ን ኣደይ ፀብሒ ክገዘኣላ እየ።ተዛርዮምለይ።ዝገርም ሓልዮትን ብልሕን ዝዓደሎም ኣሕዋት ኣብ መደብ ተኣምራውያን(part 6)

  Рет қаралды 82,047

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

share..like..subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ መደባትና ይከታተሉ።

Пікірлер: 585
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 10 ай бұрын
እሰይ ምቁራተይ ቃሕ ምባሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🎉 ልሎሞይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ እትብሉ ላይክ 👍 ግጨዉኒ ደቂ ሪመይ❤💛❤
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 10 ай бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ወላድ ዝናፈቀ 😢👍 ኣርእኒ ❤ ፈጣሪ ሰደትና አሕፂሩ ዘይተመርዕኩም ናብ መርዓ ዝተመርዕና ለ ናብ ወላድ ይብቅዕና ፈጣሪ ተጋሩዋይ👏😘
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
አሜን ፫ ዝሓፍተይ አደኪ ትራክቡ እኩም👏 ❤ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 10 ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ ዝናፈቀ ግን ኣብ ስደት ኮይንካ ከቢድ እዩ ስደትና የሕፀረልና ፈጣሪ 🙏 😢😢
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 9 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ👏💛
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ 9 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 3 ай бұрын
አሜን፫❤
@iattbirehanaragey3183
@iattbirehanaragey3183 10 ай бұрын
ተጋሩ ንዑ ገዛና ነዐቢ💚
@geni877
@geni877 10 ай бұрын
እንኳዕ ቭሰላም መፃኩምምምም❤❤🎉
@azebgebretsadk1061
@azebgebretsadk1061 9 ай бұрын
✝️✝️✝️
@shewithaylemaryam-b8q
@shewithaylemaryam-b8q 9 ай бұрын
ደስ ይብል ጅማሮ እዩ ደቂ ዓበይቲ እና ኣብ ሃይማኖቶም ምእንቲ ክግብዙ መዝሙር ዘምሩ ናበልካ ሕቶ ናሓተትካ ቀፅለሉ 💚💙
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 10 ай бұрын
ከምዚ ምቅፀልኩም ደስ እልኒ ብሓቂ የዕብየልና ህፃናት ትግራይ ተስፈ ፅባሕ እዮም❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@ababdu3413
@ababdu3413 10 ай бұрын
አበይ አለኽን ደቂ መዳመ ናይ ባዓልና ቻናል ነዐቢይ ❤❤❤እስቲ ላይክ ላይክ ንግበረለም
@ZahraZahra-ee7yk
@ZahraZahra-ee7yk 10 ай бұрын
ኣለና😂
@musemamilove4519
@musemamilove4519 9 ай бұрын
አለና አብዙይ ❤😂😂😂
@azebgebretsadk1061
@azebgebretsadk1061 9 ай бұрын
ኣለና ኣነ ህፃናት ክርኢ ኣብ ናይ እሸቱ ይዉዕል ነይረ ሕጂ ግን ኣብዚ ናይ ባዕልና ንዉዓል ✝️✝️✝️
@azebgebretsadk1061
@azebgebretsadk1061 9 ай бұрын
​@@musemamilove4519musey 😁✝️
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 7 ай бұрын
ኣለና😂
@mililove705
@mililove705 10 ай бұрын
ነዞም ምቁራት ቆልዑ ሪአ እየ ካብ tiktok መፂአ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓበይቲ ❤❤❤❤❤❤❤
@ጥዕናጸጋእዩ2126
