Feven Sahile's and Amanuel Modesha's (Geat Program) ናይ ገዓት መደብ

  Рет қаралды 224,100

Buruk TV

Buruk TV

Күн бұрын

ንፌቨን ሳህለን ኣማንኤል መዶሻን ዝተዳለወ ናይ ገዓት መደብ። (Geat program) prepared for Feven Sahile and Amanuel Modesha's family ‪@BurukTv‬
Copyright©2020 Buruk TV. Unauthorized use of whole or part of this video is strictly prohibited.
Copyright©2020 Buruk TV. ካብዚ ቪድዮ ብምሉእ ይኹን ብከፊል ብዘይ ፍቕድ ምጥቃም ብሕጊ ዝተኸልከለ እዩ።

Пікірлер: 786
@kisanethbtab1437
@kisanethbtab1437 Жыл бұрын
ፌቡ ሓብተይ እንቃዓ ማርያም ማሓረትኪ ሓራስ ኣንበሳ ጌራ ተውጽኪ
@semirajemil1799
@semirajemil1799 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ባህልናጡዑም ደስ ክትብሉ ዳሓራስ ኣዘኪርኩምና ሓራስካኣ ሙሉእ ምውጻእ ይግበርልኪ እኮዕ ሓጎሰኩም🙏❤
@abrehakaterina7824
@abrehakaterina7824 Жыл бұрын
ባህልና እሞ ወዲ እንዳሓራስ ኣይኣቱን እዩ እንተ ዘይተጋግየ 🤔🤔🤔
@Maly105
@Maly105 Жыл бұрын
እንቃዕ ማርያም ምሓረትኪ ፈበይ ጥጥቆ ድማ ጸውዕና ኢኺ 🙏🙏🙏🙏💘💕💕💕💕💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@shwayneshweldu2346
@shwayneshweldu2346 Жыл бұрын
እንኳን ማርያም አውፀእትኪ ክብርቲ ሓፍትና 3ዝዕልልል ናይ ስወስተ ስላሴ ምሳሌ እዩ 5እዩ ናይ ወዲ ደማ ናይ5 አምደ ምስጥራት እዩ 7 ደማ ናይ7 ምስጥራት እዩ ክቡራተይ ኩሉ ደማ ሃይማኖት እዩ ወዲ አብ 40 መዓልቲ እዩ ዝጥመቅ ናይ ኣቦና ኣዳም ምሳሌ እዩ ናይጓል ደማ አብ80 መዓልቲ እዩ ናይ አደና ሂዋን ምሳሌ እዩ ኩሉ ሃይማኖት እዩ
@tomastesfay3684
@tomastesfay3684 Жыл бұрын
Thanks
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና
@kisunaho5507
@kisunaho5507 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealena eti nay may menxaggg kea abrhhh entetebkelna mkenyatu keshi mexiuu eyuuu may znexegelka kab mexhaf kudus fuxum wexeee euuu eziommm zbelewo zelew
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ይስምዓልና ንፉዓት ኩሉ ብሃይማኖት ዝተወከለ ስለ ዝኮነ ህብና ክንፈልጦ ይግባእ
@myfamilyforever4378
@myfamilyforever4378 Жыл бұрын
Ane ka hto khateka pls tegediska melseley ab 12 zgber nay hawi msgar antay eiyou trgumu ane sle zey tesagerku kulu gze kemzi medeb krei keleku hrkrk ybleni pls
@ናይሎሚንጽባሕ
@ናይሎሚንጽባሕ Жыл бұрын
እንቃዕ ማርያም ብሰላም መጸትኪ ፈቢዩ ስድራኣ ኣምላኻ ሃይማኖታ ተኽብር ብጸጋ ጥበብ የዕብያ። ኣብ እንዳ ሓራስ እቲ ጋሻ ኢዩ ዝሰርሕ ሓራስ ኣይትሰርሕን ኢያ ፉርቲ ተማሃሪ።
@اتنوطا
@اتنوطا Жыл бұрын
እንቆዕ ማርያም ማሐረትኪ ሓራስ ኣምበሳ ጌራ ተውጽእኪ
@almazarefe2246
@almazarefe2246 Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ገጽ ንፈትዎም አርኢኩሙና❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 Жыл бұрын
