhier mis kulatna yikun kemey tikewin Hawina Abraha rieyto kitizareb tikiel eka entekone kemzisemaekuka hawawiskayo keytihilu tetenkek nikiterimo zeloka eti shim nay AbuneTeklehaimanot bibizhi tselot egrom zitekortsu tikikil abo eyom aytigage abotat tewekes Eti Awel zibelo ghin nay gojam aba teklehaimanot eu silezi me eremta kitgebrelo emihtseneka
@naherdawit1701
@naherdawit1701 3 күн бұрын
Btami des zebil hasab ketsilo
@maekeleghirmy8820
@maekeleghirmy8820 3 күн бұрын
Amlaki yhagzka kemaka ybzhalna. Abrha beal lbonan thtnan
@eyobghirmay5880
@eyobghirmay5880 3 күн бұрын
Eti tikikil information ab nay himbol Media aloka abiu tewekes wedehanka
@isakweldai4562
@isakweldai4562 2 күн бұрын
Tkikl aleka
@AMANUELBRHANE-jj8hu
@AMANUELBRHANE-jj8hu 3 күн бұрын
Brabo nhaki haki bel seb ksebeka bro
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 4 күн бұрын
Nice
@gebrekristostewolde4538
@gebrekristostewolde4538 3 күн бұрын
Tegagyu ember tegagica dea belo haimanot kelelelna yeblun abmetkel hagerawinet nidgifo ena haymanot gin tinkake yedli
@AbelAndemichael-r6e
@AbelAndemichael-r6e 3 күн бұрын
ኣንታ ሰብ እግዚኣብሄር ፍራሕ ብፖለቲካ ተበጊስካ እምነትካ ኣይትህረም ኣቡነ ተክለሃይማኖት ፖለቲከኛ ኣይኮኑን ስርዓት ጌርካ ተዛረብ ዕድሚኦም ምሉእ ኣብ ገዳም ብገድሊ ዘሕለፉ ኣቦ እዮም ፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ስለዝጸላእካ ምስ ቅዱሳን ኣይትበኣስ 😢😢😢😢
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 2 күн бұрын
❤❤ብዛዕባ ኣባ ተክለሃይማኖት ባ ገለ በለኒ ቁሩ ክፈልጥ
@delelaissak1993
@delelaissak1993 2 күн бұрын
ሲማአ ኣቡነ ዘይኮነ ኣባ ኢዩ ዚብለካ ዘሎ ፈላሊካ ፍለቶ ኣይትሃዋውሶ
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 2 күн бұрын
ኣወልን ሓው ኣብርሃን ብዛዕባ ኣባ ተኽለሃይማኖት እምበር ብዛዕባ "ኣቡነ ተኽለሃይማኖት" ኣይተዛረቡን ኣይተንተኑን። ኣይትሃውትት
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
@ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 2 күн бұрын
@@samiyemtek1982 ብሮ እቲ መጽሓፍ ግእዝ ኣወል ዘዉረዳ ርኢኻዮን ተረዲእካዮን ዶ ናበን መጽሓፍ ከምዝኮነ
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 2 күн бұрын
@ ንስኻ/ኺ እምበር ኣወል ዘወረዳ ሓንቲ ገጽ መጽሓፍ ግእዝ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ወይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ምዃና ርኢኻያን ተረዲእኻያን ዲኻ/ኺ?? ግእዝ እኮ ግእዝ ኢዩ።
@xeyahefnot313
@xeyahefnot313 4 күн бұрын
ኢትደመሩ ምሰለ ዓላውያን ጊጉያን ይብል መጽሓፍ ክብሪ ህዝቢ የሃልኹም
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 4 күн бұрын
ስለምንታይ አመንቲ ኦርተዶክስ ክህነት ክቅበሉ ንግብጽን ስርያን ይኸዱ ኔሮም ?
