ብርጌድ ንሓመዱ ንድሕሪት ንምምላስ ዝግበር ዘሎ ፈተነታት ኣብ ኮለን ይጅምር | Yikealo Tv

  Рет қаралды 45,446

Yikealo ይከኣሎ TV

Yikealo ይከኣሎ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 498
@MANUDIBANGO-cw7uu
@MANUDIBANGO-cw7uu 8 ай бұрын
ይከአሎ ብርጌድ ንሐመዱ አብ ሐደ ሐይሊ ኽኮኑ ጰዓሩ በጃኹም አይትፈላልዩ። ትግራይ ጎረቤትና ኢዩ ግን ካፍቲ ሐውኻ ኤሪትራዊ ንላዕሊ አይኮነ ን። ገሊኦም ርጉማት ሰባት አለዉ ትግራይ ክብሉ መሬት ዓሪብዎም። አይትፈላልዩ ክልተ አሕዋት በጃኹም። 💙💙💙💙💙💙💙
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 8 ай бұрын
ይካአሎ ሓወይ ብትብዓት ሓቂ ስለትዛረብካ እንጀራ ዓለም ብላዐ ዝሓወይ::
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን 8 ай бұрын
ይካኣሎ ሓወይ ጅግና ሓቀኛ ተቃላሳይ💙💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯
@ሳምሪጓልትግረይ
@ሳምሪጓልትግረይ 8 ай бұрын
ይክኣሎ ሓውና ለባም ሓፍትካ ካብ ትግረይ ዓወት ንብርጌድ ንሓመዱ💙💙💙💙💙
@regataraya7861
@regataraya7861 8 ай бұрын
Ewey Eritrean jemiriwom eti himamom . 💙💙💙💙💙💙💙Breged Nihamedu Ywet 💙💙💙💙💙
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs 8 ай бұрын
ትማሊ ዝተኣከቡ ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ ገርመኒ።ምስ ን ዋዜማ ከእስሩ ዝጓየዩ ተኣኪቦም ውዒሎም😢ወዲ እዞም ጠላማትን ከሓድትን የሕዋቶም፡ሙካኖም ኣዝየ ይሓዝን።ኣጆኩም፡ብርገደይ ክሳብ መወዳኣታ ምሳኩም ኣለኩ።
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 8 ай бұрын
Akolo gudguad entay iyu tsegemkum mis tigray kithiwesu tikhilu ikhu refrendem kinbekum ina!😂😂😂😂
@dc8625
@dc8625 8 ай бұрын
ሜሪ ንኩሉትና ኢዮም የሕዋትና ተነፊሑ ንበሎም ጥራይ ብጽልኢ ዝተዓጠቁ።" ተነፉሑ
@hosaena6740
@hosaena6740 8 ай бұрын
​@@Hadera-od7jnድርባይ ብሰንኪ ሓደ ክልተ ኣዉራጃ ሙሉእ ትጻረፍ ጉሓፍ
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 8 ай бұрын
@@hosaena6740 ata akologudguad tserfi aytibun iyu intetigodfiwo mehashe tsibuk aykonen ! Ane dirbay diye wey kohaf ! Anehiji mekeb gohaf mibelkukha intay gin yirekib!
@hosaena6740
@hosaena6740 8 ай бұрын
@@Hadera-od7jn ከምዚ ከማካ ደናቁር ሰባት ብጸርፊ ጥራይ ኢዩ ዝርድኣኩም ፡
@Dekieri1974
@Dekieri1974 8 ай бұрын
Yes Wazema hawey you are right . Tegaru yhwatna eyom ☝️💯💯
@ወይግዜ-ዐ1ዸ
@ወይግዜ-ዐ1ዸ 8 ай бұрын
ሰላም ሓው ይክኣሎ ዝበዝሐ ጽቡቅ ክትንትን ኢየ ዝርእየካ እንተሎሚ ግን ጸግዒ ናይዞም ብዙሓት ኢና ዝብሉ ዓምጸጽቲ ሒዝካ:: ናጽነትካ ደኣ ኣውጅ እቲ ሓቂ ኣይጠፋኣካን. ዕብየትካ ስለዝደሊ ካብ ወገንነት ናጻ ኮንኳ ተቃለስ ✌️👍
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 8 ай бұрын
ኣታ ይካኣሎ ክትዓርቁ ፈትኑ❤❤ ንሕና ሰብ ከነብዝሕ እምበር ክነውሕድ ኣይንደልን ኢና ። ከመይ ኢልና ንጠርንፎም ክንዲ ትብል ሲ በጃኹም ንዓወት እንተ ደሊካ እና ተላዘብካ እዩ ክከውን ዘለዎ እምበር እምበር እናቀንጸልካ ኣይኮነን ኣብቲ ጉባአ ዝነበሩ ክኣ ኩሎም ንሰላም እዮም ዝጉስጉሱ ነሮም ሶ ፕልሲ ንድሕሪት ኣይትምለሱና
@jerrycan0820