@ጥዕናጸጋእዩ2126 10 ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ናትኻ ዳኒኤል ብዝበለጸ ኣብዚሕኻ ቀጽለሉ ኢኻ ። ኣብዛ ናዞም ክልተ የሕዋት ጽቡቃት ህጻና ንቀጻሊ ንእሽተይ ሪእቶ አለኒ ማለት አብ ስድራኦም ኣብቲ ቦታ ተተረኪቦም ድሌቶም ክዛረቡ ናይ ወለዶም ፍቃድ ክጥምቱ ከምዘይ ብሎም ክኮኑ ይግባእ ምክንያቱ ንአዲኦም ይርእዩ ነይሮም ፡ ጽቡቅ ጎኒ አለዎ ግና ብልሒ ወይ ጽባቀ ውሽጦም ክወጽእ ኣይክእልን እዩ ስለዚ ንቀጻሊ ነቶም ስድራቤቶም እዩ እዚ ናይ ስድራቤት ስራሕ እዩ ፡ ንስኻ ድማ ዳኒ ነቶም ስድራ ከሰክፍ ዝክእል ሕቶ ኣብ ግምት እናእተኻ ፡ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ ካልኦት በላሕቲ ህጻናት ትግራይ ክወጽኡ በዚ መደብኻ ንምነ ❤
@emmaq1588
@emmaq1588 10 ай бұрын
ስደትና ኣሕፂሩ ካምዚኦም ዝበለ ቆልዑ ፈጣሪ ይዐድለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘም ደቀይ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሎ
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@emmaq1588
@emmaq1588 9 ай бұрын
@@BrhanchannelBrhanChannel እሺ
@Tslalom-tg7vu
@Tslalom-tg7vu 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ኣጠናኪርኩም ክትቅፅልሉ ንላቦ ምክንያቱ እዙይ ኣዝዩ ንህፃውንቲ ዘነቃቅሕ መድረክ ስለ ዝኾነ። እንድያም ምስ ቴሌቭዥናት ትግራይ ፕሮግራም ተዝህልዎ ብዙሓት ህፃውንቲ መምሃረ ኢለ ይኣምን። ብጣዕሚ ኢና ከዓ ንፈትወኩም
@ሕልሚ-ተዋስኦ
@ሕልሚ-ተዋስኦ 10 ай бұрын
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ወኣይ 😂😅❤
@SelemunGebrekiros
@SelemunGebrekiros 10 ай бұрын
ተጋሩ ነታባብዕ ላይክ ሸር ብምባል ንስኻውን ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ኣጠናኽርኻ ቀፅለሉ ዝዓርከይ❤❤❤❤❤❤❤
@rahel7771
@rahel7771 9 ай бұрын
ጽቡቕ መደብ ዳኒ ቐጽለሉ ሃይማኖታዊ ነገርውን ሕተቶም ምእንቲ ስለ ሃይማኖቶም ክመሃሩ ቅድሞትኩም ደስስስስ ኽብሉ እዞም ቆልዑ ጽሩያት እግዚአብሔር የዕብዮም
@Samib-
@Samib- 10 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ እዚኣ ተንብቡ ኣምላክ ገፁ ኣድናን ዓድናን የርአና ኣሕዋተይ ስደትና የሐፅሮ ናይ ግርማ ኣድ ኣቤተሰብ ኣብዚ ዘለኹም 😍 ፕሮፋይለ ኣቲኩም ካኣ ሳብክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት🙏🙏🙏
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 10 ай бұрын
ኣሜን❤🙏 ሕራይ❤
@MeriGaltewahdo-h5h
@MeriGaltewahdo-h5h 10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ ❤️👏አሽኒ ❤
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv 10 ай бұрын
አሜን❤❤
@adak3185
@adak3185 9 ай бұрын
ኣሜንን ❤እሽ❤
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl 10 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ንህፃናት ዕዱል ምሃብ ተስፋ ዘለዎም እዩ❤❤❤
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 10 ай бұрын
ደስ ዝብል ሙደብ እዩ ሚድያታትና ነዕቢ💚💚💚
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 10 ай бұрын
የዕብኹም ምቁራት ህጻናት ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኩም🥰❤💛🕊🕊
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 10 ай бұрын
እሰይ ደስ ባሃልቲ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ከማኩም ጁቡዓት ክወልድ 🙏😍🥰🥰🥰🥰
@Rora112
@Rora112 10 ай бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ እዞም ኣብ ጎደናታት ዘለው ህጻውንቲ ኣምጸኣልና ሓገዝ ውን ተረከቡስ ❤
@ንግስተሳባዊት
@ንግስተሳባዊት 10 ай бұрын
ዋው ቀፅለሉ ኣብ ትግራይ ብዙሓት በለሕቲ ቆልዑ ኣለዉ ኣብ ዩትዪብ ጥራሕ ዘይኮነ በቲቪ ለ ክቀርብ እኔዎ
