KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
# ተቓፂለ ሞይተ ነይረ።ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ኣብ መደብ ተኣምራያውን ምስ ምቅርትን ለባምን ህፃን ቃል ኪዳን ካልኣዩ (part 8)
24:59
ዒዋላ ሰብኣይ ካብ ባባ ለይፅበዮ prank ገይሩኒ ዉነይ ክሳብ ዝጠፍእ😂
10:44
The kindhearted bunny officer helps the disabled!#spiderman #Harley Quinn
00:20
Булли больше на улицу не выпускаем? 🌥 #симбочка #симба #булли
00:41
Как Алип забил в свои ворота | #Зенит #Футбол #СПБ
00:28
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
🛑 ዘሕዝን ህይወተይ አጠንኪሩኒ እዮ።ዘሐጉስ ናይ ስራሕ ልምዲ።መደብ ተኣምራውያን ክፍል 27
Рет қаралды 17,647
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 55 М.
Lwa Tube
Күн бұрын
share...like subscribe ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።
Пікірлер: 381
@embagg6318
Ай бұрын
ፈጣሪ ንዓኩም ህፃውንቱ ኢሉ ሰላም የውርደልና
@user-py6qd9kb9v
Ай бұрын
ፈጣሪ ንዓኩም ህፃዉንቱ ኢሉ ሰላም የውርደልና❤🎉❤🎉❤🎉
@lemlemlemlem5087
Ай бұрын
ምእንተ ህጻውንቲ ዓድና ሰላም ይግበረልና😢😢
@EtadaErada-rs9bz
Ай бұрын
ብሉፃተይ ናይዞም ዕሸላት ዕላል ክንሰምዕ ብሃንቀውታ ኢና ንፅበ ዳንየ ቀፅለሉ❤💊❤️🤗🕊😚
@WejeratAdey
Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@AbiGaltigray-ce3yt
Ай бұрын
መምህር ልእሎመይ ንእትገብሮ ስራሕካ ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ ጎብዝ ቀፅለሉ💛❤👌🕊ምስ ሰናይ ይቅርታ ግን ድምፂ ተዝስተካከለልና👏 የዕቢካ ቤብየይለ❤ ንስለስርሑ ግን ልቢ ዝነክእ በእነት😢 እዚይስ መዘናግዒ ቦታ ወሲድካ ይዘናጋዕ እምበይ ብሐዚኡዶ ይንከራተትዋ😢 ብኩሉ ነገሩ ከሕዝን ተጋሩዋይ ብቃዕምና ንሓግዞ ነዚ ዕሸል ምእንታና ክብል ንዝተሰወአ ኣብኡ ንከዕርፍ😢
@sabai12167
Ай бұрын
ማዓረይ ኣብዝላዓለ ደረጃ የብፅሕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝተመነካዮ ዘበለ ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤
@mmn7636
Ай бұрын
ወዲ ሰውእሰ ከትምሃር እበር ንሰኻዶ ጎዶና ማሰቲካ ትሸይጥ 😢😢😢😢ማዓረይ ሓሳብ ልብኻ የሰምረልካ🥰❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@user-fs2tr7yn1g
Ай бұрын
ለይበፅሐንማ ውግእ ነይሩ ድዩ ኣብ ትግራይ ኮ ኢለን ልልበፅሖ ደኣ😢😢 ጎይታዋይ መዓረይ😢❤
@user-pp6nl7wt5o
Ай бұрын
ይገርም እዩ 😢😢
@user-hh3ib9hj4x
Ай бұрын
እወ ይገርም እዩ😢😢
@rgvcfajxf5923
Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም 😢😢ቤተሰብ በን ዘይተሰወእወን ይኮና😥ጠላዓት ኣጓላት ኮይነን ኣብ ትግራይ ዶ ኩናት ነይረ ድዩ😥
@user-kn8yy7wy9d
Ай бұрын
ነይሩ ዘይኮነስ አሕዋትና ተወሪርና አብ ስደት ሓሪርና ንምልሶ ዘይብልና እተን ከምኡ ዝበላ ልቦና ይዓድለን እምበር አነስ እንታይ ክብለን😢
@asin1457
Ай бұрын
ሙቁር ቆላዓ ዕደመን ጥዕና ይሃብካ ❤️
@user-sm6bx5hn5i
Ай бұрын
💔😭ናሓቂ ድዩ ናሓሸት ዶ በልካ ናይ ሓሸት ተትካነልካ ክንደይ ፅብቅ ነይሩ ኣምላክ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ጋታዋይ የዕብካ ❤❤
@areki7
Ай бұрын
የዕብኻ ዝወደይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 💞❤💛
@medhin8187
Ай бұрын
