በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!

  Рет қаралды 8,566

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 104
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
ስልጣን ሓወይ ጅግና ኣፍ መናፍቃን እትዓፂ ወታሃደር ክርስቶስ❤❤❤ሰዓብቲ ድያብሎስ ፀርፀር ኢሎም ሞይቶም
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ሰልጣን እግዚአብሔር አምላክ መሰተዋዓሊ ልቢ ይሃበና❤❤❤❤❤
@TubeMerkebselamTube
@TubeMerkebselamTube Күн бұрын
እስቲ መምህርና ስልጣን ከምዚ ከማይ ፍቱው ተብልዎ ስባት ላይክ ሃቡኑ❤
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 18 сағат бұрын
Kem seb neftwo be temhrtu gen aynfton ena
@RstegaWedites
@RstegaWedites 13 сағат бұрын
​@@gottseidanke8111እሞ እንታይ ክትገብር ደኣ መጽእካ ናብዚ ገዛ ?
@NatnaelMehari-sr3rn
@NatnaelMehari-sr3rn 2 сағат бұрын
​@@RstegaWeditestray elka beleley eba 😂
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ Күн бұрын
ቃል ሕይወት ያሠማልን ረቡኒ😍💙🙌
@jamioj7497
@jamioj7497 Күн бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ አሜን❤❤❤😊😊😊
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Күн бұрын
ክቡር ሓወይ ቃለ ሂወት የስም ዓልና አሜን ✝️💟🙏✝️💟🙏
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Күн бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna hawna ❤
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ Күн бұрын
ሓቅካ ክቡር መምህር ኣብዛ መፅሓፍ ኣላ ቃል ህይወት የስመዐልና
@RussomHabtmicheal-no7ue
@RussomHabtmicheal-no7ue Күн бұрын
ቃለ ሕይወት የስማልና ❤❤❤
@letengusrezene3836
@letengusrezene3836 12 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህረይ❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 11 сағат бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Күн бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነይዋ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚኣብሔር አምላኽ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 23 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፅጉኡ የብዘሕልካ ስልጣን ሓውና ናይ ብሓቂ መናፍቅን ምስልምናን ኣብ ዓልም ዳኣም ዘለወ እበ ናይ ኣምላኽ ምሽጥሩ ኣይፍልጥወዮ ንሕና ደቂ ተዋህዶ ገና ኩሉ ምስጥር ስላሴ ትዋህውና እዩ😢 ገና ስማዕ የለይ ናይ ሃይማኖትና 😢ክይ ንንቅሕ ብፍቅር ዓልም ተታሕዚና መን ፍጠርካ ትትባሃልናስ ኣይንፍልጦይ ካብ ባዕለይ ጀምሩ ኣምላኽ ድንግል ማርያም እያ ፍጥራትን ይብል ንይር ኣነወን ክዚ ገና ምሻላ ሰደት ኣብ ዓዲ ኣህዛብ ተማህር 😢 ስልጣን መምህርይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ፍትወ ዘብልካ ክብር ሓውይ ኣነ ብዕድመ ይዓቢየካ ትምህርትካ ብሱሉ ክም ጥዕም ዕጋም ክርምቲ ዕንበባ ሓጋይ ኣብ ትሕት ፍጣር ኣጀካ ኣምላኽ,ሙሴ ኣምላኽ ኣብርሃም ኣቦና ኣምላኽ እያቆም ኣምላኽ ይስሓቅ ልብ ኣምላኽ ዳዊት ብርክቶም ይሕደርካ መምህርና ፅጉኡ ብርክቱ ይሕደርካ ክብር ሓውና
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
እግዝኣብሀር ኣምላኽ ይመስገን መምህረይ እንካዕ ዳሕን መፃእኻ❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ Күн бұрын
ኣጆካ❤ስልጣን❤ሓወይ❤እግዚኣብሔር❤ይሓሊካ❤እቲ ትብሎ❤ዘለካ ርዱእ እዩ
@ህዝቢ
@ህዝቢ Күн бұрын
ክቡር መምህና ❤❤
@መብራህተወለተመድህን
@መብራህተወለተመድህን 11 сағат бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህርና ፀጋእ ያብዘሐልኻ ❤❤❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ Күн бұрын
❤መምህረይ ቃል ሂወት የስመዐኦና❤❤❤❤
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 12 сағат бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና መምህረይ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ቢዶ ቆሮጾም ናምፁ ሰብ የታልሉ ኣለው ታይሞ ክንገብር
@berihuhaile4585
@berihuhaile4585 18 сағат бұрын
Kalehiwet yesmalna, Seltene hawna, egziabher amlak agelglot zemenka yibark ❤❤❤, Amen.