@ANEZEKIRSTOS
@ANEZEKIRSTOS 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኹም አሜን ደስ በሃሊ መደብ እዩ አደ ዘቆልዑ ስለ ደቅኺ ክትሕተቲ ከለኺ ንሞራሎም ኢልኪን ነኒባዕሎም ቅንአት ከይሓድሮም ከይፀላልኡን ዘበላልፅ መልሲ ምምላስ ግቡእ አይኮነን
@ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ
@ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ 10 ай бұрын
ሙቁራት ቆልዑ ትግራይ ቀፅሎ በጃካ ❤❤❤❤❤
@yani730
@yani730 10 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ዳንሻ❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@tseda273
@tseda273 9 ай бұрын
ዋው ❤
@GhHhh-y5n
@GhHhh-y5n 3 ай бұрын
ይሞችኹም
@االل-ش7س
@االل-ش7س 10 ай бұрын
አሰይ ናይ ሓሳብ ልብና ሰሚሩ። ቀፅልሉ ደቂ ትግራየይ
@ኣርሴማዩቱብ8251
@ኣርሴማዩቱብ8251 10 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራተይ ደሰ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤ልሎሞይ ጉድ ረኺብካ እምበር ብዛ ደካማ ጎንኻ ናመፁ ዞም ቆልዑ🤣🤣
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 10 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@Selu-g6n
@Selu-g6n 10 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ ❤❤❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 10 ай бұрын
እዞም ቆልዑ ደስ ክብሉካ ምዕባይን ምናስን ኮ ኩሉ ግዜ ኣይሰማሙዑን እዮም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
@letshy
@letshy 10 ай бұрын
ኣሰይይይ ምጭዋት ደስስ ክብሉ ተስፋ ናይ ፅባሕ እግዚአብሔር ብጥበብ ብሞጎስ የዕቢኹም😘😘🥰
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 10 ай бұрын
ማዓረይ እስይ" ትግራይ"❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ኣርያምጓልትግራይ
@ኣርያምጓልትግራይ 10 ай бұрын
ዋው ደሰ ዝብል ሰራሕ ጎቦዛት ዋዛ ምሰ ቁምነገር ❤❤❤❤❤ ኣብ ትግራይና ከምዚ ምጅማሩ ደሰ ዝብል ❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@galmhrey
@galmhrey 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ እሰይ ህፃውንቲ ትግራይ ተሰፋ ፅባሕ እሰይ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡን ብመጎሱን የዕብይኩም ❤❤❤❤❤❤
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 10 ай бұрын
ንህፃዉንቲ እንዶሚ ኣይተብልዕዎም ተጋሩዋይ 😢😢❤❤❤
@kalkidanteklehaymanot4828
@kalkidanteklehaymanot4828 9 ай бұрын
ችግር ኣለዎ ድዩ
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ 9 ай бұрын
@@kalkidanteklehaymanot4828 ብጣዕሚ እዩ ሕማቕ ንኾላሊት ፅቡቕ ኣይኮነን ተሎ ስለ ዘይሓቅቕ ካብኡዉን ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ ዓረብ ሃገር ዘለና መብዛሕተና ጨጎራ ኩላሊት ድርቀት ዝገጥመና ዘሎ ብሰንኩ እዩ 😢
@rozaoppo828
@rozaoppo828 10 ай бұрын
ፈጣር ዕድመን ጥዕናን ዮሃበሞ❤❤❤
@YrgfHgh-lm8ij
@YrgfHgh-lm8ij 10 ай бұрын
ፈጣሪ ለአኩም ኢሉ ይተዓረቀና
@gene6075
@gene6075 10 ай бұрын
ብቴሌቭዥን ተዝርአ ንደቆም ዘለዎም ኣረኣእያ ክስተኻኽሉ ምእንቲ ወለዲ
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 6 ай бұрын
ኣስይ ደስ ክብሉ ዞምቆልዑ ቀፅለሉ ህፃናት ትግራይ ኣእምሮኦም ክሕደስ
