ብሃንቀውታ ዝተጸበኹሞ "ዓወት ኣሎ ብስምካ" ደስታ ልቢ ዘዕዝዝ መዝሙር

  Рет қаралды 16,194

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 121
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና፡ካብታ ቅድስት ሃገርና ኤርትራ እተመሓላልፈልና ዘሎኻ ንመንግስተ ሰማይ ዝመርሕ ስራሕ እዩ'ሞ እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዛሓልካ ሓወይ።ንመድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዘፍቂሮ እስከ ልቢ❤ ሃቡለይ።
@RobelRezene-g5k
@RobelRezene-g5k 8 ай бұрын
ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ(2) ጎበታት ፈሪሱ ኣማኑኤል ክንብል ባሕሪ ተኸፊሉ መድሃኔኣለም ክንብል "ቲ ዓቢይ ናይ ቃዴስ በረኻ ከይጸማእና ሓሊፍና ብኣኻ ንፈርዖን ናብ ባሕሪ ዘእተዎ ጎይታ"የ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩ ኣምላኸይ ቲ ጽኑዕ ስምካ"ዩ ብዕልልታ ተፈረሰ ኢያሪኮ ጸላኢ ተወደቐ ተማሪኹ ተተወሃበኒ ብኣኻ ከተማ ዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩ ዝኾነ ኩሉ ካባኻ"ዩ ካብ ክፍኣት እንተሃደምና ማይ ኣመና እንተመቀረና ተበላዕና መና ካብ ሰማይ ስለዘሎኻና ኣዶናይ ስለዘሎኻና ኤልሻዳይ ጸኒዕና ክንነብር ብህይወት ምርኩስ ኮይኑና"ዩ ናትካ ምሕረት ካብ ጎልጎል ጸዊዕካ ተንግስ ጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሞጎስ ጸጋኻ ኮይኑና"ዩ ሓጎስ
@divorahaftey708
@divorahaftey708 16 күн бұрын
Amen Amen amen zmare melaekt yesmaelna,tsega bereketu yebzahalkum sesunley bertueley fqurateyyy❤❤❤❤❤
@kokobneguse
@kokobneguse 11 ай бұрын
ዓወት ኣሎ ናይ ብሓቂ ኣብ ግዜ በይንኻ ትኾነሉ ተስፋ ትህብ መዝሙር❤😢
@sayanfamily9882
@sayanfamily9882 9 ай бұрын
nay bhaqi ab beynka xmwa konka tsmae mezmur.❤❤❤
@yordanoskahsay3277
@yordanoskahsay3277 16 күн бұрын
"Awet alo bsmka" ellllll....... Amlak xegau yebzhalkum brukat Ahwatey.
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 11 ай бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna brukat 🥰🥰🥰🙌🏾🙌🏾🙌🏾😇😇😇🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️
@akberetafom7234
@akberetafom7234 11 ай бұрын
ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ መድሓኔ ዓለም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋት
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Ай бұрын
ዓወት ኣሎ ብስምካ ኣየናይ ዓወት ከ ሰሚዐ ዘይጸግባ መዝሙር ✝️❤
@arsemafshation3431
@arsemafshation3431 11 ай бұрын
እልልልልልልል ብጣዕሚ ውሽጥካ ዝትንክፍ መዝሙር ኣማን ብኣማን ዓወት ኣሎ ምስ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ። ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና 👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@swsw5226
@swsw5226 11 ай бұрын
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ💞✝️🙏💙🥰😘
@BsHd-s6u
@BsHd-s6u 2 ай бұрын
ዓወት አሎ ብስምካ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 20 күн бұрын
Blbey mhret ❤ Amlak kgebir keleku tesfa ymli wshtey temesgen Amlak nakum dma xegeu yebzhalkum
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 11 ай бұрын
መዝሙርኻ ብጥዓሚ እዩ ደስ ዝብል ልብኻ ዝርስርስ ፀግኡ የብዘሐልኩም 😢
@abaditgere4392
@abaditgere4392 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ ኣምላክ ዝማሬኩም ይቀበል ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና❤❤❤
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምኻ እግዝኣብሄር ኣምልካ ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘመን ይባርከልኩን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@HelenTesfalem-o7e
@HelenTesfalem-o7e 6 ай бұрын
Aseyyy zfetya mezmur amen zmare melakti yesmalna egziabiher xegueu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SenaytAbrahale
@SenaytAbrahale 9 ай бұрын
Nay bhaki Awet alo ab smka mdhanialm aboy eza mezmur lbeka eya titnkf😢😢 zmare melakti ysmialna zhawey meary ❤❤❤
@asmeretberaki300
@asmeretberaki300 11 ай бұрын
Dyakon hawey zmare melkty yesmlna hagerena hzbnana selam n awet yhab❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 11 ай бұрын
ኣሰይ ይበልል ዝማሬ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ቀጽልዎ ክብሪ ይሃብኩም ገዳማትና ኣድባራትና ማየ ጸሎታትና ሊቃውንትና ኩሎም ብፍሉይ ዝርኸቡ ኣብ ኤርትራ ኣኣብግዚኦም ክተምጽኡልና ብትሕትና ንላሎ ቀጽሎ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ 11 ай бұрын