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም Күн бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️🌻🌻🌻🌼🌼🌼
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ክንደይናይ ነዞም መናፍቃን ከምንስዕቦም እዩ ዘሪአካ😢ልምንታይ ኢና ግን ምስ አቦታትና ግዜ ሂብና ዘይነዳምፅ😪 አብ ክንዲ መልሲ ንመናፍቃን ዝምልሱ አቦታትና ንዓና ብተደጋጋሚ ክምልሱልና ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን አረ ንንቃሕ በቃ እቲ ናቦታትና ት/ቲ ነዳምፅ😔😢 ዲያቆን ሄኖክ ኃይሌ ጸጋው ያብዛልህ መምህራችን😘❤🎉
@ሕቢእየዘተዋህዶ
@ሕቢእየዘተዋህዶ 14 сағат бұрын
ብሓቂ ብልቢ እዩ ዝገርመኒ ኣነ ለ በተለይ ቆርፀን ኣብ following ሸር እናበላ ሰብ ከዳነግራ ድሕ ዝብላ የሕዝን እዩ ግዚኡ 🥺😢
@FfEw-ob2hk
@FfEw-ob2hk 53 минут бұрын
ስንት ቅዱሳን እያሉን ብእንተ ሰይጣን ማረን ክርስቶስ ጌታ ሆይ ሰይጣን ምስ ክርስቶስ ምን ሕብረት አለው እና በፍጹም የለም ልነረዉም አይችልም በአንተ ቅዱሳን ሃዋርያት ማረን
@MhretKahsay
@MhretKahsay 11 сағат бұрын
Amennnnnnnnn(3) Qal hiwetu ysmana xegu ybzhalka amlak xbuq timjrti ayne libona ykfetena
@ተዋህዶሃይማኖተ
@ተዋህዶሃይማኖተ Күн бұрын
ፀጋኡ ያብዚሐልኻ ስልጣን ሓውና አጆኻ ፣ብዛዕባ ሰባት ኣይትገደስ 😊
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 Күн бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 2 сағат бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ብእኖት ተመስገን
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei 19 сағат бұрын
Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur memhrna
@fikadukidane2211
@fikadukidane2211 11 сағат бұрын
Amien amien amien qale hiwet yesmalna
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 9 сағат бұрын
Amen
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 11 сағат бұрын
God Bless You Amen Amen Amen🙏🙏🙏✝️❤️💙
@Hhhhhhb53
@Hhhhhhb53 Күн бұрын
Kale hywet yesmalna sltan hawna❤❤❤❤
@TsegaAsmorom
@TsegaAsmorom Күн бұрын
Amen *3❤❤❤❤❤❤
@fanushaile697
@fanushaile697 Күн бұрын
Kale hiwet yesmalna sltan hawey
@welderufaelweldegebriel
@welderufaelweldegebriel Күн бұрын
❤❤❤
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 11 сағат бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
@ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ Күн бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዝሐልኻ መምህረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ናይ ኮሞንት ግን ብድንግላ🎉🎉🎉
