ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ህዝባዊ ሰሚናር ዋሽንግተን ዲሲ

  Рет қаралды 48,163

ERIPM

ERIPM

Күн бұрын

ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ህዝባዊ ሰሚናር
ዋሽንግተን ዲሲ

Пікірлер: 83
@abelyemane9786
@abelyemane9786 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ let’s keep up
@tadessekidane5523
@tadessekidane5523 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ተስፋ ዝህብ ኣካይዳ ጀሚርኩም ኣለኩም ኣጀኩም ኩሉሰብ ኣብጎድንኩም ከምዘሎ ክነግረኩም ይፈቱ። ብከመይ ኣወዳድባኩም ከምተማእዝቡ ኣይትስነፉ እቲ ዓንዲሕቆ ናይ ቃልስኩም ናይ ኣወዳድባ ስልትኩም ከምዝኮነ ኣይትረስዑ። ከምቲ ማማ ኣልጋነሽ ዝበለቶ ኣብትሕቲ ገዛእቲ እንከላ ነጻነት ንዝነብራ ሃገር ሎሚ ብደገፍቲ እቲ ስርዓት እዚኩሉ እሱር ብዘይ ፈዲ ይተኣሰር ጹቡቅ እዩ ዘሎ ምባሎም ንሰማዒ ዘደንጹ እዩ ኣይኮነን ንሰብ ንባዕሎም ውን። እንተኮነ እንታይ እየ ዝገብር ዘለኩ ከም ዝብሉ ኣይንጠራጠርን። እቲዝጸነሔ ጸገም ኑጹር ዝኮነ ተስፋ ዝህብ ናይ ቃልሲ ኣካይዳ ስለሰይ ተራእየ እዩ እምበር ኣብዚእዋንዚ ደጋፍን ተቃዋምን ክከውን ኣይምካኣለ ነይሩ ። ከምዚ ንርእዮ ዘለና ተስፋ ዝህብ ተብዕ ኣካይዳ ስነዘይራኣና ጣራሕ እዩ ኣብዚ ዘመንዚ ሰብ ብዘይ ፍርዲ ክእሰር ይግባእ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ብዛዕባጥዕናኡ ምርመራ የድልዮ እዩ። ጹቡቅ ኣካይዳ ትከዱ ኣለኩም ቀጽሉሉ ኑጹር ዝኮነ ፖለቲካዊ ዕላማኩም ኣንብሩሉ። ዝኮነ ቃልሲ ሓቀኛ መስመር እንተሒዙ ዘይዕወት ቃልሲ የለን ኣጀኩም።
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
ሰብ እንተደልዩ ትአምር ይሰርሕ ፥ ከም * ዉፍይ * ሰብ እንተዘይደልዩ ክአ ሰበበኛ ኢዩ ፥ ከም ዮናስን / ስዓቡቱን ።
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 3 ай бұрын
Wow, a great job. I am proud of you all. Keep going and God bless you all .🙏🙏🙏❤❤❤💙💙💙💙👏👏👏💙💙💙💙💙💙❤💙💙❤💙💙❤
@abelyemane9786
@abelyemane9786 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙🦋🦋🦋🦋🦋🦋🦋
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 3 ай бұрын
ዋው ዶር. ኣርኣያ፡ ክብረት እሃበልና ካብቲ ዘቅረብክሞ ውጥን፡ ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ፡ ክንጥቀመሉ ዝግባኣና ኣገዳሲ ውጥን ኢዩ። Thanks God Bless you!