"ዓወት ኣሎ ብስምካ"✅ኣይናይ ዓወት ከ ብኣኻ ድኣ መድሕነይ 🥺ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ፀጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ልዕሌኹም የብዝሓዮ ተባረኹ ❤️
@kidusanabew12
@kidusanabew12 11 ай бұрын
የቀንየልና❤ክንጽበያ ዝቀነና መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና❤❤
@semerefishaye
@semerefishaye 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ብቃልካ መድሓኒኣለም ምስ በልና ታኣምራቲዊ ኢድካ ባሕሪ ኤርትራ ዝከፈተት ኣብ ዘበና ውን ተከፊትልና ክብርን ምስጋናን ይኩን ናዓካ ይኩን እግዚብሔር። እዛ መዝሙር'ሲ ኣበይ ክረክባ ኢለ ክንደይ ፈትሸ ክረክባ ኣይከኣልኩን ሕጂ ግን ምስ ኣውረድካያ ብጣዕሚ ገሪምኒ ዘበምኩም ይባርክ።
@habtomtekle9100
@habtomtekle9100 11 ай бұрын
ኣነውን ከማኻ/ኺ
@semharhaile9334
@semharhaile9334 10 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna amlak xegakun yebzehalkum ahwat abet hiwet zflfl mezmur Des kbl nay bhaqi medhanie alem ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሂወት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ሰላም ኣሎ ኣብ ቃልካ፣በረከት ኣሎ ኣብ ቃልካ፣ጸጋ ኣሎ ኣብ ቃልካ ተመስገን ንዘልኣለም።
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 11 ай бұрын
Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark D.hawna
@Kahasegebrekidan1022
@Kahasegebrekidan1022 8 ай бұрын
Amen3 zmarie melakti yesmalna Xega ybzehlka Egziabher Amlak Deacon hawey
@NegassiNebai-wm5me
@NegassiNebai-wm5me 11 ай бұрын
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ዳት ሓወይ እግዝኣብሔር ጽጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ፡ እመ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ትኩን።
@Embrhaney
@Embrhaney 10 ай бұрын
Xegka konina iyu mogos xegka konena iyu hagos 🥲 Zemari melakti yesmalna Nay bhaki Deykon Hawey egzabhr nay aglglot zemnkum yebarik nab hewit temreh mezmur 🙏❤️
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 11 ай бұрын
😢😢 ብእዉነት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ ዓዎት ኣሎ ብጥዓሚ እዩ ልብኻ ዝትክፍ መዝሙር 😢
@letinatesfay6895
@letinatesfay6895 6 ай бұрын
Zmare melakt yesmealna kubur hawna🙏
@teslengoandemeskel2236
@teslengoandemeskel2236 8 ай бұрын
ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኢግዝኣቢሄር ጀማረ ዘይ ኮነስ ፈጻሚ ይግበሪካ ደያቆን ሓወይ ዝማሬ መላኢኽቲ የስማዕልና
@angesommesfn3994
@angesommesfn3994 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤ ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔ ኣለም።
@meronsemera8763
@meronsemera8763 6 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ዳት ሓውና ጸጋ በዲበ ጸጋ እግዘኣብሄር ኣምላኽ ይደግፍካ ❤️🥰🙏👍💒
@SemharGrmay-wj7tj
@SemharGrmay-wj7tj 11 ай бұрын
ዚማረ ምላእኪቲ ይስሚዓልና ጽጉኡ ይብዝሃልኩ
@hntsabyirgalem6086
@hntsabyirgalem6086 11 ай бұрын
Zmare melati yesmealna diyakon ahweyy Bteami eye zfetma Eaza mezmur ዓወት ኣሎ ብስምካ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 7 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
@furtifurti6316
@furtifurti6316 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ጸጉ የብዝሓልካ ❤❤❤
@titigaltigray
@titigaltigray 11 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ❤ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልካ መድሃኔኣለም ።
@medhini7477
@medhini7477 11 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም❤❤❤❤❤
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 8 ай бұрын
ካልሕውት የስምልና ክብርት ሓማኖትና ሃገረና ባህልና eretra
@CanariWeldu
@CanariWeldu 11 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna nay agolgulot zemenkum ybarekh
@muhraalomar7341
@muhraalomar7341 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰመዐልና ❤️❤️🙏🙏❤️❤️
@teklutemesgen5656
@teklutemesgen5656 11 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zem1988
@zem1988 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@tsigienahabteyonas1286
@tsigienahabteyonas1286 11 ай бұрын
Amen3 zmare melaekitiy yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tmalitmali1243
@tmalitmali1243 16 күн бұрын
❤❤❤ ewe awet alo ab smka ❤❤❤
@kidanekalab17
@kidanekalab17 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና!!!