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ደምርኒ ጋል ሪመይ💙😍
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ Күн бұрын
ፅቡቅ ኣጋላልፃ ስልጣነይ🙏 ዝሞ ዝቃራርፁ ዘሎው ኣምላክ ይፍረዶሞ
@MhretKahsay
@MhretKahsay 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 Күн бұрын
ንህጻን ጸባ 'ምበር ዕጹም ቅጫ ኣይኮንካን ትቕርበሉ ምኽንያቱ ህጻን ነቲ ቅጭ ክሕይኾ ስለ ዘይክእል ኣብዚ ቦታ'ዚ ማለት ማስሜድያ ድማ መብዛሕቲኦም ብትምህርቲ ጌና ህጻናት ዝኾኑ ኢዮም ዘለዉ ናብዚ ሜድያ ሒዝኩሞ ትመጹ ትምህርቲ ነዚ ሰብ ዓቕሙ መጠኑ ፈሊጥኩም ቀርቡሉ ምኽንያት ጥፍኣቶም ከይትኾኑ ተጠንቀቑ ዓቕሙ መግብዎ መፍቶ ጸላኢ ከይከውን በእንተ ዲያብሎስ መሓሩኒ ብትምህርቲ ዝበሰሉ ጥራይ ኢዮም ክጻወርዎ ዝኽእሉ።
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ Күн бұрын
ኣነ ኣይትረዱእኒ ዝፅሕፍ🤔
@temesgengoyta4278
@temesgengoyta4278 Күн бұрын
Amen🙏amen
@LulaAndom
@LulaAndom 4 сағат бұрын
ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህር❤❤❤❤❤❤❤❤
@WentaMerhawi
@WentaMerhawi 2 сағат бұрын
🙏🙏🙏qal hiwet ysmealna xegeu yebzhalka amlak
@NaodGoitom-h9u
@NaodGoitom-h9u Күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ❤❤❤ ሰባት ንኸይዕንቀፉ ግን ቃላትናን ኣርእስትናን ክንጥንቀቀሎም ይግባኣና መምህር ምኽንያቱ ነታ ምውቅቲ ገዛና ጣንጡ ንኽኣትዋ መንገዲ ኮይኑ ይስምዓኒ
@ሕቢእየዘተዋህዶ
@ሕቢእየዘተዋህዶ 14 сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር እንታይ ገይጋ እንየዎ እበር እንታይ ክብል ደልዩ እዩ ዘይብሉ ሶ መምህረየ ሥልጣነይ እግዚአብሔር ይደግፍካ ብፆሎትን ብስግደትን በርትዕ እግዚአብሔር ድማ ጥበቡ ኸብዘሐልካ እዩ ሰብ ዳኣ ብዙሕ እዩ ኸውድቀኻ ዝደሊ ዋ እመ ብራሃነይ ትደግፍካ መምህረየ ዝፈትወኻ ✝️✍️🤲😍
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ መምህርይ❤
@fkcjf5307
@fkcjf5307 42 минут бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
@keflomzemichael564
@keflomzemichael564 4 сағат бұрын
ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓውና ስልጣን፡ ጽቡቕ መብርሂ እዩ፡ ከም ናተይ ሓሳብ ግን እንጥቀመሉ ኣርእስቲ ኣቓዲምና ምጥንቃቕ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ፡ ንሱ ክኣ፡ መጀመርታ ብዙሓት ብንእሽተይ ክዕንቀፍ ዝኽእል ሰብ ኣሎ፡ ነታ ቀዳመይቲ ዝወጸት ዝሰምዑ እሞ ነዛ ሕጂ ትህባ ዘለኻ መልሲ ዘይሰምዑ ክንደይ ሰባት ኣለዉ፡ በታ ቀዳመይቲ ዝወጸት ጥራይ ኦርቶዶክስ ከምዚ እያ ትብል ኢሎም ዝዕንቁፉ። ካልኣይ እቶም ንሕማቕ ቤትክርስትያን ዝልዓሉ ሰይጣን ዘስዕሓቶም ሰባት ድማ ንብዙሓት መስሓቲ ነቶም ኣብ ገምገም ዝጸንሑ መጽደፊ ይጥቀሙሉ። ስለዚ ዝኹሉ እትገብርዎ ዘለኹም ጽቡቕ ኣጎልጉሎት በቲ ንእሽተይ ነገር ምእንቲ ከይዳኸም ጥንቃቕ የድሊ እዩ። ኣርእስቲ ኣዝዩ ወሳኒ እዩ ስብ ኣቐዲሙ ሎሚ ስብከት ክሰምዕ እንተኾይኑ ኣርእስቲ እዩ ዝርኢ።
