ደብተራ ቡዳ ጠቢብ ረሳሕ ዓጽሚ ባርያ debtera buda tebit resah axmi

  Рет қаралды 4,983

ዋካ waka tube ባና Weldeab

ዋካ waka tube ባና Weldeab

Күн бұрын

ደብተራ# ቡዳ# ጠቢብ# ባርያ# ረሳሕ ዓጽሚ#ዋካ#ወልደኣብ#waka#Weldeab#
ነዚ ትገልጽ ፊልም ብሜሮን ተስፉ ኣብዛ ሊንክ ኣቲኹም ርኣዩዋ
• New Eritrean series fi...

Пікірлер: 51
@Salamama-nd4dv
@Salamama-nd4dv 6 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤❤ ቃል ሂወት የሰምዐና 🙏🙏🙏
@محمد-ض1ض7ف
@محمد-ض1ض7ف 8 ай бұрын
ናይብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምየልና
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ Жыл бұрын
ተመስገን ብሓቂ ክብር መመህርና ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ሕቶይ እያ ነይሪ ሕዝብና ከም ባሃሊ ከም እምነት ኡዩ ሒዝዎ ክታዎት ምእዋይ ናይ ዓይነት ዝባሃልስ ታይ ኡዩ ይብል ነይረ ሕቶይ ተመሊስለይ ቃል ሂወት የስመዐልና ብፀጋ ብዕድመ ይሓልወና መመህረይ
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Жыл бұрын
ብሓቂ መቀመጢ ዝሰአነ ሰብ ክንደይ እዩ አብ ዓዱ እናተሸማቀቀ ዝነብር ብዙሕ እዩ የሕዝን
@Love27Amen
@Love27Amen Жыл бұрын
Abti ztewehabka xega and akmika, tefelton tmhrti tray enteteglgl xbuk eu Because xega nay kulna yfelale eu
@bisratyosief8828
@bisratyosief8828 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna 🙏 tenqiali buda zibehal xelaeku n seytan aytihabo siltan
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓዉና መምህርና ብጣዕሚ አብ መንደርና አሸጋሪ ኾይኑ መቀመጢ ዝሰአነ ሰብ ዓዱ ዘልቅቅዎ ብዙሕ እዩ አምላኽ ምስትዉዓል ይዓድሎም
@ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij
@ኣነ.ንትግራይRgbeyegerelij Жыл бұрын
እዚይ ጠቢብ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ብዙሓት ሰባት ድሑር ኣተሓሳስበኦም ዝመልኦም ርእሰን ዋላ ተሓሚመን ሓደ ሓደ ኣንሽቲ የግዲ ብናይ ደርሆ ሓርኢ ገይሮም ዓጢኖም ኣጫኒቆም ናደጉዶጉ ብበትሪ መኒካ ነበሉ መጉዳእቲ ምስ ኣብፅሑለን ንሳተን እውን ቦግ ኣቢለ ንሓደ ሰብ የፀልማ 😢ስለዚህ ብሓደ ኣርአያ ስላሴ ዝተፈጠረ ሰብ ዘይናቱ ሂቦም ርኩስ መንፈስ ዝሓደሮም የፀልምዎ እና ማንም ሰብ ክቃዎሞ ዝግባእ እዩ የቀንየልና ክቡር መምህርና ❤
@kebewele4760
@kebewele4760 Жыл бұрын
መምህር ቃል ህይወት የስመዐልና
@tg6336
@tg6336 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግ እና ይቅረታ ቀፀራ ገይረስ ኮሎክሽን ኣቢኒ መምህረይ ብልቢ ይቅረታ ናበልኩ እየ
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 Жыл бұрын
ንኹላትና ብትኽኽል ተመሊሱልና ጸጉኡ የብዘሐሉ ክቡር መምህርና ምስትዉዓል ይዓድሎም እዞም ብኸምኡ እናሸቁረሩና ዝነብሩ መቀመጢ ዘስኡኑና ዘለዉ ሰባት😢
@trhasbayre6075
@trhasbayre6075 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ካልእ ከኣ ኣሎ ከምዚ ፈውሲ ተመን ዝትቀሙ ሰባት ኣለዉ
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ Жыл бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክዉር መምህርና❤
@kft6t643
@kft6t643 Жыл бұрын
