CHURA MEDIA-NEW TIGRIGNA MUSIC 2024 LUWAM BERHANE (ኣምበልብልለይ) // ሕላይ ትግርኛ//

  Рет қаралды 61,414

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 472
@TsritiMadrid
@TsritiMadrid 9 ай бұрын
💙💙💙ሰብ ሕልና ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም ሓፍትኩም ጋል ትግራይ❤💛
@hermonmlash8823
@hermonmlash8823 9 ай бұрын
Nhena k bitam Ina nxelekium wegeni agame izom kab tigray dewlediu Nana aywkelenani Ina Nhena Alena aseri abotatina Shaebya 🦁✍🏻. Iziom Bergede Nihamedu tereyiom deleki ab sidet iyiom mote kelbi kimetiu
@imissmama3978
@imissmama3978 9 ай бұрын
​@@hermonmlash8823 ኪድ ባርያ ዓድሃሎ ንሕና እቶም ጭዋታት ኤርትራውያን ንተጋሩ ምቃል ጎንና የሕዋትና ኢልና ንኣምን ነፍቅሮም ከኣ። እዞም ከምዚ ከማኻ ደቓሉ ኣምሓሩ ግን ትጸልእዎም ወ። እዚ ገዛ ገዛኻ ኣይኮነን ኪድ ደኣ ቆንዳፍ።
@Selambeluwa
@Selambeluwa 9 ай бұрын
​@@hermonmlash8823እንታይ ክትገብር ከ ናብዚ ቅድስ ስፍራ መጺካ ኪድ እስከ ናብቲ እንዳ ርኩሳት ስፍራ እዚ ንዓካ ዝከውን ኣይኮነን ልዕሊ ዓቅምካ ኢዩ፡ ከዘካክረካ እቲ ሓክሊ ድሙ ኣወል ስዒድ ከካ ገዲፍኩም ትግራይ ይመጽእ ኣሎ ድሙኩም ሓዙልና
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 9 ай бұрын
@hermonmlash8823. Bariya aedug 😂😂😂
@hermonmlash8823
@hermonmlash8823 9 ай бұрын
@@Selambeluwa kulu Hizibi Eritrea Shaebya iu lomi Shaebya xebh Shaebya for Ever Shaebya: Nhena Alena aseri abotatena: Eritrea kem tubi adekium kibxewa: wenteti Alena🫡
@አነ.የ
@አነ.የ 9 ай бұрын
ምዕሩጋት 🎉🎉🎉ደቂ መለይ ፈትዉ ካብ ጋል ትግራይ❤❤❤❤
@berekethaile6493
@berekethaile6493 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ልዋም ሓፍትና ኣጆኺ በርትዒ ቀጽልዮ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙.
@yashikonju8805
@yashikonju8805 9 ай бұрын
አብየት ፅባቀ አብየት አከዳድና አብየት ባህልኻ ምምሳል ደስ ክብል በስማም ይበል ይበል ሽኮርና ሓፍትና ሓፍትኽ ጓል ❤️💛 ራያ ራዩሟ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 9 ай бұрын
ናይ ብሃቂ ደስ ዘብል ብፍላይ በቲ ዘሓብን ባህልና ብሙኻኑ 🎉🎉🎉 ሩሑስ ኣውደኣመት ንኹሉኹም ደለይቲ ሰላም።
@merhawitesfamicael6648
@merhawitesfamicael6648 9 ай бұрын
እዋናዊ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ልዋም ሓፍትና ደቂ መላይ ንቅድሚት ጥራሕ ግድን ክኣ ዓዲ ክትኣቱ እያ መለይ💙💙💙💙
@MullerAsgele-zq7xn
@MullerAsgele-zq7xn 9 ай бұрын