መጽሓፍ ቁዱስ እዩ
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 Жыл бұрын
እወ ምስ ሓረሰት ናይ ግድን ቡዙሕ ሸግር እዩ
@tsegamana9325
@tsegamana9325 Жыл бұрын
Febu haftey Elarya belya schma
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ Жыл бұрын
መስምኣብ ከይበልኩም ትበልዑ ጌጋ እንድያሞ ኢልኩም በሊኩም እሞ ከይድገም 🙏
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Жыл бұрын
Congratulation to both of you God bless your little baby girl 🇪🇷❤️🙏
@Sara-tb4ty
@Sara-tb4ty Жыл бұрын
ዋው ፌቨና ሽኮር እንቋዕ ማርያም መሓረትኪ እንቋዕ ውላድኪ ሓቖፍኪ ኣማን እንቋዕ ኣቦ ክትከውን ኣብቅዓካ🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ግን ጨቂንኩም ሓራስ ዝግዓተቲልኩ ወሪድልኩም ግዒትኩም ክትቅርቡላ ኢዩ ዝግብኣኩም:: ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይትስኣኑ::ፌቡ ኢዚኣ ንዓኺ💐🎁💕💐
@lulyaghebretnsae9160
@lulyaghebretnsae9160 Жыл бұрын
Atum sebat nimintay ekum tixarefu senay timinitikum zeytigeluxilom giday .febey mqrti enba b selam tegalageliki and enkae hagoseki miss u
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Жыл бұрын
እንኳዕ ሐጎሰኩም ፌቡ ሞዴ የእቤልኩም።አዚዩ ጽቡቅ መደብ ሙቁራት ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ።ዋዉ እዛ ማማይ ክትጽብቅ ሽኮሪና ። አነ ሽም ነዛ ጽብቅቲ ማማይ ፍርያት መሪጸላ አለኹ አብ ዉድድር አትያ ክትእወትያ ፍሉጥ ፍርያት ናይዞም ክልተ ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ማለትዩ የዕቤልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Жыл бұрын
መብዛሕትኡ ባህሊ ዘይኮነ ሃይማኖታዊ እዩ፡ ንኣብነት ንወዲ 7 ዕልልታ ንጓለንስተይቲ 3 ዕልልታ፡ 7 ብኢብራይስጥ ምሉእ ቁጽሪ እዩ ስለዚ ወዲ 666 መትንታት ኣለዎ እዚ ማለት ምሉእ ቁጽሪ እዩ፡ ንጓል ኣንስተይቲ ከኣ 333 መትኒ ኣለዋ ጎደሎ ቁጽሪ እዩ ስለዚ ንጓል ኣንስተይቲ 3ዕልል ይበሃለላ እዚ ማለት ምትሓትን ምልዓልን ዘይኮነ ነቲ ስርሓት ፈጣሪ ንምግላጽ እዩ። ብዛዕባ ጥምቀት ንወዲ ኣብ ኣርበዓ ኣዳም 40 መዓልቱ እዩ ናብ ገነት ኣትዩ፡ ኣዴና ሄዋን ከኣ ኣብ ሰማንያ፡ ብዝያዳ ከኣ ዘለዋዉያን ምዕራፍ 12 ተወከሱ። ብዛዕባ ኣብ 12 ሓዊ ምስጋር ከኣ መልኣክቲ ፍጥነቶም ከም ንፋስ ርቀቶም ከኣ ከም እሳት ስለዝምሰሉ ኣዴና ሂዋን ምስ ወለደት ኣብ 12 መዓልታ መልኣክቲ በጺሖማ መልኣክቲ ብእሳት ስለ ድምሰሉ ሓዊ ትሳገር። ናይ ጥጥቆ ዉን ትርጉመ‍እ ኣለዎ። ኩሉ ትርጉም ኣለዎ። የሕዋተይ ካብቲ ዚፈልጦ እየ ቁሩብ ገሊጸ ፈጣሪ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና። ከምዚ ምትሓትን ምልዓልን ኣይኮነን ኣብ ኣፈጣጥራ ኣይንእቶ። ማዕርነትን ዘይማዕርነትን ኣበይ ንጥቀመሉ ነፍለጥ። ብዝያዳ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንተ ኬንኩም ኣቦታት ካህናት ተወከሱ ቤተክርስትያና መልሲ ኣለዋ ። ዝወለድኩሞ የዕቤልኩም። ብ መስለኒ ብይከዉን ኣይንንበር።
