No video

ደሃዪ ተረኪቡ | ኣደይ መፅያ ስኢናትኒ ተመሊሳ ፡ ድሽቃን ብሬንን ብጣዕሚ የርካዓኒ ፡ ኮማንዶ ነሰልጥን ንዋጋእ 👉 ተጋ. ተክለሃይማኖት 0914217245

  Рет қаралды 77,697

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

4 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ደሃዪ ተረኪቡ | ኣደይ መፅያ ስኢናትኒ ተመሊሳ ፡ ድሽቃን ብሬንን ብጣዕሚ የርካዓኒ ፡ ኮማንዶ ነሰልጥን ንዋጋእ 👉 ተጋ. ተክለሃይማኖት 0914217245
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 587
@Nebuela
@Nebuela 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለዝረእናካ
@elfwgare6576
@elfwgare6576 4 ай бұрын
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🙏
@yyyyt5324
@yyyyt5324 4 ай бұрын
ዋዉ ናይ ኩሉሻዕ ሕቶይ ሎሚ ቶሞሊሱለይ ተመስገ ንእንኳዕ ብሂወት ሃለካ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Me too
@AlburhanDekel-hw4db
@AlburhanDekel-hw4db 4 ай бұрын
Me too
@liliamare3295
@liliamare3295 4 ай бұрын
እንኳዕ እግዚኣቢሄር ኣውፅአካ ጅግና ወዲ ትግራይ
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f 4 ай бұрын
ሲንግል ዶ ይኸውን ኣነስ ተጋዳላይ እየ ክምርዖ ዝደሊ ብስሩ ብፍቅሮም ሓሚመ እየ ዞም ጀጋኑ❤
@user-fz8no2pt4k
@user-fz8no2pt4k 4 ай бұрын
እሞ ደውልሉንዶ
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 4 ай бұрын
ሓቅኽ መን ሃምአቶም ዋላአነ ሓሳበይ ኡዩ
@DrarGrmay
@DrarGrmay 4 ай бұрын
እዎ ዶ
@ZeabAtsbha
@ZeabAtsbha 4 ай бұрын
ካብ ብሱል ጥረ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ. 🙏🙏🙏❤ ቀደመዋይ ባዕለይ ኮሜንት 👍ግጨዩ 😂
@hdjf4
@hdjf4 4 ай бұрын
@jaletube5602
@jaletube5602 4 ай бұрын
አንተ ጀላራስ ጁንታ የምታቀርባቸው የድንቁርና እንጉርጉሮ የትም ኤደርስህም ታብድ እንደሆን ይታያል፡፡በወያኔ ጊዜ የነበረውን አስከፊ አገዛዝ እንዳይመለስ ሸኝተነዋል፡፡ማንም ይቦርቅ ይሞታል እንጂ ፈቀቅ የሚያደርገው ጉዳይ የለም ፡፡ የኢትዮጵያ የብልፅግና ጉዞ ማንም አያቆመውም ከእግዚያብሔር ውጭ ነገርግን ብዙ እነንድንደክም ልታደርጉ ትችላላችሁ በመጨረሻም ሁሌም አሸናፊ ኢትዮጵያን የያዝነው አኛ ነን፡፡
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 4 ай бұрын
Enqae tyt shaebiya ayrekebeto enber shaebiyas tekusom ko ayshtu msom slezneberku
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 4 ай бұрын
Aseyyyy elelelel❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF king Africa ❤❤❤❤TDF viva ❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤TDF viva TDF Aseyyyy 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Hope.ameley
@Hope.ameley 4 ай бұрын
@@simonmengstab2620 kkk eneka dwuy,,,rehak manka
@zafu6265
@zafu6265 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ መዓረይ 😢 ኩሉ ግዜ ፎቶ ዚኣ ምስ ረአኹ ቁፅሪ ናይ 2012 ዓ ም ዝነበርናዮ ላይፍ እያ ተዝክረኒ😢😢😢
@tsigekahsay4478
@tsigekahsay4478 4 ай бұрын
❤❤❤😢 ዋላ አነ
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 4 ай бұрын
እህህ እወ ጥዑም ከይበልናዮ ጥዑምም ግዜ ሓሊፉ ከዚለ💔😥
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 4 ай бұрын
😢😢😢ፎቶ እዝኣ
@letishkebede5965
@letishkebede5965 4 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ተሓባበርኒ ኣድራሻኡ እታ ፎቶኡ ኩሉ ግዜ ኣብ ህልናይ እያ ትመላለስ እንድሕር ብሂወት ተረፍ አካሉ ይጉደል ልኾነ ይኹን ብሂወቱ ተትመልሱ ክምርዐዎ እለ ቃል አትየ ነይረ ብዙሕ ሰብ ጠይቀ ነይረ ደሃዩ ግን አይረኸብኩን ነይረ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤💛💛💛
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 4 ай бұрын
telefon ab lali tsihflki alo
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Call Desta show to get his phone. But first find out if he is not married.
