# ተቓፂለ ሞይተ ነይረ።ፍሉይ ምድላው በዓል ልደት ኣብ መደብ ተኣምራያውን ምስ ምቅርትን ለባምን ህፃን ቃል ኪዳን ካልኣዩ (part 8)

  Рет қаралды 68,345

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

share..like ..subscribe ብምግባር መድባትና ይከታተሉ ቤተሰብና ይኹኑ።

Пікірлер: 501
@hcin8827
@hcin8827 8 ай бұрын
እዚ መደብ እዚ ብምጅማሩ ከምዚ ከማይ ደሰ ዝበሎ ኣሎ ዶ ቀፅሉሉ ምጭዋተይ እንኳዕ ካኣ ንኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርሰቶስ ልደት ብሰላም ኣብፀሓኩም ንኩሉኩም ህዝበ ክርሰትያን ❤❤❤
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 8 ай бұрын
ቀፅልሉ ብጣዓሚ ከሚዚ ክጅመር ኣብ ትግራይ ዓደይ ሕልሚ ነይሩኒ እና ብጣዕሚ ደስ ኢለ 🎉🎉
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 8 ай бұрын
እመቤቴ ኹላይ ኣነ ናይ ምጅማር ሓሳብ ነይሩኒ ግን ብምጅማሩ ብጣዕም ደስ እሉኒ❤
@DhjkChj
@DhjkChj 8 ай бұрын
ብጣዕም.ደስ.ብሉን❤❤❤
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 8 ай бұрын
እንካዕ አብፀሐኩም ህዝበይ ዓደይ ❤ ሸኮረይ ዝኮነት ቆልዓ ኣብ ላዕሊ ደረጃ ይብፅሕኪ 💛😍
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 8 ай бұрын
ዳንዋይ ጎበዝ ቀጽለሉ ጅግና እዞም ህጻናት ተስፋ ጽባሕ እዩም ክንሕብሮም ይግባእውይ በማርያም ተአምራዊት ቆልዓ እያ አብዚ ዕድመአ ከመዝይ ዓይነት አተሓሰስባ ምህላዋ ዘደንቅ እዩ በእውነት ♥♥♥♥♥♥♥
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 8 ай бұрын
እንዃዕ አብፀሐኹም ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልኹም 🙏✝️🕊❤️❤️
@SARASARA-qi8dv
@SARASARA-qi8dv 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 8 ай бұрын
ሩሑስ ባዓል ናይ ኣምላክናን መዳሓኒናን ልደተ ኢየሱስ ኩሩሰተስ❤🎉
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 8 ай бұрын
እንኳዕ ንብዓል ልደቱ ጎይታና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ አብፀሐኩም/ና ኩልኹም ህዝበ ክርስትያን❤❤❤ ብጣዕሚ ጎበዝ ህፃን እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ❤❤❤❤
@kesntMazi-tj4qx
@kesntMazi-tj4qx 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ኣነጋል ዓሰርተ ሓምሽተ ዕድመእየ ሞ ከማኺ ኣተሓሳስባ የሃበኒ😢🎉🎉🎉
@hansaahanssa3230
@hansaahanssa3230 8 ай бұрын
ተጋሩ እሕዋትና ነተባብዕ ንዕብዮ ልሎም ቅፅለሉ😘
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 8 ай бұрын
እንኮዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ ሉሎሞይ ሸኮር ኣነስ ክፎትየካ ማዓት ቀፁለሉ 🎉🎉🎉
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k 8 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ትምቅር እያ 🙏💖💖💖💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ
@ትግራይዛዓደይ-ኈ8ሐ 8 ай бұрын
ፅብቕ መደብ ኣበርትዕኹም ቀፅልሉ ❤
@wediweyinking
@wediweyinking 8 ай бұрын
