⛔️ ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር SAY YES TO LIFE, AND NO TO DEATH!

  Рет қаралды 17,055

Hakote Media

Hakote Media

Күн бұрын

⛔️ ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር SAY YES TO LIFE, AND NO TO DEATH! ሓድሕድ ምፍሳስ ደም ኤርትራውያን ደው ይበል። ⛔️ Stop the bloodshed of Eritreans in israel
ሰላም ኣብ ሞንጎ የሕዋት ንክሰፍን ኣስተዋጻኦ ናይ ኩሉ ዜጋ ይዕዘዝ። እዚ መደብ ብምትሕብባር ወለታውያን ማሕበር ኤርትራውያን ንወፍሪ ሰላም ኣብ ሃገረ እስራኤልን ሓኾተ ሜድያን ዝተዳለወ መደብ እዩ።
*** ንዝበለጸ ሓበሬታ ***
whatsapp 00972549680181 ተወከሱና።
#Eritrea #EritreanCulture #eritreaninisrael #eritrean #hakote
ካላኦት መደባትና ንምክታታል ኣብ ቻነልና ሰብስክራይብ ይግበሩ / hakotemedia
*******************************
Join us on social media:
•You Tube - / hakotemedia
• Face Book - / hakotemedia
• Instagram - / fethawibereket
© All rights reserved.
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©Hakotemedia

Пікірлер: 261
@Eri-Africa
@Eri-Africa 5 сағат бұрын
❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ❤️ኣይፋል ንሞት እወ ንምንባር🙏🏾❤️ ኣጆኹም ፈጣሪ ይሓግዝኩም፡ ኣሜን👍🏿
@ZeriezghiGoitom
@ZeriezghiGoitom 7 сағат бұрын
ኣምልኽ ይሓግዝኩም!!! እወ ብሓቂ ኣይፋል ንሞት ንዝኽትምና፣ እወ ንሂወት ንሰላም!!!! 🙏🙏🙏
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 9 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ሰላም ቡዙሕ ጻዕሪን ቕንዕናን ዩ ዘድሊ ሰላም ይንገስ ኣይፋል ንጎነጽን ዓመጽን
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 6 сағат бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ኣምልኣኽ ይሓግዝኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ኣምላኽ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GrmayTesfamriamOkubasilase
@GrmayTesfamriamOkubasilase 7 сағат бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እግዝእቤሃር ይትሓወሶ ሙሉኣ ሰላም ይግበረልና።⛪❤🏰🙏
@trahasgebrehiwet5635
@trahasgebrehiwet5635 9 сағат бұрын
አግዛበሄር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ይኣክል ይበሎ ፈጣሪ
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 7 сағат бұрын
ነዚ ቁዱስ ዝኾነ ናይ ሰላም ተበግሶ ዘበገስኩምን እትቕጽልዎ ዘለኹም እንኳዕ ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናብዚ ተበጺሑ ዘሎ ናይ ሰላም ተበግሶ ኣብጻሓናን መፈጸምትኡ ከሪአና ካኣ ነቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንገድፎ።🙏🙏🙏
@joniermi
@joniermi 8 сағат бұрын
ተመስገንካ እግዝኣቢሄር ኣምላኽ እንዃዕ ኣብዚ ተበጽሐ እሞ ፈጻሚ ከኣ ንሱ እዩ ይኣክል ክብለና እዩ፡ንመን ኢልዎ እቲ ከምዚ ገርካ ተበግሶ እዩ ተሳኢኑ ነይሩ ብሩካተይ ከኣ ብኩሉ ወገን ዘለኩም ነቦታትኩም ነዴታትኩም ኣሕዋትኩም፡ኣሓትኩም ስምዑ ማርያም ትስማዓኩም ከም ማይን ጸባን ይሓዋውስኩም ጸላኢና ይፈላለ❤❤❤🙏🙏🙏
@abrahamgale483
@abrahamgale483 9 сағат бұрын