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Жыл бұрын
Asey Ezi Ementna ewe ❤❤❤
@tesfaldettikuabo2646
@tesfaldettikuabo2646 Жыл бұрын
ኣብዚኣ ኣላትኩም ኩልኩም ንዚኣ ኣንቢብኩም ንብድሕር ሕጂ ተጠቀሙላ ቃል ሂወት የስመዐልና
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 Жыл бұрын
Nebu shem nay zefetewa adeye weladitey 🙏❤️❤️❤️
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Жыл бұрын
@@tesfaldettikuabo2646 🙏❤️❤️❤️
@samrigrmay4488
@samrigrmay4488 Жыл бұрын
Besmeam wedi 666 metntat alewo hjis kea 666 amxikumo 666nay dyablos quxri eyu amlakna aygagen Eyu slezi ayhawawsn kea kabey amxikumo abey mexhaf qdus texahifu endi xnxway trah ufff
@danafredriksson4206
@danafredriksson4206 Жыл бұрын
አሰይ ደስ ክትብሉ። ሃገርካ ክብረትካ ክበሃልሲ ሎሚ ሪኢናዮ። አብ ስደት ካአ ውልድ አቢልና አብ ሳልሳይ መዓልቲ አስፔዛ ክንገብር ምስ ውላድና ንወጽእ። አብ ስደት ክብረት ዝባሃል የለን። እንቋዕ ማርያም ብስልምታ አውጸአትኪ ከምኡ እውን አምላክ ብሰላምን ብጥዕና ተዕብየልኩም።
@amanielu4216
@amanielu4216 Жыл бұрын
እንቓዕ ሓጎሰኩም ፌቡን ሞዶሻን ብርኽቲ ዉላድ ይግበረልኩም ስድርኣን ቤተሰባን ስነ ስርዓት ባህላን ልምዳን ኣኽቢራ ኣብነት ትኸዉን ንኻልኦት ይግበረልኩም ኩቡራት ወለዲ ደስ ይበልኩም ብዉላድኩም ተሓጎሱ
@ማሩ
@ማሩ Жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣብ ዝለኽሞ ኣደይ ማርያም ትሓልኩም ስደትና ኣሕጽሩ ምስ ውለድና ንታሓቓቀፈሉ ግዚ ይፈጠረልና ጽልእን ባእስን ኪናት ደው ኢሉ ሰላምን ፍቅርን ዝሰፈኖ ዓመት ትኩነልና 2023። ¶ ሳብስክራይብ ካኣ ግበሩለይ ምቑራተይ
@yason8490
@yason8490 Жыл бұрын
amen 🙂 ayngebrn
@merkeb2426
@merkeb2426 Жыл бұрын
ኣሜን
@wedimokonen
@wedimokonen Жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏 zhabty marey
@HR61919
@HR61919 Жыл бұрын
ኣበይ subscribe
@hosana1143
@hosana1143 Жыл бұрын
ኣነስ ሓንቲ ርአይቶ ኣላትኒ ከመይ ዓይነት ምፍልላይ ከምዘለኩም አዩ ንበዓል መሓሪ አዚ ሕጂ ኣብርሃም ዝሓተቶ ምሽክናይ ድኻ ብጥዕንኡ ክሳብ ካብ ገዛ ምውጻአ ዝሰኣነ በጊዕ ዘይኣብጻሕኩም ሲ? ዓለም ምስ ዘለዎ አያ ንስኡናት ሓግዙ በጃኹም ንምሓሪ ክርኢ ጸኒሐ ነዚኣ ምስ ረኣኹ ኣዝየ ጉህየ
@dlietproduction7194
@dlietproduction7194 Жыл бұрын
ስራሕ እዩ ድንጋጸ ከይመስለካ እንዳ ሓራሳት ይረብሑ ሰብ መዲያ ይረብሑ መሓሪ ፈጣሪ ኣሎ እንቃዕ ከምዚ ኢሉ ብሞራል ተሰአ ጥራይ ሕጂ ላዕሊ ክስቀለልና እዩ።
@مازنامان-ز5ق
@مازنامان-ز5ق Жыл бұрын
ትብላዕ ዘረባ ንድካ ደኣ መን ይቀርቦ ዓለም ምስዘሎ ኢዩ
@nardinadiablessed0811
@nardinadiablessed0811 Жыл бұрын
Alem ms zelewo eya n mhari ka amlak alewo hji kgayeulu eyom n xebe tray enqe tray ab meda wexa
@meraabiabiygayl5102
@meraabiabiygayl5102 Жыл бұрын
Ehmmm dey nrebha eyom dka da men kkerbo alem ms zelewo endyu.