@kidanegebrehiwet2521
@kidanegebrehiwet2521 4 күн бұрын
❤😂🎉❤😂🎉❤😂🎉❤😅🎉❤
@busd7688
@busd7688 Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤!🎉🎉🎉❤❤❤❤
@SelamW-b7fmts
@SelamW-b7fmts 4 күн бұрын
Nebotat mhtat tsbuk iezi bzaieba haimanot sle zikone please ntenkek
@DawitTesfamariam-u2m
@DawitTesfamariam-u2m Күн бұрын
ንስካ ገዲድካ ኤርትራዉያን ኤርትራዉያ እናበልካ እቶም መናፍካን ትብሎም ዘሎካ ኤርትራዉያን ኣይኮን ድዮም ሃገራዉያን ከ ኣይኮኑን ድዮም ንስካ ኢካ ዓቢ ጌጋ ትጋገ ኣሎካ ኣዉነዘመሰምያት ዉጻያ እስከ ብሕጽር ዝበለ ኣፍጦ የብልካን ንኤርትራዉያን ዝተፋላለየ እምነት ይሃልዎም ንስካ ግን ትፈላልዮም ኣሎካ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 4 күн бұрын
ብጉዳይ ሃይማኖት ብዛዕባ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ዝበሎ ፍጹም ግጉይ እዩ። እዚ ኣርእስቲ እዚ ቤተክርስቲያን ጥራይ እያ ሓላፍነት ወሲዳ ትምልሶ። ብዙሕ ቤተክርስቲያናትን ገዳማትን ብስም ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ዝጽውዓ ታቦት ዘለወን ኣብ ኤርትራ ኣለዎ። ብኸምዚ ኣብዘይትፈልጦ ኣቲኻ ኣብ ናይ ቅዱሳን ዝግበር ነቐፌታ ግና ፍጹም ወንጁል ሓጢኣት እዩ።
@Kide252
@Kide252 4 күн бұрын
እንታይ ስእሊ ደኣ ታቦትን ማይ ጸሎትን ኣሎ ምበር ተኣፋፊ ኣርእስቲ እዩ
@M_jemal7545
@M_jemal7545 3 күн бұрын
ኣብራሃ ጽቡቕ መብርሂ'ዩ፡ ግን ኣወል እንታይ ኢዩ ሃይማኖቱ ኣይትፈልጦን ኢኻ፡ ብሽም ኣወል ስዒድ ዝብል ስም ሰሚዐ ኢልካ ኣስላማይ ኣይትበሎ።
@SilvanaSilvu
@SilvanaSilvu Күн бұрын
Jaqena haqena fithawi eka kexlo
@lanteTV1
@lanteTV1 2 күн бұрын
ኣቓልቦ ከም ሓድሽ ፍጻመ፤? ቅድሚ ዓመታት ጸሓፊ ተስፋይ ገብረኣብ: ንቅዱስ ኣቦና ኣቡየ ገብረመንፉስ ቅዱስ ( ጋብር ) ታሪኾም ኣፈ ታሪኽን ናይ ሓሶት ዛንታ እዩ ክብል ምግላጹ ክዝንጋዕ የብሉን። ኣብቲ እዋን ተስፋዬ ገብረኣብ ኣፍ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ብምዃን ነቲ ሃይማኖት ከራክስ ክጽልም ኮሎ ብዙሓት ሰባት ንኢትዮጵያ ንምውራድ ጥራይ ዝተጥቀመላ ቃል ጌሮም ወሲዶማ ነይሮም። ኣብቲ እዋን’ቲ መብዛሕትኡ... ኤርትራዊ እውን ስቕታ መሪጹ’ዩ። ሕዚ ብኣወል ዳካ ክንጽረፍ ከለና ግን ከም ሓድሽ ተርእዮ ኣቓልቦ ክህቡ ክሓርቑ ጀሚሮም። ኣዋል ስዒድ ግን ነዚ ንዕቀት ካብ ኤርትራዊ ሓዉ ተስፋይ ገብረኣብ እዩ ኣምጺእዎ።
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 3 күн бұрын
ሃጸይ ምንሊክ! ንርትራውያን ኣካላቶም ዘግደለ እዩ :: ኣብ ዉግእ ዓድዋ ምስ ጣልያን ዝተገብረ ዉግእ ንኤርትራውያን ጥራይ የማነይ ኢዶምን የማናይ እግሮም ቆርስዎም :: ግፍዒ ተፈጺሙ : ካብ መንከ ተማሂርዎ? ብገደል ከይሞቱ ብህዎቶም ዘጽደፎም ከም ሕዝቢ ኦሮሞ ኣብ በዓል አምቦ ብግዜ ምሕደራ መለስ ኣብ ቪድዮ ተራእዩ :: ጭካነ ደቂ ሰባት ተፈጺሙ :: መርገም እዩ ::
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
ኣጀንዳ ሰነፋት ዘይምቕባል ፡. ...
31:57
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 3,3 М.
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
22:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 15 М.
መልሲ ንህውተታ ሚድያታት ብ ኣወል ስዒድ
12:28
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
GERE EMUN PART 211 | ገሬ እሙን ክፋል 211
52:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 193 М.