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 8 ай бұрын
❤️🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤️ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል አሜን (3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🌿🙏🌿🙏🌿🙏🌿🙏
@BerhaneKebrom
@BerhaneKebrom 11 ай бұрын
እንቃ ዳሓን መጻኩም ክንድይ እየ ደሊያ እዛ መዙር ኣምላክ ይባርኩም❤❤❤
@ZUFAN1223
@ZUFAN1223 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ጥዑሙ ዝማሬ
@elsagoitom5370
@elsagoitom5370 10 ай бұрын
Zmare melekti yesmalna egziabher tsgu yhzhalka
@geremskalredae6910
@geremskalredae6910 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዉና ዲያቆን ናይ ኣግሊሎት ዘበነ ኣምላኽ ይባርኩለኩ
@trhasefrem2167
@trhasefrem2167 10 ай бұрын
Amennnn egziabher amlak xegou yebzhalkum
@letugebreslasie4312
@letugebreslasie4312 8 ай бұрын
ቃለሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ዓወት ኣሎ ኣብ ስምካ ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ
@berhanezemuy3910
@berhanezemuy3910 20 күн бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@sabasimon4736
@sabasimon4736 11 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 zmare melakti yesmalna
@merhawiberaki9610
@merhawiberaki9610 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና ፍቱዋት ድቂ ትዋህዶ
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 11 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealna Egzabhier Amlak tsegu yebzehalikum
@salamassalama1671
@salamassalama1671 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡረይ👏🥰🥰🥀🥀
@msganates9986
@msganates9986 11 ай бұрын
Ellllllllllll zmare melaekti yesmealna ❤❤❤
@ጓልትግራይዓደይ
@ጓልትግራይዓደይ 7 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ❤
@metkelyebio5653
@metkelyebio5653 10 ай бұрын
Amen Amen Amen berektiom xolotiom Ayfelyena qale hiwet yesmalna diyakon hawena xegu yebzi fetari
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤🎉
@RobelTeklu-r1e
@RobelTeklu-r1e 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ❤❤❤
@wintahabtay3696
@wintahabtay3696 9 ай бұрын
ልቢ ትትንክፍ መዝሙር ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎኣብ ቃልካካካ
@feretahayleselasr4009
@feretahayleselasr4009 6 ай бұрын
ዓወት ኣሎ ብስምካ እወ ብሓቂ 🙏🙏🙏
@SenaitTeweldebrhan-l7s
@SenaitTeweldebrhan-l7s 11 ай бұрын
Zmare melakti yesmalna xegu yebzahalka fetari kulu alem
@Jesusmylord345
@Jesusmylord345 11 ай бұрын
Zmare melakt yesmalna🙏✝️❤❤🥰🥰🥰
@tvnsha1086
@tvnsha1086 9 ай бұрын
ዓወት ኣሎ ብስምካ ዓወት ኣሎ ኣብ ቃልካ (2) ጎቦታት ፈሪሱ ኣማኑኤል ክንብል ባሕሪ ተኸፊሉ መድሃኔ ኣለም ክንብል Edit samuel tesfay ' ቲ ዓቢይ ናይ ቃዴስ በረኻ ከይጸማእና ሓሊፍና ብኣኻ ንፈርዖን ናብ ባሕሪ ዘእተዎ ጎይታ' የ ቲ ጽኑዕ ስምካ 'ዩ ኣምላኽይ ቲ ጽኑዕ ስምካ 'ዩ ብዕልልታ ተፈረሰ ኢያሪኮ ጸላኢ ተወደቐ ተማሪኹ ተተወሃበኒ ብኣኻ ከተማ ዝኾነ ኩሉ ካባኻዩ ዝኾነ ኩሉ ካባኻዩ ካብ ክፍኣት እንተሃደምና ማይ ኣመና እንተመቀረና ተበለዕና መና ካብ ሰማይ ሰለዘሎኻና አዶናይ ስለዘሎኻና ኤልሻዳይ ጸኒዕና ክንነብር ብህይወት ምርኩስ ኮይኑና' ዩ ናትካ ምሕረት ካብ ጎልጎል ጸዊዕካ ተንግስ ጸጋኻ ኮይኑና 'ዩ ሞጎስ ጸጋኻ ኮይኑና ' ዩ ሓጎስ
@kokobneguse
@kokobneguse 11 ай бұрын
Kndey gizye zy txebku nzia krekb 🥹❤️❤️❤️❤️❤️
@FANATwelde
@FANATwelde 10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝመረ መላእክት የሰመዓ❤❤❤❤❤
@raheltesfalem-uu6xn
@raheltesfalem-uu6xn 10 ай бұрын
Zmare melakti yesmealna tesfa thib mezmur ❤❤❤
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይስማዓልና
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ 11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤
