"ውድብና ኣድሒንኩም ቃል ሰማእታትና ኣተግብሩ ኢሉ ህዝብና ሓደራ ሂቡና እዩ።" ርኢቶ ተሳተፍቲ መበል 14 ጉባኤ ዉድብ ህወሓት

  Рет қаралды 8,234

woyen

woyen

Күн бұрын

Subscribe Woyen Newspaper
-------------
©Copyright: Woyen Newspaper
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
E-maiL: woyengazeta@gmail.com
www.Facebook.com/woyen

Пікірлер: 55
@KflomGs
@KflomGs 28 күн бұрын
ዓወት ን ታሪካዊ መበል 14 ጉባኤ ህዝቢ ትግራይ ብፈጣሪ ቀፂሉ ብዓቅምን ቅንዕናን ህወሓት ይድሕን ።
@kirosgebreselassie2818
@kirosgebreselassie2818 28 күн бұрын
ዓወት ንጉባኤና
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 27 күн бұрын
ሓዳራ፡ሰማእታትና፡ህ.ወ.ትብኣኹም፡ከይት፡ብረከኽ፡፡ሓደራ፡መለስ፡ዘይናዊ፡ሓዳራ፡ኩሎም፡፡ሰማኣታትና።❤❤❤
@gebrewahidaraya
@gebrewahidaraya 29 күн бұрын
ሕዉሓት ምድሕና ዝጸልአ የለን ለይባ ንምድሃን. ከይከውን
@abebekesete
@abebekesete 28 күн бұрын
ለያቡ ድኣ ኣበይ ድዮም ዘለው ጌታቸው ኣርሓ እንዳ መሸታ እኮ ኣኪብዎም ጠፊኡ ፍለ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 28 күн бұрын
ሕዉሓትX . . . ህወሓት
@salamsalam1464
@salamsalam1464 29 күн бұрын
እግዚአብሔር ይሓልካ ህዝብና❤❤❤አምላክ ይሓግዝኩም❤❤❤
@user-cr4dz6pb5e
@user-cr4dz6pb5e 28 күн бұрын
ህውሓት ህያው እዩ
@user-kb4bw2bz3m
@user-kb4bw2bz3m 29 күн бұрын
ዋዉ💪💪💪💪💪💊💊💊💊
@Saba-nh4om
@Saba-nh4om 28 күн бұрын
ስላም እትው
@TTG-t3k
@TTG-t3k 28 күн бұрын
Congratulations 🎊🎈🍾🎉
@user-cr4dz6pb5e
@user-cr4dz6pb5e 28 күн бұрын
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ጎብለል እዩ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 28 күн бұрын
gebrewahid :- "ሕዉሓት ምድሕና ዘጸልአ የለን ለይባ ንምድሃን ከይከውን" ኢልካ ፅሒፍካ 1) ሕዉሓትX . . .ህወሓት 2) ምድሕናX . . .ምድሓና 3) ንምድሃንX . . .ንምድሓን 4) ከይከውንX . . . ከይኸውን።
@user-hy5jn2eb2b
@user-hy5jn2eb2b 28 күн бұрын
Congratulations!!!!
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 28 күн бұрын
Saba:- ሰላም እትውX . . .ብሰላም እተዉ
@desumeku6967
@desumeku6967 29 күн бұрын
ይበል እዩ ምድላዋቶም....