የእንኳዕ ድሓን መፃእኹም❤ ጎይታዋይ 😢 እፍፍ ወዲ ስዉእ ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ምጉባዙ ነዞም ቆለዑ እዚኦም ዝጠልም መራሒ ፈጣሪ ይፍረዶ ልስልጣን ክብል ቁማር ዝቋመር መራሒ ይፍረዶ ። እዞም ህፃዉንቲ እዚኦም ኣቦይ ተሰዊኡ ክብሉ ኣይነበሮምን ከይድገም ሕፈሩ ዓርዩ ዋእ ።
@alganeshberhe314
Ай бұрын
መምህር ትገበሮ ዘለኻ ብጣዕሚ ዝደነቕ ስራሕ እዩ ዘመንካ ይባረኽ ብጣዕሚ አገዳሲ ስራሕ እዩ። ዳኒ ድማ ብጣዕሚ ጎበዝ ዕድምውን ጥዕናን ይሃብካ።ትምህርቶም ክከታተሉ ኩላትና እጃምና ንግበር❤❤❤❤❤
@liyatTigraweyti
Ай бұрын
ኣንብዕካኒ ዝወደይ😢
@maryamtsionhizbeyhadera9233
Ай бұрын
Dani hawey bertie des zibil program eyu ab semun 2 shaee giberelna entekielka ❤❤❤
@user-ne6vi8wp8y
Ай бұрын
ቅድሜካ ይድፍኣንይ ዙወድይ ማዓረይዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪይ
@user-hq9pw6up8b
Ай бұрын
ብጣዕም ኑፉዕ ቆልዓ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹሙ ፈጣር🥰🥰🥰
@user-gl9rt8pe2v
Ай бұрын
ኣሰይ 🙏😘ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ 🙏❤️ጎቦዝ ኢኻ ❤️
@Tyty112-ij7qm
Ай бұрын
እቤየት ሊባና ዝወደይ ፈጣሪ ኣብ ፅብቅ ደሪጂ ይብፅሕካ🙏♥️
@FgRr-yc1wg
Ай бұрын
ዓሕ አንብዐካን 😢😢😢
@GmhlHpyu
Ай бұрын
ኣሕ😢😢😢 ዕደመን ጥዕናን የሃብካ. ዕሸለይ😢😢😢😢 እስካስ. ብህፃኑ ክንደዚ ሓላፍነት. ሙቅርይ😮😮😮❤❤❤❤ መምህር ዳኒኤል ፅቡቅ መደብ እዪ ነገር እን. ደምፂካ ይርብሸና. ኣስተካክል
@asmelashtesfay5931
Ай бұрын
ለባም ውላድ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@AhmedAli-zo2sx
Ай бұрын
የዕብካ ማአረይ 👏♥️
@HdHd-tw2te
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚአብሔር አምላክ ምቅርይ❤😢
@FgRr-yc1wg
Ай бұрын
አሰይ ማዓርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘውደይ😢❤❤
@SaudfTsffg-mp7ko
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉የዕብካ የኔ ማርርር
@temsgnamlaky6373
Ай бұрын
መዓረይ ኡፍፍፍ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ❤
@user-hh3ib9hj4x
Ай бұрын
ዳንየ ፅብቅ መደብ እዩ ዝወደይ ክትብል ከለካስ ደስ ክትብላኒ ወድኖ❤❤❤ ኣብሸይ ለ ኣምላክ ኣብ ዝደለካዮ ጀረጃ የብፅሕካ ዶ ከርተት ምበልካ ማዓረይ ዓለም በሻዕ ዓለም ጎደሎ😢😢😢😢
@atsedegher5234
Ай бұрын
ማዕረይ ጅግና ፈጣሪ ይዕብካ ለባመይ
@fhfg6051
Ай бұрын
😢ኣሕ ምቅረይ ብዕሸልካስ ክንድዚ ሓለፍነት ተሸኪምካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ❤ዳኒ ከዓ ኣብ እትገብሮ ዘለካ ስራሕ ብጣዕሚ ቆንጆ እዩ ቀፅለሉ ተጋሩ ግን ንናይ በዓልና ሚድያ ዘይንከውን እስቲ ሚድያና ነዕቢ ❤ ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ሰማእታትና🕯ካብ ስደት ተመሊስና እና ክኒኣምን እንበር ሕልሚ ኮይኑ እዩ ዝሲመዐኒ ኣነስ ኣቦይ መዓረይ💔😭
@user-qi2po4cn4o
Ай бұрын
Ab zleale dereja yebxhka goytaway😢❤ Kexlelu dani hawuna
@user-jd8wn9lh3d
Ай бұрын
እዋይ ወደይ ህፃን ቆልዓ ሓላፍነት ተሸኪምኻ መዓረይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ🙏
@solinasoli-kz3xm
Ай бұрын
እፍፍ መዓረይ❤😢
@hanayemaryam12
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝበለፀ ግዜ ዘመን ክመፀልኩም ይምነ ህፃውንቲ ትግራይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ifhd4442
Ай бұрын
ጎይታዋይ💔 ነውሕ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ❤🎉👏
@ትእግሰትአለም
29 күн бұрын