@ሚዘር
@ሚዘር 5 сағат бұрын
❤❤❤
@meggg292
@meggg292 Күн бұрын
🙏❤️☦️
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 10 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@DanilaJageour
@DanilaJageour 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Ostirch
@Ostirch Күн бұрын
ንኩሉ ቆራሪጾም እዮም ዘምጽዎ ይገርም እዩ 😢❤❤❤
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy Күн бұрын
❤❤❤❤❤
@natnaeladhanom2399
@natnaeladhanom2399 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EfHc-k4u
@EfHc-k4u Күн бұрын
❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ደምርኒ ጋል ሪመይ😘😍
@Resynikrstyane
@Resynikrstyane Күн бұрын
❤❤❤❤
@adjhdyr6672
@adjhdyr6672 Күн бұрын
❤❤❤❤
@MidoMiu
@MidoMiu Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZekaryasEfrem
@ZekaryasEfrem Күн бұрын
❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖
@GolWejerat
@GolWejerat 6 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪♥️♥️♥️♥️♥️
@EtuFukvd
@EtuFukvd 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
@ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 Күн бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤❤🎉🎉
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh Күн бұрын
🙏✝️💒🙏🥰❤
@ዜዱበዕዛራያ
@ዜዱበዕዛራያ Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ደምርኒ ጋል ራያ ዓይነይ😘💙
@efremtsegay
@efremtsegay Күн бұрын
መናፍቓን ደኣ በእንተ ማርያም ዘይተቐበሉ ዶ ነዚ ኽቕበሉ
@MebreMebre-c8g
@MebreMebre-c8g 10 сағат бұрын
ንፍዕ ኢኻ ❤❤
@Ruta-m5p
@Ruta-m5p Күн бұрын
Sltaney bruk seb
@mussiefshatsion9433
@mussiefshatsion9433 14 сағат бұрын
ኣብ ልብና የሕድሮ ክቡር ሓው
@naomiweldezghi5617
@naomiweldezghi5617 15 сағат бұрын
ሰላም ፡ እቶም ዝጸሓፉ ኣርእስታት ንሰባት ብቀሊሉ ዝርድኦም እንተዝኾኑ ዝሓሸ ምኾነ ።
@Weldemariamtesfayonas8228
@Weldemariamtesfayonas8228 20 сағат бұрын
ንፉዕ ኢካ ብዝተወሰነ ወገን ፡ነገር ግን ብዝፈረድክምዎ ክፍረደክም ኢዩ ከምዝበሃል ንስካ ውን ንሰባት ከይፈለጥካ ከሙኡ ስለእትዛረብ ናይ ኣፍካ ፍሬ በሊዕካ። ብዝኮነ ንዓካ ትምህርቲ ይኩንካ ኣነ ብዘበሉካ ደስ እካ እንተዘይበለኒ ነገር ግን እንቃዕ ኣጋጠመካ ኢለ ኣለኩ ምክንያቱ ሰብ በቲ ዘጋጠሞ ስለዝመሃር ናኣብነት ፡ንስካ ቅድሚ 5/6 ዓመት ስለ ንግስተ ነገስት እህተማርያም ወይ ውን ስለ እቲ ማሕበር ከየረጋገጽካ ትዛረብ ነይርካ ቃላት እንዳቆረጽካ ከምዚ ሕጂ ንዓካ ዝገበሩካ ፡ግን ጽቡቅ ኣይኮነን ከተረጋግጽ ኣለካ ዝሓወይ።