@tsegaabrham2087
@tsegaabrham2087 3 ай бұрын
Seb koynu Nfthi . Nhaki ente goyeye eyu zexebkelu btaemi xbuk srah.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ብዓባይኪ ኣይትጋገዪ። ኣነ ንባዕለይ ብደርጊ ብዘይ ፍርዲ ብጠርጠራ ኣብ ቤት ገርግሽ ረሽነሙኒ ግን እምላኽ ኣድሒንኒ። ዝሞትኩ መሲልዎም ገዲፎምኒ ከይዶም። ለካቲት 21 1976። ከምኡውን ናይ ወክድባ ህዝቢ፡ ናይ ሽዕብ ህዝቢ ኣብ ሕጊ ኣይቀረቡን። ናይዚ ፍጻሜታት መሰኻኽር ክሳብ ሕጂ ቢሂወትና ኣለና። ዘይኮነ ታሪኽ ናብ ሓድሽ ወለዶ ኣይተመሓላልፉ።
@eritreanamazon9877
@eritreanamazon9877 2 ай бұрын
ኣቡኡ ጋሕ ክትብሊ ኔርካ
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 3 ай бұрын
ጸባ ስተዩ ጸባ ኣስቲኹሙኒ ደለይቲ ፍትሒ፡ ኩሉ ካባና ዝድለ ክንገብር ተዳሊና ኣሎና፡
@lululove6054
@lululove6054 3 ай бұрын
Thank Eripm🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 3 ай бұрын
ዋው ዶር. ኣርኣያ፡ ክብረት እሃበልና ካብቲ ዘቅረብክሞ ውጥን፡ ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ፡ ክንጥቀመሉ ዝግባኣና ኣገዳሲ ውጥን ኢዩ። Thanks God Bless you!
@senay6044
@senay6044 3 ай бұрын
Sdet aka tuam aykonen amo msakum gn sek elka thgoss ajokum ❤❤❤❤❤❤❤
@ሰሚርሓምድ
@ሰሚርሓምድ 2 ай бұрын
3:51:50 ኣብዚኣ ኣይትጋገዩ ሄኖካ ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ጽቡቅ ስእሊ ክህልወካ መታን ተገድስካ ኣንብቦ እዚ ርእይቶይ ከም ሓደ ፈታዊኻን ኣኽባርኻን ኣስላማይ ። ንኣስላም ደቂ ሃገር ዕድመ ኣየድልዮምን'ዩ ልክዕ እዩ ውን ቅልሲ ዕድመ ኣየድልዮን እዩ። ግን ንኸይንመጽእ ዝገብር ዘሎ ነገራት ፈልጥካ ፍታሕ ክግበረሉ ኣለዎ ምባል ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ ። በርከ ፈቲኻ ጸልእኻ ብሓደ እኻ ክትነብር ብዝተኻእለካ መጠነ ተሰማምዕካ ክትሰጋገረሉ ትኽእል ኩነታት ምፍጣር እዩ፥ ድማ ኣብዚ እዋን ይርድኣኩም ኣይክህልውን ይኽእል እምበር ዕግርግር እዩ ክፈጥር ። # መተሓሳሰቢ ኣስላም በይኖም ተጠርንፎም ድዮም ዝቃለሱ ዘለው ብሃይማኖቶም ዝብል ግጉይ መረዳእታ ኣሎ ብዙሕ ይዝረብ እዩ ኣብ ቱርክ ምስ እከለን እከለ ተራኺቦም ዝብሉ ንሰምዕ ፥ እንተሃልዮም ውን ብኾሙ ንዝቃለሱ ብዙሕ ዝስዕቦም ኣስላማይ የለን። * ኻልእ፡ ተሳትፎ ሙስሊም ኤልታትን ብዝሕን ኣብዚ ቃልሲ ነሩ እዩ ፥ ደቂ ኣኽርያ ጥራይ ነቲ ኣስላም የለውን ኮምኡ ውን ደቂ ኣስመራ የለውን ዝብል መልሶምልና እዮም ደቀ ኣስመራ ንወጽዓ ኣመን እሎም ዝቅበሉ ከምዘይኮኑ ። እሞ ካብ መዓስ ክጎድል ከም ዝጀመረን ኣረኣእይኡ ኣብዚ ዘሎ ምትእኽኻብ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ይኹን ኤልታቱን ክቅይር ከም ዝጀመረን ክረዳኣካ ክፍትን እየ ። ኣብዚ ግን ኣብ ቦታና ኮንካ ክትርእይዮ ፈትን። 