ዳነኤል ሓወይ በጃኻቦ ናይ ሓወይ ደሃይ ለይፈለጥኹ አለኹአለሸለይ ተሰዉእ ደዩ አነ አይፈለጠን ክሰዕ ሐዝ እነብዕ አሎኹ ሰደት ኸይነ😢😢😢 እዝ ሓወይ አጀካ❤
@user-fe9wn4nr2d
Ай бұрын
ጎይታዋይ ጅግና❤❤❤😢
@danielgebregergis2915
Ай бұрын
💞👍👍🌷🌷💞❤Amlak yeabka muqurey
@user-gu7nq4hk4s
Ай бұрын
Nfu qelia eyu admen tianan yahebeka fetar ❤❤❤❤❤
@saral600
Ай бұрын
ሙቁረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ💚
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
Ай бұрын
ዳኒየ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ነተባባዓዮም ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@user-mm4cm1ht1f
Ай бұрын
Ufff mearey 😢😢edmen tienan yihabka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@app9839
Ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ
@user-ol4yw5sx6l
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምቁርይ🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና 😢😢😢😢
@asmelashtesfay5931
Ай бұрын
ፅቡቕ መደብ ዳኒ
@user-fy8vg4ib3c
Ай бұрын
እድግ በል መዓረይ ፈጣሪ እምትፈልገዉ ደረጃ ያድርስክ 😢🙏❤❤❤❤❤❤
@user-yw7cg1ch7b
Ай бұрын
ዋይብስማአም ማዓረይ እስት አምላክ ንዘም ህፃዉንቲ ሩኡ ሰላሚ ራህዋይ የዉርደልና ማዓረይ አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዝተመናካዮ ይስከዕላካ❤❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
Ай бұрын
ገይታዋይ ልቢ ህፃውንቲ ትግሪይ ዝሰበርኩም ልብኩም ይሰበር መናጦ😢😢
@salamsalam1464
Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@goodplaza795
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዘወደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Aa21219
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎታዋኒ❤
@user-qb9gl6nc7o
Ай бұрын
ተበረክ ብሮ❤❤❤❤❤❤
@JjJj-qh2wd
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓሪይ❤❤❤❤❤❤
@user-vh4ov2mx9j
Ай бұрын
ጎይታዋይ 😢🙏 የዕቢካ🙏🙏🙏❤
@Oneforall-ux3iw
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@HsF-qo9so
Ай бұрын
የዕቢካ ዝወደይ
@HgFv-iv9xe
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ሙቁረይ❤❤❤
@user-oo4sb2sx2y
Ай бұрын
ኣቦይ ዶ በለካ ማዓሪተይ እንታይ ሞ ክንገብር 😢ኩናት ሕሱም 😭💊
@user-wi6er8cg3u
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝወደይ ❤❤❤😢😢
@Honorx6-b2o
Ай бұрын
እፍፍፍ ጎይታዋይ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@user-df8kc7ly2z
Ай бұрын
ጎይታዋይ
@Hirt14
Ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ❤😢
@amlesetmuruts470
Ай бұрын
ጎይታዋይ❤❤❤
@sweetbrhanu9661
Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@birhankidanu5493
Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ብጥበቡ የዕቢካ ዝወደይ ተባረኽ❤❤❤❤
@user-je8mc6bk9x
Ай бұрын
የዒብካ ዝወደይ
@salib3757
Ай бұрын
ጎይታዋይ😢
@user-qn3qk3ob1d
