ቢትወደድ ናይ ኣውራጃ ኣይኮነን ትብል መንእሰይ ሰላም

  Рет қаралды 22,397

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

7 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 72
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 7 ай бұрын
ሜሮነይ ኣጆና💪ወትሩ ሃገረይ!✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-dg2mt3ml7s
@user-dg2mt3ml7s 7 ай бұрын
ናይ ረዘነ ኣለም ኩራዕ ስለዝበለ ዝበልካዮ ሜሮን፡ እቲ ግጥሚ ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ ምርኣይ የድሊ። ንምንታይን ኣብ ምንታይ ኩነታት ደሪፍዎ ምግንዛብ የድሊ።
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 7 ай бұрын
ብራቮ ሰላም ቆንጆ። ሜሮን ከኣ ኣጆኻ፡ ከምዚኤን ንፉዓት ኣዋልድን ኣወዳትን ኣምጽእ።
@meharigebreweldi8790
@meharigebreweldi8790 7 ай бұрын
I proud of you Meri👍you are the best ❤
@selemtesfu5338
@selemtesfu5338 7 ай бұрын
Hello Meron Thank you breather Good job,
@teklezgimogos4281
@teklezgimogos4281 7 ай бұрын
That's vrrry good aida smartwst❤
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 7 ай бұрын
Yes ኣውርጃ ምሕዳራ አዪ ደቂ ዓድና መጅመርታ ብ ኣምላኽ እመኑ ፍርሃት ኣምላኽ ይሃልኹም ብ ኤርትራ🇪🇷ሕሰቡ
@amalh1063
@amalh1063 7 ай бұрын
I just want to keep it real. Telling z Truth will set u free I wrote what I witnessed. All ya need to tell z Truth ppl 😎
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 7 ай бұрын
ኣውራጃ ምሕደራ እንበር ዓልየት ኮይኑ ኣይፈልጥን ጅግንነት ድማ ብውልቂ እዩ ዝስራሕ ብውልቂ ጀጋኑ ካብ ኩሉ ነይሮም ኣለዉ ክህልዉ እዮም ንመጻኢ
@teklezgimogos4281
@teklezgimogos4281 7 ай бұрын
Very good exvenation
@user-xm1iu8bg4r
@user-xm1iu8bg4r 7 ай бұрын
Waaw meri you're my favorite 👍👍
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 7 ай бұрын
ሜሪ ሓቀኛ ተቃላሳይ ኢካ ናይብሓቂ ቀጽሎ ብዝሕ ሰብ ኣሎ ደጋፊኻ❤❤❤
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 7 ай бұрын
ኣነ ከኣ አቲ ብፉሉይ ዝሪኦ ውጩ 💪💪💪💪💪
@abbytsfi9392
@abbytsfi9392 7 ай бұрын
Meron is a very smart young man
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 7 ай бұрын
Bsul Seb bhaki akyriekana wedi erey
@BinibiniBinibini-kw6ym
@BinibiniBinibini-kw6ym 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@heyabisak6814
@heyabisak6814 7 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙
@user-py9uc9on8x
@user-py9uc9on8x 7 ай бұрын
Meri mar eiyu kife zeleka waza mas kumneger❤
@KokobKokob-pz3yy
@KokobKokob-pz3yy 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 7 ай бұрын
Atum sebat. Eritrea 🇪🇷 kem Eritrea 🇪🇷 koyna Nasinetina zitganesefnaya Bgeka kem Eritrawyan kabey wegen keybelina Ena Nasinetina. Rekibkaya Begakum kabzi himak himam wisu Ezi wedahankum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😊
@yasminali1715
@yasminali1715 7 ай бұрын
Good training
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 7 ай бұрын
Who is training.