1' ኣብ ግዜ ኩናት ትግራይ እዩ ዝጅምር፥ ኣነ ከም ሰብ ድሕሪኡ ድማ ከም ኣሳላማይ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ክጋፋዕ ደስ ክብለኒ ኣይክእልን እካ ድኣ ይሓዝን ተሳትፎ ሃገረይ ውን ሕርኽር ይብለኒ ካብዚ ወጻኢ ግን ካብዚ ኹሉ ሰራዊት ፈሊኻ ንሓደ ሕብረተሰብ ( ኣስላማይ ) ክህረም ምስ ረኣኹ እየ ኣረኣእያይ ክቅይር ዝተጀመረ እዚ ብመን ተዘሪቡ ክነግረካ፥ ጀነራል ምግበይ ፥ ጀነራል ተኽለሃይማኖት፥ ዮሴፍ ገብሪሂወት ናይ (ፈልሲ) እዚኦም ሕጂ TDF እዮም ብሜድያ ወጽዮም እዞም ጥባሕ ጥባሕ እዮም ኣብ ቁዱሳን ቦታትና ዝሸኑን ዘራኽሱን ክብሉ ከለውስ እንታይ ዓይነት ኣረኣእያ ክህልወና ትጽበዪ ኣለኻ ኣብ ልዕሊ tdf ። እዞም ጀነራላት እስከ ደሓን ደቂ ካልእ ሃገር እዮም ንበል ፥ ዮሴፍ ገብረሂወት ናይ ፈልሲ " እቶም ትግረ እዮም ጨካናት ዝብል ሓበረታ እዩ ዝመጸና" ማለት'ከ እንታይ እዩ ። ዉፉይ ንባዕሉ ንሕና TDF እና ክብል ከሎስ ከመይ እለ እየ ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣስላማይ ምስ እዚኦም ዝተጠቅሱ ዝመርሕዎ tdf ተራኺበ ክሰርሕ ክጽበየኒ። 2' ኻልእ ጸገም ናይ ዘይመሳተፊና ኣብ ምጅማር ናይዚ ዘሎ ማዕበል እቶም ጸለውትን መራሕቲን ስማዊያን መራሕቲን ኣብ ልዕሊ ኣስላም ዘለዎም ጽልኢ ብግልጺ ዝዛረቡ እዮም ንኣብነት ዋዘማ ፥ ጆን ብላክ ፥ ዮሴፍ ገብርሂወት (j studio) ብግልጺ ኣስላም ዝጻረፉን ዝፍክሩን ነበሩ እዮም ኣብዚ ምናልባት እሞ እሶም ውልቐስባት እዮም ወነንቱ ኣይኮንን ዝብል ዘረባ ክመጽእ ይኽእል ይኸውን፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን እሶም እዮም ዘማእዝንዎ ነዚ መንእሰይ ነዚኦም ዓገብ ክብል ዝፈተነ ከመይ ተቃውሞ መጽይዎ ርእናዮ እና እስኺ ንባዕልኺ ውን ዓዚዝ ሃብተየስ ኽስቶ ኽስቶ ክእለዩ ኣለው ሕብረተሰብ ዘቀይም ነገራት ስለ ዝተራእዮም ስለ ዝበለ ከመይ ተቀጥቅጡ ። እሞ ውልቀሰባት ምቅብጣር ዘይተረፈካ ሓደ ግዚፍ ክፋል ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቦኽሩሉ ዘሎ ጸገም ኣለልኻ ፍታሕ ክትገብር ተበግሶ ምውሳድ ንምንታይ እዩ ከም ኣገዳስነት ዘይብሉ ዝርአይ። ገለ ካብቲ ዝብልዎ ክህበካ ናይ ዮሴፍ (j studio) ካብ ብዙሕ ክልተ " ኣስላም ማዓኮርኩም ትሓጽቡስ መለግለግ ዝብል መግብታት ከም ብዓል ጸባ ግመል ስጋግመል ስለ ትበልዑ እዩ " 😊😂 imagine እሞ ከምዚ ዓይነት ዘረባታት ዝዛረብ ነበረ ክመርሕን ወይ ከም ኣብነት ክንኣድን ክውደስን ክትርእይ ከለኻ ። ኣብ ኻልእ ኣጋጣሚ ድማ ፍጹም ኻብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣብነት እዩ ዘቅርብ እሱ ይብል " ኣብዚ ስቅ እልካ ንማዕርነት እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ኣብ ስልጣን ከተምጽኦ ከምዚ ናይ ሻዕብያ ንኩናማ ክውክል እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ጀርማኖ ናቲ ኣብ ስልጣን ኮፍ ምባል ምሳና ኣይሰርሕን እዩ " ክገርመኪ ናይ ባዕልኺ መጽናዕቲ ክትገብር ትኽእል እኻ ጀርማኖ ናቲ ምሁር ድዩ ብቅዓት ነርዎ ድዩ ኣይነበሮን ክንደይ ድግሪ ሕዙ ንመዳ ተሰሊፉ ክገርመካ እዩ ። ንምንታይ ከ ከምዚ ይብሃል ኣሎ ፧ ካልእ ዋዘማ ዝብሃል ንሓደ ጽልኢ ናይ ኣስላም ከም ዘለዎ ብግልጺ ዝዛረብን ዝፍክርን ዝነበረ እሞ ድማ ዝብሎ ዝነበረ ብተግባር ዝፈጸመ ሂወት ሰብ ኸጥፍእ ዝፈተነ ገበነኛ ተኣኪብካ ገንዘብ ሓገዝ ገርካ ካብ ግቡእ መቅጻዕቱ ከተድሕኖ ምፍታን ኣብ ርእሲኡ ብዓል ውፉይ ብጻይና እዩ ሓውና እዩ ክንሕግዞ ኣለና ክብሉ ክትርእይ ከለኻ እንታይ ክንሓስብ ትጽበዩ፥ ኣብቲ ናይ ፍርዲ መስርሕ ውን ብጣዕሚ ዝገርመካ ተርእዮ እዩ ነሩ ብወገን ገበነኛ ዝመጸ ብዝሒን ብወገን ግዳይ ዝኾነ መንእሰይ ድማ ምስ ኣኽባሪ ሕግን ምስ ተርጋማይን ጥራይ ደው እሉ ክትርእይ ዝፈጥረልካ መረዳእታ ሕሰቦ እሞ፥ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ እስራኤል ፣ ንዝተቀትለ ዑመር ዝብሃል ኣስላማይ ኤርትራዊ እቶም ጠበቃታት ናይ ጥርጡራት ዘምጽእዎ መጎተ እንታይ ነሩ መስለካ መባኣሲናን ጠንቂን ግዳይ ኮይኖም ዘለው ደግፍቲ ናይ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ከጥቅዑና መጽዮም ዘይኮነስ እዞም ውልቀሰባት ደገፍቲ ናይ ሓማስ እዮም ነሮም ዝብል እዩ እዚ ሕጅስ ኣበይ ከተእትዎ ትኽእል ታሪኽ እዩ እንድዒ ። እሞ ድማ ተቃወምቲ እና በሃልቲ እዮም እዚ ዝገብሩ ዘለው ። እቲ ዑመር ዝብሃል ሓውና ድማ ኣባል ስምረት ነበረ ደሓር ከም ሰቡ ካብቲ ቃልሲ ነዊሕ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ዝተኣለየ ኣብ ናብሩኡ ነበረ ሰብ እዩ፥ ግን ክኣ ክዝረበሉ ኣይሰማዕናን ። ብዝኾነ ኣነ ብወገነይ እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ዝተናወሐ ደሞግራፊ ናይ ህዝብታት ንምቅያር ዕላማ እዩ ዘለዎም ዉፉይን በረኸት ካሕሳይን ብፍላይ ብዙሕ ግዜ ዘምልቅዎ ዘረባታት ኣሎ ኣብ ናይ ፍናን መደባቶም። ብዙሕ ግዜ ውን ገጋ መረዳእታ ድዩ ዘለዎም ወይስ ኮነ እሎም እንድዒ ። እዚ ድማ ንዓይ ዘርብሕ ኣይኮነን ስለዚ ሄኖካ እስኻ ደሓን ኣማራጽታት ከተምጽኢ ነገራት ብብዙሕ ኣንፈት ክትርእዪ ትኽእል እለ እየ ዝግምት ስለዚ በጃኺ ተመጽዮም መጽዮም ተዘይኮይኑ ግን በቃ ዝብል ዘረባታት እመነኒ ኣይክጠቅመናን እዩ። ደሓር ኣስላም ከመይ ይህረሙ ኣለው ኣብዚ ሜድያ ብምርኣይ ጥራይ ውን እኹል እዩ ምኽንያቶም ክትፈልጥ ።
@tekle3890
@tekle3890 3 ай бұрын
ጸባ ስተዩ ኩቡራት ኣቦታት ኣደታት የሕዋት ኣሓት ከምዝይ ኸኣ ውፉይ ሓውና ክብርይ ጥዕና ን ዕድመ ፈጣርይ የሃብኩም ኩቡራት ህዝቢ ኤርትራና ምንባር ቅድሚ ተግባር ተስፋ እዩ ሞ ናይ ብሰላም ብሓርነትና ብመብትና ኣብ ሃገርና ምስ ስድራና ክነብር ካብ ስደት ውርደት ክንምለስ ኢና ዝብል ተስፋ ተስፋ ናይ ምንባር ዘስማዕኩምና ዝሃብኩምና ብዝሓት ባርቲ ካብ ዘለዋ ናብ 3-4 ይተኣከባ ከምዝይ እትይ ዘየራዳደኤና ስነ ሓሳብን ጸላቲ ይኹኑ ተበለጽቲ ዕድል ኣይክረክቡን እዮም እየን ከምዝይ ምስ ዝግበር እቲ ኣረጊት አረመኔ ስርዓት ኢሰያስን ብኣጻብ ዝቁጸሩ ኣብ ትሕቲኡ ዘለው ከዳዓት ዕስባት የለውን ነንሕድሕዶም ክዋናጀሉ መዕቆን ተረኺቦም ኸኣ ካብ ሃገር ክወጹን ክሃድሙ ሓንቲ ዕዱል ዘላቶም ሕጊ ቅዋም ይንገስ ዓማጺ ቀታሊ ስርዓት ጫካ ይፍረስ ዱዋዕ ይበል ይበል ✅✅✅ ህዝበይ ሕሳብና ንግበር 👌🏻