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 29 күн бұрын
EZIOM QURDID WEYANE KEYTEFU HIZBI TIGRAY SELAM IREKBEN EU
@aeron2708
@aeron2708 28 күн бұрын
ተኾሊፍካ መስለኒ ንምጥፋእ ካብትፅዕር መማረፂ ተትምፅእ ፅቡቅ ነይሩ ግን ተሞኪሩ ዝፈሸለ ሕወሓት ንምጥፋእ ዕድመና ሙሉእ ተስሙእና ግን ወይከ
@TrhasZeray-v7j
@TrhasZeray-v7j 28 күн бұрын
Temesgen
@GirmayWoldegiyorgis-fp9zy
@GirmayWoldegiyorgis-fp9zy 28 күн бұрын
ሰናይ ጉባእየ ዘብሰላም እተው።
@genetkebede3379
@genetkebede3379 28 күн бұрын
❤️🌹❤️🌹🌹🌹🌹🌹
@abebekesete
@abebekesete 28 күн бұрын
ወይን ኣይተኽኣልኩምን
@AmanialEma
@AmanialEma 29 күн бұрын
Zeyele serahat zerehu zelew Hewwahat tebahale keb tegeray yexefalena
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r 29 күн бұрын
Long Live TPLF!!!! TPLF will be strong as before byb cleaning weeds from its house. Eternal Glory to our Martyrs 🌷 Long Live TPLF!!!!
@user-qv2mc9wv6j
@user-qv2mc9wv6j 29 күн бұрын
ሕድሪ ስዋኣት ብጥልመት ዝድብስ መሪሕነት ምድጋፍ ዓገብ።
@aeron2708
@aeron2708 28 күн бұрын
መን ክንድግፍ ትሕብረና ነሳወት ፣አረና፣ባዮቶና ፣ንብልፅግና
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l 28 күн бұрын
All attention, mind, and eyes on TPLF tigraians wowwwww ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 28 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hakieye5649
@hakieye5649 28 күн бұрын
elementary students are going to the hall to discus how to control power.
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 28 күн бұрын
ገበን ደ/ጽያፍ/ዕዮን: 1. አብ ጸጥታ ምስ ክንፈ ገ/መድሕን ምኽትል ኮይኑ ኽሰርሕ ቶሎ አዋልድ ካብ ደገ እንዳምጸአ ኣብ ቢሮ ይብእልግ ስለዝነበረ፣ መስጠንቀቅያ ተተዋህቦ ስለዘይስምአ ካብ ፈደራል ጸጥታ መለስ ኣባረሮ። 2. ናብ ማይጨው ተሰጊጉ ኣብ ኸንቲባ ቤት ክሰርሕ እንተሎ ብፍርቂ ዓመት ውሽጢ 7 ሠራሕተኛታት ድንግልንአን ደፊሩ ወሰዶ። 3. ናብ መቀለ ምሰ ተዛወረ ቁጽረን ዘይፍላጣ ደቂ እንድርታ 'ሰለፍ መቀለ እንትምቅር' እንዳበለ በሕዋትና ይጻወት ነበረ። ሰበይቱ ኽኣ እዙይ ዝኣምሰለ ባኣለገ አይጻወሮን እይላ ኻብ ኣዲ ጠፍኤት። 