ሜሮን ናብ ብርጌድ-ንሓመዱ ክትጽንበር ኣለካ ወዲ ኪሮስ

  Рет қаралды 49,242

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

6 ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 400
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 ай бұрын
ፍትሒ ትርጉማ ቀይራ ኣላ፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ፍትሒ ዘይደሊ ሰብ የለን፡ በርገዲ ንሓመዱ ደለይቲ ፍትሒ ዝብሃሉ እንተኾይኖም፡ ፍትሒ ትርጉማ ኣብ መዝገበቃላት ክቕይረ ኣለዎ። ኢምኒ ክትሃርም እናወዓልካስ ፍትሒ እዚችምንቅስቓስ እዚ ፈጺሙ ናይ ጭኑቓት ራእይ ዘይብሎም ዝመልእዎ ስምዒታውነት ጽልኢ ጥራይ ዝዓበለሎ፡ ፖለቲካ ዘይብሉ ምንቅስቓስ እዩ።
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 6 ай бұрын
😂😂😂😂
@SeifeTekle
@SeifeTekle 6 ай бұрын
እሞ ከመይ ድኣሉ ክኸውን ነይርዎ ትብል እንታይ ኢዩ እጃምካ ንስኻ ኸ ወላድ ኣብ ድሕሪ ኮምፒተር ተሓቢእካ ንዝቃለሱ ምንእኣስ ኢዩ ዕላማኻ ተበራበር ካብ ድቃስካ እንተወሓደ እንተወሓደስ እታ እቲ መሰረታዊ ዝኾነ ን ወዲሰብ ዘድሊ ነገራት በታ ጽርይቲ ማይ ረኺብካይ ሰቲኻስ ብሰላም ትኣቱ ትወጽእ ዘለኻ እዚ ህዝቢስ ስለምንታይ እዚ ይስእን ኢልካ ሕሰብ እሞ ትርጉም ናይቲ ቃልሲ ሽዑ ብከፊል እንተተረድኣካ
@BiniWeldu
@BiniWeldu 6 ай бұрын
fthi zseane hzbi ms nedere etay kem zgebir zegika aleka nbealka an eritrean ms atena emni aykonan nuclear ksdu ena nab eseyas zelewom geza ms seabtun hgdef 🚀🚀🚀🚀
@Eritreashikor
@Eritreashikor 6 ай бұрын
ብርጌድ ንከብዶም ኣሌታውያን እዮም ሓሰውቲ ትግራይ ዘይበለ ካባና ይፈለ ተባሂሉ ክንደይ ሓሊፉ we’re one nation against hgidef
@eritrea63
@eritrea63 6 ай бұрын
መሮን ከምዛ ዘለኻያ ንበይንኻ ንመንእሰያት እንዳንቃሕካ ምኻድ ይሕሸካ።
@solomonhabte6235
@solomonhabte6235 6 ай бұрын
ሜሮን ምስ ወዲ ኪሮስ ርክብ ቀጽሎ በሊሕ መንእሰይ ኢዩ ካብ ኩሉ ሚዛናዊ ኢዩ ናይ ሓባር ቃልሲ ኢዩ ዝኣምን ብኣውራጃ ክባእሱ ከለዉ እዚ በይኑ ንኩሉ ሰብ ይምጉት ትዓዚበዮ ኣለኹ ካብ ነዊሕ
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 Ай бұрын
Wede kiros you are great
@ymariymelegaymariymelega4063
@ymariymelegaymariymelega4063 5 ай бұрын
ሜሬ ጅጋና ሓፈተካ ካብ ትግራይ እየ ብጣዕሚ ጉብዝ ኢካ❤🎉
@user-qv6yq4vf6d
@user-qv6yq4vf6d 4 ай бұрын
ሜሮን ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 6 ай бұрын
Kkkk neten selam geren zenbrakum zelewa Hagerat selamen kelikumen zelekum, Ab Adi Hgi seb mnbar kelikum zelekums si 😔 🇪🇷🇪🇷wi bselam kennenbrom ena nkales zelena ????😔😔 Afkum tray akbulna pls Eta Hager wala Alewa 💪🏿🇪🇷💥::
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 6 ай бұрын
ብራዎ ሜሮን ከምኡውን ወዲ ኪሮስ ታዓወቱ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ኣምላክ ይባርከልኩም ደቂ ሰናይ ❤❤❤❤❤።
@kubromftwi4414
@kubromftwi4414 5 ай бұрын
Btami xbuk hasabat meron and wedi kiros .