@NighistyTeklekidane
@NighistyTeklekidane 6 ай бұрын
Kalehiwet yesamana ❤❤❤❤❤❤amen amen amen
@abellllllllllllll
@abellllllllllllll 8 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@anbesaghebretnsa2639
@anbesaghebretnsa2639 11 ай бұрын
Amen (3) zmare melaeket yesmaalna ❤❤❤🎉
@biniamnayzghi3160
@biniamnayzghi3160 11 ай бұрын
Zmare melakt yesmealna nay zemen agelgletkum ybar yqeds
@AlmazeKidane
@AlmazeKidane 3 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna
@DawitTesfamariam-dv8xi
@DawitTesfamariam-dv8xi 10 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓና ተባረኽ ዝሓወይ።
@tubenablistube916
@tubenablistube916 9 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና
@weltuzekrinebsey1329
@weltuzekrinebsey1329 11 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 zemira melakti yesmalina zehawey
@FioriWeldeab
@FioriWeldeab 11 ай бұрын
Amen amennnn zmare melakti yesmalna Ezgabhir amlak xegue u yebzhalkum
@Denden-zo1wu
@Denden-zo1wu 11 ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃበኩም ፈጣሪ።
@GotoytomHagos
@GotoytomHagos 11 ай бұрын
👏👏👏😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏💝💝
@lidiaadhanom1946
@lidiaadhanom1946 10 ай бұрын
Amen ❤🙏
@אסתר-צ3ט
@אסתר-צ3ט 10 ай бұрын
Aseyyyyy❤❤❤❤❤❤ des zbl zmare melaekti yesmalna ❤❤
@dawithabtemichael242
@dawithabtemichael242 11 ай бұрын
Amen zmarie melaekti yesmealna
@ftsumandemariam6082
@ftsumandemariam6082 11 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 11 ай бұрын
Zmare malakti yesmalna 🙏🙏🙏💒❤❤❤
@amansolomun-yq1gf
@amansolomun-yq1gf 11 ай бұрын
Amen zimare meliakti yesmahalna amen 🙏🙏🙏
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 11 ай бұрын
Zimare melaekti yesmaalna ❤
@AdhanetTeklay
@AdhanetTeklay 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@churatub
@churatub 11 ай бұрын
Dat zmarie melaekt tum dmxi❤❤❤❤❤
@mamayey21
@mamayey21 11 ай бұрын
🙏🙏🙏❤
@ማራናታማራናታ-ፀ1ወ
@ማራናታማራናታ-ፀ1ወ 11 ай бұрын
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጋ አምላክ የብዝሓልኩም ህድእ ዝበለ መዝሙር እዩ ቀፅልሉ መዝሙር እዉን ከምዚ እዩ ክከዉን ዘለዎ ።🎉
@fasicatesfayohanes4217
@fasicatesfayohanes4217 11 ай бұрын
Zemarie melakiti yesmalina 🤗
@rigbeefrem2064
@rigbeefrem2064 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@Rahwitey
@Rahwitey 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 11 ай бұрын
Lllliiiiilililililililililililili💙💙💙💙💙💙
@tsegino5553
@tsegino5553 7 ай бұрын
በዛ መዝሙር ልበይ ተሰብረ ኣነስ
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 32 МЛН
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,7 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 47 МЛН
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,8 МЛН
"ኣብ ጸሎት ዘሎ ለውጢ" || ፓስቶር ዮናታን ኣብራሃም || ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
48:08
ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
Рет қаралды 6 М.
ኣድሕን ኮታ #eritreanorthodoxmezmur #orthodoxmezmur
10:06
መርከብና Tube
Рет қаралды 22 М.
ስምኻ ተደጊፈ/Semka Tedegife New Orthodox Tigrigna Neseha Mezmur vol.1 ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari2023
1:35:03
ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Рет қаралды 405 М.
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 32 МЛН