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 2 сағат бұрын
ይገርም እዩ ስልጣነይ ኣትም ቢዶ ናቆረፅኩም ሰብ ተዳናግሩ ልቢ ይሃብኩም እግዚአብሔር
@tdf8017
@tdf8017 Күн бұрын
ኮመንት ብድንግላ መምህረይ🎉❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ😘🎉❤
@NohaYrgaalem-wg5zq
@NohaYrgaalem-wg5zq Күн бұрын
Ba deyblus zamxe hawet ayrenn hawey haken antey kenak nay korstes zaytsbek
@TubeMerkebselamTube
@TubeMerkebselamTube Күн бұрын
ምመህረይ ፈቃደኛ ተኽይኖም ናይ ኢ-አማንያን መና*ቃን መርሕቶም ሙስሊም አሕዋትና ኣብ live ተዛራርቡ ዋላ አብ ትክቶክ ይኹን ኩሉ ስበ እቲ ሓቂ ይፍለጥ ትብሉ ደሙሩኒ ጋይስ😊
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 10 сағат бұрын
Wengel sheku please leave about other things
@AbrahamAmanuel-op1sr
@AbrahamAmanuel-op1sr 4 сағат бұрын
እቲ ትብሎ ጽቡቅ እዩ ግን እንታይ ኢልካ ጺሒፍካዮ ኣለኻ ኣርእስቲ ከምኡ ኣይበሃልን መልሰይ ዘይኮነ ናይ እግዚኣብሔር ቃል ምባል መሓሸ ኔሩ።
@YesusmistirAwet
@YesusmistirAwet Күн бұрын
ኩሉ ባዕልካ ትብሎ ይቅሬታ ግዳ ሕተተላ ክትሸፋፍን ኣይትፈታትን ብስም ዲያብሎስ ምሓሩና ስስም ቅዱሳን ምሓሩና እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ተመለስ ደም ናይዚ ኩሉ ህዝቢ ካብ ርእስካ ክድለ እዩ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Күн бұрын
ይቅሬታ ዘብል ኣይብልን ንስኪ ጥራሕ ብስትዋዓል ስምዕዮ ከዚ እዉን
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 Күн бұрын
ወንጌል ስምዒ ስቂልኪ ካብ ፓራም ፓራም ዘይፍለጥ ኣጋንትታዊ ልሳን ወንጌልዩ ኢልኪ ትዕሸዊ
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
ዲያብሎስ ኩሉ ጊዜ ኣንፃር ቁዱሳን እዩ ናብ ልብካ ተመለስ መናፍቃን
@Meng430
@Meng430 19 сағат бұрын
ምእንተ ድያብሎስ ዝብል ቃል ኣይሰማዕናን ማለት ድዩ፡ ስልጣን እንታይ ገበረካ እዚ ሕዝቢ ኣብ ሓሸየ ተእትዎ ኣለኻ። ናብ ክርስትና ተመልሰ፡ ክርስትና ሓንቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣላቶ፡ ተዘይሎ ጽውጽዋያዊ ህውተታ ኣቃርጽ። ነቶም ወንገል ዝምስክሩ ሰራዊት ክርስቶስ ኣይተዳናግር።
@BiniamYemane-y9j
@BiniamYemane-y9j 18 сағат бұрын
ዓይኒ ልቦናካ ይክፈተልካ ኣምላክ
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 Күн бұрын
ሎሚ ሎምስ ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ በቃ ስብከትካ ንህዝቢ ዘዋቅዕ ዳኮነና ትፍልጠት ኣይኮነን ተጸሊኡ ከሙኡ ኣሎ የለን ኣይኮነን ግን መእመናን ዝማሃርዎ ካሊእ ንሊቃውንቲ ካሊእ መጀመርያ ብማስ ቤዳ ዝተረክበ ኣይኮነን ዝምለስ ሊቃውንት መጀመርያ ሓደ ጉባኤ ኮይኖም ክምሉሱ ግደፍዎ ሰልጣን please please ካብ ህልክ ዝመስለ ገለ ናጻ ኩን ሰብ ዝበዝሕ ሎሚ ይጸልኣካሎ ሳብስክራይብ መሊሰየ ዝብል ዝሰምዖ ውሑድ ኣይኮነን እሞ ስልጣን ሓወይ ንሰለ ኣገልግሎትካ ሰናይ ንመናፍቃን ምምላስ ሰናይ ንሊቃውንት ቤተክርስትያን ምምልላስ ግን ተዝኣክል ይብል