@jerrycan0820 8 ай бұрын
ስቕ በል ስቕ ኢልካ ድማ ተዓዘብ ኢያ ትመስል ግዜ! ዝሰምዕ ዘሎ ኣይመስልንዩ። ዩቱበራት ናብ ቱቦታት ኮይና። እዞም 2 ብኡሳት ኣብ ጀርመን ኢዮም ዘለዉ፥ ኣብ መስኮት ዩቱብ ሓሳብካ ክትህብ ብዝብል ሽፋን መለማመዲ በርዔን ትንተናን መጎተን ካብ ምግባር እስኪ ቅንይ ክንብል ዝኾኖ ንርኤ ኢልካ ውን ዓቕሊ ይዕደግዩ። ግን ሃባ ነዳዲ! ድፋእ ናብ ዶሮት ኮይና ሰብ ዩቱብ( ዳርጋ ዘዝሰማዕናዮም)። ሓልዮት ንፍትሒዶ ጸግዒ ንግሩብ? ኩላ ነናታ ሒዛ! ዘልኩ! ድኣ!
@edenweldemichael2439
@edenweldemichael2439 8 ай бұрын
ኣብ ብዝሒ ምእማን ናይ ህግደፍ 'ዩ ሓቅነት ንእመን ብዙሕነት ጅንዕፍሪት ኣይ ትበሉና
@rasmusern9974
@rasmusern9974 8 ай бұрын
@@jerrycan0820 😂 Ashiquni gen ka aguhuni nhna Eritrawyan shgrna shegr nay atehasasba u ane ko dblo yebleyn nmukanu ke azi qalsi beranu malet du? Men u hji nbrgednhamedu knqales alu halafnet kewesd asom ka Azi 16/12/23 dgeberu anete gedifomo ati qalsi Aziom tefelyom delewu kemzey qxuluwo 💯% haqi u ms hgdef da gosgoselka qalsi alo
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 8 ай бұрын
Bey kemzibetsha kinrien ina gidefen akologudguad!😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ተመሪሖም ዝኸዱ ርእሲ ዘይብሎም ከመይ ምስዚኦም ቃልሲ ክኸውን እንድዒ
@kelabtadese
@kelabtadese 8 ай бұрын
ኣጆኻ ይክኣሎ እዚ መሊሱ እዩ ዘሕይለና ኣብ ኣውራጃ ንቻማለቐሉ ኣብነት የለን ውጹዕ ህዝቢ ኣለና 💙💙💙💙💙💙 We are Meleyawian 💙💙💙💙💙💙
@Hanny-Love
@Hanny-Love 8 ай бұрын
እዚ ናይ Köln ዚበልኮ 10000000 💯 ትክክል
@geneamha7584
@geneamha7584 8 ай бұрын
I love this song! Weyza Gumaye, nice choice!
@ጥሕሎMedia
@ጥሕሎMedia 8 ай бұрын
እንቃዕ ጥራሕ ሜዳ ከይወረድና ኣብዚኣ ገበርዋ እታ ጥልመት ብርጌድ ንሓመዱ እንዳ ሾርት ቀይሮሞ ዉዒሎም ኩሉ ዝኣትዉ ካብ ሕጂ ምስዞም ሰባት ወዲእና ኢና
@brged885
@brged885 8 ай бұрын
ፍቱሓት ስረ ኢዮም ንረስዓዮም ም።
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 8 ай бұрын
@@brged885🪓
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 8 ай бұрын
🪓
@med2024bravo
@med2024bravo 8 ай бұрын
Selam ykaalo nezi medebka nenwih gize tekatetileka abza nay lomanti gn bkemey eka bdehrit seb zedefuom kem zelo argagixika kab wegenent nexa konka hasab akreb
@SeifeTekle
@SeifeTekle 8 ай бұрын
መንጸሮር ኣትሕዞም ዮኒ ነዚ ለበዋታትካ ዝሰምዕ ልቦና ይሃቦም እምበር እልፊ ገፈጥመፈጥ መሊኦሞም ኣለዉ
@hawashayetrn5175
@hawashayetrn5175 8 ай бұрын
እንቆዐ ሓቂ ዝዛረብ ትረኽበ ከማኻ ዝሓውይ:: ኣኮሎግዛይ ዓብሊሎም እንዳበልካ ቅሪታ የገርም እዮ:: ዝተወጽዐን ተባዓን ይቃለስ ፍራሕ ተበላጺ ክአ አብ ድሮ ዓወትካ ይሕወስ::
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 8 ай бұрын
Selam Zemer Ahiwat iyom tigray atiwet silezebolu Hawi atsawir Eritrea biErtreawyan
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 8 ай бұрын