ኣምላክ ይሐግዝኩም ኹቡራት የሕዋት 🙏🙏🙏
@lemlemzerai6257
@lemlemzerai6257 8 сағат бұрын
ፍትሓዊ ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ሰላም ይንገስኩም ወለዲ ክነብዑ ኣይግባእን እሞ ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@zak-o3k
@zak-o3k 6 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ለባማት ትተኣኻኸቡ ኣለኹም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኸኣ ይተሓወሶ ነቶም ጥቅሚ ገንዘብ ጥራይ ዝሓስቡ ዝነበሩ ኸኣ ናብ ሰላምን ፍቅርን ከምዝሓስቡ ይግበሮም ናይ ዝሓለፈ ሓሊፉ እዩ ኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስ ይውሰዶ ሰላም ጌርና ን ዓለም ነደንቃ ።
@matanarel9857
@matanarel9857 9 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ኣምላኽ ይሓግዝኩም እዝጋኣቢሄር ኣምላኽ ዝሓለፈ ይኣኽለኩም ይበለና 🙏 ነዞም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ የሕዋትና ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 🙏
@mulugetagebru9564
@mulugetagebru9564 33 минут бұрын
እዝግዮ ዘብል እዩ እወ ኻራ ዓጢቅና ንኸይድ ኣለና ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና 🙏🙏🙏☝️☝️☝️👏👏👏
@mickmickael8693
@mickmickael8693 7 сағат бұрын
Oh my God this is good news. Thank you for the peace speech thank you we are brothers and sisters and cousins and uncles and aunties. Thank you. God bless you all.
@fthawi5958
@fthawi5958 9 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዘና ስድራይ ይኣክለኩም ይበለና ንሕዋትና ድማ መንገስተሰማይ የዋርሶም ንህዝብና ድማ ጽንዓት ይሃበና ደበሳ እዮብ ይደብስና ሰላም ሰላም ሰላም የውርደልና
@almazgebretnsae8294
@almazgebretnsae8294 8 сағат бұрын
እግዝአቤሄር ኖቶም ዝመቱ መንግስተ ሰማይት የዋርሶም ነቶም ዘሉው ድማ ንክነብሩ በጃክም ዘለክም ዕርቅን ሰላምን አውርድሎም ዝክትምና የአክለና እግዝአበሄ ይትሐወሶ አሜን❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@bahrnameretna5687
@bahrnameretna5687 6 сағат бұрын
❤❤ Amlak Yehgzkum ❤❤ Kulna Eritrawian 🇪🇷🇪🇷 ab gonkum alena ...Selmntay Israel 🇮🇱 ....terah ....Ajokum amlak alo msakum ❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@SanayGhebrehiwot
@SanayGhebrehiwot 8 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዓወት ይሃብኩም ደላይ ሰላም እዩ ሰላም ዝልምን
@dejenteklehaimanoy4348
@dejenteklehaimanoy4348 8 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ይተሓወሶ ኣጆኩም ማሕበር ሰላም የሕዋተይ ክትዕወቱ ኢኩም።
@Erilebna
@Erilebna 9 сағат бұрын
Hakote hawaye do not give up continue with your brothers and fathers.❤❤
@msgiezeration2129
@msgiezeration2129 7 сағат бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላኽ እስራኤል ክምቲ ታሪክ ሆላንድ ፖላንድን ስላም ዘውረደ ስላም ንከዉርደልኩም ጽሎት ጻድቓናት ስምታት ሃዋርይት መልእክቲ ምስኩም ይሃሉ
@lemlemkahsay4520