ሉሎም መደባትካ ብጣዕሚ ደስ በሃሊን መዘናገዕትን እዮም እና ራኢቶ ከዓ ኣለኒ ሪኢቶይ ኣይትንቀፎ ማለት ሸለል ኢልካ ሪኢካ ከምዘይረኣካ ኣይትሕለፎ ንሳ ንዝተጋገየቶ ነገር ንስካ መልሲ ክትህብ ኣለካ ንሳ ህፃን ስለዝኮነት ዝመስላን ዝፈለጠቶን ጥራሕ እያ ክትምልስ ትክእል እና ካብቲ ዝሓተትካያ ዘይመለሰቶ ዝከበዳ ነገር ባዕልካ ክተስተካክለላ ኣለካ ንስካ ክትምልሰላ ክተረድኣ ኣለካ ስቅ ኢልካ ብሰሓቅን ቀልድን ከይመለስካዮ እንተሓሊፍካ ግን እቶም ካብኣ ዝመሃሩ ህፃውንቲ ክፈልጥዎ ኣይክእሉን
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 8 ай бұрын
❤❤እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ ዳኒዋይ ዶሞ ቃፅሉሉ ❤❤
@YoDaha
@YoDaha 8 ай бұрын
ልደት ውን ነክብርለና 2016 ዓመትና ኢና ምክንያቱ ጎይታ ካብ ዝውለድ ኢና ኣመተ ምህረት ተባሂሉ ምቁፃር ዝተጀመረ
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 8 ай бұрын
ደስስስ ክብል ፕሮግራምካ ቀፅለሉ ዝሓወይ 😘😘😘💞💞💞💞💞💞🌿እቲ ፕሮግራም ሓሪፍ እዩ ኣነስ ደቢርኒ ነይሩ ለ ኣባካ እየ ዝዛናጋዕ🌿💞💞
@suhhd
@suhhd 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንልደት ጎይታናን መድሃኒትናን እየሱስ ክርስቶስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 8 ай бұрын
ዳኒ ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ ቀፅለሉ.ንኩሉኹም ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና እንኳዕ ንልደት ጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ኣብፀሐኩም🙏✝️✝️🕊🕊🤲😍😍
@azebgebretsadk1061
@azebgebretsadk1061 8 ай бұрын
ኣለና ዶ ንዑ ኣዕብይዎ ሚድያና ❤️❤️
@wsln226
@wsln226 3 ай бұрын
ቃሉ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 8 ай бұрын
እንካዕ አብፀሐኩም ኣብፀሐና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረና 🕊🕊🕊🥰🥰🥰🥰🥰☘️☘️☘️☘️☘️
@user-sz6gb3ht6q
@user-sz6gb3ht6q 8 ай бұрын
ኣሰይ ደሰ ክብል እዙ ኣደረሻ ኣብ ዓደይ ሃምዚ ዓይነ ሰለ ዝራኣኩ ብጣዓሚ ደሰብ ልእኒ ህዝበይ ዓለመይ ሳሓቀይ ኩሉ ግዜ ❤⭐💛😍🌿🙏
@user-xj4bv3ic8d
@user-xj4bv3ic8d 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 8 ай бұрын
🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤❤❤❤💜💜💜💚💚💛💛🥀🥀🥀🌿🌹🌹🌹
@merimeri8503
@merimeri8503 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ደስ bahale..tegarway..enkaee..abxahakum
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ደቂ ምድረ ኣግኣዚት❤💛 ኣብ ፅቡቕ ደረጃ የብፅሕኺ ንቑሕት ህፃን🥰🕊
@Samib-
@Samib- 8 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 8 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-nc6tv6lp5h
@user-nc6tv6lp5h 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን 8:21
@MssMedina
@MssMedina 8 ай бұрын
እንካዕ ኣፅበሐኩም ተጋሩን ደቅ ትግራይን በዓሉ ናይ ሰላም ራህዋ ደስታ ይግበልና ህዝበይ ❤💛🌹🌼🥰🥰
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 8 ай бұрын
ፋዘር አይትናደድ አብ ገዛ ክንራዳዳእ ኢና 🥰🥰🥰🥰
@GmrEryy
@GmrEryy 3 ай бұрын
ቀደመኪ. ፅርቲ. ❤❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ኣሰይ ሽኮሪናታት ❤❤❤❤❤ እዛ ቆልዓ ውን በላሕ።ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና።❤