ሰላም ይክኣሎ እንታይ እሞ ክንገብር እዞም ናይ ጀርመን ዘሕዝን ታርኽ ፈጽሞም ኣሎዉ እዞም ድማ ንዓና ንደቅ ስራየ ዝውኩሉ ኣይኮኑን ንሕና ብጀኻ ሓንቲ ብርጌድ ንሓመዱ ካልእ ኣይንፈልጥን ኢና ብምቅጻል ተጋሩ ሎም የሕዋትና ጽባሕ የሕዋትና ነዝኣ ዘይኣምን ድማ ኣብዚ ፍትሓዊ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ክሳተፍ ኣይግባእን ዩ ይካኣሎ ድማ ኣጆኻ ቀጽሎ ይብለኻ ።
@AbiAbi-sb8bu
@AbiAbi-sb8bu 8 ай бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ይኪ በሊሕ ሓው
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 8 ай бұрын
ይክኣሎ ጥራሕ ኢኻ ፈሊጥካዪም ዘለኻ❤
@fretatesfay343
@fretatesfay343 8 ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሀወይ ይገርመካ ኢዩ ተሳዒርና ከይብሉስ ይግባይ ይብሉ ማለት ኢዩ ግን ንግዜ ንሀቡ ንቀጽል ጥራይ 💙💙💙💪💪💪👍👌✌✌✌✌✌
@Merhawi_Haile
@Merhawi_Haile 8 ай бұрын
😊
@rasmusern9974
@rasmusern9974 8 ай бұрын
Nabey kitqxl kab hgdef hadimna hgdef ka agri agrna ymexana alo hgdef dugusguso si tay u kbhal tarikna tarik mhdam kab kone sq alna srahna wey demexana ngber
@hintsaangesom7490
@hintsaangesom7490 8 ай бұрын
ንሕና ጉዕዞና ንቕጽል ጥራሕ
@weiniandebrhan2034
@weiniandebrhan2034 8 ай бұрын
Ms tegaru gorebabtna ember Yehwatna aykonun 100%
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 8 ай бұрын
ጥቅዕቲ ግደፍ እንዳጣቃዕና ኢና አንፈትናአጥፊእና ዘለና
@Mukur-hiwet1
@Mukur-hiwet1 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣንበሳ ሓቀኛ ኢለካ ኣለኩ ይክኣሎ ቀጽለሉ❤❤❤
@shishaygebremedhin5703
@shishaygebremedhin5703 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@nebiathadgembes2024
@nebiathadgembes2024 8 ай бұрын
Bravo yikealo xbuk agelalixa
@Dekieri1974
@Dekieri1974 8 ай бұрын
Ykaelo btami hakena tekalasay ekka God bless you 🙏🙏🙏
@ክብረትንገዛእርእስኻድኣደ
@ክብረትንገዛእርእስኻድኣደ 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ይከኣሎ ኣንበሳ ብልክዕ ብጥንቃቐ ክትሓዙን ኣንፈቶም ክሳብ ዘነጽሩ ግዜ ወሲድካ ክርኣዩ ኣለዎም።
@dc8625
@dc8625 8 ай бұрын
ጅግና ኢካ ✅💙 ኤረትራዉነት እዚ ኢያ የሕዋት ሲዒድ ተወከል ኣብ ፍልስጤም ዘሎ ብ ሃይማኖት ሓወይ ኢዩ ዝብል ዘሎ።" ነዓና ተጋሩ ኣይኮኑን ክብለና ይብሉና።" ትግራዋይ ዝከዉን ኣነ ወዲ ደቀምሓረ ኢየ ኣብ ደቀምሓረ ኮይነ ድማ ትግራዋይ ኣግዓዚ ይኹን ታሪኽ ቋንቋ ባህለይ ከማይ ዝኮነ ሕብረተሰብ ዋላ ኣብ ጮፍ ኣሜሪካ ይሃሉ ሓወይ ኢዩ።" ጅግና መታዓቢቲ💙👑
@michaelghidey753
@michaelghidey753 8 ай бұрын
ጽቡቅ ኣቃራርባ ይካኣሎ እተ እዚኣቶም ናብ ልቦም ይምለሶም እበር ስደትና ከናዉሑ ዝተዓጥቁ ኮይኖም ኢዮም ይስምዑኒ
@gerieyebiyo5094
@gerieyebiyo5094 8 ай бұрын
ሱቅ በል ኣታ ለክባጥ ሓሳዊ ዘይበዓል ንስካን ከማካን እዪ ንሕዝብና ፋሕ ፋሕ ተብልዎ ዘለኩም ለክባጥ መዳናገሪ😢😢😢😢😢😮😮😮
@ዓዜንዃዜንጎልጎልሰጊድ
@ዓዜንዃዜንጎልጎልሰጊድ 8 ай бұрын
ብርግጽ ጽቡቕ ኣለዉ ንስኻ ወጃብ ኢኻ ቅድም ተማሃር ። ትግሪና ብሄር ዩ ዘግነት ከኣ ካልእ ።ትግራይ ንትግራዎን አርትራና ከኣ ናትና በስ ኣኸለ
@selam-291.