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 5 ай бұрын
ክንዲ ማዓኮር ዶርሆ ዝኮነት ርእሲ ሒዝኩምሲ ያኣይ ከም ተቃለስቲ ኣፍልብኹም ነፊሕኩም ከይሓፈርኩም ክትዓፍሩ ከለኩምሲ ብሓቒ ተሕፍሩ ደቂ ምልሻ
@teklitandebrhan5749
@teklitandebrhan5749 6 ай бұрын
10000 ኪሜ ኮንካ ተጻሪፍካስ ተቃላሳይ የብለካ ድዩ ኣይትሓሩን ተቃላሳይ አየ አልኩም ክትዛረቡ
@user-sx9bb7jv4d
@user-sx9bb7jv4d 6 ай бұрын
እስኻ ኸ ንነብስኻ እታይ ትብላ ካብ ኣቃጫጭ ቃላት ትምህርቲ ዝኾነ ተትጽሕፍ ከምዚ ኣነ እናሓለፍኩ ክርእዩ ከለኹ ናትካ ከሞት ሰኪቱ ዉዱቅ ቃላት እዩ ናይ 2016 እየ ዝብሎ
@TesfaTekie-ve2ve
@TesfaTekie-ve2ve 6 ай бұрын
ክልተ ቃልሲ ከም ዘሎ ተረዳእ ። ናይ ሓሳብ ቃልስን ? ናይ ብረት ሒዝካ ቃልስን ? ኣብዚ ሕጂ ጊዜ ኸዓ ናይ ሓሳብ ቃልሲ እዩ ዘሎ።
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 Ай бұрын
Meron nashetu training ktheb tkel ika you are talented. You can do it
@almazasmellash274
@almazasmellash274 5 ай бұрын
Thank you, Merona. You are truly the best; the only person without any agenda, not driven by money-grabbing tactics that mislead the public like other channels. Your voice resonates with Eritreans who stand with the oppressed and for the land of Eritrea. Like Moses from the Bible, your voice will be heard. We appreciate your amazing work, and you are an inspiration. Eritrea needs individuals like you. Eritrea is for Eritrean. God bless you, Merona. Love you. From Asmara Eritrea.
@saratesfagiorgis6898
@saratesfagiorgis6898 Ай бұрын
Mero you have also a point
@user-zr3vu8io3z
@user-zr3vu8io3z 5 ай бұрын
Bravo wedi kiros eza bizaba bandiera zihabkaya des zible agelalitsa
@binamhabtu5939
@binamhabtu5939 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ❤❤❤
@alganeshafewerqi1168
@alganeshafewerqi1168 5 ай бұрын
ሜር ሓወይ አጆኻ ብእሚኒ ፍትሕ የለን ንገሮም ኤርቲራ ብኤርቲራዉነት ክኸዉን አለዎ
@zetamful
@zetamful 5 ай бұрын
Meron pleace pleace nab Berged Nehamedu keyteatu. Subuk alka
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 6 ай бұрын
መንእሰይ ክላዘብ ክርኢ ከለኩ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክሓጽር ምኻኑ ይረኣየኒ❤
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 6 ай бұрын
እዚ ወዲ ኪሮስ አዘራርብኡ አታሐሳስብኡ ጡዑያት መራሕቲ ተረኺቡ ቡዙሕ አድላይ ነጥቢ ይዛረብ ስለዚ ንጸርፊ አይትቃዳደሙ ህውከት ዳአይባሃል
@wediEri_9
@wediEri_9 2 ай бұрын
ስቕ በል ድሩዝ፡ እዞም ድርባያት ህግደፍ" እንዳበለስ ኤርትራዊ'ዩ ኢልካ ትማጎተሉ ኣለኻ።
