ብፀላኢ ደም ነቢዖም ብህዝቢ ዝተኸሓሱ ስድራ ኮማንደር ኣስገለ

  Рет қаралды 72,172

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
"ክወግሕ እዩ!" - ብዝብል መደብ ተሰሪሑሉ ናባኹም ዘቕረብናዮ ኮማንደር ኣስገለ ወ/ገርግስን ስድርኡን ካብ ዝነበሮም ጥዒናዊ፣ ሰብኣውን ኢኮኖሚያውን ቅልውላው ብሳላኻትኩም ሰብ ኮይነ ይብለኩም ኣሎ ደስ ይበልኩም።

Пікірлер: 297
@ELNAR93
@ELNAR93 4 жыл бұрын
እዋይ ብሓቂ ከምዚ ክትርእስ ደስታን ፍስሃን ይመልኤካ ብሓቂ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ደስ ዝብሉ ስድራ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረሎም ' እቶም ደቆም ክኣ ለባማት ደስ ዝብሉ
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 жыл бұрын
አታ አነስ ብታሕጋስ እውንዶ ትነብዕ ኢካ ተመስገን አግዚአብሔር አምላከይ መምህር ሙሉ ሰብ አምሲልካ መልአክ ንዝፈጠርካልና 🙏🙏🙏 100000000000000ዓመት ንበረለይ መምህረይ በቃ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን 💓💓💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@ኡሚያህያየያህያእናትነኝ
@ኡሚያህያየያህያእናትነኝ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ረቢ ያሓልኻ ሙሩቅ ሰብ
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 жыл бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንኾማደር አብዙይ በጺሑ ክርኢ ዝፈቐድካለይ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን አምላኽ ሰለቲ ገሊጽካ ተዛሪብካ ዘይውዳእ ውህብትኡ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ይብጻሓዬ አደና ወላዲተ አምላኽ ክብር ምስጋና ናዓኺ ይኹን አምላኽ ፍጹም ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ አቦና ኮማደር ሓውና ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ሰለቲ ትገብሮ ሰናይ ስራሕኻ አብ ሰማይ ይኽፈልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ አቱም ሰናይ ምግባር ትገብሩ አሕዋትናን አሓትናን ደግሞ አምላኽ ብዘውጻኽሞ ዕጽፊ ደሪቡ ይተከአልኩም ሰሰናይ ጠጥዕሙ ጸጽብቑ ኹሉ ይሃብኩም አምላኽ ብዝኸድክሞ መንገድኹም የቕነዐልኩም እግዚአብሔር ሕማቕ አይርከብኩም ህወትኩም ለምለም ሰላም ፍቕሪ ጥዕና ሓጎስ ዝዓሰሎ ይኹን ወለደይ አሕዋተይ አሓተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ይኹነልና ዘመኑ ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ሓድነት ናይ ራህዋ ናይ ንስሀ ንተሓሳሰበሉ ንተሓላለየሉ ዘመን ይኹነልና ንዓድና ሰላምን ፍቕርን ሓድነትን ሰኒትን ይሃበና አምላኽ ኮሪና ድግሞ እግዚአብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ብቸርነቱ ሰለ ታ ቅድስቲ አዱኡ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰለ ቶም ቅዱሳን ሃዋርያት ነብያት ጻድቃን መላእኽቲ እሉ ካብ ገጸ ምድሪ የጥፍአልና አሜን 👐
@fayroozmomo3835
@fayroozmomo3835 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ እውይ ኣገላልፃኺ ደስ ክብል
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እቲ ልዑል እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ኩሉ አብ ኢዱ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይሁን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
እሰይ እሰይ 🙏🏼💙🌝🧸👋✝️🌽🌽🌻🗝🏠🏆
@yonas9221
@yonas9221 4 жыл бұрын
ገኑ ደላይት ጽቡቅ
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 жыл бұрын
ሙሌ ጅግና።
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 4 жыл бұрын
ስዑድን ሳብያን ማዓረ እዩ መምህረይ ሳብያ ኣብ ውሽጢ ስዑዲ ትርከብ ከተማ እያ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ኣያና ተመስገን ኣምላኽ መምህረይ ንበረልና