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ናይ ትግራይ ኮሚኒቲ ድዩ ክበሃል ወይስ ናይ ትግራይን አሪትራን ኮሚኒቲ እዩ ክጽዋዕ። ናይ ኤሪትራውያን ኮሚኒቲ ግን ኣለና።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ኢሳያስ ተወልደ ሽምካ ቀይር። ዘይግብኣካ ናይ ጅግና ሽም ሒዝካ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ሽበራ ውድብ ትቛማጣዕ ኣለኻ።
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 3 ай бұрын
Thank u all especially Wufy 🛖💪🏿💗
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
ኢሰያስ - ተወልደ ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ፥ ንወዲ " 60 " ከማን ተበራብር ፥ እምብአር ኩላትና ፍትሒ ንደሊ " ምክሪ " ህዝቢ ኤርትራ ዝፀንት ዘሎ * ብውሑዳት ደገፍቲ ናይ ( ህ ግ ደ ፍ ) ዘይኮነ ፣ ብብዙሓት ሙሁራትን/ ሓቀኛታትን ኤርትራውያን * ፍሪሖም / ዘይፈሩሑ ክአ ፡ ንነብሰይ ጥራይ ይጥዓመኒ ፡እንታይ ገደሰኒ * ብምባል ( ትም - ዝመረፁ - ኢያ - ትፀንት - ዘሎ - ህዝቢ - ኤርትራ ) ። ኢሞ ኢዛ " ግጥሚ " ከተበራብሮም / ክትቅይሮም / ሰብአውያን ክኮኑ / ፍትሓውያን ክከኑ / ተስፋ ይገበር ። አይኮነን ሰብ - ዝዘርኦ - ኢዩ - ዝዓፅድ - ኢሞ * ፁቡቅ ንዝራእ - ፁቡቅ ክንዓፅድ * ። ከም ኢስያስ ገጣማይ ዝበሎ * ኩላትና ንብርገድ ንሓመዱ በብዓቅምና ብንክእሎ ነሓግዞም አብዝሓፀረ ግዜ ክዕወት * ። አይኮነን ይሕፀር / ይንዋሕ ብሓይሎም ክዕወቱ ኢዮም ። ፈጣሪ - ኩሉ - ዓለም - ክአ - ምስ ብርገድ ንሓመዱ - ኢዩ ። [ ምክንያቱ ሃይማኖት ቅድሚ 5500 ዓመት ዝፈጠሩ ኢዮም ] ። ናይዚ ጭብጢ ክአ 21/ ክፍለ ዘመን ከቅርበልኩም ኢዩ። ። ጥራይ ንምሃር / ጥራይ ንስማዕ / ጥራይ ተንብብ / ኩሉ ጭብጥታት " ይዛረቡ ፣ ይፅሕፉ ፣ አለዉ ናይ ዓለምና ሙሁራትን / ፈላጣትን አብዚ ስማርቲ ተለፎናትን / ሓደሽቲ - መፃሕፍትን ። ሽግርና ዘይምስማዕ/ ዘይምንባብ ጥራይ ኢዩ ።
@rsti3705
@rsti3705 2 ай бұрын
🙏💙💙💙💙💙👍
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ሓንቲ ኮሚኒቲ ክትሃንጹ ዘይከኣልኩምሲ ከመይ ጌርኩም ሃገር ክትመርሑ፧? ? ። ብርጌድ ንሓመዱ ጽባሕ ብደንጎላ ክፈግእኹም እዮም።
@eritreanamazon9877
@eritreanamazon9877 2 ай бұрын
ጎንደር ድቃላ
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 3 ай бұрын