@hagereyalemey
@hagereyalemey 7 ай бұрын
Selu lebam❤❤❤
@amalh1063
@amalh1063 7 ай бұрын
You must be kidding me right 🤓 Meron you bring this young lady for what 🥸 Bitweded is raised by z moral and values of Serya mother and father.😎 Wdi Adkme Mlga don’t lie or steal from his country. You all need to learn from him. We all know who distroy Eritrea inside out 😎 By z way, z most regionalists Awrja are Hamasen & Akle.
@teklezgimogos4281
@teklezgimogos4281 7 ай бұрын
Befekeri about ezenena hanitu
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 7 ай бұрын
selam anbesa nfieti kemaki yewldena amlak
@meharizerom2224
@meharizerom2224 7 ай бұрын
meron jigna ❤❤❤❤❤
@Meri-hgdefawi
@Meri-hgdefawi 7 ай бұрын
ቢትወደድ ናይ ኣውራጃ ኣይኮነን ትብል መንእሰይ ሰላም ኤህ ይመክልካ ወያል
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 7 ай бұрын
ኣውራጃ መፈላለዪ ኣይኮነን ምሕደራን ናይ መርየት መመቓቐሊ እዩ፡ ቀዳሞት ብኽፍኣት ሓሲሞ ወይ ትጠቂሞሙሉ ኣይፈልጡን፡ እተን ኣውራጃታት ይካባበሩ እዮም ኔሮም፡ እንተተዋሲቦም'ውን ይሕጎሱ እዮም መጋየሺ ይኾነና እዮም ዝብሉ፡፡ እዚ መንግስቲ ግን ንህዝቢ ከየማኸረ ቐያይርዎ፡ህዝቢ ኸ ተሓጊስሉ ዶ ነቲ ምቅይያር ? ስለምንታይ ከ ክቕየር ተደልዩ፡፡ ❤💙💚💛
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 7 ай бұрын
ልዕሊ ወዲ ሰራየ ደቒ ኣኮሎጉዛይ ኢዮም ዝተዛረቡሉ ከምኡ ዉን ኣቦና ኣንጦንዮስ ደቒ ኣከለ ኢዮም ዝተቃለሱሎም ዋላ ኣብዚ ቤተክርስትያን በየናይ መለክዒ ኢዮም ኣውራጃውያን ዝገብሮም
@tesfamichaelandemichael7155
@tesfamichaelandemichael7155 7 ай бұрын
Nice bteami xbuq aglalxa kemzi tblo zeleka seb bawraja zeykone b hagerun behalun snesreatun khasb alowu awrajo shasb seb nmfllay zhasb se teray EU
@semereabbeyene4201
@semereabbeyene4201 7 ай бұрын
Ata eza selam diyom gele zblwa Kola temlas tm ela amselu kedad etro
@akiyor3615
@akiyor3615 7 ай бұрын
Meron ንስካ ውን ብዙሕ ትደጋግሞ ወዲ ኣስመራ ምካነይ ኩሩዕ ኢየ ገለ ኢካ ትብል ጌጋ ኣበሃህላ ኢዩ ምክንያቱ ወዲ ሰብ ብገዛእ ርእሱ ወይ ተግባሩ ኢዩ ደኣ ክኮርዕ ዘለዎ እንበር ብፍካይ ምስ ደቂ ሃገርካ ዕላል ማለት ኢዩ ምክንያቱ ኣናብራና ተቀይሩ ኢዩ ቀደም ኣብ ጊዜ ኣቦሓጎታትና ካብ ዓዶም ይወጹ ኣይነበሩ ምክንያቱ ብ ማሕረስን ሞጋሰን ጥራይ ይናበሩ ስለ ዝንበሩ ስለዚ ዝፈልጥዎ ኣይነበረሙን ኣብ ናትና ናብራ ግን ካብ ናቶም ብዝተፈለየ ኣናባብራ ኢና ንነብር ዘሊና ምክንያቱ ኣብ ኩሉ ኢዩ ዓድና ናብራና ከም ኣቢታትና ብማሕረስን ሞጋሰን ጥራይ ኣይኪናን ንነብር። ሕጂ ነኣብነት ኣብ ስደት ኣሎና ናብ ዓዲ እንተ ተመሊስና ኣብ ኣስመራ ዘይ ዓበየ ሰብ ኣብ ኣስመራ ክነብር እንተ ጀሚሩ ምስቲ ኣብ ኣስመራ ዘዓበየ ኣብ ኣስመራ ወላሓንቲ ዝያዳ መሰል የብሉን ሰለዚ ኤርትራዊ እንተ ኮንካ ኩሉ ኢዩ ዓድካ ምክንያቱ ኣብ ኩኩ ክትንበር ስለ ትክእል ምምሕዳርካ ጥራይ ኢዩ ኣብ ሓደ ዝተወሰነ ቦታ ዝከውን።
@habeshapage755
@habeshapage755 7 ай бұрын
Ane b zeabekalu mkurae xegem zelewo aymeslenn. Neti ab kalie zeabeye mneas ksab zeyeraka, ane ab golij abye btaemi proud eye kea. Abue sle zeabeku kab tmrti aybokerku kab zkone kalie neger let's just simplify it.