4. ኣብ ገድሊ መርኣን ጾታዊ ግንኙነት ኽልክል እንተሎ ናይ ግምጃን ናይ መራሕቲ ህወሓት ምግቢ ኣቅራቢ ኾይኑ ኣብድሰርሓሉ ዝነበረ እዋን ናይ ሑመራ አጣልን በጊእን ይገሰን ነይሩ። ዘይጠኣምኩዎም ኣድግን በቅልን እዮም እንዳበለ እባቤ ንተባህለ መታኣብይቱ ወዲ ደቀምሓረ ኣጻወቶ። መሪሕነት ተን ዘበልኩወን ኣጣልን በጊእን ተጠቢሰን እንትበልዕወን 'ጠስሚ ገይረሉ እየ' እብሎም እሞ ብውሽጠይ እስሕቅ ነብርኩ ይብል። ሓደሻዕ ኽኣ ኣብ በረኻ ሓደ ገጅፍ በኣል ስልጣን ንወዲ 8 ዓመት ጓሳ ብሽጉጥ ኣፈራሪሑ ኽድፍሮ ሪኣ። ሪኡኒ ደኾን ይኸውን እለውን ኩይቀትለኒ እፈርሕ ነበርኩ። ብውሽጢ ምሥጢር ዘካፈሎም ሰበት ሐደሻብ ስብሓት ኻሊእሻብ ንተሰውአ መራሒ ሽም የልእሉ። ብሓጺር ዘረባ ስዲ በኣለግ ዘይግቡር ንምግባር ድንበር ዘይብሉ እዩ። 5. ንሃይልህማርያም ደሣለኝ ጠ/ሚ/ር ከሕድግ ኽብል ሴራ ብዝጠንሰሶ ኢሕኣደግ ተሓምሺሹ። ሃይለማርያም ናብ ጸላእቲ ወጊኑ። ንሕይወቱ ዝፈርሀ ደ/ጽዮን መቀለ ኣእቆበ። ናይና ኣቢሉ ሻድነ። ደም ፈሲሱ ዝመጸ ኣወት እውን ኸንቱ ኣባኸነ ስኣን ኽእለቱ! 6. ድሕሪ ፕርቶርያ ይቅርታ ሓቲቱ ካብ ሥልጣን ኽወርድ ዝግብኦ፣ ገምጋም ኽግበር ዝግብኦ ጉባኤ ኽይካየድ ገበረ። ምእንተ ካብሥልጣን ከይስጎግን ከይእሰርን፤ ሕዚ ተገልቢጡ ብኔት ወርክ ተተሓሒዙ ሕዝባዊን ዲሞክራሲያዊትን ትግራይ ኸይትፍጠር ኻልኣይ ሕንፍሽፍሽ ይፈጥር ኣሎ። 7. ናይ ቴሌን ኤለክትሪክ ሐይልን ሓላፊ ኾይኑውን ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ ዝተደብረየ ሓጺን መጽን 3.2 ቢልየን ዶላር ኒቻይናን ቱርኪ ኮምፓኒን ሸይጡ እቲ ገንዘብ ብጓሉ ሽም ኣብ ሻንግሃይ ባንኪ ተቀሚጡ ነይሩ። ዳሕራይ ናብ ሆንግ ኮንግ ባእሉ ኸይዱ ቲገንዘብ ተዛዊሩ ነይሩ። ብድሕሪኡ እንድኢ,..... ይቅጽል!
@nesredinmostafa5629
@nesredinmostafa5629 29 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️
@user-tx5gc3hj6v
@user-tx5gc3hj6v 28 күн бұрын
Ayyyy
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 28 күн бұрын
Kulekum ezia eya qalkum....ayneu hizbi eyu kemeu elukum....hizbi ema tifuelna yibelekum alo.
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 28 күн бұрын
🤝
@user-pm4rt4qz9d
@user-pm4rt4qz9d 28 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ አንታይ አቢሱ። 1 ""ብቀዳማይ ጎሕላ ጎጃለ ደብረፅዬን። 2 ካልአይ ጎጂለ ዝገንገነ ጉሕላ ጎጂለ ጌታቸው። 3 ሳልሳይ መደናገሪ ጉጂለ ፌዴራል አብይ። ህዝብና የደናግርዋ አለው።ተዓዘበዎም ሓፍሽ።
@eri1848
@eri1848 28 күн бұрын
Tegaru ka kabana gedidkum poww eway shigr
@abebeh.8145
@abebeh.8145 28 күн бұрын
ብሓደ ልሓሙሽተ ኔት ወርክ ተኣሲሩ ህዝቢ ትግራይ ኣመራፂ ለይብሉ ልበስበሱ መራሕቲ ክተድሕኑ እትጏየዩ ልምንታ እቱ ቁፅፅር ኮሚተ ልይስማዕ? እዙ ጉባኤ እዙይ ትግራይ ልኸፋፍል እምበይ ትግራይ ለድሕን ኣይኮነን ካልቢ ብልኸፈቶ ዝብኢ ኣተወ ይብሉ ወለድና. ካም ቁርዲድ ኣትኹኑታ ሕዝብና ጦርነት ይኣኽሎ ብህልኽ ልፀላእትና ኣሕሊፍኩም ኣትሃብዎ እቱ ጠንካራ ለባም ህዝቢ!!
