ካልኣይ ክፋል "ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረሰብን ኣብ ዙርያ -ቡዳ (Evil Eye) "

  Рет қаралды 1,281

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Күн бұрын

ማሕቶት ዘተዋህዶ ብዛዕባ ኣብ ሕብረተሰብና ንነዊሕ ዘመናት ንዝጸንሐ ባሕልን፥ ስነ ሓሳብን ኣብ ዙርያ ጠቢብ፥ ዋጣ፥ ሓምየን፥ ጭዋ፥ ባርያ፥ ዓይኒ ሓሳድ ካልኦት ንዕኦም ዝመስልዎምን ዘሎ ርዲኢታት ብመንጽር ቤተክርስቲያና ከመይ ከም ዝርአ ክምህሩና፥ ንጽባሕ ሰንበት ምስ ኣቦታትን፥ መምሕራንን መደብ ሰሪዓ ስለ ዘላ ኩሉ ሰብና ክመሃረሉ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሼር ክትብልዎ ብትሕትና ንሓትት።
"እዚ ገጽ እዚ ወግዓዊ ቻነል ናይ ሕብረት ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝርከባ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስቲያናት ገጽ እዩ።''
በዚ ቻነል እዚ እዋናዊ መግለጺታት ናይዚ ሕብረትን፥ ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያንን፥ ዝተፈላለዩ ንሕዝብናን፥ ቤተ-ክርስቲያንናን ዝምልከቱ እዋናውያንን ኣገድስትን መደባት እነቕርበሉ ወግዓዊ ቻነል እዩ።
#Comment Share Like SUBSCRIBE ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ#
Email: mahitotzetewahdo@gmail.com
በዚ ኣድራሻ ንዘለኩም ሓሳብ፡ ወይ ድማ ናብዚ ሕብረት ክትኣትዉ ምስ ትደልዩ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፡
KZbin #
/ @mahitotzetewahdo
Page #
/ mahitot.zetewahdo.eri
Facebook #
/ mahitot.zetewahdo.3

Пікірлер: 8
@arsemagerezgiher3985
@arsemagerezgiher3985 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna kuburat Abotatna🙏🙏🙏
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 3 жыл бұрын
Egziabher tsegu yebzhalkum kale hiwet yesmalna 🙏🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 жыл бұрын
⛪⛪🙏🙏🙏🙏🌺🌻🌺🕊️.. Kal. hiwet. yesmealna
@ngstitigraykuweit2624
@ngstitigraykuweit2624 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ክብራት ኣቦታትና እዝግኣብሔር ኣምላክ ንህዝብና ሰላም የውርደልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@mymam9142
@mymam9142 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ጽብቅ መብርሂ እዩ እዚ ናይ ብዳ ሰይጣናዊ ስራሕ እዩ ።
@user-op1cw8qn6f
@user-op1cw8qn6f 3 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመኣልና ሰይጣን ምካኑ የኣምን እየ ሃንቲ ሃፍተይ መሃዝኣ ህዛታ ኣባ ነብስና መጺኦም ማይ ጸሎት ገሮም ምስ ገጨብዋ ኣበይ ከም ዘለኪ ክፈልጥ እለ እየ እላታ ሰይጣ ኣብ ሰብ ኣይን ኮይኑ እዩ ዝህዘካ ግን አቲ ሰብ ጸሎት ስግደት ጾም እተግሩ ኣባእሉ ብስግደት ተቃጺለ ይብል
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 3 жыл бұрын
ብዳ ዝብሃል ናይ ሰይጣን መንፈስ እዩ ደቒ ሰባት ብድልየትና እንዋረሶ መንፈስ እዩ ብዘይ ምፍላጥ ብዚ መንፈስ ዝተትሓዘ ንባዕሉ ብ ጾምን ጸሎትን ተዘይ ኣርሒቕናዮ ልክዕ ከም እዞም ብድላዮም ዝትዋረስዎ ከምኦም ንኽውን ምኽንያቱ ድሕሪ (7) ምስ ደምና ስለ ዝዋሃድ
ሳልሳይ ክፋል "ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረሰብን ኣብ ዙርያ -ቡዳ (Evil Eye)"
52:29
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 935
Как не носить с собой вещи
00:31
Miracle
Рет қаралды 894 М.
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 110 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 34 МЛН
ብስቕታ ምቅጽጻዕ
17:09
Robel Wisdom
Рет қаралды 31 М.
ደብተራ ቡዳ ጠቢብ ረሳሕ ዓጽሚ ባርያ debtera buda tebit resah axmi
53:51
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 4,9 М.
ቡዳ እንታይ ኢዩ ?
1:21:12
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Рет қаралды 7 М.
"ተሓድሶ" ዝብል ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ፥ ካልኣይ ክፋል ምስ ቀሲስ ክብረኣብ
1:27:28
ነቲ ዘመን ፍለጥዎ  ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
54:43
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 6 М.
"እዋናዊ ዛዕባ"
1:11:13
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 798
እዋናዊ ጉዳያት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገብረብርሃንን መርጌታ ሃብተገብርኤልን
1:35:41
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 2,2 М.
Как не носить с собой вещи
00:31
Miracle
Рет қаралды 894 М.