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 4 ай бұрын
ፅብቅ ዕዲሉ ንምነየለኪ ዛሓፍተይ❤
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 4 ай бұрын
ብደወይ ፈቅረይ ትወርስኒ ተጋሩ ድምፂ ኹኑኒ🥺😂❤
@user-tl4bi1ht5w
@user-tl4bi1ht5w 4 ай бұрын
ስልኪ ኣሎ ደውልሉ ፅቡቅ ዕድል
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 4 ай бұрын
ዋዉ ኩሉ ግዜ ዝዚክሮ ጅግና ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፊኪ ❤❤❤❤❤
@kulukhalifeyuu5126
@kulukhalifeyuu5126 4 ай бұрын
ጀግና ዝሓወይ ናይካቱም ጅግንነት መግለፂ ተሳኢንዎ እንኻዕ ብሂወት ተረፍኻ🙏🙏🙏
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 4 ай бұрын
ወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን እንካዓ ራኣናካ ጅገናና ❤❤❤
@zafu6265
@zafu6265 4 ай бұрын
ድሕሪ ዝተወሰና ማዓልቲ ናብ ሃገረ ሰላም ክኸይድ እየ እና ክረኽቦ ድልየ ነይረ በጃኻ እባ ስልኩ ሃበኒ ብማርያም 😢
@__-wj7zq
@__-wj7zq 4 ай бұрын
_ተፃሕፉ እኮ ኣሎ አብ ላዕሊ_
@zafu6265
@zafu6265 4 ай бұрын
መጀመርያ ኣይነበረን ሕጂ እዩ ተፃሒፉ ዘሎ መዓረይ😊​@@__-wj7zq
@teddygebre7230
@teddygebre7230 4 ай бұрын
ኩሉጊዘ ብሂወት ይህሊዶ ይብል ነይረ አሞ ምስ ረኣክዎ ተሓጊሰ 👏
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 3 ай бұрын
ምቁር ፀወታኻ ካብ ብሱል ጥረ ጅግና ወዲ ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ፣ ቀፂሊ ሂወትካ ብሩህ ክኾነልካ ትምኒተይ እዩ።❤❤❤🙏🙏🙏
@user-ot2ks1nn1z
@user-ot2ks1nn1z 4 ай бұрын
ኩሉ. ጊዘ እዛ ሰዕሊ ክረዓ ከለኹ እዚ መንእሰይ ተጋዳላይ ይህልውዶ ይብልነረ እንኳ ረዓኹኸ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
Me too
@vipvip3278
@vipvip3278 4 ай бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ እግዚኣብሔር ዝተረፈ ዕድመኻ ብሰላም ብሓጎስ ትዛዝም ይግበርካ ጅግናና💪❤
@jaletube5602
@jaletube5602 4 ай бұрын
አንተ ጀላራስ ጁንታ የምታቀርባቸው የድንቁርና እንጉርጉሮ የትም ኤደርስህም ታብድ እንደሆን ይታያል፡፡በወያኔ ጊዜ የነበረውን አስከፊ አገዛዝ እንዳይመለስ ሸኝተነዋል፡፡ማንም ይቦርቅ ይሞታል እንጂ ፈቀቅ የሚያደርገው ጉዳይ የለም ፡፡ የኢትዮጵያ የብልፅግና ጉዞ ማንም አያቆመውም ከእግዚያብሔር ውጭ ነገርግን ብዙ እነንድንደክም ልታደርጉ ትችላላችሁ በመጨረሻም ሁሌም አሸናፊ ኢትዮጵያን የያዝነው አኛ ነን፡፡
@Tigray122
@Tigray122 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ከም ሰናይ ትምቢትኩምን ትምቢት ኩልናን ይግበረሉ❤️❤️💛 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@shoshosho5438
@shoshosho5438 4 ай бұрын