@mahzron
@mahzron 5 ай бұрын
Much respect to you, wedi kiros. Your wording is very influential
@ts69977
@ts69977 6 ай бұрын
ሜሪ ሐወይ ንበይንካ ይሕሸካ ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰር ዘለካ ታሪክ አቦታትካ ትፈልጥ ኢካ ንስካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-md5yi1zt1u
@user-md5yi1zt1u 5 ай бұрын
No No aytgage
@ola1707
@ola1707 5 ай бұрын
Ayxelaikiwon eziy wedi gin kaliot brigid nhamedu yebalashiwo alo 😂❤
@HawaMohamed-mb2dq
@HawaMohamed-mb2dq 5 ай бұрын
አየአድጊንሐመዱእንታይዋጋየብሎምሐንቲዝምፅእዎነገርየብሎምደንቁርበጃህግደፍኪዱ
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 5 ай бұрын
ዋዉዉዉ ዉዲ ኪሮሰ. ንፍዕ ተዛራባይይ. ብሓቂ🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 2 ай бұрын
ወዲ ኪሮስ መስሓቅ ኣጋጣሚ እና ምስ ሓርቅና እምኒ ንድርቢ ኣዴታትን ህጻናትን ፖሊስን ጭፍጭፍ ከሪምኩምስ ወይ ጉድ
@user-mm5fb7fq7f
@user-mm5fb7fq7f 5 ай бұрын
😢😢😢😢😢hasawti ekom
@user-ln5ry7dm7h
@user-ln5ry7dm7h 5 ай бұрын
እዋይ እዛ ፍታሕ 🤔🤫🤫🤫🤫
@tesfalemkidane7024
@tesfalemkidane7024 4 ай бұрын
ሕጂ ውን ናይ ሓደ ከባቢ እዩ፡ ሓደ ብሓዲኡ ሓደ ብኤርትራውነት ዘይኣምን፡ ትግራይ ትዕወት ክብል ዝውዕል ትግራዋይ ኢዩ፡፡ ኩሎም እቶም ኣባላት ከኣ ኣርእስቶም 90% ትግራይ ኢዩ፡፡
@thabte100
@thabte100 5 ай бұрын
አዋይ ዓጀውጀው
@abdelwaseesmael4571
@abdelwaseesmael4571 6 ай бұрын
Meron haway bza zalkaya kaxla❤❤❤
@selamasrat8462
@selamasrat8462 6 ай бұрын
ወልፋስ ዓጠነ
@LidiaTeame-bx3nh
@LidiaTeame-bx3nh 5 ай бұрын
Bega Higdef kidu denaqirrrrrr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-qf7vo5oq2t
@user-qf7vo5oq2t 5 ай бұрын
ወይ ሃለውለው
@user-nk9tb7wf8e
@user-nk9tb7wf8e 6 ай бұрын
በርጌድ ንሐመዱ ዝደልዩ ዘይፍለጥ ገሊኦም ፍጹም ይቅረ ዘይባሃሎ ገበን ዝገበሩ ነጋዶ እዮም እቶም ዝተረፈ ድማ ከምዚ እዳስዋ ባእሲ እንበር ነቲ ፐሎቲካዊ ናይታሃገር ዘማሐይሽ አይመስለን (1) ምስመንግስቲ ኤርትራ መበቆል ተጋሩ አለው ግን ብዛዕባ ኤርትራ እዮ ዝካላኽሉ ንርኢ ምስ ቶም በርጌድ ንሐመዱ ደለው ተጋሩግን ክብርታት ገድሊ ኤርትራ ብዛዕባ ኤርትራ ዝእከብን ዝዝትን ምስ በርጌድ ንሓመዱ ኮይኑ ዘጋፍዕ ኤርትራውያን እዩ እቲ ሰብ በቢደለዎ አንጻ ይግደፍ ይወደብ ዝብል ቃልካ ድማ ቃልሲ ዘይኮነስ ህኮት እዩ ብዛዕባ ለውጢ ንቅሳነትን ክመጽእ ዘይጽበ ኤርትራዊ ደሎ አይመስለን ዋላ እግደፍ መጀመርያ እቶም ንዓመታት ዝተቃወሙ ሞጓኖት ኮይኖም ሃገር ምዕራይ ዘይኮነስ ሃገር ምፍራስ እዮም ጸኒሖም በርጌድ ንሐመዱ ድማ ይቅጽሎ አሎንስካ ወዱ ኪሮስ 4 የሕዋትካ አብሃገር አለው አነ ድማ 6የሕዋተይ አብ ምክልኻል አሎውኒ ካባና ንሶም ይኸብሩ አብመረበቶም አለው ካብ ከምዚ ናትካ ምስ ጓኖት ኮይኑ አብዳሳት ኤርትራ ከፍርስን ጸብሒ ክደፍእን ምውዓል
@Helen-03
@Helen-03 6 ай бұрын
Very smart guy.