@swswots6782
@swswots6782 10 ай бұрын
ደስበሃሊ ፕሮግራም❤ግን ቆልዑ ስለዝኮኑ ልኮነ ልብላዕ ነገር ሃብዎም ከም ችብስ .ቾኮሌት,ኬክ ነገር❤❤❤
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 10 ай бұрын
ከምዚ ምቅፀልኩም ደስ እልኒ ብሓቂ የዕብየልና ህፃናት ትግራይ ተስፋ ፅባሕ እዮም❤❤❤❤🙏🙏🙏
@ትግራይ-ዸ9ሐ
@ትግራይ-ዸ9ሐ 10 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤🎉🎉
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 10 ай бұрын
የዕቢኹም🙏ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤💛
@ffbh9535
@ffbh9535 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ተስፋ ትግራይና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ዳኒየ ቀፅለሉ የቅንየልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣበይ ኣለና ተጋሩዋይ ንዕነ እስኪ ላይክ ኣይነውሕድ ነተባብዓዮም ምድያና ነዕቢ❤❤❤❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 10 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ፍቁራተይ ደስስስ ምባሎም ስደትና አሕፅሩ ንዓካትኩም ዝመስል ምጭዋት ክህበና አምላኽ ዝሰአኖ የብሉን እሞ ሓሳብ ልብና የስምረልና አብ ስደትና ዘለና አሕዋተይ❤❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 10 ай бұрын
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም መደብ ታኣምራውያን🥰ምቁራት ዝኾኑ ቆልዑ ቀፅለሉ ዳኒዋይ😁♥️_
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 10 ай бұрын
አሰይይይ ጽሩያተይ ደሰሰ ክብሉካ ዛሞ ደቀይ የዕቢኩም 😘❤ ኸማኩም ዝብለ ወላድ ይሃቭና ፈጣሪ ካብ ሰደትና ምሰተመልሰና ፈጣሪ ኣቦይ 👏 ፅቡቅ ጀማሮ እዩ ብዛኩም ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ተሰፋ ፅባሕ ህፃናት ትግራይ ልሎሞይ ዝፈትውኻ ሰነ ጥቨባዊ ኣጆኻ በርትዕ ደሰሰ ዝብል ሚድያ እዩ ብእውነት💛❤😘
@amennasr3191
@amennasr3191 10 ай бұрын
ጹብቃተይ የዕቢኩም ፈጣሪ አብ ፅቡቅ ደረጃ የብፅሕኩም የቀኔልና ዳኒ ግን ምስይቅሬታ ነአቦኩም ዶ ነድኩም ትፈትዉ አይትበሉዎም ፅዕንቶ አለዎ ኢለይሐስብ ካብ ናተይ ተመኩሮዩ ብዝተረፈ ፍትው ❤❤❤❤❤❤😘😘😘
@meaza7313
@meaza7313 10 ай бұрын
ኣሰይ ጅቡዓተይ ደስ ክብሉ ቀፅለሉ ልሎመይ💙💙💙
@merryzebrabruk1527
@merryzebrabruk1527 10 ай бұрын
ብጣዓሚ ቆንጆ ጅማሮ እየ ቅፅልሉ ❤❤❤❤
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 10 ай бұрын
ኣሰይ ፅቡቅ መደብ ቀፅለሉ ሉሎም ሓውና ህፃናት ትግራይ ተስፋ ትግራይና 💛❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel 10 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 10 ай бұрын
እሰይ ምቁራት እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 10 ай бұрын
ዳኒ እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ፅድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጠሪ ፀሩያተይ❤❤❤
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 10 ай бұрын
የዕቢኩም 🙏 ቀፅለሉ ፅቡቅ መደብ ዳኒ❤❤
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 10 ай бұрын
ፅባቅት ፍጥረት ዕደመን ጥዕናን ይህብኽም ፍጣር❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 10 ай бұрын
ህፃናን ትግራይ ተረኸብቲ ዓዲ🌹💊🧡🔥💊💊💛💛🌹👏👏
@letshy
@letshy 10 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ዳኒ 💛❤