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
ሓፍተይ ዲኪ ወይ ሓወይ ኣፍት ክምልስ ኮሎ ዝምልሶ መልሲ ት/ቲ ኣይትማርን ዲኪ/ኻ ? ብፍላይ ምስ መናፍቃን ኣነ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ትምህርቲ እየ ዝፈልጥ ማለት ነዓቶም ክምልስ ክብል ነዓና ኣፅኒዕና ከምንፈልጥ ገይርና እዩ መምህር ስልጣን❤ ሰለዚ ኣፍቲ ክምልስ ተሎ ዘሕልፎ ትምህርቲ ግዲ ሰለ ዘይትህብዮ/ቦ ስለ ዝኮንካ እበር ማዕሮ ሳብስክራይብ ዘልዕል ሰብስ ኣይሰርሐን ባዕሎም ክከዱ እንተደልዮም እበር ። ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝማሃር ንመናፍቅ ክምልሰሎም ከሎ ብጣዕሚ ከዓ ኣብ እምነተይ ክፀንዕ ገርኒ እዩ እግዚአብሔር ይመስገን 👏 ሰለዚ ናፍቱ ቃላት ት/ቱ ኣዳምፁ። መምህር ስልጣን ጅግና ኣፍ መናፍቃን ዝዓፀወ እዩ። ኣፍቲ ሊቃውንቲ ዝብል ከዓ ሊቃውንቲ ናይ ሊቃውንቲ እንተሰሪሖም ኣይምልስን እካ ደኣ ሞራል ይህብ እዩ። ንዝተጋገዩ ከዓ ጌጋ ምባል ፀገም የብሉን እንድሕር ዝፈልጦ ኮይኑ ምምላስ ቁኑዕ እዩ እንተዘይ ኮይኑ እናተጋገዩ ስቁ ኢሉ እንተሪኡ ግን ቅፅዓት ካብ እግዚአብሔር ከምዘለዎ ኣብነት ነቢ እሳያስ መርኣያና እዩ። ነቢ እሳያስ እንታይ ገደሰኒ ኢሉ ብሰብ ክፍተ ሰርዓት እናጣሓሱ ስቅ ኢሉ ኣብ ዝረአሉ እዋን እግዚአብሔር ኣፉ ብለምፂ ከም ዝወቅዖ ኢና ንመሃር። ሰለዚ ተጋግዮም ምካኖም እናፈልጥካ ስቅ ምባል ቅፅዓት ካብ እግዚአብሔር ኣለዎ እዩ።
@godolyastube4733
@godolyastube4733 Күн бұрын
ግዲ የብልካን! ንቐደም በል! ሉቃ 12፡ 49: ናብ ምድሪ ሓዊ ኽድርቢ እየ ዝመጻእኩ፡ ሕጅስ ብጀካ ምንዳዱ እንታይ እደሊ ኣሎኹ፧ ዮሓ 6፥66-67 ካብ ሽዑ ጀሚሮም ብዙሓት ካብ ደቀ መዛሙርቱ ንድሕሪት ተመልሱ ምስኡውን ኣይከዱን።ስለዚ ኢየሱስ ነቶም ዓሰርተው ክልተ፡ ንስኻትኩምከ ኽትከዱዶ ትደልዩ አሎኹም፧ በሎም።
@Lydiaeritrea
@Lydiaeritrea Күн бұрын
​@@samerh-ho4py deakon semere enda beles gal deki wodi
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py Күн бұрын
​@@Lydiaeritreaጋል እየ እንታይ ክሰምዐኻ
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 12 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
🔴 በጎ ዘመን 2017 || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
2:41:52
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 300 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,9 МЛН
🛑 NEW || ደመናው አይቀደድም || እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ | Aba Gebrekidan New Sibket 2024
2:30:16
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 214 М.
ዮአዳን (ክፍል 32)
37:43
ለዛ
Рет қаралды 333 М.
ድኻምና ንኸንቱ ኣይኮነን
29:24
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 21 М.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 12 МЛН