@SeifeTekle
@SeifeTekle 6 ай бұрын
ቃልሲ ናይ ከባቢ ዶ ናይ ሓደ ኣውራጃ ዶ ዝብሃል ኣብሃህላ ጌጋ ኣበሃህላ ኢዩ እቶም ሓደ ከባቢ ተረዲእዎም እንተድኣ ይቃለሱ ኣልዮም ኮይኖም የቐንየልና ከምዚ ገይርኩም ዘጽናሕኩሞ ኢልካ ክትስዕቦም ነቲ ቃልሲ ክትቅልስ ጥራይ ኢዩ ዝግባእ ካብዚ ብዝተረፈ እዚኦም በዚሖም ከባቢና ዉሒዶም ኣስላም የለዉን ዝብል ግን ነብሰምትሓት ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል እሞ ካብ ከምዚታት ዉጽእ ኢልና ኣንጻር እቲ ናይ ሓባር ጸላኢና ድኣ ንዕሰል
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 5 ай бұрын
ሜሪ ርእስኻ ኣስርሓዮ በዚኦም ሓተላ ብረይ ዎሽ ከይትኽውን። እዞም ኣእዱግ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ንሰለሰተ ዓመት ብዋጋ ህዝብናን ሰራዊትናን ክጣልዑ ዝጸንሑ እዮም። እዚኦም ክኣ ብደም ዝተጨማለቁ ሓተላ ግለት እዮም። እቲ ዘሕዝን ድማ ዋላ ሓንቲ ዕላማ ይኹን ራእን የብሎምን። ኩሉም ከዳዕ ደቂ ከድዓት ደቂ ምልሻ ስርናይ ደቂ ወልደገባ እዮም። ኣብ ሓንቲ ሃገር ሓንቲ ባንዴራ እያ ዘላ ንሳ ክኣ 🇪🇷እያ። ስለዚ ሜሪ ተጠንቀቅ ካብ ምስ እዚኦም ኣንጻር ታሪኽናን ኣንጻር ስውኣትናን ልኡላውነትናን ዝኽዱ ጋርበጃት።
@takleabhabte2198
@takleabhabte2198 5 ай бұрын
Ms wanatata eya zela arku
@EndlessLove21
@EndlessLove21 5 ай бұрын
brgied nhamedu awraja do aliet do tgray ente gedifkmo kulatna teqawemti eina nhber endo hanti hager amina 🇪🇷🇪🇷
@grsveskindergedu-ek6hc
@grsveskindergedu-ek6hc 6 ай бұрын
Agame wedi chiros mis meron eritrawi kitzareb aymilketkan
@biribahta5343
@biribahta5343 5 ай бұрын
Yhsuweka. Alo seedy. Merton
@user-ef1ml6cf7f
@user-ef1ml6cf7f 5 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitamaniel4431
@senaitamaniel4431 6 ай бұрын
ዋላ እቲ ሽምኩም እዩ ዘሰንብደኒ፡ helmet 🪖 ገረ እየ ዝሰምዓካ ዘለኹ ችሮስዋኒ
@Eritreashikor
@Eritreashikor 6 ай бұрын
Me too
@user-md5yi1zt1u
@user-md5yi1zt1u 5 ай бұрын
ኣጆኩም ሓደ ኢኹም ❤❤❤❤
@user-gg1gg9fs9o
@user-gg1gg9fs9o 6 ай бұрын
Yea❤
@omerabdellasego9528
@omerabdellasego9528 6 ай бұрын
ኣነ ዕድመይ ኣብ መወዳእታ ዓርባታት ኢየ ቀሊል ዕድመ ኣይኮነን ኣብዚ ዕድመ ዝኣከብክዎ ብዛዕባ ኤርትራውነት ማለት ዝብኢስ ክሳብ ዝዳሎ ይሕንክስ ከም ዝብሃል 95% ኤርትራዊ ንዑኡ ክሳብ ዝጥዕሞ ምቁር ቃላት ተጠቒሙ ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጸሔ ይልወጥ ብሙቁር ቃላት ብዙሕ ጊዜ ተደናግርናን ንደናገር ድማ ክነብር እና ስለዚ ሰብ ምቕሻሽ ግደፍዎ ክትዕወቱ እንተ ደሊኹም እኹል ዓቕሚ ኣሎ ጥራይ ንዓይ ይጥዓመኒ ስለ ዘላ እምበር
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 5 ай бұрын
❤BEST W.KIROS WARYOR THANK'S KING MERON BEST BE IN ❤
@TGVITGVI
@TGVITGVI 6 ай бұрын
❤❤
@eriharmil21
@eriharmil21 5 ай бұрын
መለስ ዝዘረኣኩም እሾክ መርገም እኩም
@dawittesfgaber5484
@dawittesfgaber5484 5 ай бұрын
ከመይ ኢያ እዛ ቃልሲ ኣብ ከተማታት ኢውሮፓ ተቀሚጥክን ንቃለስ ኣለና ትብላ ብዓል መሕፈር