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዙወደይ ለቦኻለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤❤❤❤❤
@richochewa1640
Ай бұрын
Bless U My Cutie Pie ❤️❤
@tesgategrewyti6347
Ай бұрын
አጆካ ዝወደይ ቀፅለሉ❤❤❤
@user-km3qr7ni4q
Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤
@Asa-dv3gv
Ай бұрын
መምህርይ ንእትገብሮ ስራሕኻ ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤
@shashugebremedhen9740
Ай бұрын
አግዛብሄር ናይ ልብኻ የስምረልካ መዓረይ ❤️😍🥰🥰
@WejeratAdey
Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@MustWith-w1u
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕብካ የኔ ማርርር❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@swswots6782
Ай бұрын
ሙቁረይ የዕቢኻ♥️🤲
@letshy
Ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበብ የዕቢኹም ህፃናት ትግራይ❤️❤️😘😘
@samiraahmed1322
Ай бұрын
ማዓሪተይ ፀላኢና ይደንግፅ ኣጆካ ሓሳብ ልብካ ኩሉ የስምረልካ
@BrhanKidanu
Ай бұрын
Edmen tinan yhabka fetari❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Maki38916
Ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ጎይታዋይ መስዋእቲ ኣቦይ😥😭
@weyni12tube
Ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ እዩ🎉🎉🎉
@galbeyene3328
Ай бұрын
ጎይታዋይ 😭
@hgfgghgvjggf9916
Ай бұрын
ማዓረይ የዕቢካ❤❤❤
@qq88ppp32
Ай бұрын
ኣምላክ ይባርካ ማዓረይ😢❤❤❤
@SalamheAldshre
Ай бұрын
ቃድማካ ጎይታዋይ😢
@dhqe5723
Ай бұрын
ኣሰይ የዕቢካ ዝዐደይ የኔ ተባዕ💚💚💚💚
@zenemchanne
Ай бұрын
እግዚአብሔር ይዕቢካ 😢😢
@salamtasfay6115
Ай бұрын
እፍፍ ማዓረይ ሐሳብ ልብኻ የስምረልኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zf9tn5fz7u
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምዓረይ ♥️♥️♥️♥️
@user-wt8yh6yc6c
Ай бұрын
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@weyni43
Ай бұрын
edemn tenan yhabka zwdey ab zelale derja yebtsehka marey💖
@user-ri6dw4hu7j
Ай бұрын
በይዛኻ ዳኣነ😢 መንግስተ ሰማይ የዋሪሶ ኣቦኻዊን ማኣረይ እግዝኣብለር ኣምላኽ ይሓግዝኻ
@luligaltigray2233
Ай бұрын
ዳኒይ ምስ ህፃውቲ ዘለካ ፍቅሪ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቡሩከይ❤❤❤❤❤
@Slama-yv2ei
Ай бұрын
ልዕሊ ዕድምኡ ዝኮነ ለባም ቆልዓ 🥰🥰🥰❤️ኡፍፍፍ ማዓረይ❤️❤️❤️🥰
@rgvcfajxf5923
Ай бұрын
ጎታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩክየይ❤♥️
@user-dy7pq4zi9r
Ай бұрын
ዳንየኣል ጀግና ቃጭለል 👍👍👍
@user-bi8mk7bu2w
Ай бұрын
ጎይታዋየ❤❤
@titisabawit3510
Ай бұрын
ክጉብዝ ምቁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏❤❤❤❤መዓረይ😢
@user-nj1mu4rf9g
Ай бұрын
ዳኒ ክብሪ ይሃብካ
@Sara-hm6qs
Ай бұрын
ውይ መዓረይ😢❤❤
@elsayork5228
Ай бұрын
ምዓርይ አፍፍፍፍ 😭😭😭😭💔💔💔
@fyhr4200
Ай бұрын
የዕብካ♥️😘
24:59
# ተቓፂለ ሞይተ ነይረ።ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ኣብ መደብ ተኣምራያውን ምስ ምቅርትን ለባምን ህፃን ቃል ኪዳን ካልኣዩ (part 8)
Lwa Tube
Рет қаралды 68 М.