ይምህሮም እዩ ዘሎ በቲ ዝርድኦም ነዲሩ ጨቂኑ ኣዕሚቁ ክቀብሮም ዓወትኩም ቀሪባ እያ ደቂ መለይ ፅሩያት💙💙❤️💛
@AxumQohayto
@AxumQohayto 9 ай бұрын
ጎበዝ ጎርዞ ድምጽኺ ፍሉይ'ዩ ምቅርቲ ። ጽቡቕ ስራሕ
@negasi2123
@negasi2123 9 ай бұрын
💙💙💙ፎርሳ ህዝበይ እዞም ቀተልቲ ኣሊና ሰላምና ንርከብ 💙💙💙 znead srah Waiero 👊👊👊
@kedishmikael4143
@kedishmikael4143 9 ай бұрын
ርሑስ በዓል ልደትን ብሩኽን ቅዱስን ዝኾነ ዓመት፡ ይግበረልኩ ደኢ መለይ መላምለይ💚🎄💙🎄💚🙏🎄💙💚🌿🎄🙏
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 9 ай бұрын
መለየ መለይ ኣምበልብልልና 💙💙💙💙💙💙
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 9 ай бұрын
እንካዕ ሰላም መፃእኪ ክብርቲ ሓፍትና 🙏🏻 ፅቡቅ ሰራሕ 👍🏻 ደቂ መለይ 💙💙💊ፍንጫሕ መሰንገልና ቃልስኹም ዝዕወ ተሉ ባህግኹም ዝሰምረሉ ሰላምኩም. ዝምለሰሉ ዘመን የምፀኣልኹም ልኹልኩም ተጋሩን ደለይቲ ፍትሕን ደቂ ተዋህዶ ርሑስ ብዓል ልደት 🤲
@yohannesgebrezgabher6577
@yohannesgebrezgabher6577 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፍይ 100% ድምጺ 100% ዜማ
@anaelearmias9938
@anaelearmias9938 9 ай бұрын
ባዓልቲ ዓብዪ ራኢ ሓፍትና ሊሊ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ስራሕ።ገና ብዙሕ ከም ትሰርሒ ተስፋ ይገብር።טודה❤❤❤
@SenaytTekeste
@SenaytTekeste 9 ай бұрын
ፁቡቕ ስርህ ቐፅሊ ዝህፍትይ ጅግና
@אסמרתבהתא
@אסמרתבהתא 9 ай бұрын
Tebuke serhe
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 9 ай бұрын
መለየ መለየ መለይ ዋሕስ ክብረይ ኢኪ ዋሕስ ኣቦታተይ ኢኪ ኣንበልብልለይ💙 ሊሊ ኣዚና ኢና ንፈትወኪ።💙💙
@amanuelaplus
@amanuelaplus 9 ай бұрын
All my love and happiness this new song by luwam Berhane from Washington DC USA. brigade Nihamedu ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 9 ай бұрын
ኽትታባባዕ ዝግብአ ብልጽቲ ሓፍቲ 💙💙💙 ጩራ ድሙቓት ከም ወርሒ ይማን ጻጋም ዘይብሉ ቡሉጻት ሰብ ሕልና
@MilonBd-f1q
@MilonBd-f1q 9 ай бұрын
💙💙ሰብ ሕለና ፅብቅ ስራሕ ቀፅልወ👌👌ብጣዕሚ ዝፈትወክም ጋል ትግራይ ሓላል💊💊💊
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 9 ай бұрын
ዘን ጽቡቓት ዋዕሮታት መለይ ኣኪብኩም ኣምጺኹመን ❤ ርሑስ ብዓል ልደት ጩራ ሽኮራት
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ
@ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ 9 ай бұрын
Sey sey seu lwammino ❤❤❤❤ nkdmit &rhus tmket nkulatkum neayi cahenl tekatatelti ❤❤❤
@TsegayKesete
@TsegayKesete 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጥዑም ድምጺ ክሊብ ውን ይበል ኢልና ኢና ርሑስ ኣውደኣመት ቀጽልዮ!