@selam-291. 8 ай бұрын
ጊስ ዓሌታዊ
@yohansfshaye9048
@yohansfshaye9048 8 ай бұрын
ርኹስ
@MelatNiguse-l1n
@MelatNiguse-l1n Ай бұрын
Ajoka broo halafi endealu kulu
@Dekieri1974
@Dekieri1974 8 ай бұрын
Btami hakena ekka 💙💙💙💙
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 8 ай бұрын
Ruhus Timket Yekealo mes sdrabetka! 🎉💙💚🌿💚💙 Nkid terah! Blue Revolution 👍👍👍🌻🙏
@krubel682
@krubel682 8 ай бұрын
I agree with you Brother.
@tesfalehailemichael
@tesfalehailemichael 8 ай бұрын
ላም ምስ ሓራዲኣ ማይ ትሰቲ እዪ ነገሩ ቀጽሎ ይክኣሎ ሓውና💙💙💙💙💙💙
@selambahta145
@selambahta145 8 ай бұрын
ሰላም ይካኣሎ ዝገርም ኢዩ ብዝኾነ ኣጆኻ ቀጽል ጽቡቅ ኣቃራባ 💙💙💙💙💙💙💙💙
@teklehaile1078
@teklehaile1078 8 ай бұрын
You said well you man.
@wedibrhane4780
@wedibrhane4780 8 ай бұрын
ደቂ ማይጠላሚት ንመቃልስቶም ጠሊሞም ነቶም ዝስሕቅዎም ዝነበሩ ሎሚ ናብ ቅድሚት ኣምጺኦም ኣንጻር መቃልስቶም ዓጢቆም
@wedibrhane4780
@wedibrhane4780 8 ай бұрын
@@salamawitdaniel3006 ካብ ጥልመት ዝኽፍእ የለን።ብሓሳብ ክትፋላለ ናይ ግድን ኢዩ ጸገም የብሉን እዚ ናይ ሕጂ ዝገበሩዎ ግን ጽልኢ ናይ ኣከለጉዛይ ኢዩ ኣታኣኻኺቡዎም።ኣብ ቃልሲ ምስኦም ዘይነበሩ ዝስሕቅዎም ዝነበሩ ሕጂ ግን ሓቂፎሞም ምስኦም ተኣኪቦም ውዒሎም ። ንማቃልስቶም ጠሊሞም ዝበልና ውን ካብዚ። ተበጊስና ኢና።ነቶም ተቃለስቲ ደቂ ሰራየ ውን ኣጉሂዎም ዝዋዓለ ኢዩ ኔሩ ደቂ ሰራየ ምስ ደቂ ኣከለጉዛይ ከምዘለው ክትፈልጢ ኣለኪ ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹምና ደም ደም ደም ደም ኣምቢዕኩምና ደምብያ ደምበዛንኣዝማሪኖን ዘምሓርሓሩን ዕጥቆም ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ እዮም ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ልዛይ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ዝተጸየቀ እዩ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ጠፊእኩም ቒቒቒ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ እዪም ኢልኩም ክተውርዩ ብሄረ ትግርኛ ጽገብዋ ትግራይ መዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ! ? ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ህዝቢ ኣገው ቢለን ኢና 3ሽሕ ዓመት ታሪኽ ዘለኩም ፍላስፋታት ሊቃውንቲ መሳፍንቲ ሃብታማት ቒቒቒ ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 600 መሃዝቱን ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ብመሳፍንትን ብተዋህዶን ዝጸደቀ ርኹስ ኣምሓርኛ ! ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝቀየርኩሞም ንስኹም ኢኹም ተናስሑ!ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ ቒቒቒትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ... ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ንዘመናት ተሳቅይዎም ዘለኹም ቂቂቂ መርገምኩም ይጅምር ኣሎ The Oromo, Guraage and Tigray peoples should deny their identity and become Amharaናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑንትግራዋይ ተመንዩ ልቢ ትግራይ ንህዝብታት ኢስጦጵያ ኤርትራ ኦሮሞ ጉራጌ ቛንቛ ኣዲኦም ኺሒዶም ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ኢኹም ሕዚውን ተናስሑ ኣሕዋት ትግራይ መድያታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ሎሚ ሃዲሞም ካብ መሬት ትግራይ ምወጹ ተጋሩ ኤርትራ ኣብ ጎኒ ትግራይ ምኾኑ ተጋሩኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ንዘመናት ዝተሳቀይዎ ንኣሕዋቶም ትግራይ መመስገንዎም ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ስልጤ ትግርኛ ሽናሻ ቅማንት.... ትግራዋይ ክቡር ምበልዎ ! ርኹስ ኣምሓርኛ ኣብ ሓራ ትግራይ ምዝራብ ማለት ብሄራት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ ሽናሻ ቅማንት ሲዳማ..... ምስ ሓሳኽ ኣምሓራይ ተላፊንና ክነሳቅየኩም ኢና ወልቃይት ሕሞራ ናይ ኣምሓራይ ኢየን ቒቒቒ ኣየ ተጋሩ ሰብ ክቀትለኩም ቀሊልዩ ኣምላኽ ንኽፍኣት ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ኦኦኦ ኣይንርኣዮ
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas 8 ай бұрын
ይከኣሎ እቲ ሞዴል ናይ ቃልሲ ዝኾነ ሓርበኛ ኣቦና ቢተው እኳ "እቲ ጅግና ዝበሃል ንጸላእቱ ናብ ፈተውቱ ዝቕይር እዩ" እዩ ኢሉና። እዞም ሕጂ ኣንጻርና ዘለዉ ብዓል ወዲ ሓጂ ኸኣ ሎሚ ተቐራሪብና ምስኣቶም ሽግርና እንተዘይፈቲሕና ነቲ ኣጽናቲ ስርዓት ምስ ኣለናዮ ውን ንሳቶም ጅሃዲስትስ ተቐይሮም ብሱዳን እንዳመጹ ቅሳነት ክኸልኡና ምዃኖም ክንርዳእ ኣለና።እዞም መንእሰያት ከኣ "ክልቴና ወገናት ኣብ ቅሉዕ ሚድያ ወጺና ብምዝርራብን ጠንቂ ናይቲ ጸገም ብግልጺ ንህዝቢ ብምፍላጥን ብድሕሪኡ ናብ ዕርቂ ንምጻእ"እዮም ኢሎም። ስለዚ ኣብ ቅሉዕ ሚድያ ወጽዮም ይካትዑ ብድሕሪኡ ንሕና ናትና ፍርዲ ንህብ።
@medhintecruray1307
@medhintecruray1307 8 ай бұрын
Selam hawina yikealo brokho entay eyou khoyno ezey eritreawe ezea sebeytey zibeletose nrgorebet selam zehib aykonen Egzeabiher selam yewridelna ajokhom birged ne hamedo hakey aykitthefen eya emo amlakh misakhom yikhon 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@aynalem_kiros
@aynalem_kiros 8 ай бұрын
ንጥፍአቶም ዝቃለሱ ህዝቢ
@Amora-.9063
@Amora-.9063 8 ай бұрын
the first time I wrote a comment, you were very course. you are excellent to analysis thanks Hawey
@TruthWillSetYouFree23
@TruthWillSetYouFree23 8 ай бұрын
Bravo 👏 👏 👏 Yekalo jegna, I am so proud of you, well said...I really appreciate your efforts and strength 💪 keep the golden words and wise presentation 👍 ❤❤
@ወዲማይሳግላ
@ወዲማይሳግላ 8 ай бұрын
Tigray tawet andabelkum dea abey hager ktakubu.
@fatumaali6554
@fatumaali6554 8 ай бұрын
ኣታ ኣጋኣመአ ቆማል ኪድባሊካ ሚስቲግራይ ዚራከብ ያይቢልናን
@benat737
@benat737 8 ай бұрын
ትም በል hasawti ወዲ haji ዝሑሸሉ eu.. Shabiya for ever ከም ጀብሃ ኣቡኣ kitarga ekin
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 8 ай бұрын
Good job us usual yikalo💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷 nay ginbar guoy mehferat zereba yeblun.