@user-cj7wr1ws1n
@user-cj7wr1ws1n 6 ай бұрын
You did good job guys both of you
@tsegahaylu2580
@tsegahaylu2580 5 ай бұрын
👌
@tsegazghiasgodom5599
@tsegazghiasgodom5599 5 ай бұрын
Nice job 💯👏👏
@elsaaraya4024
@elsaaraya4024 6 ай бұрын
Kkkkkkkk
@user-dy7qn8ex4y
@user-dy7qn8ex4y 3 ай бұрын
ብሃይሊ ናዐና ምሰሉ አንመስልን ትማሊ ህግደፍ ጽባህ ህግደፍ
@tesfufeshain4377
@tesfufeshain4377 6 ай бұрын
ንፉዓት መንአሰያት ኣጆኹም
@user-os6jo6ji8g
@user-os6jo6ji8g 6 ай бұрын
👍
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 ай бұрын
ደቂ ጁንታ🇻🇳🐍ደቓሉሉሉ🇻🇳🐒🤮🐒🤮🐒kkkkkKkkkkk
@miligoltgray6539
@miligoltgray6539 6 ай бұрын
ብርያ መችም ኣይትማሃሩን ኢኩም🇪🇷🐬🐋😂
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 6 ай бұрын
@@miligoltgray6539 ተረፍ ኣምሓራ ዓዲ ሰለስተ ክክክክ ተረፍ የመን ክክክክ ተረፍ ድሮንንንን ከከከከከከከከከክክክክ
@Mmm-fm2vx
@Mmm-fm2vx 6 ай бұрын
ተረዋእ ወዲ ጋሕባ
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 6 ай бұрын
Ajokum zemdekiy amlak yehgzkum fethi yehbekum zemdekiy 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏
@helenyohannes4619
@helenyohannes4619 6 ай бұрын
Eritrea is for those young brothers and sisters who are giving their life! May God always be with ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 just stop the talk.....
@user-gh1to2sl1x
@user-gh1to2sl1x 6 ай бұрын
ማኒፌስቶ ግበረሉ ወዲ ኪሮስ ጸብሒ ምድፋእ ጥራይ ዋጋ የብሉን ናይ ዓዋሉ ስራሕ እዩ
@jobmike5449
@jobmike5449 6 ай бұрын
ንስኻን ንዓኻ ዝመስሉ ነዚ ጸብሒ ክበልዑን ክስዕስዑን ብርጌድ ንሓመዱ አየፍቅደልካን እዩ። አታ ሃላይ ሰብ ደሙ እንዳፍሰሰ ንስኻ ጸብሒ አይተፍስሱ ትብል ደምኻ ይፍሰስ። ተሓቢእካ ኬድካ ከይትበልዕ ክነፍስሶ እና ፈሲስካ ቕረ ደንቖሮ።
@user-gh1to2sl1x
@user-gh1to2sl1x 6 ай бұрын
@@jobmike5449 አታ ሐሳድ ንሳያ ዓቅምኻ ሰብአይ ተኾንካ መክት ነቲ ጸላኢኻ ዓጢቅካ።
@aneeri6921
@aneeri6921 6 ай бұрын
​@@jobmike5449ደንቆሮ እንታይ ፍትሒ ከተምጽኡ ተጽግበኒ ቕጫስ ኣብ ሞቅልኣ ኮላ ይፈልጣ ከምዝበሃል ንስኩም ኣብዝይ ዓድኩም ምጺኩም ድም ሰብ ዘፍሰስኩም ኣብዕድኩም ኣይተኣትዉን ኢኩም እንበር ካብዚ ዝክፍእ ተግባራት ከም ትፍጽሙ ጥርጥር የለን ሓደ ሰብ ንፍትሒ ዝፈልጣ የለን ንስኩም ኣብዛ ስደት መሳርሒ ናቶም ዝመርሑኩም ደናቁር ኢደ ብይዛ ጅቡኦም መምልኢ ኮይንኩም ምንባር እያ ለውጢ ዝበሃል የለን ለውጢ ክህሉ ተኮይኑ ካብታ ውሽጢ እያ።
@wedmana8067
@wedmana8067 6 ай бұрын
​@@jobmike5449*ንስኻ ብዛዕባ ህይወት ትዛረብ ንሱ ድማ ብዛዕባ ሃምበርገር ይዛረበካ😂 ሎ በቃ ት ስእሊ ዲክታቶር ክነብር ኣለዎ ዳበሉ ስእሊ ኢሰያስ ሒዞም ገንዘብ ክእክቡ ት ገንዘብ ንመን ተኣኪቡ ይወሃብ ኣሎ ጉዳዮም ኣይኮነን ንምዃኑ ጨኳኒ ስርዓት ንዓና ሃገርና ዘስኣነና ደው ይበለልና ዳበለ ተመሊሶም ብዛዕባ ት ዝህረም ዩ ዝርኣዮም ዞም ባራዩ ነውራማት*
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@almazmender2828