@BetramGualHewan-bw9ob
@BetramGualHewan-bw9ob 7 ай бұрын
Kkkkkkkk deheri seb ke etay kekwen ewa abekulu aye hayeshen hafetey ewa
@shishytafere5347
@shishytafere5347 7 ай бұрын
ኣንታ ቲክቶክ ዶ ክነውጺአ ከፍ ኣለው አዚ ዕላል
@akiyor3615
@akiyor3615 7 ай бұрын
Meron ነዘን ፖለቲካ ኣይፈልጥን ገለ መለ ዝብላ ኤርትራውታን መንእሰያት ጊስጉሰን መዓደን እንታይ ኢዩከ ሃገርን ህዝብን እንደ ጠፈኤ ስቅ ኢልካ ትርከ ምርከ ወረታት ሰብ ዝቃለስ ዘሎ ውልቃዊ ጥቅሚ ስለ ዘለዎ ኣይኮነን ስለዚ ሸለል ኢልካ ኣይትሕለፈን ጎስጉሰን❤
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 7 ай бұрын
ንቡሩን ተፈጥሮኣውን ኢዩ ወዲ ሰብ በቲ ዝፈልጦን ዝዓበየሉን ክሕበን ::
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 7 ай бұрын
Attention eya deliya
@menbaraydgemen111
@menbaraydgemen111 7 ай бұрын
Meri hawey adnaqiqa eye.hanti hto alatni.ab gzie qalsi nay freedom shaebya register kgeber kelo awraja yhatt neru do.tegediska melsley 👉👉👉
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 7 ай бұрын
Nfeti
@heyabisak6814
@heyabisak6814 7 ай бұрын
Belah Kola ambesa wala agelalxaki des elini
@Hager330
@Hager330 7 ай бұрын
Kemaro gerka yatbexbxena eske ofa
@habtemichaelgebreab267
@habtemichaelgebreab267 3 ай бұрын
እቶም ደቃሉ ናይ ጥልያን አደታቶ ኤረትራዊያ አብ አስመራ ተወልዶም ዓብዮም አብ ግዝየ ሰውራ ምስተጀመረ ናበይ ከይዶ ንኢጣልያ ከይዶም ተአክቦም
@welduefrem6534
@welduefrem6534 7 ай бұрын
መጀመርታ ዐድካ ካልአይ አዉራጃካ ሳልሳይ ሀገርካ ዐዲ ዘይጠቅስ ኤረትራዊ አይኮነን
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 7 ай бұрын
ታይ ድኣ ሜሪ ኮመዲ ቀሪብካልና ዋይ ኮሜዲ ክዕልለካ ኢየ መጺየ
@fiyorimahari
@fiyorimahari 7 ай бұрын
Bedme neshto bethasasba abay blxti selu
@melaketesfai3579
@melaketesfai3579 7 ай бұрын