ብሓቅ ቃለ ህውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ 💒✝️❤❤❤ እግዚአብሔር አምላክ ከማካ ዝበሉ የብዘሐልና ክብር ሓወና ናይ ብሓቅ ፅብቅ ትምህርት እዩ ካባካ ብዝሕ ትምህርና እና ሞ እግዚአብሔር አምላክ ካብ ክፊእ ነገር ዘበለ ይሓልካ ምስ ምለእ ስድራካ አብ ዘለካዮ ሰላምካ ይብዘሐልና ክብር ሓውና🙏🙏🙏
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ክቡር መምኅረና =ካብ ነገረ መላእክቲ ሓይሊ ሩኩሳን መናፍስቲ =ካብ ነገረ ቅዱሳን ነገር ቡዶ ረእስና መልኡ ሕጂ ምስትክካል ኣቡና ሎ ንእሸተይ አብ ዝሓመምናዮ ደብተራ ዶ ይኮን ቡዶ ዶ ይኮን ላበልና ካበቲ ሕማማ መን ዩ ሕዝኒ ላበልና ንጭኖቆ ይበዝሕ ረእሰና ብምንታይ ከም ዝፀሪ እንድዒ😥
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሓቀን ዓርከይ አነስ ግን እቲ ደፍተራ ብዳ ዘይአምነሉ ዝነበርኩ
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
@@lemlemyoutube ተጋለግልኪ ሞ እናቴ🙏🥰
@dorinegash9403
@dorinegash9403 Жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስመዓልና መም ወልድኣብ ኣምላኽ ይባርኽካ
@merimeri278
@merimeri278 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና እታ ፍሊም ሲናኖቭ እያ ትብል
@dioeamaregraziedio8085
@dioeamaregraziedio8085 Жыл бұрын
Selam kubur haw weldeab.abti thbo agelglot yketatel eye btaemi eyu des zbleni.lomi gn tehawawisni bflay ezom debtera hmak zgebu.memhr grma wendmu ab bete Christan alem mulue teakibu entayn bkemeyn agannti yewxiuuu gele beleni???🙏🙏🙏
@yonasmihretab7972
@yonasmihretab7972 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዝሕ ነዚ ደፊርካ ክትምህር ምብጋስካ ብፍሉይ ግን ክረክበካ ምደለኩ ነረ
@mahrrat1866
@mahrrat1866 Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ካብዝይ ቡዝሕ ንመሃር ንኮን እለ ተሰፊ ይገብር
@nigistnigist8614
@nigistnigist8614 Жыл бұрын
ቃል ሕይወት ያስምዐልና መምህርና
@ተመስገንአምላክ-ሸ3መ
@ተመስገንአምላክ-ሸ3መ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@angesomgebreyesus7190
@angesomgebreyesus7190 Жыл бұрын
ኣብ ሆላድ ክክክክክ😂😂😂
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 Жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna ❤
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Жыл бұрын
ዝገረም አዩ ብዳ የለን ደብተሪ ሕማቅ አይስሪሒን አዩ አልካ ንዝህቢ ምምህረ ብሕቂ ዝሕዝን አዩ አብ ቤተክረስትያን ተሽጉጥም ብዝሕት አይኳንን አንበሪ ገብሪቲ ሕማቅ ደአ አለዋ አንበሪ አዚ ኒስኻ ውን ትፍልጥ ኢኻ
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 Жыл бұрын
Amen (3) qal hiwet yesmalna
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 Жыл бұрын
Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey zsemeanayo ab libna yehdro
@ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ
@ኣሩሱጓልተዋሁዶዩቱቡ Жыл бұрын
እኳዕ ዳሓን መፆኻ ኩቡሩ ሓወና❤
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 Жыл бұрын
ዘሕፍ ነገር እዩ እዚስ ብእግዝኣብሄር ካብ ሕብረተሰብና የርሕቆ
@yodahe2014
