KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
"ክድዓት ንመን ይመስል እንተተባሂለ ንደብረፅዮን ይመስል 'የ ዝብል!"ቃለ መሕትት ምስ ኣባል ቤትምኽሪ ናፅነት ትግራይ ኣቤል ገብረመድህን_Abel_G/medhin
2:10:21
ጦሩ ''ከወለጋ ወደ ጎጃም''፣ ተኩስ የተከፈተባቸው ባለሥልጣን፣ የመርካቶው አድማና የብልጽግና ሴራ፣ ብናልፍ ፍ/ቤት ቀረቡ፣ ሻዕቢያ ስለኢትዮጵያ ስደተኞች|EF
18:14
Twin Telepathy Challenge!
00:23
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
Мама у нас строгая
00:20
ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ዘሳልጦ ዘሎ መድረኽ "ውድብ ምድሓን" 2ይ ክፋል
Рет қаралды 7,303
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 129 М.
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Күн бұрын
Пікірлер: 51
@YsaqBelay
Ай бұрын
አብዚ ዝስማዕ ስትራቴጂካዊ ሓሳብ ኣብል እንዳ።።።። ፀርፍን ኣዉያትን። በርትዑ
@Berhun-zw9uw
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@berihu7143
Ай бұрын
ብሓቂ ኣብዚ መድረኽ ተስፋ ዘለዎም ሓሳባትን ካብቲ ንዘመናት ደሪቆም ሒዞምዎ ዝነበሩ ምስ ጊዜ ዘይኸይድ ኣተሓሳስባ ንሽተይ ፈልቀቅ ዝበለ ነገር ይረአ ኣሎ። እንተነኣሰ ዝተጠዓሰ ይመስል። ግርም።
@seidabdu5290
Ай бұрын
Shabiya aytibel misakimika tezareb akimika miflat subuk eiyu rebahkum mis shabiya eiyu bidebi abibuwo shabiya shabiya aytibel
@TeameWeldegebriel-g5n
Ай бұрын
ናይ ረሳሓት ስብስብ ተባሂሉ ክስየም ነይሩዎ ከዳዓት ።
@BA-hz6do
Ай бұрын
ገለ ገሊኦም መስማዕቲ መደረ ኣዝዬም ብጣዕሚ ነውራማት ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምቕባል ዝፅግሞም:: ካብ ራያ ናብ ጉባኤ ከይሳተፍ ዝኸልከለ መን ድዩ??
@TigestLemlem
Ай бұрын
#OnlyOneTPLF.
@adonay7097
Ай бұрын
መንከዓት
@regberegbe9767
Ай бұрын
ኩሉ ይበዝበዝ
@adonay7097
Ай бұрын
ጉድ ህወሓት ኢና እንዳበሉ ፀረ ህወሓት ህዝብን ዶ አሎ እዩ?
@adonay7097
Ай бұрын
ምድረ መሓይምን ብከብዶም ዝሓስቡ
@berhanehailemichael5827
Ай бұрын
Please listen the attached
@abrehaabera6662
Ай бұрын
ዲያስፖራ ትግራይ ብኸመይ ይሳተፍ? መሰሉን ግቡኡን ብኻመይ ይጥቀም? ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዲያስፖራ ትግራይ ኣብ ግብእ ዛትኰረ እምበር ኣብ መሰል ግብኡን መሰሉን ዛመዛዘነ ስለ ዘይነበረ ።
@SesenHadish
Ай бұрын
እምቧእ ኣብ ውሻጦን ኣደባባይን ዝዝረብን ዘይዝረብን...የለን ድዩ?