@onelove1272
@onelove1272 4 жыл бұрын
Ruhus hadush Amet nkulakum ethiopiawuyan 🇪🇹❤ yehwatey fkrkum yenwehayo from eritrea 🇪🇷❤👈
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ኣሜንንን
@ከትእዛዝህየተነሳአስተዋለ
@ከትእዛዝህየተነሳአስተዋለ 4 жыл бұрын
ተመስገን ምንም በቃ ምንም መግለፂ የብለይ ብሓጎስ ነቢዐ
@brhananatey2780
@brhananatey2780 4 жыл бұрын
Temesgen amlak menem meglexi yebleyn 🇪🇷
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 жыл бұрын
so good ደስ ዝብል ነገር ኢዩ ። ሰላምን ራህዋን መባልዕትና ዓመት ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን
@dhery3171
@dhery3171 4 жыл бұрын
ተመስገን መምህረይ ከመካስ ሽሕ ይወለድ
@znabugebreslassie5745
@znabugebreslassie5745 4 жыл бұрын
ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ክፍእ ኣይትርከቡ መምህር ሙሉ ውን ዕድመ ይሃብካ
@user-wl6zn3hk9q
@user-wl6zn3hk9q 4 жыл бұрын
በእግሩ ራሱን ችሎ የሚራመድበት አመት ይሁንለት 🎉🎉🌸🌸🌸🌸🌸❤️❤️❤️❤️🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌺🙏🏻 ለኮማንደር 💐👏🏻💐💐
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
እሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልል ተመስገንኪ ማርያም ኣክሱም ኩማንዶ እስገለ ኣብዚ ደረጃ በፂሑ ንምርኣየ ዝተሰመዐኒ ታሓጓስ ወሰን የቡሉን ለካስ ብታሓጓስ እውን ንብዓት ትነብዕ እካ ቡእውነት ተመስገን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘበነ ሰላም ዘበነ ፍቅሪ ዘበነ ጥዕና ይግበረልና 20 13 እፋየ እንብለሉ ዘምን ይኩነልና ወገናታተይይ መምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነምስግን
@fkerfker9962
@fkerfker9962 4 жыл бұрын
ትግራወይንት ከብር መነንት
@yonas9221
@yonas9221 4 жыл бұрын
ኣይርከብን ተጋሩዋይ ሓቆፍቲ የሕዋቶም
@user-wt1kh5ul6l
@user-wt1kh5ul6l 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽ እግዛብሔር እንታይ ይስኣኖ ታሕጋሰይ ወሰን የብሉን 😘መምህር ሙሉ ከኣ ብኣምላኽ ርከቦ 😘😍😍🙏🙏🙏
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 жыл бұрын
ዋይ ሕጂ ሪአዮ ተመስገን ኣምላክ ዕልልል
@embafirash853
@embafirash853 4 жыл бұрын
እወወደይ ስቕስ ኢሊ ክበኪ በኽየ ኸዚ ታሓጉሰ ሙሉ ሓጎስ ይምላእ ቤትካ አሜን
@user-rr4fu1bk7i
@user-rr4fu1bk7i 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኬ ቃላት የለኝም ኮማንደር ፈጣሪ ጨርሶ ይማርህ እጃቹህን የዘረጋቹ እግዚአብሔር እጁን ይዘርጋላቹ ሙለይ ተባረክ
@user-xq3ep3tu1k
@user-xq3ep3tu1k 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምለክ ብጣእሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ ❤
@twtgsgsg8789
@twtgsgsg8789 4 жыл бұрын
መምህረ ሙሉ ዕደመ ጥዕና የሃብካ ፈጠሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥♥💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@kflom5641
@kflom5641 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ!! ነዚቕዱስ ተግባርዚ ስለዝጀመርካን ጀሚርካውን ስለዘቐፀልካን ደጊመ ፀጋን ጥዕናን ምስ ስድራኻ፣ ብምቅፃል ኣንቱም ኣብውሽጢ ዓድን ከምኡውን ኣብስደት ኮይንኩም ኣብዚ ምግባረሰናይዚ ኣለና ኣብጎንኻ ትብሉ ዘለኹም ኩልኹም ብዘይናይሃይማኖትን ዓልየትን ኣፈላላይ ቢሰብኣውነት ጥራሕ ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዝ ናይ ክብሪስ ክብሪእዩሞ ክብረት የሃብኩም። ኩላትና ንዝፀገሞ ንሓግዝ!! ትግራይ ንቕድሚት!!