@lemlemkahsay4520 7 сағат бұрын
Egzabiher amlak yhagzkum selam ywrdela fetari
@yosefmobae3267
@yosefmobae3267 7 сағат бұрын
Egzabher amlak yhagzkum xarkum ab selamen feqren yebxhayo fetare⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Titi-g2h
@Titi-g2h 8 сағат бұрын
Yes to Life , and no to Death! Stop the bloodshed of Eritrean in Israel. God have a mercy on us🙏🏽Egzabher amlak mesakum yekune and mesakum yeweael 🤲🙏🏽
@asmerommobazen5578
@asmerommobazen5578 7 сағат бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፈጣሪ ይሓግዝኩም ንዝሞቱ ፈጣሪ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብሮም ንስድራቤቶ ድማ ጽንዓት ይሃቦም
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 6 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣምላኽና መፈጸምት ኡ የርእየና
@MetkelHzGn
@MetkelHzGn 7 сағат бұрын
Amlack b Hayli melekotu yexlilo aytehadegekumn nSenay ksab zHalenkum kea Yiamn eye Fetari kemzexlilekumn kem zemrelkumn Hasabkum❤🇪🇷❤️
@tesfagergishyebio3953
@tesfagergishyebio3953 7 сағат бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተበግሶ ኣምልኽ ይሓግዝ
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 6 сағат бұрын
ኣይፋል ንሞት እወ ንምባር እወ ንሰላም ኣምላኽ ይሓግዝኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 6 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ይደግፍኩም ኩቡራት ኣቦታትና ኩቡራት ኣሕዋትና እዘን ደቀንስቶዮ ኣሕዋትና ክኣ ልቢ ይሃብክን ኣደ ብርሃን ገዝኣ እያ እሞ ገዝኣ እዩ ግርምኣ ከመደታትክን ኩና
@shamfesha4974
@shamfesha4974 3 сағат бұрын
እግዝኣብሄር ይሓግዝኩም ኩቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 7 сағат бұрын
እዚኣብሔር ብምሕረቱ ይብጸሓና መፈጸምትኡ ይረኤና።
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 8 сағат бұрын
ቢጣሚ ጹቡቅ ስራሕ ሓኮተ መዲያ ራቢ ዪሕግዝ ደንግኩም ጥራይ ኢንበር ጹቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤
@saniateyso371
@saniateyso371 8 сағат бұрын
Eigzabehr amelk miheratu yihbena Amen 🙏 🙏 🙏 ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@מולוטוקטימנו
@מולוטוקטימנו 9 сағат бұрын
ኣምላክ ይሃግዝኩም ኣህዋተይ
@Mana-j5x
@Mana-j5x 8 сағат бұрын
Fetari yhagzekum kuburat weledn yehwateyn
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 7 сағат бұрын
Amlake yehagzekum fetari ❤❤❤❤❤❤
@ngusefrem5104
@ngusefrem5104 8 сағат бұрын
ንፉዓት ናይ ብሓቂ። እቶም ባእሲ ኣሕዋት ደስ ዝብለኩም ተሓቢእኩም ተራስኑ ክኣ በጃኩም ባዕልኹም እንዶ ወጺኹም ኣርእዩና። ትብልዎ ፍለጡ ሓላፍነት ክስምዓኩም ኣለዎ እቲ ኣብ ሜድያ ትብልዎ እንታይ ሳዕቤን የምጽእ ኣሎ ክርድኣኩም ኣለዎ።
@senaitbeyan8224
@senaitbeyan8224 6 сағат бұрын
Egziabher amelak yhagzkum mfxmteu ka yreyna.