@TesfayGerezgiher-k5e
Ай бұрын
DDR ይፅናሕ ዝብል ዘሎ ብሉቡ ድዩ ወይስ ካሊእ ልእኽ እዩ
@meharikahsay5916
Ай бұрын
" ከኹሩፍ ? " ክኽሩይ " ማን ነው ? "
@adonay7097
Ай бұрын
ንቲ ሸርት ሲኖ ትራክ ባነር ገንዘብ ትግራይ ይብተን አሎ
@abrahamgebru4757
Ай бұрын
ደናቁር ሸየጥቲ መራትን አድን
@adonay7097
Ай бұрын
ወጊድ አይሁዳ ጉጅለ ከብዶም
@TigestLemlem
Ай бұрын
STOP FASCISM IN TIGRAY.
@adonay7097
Ай бұрын
ማህበር ሌባታት ትግራይ (ማሌት)
@TeameWeldegebriel-g5n
Ай бұрын
እዚኹሉ ሙሁር ግን?
@negagetachew974
Ай бұрын
አብቲ መከተ ዝነበሩ ናይ ሕወሓት ሐለፍቲ ብዙሕ ጌጋ ስለ ዝገበሩ ሕዝቢ ትግራይ ክዕሰሩ ክጥይቅ አለዎ ። ሰልጣን, ሰልጣን ዝብሉ ጥፍአቶም ንምሽፋን እዩ ።
@tesfayhailu700
Ай бұрын
ዓቅሊ ፆበት ናይ ጌታቸዉ ረደ ስብሰባ ኡዩ.ዘይወግሕ ያ መሲሉዋስ ዝባሃል ኣዘራርባ ኣብዚኣቶም ይረአ ኣሎ..ፅባሕ ክወግሕ እዩ.❤❤❤
@tirhasmengesha2557
Ай бұрын
What happen the womens they didn’t support???
@haben524
Ай бұрын
These people are very dangerous!!!!!!! what are they doing. Shameful
@abrahamgebru4757
Ай бұрын
ደቆሮ
@Merir4077
Ай бұрын
ህዝቡ ምዕራብ ሰለ ዘየንጨበጨብልኩም አብ ቴንዳ ክነንብሮ ኢሉኩም ፎኪርኩም
@sabatekle2611
Ай бұрын
ሓሰዉቲ
@shalomshalom09
Ай бұрын
Please stop talking about Eritrea. Remember what you did on the people of Eritrea . You send us by differentiation by the color of our Eyes 👀.
@sabatekle2611
Ай бұрын
ፈትሓዊት ኩኒ
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ናይ ጌታቸው ዕግርግር አቦራ ዩ መንጨብጨቢ ረደኢ ገረመኒ መሕፈሪቲ በቅሊ ሸሊምኩም ተምፅኦዎ የለን
@weghta3315
Ай бұрын
Banda Talkative group
@AbrehetTeka
Ай бұрын
ፀገም ህዝቢ ዘግለለ ዓረውረው
@NegashGmedhin
Ай бұрын
5ይ መስርዕ ብልፅግና አነ ህወሓት እየ ይብለና አሎ !! ናይ ውድብ ሕገ ደንብ እናጠሐሰ ፤ ውሑዳት አብ ትሕቲ ብዙሓት ዝብል መሠረታዊ ደንብ ዝረገፀ ጠቅላላ ጉባኤ ዘይቅበል ተፈንጠርቲ ባዕሎም ዘግለሉ 14-16 ገበነኛ ውልቀሰባት ስብስብ በየናይ ናይ ውድብ አሠራርሐ እዩ ህወሓት እየ ዝብል ፤ በሉ ጉባኤ ዝፈርሕ ፅግዕተኛ ጉጅለ በየናይ ሞራሉ እዩ ናብ ሓፋሽ ቀሪቡ ውሣነ ህዝቢ ዝደፍር ቅረቡ እሞ አብቲ ሜዳ ንሪኦ ንሕና ግን ህወሓት ሐንቲ እያ ፤ ንሳ ው’ን እታ ጉባኤ ዘካየደት ህወሓት እያ ። 5ይ መስርዕ ብልፀግና ፀላኢ ንከላከል ! ትግራይ ትስዕር !