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ታሕጓሲና ወሰን የብሉን ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይእመስገን እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ። መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
@firehiwettuaumay5670
@firehiwettuaumay5670 4 жыл бұрын
እልልልልልልል ደስ ኢልኒ እንኳዕ ናብዚ ዓብቀዐካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤
@mee1226
@mee1226 4 жыл бұрын
እልልልልልልልል👍👍👍👍👍👍👍
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 4 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ነቲ ውዕለቱ ዘይውዳእ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ...መምህር ሙሉእ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ክቡር ሓወይ.. ..ናብዚ ንኽበቅዕ ብሞራልን ብንዋይን ኢድኩም ዝሓወስኩም ለዋሃት ሰባት ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም ፀሎት በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስኩላትና ይኹን ኣሜን.
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እስይይይይ ባባየይ ሙሉእ ጥዕና ይመልሰልካ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 4 жыл бұрын
#ትግራዋይ ምኳን ዕድሎት እዩ እክኳዕካባኩም ተፈጠርና ደስታ እውን የንብዕ እዩ🥰🥰🥰🥰😘❤️
@الوهلا-ر2ب
@الوهلا-ر2ب 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰዝብል መምህር ሙሉዋያ ኣምላኻ ምስኻ ይኹኑ ብሩኹ ሓዉና ፡
@galtagru174
@galtagru174 4 жыл бұрын
Gaginantika asgle hawena malu mehrat yawrdalika
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት መምህር ሙሉ ሓወይ
@temesgnamelkeykhan2474
@temesgnamelkeykhan2474 4 жыл бұрын
ኣሰይይ እንካዕ ደስበለካ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ህዝበይ ለጋስ ሂቡ ዘይውድኦ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ደስ በለካ ኮማንደር ኣያና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት መምህረይ ምስ ምሉእ ስድራኻ
@twtgsgsg8789
@twtgsgsg8789 4 жыл бұрын
መምህረ ሙሉ ትግራዋካይኑ ባኣካ ዘይሕጋስ ዘይ ኮርዕ የለን💝💝💝💝💝❤❤❤❤♥♥♥♥💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@18lamalo
@18lamalo 4 жыл бұрын
የማይታለፍ የሚመሰለው ታለፈ እግዘብሔር ይመሰገን ለሰጡ እግዚአብሔር ይጨምርላቸው እንባቸውን ያበሰ አምላክ ለሁሉም ይድረሰለት
@mass-media6445
@mass-media6445 4 жыл бұрын
ክብርን ሰላምን ነዞም ስድራቤት ይኹን ከምኡ ውን ንኮማንደር ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ክህልዎ አዚና ንምነየሉ ንራህየላ ድማ ቋንቋ አምሓርኛ ካብ ሱሩ ቦርቂቓ ትጉሓፎ ብቋንቋና ትግርኛ ዳአ ንመካሕ ክብረትና እዩ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንኳዕ ከምዚኣ ኢልኩም ረኣኹኹም መምህረየ ንበረልና ብሩኸይ
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
አሰይይ ተመሰገን ኣምላክ 💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን 🌻🌻🌻🌻🌻
@tekluhailu2413
@tekluhailu2413 4 жыл бұрын
ምንም ማለት አልችልም እግዚያብሔር ይመስገን ፡፡