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 29 күн бұрын
RIPPPP ሰብ ካብ ዝፀልአካ ኣያፅነሐካ ዝበሃልኮ ንኸምዙይ እዩ 😢
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 29 күн бұрын
ችዱ ሓሻዎ ደብረፅዮን ኣለም መጆርኖ ድኣ ታድሕኑ እምበ ውድብናስ ሃም ኢሂወደግ ታጥፍእዋ ኢኹም ትዳፋእለኹም።
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 29 күн бұрын
ደብሪፅ ባዓል መትከል ወጥር ኣዯኻ ወይከ ፈተኽ ፅናዕ ሓቂ ዕላማ ዝሓዘ ኣይሰዓርን #ብገርጨውጮው ረዳ # #ብቦርይስየልሲን ረዳ # ሓዚነ ሞራለይ ተተንኪፉ ህራስ ሲኢነ ገሪሙኒ ቀደሙስ ሓተላ ዝጭልጥ ዱዑል እንታይ ቁምነገር ኣለዏ
@TilahunMulat
@TilahunMulat 28 күн бұрын
ጉርድን እኽልን ክፈልዩ ይኸዱ ኣለዉ እንዳ ህወሓት እቲ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ዘጨፍጨፈት ህወሓት ሐዚ ድማ ናይ 93 ጉርድን እኽልን ትፈልዩ መፂእኹም ኣብዬ ኣሕመድ ናይ ቀትሪ ዝብኢ ትብለኩም ተሎ ኡኡኡኡኡ ተፀሪፍና ኢልኩም ትጠርዕ ባዕልትኹም ትፃረፉ ተለኹም ግን ትኽክል ማለት ድዩ ? እዚ ሒዝካስ ናብ ዳስ
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 29 күн бұрын
ሓሻዉ
@hayatabubwker5249
@hayatabubwker5249 29 күн бұрын
Rip kkkkkkkk
@MdeyobEyob-lq1kd
@MdeyobEyob-lq1kd 28 күн бұрын
ሸቃጦ
@user-pm4rt4qz9d
@user-pm4rt4qz9d 28 күн бұрын
ዝተዋረዱ እኩባት መሕፈርቲ።
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 28 күн бұрын
Hazen hadega 👎👎👎👎📞
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 28 күн бұрын
Hasewti ekum.....emo hizbi Raya Enderta hidri suwuat ke'ebir eyu dliyetu maletkum dyu?
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 28 күн бұрын
ኣቱም ርኩሳት ሸፋቱ ጸረ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 28 күн бұрын
* ብ TV፣ ብ ጋዜጣ፣ ብ መጺሄት፣ ብ ማሕበራዊ ሚድያ ጹዑቕ ናይ ጽልኢ ጎስጏስ ብምክያድ። * ብ ሀይማኖታዊ ትካላት (ኦርቶዶክስ፣ ካቶሊክ፣ ጴንጠ፣ሙስሊም) ጹዑቕ ናይ ጽልኢ ጎስጏስ ብምክያድ። * ብ ጦርነት ብ ጥይት ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ማእሰርቲ ብ ምስቓይ። * ብ ቢልዮናት ገንዘብ አዋፊርካ ሰባት ብምዕሳብ ስለያ ብምፍጻም። * ባጀት ከልኪልካ ህዝቢ ብምድካይ። * ህዝቢ ጥሪቱ ሀብቱ ብምዕናው ብምዝማት። * ብ ረብሐ ናይ ሐሶት ስልጣን ሂብካ ብ ባንዳነት ብ ምዕሳብ። * ብ ናይ ጎሮቤት ሀገራት ሰራዊት አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ድሮን ቴክኖሎጂ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ሐዊ ዝተፍእ መዳፍዕ አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብ ሐዊ ዝተፍአ ናይ ውግእ አየራት ሄሊኮፕተራት አብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስካሕክሕ ጨፍጫፍ ብምክያድ። * ብዕጽዋ ኽባ መግቢ መድሀኒት ከይረክብ ከልኪልካ ብጥምየትን ሕማምን ከም ዝጸንት ብ ምግባር። * ብ ግብረ-ስጋዊ ዓመጽ ስነ-ልቦና ማህሰይቲ ብምፍጣር። ብመቑጸሪ ዘይብሉ ናይ ጆኖሳይድ መሳርሒ አብ ዓለም ተራእዩ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ በደል ተኻይዱ። ብብልዮናት ዶላር ገንዘብ ጠፊኡ። ወንበዴ፣ የቀን ጅብ፣ ጁንታ፣ ግብረ ራዕዲ ወዘተ ዝብሉ አስማት ተዋሂቡ። ሊሰበሰብ የማይችል በሰማይ ላይ የተበተነ ዱቄት ተባሂሉ ብ ገንዘብን ሐይልን ዘይምብርከኽን፣ ዘይቅየርን ነገር የለን ዝብል እም ነት ተታሒዙ እዚ ኹሉ "ወያነ" "TPLF” ካብ ናይ ተጋሩ አእምሮ ንምሕኻኽ “ ከሰው አእምሮ እንዲ ፋቅ" "ፖለቲካዊ ሕጽቦ" ምካያድ ብምባል ብዙሕ ብዙሕ ተጻዒሩ። እዚ ጽኑዕ እምኒ ዓረ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ግን ወይከ ፈተኽ። “ወያነ ኢና ሎሚ ወያነ ኢና ወያነ ኢና ጽባሕ ወያነ ኢና” እንዳ በለ ንኹሉ መስገደላት ሰጊርዋ፣ ሕዚ ድማ ብ ሰላሕታዊ ጆኖሳይድ ን ተጋሩ ሕድሕድ አባሊዕኻ “ወያነ” “TPLF “ ካብ ተጋሩ አእምሮ ንምሕኻኽ፣ ካብ ታሪኽ ንምፉሐቕ ይጽዓር አሎ። ታሪኽ ወያነ፣ ታሪኽ TDF፣ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ ንምስራዝ ከም ሐድሽ መዝጊብናኩም አለና ይበሀል አሎ። ጌታቸው ይኹን ደብረጽዮን ድማ ብሐደ ድምጺ " ከም ሐድሽ መዝጊብናኩም" ዝብል ውሳነ አይንቕበሎን ኢና ኢሎም በዲሆሞ አለው። "ሰጋር ብዓል ዓቕሊ ብሐቂ ዓቃሌ ከመይከ ሰገርካዮ እዚ ኹሉ በደሌ አብ ቅድሜኻ ዘሎ ዘይውጻእ ዓቐበት ሰጋረይ ሰጊርካዮ ብሐቦ ብትረት" ተባሂሉ ከም ዝተዜመ እዚ እውን ኽስገር እዩ። እምበር ሰጋር እምበር ተጋዳላይ ወሊደ ትበል ትግራይ።
@user-ed4xp3gs3q
@user-ed4xp3gs3q 28 күн бұрын
Kid ahuwatka hizka bereka weridka tekales....nihina ahiwatina wediena ena....leyabu....kab lebinet halifu entay ekum tfeltu koynkum nisikum.
@user-xm2un2sl7e
@user-xm2un2sl7e 29 күн бұрын
ዕድመ ንኤርትራ ኣንቱም ሰባት ምስላም መኪና ውን ትማሂርኩም። ሰይ ሰይ
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 28 күн бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👹👹👹👹👹👹👹
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 27 МЛН
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 53 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 49 МЛН
DW International  ብሓመድ ሬድዮ ዝሰርሐ መሃዛይ መንእሰይ
29:46
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 27 МЛН