@redseapawerentertainment3118
@redseapawerentertainment3118 Жыл бұрын
Ygermeka eu kemu kbl xenihe enber ke kab mera ksab kola entay amxo furti zdnkeki eiki hji gn nxgumat ktkedyom aleki naki yhsheki
@natsinetmichael5359
@natsinetmichael5359 Жыл бұрын
Febu bmejemerta enqae adey marayam bselam agelageletki and modescha ka congra kaweu zeterefe gn ezi zgber zelo agedasnet zelewo koynu aytesemann
@samrawittsgehans7792
@samrawittsgehans7792 Жыл бұрын
ሃቢቦም ብዘይ ልቦም
@senaittesfamichael6195
@senaittesfamichael6195 Жыл бұрын
Ygermeka eyu
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት እንቃዕ ሓጎሰኩም ኤልሳ ምዶሻ 🌷🌿🇪🇷🌴🌾🇪🇷❤️🙏❤️
@mulugetadebesay2979
@mulugetadebesay2979 Жыл бұрын
ኣሰይ ጥዑም ስማዓ ኣታ ዚ ባህልናስ ሙት ስሚዒት ዩ ዘባራብር ተምስገን ኣምላክ ኤርትራዊ ዝገበርካኒ ሞደሻ & ፌቡ ኣሕዋተይ ከኣ ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን ህጻን ትግበረልኩም
@helenh2411
@helenh2411 Жыл бұрын
Enkua hagosekum🎉🎉🎉 sdra tmazez haymanota tekbr ygbrelkum🙏🙏🙏
@onelove4781
@onelove4781 Жыл бұрын
Betami subuk Medea… melsi nay zen kuluna behankewta nitsibe
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Жыл бұрын
Congratulations Febu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎄🎄🎄🎄🎇🎇🎇🎇
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ Жыл бұрын
ሓራስ ኣበሳ ገይራ ተውጽኪ ❤❤🙏
@AhmedMahmoud-zy9zv
@AhmedMahmoud-zy9zv Жыл бұрын
Ata Anes n furuti mara eye zfetwa furutey love you
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Жыл бұрын
Ata wodeee tetenkakkk Tehatsena enaaa
@natululi126
@natululi126 Жыл бұрын
ኩሎም ኣብ ኢዶም ቃል ኪዳን ኣለዎም ምስኣ ዘለው በይና ኢዳ ናጻላ ቀልጥፍ ሕተታ ክክክክ
@wediasmara6578
@wediasmara6578 Жыл бұрын
ኣታ ኣስላማይ አንድካ ኣስላመይቲ ዘይትፈቱ አዝኣን ናትና አየን
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Жыл бұрын
@@wediasmara6578 asmara aykonkan Wade gerer eka Mikniatuu Muslim ☪️ mis Cristian Hadar kigaber xagam yabelunnnn
@eseyselemun
@eseyselemun Жыл бұрын
Ata gdefewo kem kefu gen wala ane kfetwa meat eye
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 Жыл бұрын
እንቋዕ ኣደይ ማርያም መሓረትኪ ሰብኡት እንዳሓራስ ኣይበጽሑን እዮም ።
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ሓረስኪ ፌቢየይ ብሽልምትኺ ተውፅእኺ ወላዲተ ኣምላክ❤❤❤💞🙏
@johnredae5358
@johnredae5358 Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዞም ሰባት እምበር ሓዳሮም ኣብ ዩቲብ ወጺኦም
@ክሪስቲናክሪስ
@ክሪስቲናክሪስ Жыл бұрын
እንቋዕ ሰአላም ወአፃኪ ዘአይትብል እዋይ ሓበአሻ ምኒን
@ክሪስቲናክሪስ
@ክሪስቲናክሪስ Жыл бұрын
ሃህ ኢልካ እናረኣካዮም ሲ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Жыл бұрын
Kkkkkk timqet alo amet qola alo yqixl
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ Жыл бұрын
Ygermeka eyu gena bhije wn zmhruna aymeslun eyom
@hiyabtesfzgi5863
@hiyabtesfzgi5863 Жыл бұрын
@@ክሪስቲናክሪስ kkkkkk metku Kkkkkk
@greatstar5111
@greatstar5111 Жыл бұрын
Haras Ambesa ygberki wladkum bselam btena yebyelkum fetari fqrkum ybatek deqi Eri xbuqat ezi adna eko ktem nhade zbelksyo naserte yeble bereket xelewo dess kbleka love you fruti shikor🇪🇷💋💕
@sd-kv7pg
@sd-kv7pg Жыл бұрын
ሞዴ ነብሲ ቅድሚ ቡን አኮ ወዲአካዮ ዕንባባ አንቓዕ ሓጎሰኩም ፌቡየ ከኣ ሓራስ ኣንበሳ ጌሩ የውጽአኪ ብስልምትኪ.