@Merir4077
Ай бұрын
ክንዲ ህዝቢ ይከፋፈል አሎ ኩነታትና ይበላሾ አሎ ኢልካ መፍትሒ አክንዲ ምንዳይ ከመይ ስልጣን ነዳላድል ትብሉ አብዚ ሕጂ እዋን ቐፅልሉ ፅባሕ ትውላዕ ሓዊ ንመን ከምትበልዕ ትሪኡ ኢኹም ንስኹም ኢኻም ዊስኪ ትሰትዩ እምበር ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ሓደ እዩ አብ ጥምየቱ እዩ ዝንሄ
@ZewediArefaine
Ай бұрын
በ ገንዘብ ዓዲኩም ዓዲ ክትመርሑ ዋ ዓሻሹ ገይርኩምዎ
@ukbayc
Ай бұрын
ሕጂ ውን ገና ኣብ ሃለውለው ኣለኹም ምስ ኤርትራውያን ኣደታትና ንድሕሪት እየን ዝቑነን እንጀራ ኢና ንበልዕ ቃንቃና ሐደ እዩ እናበልኩም ዘይፍታሕ ሕልሚ ክትፈትሑ ኣቢ ብገታቸው ብወዲ ወረደ ጻድቃን ኣኸዲሞ ኣብታ ቅድሚ 140 ዓመታ ዝነበረት ራያውያን እንድርታውያን ተንቤናውያን ዓጋማውያን ትግራዎታውያን እና በለ ግምዕምዕ ኣቢልኩም ሕጂ ነናትኩም ክልላት መስሪትኩ ብሰላም ትነብሩ !! ንሕናኤርትራአያን ከኣ ነዕርፍ !!!
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ረዳኢ ነፋሒ ጠርምባ ፅግዐተኛ
@Merir4077
Ай бұрын
እስኪ ህዝቢ ብሓይሊ ተማሓዲርኩሞ ክንርኢ ኢና ናሃትኩም ናይ ሰካራማት ሰርቕቲ ፀበብቲ ስልጣን ዝሕሉ ስራዊት ትግራይ እንታሃልዩ ንርኢ
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ወጦጠ እንትፈርዱስ አይንትሓረድ በሉ ሰረቅቲ ጥይት ሰረቅቲ ሓፂን መን ዩ ወኪልኩም
@Merir4077
Ай бұрын
ኩሎኹም ልቐቁ ሰረቕቲ ሰካራማት ፀበብቲ ኢኹም 1000 መፅሓፍ እንተ ደረስኩም ህዝቢ ንዒቑኩም እዩ
@asmelashyibeyin8707
Ай бұрын
መድህን ግዲ የብልክን ቅሒሞም እዮም መፅዮም ዘለዉ
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ህዝቢ ከመይ ካብ ሸግር ነውፀእዮ ጥርምባ ምንፈሕ ናይ ዕብዳን ዕብዳን ህዝቢ ይዕዘበና በሉ
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ረግረግ ሓሎፎም ካብ ዝኣተኻዮ ረግረግ ውፃእ ዘይትምጥን
@genetmelkam435
Ай бұрын
Stop stop stop 🛑
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ፈከርቲ ንህዝቢ አይተሙጡንን ቀሰኢልኩም ከብ ሰልጣን ውረዱ
@kiduteklebrhane62
Ай бұрын
ኦርጅናል ህወሓት ጉባኡ ኣካይዱ መራሕቲ ውድቡ መሪፁ እዩ።ንስኻትኩም ማእኸላይ ኮምቴ ጌታቸው ረዳ ጉባኤ ኣይንደልን ኢልኩም ኢኹም።ስቕ ኢልኩም ኣይተጉርዑ ኣምኾነልኩምን።ፌክ ህወሓት ኣብ ትግራይ ቦታ የብሉን።
@ZewediArefaine
Ай бұрын
ረዳኢ ገና ብሕጊ ክትሕት ንደቂ አንሰትዮ ሸራመጥ ኢልኹም መዋረድቲ
@seidabdu5290
Ай бұрын
Shabiya aytibel misakimika tezareb akimika miflat subuk eiyu rebahkum mis shabiya eiyu bidebi abibuwo shabiya shabiya aytibel
@berhanehailemichael5827
Ай бұрын
Please listen the attached
2:10:21
"ክድዓት ንመን ይመስል እንተተባሂለ ንደብረፅዮን ይመስል 'የ ዝብል!"ቃለ መሕትት ምስ ኣባል ቤትምኽሪ ናፅነት ትግራይ ኣቤል ገብረመድህን_Abel_G/medhin
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 13 М.
