"ኣይንላቐቕን ክሳብ መስዋእቲ ፣ጉባኤ ግድን እዩ" ላዕላዋይ ኣመራርሓ ህወሓት/ብቐጥታ ስልኪ /tigray

  Рет қаралды 6,703

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

Пікірлер: 23
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 2 ай бұрын
Hager teklebrhan. Tgray adey hamima alla yhzn ❤❤❤
@enanuenanu288
@enanuenanu288 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤hegerey ❤❤❤
@naix3768
@naix3768 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@YonasGmeskel-w2j
@YonasGmeskel-w2j 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@axumawitigray189
@axumawitigray189 2 ай бұрын
ነንወምበሮም እዩ ዝብል አገላልፃ ናይድኹማት አባህላ እዩ ኩሎም ንስልጣኖም ጥራሕ እዩ ንህዝቢ ምንም አይጠቅምን ዝብል አባህላ ጌጋ እዩ ። ንስኻ መንጎኛ አይኮንካን አፍቲ ዋና ቁምነገር ገዲፍካ አይንላቐቕን ዝብል ቃል ሒዝካ አይትጨልፍ ። አይንላቐቕን ማለት ብሕጊን አሰርሕን ክንቃለስ አና ማለት እዩ ። ምንም ናብ ዝጥዕመካ ክተሽርፎ እይትፈትን ።
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 2 ай бұрын
አይትህሰስ ..😮😮
@hayallemma4015
@hayallemma4015 2 ай бұрын
እቲ ተዛራቢ ዝዛረቦ ዘሎ ግን "ውድበይ ከፍርሱ በትን በዝን ወፍሪ ገይሮም ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ኣይለቆምን፤ ውድበይ ከይደርስ ክሳዕ መስዋእቲ ምኽፋል ክኸድ እየ" እዩ ዝብል ዘሎ ይመስለኒ። እሞ ኣይትቃለስ ትፍረስ ዲኻ ትብሎለኻስ ወይስ ታይ እዩ Argument ናትኻ?! ብዓብይኡ እኮ ጌታቸው ኮነ ካልኦቶም ኣብ ሚድያ ወፅዮም ሚስጥራት ይዝሕዝሑ ኣለዉ። ብናቶም መንፅር እዚ ሰብ እዚ ልዕሊኦም እዩ ብዘረብኡ ብካሊእ እንድዒ። "ጉባኤ ነካይድ፤ ጉባኤ ኣብ ውሽጢ ቃልሲ(ውግእ) ኮይንካ ለ ይካየድ ይብል ኣሎ"። ከምኡ ዝበሉ ኣባላት እቲ ውድብ ነዚ ከርክስዎ እንተኽኢሎም ህንፃ እቲ ውድብ ኣንቡቡ እሞ መጉትዎ ተዘይኮይኑ ርካሽ ፀለመ ኣይተካይዱ።
@axumawitigray189
@axumawitigray189 2 ай бұрын
ሃገር ተኽለብርሃን ውግንናኻ ግልፅ እዩ ግን ነቲ ዝበሃል ዘሎ ናብ ዝጥዕማ አይትተርጉሞ ህወሓት ናይ ባዕለይ ጉባኤ ከካይድ ምችዊ ኩነታት ፈጢረ እየ እዩ ዝብለካ ዘሎ ። እተን ትድግፈን ውድባት እኮ አብ ቀረባ ግዜ አካይደን እየን ። እብ ህወሓት ክበሕ ዲኻ አብ ትግራይ ምችው ኩነታት የልን ትብል ? ካሊእ ኩሎም ህወሓት እዮም ንሳኻ ህወሓት አይኮንካን ከምይ ገርካ ንሓዲኦም ደጋፊ ንሓዲኦ ተቓዋሚ ትኸውን? ካሊእ ከም ጥዑይ ትግራዋይ ጥዑያት መራሕቲ መፂኦም ንህዝቢ እንተዘይመሪሖም ፀገም ህዝቢ ከይመ ኢሉ ይፈታሕ ኢኻ ትትንትኖ ዘለኻ? ህወሓት አብ ውሽጠይ ዝሓመቑ መሪሕነት ስለ ዘለዉኒ ፀገም ህዝበይ ክፍታሕ አይካአለን ነቶም ዝሓመቑ ብጉባኤ አስተኻኺ ተመዓራርየ ንህዝበይ ከገልግል እየ ምባሉ ጌጋ እዩ ትብል አለኻ ግን ልዕሊ እቶም ናይቲ ውድብ አባላትን ዝገምገሙን ንላዕሊ ይፈልጥ እየ ትብል ዘለኻ ትመስል ። ንውድብ ከፍርስ ዝፅዕር አመራርሓ አሎ ኢሉ አብ ሙሉእ አባላቱን ካድረታቱን ዝወሰነ ውድብ አብ ዘይተፈልጦን ዘይነበርካሉን የለን ኢልካ ደፊርካ ምዝራብካ ብሓቂ አበይ ደው ከምዝበልካ ፍሉጥ እዩ ። እዚ ኩሉ ዝብለካ ዘለኹ መንጎኛ ኢኻ ኢለ ይአምነካ ስለ ዝነበርኩ እምበር ንዝደለኻዮ ምድጋፍን ምቅዋምን መሰልካ እዩ ። ካብ ናይ ሓደ ሰዓት ትንተና ሓንቲ ቃል መዚዝካ ንፖለቲካዊ በትሪ ትጥቀም ሰብ መንጎኛ አይገብረካን ።