Good job 💙💙💙💙
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 2 ай бұрын
ቃሊሲ መቂጺሊታ ዮ
@natsaamanuel2882
@natsaamanuel2882 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙👑👑👑💐💐💐💐💐💐
@HagosTsegay-b4l
@HagosTsegay-b4l 3 ай бұрын
ኣጆና ኣጆና
@negasibrhane2363
@negasibrhane2363 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ሺንቲ ገመል።
@samuelgebredngl3834
@samuelgebredngl3834 3 ай бұрын
We are so lucky to have such intellectuals. Such type of seminars should be conducted in all over cities and creating strong communities should be one of our biggest homework. Peace, Justice, progress and prosperity to our People. 🤝👏💪💪💪
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ሺንቲ ገመል
@amangebru1057
@amangebru1057 3 ай бұрын
💙💙💙🌿🌿🌿👍👍👍
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 2 ай бұрын
💙🤌
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና 3 ай бұрын
ዋው ዶር. ኣርኣያ፡ ክብረት እሃበልና ካብቲ ዘቅረብክሞ ውጥን፡ ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ፡ ክንጥቀመሉ ዝግባኣና ኣገዳሲ ውጥን ኢዩ። Thanks God Bless you!
@kulbrfess631
@kulbrfess631 3 ай бұрын
ሓሳባትን ፍልጠትን ዝተበርበረሉ መድረክ !! ንብሮልና፡👌
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ሺንቲ ገመል።
@eritreanamazon9877
@eritreanamazon9877 2 ай бұрын
ኣድጊ ጎንደር
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 ай бұрын
God job eripm voice of justice 💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🤝🤝🤝🌿🌿🌿👍👍👍💙💙💙💪💪💪
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
I naw I don’t sapirot you not car i am in stashing thanks
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
Sebaha I love you just I not care how much jabeha
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 3 ай бұрын
Aziyu xubuk medeb u. Ezom hagerawian hagerawian tblu bzaeba mesel mesel entetblu mehashe.