@modeleyabofikiri4169
@modeleyabofikiri4169 Жыл бұрын
Cong modesha mis fevu enkua mariema bselam agelagletki ♥️🙏🏾 Thx furti natey
@nigistigoresiyus8319
@nigistigoresiyus8319 Жыл бұрын
Fabu habetey eniqa besalem hareski sint dema edmani tenani yehaba modosha eniqa hagoskum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@senbetaymetkel2269
@senbetaymetkel2269 Жыл бұрын
እንቃዕ ማርያም ምሓረትኪ ብርኽቲ ቆልዓ ይግበረልኩም
@aa.g.3248
@aa.g.3248 Жыл бұрын
God bless all family God bless your baby girl 🌷❤️🙏🏽
@tube8874
@tube8874 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተገላገልክ ፈቡ ሽኮር ኣማንኤል ሓወይ እንኳዕ ሓጎሰካ
@selamyezdeli
@selamyezdeli Жыл бұрын
መጀምርታ ፈቡ አንቃዕ ማርያም መሓረትኪ ፉርቲ ሽኮር ኣዝየ አየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን አዚ መጽናዕቲ ገርኪ ንዓበይቲ ሓቲትኪ ሸው አንተ ትግብርሉ ምሓሸ
@Abdalrhem990Abdoo
@Abdalrhem990Abdoo 5 ай бұрын
Asey meshallah Enqae bselam tegelagelki Febu haftey Ema dma Enqae hagoseka
@Rassamen
@Rassamen Жыл бұрын
እንቃዕ ሓጎሰኩም። ኣዚዩ ደስ ዝብል መደብ ዩ ብሩክ ተቪ
@habendebesom
@habendebesom Жыл бұрын
እንቃዕ ማርያም መሓረትኪ ማዳሽታ ይርደኣካ ኣሎ ገዓት ኣይበላዕካን ዕንበባ ኢካ ወዲኢካዮ
@selamberhekifle8648
@selamberhekifle8648 Жыл бұрын
Fevu enqa beselam tegalki ❤❤ furti shuker hars serhia ketbelaki xbuk aykonen bezkon xbuq medeb
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
Pls selu haftey Subscribe hagzni haftey
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי Жыл бұрын
Wawww ኣሰይ ፌቡ ሓብተይ ሓራስ ኣንበሳ ጌራ ተዉጽኪ እንቋዕ ሓጎሰኩም ሙቁራት✅👈👈👈💝💝🕌🙏⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👈
@bereketdestadesta5745
@bereketdestadesta5745 Жыл бұрын
ፉርትና ሓፍትና ሜሲ ሓሬስ ደቭ ሓዉና ብሓባር ተፈታዋት Show ቡዠዝሕ ነመስግን
@FilmonSemerab
@FilmonSemerab 5 ай бұрын
ፍርቲኢ ኧይኒ ኣዳማት ሰአላምኩም የብዝሃዮ❤❤❤
@rumanaabdelalim4310
@rumanaabdelalim4310 Жыл бұрын
Aseyyy Meshallah des ktblu Enqae bselam tegelagelki Febu Ema dma Enqae hagoseka ♥️♥️♥️
@evanhailemariam1220
@evanhailemariam1220 Жыл бұрын
ኣሰይ እንቋዕ ሓጎሰኩም ብሉጻተይ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ብርኽቲ ውላድ ይግበረልኩም ፈጣሪ
@sz8028
@sz8028 Жыл бұрын
Enqa hagoskum enqa beselam goyta aglaglki zemna yebarek goyta yebarkum gen reyto alni haras kelas tesasi modsha tenqesaqes wahaa.
@SAMIYOUTUBE
@SAMIYOUTUBE Жыл бұрын
እንካዕ ማርያም ገላገለትኪ ፌቡ 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ngstimengstab3498
@ngstimengstab3498 Жыл бұрын
እንቓዕ ኣደይ ማርያም ብሰላም ኣውጻትኪ!!!
@AhmedMahmoud-zy9zv
@AhmedMahmoud-zy9zv Жыл бұрын
Aseyyyy febu Enqa maryam mharetki mode gerhi lubu congra congra congra congra
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 Жыл бұрын
Abi seb nay behaki kibret zeleka seb eka.Kubur seb eka nay behaki
@tewahedobi3929
@tewahedobi3929 Жыл бұрын
አባና ኣብ ትግራይ ኣብ ሸዉዓተ ማዓልቲ እያ ደገ ወፂኣ ፀሓይ ትፅሎ። ኣብ ሸዉዓተ ማዓልታ ሩባ ወሪደን ክዳዉንታ ይሓፅባ ገለብ እዩ ዝባሃል።
@wsjb194
@wsjb194 Жыл бұрын
ትክክል❤
@meraabiabiygayl5102
@meraabiabiygayl5102 Жыл бұрын
Ab Eritrea 🇪🇷ka ab 12 mealta eya dege twexie.