@almazmender2828 5 ай бұрын
ንስካ በጣም ብዝሕ ትዛረብ ይግደፍ አይንፅልን እዮ ከማኻ ክልተልቢ ዘለዎ ስብ እው ይንፅለካ እቲ ዝመክረካ ዘሎ ነብቨጣሚ ፅቡቅ ዘረባ እዮ ለውጢ አብ መስኮት ሚዲያ ዘይኮነስ አብአ ምካድ እዪ አታፍት።
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 5 ай бұрын
ክላእ ብጣዕሞ ፍጊዕ ኢኣኩም
@melatmelat9977
@melatmelat9977 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@habtegebrieltedla4749
@habtegebrieltedla4749 6 ай бұрын
👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@semharhabtom520
@semharhabtom520 6 ай бұрын
Kemzi kemakum ybizhi 🎉🎉
@marthaaron8126
@marthaaron8126 5 ай бұрын
You guys just waste time you guys very funny funny people
@user-gg1gg9fs9o
@user-gg1gg9fs9o 6 ай бұрын
Yes🎉😂😂😂😂😂
@chiayyemane3196
@chiayyemane3196 6 ай бұрын
Right❤
@awetweldeslasie3384
@awetweldeslasie3384 5 ай бұрын
ሐመድ ብላዕ ብርጊድ ንጎሮቤቱ
@Mita5724
@Mita5724 6 ай бұрын
😂😂😂
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 5 ай бұрын
ኣድጊ ንኸብዱ ኣድጊ ኣድጊ እዩ ተገምጠልካዮ ወንጮ ተገምጠልካዮ ወንጮ ድርባያት ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንምድረ ፋራ
@okubaygerehans
@okubaygerehans 6 ай бұрын
This was quite surprising 🙃
@dawittesfamichael3223
@dawittesfamichael3223 6 ай бұрын
ደገፍትን ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ካብ ኤርትራ ሓዲምካ ንህዝብካ ብጾትካን ግዳይ ጌርኩም ነብስኩም ፈቲኩም ወጺእኩ ንስኩም ንሃገር ኣይኮነን ንነብስኩም ዘይትልውጡ ዘይትጠቅሙ ሰባት ኢኩም ። ለውጢ ብማዕዶ ኮይንካ ዝመጽእ ለውጢ የለን ። ኩሉኩም ንህዝቢ ኤርትራ ሃለይቲ ተመሲልካ ንረብሃካ ትግብርዎ ሓለውለው ካብ ምኳን ዝሓልፍ ኣይኮነን ። ኩፉእ ክንዲ ዝስተር ይግተር ። ፊት ንፊት ከይገጠምካ ብማዕዶ ዝመጽእ ለውጢ ኣይመጽእን ብከምዚ ናትኩም ዝመጽአ ለውጢ ሰሚዕናን ርኢናን ኣይነፍልጥን
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 6 ай бұрын
لكن بنفسهم يقولون نحنا من تقرأي أيش يسوون لكم الناس قول نحناارترين خلاص
@user-cj7wr1ws1n
@user-cj7wr1ws1n 6 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@BT-ck3wx
@BT-ck3wx 6 ай бұрын
በላሕቲ ንስኹም ዶ ምትሰደድኩም አብ ዓድና መራሕቲ ምኾንኩም አበይ እም ዳካ ርሶም ወይነነማ አጆኹም አጆና ቀሪብና ኢና
@takleabhabte2198
@takleabhabte2198 5 ай бұрын
ጽወታ ጫቑት ስ ብማዓንጣ ሓብታ ድም ስድራካ ምክዓዊ ስ ኖርማል ኮይኑ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Ай бұрын
ይክፈት እዚ በለስ ጽ እዩ ዘይምኽፋት
@user-dk8nv7jq3q
@user-dk8nv7jq3q 6 ай бұрын
ከይትሰምዖም፡ሓደራኻ
@marthaaron8126
@marthaaron8126 5 ай бұрын
Ha Ha Ha Ha
@hagosaeyob2361
@hagosaeyob2361 5 ай бұрын
💯
@user-rt3up7gs9i
@user-rt3up7gs9i 6 ай бұрын
ብተአሚ ጽቡክ ርዲት ❤❤❤