Smuani nskatkum bzaba nabrakum xray gberu Hager Wana alewa ATI ab Hager zelo demu zkefl zelo gdeflu nebstat
@hagertesfay7609
@hagertesfay7609 7 ай бұрын
ኖ ሜሪ ናብ ካልአ ከይ ከዳ አተን ዳሕሮዋት ክዳሃላ ኣለወን አተን ዝከዳ ኤርትራዊት ኔርትራዊ ጥራይ 😂
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 7 ай бұрын
She want attention that’s all
@mehariwelderufael512
@mehariwelderufael512 7 ай бұрын
ቢትወደድ ከዲኡ ዩ ነሩ ህዝቡ ደቂ ዘን ኮመርቲ ንክትፈልጡ ርእሲ ርእስሩም ክንቅጥቅጠኩም ኢና ከምተመን
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@robelkefaliasfaha7038
@robelkefaliasfaha7038 7 ай бұрын
Eiza seberen kueimtin eiske miron kabey eiya mexya
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 7 ай бұрын
እንግሊዝ ብዝፈጠርዎ ንናኸስ ኣለና ኣብታ ወዲ ሞባእ ዝባላ ዘይክትሰማማዕ ትኽእል ኢኻ ተጋግዩ ኢልካ ሰብ ኣይተጋጊ ሻዕብያ ሽፍታ ስለ ዝኾነት ኢያ ክኣ ኣስራቶም ዘላ።
@tsehaibereket683
@tsehaibereket683 4 ай бұрын
Meron using the KZbin for his be income. Otherwise he has got no moral. Himanity
@AsefawGKidan
@AsefawGKidan 7 ай бұрын
ን ቢተወደድ እንታይ ስለ ዝገበረ ኢኺ ተድንቅዮ - እስከ ካብተን ዝገበረን ጅግንነት ኣለዋ ትብልየን ግለጽለይ
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 7 ай бұрын
Anta entY tbl aleka nska wedey
@user-me5rk6kq6f
@user-me5rk6kq6f 7 ай бұрын
ህግደፍ ቀቢራቶ ኩሉ ታሩኹ
@user-dk5bf5ds2k
@user-dk5bf5ds2k 2 ай бұрын
ሜሮን ድዩ ስምካ እቲ ናይ ኣውራጃ ሕማም ኣብ ርእስኻ እዩ ዘሎ ለይትን ቀትርን ብዛዕብኡ ክተተኣናግድ ካብ ውዓልካ እቲ ሕማም ኣውራጃ ኣባኻ እምበር ኣብ ካልእ የለን ኣሎ ትብል እንተኮይንካ ኣውራጃዊ ዕላማ ኣብ ማኒፌስቶኣ ዘጽደቐት ውድብ ወይ ህዝባዊ ማዕበል እንተላ ሃየ ሊንክ ስደድ ካብኡ ዝተረፈ ጸገም ኣባኻዩ ዘሎ
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 7 ай бұрын
መንጠንዮስ ከ መንዩ?