@geromogerhi8387
@geromogerhi8387 8 ай бұрын
ይከኣሎ ጽፉፍ መግለጺ የቀንየልና ። ንሕና መንእሰይ ወለዶ ሓደራ ንንቃሕ ኣብ ስደት ተበቲትና ከይ ንተርፍ
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 8 ай бұрын
Hibu libu akologudguad misikhatkum si hager eritrea kitihlu aytikhilin iya rigumat zeri!
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 8 ай бұрын
አይትጋገ ፍትሒ ሰብ አይትንዕቅን እያ አይትንዓቆ ንወዲ ሐጂ
@semusailortl7946
@semusailortl7946 8 ай бұрын
Well said ykealo tv 👌👍
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 8 ай бұрын
ይካኣሎ ኣንበሳ ❤
@dawitwoldu4491
@dawitwoldu4491 8 ай бұрын
Yonas is extremely smart, hope the young generation will understand
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 8 ай бұрын
ክቡር ይካአሎ ሞክሲ: እዛ ሐፍትና ዝበለቶ ሐቂ እዩ:: ዓፋር ይኩን ኩናማ: ከምዚ ትግርኛ ኢና ትብሎ ዘለኻ ጸገም የብሎምን:: ተጋሩ ኢትዮጵያውያን እዮም:: እዚ ግን ስቅ ኢሉ ትማሊ ዝመጸ አይኮነን: ኮነ ኢልካ ንነዊሕ ግዜ ክስርሐሉ ዝጸንሔ ጉዳይ እዩ:: ስለዚ መጀመርያ ጉዳይና ንግበር እሞ: ብስርዓትን ሕግን ትኸይድ ሃገር ንህነጽ:: ካብኡ ምስ ኩለን አብ ከባቢና ዘለዋ ሃገራት: ብቁጠባ: ስራሕ: ምዕባለ: ንግዲ ናብ ዝላዓለ ደረጃ ምስ ደየበ ባዕሉ ዘማዕብሎ አፍሪቃዊ ዝምድና ክህሉ እዩ:: ህዝቢ ኤሪትራ ጽልኢ ተጋሩ የብሉን:: እዚ ፈጠራ እዩ::
@shishayhadsh547
@shishayhadsh547 8 ай бұрын
ኣባላትኩም ጥራይ ክትፈልጡ እንተደሊኹም፡ ጥባሕ ጥባሕ ግበሩሎም እንበር ኣብዚ ሓበሻ ዘይብሉ ምድሪ፡ ብኸመይ ክትፈልጥዎም። ነዚ መንእሰይ ኣይትኽፈልዎ።
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 8 ай бұрын
ሓቂ! ይገርም እዩ ናትና ነገር😢
@HabtuokbayHabtu
@HabtuokbayHabtu 8 ай бұрын
ኪድ ሓሳዊ መቀለ ወሪደካ ተቃለስ
@BiniamAndat
@BiniamAndat 8 ай бұрын
Shere eba nebelelu nezi belux seb bejakum yekalo abo haqi selam ywredlna fetari
@Tsigegebrehiwet-b1q
@Tsigegebrehiwet-b1q 8 ай бұрын
ይካሎ ሓውይ ካብ ቲክቶክ ቁርጽራጽ ኣይትስማዕ ምሉእ ስምዓዮ
@wedieri8264
@wedieri8264 8 ай бұрын
ይከኣሎ ናትና 💙💙💙
@brged885
@brged885 8 ай бұрын
4ይ ጠንባር pro max ኢዮም ይኪ፡ህግደፍ ከም ዝዝውሮም ዘሎ ኣይተረድኦሙን😅ይኺዱልና ግን ፍቱሓት ስረ😂😂
@agnesmeskel1399
@agnesmeskel1399 8 ай бұрын
ሃገር ብዘይ ህዝበ ኣይጠቅ ምን አዩ
@asmerettekle55
@asmerettekle55 8 ай бұрын
I agree with you
@rimadele6462
@rimadele6462 8 ай бұрын
አንታ ርእሲ ኣድጊ ርእስኻ ከዙሩልካ እዮም ደቂ ሰራየ ጀጋኑ
@yonasawi
@yonasawi 8 ай бұрын
Hgdef
@sababerhane6937
@sababerhane6937 8 ай бұрын
ደንቆሮ እለካ እለኹ
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 8 ай бұрын
Selam yekalo bro bezkone kexlo ajka 💙💙💙💙💚💙💙💙💙
@johnyboy2934
@johnyboy2934 8 ай бұрын
Thank you yikealo inkua xubuq gerka geletsxkayoo.......lomi harire eyee hadire
@humanity4477
@humanity4477 8 ай бұрын
Ykealo wala hade seb wn entetefieaka delicate amxieayo. Kereqerarbu fetnu wegen hizkum sebat ayteguanyu. Hgdefn shaebyan kemuu gerom eyom abzi bexihom
@seattle6598
@seattle6598 8 ай бұрын
yikealo arha media weridka doe dea keyteqales....abzi media teshokilka ketleflef tewiel zeleka...