@ExcitedAstronomicalModel-ru4ki
@ExcitedAstronomicalModel-ru4ki 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉ምቅርቲ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🥰
@kalkidan555
@kalkidan555 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@AbcAbc-qh1qs
@AbcAbc-qh1qs 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@aasaaaa3761
@aasaaaa3761 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ😍
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 8 ай бұрын
ባሓቂ ንፍዕቲ ቆላዓ አምላክ ዕድመን ጥዓናን ያሃብኪ ፈጣሪ ምቅርተይይይይ 🙏🙏🙏
@user-et6oe8ro5j
@user-et6oe8ro5j 8 ай бұрын
ጅብዕተይ❤❤❤❤
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 8 ай бұрын
ኣንኮዕ ኣብፀሐና ደቂ ማዲም 🤔ኣሰይ ዕድማን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ ❤❤❤
@KeberomTsegay
@KeberomTsegay 4 ай бұрын
ዳኒኤለይ ተቅርቦም ዘለኻ መደባትብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እዮም ቀፅለሉ
@Haymiሀይሚ-q3f
@Haymiሀይሚ-q3f 8 ай бұрын
አረ ዛቆልዓ ማርያምን ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እንካዓ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤❤
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 8 ай бұрын
I love your Show lilomey wshimay ❤ Enkuae abtshakum.
@bestebeste5137
@bestebeste5137 8 ай бұрын
ርሑስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ይግበረልና ክቡራተይ 😊😊😊
@ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2ጰ
@ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2ጰ 8 ай бұрын
ኣስይ ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ እንኳዕ ኣብፀሐኩም❤
@temesgenberhe632
@temesgenberhe632 8 ай бұрын
ከመምዚኣ ዝበለ ለባም ቆልዓ ❤❤❤❤❤
@Roza-qj4zp
@Roza-qj4zp 8 ай бұрын
ኣጆኩም ቀፅሉሉ ተጋሩዋይ❤💛
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn 8 ай бұрын
እንኮዕ ኣብፀሓኩም ብርካት ዘርኢ❤🙏
@SalamHani-u5y
@SalamHani-u5y 8 ай бұрын
ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@lemlemkasahun5883
@lemlemkasahun5883 8 ай бұрын
❤❤የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤❤ያሳድግሽ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 8 ай бұрын
ኣሰይ እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ንብዓል ልደት ❤
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 8 ай бұрын
ክንደይ ይንቁሑ ወለዶ ተጋሩ ብጥዕሚ ንፍዕት ዙኮነት ቆልዒ መምህር ሉሎሞ ንፍዕት ቀፅለሎ❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 8 ай бұрын
Good job audience God Bless you!