@MuezTeklemariam
@MuezTeklemariam 2 ай бұрын
ሃገር:-ንሚዛናዊ ስነ ሓሳባትካ ከድንቕ እፈቱ፣
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 2 ай бұрын
ህወሓት ገበነኛ እዩ ☝️ፎቲካ ጸሊእካ ካብ ስልጣን ባዕሉ ተዘይወሪዱ ንሓደ ሚልዮን ህዝቢ ዘጥፈአ ገበነኛ ጉጅለ ስለዝፎከረ ነጻ አይወጽእን.
@yirgalemgebrhiwet9347
@yirgalemgebrhiwet9347 2 ай бұрын
Hwehat gin etom nbret hzby eyom tbl kayom hwehat ayamnelomul mkinyatu sltan kinhanhwo selazkunu hzbi tgiray selam kinebr aydeliyun
@GezaB231
@GezaB231 2 ай бұрын
ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ክልል እያ። ሀገር አይኮነትን በይዛኹም አይትሐውስዎ።
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 2 ай бұрын
Hager do beluka ! Melakie hasawi .hatela
@NatnaForum
@NatnaForum 2 ай бұрын
ይቕንየልና ፣ንህዝቢ ዝረብሕ ኣዝዩ ወሳኒ ሓሳብ ስለ ዝሃቡና ።
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
Ignorance is a big problem in Tigray you remember when they elected Getachew he supposed to be chairman of TPLF but they said you are not our member so vice is enough for you how narrow they are.
@enanuenanu288
@enanuenanu288 2 ай бұрын
Misidentified eyomi zelakeku asitewielu
@enanuenanu288
@enanuenanu288 2 ай бұрын
Misidentified eyu zeylakeku asitwielu
@yemanetse4602
@yemanetse4602 2 ай бұрын
እዛ socialist TPLF ገና ኣብጉባኤ እያ ዘላ ክንደይ ኣገዳሲ ነገር እንዳሃለው! TPLF must go
@axumawitigray189
@axumawitigray189 2 ай бұрын
መልሲ ዲኻ ትህብ ዘለኻ ? ንዘይምችዊ ኩነታት ምችዉ ንኽኾን ተቓሊስካ ኢኻ ምችው ትገብሮ እዩ ዝብል ዘሎ ። ግን ንስኻ ሓሲብካዮ ዲኻ አይሓሰብካዮን ውግንናኻ አፍሊጥካ አለኻ ።
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
that is his right
@CshggsgsGhshhshw
@CshggsgsGhshhshw 2 ай бұрын
መጀመሪያ እሱ እዳይጠፍ
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 34 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
She's very CREATIVE💡💦 #camping #survival #bushcraft #outdoors #lifehack
00:26
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 205 М.
" ኣብ ምረቓይ መዓልቲ ኣደይ ሞይታትኒ "
28:54
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34