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 7 сағат бұрын
ኣምላክ ያሐጊዝኩም ኣብ ዝሐጸረ ግዘ ኩሉ ሰላም ክከዊን ተሰፊ ንገብር
@ghideit5931
@ghideit5931 8 сағат бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ነዚ ቅዱስ ዝኾነ ናይ ሰላም ተበግሶ ምጅማር ዘብቅዓኩም። ኣጆኹም ፍቑራት ኣሕዋትን ወለድን ክትዕወቱ ኢኹም ❤ ነቶም ዝሓለፉ ንጹሃት ኣሕዋትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሶም ❤
@jordanosandemeskel1605
@jordanosandemeskel1605 7 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ኣቦታትና
@ghebrehiwetsertsai5664
@ghebrehiwetsertsai5664 4 сағат бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ተብግሶ እቲ ኩሉ ዝኽእል ናይ ሰላም ኣምላኽ (ረቢ ) ምሳኹም ይኹን
@YordanosGonetse-oy4kx
@YordanosGonetse-oy4kx 6 сағат бұрын
Amilki yihgizikum❤💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamtekle9904
@abrahamtekle9904 7 сағат бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣብ ሰላም ዩ ዘሎ ጽቡቅ ሞ መዝሙርና ሰላም ይኹን
@amanielmaheri8620
@amanielmaheri8620 7 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ጽቡቅ ሓሳብ እዩ
@brhanahaile5877
@brhanahaile5877 8 сағат бұрын
እግዚኣቢሄር ይሓግዝክም 🙏
@meronaslyMmmm
@meronaslyMmmm 9 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣቦታት 🥰🥰🥰🥰❤️❤️
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 7 сағат бұрын
AMlaek misakum ykun SELAM fkti nkulu ERitrawiiii hasab libkum yesmrelkum❤❤❤❤❤❤❤
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 5 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ዒርቂን ሰላምን ክወርድ ኢንተደልኹም ነቶም ኣቕሺስት ኣርሕቕዎም ቀንዲ ጠንቂ ኢሶም ኢዮም ንገዛእ ርእሶም ኮፍ ኢሎም ዘይተራዳኡ ንዓኹም ኢንትርፎ ምሲዋር ሓንቲ ኣይገብርልኩምን ኢዮም ፡መጃመርያ ንባዕሎም ይታዓረቑ።
@tsehaitesfu7142
@tsehaitesfu7142 2 сағат бұрын
Nice jobe our Fathers Brothers and Sisters. May God help you May God full peace. Amen 🙏🙏🙏
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane 7 сағат бұрын
Eme brhaney msakum tkun amen amen amen
@asterzerazionwawwwww
@asterzerazionwawwwww 5 минут бұрын
Thank you we Are All with you in God's name Peace to Eritrea peace to Israel peace to the world Amen 🙏🙏🙏🙏🙏❣️❤️❤️❤️❤️
@edenkidane1625
@edenkidane1625 9 сағат бұрын
ፈጣሪ ይሐግዝኩም 🙏🙏🙏
@kefalirezene8491
@kefalirezene8491 37 минут бұрын
አምላኽ ይሐግዝኩም፡ አምላኽ ይተሐወሶ፡
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 6 сағат бұрын
Well said brothers and sisters, and God bless you 🙏 May God guide to your success.
@tsfloveumom3390
@tsfloveumom3390 6 сағат бұрын
Egziabher yitehaweso; Yiaklekum yibelena meneesey hasimuwo bflay nay Israel. Ajokum keytahalelkum kexiliwo. Selam nkulu
@waziemates4634
@waziemates4634 6 сағат бұрын
Kuburat sebat eyom kbur zhasbo des elni ksemaekum Amsie Amlak yhagzkum sdrabietna debesa eyob ydebsom❤❤❤
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 7 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዘኩም 🙏.