@hevenmikiale8232
@hevenmikiale8232 Жыл бұрын
Ab (7) malit mokonibiya tigebr tesegr du zibhal Niti qolian naan ka kuhili mesqel ygebrelom hade Yu marey
@hanetaokbay8928
@hanetaokbay8928 Жыл бұрын
ፍርትና ሃፍተይ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ
@anemukaneyhgusiesonskaelku5153
@anemukaneyhgusiesonskaelku5153 Жыл бұрын
Modesha is simple person like me i like that simple people, febu kea adey mariam meharetki n mamush kea Amlak b tsegiu yiebya 🙏
@helenzemikiel738
@helenzemikiel738 Жыл бұрын
ፌቡ ማርያም እንኳእ ብሰላም ኣገላገለትኪ እውይ ምቅርቲ ልክእ ምስሊ ከልቴኹም ከምቲ ዝበሎ ሞደሻ ብሰላም ኢኺ ተገላጊልኪ ስለዚ መጸዊእታ ሩፉታ 👨‍👩‍👧 👑🌿🌸
@jiromkidane569
@jiromkidane569 Жыл бұрын
Wawwww febu hafteyyy enqa adey mryam mhartki 🙏🙏🙏❤❤❤ daqi eri I Love you 🥰🥰🇪🇷😇
@Maly105
@Maly105 Жыл бұрын
ገለብ ይብሃል ደቂ ኤረይ
@desalehabte6564
@desalehabte6564 Жыл бұрын
መጀመርታ ክብርቲ ሓፍተይ እንቃዕ ኣደይ ማርያም ብሰላም ገላገለትኪ: ብምቅጻል ኩሉ ጽቡቅ እዩ ግን ኣብ ማስሜዳ ዘዉጽእ የብልኩምን ሕጽኖት: ሓማዉቲ: ቤቢ ሻወር:… ወዘተ ብምንታይ ክንትርጉሞ ኢና ።እመኑኒ አብ ዓለም ከም ባህልና ዝጥዕም የለን። ባህልና ክዕቀብን ወይ ድማ ክጠሓስን ብፍላይ እዞም ስነጥበባዉያን ኣብ ኢድኩም እዩ ።ብፍላይ እዞም ኣብ ደገ ንነብር ናይ ምዕራባውያን ኣካይደኦምን ዒፍ ኢሉና እዩ።
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Жыл бұрын
ብሹልምኪ የዉፅእኪ ፌቡ ሽኮር👏
@abrahaleykelete5713
@abrahaleykelete5713 Жыл бұрын
ፍቅርኩም ከም ማይ ይዛሪ ደቂ ኤረይ መዓረይ
@kailulove
@kailulove Жыл бұрын
ሓራስ ኣንበሳ ኩኒ👏❤️🍀
@simonshinin183
@simonshinin183 Жыл бұрын
ንሶም ድዮም ኣብ ሰደት ዘለው ንሕና ኢና እንኳዕ መርያም ማሓረትኪ
@sewranadaniel1894
@sewranadaniel1894 Жыл бұрын
Congratultion ❤️🎉 Family Amaniel.
@rishant9980
@rishant9980 Жыл бұрын
ፈቡ እንቃዕ አደይ ማርያም አገላገለትኪ ፍርቱ ከእ ብጣዕሚ ገጋ ገርኪ ሐራስ ላዕልን ታሕትን ክትብል ኮፍ ብምባልኪ ዝበላዕክሙሉ ከማን ከተልዕሊ እይካአልክን ከም ጋል ተነስተይቲ ብጣዕሚ ንዒቀኪ
@godisthekey7326
@godisthekey7326 Жыл бұрын
Tbarkuly burkat fitert dkeza halale meriyt 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@snittuum4089
@snittuum4089 Жыл бұрын
Furteyy mareyyy semey snit eu beta betami zeftwan zednkan tewsit semey sele zetmrxet thank you furtey betami ey zeftweki ka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏
@finoabrahale3579
@finoabrahale3579 Жыл бұрын
አሰይይይይ ደስ ክብል ባሃልና ፊቡ እንካዓ ብሰላም ሐረስኪ
@eritreahagerey4845
@eritreahagerey4845 Жыл бұрын
እንኳዕ ሓጎሰኩም እንዳ ሞዶሻ እንኳዕ ማርያም ብሰላም መጸትኪብል ፌቡ ሽኮር ፡ ኣነ ግን እዞም ካሜራ ዝስእሉ ሲ ከደንጉጹኒ ኣብ ዝኾነ ሸው ይርስዑ ካሜራ ማን ክኸውን ሓሲበ ኔረ እሞ ገዲፈዮ ኣለኹ ፡
@yirgaberhe2676
@yirgaberhe2676 Жыл бұрын
Congratulations 🎉👏 for both of you.