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
I mean u r get i am happy what you are doing thanks
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 ай бұрын
Good job ❤❤❤❤deki eri ❤❤❤❤
@ChehafiTrucking
@ChehafiTrucking 3 ай бұрын
Ekibat ahbay
@ghedionmisgina8187
@ghedionmisgina8187 3 ай бұрын
WE KNOW YOU YOU NEED MORE MONEY
@amineawet5622
@amineawet5622 3 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@asterberhe6663
@asterberhe6663 3 ай бұрын
🎉
@yergaalemghebremichael7505
@yergaalemghebremichael7505 3 ай бұрын
Great job 💙💙💙💙💙
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
Henog i love you don’t care about your soured please thank i you are getting lots of berobleom thanks
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
I am Eritrean sebaha jabha I never tolled but naw I can sorry
@ChehafiTrucking
@ChehafiTrucking 3 ай бұрын
Ekibat ahbay
@TekleTekle-cg1tt
@TekleTekle-cg1tt 3 ай бұрын
Bravo Eseyas 😊😊😊😊
@MahderNetwork
@MahderNetwork 3 ай бұрын
It was an amazing program. It gives hope and peace of mind.
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
Hi i am happy to see you in my life like this thanks jabha
@wedieri8264
@wedieri8264 3 ай бұрын
sbuq srah yehwat memhr wufuy ms butsotkan kulukum abalat berged nhamedu deqi meley 💙💙💙
@Africaunitenowornever
@Africaunitenowornever 3 ай бұрын
Thanks I love you so much thanks
@amineawet5622
@amineawet5622 3 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@muluemeles7201
@muluemeles7201 3 ай бұрын
ዓቢ ተስፋ መምህረይ ከም ወትሩ የቀንየልና ምስ ብጾትካ 💙💙💙
@TBEBAT
@TBEBAT 3 ай бұрын
ኩሉ ሰብ ውፉይ ሃገር ክመርሕ ዝኽእል እንድዩ ዝመስሎ ነይሩ ግን ውፉይ ከምዛ ንርእዮ እዩ ግን ሕያዋይ እዩ ዕቕሚ ከምዘይብሉ ግን ኣብዚኣ ክንርእዮ ንኽእል ኢና
@muluemeles7201
@muluemeles7201 3 ай бұрын
መዓልካ ሓሳዊ 😂
@ghedionmisgina8187
@ghedionmisgina8187 3 ай бұрын
WUFUY YOU NEED TO GO TIGRAI LEAVE ERITREA FOR ERITREANS
@ghedionmisgina8187
@ghedionmisgina8187 3 ай бұрын
WHY YOU WORRIED TOO MUCH ABOUT ERITREA LEAVE ERITREA FOR ERITREANS
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
ፍትሒ..... ዘፍርስ... ተግባር... እንዳ... ፈጸምካ.... ፍትሒ... ከንግስ... እየ... ምባል... ቅቡልነት... የብሉን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@World436
@World436 3 ай бұрын
Fthi zefrs antay ena gerna? Bmzrrab zamn nhna wun dluwat ena B Amni zamn wun dlwat ena , bzdelekumo , bzrrb sle zeytamnu gn , nhji bamni nmetsae b Bomba gerna Ena kentfeakum Dlyetkum, bua sle tamunun.