@ኩሉበኣካኮነ
@ኩሉበኣካኮነ 6 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ፡ጉዕዞኩም እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ጸጋ ይሃብኩም፡ሰናይ ምጅማር፡
@ErmiasGabrit
@ErmiasGabrit 7 сағат бұрын
ኣምላኽ ይተሓወሶ ሰላም ይኩን መዝሙሩና ኣሜን
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 6 сағат бұрын
Amlkina aeoeit asaluto nakum ktetamuru ktewahidu neslam amlkina yewutkum🇪🇷🕊🤝❤⛪️❤🕌❤🤝🕊🇪🇷
@th4860
@th4860 7 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 10 сағат бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ👍👏👏
@24Reem
@24Reem 6 сағат бұрын
እግዚአብሔር ይባርኽኩም እግዚአብሔር አምላክ ይታሐወሶ
@tamrat7
@tamrat7 5 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝኩም እምበር ውሽጥናስ ደምዩ እዩ በዚ ናይ እስራኤል
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 6 сағат бұрын
😭🙏🇪🇷🕊🤝🇪🇷🕊🤝amein dekina semuwom nesom halefit hamonot yhuwait bejkum semuwom 🇪🇷🕊🤝selaim
@yordanostesfahiwet7079
@yordanostesfahiwet7079 5 сағат бұрын
Amen egzabher ymesgen ezi derayena amlak ytehaweso selam metmerit kulu eyu bejekatkum kulna nsabo hawey natey eza betka ybarkelka ❤❤❤
@erichkorkeren9078
@erichkorkeren9078 6 сағат бұрын
Amlak msakummm ykunnn🙏🌷🇪🇷🥰❤️
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 41 минут бұрын
Amen 🙏🏾 Egzabher yeker ybellna yetarkena
@tsehaitesfu7142
@tsehaitesfu7142 2 сағат бұрын
May the Lord be with you and peace privail . ❤❤❤🙏🙏🙏
@eritrea123
@eritrea123 5 сағат бұрын
መርሐባ ሰለም ሰላም ደቂ አምላክን ደቂ ረብን ብሐበራ አምላክ መሳኩም ይኩን አደይ ማርያም ነቲ ሰላም ወዳ ትስደደልኩም🙏🙏🙏ርሑስ በዓለ ዮዉሀንሰ መስቀልን ይግበረልና🙏🙏🙏🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌿🌿
@negasiasfha1775
@negasiasfha1775 5 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ክቡራት ኣቦታት የሕዋት ነፊርካ ዘይምጻእ ኾይን እምበር ለይትን መዓልትን በኣኩምን በዚ ዝጠፍእዘሎ መንእሰይን ዝፈስስዘሎ ደምን ዝስምዓና ዘሎ ሓዘን ክንገልጾ ኣይንክእልን ሕጂ ግን ጀሚርኩሞ ዘለኩም ተበግሶ እግዚኣብሄር ይተሓወሶ ንሕና ድማ ብሓሳብን ብጸሎትን ኣብገድንኩም ኣለና ብዝያዳ መራሕቲ ህኣይማኖት ድፍእሉ ህዝብኩም ኣድሕኑ ሰላምኩም የስምዓና።
@abebafikadu2736
@abebafikadu2736 7 сағат бұрын
Amilak yihagizikum ewitat ekum emo des yibileni hakot wedina yeewitika❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemanefissahaye9006
@yemanefissahaye9006 6 сағат бұрын
ጽቡቕ ተበጉሶ ስእን ዓበይቲ ወለዲ መራሕቲ ሃይማኖት ከምዚ ኮፍ ኢልካ ምዝራብ ብኩንቶ ንጽሃን በጃ ኮይኖን።ሕጂዉን ዝሓለፈ ይእክል ኢልኩም መራሕቲ ሃይማኖ ኣቦታት ኣደታት ካብ ዓድኻ፡ መረበትካ ተስዲድካ፡ ሰላም ይቕረን ኢልኩም ዝሓለፈ ከይድገም ነዞም ህጻናት ደቕኹም ርእዩ፡
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 сағат бұрын
ዓወት ይሃብኩም እንበር እቶም ኣዘዝቲ ካብ እስራኤል ወጻኢ ስለ ዝኮኑ ዝነደቅኩሞ ከይፈርሰኩም በጥንቃቀ ስርሑ።
@yoditzerezghi1980
@yoditzerezghi1980 6 сағат бұрын
Nselam dleya seaba wn egziabher yhagzkum.