@Tesfay7862
@Tesfay7862 4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉየ ናይ ኩ/ር ኣስገለ ሰልኪ እባ ተሀባበረኒ
@lyufkralenlehagere314
@lyufkralenlehagere314 4 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል ኣብዚ ኢድኩም ጉልበትኩም ሓሳብኩም ዝለገስኩም እንቋዕ ንፍረ ጻማኩም ንምርኣይ ኣብቃዓኩም መምህር ሙሉየ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ትንቢተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
እሰይ ካብዙይ ዝበለፀ ደስታ አበይሎ መምህረይ ኹሉ ግዜ ደስ ይበልካ አቱም ለጋሳትና ዕድመ ይሃብኩም ብልወፀ ይተከእልኩም እቶም ደቁ ውን ትግርኛ ምዝራብ መሊኾምዎ ብጣዕሚ እዮም አሐጒሶምኒ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ኮማንደይ ጨርሶ ይማሕርካ መምህረ ሙሉ ሓወይ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ምስ መስራሕትካ አሜን አሜን አሜን አንካዕ ሓብሮ አብፀሐና አብፀሐኩም
@tazebewmola3395
@tazebewmola3395 4 жыл бұрын
ሙሌ እግዚአብሔር ከክፋ ይጠብቅህ የስው ልጅ ጀግንነት መገለጫው ብዙ ነውና እንሆ ያንተ ስራ ያንተ ድካም በከንቱ አልቀረምና በርታ በርታ በርታ ይህ ነው የጀግነት መገለጫ ሀርበኛ ትግራዋይ ሙሌ
@Tesfay7862
@Tesfay7862 4 жыл бұрын
⛱እግዚአብሔር ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 💡መ/ር ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ ኣብ ትግራይ ታሪካዊ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ። ዉዕለታኻ ሰብ ከፊሉ ዝዉድኦ ኣይኮነን እግዚአብሔር ናይ ኢድካ ይኽፈልካ። 🏵ንኩ/ር ኣስገለ ምስ ሙሉእ ቤተሰቡ ድማ ሙሉእ ጥዕናን ስላም ይምነ።
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ምስጋና ይግበኦ ካብ ምሒር ታሕጋስ ነቢዐ ህዝቢ ትግራይ ሕብረቱን ምትሕግጋዙን ዝድነቕዩ ገና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና ንሕበር ጥራይ
@tegsitiamare8831
@tegsitiamare8831 4 жыл бұрын
እንኳዓ ደስ በለኩ ኩሉኩም ነዛ ሓጎሶም ክትርኡ ዝደከምኩም ስባት በእግዚአብሔር ተከፈልዎ እና ናይ ኢ•ያ ቅርሺ ተቀይሩ ዝባሃል ዘረባ ስምዓ በጃኩምባ ትፈልጥዎ ነገር ተለኩም እባ አብሩሁለይ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
እቲ ነባር ቅርሺ ብሓዱሽ ቅርሺ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ሙሉእ ብሙሉእ ክቅየር እዩ።
@mazafrish5545
@mazafrish5545 4 жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ አብፀሐኩም መሉየ መግለፂ የብለን ዓስብካ ካብ እግዛአብሄር ርከቦ
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 жыл бұрын
ከም ሙሌ ዝበሉ ሰባት ብዝሕ እንተዝብሉልና።
@ሰላም-ኰ8ዘ
@ሰላም-ኰ8ዘ 4 жыл бұрын
Ane tergna eye
@ሰላም-ኰ8ዘ
@ሰላም-ኰ8ዘ 4 жыл бұрын
Ane tergna eye
@sisayzegeye3878
@sisayzegeye3878 4 жыл бұрын
@@ሰላም-ኰ8ዘ ፅቡቅ ደስ ይብለና
@hansab1
@hansab1 4 жыл бұрын
ብትክክል ናይ ባሓቂ ብ ጽሑፍ ዘይኮነ ብተግባር እትምህር መምህር ። ኣነ ካብ ምድናቅ ንላዕሊ ኣባካ ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒ ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ። ሰላምን ደስታን ዘለዎ ናብራ ይኩነልኩም ኮማንደር ካኣ ነሃገር ኢካ ከምዚ ኮንካ እሞ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ። ትግራዋይ ምኳናካ ዝበጻሓካ እቲ ደምካ ደምና እቲ ሂወትካ ሂወትና እዩ ።