@RufaelRa
@RufaelRa 9 ай бұрын
Luwamey natey xbqti ftret kanari dmxa ajoki berite nnewih tefieki neriki aytxfie tetekmlu bkulu 💯 ❤❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 9 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጥዕምቲ ድምፂ ጩራውያን ሰብ ሕሊና 😘😍🙏
@goitomnegassi3888
@goitomnegassi3888 9 ай бұрын
ዋዕሮና ንሓመዳ ጽብቅቲይ ፍጥረት
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 9 ай бұрын
ኣሰይ ባህታልበይ 💙💚💙💚💞💞👍ቅጽልዮ ኣጆኺ ኣምላኽ ምሳኺ
@Titi-g2h
@Titi-g2h 9 ай бұрын
The one and only chura band💪🏽asey asey deki meley meary 😘😘😘😘🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵
@hagdf
@hagdf 9 ай бұрын
Aseyyy mikrti hafteyyy
@wediatkaro9918
@wediatkaro9918 9 ай бұрын
waaaw nay awdametna eya nice job isreal jeganu
@tesfazghitewelde9326
@tesfazghitewelde9326 9 ай бұрын
Chura band and Luwam are our pride . Tsubuk sirah 💙💙💙 “Merahti Shabia Bekelti Weledo “ what a perfect description of Shabia.
@yemanehagos4976
@yemanehagos4976 9 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ጋል መለይ ዓይነይ 💙💙💙💙💙
@akiyor3615
@akiyor3615 9 ай бұрын
Luwam ኾኾብና❤
@kehasetesfa4670
@kehasetesfa4670 9 ай бұрын
ዋይልካ ባርያ ልዋም ጋል መለይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 9 ай бұрын
መለይ💙💛❤️💙💛❤️
@zeromtewelde-t7p
@zeromtewelde-t7p 9 ай бұрын
ቅጽልዮ ኣጆኪ ልዋም ❤❤❤❤❤❤❤
@aynalemaraya1622
@aynalemaraya1622 9 ай бұрын
ጸሮናን ከባቢኣን ኣቤት ኣቤት ደው የብልኩም ኣምላኽ
@habentesfa5734
@habentesfa5734 9 ай бұрын
❤❤❤ ዋው ልዋም ድምጺ ምስ ምሉእ ትሕዝትኡ
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 9 ай бұрын
ፍርቂ ጎንና የቀንየልና ኣብ ጎኒ ትግራይ ስለዝኮንኩም❤❤❤❤❤❤
@musiebmoshe
@musiebmoshe 9 ай бұрын
Lwam jgna gal meley💙💙💙💙💙💙
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ልዋም ሓፍትና 💙🌿💙🌿💎
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ
@ዕባይጎልጎልሃዞሞ 9 ай бұрын
Great job Luwam haftey ajona qrbena ena and ሩሕስ ኣውዳኣመት ይግብርለና ይሕዋት 💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️🥰🥰👌🙏💙💙💙
@sleepclassicalchannel9345
@sleepclassicalchannel9345 9 ай бұрын
Waww lewumti haftey ❤🎉
@liverpool9633
@liverpool9633 9 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ልዋም ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዳይረክተር ዉን ገለ ዓይነት
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 ай бұрын
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ኣሜን
@samuelabrham
@samuelabrham 9 ай бұрын
Semeyawi sewra nice song thanks churawyan💙💙💙💙💙💙
@yohannesgebrezgabher6577
@yohannesgebrezgabher6577 9 ай бұрын
፡💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙። ጩራውያን ፍትሓውያን ❤❤❤
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 9 ай бұрын
Seb hlina egziabher amlak edmen tienan yhabkum Ruhus awideamet lidet ygberelna
@hailemichealzerom4540
@hailemichealzerom4540 9 ай бұрын
Asey seb meley seb grma ajokum chura band hzbi wuxue ayni xelaekum ydefen (ytref kitmerhom kimerhuka qa gado merahty shabia bekelty weledo bhaki natom eki hbkyom )
@ሰብሰበብ
@ሰብሰበብ 9 ай бұрын
ፅቡቁ ስራሕ❤❤❤❤🎉
@merih-n
@merih-n 9 ай бұрын
ኣታ ዕልል ተስፋ ገረ ኮ 💙💙💙💙💙💙💙💙 ምስ ኣውዳኣመት ክኣ ኮይናትልና ። ኣጆኪ ልዋም ሓፍተይ የቀንየልና
@robelberhe5756
@robelberhe5756 9 ай бұрын
ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ንዓመታ ኣብ ዓድና ምስ ስድራና ደቂ መለይ❤⛪️💯🌾🙏
@wedi.merit.