@tedrostedi4889
@tedrostedi4889 7 ай бұрын
Kkkkkk geremena ko
@abelhaile3905
@abelhaile3905 7 ай бұрын
Meri wedi ኔዉ በለን ኢዚአን ከባኩራካ ኢየን
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 7 ай бұрын
ምጽራፍ ኣይፈቱን እንድየ ነዛ ሰላም ትባሃል ግን ዓይነይ ዓሚተ ክጸርፋ እየ ። ሎቅማጽ፡ ሓሳዊት፡ ኣምሰሉ ኢለኪ ኣሎኩ። 👉👉👉👉 ንስኪ ዶ ኣይኮንክን ትግርኛ ንምንታይ ናይ ካልእ ቢሄር ኤርትራ ክዳን ትክደን ኢልኪ ዘየድልየኪ ዘረባ ዝተዛረብኪ። ኣይሰሙን ሳልስቲ ካኣ ኣይትፈልጥዮም ኣይትጥይቅዮም ቃንቃ ህንዲ ጌርኪ ሰላም እንዳበልኪ ናይ ህንዲ እስታይል ተጠቂምኪ ቪድዮ ዝዘርጋሕኪ። መን ይቀርበኪ እት ኣብ ኤርትራ ዝርሎ ቢሄር ኤርትራዊ ዶ ወላስ ዘይትፈልዮ ህንዲ ኣምሰሉ
@Halamadrid676
@Halamadrid676 7 ай бұрын
ኩልኽን ሓደ ሓንቲ ኣስላመይቲ እስከ ኣምጽለይ ናይ ትግርኛ ባህላዊ ክዳን ተኸዲና ተንጸባርቅ ሓድነት ብኸምዚ ኣይመጽን ዩ ከም ደቂ ሃገር ተኸባቢርካ ክትከይድ ጽቡቅ እዩ ሓድነት ዝብሃል ብኸምኡ ዝሰርሕ ተዝከውን ነጺሎም ቀቢላ ዓድና ትግርኛ ሸራሙጥ እየን ንጻወተለን ኔርና ኣይምቦሉክንን ኔሮም
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 7 ай бұрын
@@Halamadrid676 ክቡር ሓው ቅድሚ ሓሳበይ ምጅማረይ ኣንዊሐ ስለዝጽሕፈልካ ብተገዳስነት ከተንብቦን እንተ ተጋግየ ጌጋይ ክትእርመንን ይላበውካ። (((1))) ምክብባር ታኣምን ተኮይንካ እኮ እቲ ወዲ ካልእ ቢሄር ሓውና ተከደን ኢሉ ኣይገደደካን ንስካውን ዘይምክዳን መሰልካ እዩ። ተተከዲንካ ካኣ መሰልካ እዩ ጌጋ ካኣ ኣይኮነን። ዘየድሊ ዘረባ እንተ ወሲካ ግን ተከባቢርካ ዘይኮንካ ተደፋፊርካ እዩ ዝባሃል እዚ እዩ ጌጋ። እዛ ሓፍትና ዘይምክዳን መሰላ እዩ እቲ ወዲ ካልእ ቢሄር ውን መሰሉ እዩ ካቡኡ ሓሊፉ ነቲ ደስ ኢልዋ ዝተከደኖ ካልእ ሰብ ከም ጌጋ ጌርካ ናይቢሄርካ ዘይትክደን ኢልካ ኣብደስቱኡን ምርጩኡን ክትኣቱ ከለካ ተክብሮ ኣለካ ማለት ድዩ? ? ? ? ? ? ? ኣብምክብባር ታኣምን ተኮይንካ ተከዲንዎ ኣሎ ምርጩኡ ኢዩ ናይባህልካ ዘይትገብር ወላ ጅኒዕፍሪት ኢልካ ኣብ ምርጩኡ ኣቲካ ምዝራብ ግን ምክብባር ዘይኮነ ኣብ ምርጩኡ ኣትካ መሰሉ ምግሃስ እዩ። እሞ ካኣ ናይዘይትፈልጦም ሃገር ባህሊ ቃንቃ እስታይል ተጠቂምካ ቲክቶክ እንዳሰራሕካ ። እንታይ ኣምጾኦ ምስቶም ደቂዓድና መታዓብይትና ጎሮባብትና ክትንክፍ ዝክእል ዘረባ ምዝራብ ።