@subi3319
@subi3319 10 ай бұрын
አሰይይ ሙቁራት ዕዳመን ጥዓናን ይሃቡካም ❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 10 ай бұрын
ዋውውው😂ወዲኦምና ምቁራት ቆልዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እና መ/ር ልሎም ቀፅለሉ ፅቡቅ ጅማሮ ከይቃረፅ ❤
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 10 ай бұрын
ተዝምነያ ልሎመይ ቀፅለሉ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀካ እዚ ብንእሽተይ እየ ኻብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ተስፍ ንገብር ፍትውትው በቃ ልሎመይ😊❤
@Haregte
@Haregte 10 ай бұрын
ዳኒ ምስ መሳርሕትኻ ትሰርሕሉ ደስስ ይብል ስራሕኩም ቀፅሉሉ ግንሲ በቲቪ ይማሓላለፍ ዶ? ንቆልዑት ፁቡቅ መነቃቅሒ ስለ ዝኮነ ተተማሓላልፍዎ ይብል
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 10 ай бұрын
ደስስስ ክብል ዚፕሮግራም ሒዝካዮ ዘለካ ቀፅለሉ ደስስስ ዝብል መደብ የእዩ ምቁራት ቆልዓ የዕብይኩም
@axsumawittigraweyti3970
@axsumawittigraweyti3970 10 ай бұрын
ደስ ብሃሊ መደብ እዩ ቀፅልሉ 💜ግን ንእሽተይ ጣቅዒት ቀንሱ
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 10 ай бұрын
ፅቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ 🥰🥰🥰
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ 10 ай бұрын
ተስፋ ፅባሕ ቀፅለሉ ልለሞይ❤❤❤
@ፅንዓትTsnat
@ፅንዓትTsnat 10 ай бұрын
ኣረ ኣይተክኣልኻን መ/ር ልሎም❤❤❤❤ይመችኻ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ
@ኣሱጋልትግራይ-ጨ7ኘ 10 ай бұрын
ምጭዋት ዝኮኑ ቆልዑ ሰሓቅ ቀትለሙኒ ሰሓቅና ይመልሰልና ትግራይ ዓደይ❤😂
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 10 ай бұрын
ኣሰይይይ ምቁራት ኣነለ ከም ኣምላክ ፍቃድ ወደይ ኣቅርብለይ ክብሎም እዩ ንስድራይ❤
@HgdNdbd
@HgdNdbd 10 ай бұрын
ዋው ቓፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ ፈጣሪ ያባፅሕኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ❤❤❤❤ ናብ ዝዓበየ ደረጃ ከም ዝበፅሕ ድማ ተስፍ ኣለኒ
@MartaHadush-y3t
@MartaHadush-y3t 10 ай бұрын
ዳኒየ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
@medhin8187
@medhin8187 9 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ዩ #ዶንኪ ትዝ ኢሉኒ😂 ዋላ ይኹን ነቶም ህፃናት ተስፋ ዩ ❤ ሰናይ❤
@gnnd1496
@gnnd1496 6 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ዮ ልእሎመይ
@frehiwothagos1697
@frehiwothagos1697 9 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅለሉ ኣይዞኻ 👌♥️❤️
@NgstiHaylu
@NgstiHaylu 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ህፀናት ትግራይ❤❤❤❤
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 10 ай бұрын
ዳኒ ፁቡቅ ስራሕ ናይባሒቂ ደስ ዝብል❤❤❤
@MatuWwee
@MatuWwee 9 ай бұрын
ተጋሩዋ ጡዑማት ቃሕ ምዋሎም ኣጀኻ ዝሓዉና ❤❤❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 10 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ምባለም😁😁😂 ብጥበቡ የዕቢኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሉሎመይ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju 10 ай бұрын
