Рет қаралды 570
Immigration, Refugees and Citizenship Canada (IRCC፡ናይ ኢሚግረሽን፡ ስደተኛታትን ዜግነትን ካናዳ) እዚ ናይ ሰፈራ መደብ ንሓደስቲ መጻእቲ ናብ ካናዳ ድማ ክእለታቶም ኣብ ሓደ ወይ ክልቲኡ ወግዓዊ ናይ ካናዳ ቋንቋታት-ኢንግሊሽን ፈረንሳይን ከማሓይሹ ይሕግዝ። ወግዓዊ ስልጠና ቋንቋ። ንዝያዳ ሓበሬታ ድማ ንዓኹም ብዝበለጸ ዝሰማማዕ ኣማራጺ ንምምዝጋብ፡ ኣብ’ዚ ብጽሑ፡ canada.ca/newcomerservices
ናይ ሕቶታትኩም መልሲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ርኸቡ፡ ፈይስ ቡክ፡ ናይ ካናዳ ኢሚግሬሽንን ዜግነትን / citcanada
Twitter : @CitImmCanada
/ citimmcanada