@Yy-uw9zd
@Yy-uw9zd 4 жыл бұрын
እሰይ እሰይ ደስ ይበል እንኳዕ ኣብፀሓኩሙ 🙏🙏🙏🙏🙏
@damatzaxum8
@damatzaxum8 4 жыл бұрын
"አነ ዝገርመኒ መንግስቲ ትግራይ እዙይ ኩሉ ማዓት ወረበላ መሬት እናተዘረፈ ንኮማንደር አሰገለ እትኮዉን መሬት ከመይ ኢሉ ይሳአን በጃኩም ዝምልከተኩም አኻላት ሕሰብሉ ይብል ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ዕንወት ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ትግራይ ብደቃ ትዕወት
@wedihaile8292
@wedihaile8292 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እ\ሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 жыл бұрын
አሰይይ እልልልልልልልተመስገን ኣምላክ ኩሉ ዝካኣላ ኣምላክ አቦይ አብዚ አብፅሓዮም ዝርአና ክብሪ ምስጋና ንልዕል ፈጣሪ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ አትገብሮ ኩሉ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክሩሑስ ሐዱሽ ዓማት ይግበረልና ናይ ፍቅሪ ነይ ሓጎስ ናይሰላም ናይራህዋ ሓድሽ ዓማት ይግብረልና ኣምላክ💐💐💐💐🙏🙏🙏
@ክብርለእግዚአብሔር
@ክብርለእግዚአብሔር 4 жыл бұрын
ሓድሸ ዓመት ሓድሸ ልቢ ይፍጣረን እንኳዕ ኣብፀሓና ዶሞ ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉእ ምሕረት ንኣቦና
@akhbrtmama4237
@akhbrtmama4237 4 жыл бұрын
ተጋር🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹 አልልልል
@ሳራየድንግልንማርያምልጅ
@ሳራየድንግልንማርያምልጅ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመሰገን
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 4 жыл бұрын
አሰይይይ ተመስገን አምላክይ
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 3 жыл бұрын
Newih edemen teinan yehabekum🙏🙏🙏❤❤❤😍😍✊🏻✊🏻✊🏻✌
@Mebrahti
@Mebrahti 4 жыл бұрын
ዌልካም ሙሉየ 💓💗 እሰይይይ ንገበርቲ ሰናይ አምላክ ዓዲልኩም አምላክ ብዘዉፃእክምዎ ይተክአልኩም ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ንኩሊኩን ትማልስ ኩሉ አይረአክዎን ናብራ ስደት ሸቃላ ምኳን ፀገም እዩ አማናጉየዮ
@haphtom617
@haphtom617 4 жыл бұрын
Asseyyyy እንካዕ መዋጾኦ ፈጠረልካ
@ዕባይመይዳሽምጣ
@ዕባይመይዳሽምጣ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ብታሕጓስ በኽየ 😥ኣቦና ኮማንደር ኣስገለ እግዚአብሄር ሙሉእ ፍፁም ገብሩ ይምሓርኻ 🙏🙏🙏እንኳዕ ካብዚ ለባም ሩሑሩሕ ህዝቢ ትፈጠሪኹ😍💝💝🙏መምህር ሙሉየ ኣቦ ድኻ ዓይኒ ትግራይና ኽበረልና🙏🙏💓💓💖💖💛💖💛💖
@ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
@ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 4 жыл бұрын
ደስታኩም ይብዛሕ ክቡራተይ
@selamselam3986
@selamselam3986 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና መ/ር ሙሉዋይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 4 жыл бұрын
እሰይ እንካዕ ደስ በለኩም
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 3 жыл бұрын
Ewey eseyyy destay ayekealkuwon feleklek eseyyy thanks to God🙏🙏❤❤😍😍✊🏻✊🏻✌
@ጎይቶኦምበርሀ
@ጎይቶኦምበርሀ 4 жыл бұрын
ተመስገን እቲ ድዓበየ ጥዕና ኢዩ ሙሉእ ምሕረት ኮማንደር
@feshahabte3715
@feshahabte3715 4 жыл бұрын