@yodahe2014 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@redbag3453
@redbag3453 Жыл бұрын
Woldeab ናይ ብሓቂ ልቦና እንተ ዝህሉወካስ ነጺ ኣብ ልዕሊ ህ/ትግራይ ዝተፈጸመ ግፍዒ ዓግብ ምበልካ ንርካ
@samuelyohannes1471
@samuelyohannes1471 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ በዚ ኣነ እውን እሰማማዕ እየ። ግን እዚ ናይ ቤተ-ክርስቲያን ድኽመት እዩ ። ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን ድብተራ ከምዚ ዓይነት ኣነዋሪ ጸርፊ እናወረዶም ንደቃ ክትምህርን ክትግስጽን ኣነ ብወገነይ እይረኣኹን። ስለዚ ቤተክርስቲያን ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ እንተ ኣስፋሕፊሓ እዚ ኣጉል እምነት ክጠፊእ ይኽእል ኢዩ።
@tyffdcchh1018
@tyffdcchh1018 Жыл бұрын
ይቅረታ መምህር ዘይኣቶኩ ካልእ ግዜ ኣይትኣቱን
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሐዚ እኮ ክተዳምፅዮ ትክእሊ ኢካ መዓረይ አብኡ ዩ ዝፀንሕ
@ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ
@ልዪሽልማቴተዋህዶሃይማኖቴ Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ግን ሰብ የቃትሊ ዝበለካዮ ድብሎስ አብ ሰብ ዝሓደረ ጥንቃለ ደፍተራ ድርሳነ ሳጥናኤል ናደረሱ ከንደይ አለው እዮም ሰብ ዛጥቅዑ ክንደይ ሰብ እዩ ዝሳቀይሎ ዛር ገለ ናትበሃለ ክንደይ እዩ አሎ አብዚ ዓለም
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ መምህር ወልደኣብ ይቅሬታ እዛ ላይፍካ ሓሊፋትኒ ። ነገር ግን ካብቲ ትዛረቦ ዝነበርካ ዝወሰድክዎ ሓነገር ነቲ ጠቢብ መስፈ ጌሮም እንተወጊኦሞ ዝሓዊ ኔሩ ። ኣብ ከባቢና ኔረ ሰበይቲ ንጎሮቤታ ሒዛታ ደሓር ኣብ በረኻ ከምዘላ ምስ ሓበረቶም ነታ ዝሓመመት ወዳ ከይዱ መስፈ ጌሩ ነታ ጠባብ ሰበይቲ ወጊእዋ ። ስለዚ ዋላ እኳ ናይ ዲያብሎስ ምትላል እንተኮነ ግን ከኣ ዝሓውዩ ኔሮም ።ከምኡ እውን ብጸሎት ኣቦታ ካህናት ዝሓውዩ ይፈልጥ ።
@tyffdcchh1018
@tyffdcchh1018 Жыл бұрын
ሓሊፉኒ መምህር
@luwamt.8156
@luwamt.8156 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@berhaneabraha3599
@berhaneabraha3599 Жыл бұрын
ምህራብ ብቁልፊ፡ሓርኢ ደርሆ ምብላዕ፡ ምዕጣን ብጎማ ሽዑ ብድሑር እምነት ሓውዩ ወጺላ/ወጺሉ እንዳ በልካ ምሕጓስ እዚ ከኣ ገለ ደቂ ሰባት ዝዛረብዎ ምስ ሳኣኑ ዝፈጠርዎ ኢዩ። ኣብቲ ዝህረም ዘሎ ሰብ ዓቢ ጉድኣትን ከምኡ ውን ናይ ሰነ ኣእምሮ ከም ኣብነት ጭንቂ ኣትሒትካ ምርኣይ ንነብስኻ ኮንፊደንስ ዘይብልካ ምዃን ካብቲ ሕ/ሰብ ካብዝኾነ ነገራት ምንጻል የጋጥሞም።ስለዚ ሓንጎሎም ኣጽቢቦም ዝሓስቡ ዝፈጠርዎ ድሑር እምነት ኢዩ። ስለዚ ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ክቅበሎ የብሉን።
@berhaneabraha3599
@berhaneabraha3599 Жыл бұрын
ክቡር ኣባ ቀሺ ብኸምዚ ምዝራብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኽንያቱ ብኸምኡ ስቅ ኢሉ ከይቅጽል Thank you very much for recommend
@Desta12829
@Desta12829 Жыл бұрын
መምሕር ብዙሕካ እንዘይ ሰማዕክዎ ግን ጠቢብ ወይ ከዓ ብዳ ዝበሃሉ ሰባት እዚኦም ቆፅሊ እናቀንጠቡ ምስ ሰይጣን ብፍቃዶም ዝራከቡ አለዎ ንሰባት ኣብ ሕማምን መከራን የፀግብዎም አለው ህዝብና ግን ከምቲ ንስካ ትብሎ ዘለካ ግና ብዛዕባ ሓፂነ መፂን ምቅጥቃጥ አይኮነን ዘብለና ዘሎ ስለዚ ብዙሓት አሎው ቀፅሊ ዝቅንጡብ እዩ እስኪ ሓደ ነገር ክሓተካ ደፍተራን ፣ብዳን ፣ጠንቆልትንስ ምስ ሰይጣን እናተራከብ ብዙሓት ሰባት ኣለው ስለዚ አብ ገዛኮ ስለ ዘይበፅሐ ብተለይ አብ ገጠር ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ አለው ስለዚ ብጣዕሚ ክንጥንቀቅ አለና