@mabrhetmoh1967
@mabrhetmoh1967 8 ай бұрын
ዋውውውውደስ ዘብል ፕሮግራም ❤❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 8 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፀእኩም ክንደይ ደስ ትብል ቆላዓ እያ ዕድመን ጥዕናን ያህብኺ ቃልየ💗🙏
@kuhilwedigere5467
@kuhilwedigere5467 8 ай бұрын
She is smart 🎉🎉🎉🎉❤❤
@maratalosow1741
@maratalosow1741 8 ай бұрын
ናይ ትግራይ እሸቱ መለሰ 🥰🥰🥰 መምህረ ሉሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰 እሜን በሉ እንጂ ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
እሸቱ ጀማን ኮ ናይ ኣመሪካ ሸው ዝረኣዬ ኢዩ ዝገብር።
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 8 ай бұрын
እንክዕ ኣብጽሓኩም ን ብዓል ልደት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HhHsh-st7cg
@HhHsh-st7cg 8 ай бұрын
ዋው መቀረተይ በላሕ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣራ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊
@user-zn6qk4yl7b
@user-zn6qk4yl7b 8 ай бұрын
ብልፅትን ውቅብትን ፍረ ዋዕሮታት ትግራይ እኺሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ዓዲሉ ናብ ዓብዪ ደረጃ የብቅዕኺ ቃልዬ
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 8 ай бұрын
ዎዉ ኣይትኽኣልክይ ምቅሪተይ ዳንየ ኩሉግዘ ኣምፀልና ብዝሕ ንምሃር ካቤኽ ምቅሪተይ💐💐🌿🌿🌿🌿
@mirimiri-b6x
@mirimiri-b6x 5 ай бұрын
አሰይ ህፃናትና ተስፋ ፅባሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ ❤️❤️❤️
@ffbh9535
@ffbh9535 8 ай бұрын
ዋውውውው ደስስስስ ክትብለካ ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕኪ ኣብ ስራሕ ዘለዋ ትኩረት ቀፅልሉ ህያበይ❤❤❤❤❤ዳኒ ነዚ መደብ ንህፃናት ይጠቅም እዩ እልካ ሓስብካ ንዘን ተስፋ ፅባሕ ዝኮና ህፃናት ወድቀን ንከይተርፋ ሓቦ ተስፋ ብጉልበትካ ይኩን ብገንዘብካ ድካምካ ከይፀብፀብካ ስለ ተቅርበልና ዘለካ ክብረት ይሃበልና ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 8 ай бұрын
እንዃዕ ኣብፀሐኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 8 ай бұрын
እዚ መደብ እዚ ምጅማርኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ህፃናት ብነፃነት ሓሳቦም ዝገልፅሉ ንዓቅሞም ዝፈልጡሉን እዩ ሞ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንኳዕ ድማ ኣብፀሐኩም ንልደተ ክርስቶስ
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 7 ай бұрын
ኣሰይይይይ ደስስስስስ ክብል ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤
@ZaydAbadi
@ZaydAbadi 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤
@abebaabraha2478
@abebaabraha2478 8 ай бұрын
ኣጆኩም ቀጽሉዎ❤ ደስ ዚብል ፕሮግራም
@user-kc3pm4uv9g
@user-kc3pm4uv9g 8 ай бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንኩልኩም ተጋሩደመይ❤
@user-zm6iv1cq1q
@user-zm6iv1cq1q 8 ай бұрын
She is so beautiful and Smart young lady,God bless you more.
@lemlemteferi2663
@lemlemteferi2663 3 ай бұрын
ሺኮር❤❤❤
@BeriBerhane
@BeriBerhane 8 ай бұрын
እንካዕ አብፅሐኩም 🙏🙏🙏❤❤❤
@mghsw3508
@mghsw3508 8 ай бұрын
ኣሰይይይይ ታይ ዓነት ምቅርትን ለባምንያ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@merigalmeles109
@merigalmeles109 8 ай бұрын
ምጭውቲ ዝኮነት ቆልዓ ❤❤❤
@user-kl8nh3lu2e
@user-kl8nh3lu2e 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋኒ ሰላምና ይብዛሕ ኣብ እድ ፀላእን ፈቀዶ ስዳኒን ዘሎ ህዝብና ክዓ ፈጣሪ የብረሀሉ ድምፂ ህዝብና ምዃን ክዓ ኣይንረስዕ ተጋሩዋኒ ፍትው እየዘብለኩም ♥️🙏
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንኳዕ አብፀሐኩም ክቡራተይ❤❤❤❤❤
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 8 ай бұрын
ሉኩልና ህዝበ ክርስትና ሩሑስ ባዓል ልደት ሚጣየ አምላክ የዕብየልኪ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 8 ай бұрын
ዳኒየ እንኮዕ ንባዓል ልደት አብፀሐኩም እናበልኩ ሚጥሚጣ ግን አየድልን ጨጎራካ ከይትምለጥ ዳኒየ😂😂❤❤❤❤
@user-ol2rt4ro7y
@user-ol2rt4ro7y 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ዳኒ
@mlien5628
@mlien5628 8 ай бұрын
እንኳዕ አብጽሓኩም አብፅሓና ንበዓል ልደት ጎይታና ንኹላኩም ተጋሩ ወገናተይን ንመላእ ህዝብ ክርስትያንን እና ልደት ሓደ ግዜ ዩ ::
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ🎚🙏💛♥👑😘😘😘😘😘😘😘
@loveyoumama114
@loveyoumama114 8 ай бұрын
❤❤❤❤እንኮዕ ኣብፀሐኩም❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 8 ай бұрын
ጎራሕ ዝኮነት ቆልዓ ❤🥰🥰🥰
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 8 ай бұрын
ኣንኳዕ ኣብፀሐና ተጋሩዋይ❤💛የዕቢኪ🎉🎉🎉
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 8 ай бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🎉🎉🎉🎉🎉ኣሰይይይ የኔ ቅመም እፍፍፍ ኣታ ዛሰላም ማዓዝ ኢና ንረኽባ 😢❤❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 8 ай бұрын
ጎበዝ ዝኮነት ቆልዓ ❤🎉
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 ай бұрын
ጽብቅ መደብ ቀጽልሉ ዕድመ ይሃብኪ ጽብቅተይ ህጻን❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 8 ай бұрын
ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤ እንኳዕ ኣብፀሐና ሩሑስ ባዓለ ልደት ይግበረልና ተጋሩዋይ❤❤❤
@kidusaraya4920
@kidusaraya4920 8 ай бұрын
ቀጽለሉ ናይ ትግራይ ቆልዑት ከምዙይ ጌርካ ህነጾም
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 8 ай бұрын
እንካዕ አብፀሓኩም ኣብፀሐና ንልደተ ጎይታና ን መድሃኒትናን እዮሱስ ክርስቶስ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FenkilHagos-u5h
@FenkilHagos-u5h 3 ай бұрын
asey mqert❤❤❤
@Alsehday
@Alsehday 8 ай бұрын
እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ ንኩልኩም
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 8 ай бұрын
Aseyyyy miqirateyyyy edimen tienan yihabiki enikae abitsahikum ni bial lidet tetegariwayyy 🙏🙏🙏
@Tglove--
@Tglove-- 8 ай бұрын
ቃሉዋይ ዓባይ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ የዕብኪ ዛጋለይ❤❤
@Selam_AwitH
@Selam_AwitH 8 ай бұрын
My heart broke at the end 😥😥😥💔💔💔 Asbeza at this age, not candy. 😭
@ChUv-e2u
@ChUv-e2u 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤edmen tenan yhabki mkerty
@AbarhatBarh
@AbarhatBarh 8 ай бұрын
አንኳዕ አብፅሐኩም ነመለእ ትግራይ❤❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 8 ай бұрын
የዕቢኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AfariMoranZelzalDogShity
@AfariMoranZelzalDogShity 8 ай бұрын
ዕቩዳት አክላቫት ሸራሙጥ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 8 ай бұрын
ቃለ ኪዳነ ዒደመናን ጠዕን ያሃብለኺ ፈጠሪ ❤❤❤❤❤❤❤በሪቲዒ ❤❤❤ ዋዑሬ ትግራይ
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 8 ай бұрын
የዐብኪ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉
@hagosmeressa3874
@hagosmeressa3874 8 ай бұрын
ኢንካዕ ኣብጸሐና፡በረብሬ ምቃሓም ታይ ኣምጸኦ
@rhfh1431
@rhfh1431 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ዋዉ👍👍👍👍👍😘😘😘😘
@EtsEts-qx4gk
@EtsEts-qx4gk 4 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ❤❤❤❤❤
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 19 МЛН
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 52 МЛН
Шок. Никокадо Авокадо похудел на 110 кг
00:44
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ?
18:42
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 23 М.
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 19 МЛН