ትከባበር ተኮይንካ ንሰብ ኣብ መሰሉን ዝተክደኖን ዝትንክፍ ዘረባ ከይተዛረብካ ስቅቅቅቅቅቅ ምባል "እዚኣ እያ ምክብባር" (((2))) እሽንካይ ናይቢሄራትና ስቱር ክዳን ሕንምብርተን ተከፊተን ኣጥባተን ገሊሀን ድሕሪ ሰለፋ እንታይ ተረፋ ዝብል ክቡር ባህለን ገዲፈን ኣስላፈን ቀሊዐን ኣለባብሳ ምዕራባውያን ተከዲነን ዝወጻ እኮ ዓገብ ኣይበልናን እዚ እከ ናይ ባህልና ድዩዩዩዩ? ሓወይ ዓገብ ዝባሃል ንቅድም ዓገብ ንበል ርእስና ካብቲ ዘይጠቅምን ንሕብረተሰብና ዘይውክሎ ምፍልላይ ነውጻዮ ናይባሓቂ ናይ ባህልካ ተቆርቃሪ ተኮይንካ ንራኣዩኡ ኣይጽቡቅ ንጥዕና ኣይጽቡቅ ብኒሞንያ ዝምንቁስ ክዳን ዘይናይባህልናን ናይ ትሻዓተ ቢሄርናን ዘይኮነ ዘይስቱር ክዳን ዝተከደና ዓገብ ንበል ግን ኣብ ቢሄራዊ ምፍልላይ ዘሎ እዚ ግናይ ኣይራኣዮን እዩ ። (((( (3)))) ክቡር ሓው ብዛዕባ ደቂ ካልእ ቢሄር ናይ ትግርኛ ክዳን እስኪ ኣምጽለይ ዝበልካኒ ብዙሓት ኣለዋ ዙርያ ብመስቀል ስለዝጥለፍ ነታ መስቀል ገዲፈን ብፍየሪ ተኬአን ዘክደና ብዝሓት እየ ዝፈልጥ ግን ኣነ ዝፈልጠን ስለዘይትፈልጠን በተን ፉሉጣት ክጅምረልጃካብ ፋጥና ዕስማን ፡ከድጃ ኣድም፡ ዳሃብ ፋቲንጋ .. ...... ወዘተ ስመን ዝረሳዕክወን ካሎኦት ተመልከት ዝርያ ሽፊን ጌረን ዝደረፊኦ ኣብጾግሪ ኣይንዛረብ ጾግረን ስለዘይክፈታ እንታይ ተቆኒነን ኣይንፈልጦን እዚ ባህላዊ ክዳን ግን ተጠቂመናሉ እየን። ክንደይ ዓበይቲ ደረፍቲ ደቂ ካልእ ቢሄር ኣዝዩ ጡዑም ደርፍታት ትግርኛ ኣበርኪቶምልና እዮም። ህዝቢ ትግርኛን ካልእ ቢሄርን ካኣ ታሓጊሱ ሰሚዕዎ ደቂ ቢሄሮም ግን ናይቢሄርካ ዘይትገብር ኣይበልዎን ታሓጊሶም ኣድኒቆሞም። ባዓል ኣብራር ዕስማን፡ ዕስማን ዓብደሪሒም፡ ኣላሚን ኢኣብደለጢፍ ፡ ፋቲንጋ ፡ብዙሓት ካሎኦት ረሲዐዮም ዘለኩ ብዙሕ ብትግርኛ ደርፊ ደሪፎም ብቃንቃካ ዘይትደርፍ ዝበሎም ወዲ ቢሄሮም ግን ኣይራኣናን ፡በንጻር ትግርኛ ከለው ብካልእ ቃንቃ ዝደረፉ ኣብቲ ቀደም ሕብረተሰብና ክቡር ስለዝኮነ ብሓጎስ ይሰምዖ እዚ ናይሎሚ ዝህውትት ዘሎ ሓደክልተ ሰብ ኣፉ ኣግፊሑ ክህውትትን ቅድሚ ሕጂ ሕብረተሰብና ዘይገበሮ ዝፈላሊ ዘረባ ይዛረብን ርሑቅ ከይከድና ንማይናስ ዝበሎ ንምፍልላያ ሕብረተሰብና ቀዳማይ ዝኮነ ሰብ ኣፎ ገፊሕሉ ስቂሉ ዝዛረብ ህውታትያ ሰብ ካኣ ክጸርፎ ሪኢና ።