18:14
ጦሩ ''ከወለጋ ወደ ጎጃም''፣ ተኩስ የተከፈተባቸው ባለሥልጣን፣ የመርካቶው አድማና የብልጽግና ሴራ፣ ብናልፍ ፍ/ቤት ቀረቡ፣ ሻዕቢያ ስለኢትዮጵያ ስደተኞች|EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 39 М.
00:23
Twin Telepathy Challenge!
Stokes Twins
Рет қаралды 63 МЛН
00:12
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
Роман Magic
Рет қаралды 38 МЛН
00:15
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
MrBeast
Рет қаралды 200 МЛН
00:20
Мама у нас строгая
VAVAN
Рет қаралды 8 МЛН
47:17
"ብምግዳለይ ኣይጣዓስን!" ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ መጠቃለሊ ሓሳብ ዋዕላ ሲቪል ማሕበራት ኣብ ህንፀት ዲሞክራታዜሽን
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 7 М.
1:19:13
መበገሲ ፅሑፍ ኣሰፋ ለኣከ (PHD) ግደ ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ኣብ ህንፀት ኣብ ፖለቲካዊ ምሕደራን ህንፀት ዲሞክራስን 1ይ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 1,5 М.
36:25
ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ሲቪል ማሕበራት ኣብ ህንፀት ዲሞክራሲ
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 5 М.
59:32
ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ዘሳልጦ ዘሎ መድረኽ "ውድብ ምድሓን" 3ይ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 7 М.
58:53
ማሰን መልቀስን ኣቶ ሓድሽ ገብረገርግስ - (Tigrigna Oral Poetry)
Mosaic Bahli
Рет қаралды 9 М.
1:03:55
ክፋል 1: ኣብ 3 ዝተገምዐ ህወሓት?ማዕኸላይ ቁፅፅር ኮሚሽን ልምንታይ ላብ ጉባኤ ለይኣተወ? ምስሊ ናይ ጌታቸው ረዳ ጉጅለ ዲዩ? ድምፁ ኣጥፊኡ? ሐዚኸ ናበይ?
UMD Media
Рет қаралды 9 М.
1:22:27
ዓጃቢ ዶ/ር ደብረፅዮን ፡ ንሓወይ ተኲሰ ክወቅዖ? ፡ ንመጀምርያ ጊዘ ኣብ በረካ ጌታቸው ረዳ ረኪበ፡ ሻዕብያ ሰባት ኣይመስሉንን👉 ተጋ ግርማይ 0914712267
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 20 М.
1:43:21
ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይን እዚ ዞባን ቃለ መሕትት ምስ መምህር ኣብርሃ ተኽሉ// Interview_With_ Abrha_Teklu
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 39 М.
15:28
''ለኢትዮጵያ የመቶ ዓመት የቤት ሥራ'' ፤ በፕሬዚዳንቱ ስም የሚጠራው ልጅ|ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 131 М.
1:33:20
ተጋዳላይ ነጋ ኣሰፋ እንታይ ይብል - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 34 М.
00:23
Twin Telepathy Challenge!
Stokes Twins
Рет қаралды 63 МЛН