@habenhabteab6640
@habenhabteab6640 8 ай бұрын
ሓሳዊ ትግራዋይ
@lewamkidane-ue1hj
@lewamkidane-ue1hj 8 ай бұрын
May telamit telmenana yikalo hawey ❤❤❤❤
@gergshelsa4592
@gergshelsa4592 8 ай бұрын
Nay abotatom eyom degimomna
@mobatsionyohannes4173
@mobatsionyohannes4173 8 ай бұрын
Siq belu serekti
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ኣንታ እዚኦም ንሰራየ ኣይውኩሉናን ኢዬም ገጾም ትርሓቅ ።
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 8 ай бұрын
ጽልኢ ህዝቢ አኾለጉዛይ ዝአኻኸቦም እዮም አታ ህዝቢ ጽባሕውን አብልዕለኻ ጆኖሳይት ኻይፍጸም ግርህነት ደው አብሉ አኸሎጉዛይ ኽጎርሕ አለም ግርህነት ደው ይበል
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 8 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ዝገርም መብርሂ ይኪ ሓወይ ቡሉጽ ሓሳብ❤❤❤❤
@dawityohannes1092
@dawityohannes1092 8 ай бұрын
Ykealo mo tegaru eritriawin yblu do
@selamasfaha546
@selamasfaha546 8 ай бұрын
We'd haja hero eyu ,we are eritrean for eritrean, enough is enough
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 2 ай бұрын
Malyan smn zeyqyru gin kab 2 Berged Nhamedu Sleziy kemey eu gin Ab Alem 2 wdeba Ab hade sm yelbon 💙💙💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙💙
@meuzhailu8621
@meuzhailu8621 8 ай бұрын
Like like like like 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ይገርም ኢዩ ህግደፍ ዓድምካ ተጋሪ ኢናበላ ክትውዕል ሸም ኢዩ።
@goitomisaac1437
@goitomisaac1437 8 ай бұрын
ወይ ጉድ ንሰምዖ ዘይብልና፣ዋላ ዝምቡዕ ኣቀራርባ ሓዝ እታ ሓቂ ትግለጽ ኣላ፣ግን ኣምሰሉነት ትዕቢት ክቱር ጽልኢ ኣብ ካልኦት ከባቢን--------ኣየሰጉምንዩ።ካብ ገጋኻ ምምሃር
@nahomerussom5880
@nahomerussom5880 8 ай бұрын
ሃላይ
@werede7931
@werede7931 8 ай бұрын
Eti zehegus eti 20.01.2024 znebere wn xbuk iyu neyru nfkri zedm iyu neyru. Eti Eritrea 🇪🇷 bEritrean zbl hasab wn xbuk iyu . Mknyatu Eti Tigray tigrini zbhal atehasasba yeksrena wn alo iyu bzuhat dekihagerna. Etom kab Tigrina wetsai zelewu khwesu tekoynom htetatom knmlselom ygbeana iyu. Nsom Abay Tigray knserh ndeli iyu zmeslom. Abay Tigray ktserhu entekoynu elamakum entay zelahxx zedkm aleni behalti iyom. Bhafesha shbuk akararba eta haki wn mstom nay elet 16 zgeberu zela tmesl. Ksab eti haki mulue bmulue nfelto gn wegennet aynhaz. Thank you 🙏
@samiyow
@samiyow 8 ай бұрын
Good job ykalo keep it up.💪🩵💪
@Peace07Love-o2n
@Peace07Love-o2n 8 ай бұрын
ሃገር ምዕቃብ: ሃገር ሃገር ሃገር ጥራሕ ክብሉ መደናገርቲ: ሰርቕቲ: ሓስውቲ::ሓቂ እንተለኩም ህዝብና በሉ:: ብዛዕባ ህዝብኹም ቅድም ሕሰቡን ሕለዩን:ፈቲና ጸሊእናን ድማ ተጋሩ ቀረባ ጎሮባብትናን የሕዋትናን እዩም::
@Filmon-zx1tm
@Filmon-zx1tm 8 ай бұрын
ብዕላማ ዘይኮኑ ብጽልኢ ኢዮም ካብዝን ካብትን ተኣካኪቦም ንብዓል ወዲ ሓጂ ሒዝካ ሲ ቃልሲ ክካየድ ድሕሪ ክልተ ምዓልቲ ነንሕድሕደን ክባልዓ ኢየን ኣብ ዝበጽሕኦ የብለንን😅
@businesseagle1
@businesseagle1 8 ай бұрын
Ykealo jigna ❤
@sleepless001
@sleepless001 8 ай бұрын
ብልርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቕድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ!!