ሓወይ ትግርኛ ብደቂ ካልእ ቢሄር ቃንቃ ተደሪፉ ደቂ ካልእ ቢሄር ብትግርኛ ደሪፉም ክሉ ብምክብባር ሰሚዑን ተቃዲሱን ከይዱ። ከምዚ ናይሎሚ ዘለዎ እልፊ ብዕልጋት ይብል ሜሪ ሓውና ዝገብርዋ ንምንታይ ብቃንቃ ካልእ ቢሄር ደሪፍካ ከይተባህለ ብምክብባር እዩ ከይዱ ባዓቢኡ ርሑቅ ከይከድና ሰላም እዛ ተዛርበና ዘላ ባዕላ ናይ ፌሩዝ ክዳን ሓበሻ ተከዲና ዝተሳኣለቶ ክብሪ ይሃብኪ ኢላ ኣብ ቲክቶክ ዘምጻቶ ኔሩ።እሞ ከዳኣ ፌሩዝ ናይ ትግርኛ ክትክደን ከላ ከም ቅኑዕን ክብርን ክረአ ካልእ ትግርኛ ናይ ካልእ ቢሄር ክክደን ጌጋ ክትብሎ ምክብባር ድዩዩዩዩዩዩዩ ? ? ? እዚ ዘምጻኩልካ ኣብነታት ኣብ social media & screen ካብ ዝቀርቡ እምበር ብውልቀይ ዝፈልጠን ሞስሊምን ደቂ ካልእ ቢሄርን ኣዝየን ብዝሓት እየን ። ገለ ካብ ዘዕበየናን ደስ ዝብል ምክብባር እንዳራኣናዮ ዝዓበና ወስ ክብለካ 👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉👉ኣብ ገዛውተይ ኣብ ዝግበር ጥጥቆ ማርያም ጉንቦት ናይ ርፊኤል ጋዓት ሞስሊም ደቂ ገዛውትና እክለን ሕሩጨንን ሂበን ጥጥቆ ጋዓት ምስ ሰበን በሊዐን ቡነን ሰትየን ኣብ ምህለላ ምስ በጽሐ ኣምላክ ወይ ረቢ ይስማዕክን ኢለን ገዲፈንነአን ይከዳ ። ጸበል ጸዊዕካየን ቆሎ ድዩ ሕንባሻ ተቀቢለን መሪቀን ዝከዳ ክቡራት ጎሮባብቲ እየን ኔረናና። ኣብከምዚ ሕብረተሰብ ኢና ዓቢና ። ((( (4)))) ቀቢላ ዓድና ሸራሙጥ ኢሎም ዝበልካዮ ""ኢሉ"" ኢልካ ነቲ ዝበለ ካኣ ዓገብ ትብል ኩሎም ኣይበሉን። ዋዜማ ዝተዛረቦ ንዋዜማን ነቲ ናቱ መርገጺ ዝቅበሉን እምበር ንኩል ህዝቢ ትግርኛ ኣይውክልን እዩ። ስለዚ ነቲ ዝበለ ዓገብ በል ንኩሉኣይትለክም ብዙሓት ካብ ቢሄራትና ጎሮባብትን ማሓዙትን ኣለውና ብምክብባርን ብሰላምን ንከይድ እዚ ኢልዎ ዝበልካዮ ነዞም ኣመንትና ፈተውትና ጎሮባብትናን ደቂ ዓድናን ዝገልጽ ስለዘይኮነ ነቲ ዝበለ እዩ ጌጋ ዝባሃል። ኣነ እኮ ነዛሓፍትና ዝበለቶ ትብሉ ኣይበልኩን ኢላላላላላላላ እየ ኢለ በቲ ኣምሰሉነታን ኣብ ሓደ ርእሲ ክልተ ዘረባ ምዝራባን ንውልቃ ገሲጸያን ጸሪፈያን ። 💟💟💟💟💟 ናይቶም ዘይትፈልጦም ህንዲ ስታይል ተጠቂማ ምስራሓ ጌጋ ኣይኮነን ጽብቅቲ ስለዝኮነይ ውን ኣጸቢቅላ እዩ በዚ ጥራይ ተዘብቅዕ ንምንታይ ናይ ህንዲ ጌርኪ ኢለ ውን ኣይምጸረፍክዋን ኣሰይ ጽብቅቲ ኩሉ ዘጸብቀላ ኢለ እየ ሪኢቶይ ምሃብክዋ። ንሳ ናይዘይትፈልጦ ብህሊ እንዳገበረት ንቢሄራት ናይዓድና ዝተከደነት ትግርኛ ወይ ደቂ ቢሄራ ከምጌጋ ተተዛሪባ ግን ርእስኪ ተመልከቲ ንብላ ። ወዳሓንካ ክቡር ሓው
@Halamadrid676
@Halamadrid676 7 ай бұрын