@70wit
@70wit Жыл бұрын
ሓቅኪ ኣለኪ ኣብ ከባብና እዉን ሓንቲ ስድራ ነይራ ልብዝሓት እልት ሕምም
@Rijasebna
@Rijasebna Жыл бұрын
ኣብ ማይፀሎት ፡ ጠምበላሕ ኣቢልካ ሰይጣን ይወጽእ ን ይላፋለፍን ዩ ዝብል ፡ እምነትና ከ እንታይ ይገበር ። ሓደ ፦ እቲ ማይፀሎት ብከመይ ምክንያት እዩ ከምኡ ተባሂሉ ክስየም ክኢሉ ፧ ካልኣይ ከ ፡ ብስልክን ፡ብገመድን ኣሲርካ ዝግበርከ ምጥላቅ ከ ፧ ናይ ሰይጣን ምልፍላፍ ኣሚንና ፡ኣብ ልዕሊ ተሓዚ ቡዳ ተባሂሉ ዝተጠርረ ፡ሓውና ብቂምን ጽልእን ክንልዓል ከ ብሓቂ ዶ ግቡእ ዩ ። ቡዳ ኣብ ርእስና ዝቀረጽናዮ ምስሊ ካብ በልና ፡ ጥንቆላ ከ ብከመይ እዩ ብጥበብ ሥራይ /ሓሶት ትኣምር ክገብር ዝክእል ። ኣስማተኛ ከ ፡ ብዙሓት ኣስማት ብምጽዋዕ ዝግበር ጥንቈላ ክሳዕ ክንደይ ሓቅነቱ ፡ማለት ከም ቡዳ ባዕልና እንቈጽሮ ድዩ ወይስ ከም ብሓቂ ናይ ሓሶት ትኣምር ክገብር ዝክእል ፡ጥንቈላ እዩ ። ብስሩ ጥንቈላ ከ ክሳዕ ክንደይ እዩ ሓቅነቱ ፧
@helyadaabraham1996
@helyadaabraham1996 Жыл бұрын
ይግርም ይገርማል አይ ህዝብ ኤርትራ በጃኻ ካብ በዓለ መምህር ተስፋዬ ትምህርት ውሰድ ወይም ውሰዱ ሰብ ይሕምምን ፈረቃን ሰብ ሸጣን እዩ ሰብ ሕያዋይ እዩ ቡዳ ማለት እኮ ጤብብ ማለት እዩ ትግርኛ እና ክንደይ ሰብ ብሰንኪ ቡዳ ብሩኻት ሰባት ዝመቱ ይርኢ ኔይረ እየ እና ሰብ አይቀትልን ማለትካ ዱዩ ትጋጌ አለኻ ቡሩኽ ሓውና ደብተራ ሸይጣን ጋኒን እዩ እዝይ ሓወብኦም ቡዳ እንተ ኮይኑ ይኸውን ንሱ ይሕምምዎ
@bereketnguse1741
@bereketnguse1741 Жыл бұрын
እዚ ቡዳ ዝብልዎ ኣነ ውን ኣያኣምነላን እየ ሰብ ንሰብ ከመይ ኢሉ ክሕምም ይክእል ካብ ሓዊ ዝራሓቀ እዩ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna kubur memhrna Weldeab hawna
@dontlovetheworld.8016
@dontlovetheworld.8016 Жыл бұрын
ብዛዕባ ዚ ህዝብና ጽቡቅ ርድኢት ክወስድ ኣለዎ። በዓል መምህር ከኣ ኣጸቢቅኩም ክትጽሕርሉ እምሕጸን። እዚ ድሩት ሰብሲ ያኢ ባህሪ መላእክብት ወይ ስላሴ ሃልይዎስ ኣብ ማዕዶ ማዕዶ ኮይኑ ሰብ ከሕምምን ከሕዉን።
@simretberhane501
@simretberhane501 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 qale hiwet yesmalna
ቡዳ ጠቢብ ኣንጠረኛ ረሳሕ ዓጽሚ
1:00:33
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 3,9 М.
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 77 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 83 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 89 МЛН
ክፍል 2 - ሳይንስ የማይመልሳቸዉ ጥያቄዎች | Unexplained Truth ዶ/ር ሮዳስ ታደሰ
38:40
ቡዳ እንታይ ኢዩ ?
1:21:12
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Рет қаралды 7 М.
1ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ "ተሓድሶ ካበይ ናበይ"
1:29:00
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 1,2 М.
ካልኣይ ክፋል "ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረሰብን ኣብ ዙርያ -ቡዳ (Evil Eye) "
53:03
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 1,2 М.
2ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ "ተሓድሶ ካበይ ናበይ"
1:02:05
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 839
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 77 МЛН