@thanksgodforeverything4156
@thanksgodforeverything4156 Жыл бұрын
Asey Febuye anka maryam bselam mexetki anqaa des belekum agziabher nwldatkum bxegan tibebn qumetn yeabyelkum 💞🙏🏾haras anbesa gera tewxiaki 🙏🏾🇪🇷🥰
@selammehari1356
@selammehari1356 Жыл бұрын
Enka biselam tegalagelki febuye mkrti enka hagosegukum 🙏
@ጓልራእሲኣሉላ
@ጓልራእሲኣሉላ Жыл бұрын
ምስ ወለድኩ ኣደዋይ ከመይ ከምትፈትወኒ ፈሊጠ ኣዶነት ክብረት እዩ ባህልና ተመሳሊ እዩ ምሳኩም❤❤
@mahari2024
@mahari2024 Жыл бұрын
ሞዶሻ ኣዝማሪኖ ግርማ ኣስመራ ❤😘🇪🇷
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Жыл бұрын
Egziabher Amlak misakum ykun
@sabaghebrehiwet9366
@sabaghebrehiwet9366 Жыл бұрын
Enkea hagosekum febu & Ema abuean adiean teakur ygbere 🎉🎉🎉🎉 ane ka shim kmerxela kemten kudusan adetatna kitkenelkum Merina, Arsema, Abigay ,Samra , Dimana and sofie eleya aleku.mrcha kab kilen nabakum
@dahabhabteslasie6736
@dahabhabteslasie6736 Жыл бұрын
Asey enqaee adey maryam bi selam agelageletki ,,, edmen tienan yhaba sdra tekibrin firhat amilak zelewa geru amilak bi tibebu yeebyelkum hadarikum ybariki,,,
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Жыл бұрын
እንቛዕ ሓጎሰኩም ፌቡ ሽኾር ኣደይ ማሪያም እንቛዕ ክልተ ርእስኺ ገበረትኪ 🙏🙏🙏 ኣብኡን ኣዱኡን ዝሓቁፍ ቆልዓ ይግበሮ ♥♥♥🙏 ጋዓትሲ ባህልና ኢዪ 7 , 12 እንዳበልኩም ዋላ ድገሙና ♥♥♥♥♥♥♥
@natsnethagos282
@natsnethagos282 Жыл бұрын
Aseyy Aseyy Aseyy Fevuyy haftey enka abkakum enka adi maryam Mhret ruhus kola 🙏🙏🙏😍
@efremabrhaley2087
@efremabrhaley2087 Жыл бұрын
በመጀመርያ እንቃዕ ሓጎሰኩም ፡ ብምቕጻል ፍርቱና ሓፍተይ እዚ ግምታት ክትህብሉ ዝውዓልኩም ኣብ ውሽጥኹም እምበር ኣብ ሲሻል ሜድያ ከተሕልፍዎ ኣይነበረኩምን ምኽንያቱ መሃርቲ ሕብረተሰብ ምኻንኩም ኣይትዘንግዑ ኮይኑ ግን ንዝምልከቶም ሓቲትኪ ብዝሰፍሓ ክትምለስና ተስፋ ይገብር
@filipostekleab7240
@filipostekleab7240 Жыл бұрын
እንቃዕ ማርያም ብሰላም መጻትኪ
@elsaberhane7185
@elsaberhane7185 Жыл бұрын
Congratultions Feben and Amnanel disdebel ruhus qxaly ygberelnna kmuka ka edmen tienan yhabk fetari amlak yhwatey
@hanaberhe2095
@hanaberhe2095 Жыл бұрын
Enda Modosha, congratulations 🎊 👏 💐 🥳 🙌 💖 🎊 👏 💐 🥳 🙌 💖
@rahelteages1303
@rahelteages1303 Жыл бұрын
1,ሓቁ ኣሎ ዮናስ ኣወዳት ወይ ሰብኡት እንዳ ሓራስ ኣይከዱን ኢዮም: 2,ሓራስ ከይተነጸገት እንዳ ሓራስ ተኸይደን ኣደታትና ቤተክርስትያን ኣይከዳን ኢየን:☦️⛪️🇪🇷❤️❤️
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ Жыл бұрын
ናይባሓቂ ለባመይ
@gulhagarsab1510
@gulhagarsab1510 Жыл бұрын
Why not abrehley
@Mur_Channel
@Mur_Channel Жыл бұрын
Mene Elu sebote Eda harase Aye keyden Abeyenaye mexehafe kuduse Anebibeka . Et menexage debelkau gene Ewa Recheste eu debehal
@nosacurry4257
@nosacurry4257 Жыл бұрын
What a crap she gave a birth and it is big deal shame on you furtuna whatever you intentions is to make money through you tube get laid
@selamtewolde8044
@selamtewolde8044 Жыл бұрын
Febu and Ema congratulations 🎊 💐 🥳 . Furtuna kea dmqet hibomo ne interview ki, ezom shikorat tewasaiti. I like my bahley.