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
ትዘርኦ - ክትዓፅድ - ኢካ ።
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
​@@World436ትዘርኦ - ክትዓፅድ - ኢካ ።
@World436
@World436 3 ай бұрын
@@MengistabGubsa gena Kenetfeakum ena
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
@@World436 እዚዶ... ደይዚ, ኤርትራውያን.... ኣጥፊእካ..... ንመን... ኢኻ... ሕግን... ፍትሕን.. ከተምጽኣሎም? ኣይተረድኣካን... እምበር... ታሪኽ... ኢትዮጵያ... ኢኻ... ትደግም... ዘለኻ. ( ኤርትራ, መሬታ... እምበር... ህዝባ... ኣየድልየንን... እዩ!) ኣብ 21 ክፍለዘመን... ትደግሞ... ኣለኻ. ግን ይሰልጠቃዶ? ምኽንያቱ... እቶም ቀዳሞት... ከምኡ ኢሎም ዝፈከሩ.... ኣበይ... ኣለዉ????? 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@ኣባጎብየ
@ኣባጎብየ 3 ай бұрын
ምሽሙሽ ኢድካ ካብ ጁባካ ኣውጽእ
@ghedionmisgina8187
@ghedionmisgina8187 3 ай бұрын
INTEGRATION WITH WHOM ? YOU CAN INTEGRATE WITH TIGRAI
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
ሞት... ክናና... ሙት...... ሰባብ... እንታይ... እሞ ገዲፍካ... ከም... ብዓል ንስኻ.... ዝኣጎድኩሞ... ሓዊ.... ኣሕዋት... ኤርትራውያን... ብላሽ... ይቃተሉ... ኣለዉ. 🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️🤸‍♀️
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
ትዘርኦ - ክትዓፅድ - ኢካ ።
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
4.... እግሪ.... እንተድኣ... ኣለኪ, ጽባሕ... ንርኪ... ኢሉ... ሰብኣይ!..... ብርጌድኩም.... ብርጌድ... ንኸብዱ... ዓዱ... ኣይፍለጥ... ዓውዱ..... ካብ ደናጉላ... ቆልዓ... ሰበይቲ.... ምስንባድ.... ሓጺር... ስረን..... ኮንጎን... ጌሩ.... ጥሜትን... ጽምእን... ተጻዊሩ.... በረኻ... ምስ ወፈረ.... ንርኢ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
ትዘርኦ - ክትዓፅድ - ኢካ ።
@ትዕድልቲምንባረይ
@ትዕድልቲምንባረይ 3 ай бұрын
Kkkkkkk ሰራቅ መባእ ሲ ባዕሉ ይላፈለፍ ንስኻ ዓውድን ዓድን ስለ ዘይብልካ ኩሉ ሰብ ከማኻ ይመስለካ ብዛዕባ እቲ ሓጺር ስረን ኮንጎን ኣድላይን ኣይኮነን ብቆዶሙ ኸማን ኣድላይን ኣነበረን እቲ ብኾሙኡ ዝመጸት ከኣ ኣንዲዳትካ ሃዲምካ ወጺእኻ
@motherland1510
@motherland1510 3 ай бұрын
@@ትዕድልቲምንባረይ ኣነ.. ድየ... ዝለፋለፍ... ዘለኹስ, ንግዜ ንግደፎ, ቃልሲ ኣድላይ.. ኣይኮነን... እንተድኣ... ትብል... ኣለኻ, ንምንታይ... ኣጀንዳ.... ኢኻ... ድኣ,.......ጸረ... ኤርትራን.... ኤርትራውነትን...... እትዕጠቅ? ወይሲ ከም ፓፓጋሎ.... ከድዓት.... ዝበሉኻ.... ኢኻ ትደግም ዘለኻ? 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@MengstabMehari
@MengstabMehari 3 ай бұрын
Azyu mesati wuhdetkum tekerarabi hadhd rdeitkum ezi yu nab awet zebxh xbuk sra bmkbbar habirna bmsrah tezeyteawitna habirna na kntefia
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 22 МЛН
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Ozoda
Рет қаралды 14 МЛН
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 16 МЛН
ነዚ ኤርትራዊ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ
14:41
Aklilu H.michael
Рет қаралды 58 М.
🛑የመለወጥ ምርጫ አለህ || ዲያቆን ዘላለም ታዬ ||
1:12:46
Eritrean Orrhodox Tewahdo ሰዓብቱ ግን ብኸመይ ኢዮም በዚሖም፧ Seabtu BKemey Bezihom?
41:57
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 51 М.
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 22 МЛН