10:44
ዒዋላ ሰብኣይ ካብ ባባ ለይፅበዮ prank ገይሩኒ ዉነይ ክሳብ ዝጠፍእ😂
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 40 М.
00:20
The kindhearted bunny officer helps the disabled!#spiderman #Harley Quinn
超人夫妇
Рет қаралды 39 МЛН
00:41
Булли больше на улицу не выпускаем? 🌥 #симбочка #симба #булли
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 6 МЛН
00:28
Как Алип забил в свои ворота | #Зенит #Футбол #СПБ
ЗЕНИТ
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:14
1ОШБ Да Вінчі навчання
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 5 МЛН
1:41:32
ACHEBCHIBULET አጨብጭቡለት | ሙሉ ፊልም |New ethiopian movie 2024
ማርዛ Marza Cinema
Рет қаралды 571 М.
20:28
# ሞዴልን ሃፍታምን እየ።ንባባ ቪ 8 መኪና ክገዝአሉ እየ።ፃንሒት ምስ ብሉፃት ኣሕዋት። (ክፋል 13)
Lwa Tube
Рет қаралды 42 М.
5:07
ሚኪ ሓበሻዊ ን ሮዳስ ሚዛን ናይ ትምርዐውኒ ዲኪ ሕቶ / ፍርሒ ተሰሚዒኒ 🥰 ሚስጥራዊ ፍቅሮም ተጋሂዱ !! #Mike_Habeshawi #Rodas_mizan
TDF TUBE
Рет қаралды 2,1 М.
20:29
ሻላ ዝገፍዑኒ ኣብዚ ደረጃዚ በፂሐ💪ብፍቕራ ተሳቕየ ኣብዘይውንና😱ሓቀኛ ዛንታ ፊሊ ካብ ስዑዲ 2ይ ክፋል ክፋል#abi #habeshawit #ኣቢ #ሓበሻዊት
abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ
Рет қаралды 2,7 М.
35:58
🔥ናብ ሰልጠነ ኣብጹሑለይ🔥Eritrean Movies You NEED To Watch
Top 10 Red sea camels
Рет қаралды 9 М.
30:50
🛑 ወዲ ባቡን ዕዱምን ዝተገረሙሉን ዝተሓበንሉን ተኣምረኛ ህፃን። ከምልጠኩም ዘይግባእ መደብ።part 25
Lwa Tube
Рет қаралды 31 М.
39:58
የDNA ምርመራ ውጤት ይፋ ሆነ! መተማመን ያጣው ትዳር መጨረሻ! Eyoha Media |Ethiopia | Habesha
Eyoha Media
Рет қаралды 176 М.
11:52
ሰሓቕ ዘይፍለይ ጀግና ተጋዳላይ! ካብዕድሚኡ ንላዕሊ ታሪኽ ሰሪሑ! ሐዚዘለዎ ኹነታትድማ ሒዘልኩም ክመፅእ እየ!
መቐነት ሾው Mekenet Show
Рет қаралды 47 М.
20:45
# ሃንደበት ህፃን ሪምና(ትሕሽ)ን ኣቡሽን ኣብ መድረኽ ተረኺቦም ሳርፕራይዝ ዝገበርዋ ህፃን።
Lwa Tube
Рет қаралды 17 М.
19:07
ን ኣደይ ፀብሒ ክገዘኣላ እየ።ተዛርዮምለይ።ዝገርም ሓልዮትን ብልሕን ዝዓደሎም ኣሕዋት ኣብ መደብ ተኣምራውያን(part 6)
Lwa Tube
Рет қаралды 81 М.
00:20
The kindhearted bunny officer helps the disabled!#spiderman #Harley Quinn
超人夫妇
Рет қаралды 39 МЛН