🇪🇷👍👍👍🤲🤲🤲🤲🤲🤲Temesgen amlak
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ መሉ ሓወና 🙏🙏🙏🙏❤❤
@binimerkeb2308
@binimerkeb2308 3 жыл бұрын
mulua mhret yewrdelka fetari🙏🙏🙏
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ስጋብ ሺሕ ወለደኻ እግዛብሄር ይባርኽ አያ ተጋሩ ነመስግነካ
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 жыл бұрын
መምህረይ እስቲ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ብሳላኻ እዩ እቲ ኹሉ ፅጉም ዝሕገዝ ዘሎ ምኽንያቱ ንስኻ በየ ገጠርን ከተማን እናዘርኻ ናይ ውሽጥና ፀገም ስለ እትዝርገሖ ገበርቲ ሰናይ እውን ፅቡቕ ይገብረለው ተመስገን ንዓኻ ዝወለደት ኣዶ ተዓዲላ ዝተባረኸት ማህፀን. ገበርቲ ሰናይ ድማ ከምቲ ገፆምን ክዳውንቶምን ኣበባ መሲሎም ዘለው ፈጣሪ ኣበባ ይኹን ንሮኹም
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዕልልልልል ተመስገን
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 3 жыл бұрын
ተመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ለይሰኣና ለእግዛብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ስድራና ሓውና ሙሉየይይ ደሞ ምሉእ ዕድመካ ፀጋ እግዛብሔር ኣይፈለካ
@faer5702
@faer5702 4 жыл бұрын
ተመስገን እልልልልልል❤❤
@japangere5063
@japangere5063 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብሩኻት ስድራ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ንጸገሞም ተረዲኩም ብገንዘብ ዝሓገዝኩም እግዛቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም
@haniberi2194
@haniberi2194 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓብሮ አብፅሐ ና አብፅሐኩም 🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@tigistibelay532
@tigistibelay532 4 жыл бұрын
👌👌🇪🇷❣❣❣
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 жыл бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ እንታይ ይሳአኖ ንዋሃብት እግዚአብሔር ይሃብክም ሙሉዋይ tnx more
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 4 жыл бұрын
ተመስገን አምላኽ እንካዕ ብስላም አብጻሐኩም
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ዕልልልልልል ተደጊፉ ምኻድ ምጅማሩ ማራ ደስስስስ ኢሉኒ እልልልልልልል ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኮማንደር ሓወይ መምህር ሙሉ እውንንን ዕድመ ይሃብካ መን ሞ ከማኻ ሙሉየ ብኣካል ክንራኸብ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ተመስገን ፈጣሪ እልልልልልልል እንቓዕ ባ ንስኻ ናትና ኮንካ ኮማንደረይ
@ጓልትግራይ-ጨ4በ
@ጓልትግራይ-ጨ4በ 4 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለን
@JusticeforTigraypeople
@JusticeforTigraypeople 4 жыл бұрын
ፈጣሪ መሊኡ ክምሕሮን ጠጠው ኢሉ ባዕሉ ኪእሉ ክንቀሳቀስ እና ተመነኩ ናብዙይ ዘብፀሐ አምላክ ይመስገን ንአምላክ ዝስአኖ የለንሞ
@njeimcelladma6362
@njeimcelladma6362 4 жыл бұрын
Temesgne enka abetshkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Letushtigray
@Letushtigray 4 жыл бұрын
ተመስገንፈጣሪ ጨሪሹ ይማሐርካ🙏🙏
@helenhaileslase9219