@wedi.merit. 9 ай бұрын
💙💙💙🌿🌿💙💙💙 meley tiray
@mommommommom9907
@mommommommom9907 9 ай бұрын
ደቂ መለይ ሽኮራት ኣጆኩም ሩሑስ ኣውዳኣመት ናይ ፍቅሪ ስላም ይግበረልና ኣምላክ ❤💛 💙💙
@beti-gw3tg
@beti-gw3tg 9 ай бұрын
Mkratey ahwatna kulu zexebkelen💙💙💙☘️☘️💙💙💯
@Adeykota
@Adeykota 9 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ልዋም 💙💙💙💙💙
@bahabelomgebrearegawi3389
@bahabelomgebrearegawi3389 9 ай бұрын
Tebai gale jegna eki kexlyo 💙💙💙💙💙💙💙
@awetbizen2553
@awetbizen2553 9 ай бұрын
thank you waerotat
@stpual1
@stpual1 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ደርፊ።
@SenatTadese
@SenatTadese 9 ай бұрын
Luley konjo hafteye 💙💙💙💙💙💙💙❤️
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 9 ай бұрын
መልኽዕቲ እወ ጽብቕተይ እንቓዕ ብሰላም መጻእኪ 💙💙💙
@awetfutsum2373
@awetfutsum2373 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ልዋም ሓፍትና 💙💙
@MahariAbraha
@MahariAbraha 9 ай бұрын
አስኪ አይዞ ደቂ ምለይ ጊዜይ ንወዲ ግዜይ 👍
@amanuelaplus
@amanuelaplus 9 ай бұрын
Tha songs of new year 2024🎉
@meskeremteshome5824
@meskeremteshome5824 9 ай бұрын
ብራቦ ሉዋም ሃሙዳ
@HappyLargeTree-zn7cl
@HappyLargeTree-zn7cl 9 ай бұрын
Admen tanann yhabkum fetari qsanetn rahwan yewurdelna hwateyy❤❤❤❤mqaley
@ebaygezabandahabesha5413
@ebaygezabandahabesha5413 9 ай бұрын
ኣዝያ ጥዕምትን እዋናዊትን ደርፊ። ኣጆኺ ዋዕሮ ሓብተይ። ኣብ ስጥመትና ጥራሕ።
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 9 ай бұрын
Enkae bselam mexaekum kuburat yehwateyyy
@berihu9286
@berihu9286 9 ай бұрын
ሉሉ ቕጭን ጽቡቕ ስራሕ 💙💙👏👏
@Yonaswoldo1330
@Yonaswoldo1330 9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓብተይ ንስኺ እውን ኣምበልብልልና ድምቕቲ ወርሒ።
@sarontewelde4500
@sarontewelde4500 9 ай бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ልዋም ሽኮር 💙💙💙💙💙💙💙
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 9 ай бұрын
መለየ መለይ ኣምበልብልለይ 💙💙💙💙💙💙💚
@tesfamariamyikealo1303
@tesfamariamyikealo1303 9 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ጩራውያን ሰብ ሕልና
@Neb299
@Neb299 9 ай бұрын
Luwamey Queen 👸 💙🕊👌
@fishtareke3654
@fishtareke3654 9 ай бұрын
Merahti shaebya bekelti woledo ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@LbonaTV
@LbonaTV 9 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ
@elizamichael93
@elizamichael93 9 ай бұрын
Good job churawyan👍 💙💙💙💙💙💙
@MaDiD2006
@MaDiD2006 9 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙መለይ ምስ መላምል ብመላምል ::::::> 💙💙💙💙💙💙 well done.