@Betnachanal9104
@Betnachanal9104 8 ай бұрын
ካብ ሎሚ ስብስክራይበይ ሲሒበ ኣለኩ። ሚድያ ኣኮለጉዛይ ጥራይ ካብ ኮነ።
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 8 ай бұрын
Kid haf bel gahaf
@Betnachanal9104
@Betnachanal9104 8 ай бұрын
ክክክክክክክ፡ u2
@fitsumfisha9058
@fitsumfisha9058 8 ай бұрын
Yes,yikalo,I,agreed,with,you❤
@edenweldemichael2439
@edenweldemichael2439 8 ай бұрын
ካብ ሜሮን የድሕንኩም
@tesfazttf8662
@tesfazttf8662 8 ай бұрын
Wetru blux hasab bro💙🔥🔥🔥
@geneamha7584
@geneamha7584 8 ай бұрын
Exactly!!!!! Dob tsegirka , ab wuehytuka zelo seb mytfee Geben!!!
@letinaabay6991
@letinaabay6991 8 ай бұрын
ዓቅሊ ጥራይ ግበሩ ደቂ ትግርኛ ክኣ በኒና ኣይንነብራን በጃኩም ለብሙ ኣሕዋተይ ምስልም ይፈርዩ ኢዮም ዘለው ደቂ ትግርኛ ከ ኣዋልድና ንሶም ይወልድለን ንስኩም ክኣ ሰመንያ ፐርሰንት ሓዳር የብልኩምን
@tsigearaya9185
@tsigearaya9185 8 ай бұрын
Ane Ewn nusu eu zetahasasbeni wledu genzeb hazu
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
እቲ ጸገም ኮ ስለምንታይ ሞስሊም ይመጹ ኣይኮነን።ብስነ ሓሳብ ዘይሰማምዑ ስለዝኾኑ ኢዬም ኣስተውዑልኪ ባ ጸሓፊ።ቃልሲ ኮ ዝተረድኦ ኢዩ ዝቃለሶ እምበር ካብ እንዳ ኩስቶ ሓደ እንዳ ክስቶ ከኣ ሓደ እንዳበልካ ኣይኮነን ኣብ ቃልሲ ርእሲ እምበር ሃይማኖት ብሄር ኣይኮነን።
@letinaabay6991
@letinaabay6991 8 ай бұрын
@@semharkahsay1946 ሰምሃረይ መጽኦም ኣለው ኢንትስይ ኮንኩም ኢኩም ግን ሚኒን ዝብሉ ኢዞም ናትና ኢታ ሃገር ኢኮ ንኩልና ሓደ ኢያ
@gwidjebeicbe9507
@gwidjebeicbe9507 8 ай бұрын
gn ktnekh ykealo hawoy bel eske ajoka
@HabenBerhane-o5n
@HabenBerhane-o5n 8 ай бұрын
Betami xebuk
@user-st4cu9zj1d
@user-st4cu9zj1d 8 ай бұрын
👏👏👏
@christismyvictory1297
@christismyvictory1297 8 ай бұрын
Xbuk aleka ykealo everything kmirmer alewo!
@habtomgebray
@habtomgebray 8 ай бұрын
መወልትካ ድዮም ካብ ስልጣን ት አኣልዮም ኪድ ምስ ተጋሩ ንሓመዱ ፍጠር ካብ ሕጂ ገንዘብ ስርቂ የለን ክክክ
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks 8 ай бұрын
እዞም ግንባር ጉዖይ ከይተዛርቡና ሱቅ በሉ መሕፈራት።
@gilaigoitom1008
@gilaigoitom1008 8 ай бұрын
Ykalo agame, temben
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,7 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 79 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 13 МЛН
"ቃል-ኣምላኽ" ፖፕ ሽኖዳ 3ይ pope shinouda 3rd sermon tigrinya
44:54
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 316 М.
"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
1:40:13
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
ሜሮንን መንእሰያትን
48:49
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 54 М.
ረብሓ ኤርትራውያን ኣብ ኩናት ኢትዮጵያ | Yikealo Tv
19:10