@rahwaweldetensae3972
@rahwaweldetensae3972 6 ай бұрын
True
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@waltagerezghier2017
@waltagerezghier2017 6 ай бұрын
ነቲ መጀመርያ ባንደራስ መፈላልዪ ኢያ?
@helensolomon8786
@helensolomon8786 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-ni2vr1dt3b
@user-ni2vr1dt3b 5 ай бұрын
Dirbay bealka
@michaelmeasho5742
@michaelmeasho5742 6 ай бұрын
Bravo haxirn gelaxn❤❤❤
@hagosaeyob2361
@hagosaeyob2361 5 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-gn1bv1er8k
@user-gn1bv1er8k 5 ай бұрын
Keyah Bandera gerjkum elom ab isreal teharimom
@tkh4049
@tkh4049 6 ай бұрын
ወዲ ኪሮስ you are well informed and said it well!!!
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 6 ай бұрын
ሰላም መሮን ሓወይ ኩሉ ጊዘ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቀካ ቡሱል መኒኢሰይ ከማካ ይብዛሓዮ ግን ኢዚ ወዲ ኪሮስ ዝብለካ ዝጸንሐ ከምዚኦም ኣታሓሳስባ ዘለዎም መነአስያት ጽቡቅ ኢዮ ግን ጥንቅቅ በል ስለምንታይ ኣቡኡ ብዙሕ ሕልክልክ ዘበለ ኢየ ዝሪኢ ኢቲ ቀንዲ ቃልሶም ንመንነት ይብሉ ዓባይ ትግራይ ይብሉ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ብዛዕባ አረትራ ህዝባን ንሕሰብ ኢም ብድሕሪኡ ጽቡቅ ግርብትነት ምፍጣር ይምረጽ ኢምበር ንዖኦም ኢኮ ንትግራይ ከማን ኣንፈቶም ኣስሒተምም ስለዚ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@user-dd5kp8mg5h
@user-dd5kp8mg5h 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yodithagos320
@yodithagos320 6 ай бұрын
Selementay deah bandiera yeqaxhulu eilka seytehato, eritrea ne eritrewina .ewyyy beselet zeybelhu zerebha yehewateka enharemeka si lewetiii.geiena neqehat gudieloum alo bejeka besimehet mezerab...but meri i appreciate for ur patients.
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 6 ай бұрын
ሱቅ በሊ ህግደፍ መንደፍ ዝብሃል ሓው የብልናን።
@eyobteklay3738
@eyobteklay3738 5 ай бұрын
Wedifor
@user-og7sm9qn6p
@user-og7sm9qn6p 6 ай бұрын
Meri eko btaemi belih menesey amlak edmen tenan yhabka kbretey ❤❤
@hansgebre2712
@hansgebre2712 6 ай бұрын
ዓጋመ
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 54 МЛН
когда повзрослела // EVA mash
00:40
EVA mash
Рет қаралды 4,3 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 105 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 36 МЛН
ተማዊትኩም ብ ሂወት ክትህልዉ ጽዓሩ ፥
1:52:58
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 22 М.
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 54 МЛН