​@@feruzsolomon3814ሓፍተይ ኩሉ ዝጸሓፍክዮ ንፍቅሪ እዩ ጸገም ኣይኮነን እንተ ኾነ ግን ውጺኢት የብሉን ኣነ ውን ከምዚ ኣተሓሳስባ ኣብ ርእሰይ ኣይነበረን ኣብ ስደት ምስ ወጻኩ ግን ኣብ ዓዲ ዓረብ እየ ኔረ ኣብ ዝሰርሓሉ ስራሕ ሰብ ኣምጽእ ምስ በሉኒ ኣነ ካኣ ደቂ ዓደይ ኢለ 2 ኣስላም ናይ ዓድና ሒዘሎም ምስ ከድኩ ነቲ ዘስርሓና ዝነበረ መንእሰይ እዚኦም መሲሕን እዮም ሃገርና ዝመርሕዋ ኣጋፊዕም ኣውጺምና ካብ ዓድና ኢሎም የሕሊፎም ሂቦምኒ መሲልዎም ግን እቲ ኣስራሒና መሲሕን ኮይኑ ስለ ዝጸንሐ ጨፍጭፉ ኣፋኒዎም ካብኡ ንኔው ኩሉ ምስሉይነት ምካኑ ተረዲእኒ ካብ ሃይማኖት ወጻኢ ክሓስቡ ኣይክእሉን እዮም እቲ ምግፋዕ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ተኾነ ሓለፋ ናቶም ንረኽቦ የለን ኣብ ኤርትራ ኩልና ሓደ ኢና ንነብር
@user-me5rk6kq6f
@user-me5rk6kq6f 7 ай бұрын
​@@feruzsolomon3814ምቅርቲ ደኺምኪ 😂😂😂😂😂😂
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 7 ай бұрын
@@user-me5rk6kq6f ኣይ ድካም የቡሉን ተረዳዲኢካን ተከባቢርካን ንክትከይድ ሓሳባት ምስየሕዋትካ ክትካፈል ድካም ኣይኮነን ክቡር ሓው
@fanuelnatnael8241
@fanuelnatnael8241 7 ай бұрын
Fokas
ዕላል ምስ መንእሰያትምስ ሙኡዛት ደርፍቲ ኣሕዋትና!!
21:59
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 4,4 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 53 МЛН
ካብ ፖለቲካ ውጽእ ኢልካ ዋዛ ምስ መንእሰያት
34:39
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 11 М.
ሜሮን ምስ  ወዲ ሓጎስ ፊት ንፊት
55:13
መብርየ MEBRYE
Рет қаралды 889
መንእሰያት ን ሜሮን ዘለዎም ርኢቶ ይገልጹ
20:47
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 4,2 М.
ሜሮንን ዋዛ ምስ መንእሰያትን
17:19
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 24 М.
Vodcast 09 | ፍቕሪ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ!
50:07
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 21 М.
ሜሮን ምስ ኣዋልድ ኤርትራ
27:20
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 38 М.