@helenhaileslase9219 4 жыл бұрын
Temesgen fetari tay yseaneka🙏
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Жыл бұрын
Wushtena /memhiry kibret yihabka nikulu terkibelu❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@fi7521
@fi7521 4 жыл бұрын
ኣስይይይይይ እልልልል ተመስገን አምላክ ነዚ ዘርእየና ክብርና መስጋና ንጎይታና መድሓኒና እዮስስ ክርስቶስ ይኩን ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ባባየይ መሉየይይይ እግዚአብሄር ዓስብካ ይሃብካ ፍጣሪ
@shssjjs3090
@shssjjs3090 4 жыл бұрын
ኣሰይ ተመስገን ፈጣሪ. Ankaa ኣዚ ኣራይና
@lave9644
@lave9644 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም እንዳ ኩማንደር
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 4 жыл бұрын
እሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላኼ ብእግርካስ ሰዲርካ ንምካድ ሪእካ ደግመም ዕልልልልልልልልል ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💟💟💟💘💘💘👈
@getahagos
@getahagos 4 жыл бұрын
ተመስገን ሙሉ ጥዕና ይሃበልን እንኳዕ ደስ በለካ ምስቤተሰብካ!
@ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
@ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 жыл бұрын
ኣሰይ ተመስገን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሰብ እዩ ምሕረት ዋሃቢ 💝💝💝💝
@samraselam1206
@samraselam1206 4 жыл бұрын
🌻🌻🌻🌻🌻🙇‍♂️🙇‍♂️
@letishgebru1619
@letishgebru1619 4 жыл бұрын
Ofte Amlak muluemihret yegbrelka 😍🙏🙏🙏
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 жыл бұрын
ሰብ ይወድቕ ሰብ ይትንስእ እዩ እሞ ወዲቕና ኢሉ ተስፋ ክቆርጽ የብሉን
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 4 жыл бұрын
Mulue mhret ygberelka komander hawna.
@shooshooali3120
@shooshooali3120 4 жыл бұрын
አሜን እንኳዓ ሓቢሩ አብፀሐና እንኳዓ ብስላም መፃእክምልና ሓውና መሊኡ ይምሓርካ መ/ር ሙሉ ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብክም
@ለቱሽወልዱ
@ለቱሽወልዱ 4 жыл бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲😘😘😘😘😘😘መምህር ሙሉ ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ውዕለትኡ ይኽፈልካ እምበይ ለባም ሰብ
@76gasstation53
@76gasstation53 4 жыл бұрын
ለአንተም ሙሉ ጤንነትህን እንደስምህ ሙሉ እድሜህን ያርዝምልህ እንድሁም ያንተን ተከታዯችህን ለሁሉም መልካም አዲስ አመት እንዲሆንላቸው ሙሉ እምነቴ ነው::
@MeriBlhatu
@MeriBlhatu 4 жыл бұрын
Des ybl bhaqi amlak mlue mhret ygberelu
@wediabraham4656
@wediabraham4656 4 жыл бұрын
welcome
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 18 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 2 Серия
31:45
Inter Production
Рет қаралды 1 МЛН
💫ሀይሚ አርፍዳ ብሩክን አቃጠለቺው🙆
25:58
HASSEN TUBE | ሀሰን ቱዩብ
Рет қаралды 18 М.
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 48 М.
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 18 МЛН