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 Жыл бұрын
Asey enda modie enkae hagosekum wuludkum ybarek🙏🎉
@hailukeren
@hailukeren 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤ኣንካዕ ብሰላም ኣህርሰትኪ ማርያም🎉🎉🎉
@fanusgebreendrias7556
@fanusgebreendrias7556 Жыл бұрын
Febu shikor enqae mariam bselam agelageletki des tblu furti dma aziye eye zfetweki ❤️❤️❤️❤️
@tsigeredaocubamiceal1671
@tsigeredaocubamiceal1671 Жыл бұрын
Congratulations ❤️ 🇪🇷
@rackygalerey
@rackygalerey Жыл бұрын
Enqae adey mariam haras anbesa gera awxiatki febu haftna b tibebn b segan yeebiyelkum egziabher
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 Жыл бұрын
Congratulations 🇪🇷 🎊 👏 💐 🥳
@selambereket2145
@selambereket2145 Жыл бұрын
ፌቡ ሓፍተይ እንቃዕ ኣደይ ማርያም ሓራስ ኣምበሳ ገብረትኪ ብምቅጻል ዮናስ ሓቁ ኣሎ ኣቦታት ኣይበጽሑን ኢዮም ኣብ ትምቀት ኢዩ ዝበጽሕ
@habendawit9362
@habendawit9362 Жыл бұрын
Btaemi xbkti kola bedmen btena yeebiki fetari 🙏💒🙏
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ Жыл бұрын
ፈቢየይ እንካዕ ደስ በለኩም ዝፈትወኩም እነኳዕ ወሊድኩም ሳዓምኩም ማሮችየ♥️♥️💞💞💞
@tsegezabgerezgher1607
@tsegezabgerezgher1607 Жыл бұрын
ኣታ ሓራስ ሲ ኣብ ሳልስታ ናብ ካሜራ ተኣቱ፡ ካልእስ ይትረፍ ገለባ ኳ ዘይሓለፈ፡ ዋላስ ገለብ ንጽባሒቱ ኢኹም ጌርኩሞ፡ በጃኹም ስነጥበብ ንህዝቢ ዝምህር ደኣምበር ንህዝቢ ዘቓህምም ኣይረኣናን በጃኹም ፡ መጀመርታ ንነብስኻ ተኽብር ፡ ካብኡ ንህዝብኻን መንነትካን፡ ሓራስ ክብርቲ ያ፡
@MA-ww1fw
@MA-ww1fw Жыл бұрын
Aseye modshane &febune sebekatate feterete edemane tenane yehabkume mese weladekume🌺🌺🌺🌺🌺🌺🙏
@eritreaforeritrean5830
@eritreaforeritrean5830 Жыл бұрын
Mode Eza Qola GEAT Belwa. Emeneni kitrhseka eya !!
@Danitesentertainment
@Danitesentertainment Жыл бұрын
Pls wedi Erey Subscribe hagzeni wedi abeyti
@zegahabtezion4339
@zegahabtezion4339 Жыл бұрын
ፌቡን ኤማን ሽኮራኩር እንቛዕ ሓጎስኩም እንቛዕ ፍረ ብርኩኹም ኣሕቖፍኩም ፌቡ ሽኮር ክኣ ማርያም ማሓረትኪ ናዓኹምን ምስ ህጻን ውላድኩምን ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@amanhawiharfey6917
@amanhawiharfey6917 Жыл бұрын
Asey Hadas kola amxkumluna Ms hadsh amet enkea Des belekum elna u emo edmen tanan yhanbkum fetari fevu haftey ka enkea maryam mhareteki so ema hawey ka congratulations 🎉
@hiwets5815
@hiwets5815 Жыл бұрын
Enquae hagosekum Febu/ Modesha. Wiladkum yeebilekum. Fruity kea yekenyelana
@ruthalinda8358
@ruthalinda8358 Жыл бұрын
ፌቡ ኣደይ ማርያም እንቃዕ ብሰላም ኣገላጋለትኪ
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412
@fenklnwludwelododiwhuediwh9412 Жыл бұрын
Enkae adey meryam meharetki fevu hafteyy 🙏🙏🙏
@Victor___Gaming777
@Victor___Gaming777 Жыл бұрын
By mejemerta Mariam enkae by selam mexetki!!! kabu kexile mulue Shmey Amanual ybehal!!! N galki kea Hewan Elki shm tewxikla ane kmreawa ye!!! 15 Amet gere aleku abzi seat!!!! Plss Bruk Tv by tegedasnet ngeruley🙂
@Yoni00
@Yoni00 Жыл бұрын
Wawwww febu haftey haras anbesa giera tewxieki bhaki tehagiusna and modie hawey enquae hagoseka
@GualAmlak333
@GualAmlak333 Жыл бұрын
Brektin mezeztin geru yebeya enqe mariam b selam mexetki congrats
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Synyptas 4 | Жігіттер сынып қалды| 3 Bolim
19:27
kak budto
Рет қаралды 1,1 МЛН
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 44 МЛН
ጣጣ ማዓንዱ tik tok ቓውቓው ኣቢልዋ
27:05
በቀረፃ መሀል ገባድ ችግር ተፈጠረ : ሄለን ታመመች 🥹
17:36
Who’s the Real Dad Doll Squid? Can You Guess in 60 Seconds? | Roblox 3D
00:34