@MehariGide-eb3pb
@MehariGide-eb3pb 7 сағат бұрын
ኣምላኺ የሓግዝኮም❤❤❤❤
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 9 сағат бұрын
Igzeabher yahagizkum 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤️
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 6 сағат бұрын
ኣምላኽ ይፈጽሞ
@shumie7361
@shumie7361 6 сағат бұрын
ኣጀኹም ኣምላኽ ይተሓወሶ እቲ ደም ኤረትራዊያን ዘፍስስ ዘሎ ሰይጣን ይኾንተር.
@robelkifle
@robelkifle 5 сағат бұрын
Amlak xeguu yebzahalkum qal hewet yesmaalna Egziabher fqri eyu amo nfaqer tray❤
@TeameNuguse
@TeameNuguse 8 сағат бұрын
❤❤❤❤ጽቡቅ ስራሕ ኣምላኽ ይሓግዝ
@ShewitGebremeskel-re7un
@ShewitGebremeskel-re7un 7 сағат бұрын
Xbuk Amlak yehagezkum
@eritrea2748
@eritrea2748 5 сағат бұрын
Egziabher yhagzkum abotat 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@okubaygebre9434
@okubaygebre9434 34 минут бұрын
አምላክ ሐሳብኩም ይታሐወሶ አሜን አሜን ጽቡቅ ተበጉሶ
@XLALERISHOW
@XLALERISHOW 5 сағат бұрын
ጎይታ ምሳኹም ይኹን ሰላም ትስዓር❤❤✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rahwagebremedhin5319
@rahwagebremedhin5319 6 сағат бұрын
Egzabihr yhagzkumu yeheatey 🙏🙏🙏
@yorasalemftsum-wj2vq
@yorasalemftsum-wj2vq 7 сағат бұрын
Eigzabehr amlak yhagzkum 🎉🎉🎉❤❤❤
@halengay4704
@halengay4704 7 сағат бұрын
ኣምላኽ ይሓጉዝኩም ደስ ዝብል
@teclezghighebray3553
@teclezghighebray3553 7 сағат бұрын
Egziabhar ihagzkum sidray mearey
@rahwa141
@rahwa141 7 сағат бұрын
Aykealkun beka 😢😢😢. Eziabihier ytehaweso medhanie alem fkri eyu zdeli kbri nuuu 🙏🙏🙏
@mehretabraham
@mehretabraham 5 сағат бұрын
Egzabhier yhagzkum 🙏
@DanaitKiros-w5i
@DanaitKiros-w5i 6 сағат бұрын
❤❤❤nay bhaqi des zebl egziabher yhagz
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 7 сағат бұрын
Merhaba.Deki.erey.. .amlak.yehagzena...mihretu..ylakelna.💔💔💔💔
@imissgezanna9502
@imissgezanna9502 5 сағат бұрын
Amlak yihagzkum ❤❤❤
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 5 сағат бұрын
😢😢😢😭😭😭👩‍👧‍👦👩‍👦‍👦🇪🇷🤝🕊bhaki iza ade iza luwhunet nayed terekum ala dekina bejkum nselaim muzu zemdekey
@Erilebna
@Erilebna 9 сағат бұрын
Thank you very much Shakes our brother from Eritrean muslims
@yonasgaveivat8301
@yonasgaveivat8301 9 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ኣምላኽ ምሳኩም ይኹን
@wintahadish6679
@wintahadish6679 6 сағат бұрын
Amlak selamna ymleselna
@freweyniyhdego7141
@freweyniyhdego7141 8 сағат бұрын
Egzabere yehgezekom ⛪🤲🏽🕌
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 8 сағат бұрын
Iwe Iwe Ageb Ageb Selam yewrdelkum Israel zelekum 🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤️
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1,1 МЛН
sep 24/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ን ኤርትራውያን  ዜና ዓወት
31:47
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 525
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1,1 МЛН