ኣሰይይይ ምጭዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 10 ай бұрын
ኣሰይ ምቁራት እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኹም ቀፅለሉ ዳኒ ሓወይ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 10 ай бұрын
ደሰ ዝበል ጀምሮ ደቂ ሪመይ ቁፅላለ ፅብቅ ሰራሕ❤❤❤
@احمدعبدالله-ج7ز5ص
@احمدعبدالله-ج7ز5ص 10 ай бұрын
ደስ ዝብ እዩ ሚድያታትና ነዕቢ❤❤❤❤❤❤
@rakgaltagery3471
@rakgaltagery3471 9 ай бұрын
ፁቡቅ ጅማሮ እዪ ቀፅለሉ ❤❤
@fhgf6561
@fhgf6561 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ከምዚኦም ዝመሰሉ ማንታ ማንታ ይሃበና ሙቁራት
@ummebitigray
@ummebitigray 10 ай бұрын
ዳኒተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደባት ምጪ ሳሓቅና ኢካ❤❤❤
@ghiwethagos9982
@ghiwethagos9982 10 ай бұрын
ምስ ቆልዓ ኣጫእታ ደስ ክብል❤
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ
@ጓልሽረ-ሸ2ቈ 9 ай бұрын
ናይ ፅባሕ ተስፍ ቀፅል ዝሓወይ ኣድናቂትካ እየ❤🎉
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 10 ай бұрын
ደስ ባሃል መደብ እዩ ቀፅሉ እግዚአብሔር የዕቡኹም😍
@salamsalam1464
@salamsalam1464 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@mlien5628
@mlien5628 10 ай бұрын
ዋው ዳኒ ሓውና ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ ኢኻ ጀሚርካ ቀፅለሉ 💝💞
@wediweyinking
@wediweyinking 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ድብል መደብ እዩ ሕፅር መጥን ዝበለት ኮይና ብሰሓቅን ደስታን እየ ክሳብ መወዳእታ ሪኤያ ብዝኮነ ቀፅለሉ ❤❤❤💊💊💊
@Ngsti-m3u
@Ngsti-m3u 10 ай бұрын
ኣሰይይ ፁሩያተይ የዐቢኩም ፈጣሪ❤❤ኣስሕቅክሙኒ ዋ😂❤
@ማመስገንነውልማዴ
@ማመስገንነውልማዴ 9 ай бұрын
ዳን ሓወይ ፅቡቕ መደብ እዩ በርትዕ አነውን ኣብስደት እየ ዘለኹ ደቀይ ኣብዓድ ኣሎው ሓደማዕልት ገዛይ ኣትየ ከቅርቦም ተስፋ ኣለን❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 10 ай бұрын
ኣሰየይይይይ ምቅራት ዱስ ክቡሉ ብጥበበ የዕቢኩም❤❤
@yrgalemyrgalem202
@yrgalemyrgalem202 10 ай бұрын
ቀፅሉሉ ❤❤❤ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቅና ክነምፅኦም እና
@kidanhadera
@kidanhadera 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቄራተይ
@mmn2791
@mmn2791 10 ай бұрын
ፅቡቅ መደብ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 9 ай бұрын
እሰይ ምቁራተይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኹም አምላክ ከማኹም ምጭዋት ይዓድለና 🙏💘💘💘💘👬💘💘💘
@Sane-ee5dr
@Sane-ee5dr 10 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕን ጅማሮን ዳኒ ሐወይ
@ኣደዋይይፈትወኪእየH
@ኣደዋይይፈትወኪእየH 10 ай бұрын
ኡፍፍፍ እግዚአብሔር የዕቢኹም ደስ ክብሉ ❤❤❤
@jgsg5356
@jgsg5356 10 ай бұрын
ደስ በሃሊ መደብ እዩ❤❤
@selamselam5487
@selamselam5487 9 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 120 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 26 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 8 МЛН
Kluster Duo #настольныеигры #boardgames #игры #games #настолки #настольные_игры
00:47