@GeorgeGezahegn
@GeorgeGezahegn 9 ай бұрын
Beautiful song as always - Chura band. Good job❤❤❤❤❤
@habenhaylu6127
@habenhaylu6127 9 ай бұрын
Abet Ewa bebahlkan kebrkan gerka ketderf ketim deqi melay Ewa neadina 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙✊✊✊✊✊✊
@dc8625
@dc8625 9 ай бұрын
እዞም ናይ እስራኤል ግን ትፍለዩ ኢኩም ጓልኩም ወድብኩም ብዘይ ቃል ዓለም ጀጋኑና ኢኩም።" ባህሊና ከመይ ጌሪኩም ኣተንስኢኩማ ብልቢ ሓጎስይ ጭፍ በጺሑ ክብሪ መንእሰያት ብሓፈሻዊ ብርጊድ ነሓመዱ ጀጋኑና 💙
@redbag3453
@redbag3453 9 ай бұрын
Hij's wela ane kitgrrrrrirrrrr eie 😻
@agamawit
@agamawit 9 ай бұрын
ሉል ጥዕምቲ ድምፂ ❤💙
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 9 ай бұрын
❤ኣጀኽ ዝሓፍተይ 🎉🎉ዋዕሮ !!!❤ኢወ ንሓመዱ መለይ 🎉🎉❤
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 9 ай бұрын
Amazing job luwam shikor kexliyo 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@awetbizen2553
@awetbizen2553 9 ай бұрын
ኣጆክን ክቡራት የህዋት ጽኑዓት ኢኽን
@luam1236
@luam1236 9 ай бұрын
ሃናጺ ሪኢቶኩም ነቀፈታኩምን አይፈለየኒ 🙏
@dhabinox
@dhabinox 9 ай бұрын
we proud of luli shikor 💙💙💙💙💙
@kidanefishaye7382
@kidanefishaye7382 9 ай бұрын
kef zelewa derfi chura band wetru mes hezbkum
@END887
@END887 9 ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መጻእኩም ቡሉጻት💙💙💙💙💙💙
@teklaiasfaha1307
@teklaiasfaha1307 9 ай бұрын
እዛ ሙዙቃ ጥሕሎ ኢለያ ኣለኹ። እዋይ ክትጥዕም ምቅርቲ ወለላ ምዓር።
@robelsultan8980
@robelsultan8980 9 ай бұрын
Bravo chura band kemti lmud ms za kanari dimxa luwam haftna .
@Makudesta8641
@Makudesta8641 9 ай бұрын
Deki hzbi seb hlna ajona tray meley 💙💙💙
@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት
@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት 9 ай бұрын
Ybel srah Deqi meley 💙💙💙
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 9 ай бұрын
መርሓባ ሰብ ሕልና ጽቡቃት ባህልን ደቂ መለይ🎉🎉🎉🎉
@matuayneydesta5307
@matuayneydesta5307 9 ай бұрын
ዋውውው ጎበዝ ዝሓፍተይ ይበል 💙💙💙💙💙
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 ай бұрын
Wow wow Nice job Good song God bless you thank you keep it!💙💚💙
@ሕጂከናበይ
@ሕጂከናበይ 9 ай бұрын
ሰብ ሕልና ኣዚና ኢና ንፈትወኩምን ነኽብረኩምን 💙💙💙💙💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kisunaho5507
@kisunaho5507 9 ай бұрын
Xbuk serah lewamey shikor ❤❤❤
@robelwelday35
@robelwelday35 9 ай бұрын
Bravo! Its true Shaebiya tseyekiti wolodo.
@samrikidane1312
@samrikidane1312 9 ай бұрын
መለይየ መለይ አንበልብለይ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Yosantewelde-wk7ks
@Yosantewelde-wk7ks 9 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ሉሊ ሓፍትና ኣጆኩም ጩራ ባንድ ደቂ ህዝቢ እንቃዕ ኣብቃዕኩም ኩሉኩም ደቂ መለይ
CHURA MEDIA NEW TGRIGNIA MUSIC 2024 KIFLOM YKEALO (ይገይሽ ኣለኹ)
6:02
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 92 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 14 МЛН
How it feels when u walk through first class
00:52
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 41 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 121 МЛН
CHURA MEDIA NEW TGRIGNIA MUSIC 2024 TEKLE TESFAY (ስሕብ ግጥም)
6:20
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 85 М.
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 14 МЛН