ኣስመ ኣልቦ ዘይሳኣኖ ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ተመስገን እንካዕ ካብቱ ኩሉ ሓውን ፀበባን ወፂካ ከምዙይ ኢልካ ንምዝንታው ኣብቅዐካ ዝሓወይ ክብሪ ንኣኩም ጀጋኒና 🙏❤️🙏
@us-German
@us-German 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ እንኮዓ ከብ እዝኩሉ ሓዊን ነበልባልን ተረፍካ ሓወይ መዓረይ ።ዝተረፈ ቀሪይ ዘመንካ ፍጣሪይ ይባርከልካ ።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ዋውውውው ኣታ ኣምበሳ በረኻ ኩርዓትና ሓበና ተጋዳላይ ተኽለ ሃይማኖት እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ፀላእትኻ ደምሲስካ ቀተልቲ ኣያታትካ ትሕቲ መሬት ኣሰናቢትካ እንቋዕ ናብዚ ክብሪ እዚ ኣብቕዓካ ኣምላኽ ነዊሕዕድመን ጥዕናን የሃብካ ።
@weianejgna1947
@weianejgna1947 4 ай бұрын
ኪቡር ጆባይደን እነዃዕ አምላክ አውጸኤካ ዕድሜኻ ይንዋሕ እንጀራኻ ይስፋሕ
@almaz3950
@almaz3950 4 ай бұрын
ልቢ ሰባሪ ታሪኽ ሕዝብና ፅናዓት ይሀብካ። አንቱ ጀጋኑ ቃላት ሲኢነልኩም ንጀግንነትኩም።
@SalamSalam-et8bd
@SalamSalam-et8bd 4 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ባሃሊይ ተመስገን አካዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@salmW-co1yn
@salmW-co1yn 4 ай бұрын
vvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvvv 😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@user-lx2lr1yv1y
@user-lx2lr1yv1y 4 ай бұрын
አነስ ዝሞተ አናመሰለኒ ብዝረአኹዐቁጽሪ ይበኪ ነይረ ደስታ ሸው ብጣዕሚ ነመስግን ብሀይወት ምህላው ብጣዕሚዐደስ ኢሉኒ
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 4 ай бұрын
ተመስገን እታፎቶ ንሳ ማዕረ ዝረአኹዋ ብሂወት ይህሉዶ ይብል ነይረ ተመስገን ፈጣሪ እንዃዕ ብሂወት ተረፈካ ማዓረይ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
I am so happy to see him. I sometimes think about him because his picture was ppopular. I thank God for saving his life. Thank you for your service, dear TDF. May the Lord God bless the rest of your life.
@user-mv9jz3qs5n
@user-mv9jz3qs5n 4 ай бұрын
ኣስይ ተመስገን ኣምላክይ ኩሉ ግዜ ብሂወት ዶኮን ይህሉው ኢለ ይሓስብ ኔር ብሂወት ምትራፍካ ታሓጎስይ ወስን የቡሉን ጅግና ሓወይ❤❤❤❤❤
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 4 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መፃካ አነስ ታፈቶ አንራአኩ ክሉ ግዚ ምስ ነብሰይ ሕቶ ያሕትት ነረ ብሰላም አንኳዕ ራአናካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Helina-bx9mk
@Helina-bx9mk 4 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ ! ካብዚ ኩሉ ሐዊ ወፂእኻ ናብዚ ምብፃሕኻ ተመስገን ንአምላኽ። እቲ ቃልሲ ገና አይተወደአን ሕድሪ እቶም ምሳኻ ዝነበሩ ጀጋኑ ስውአት ከይትርስዕ አብ ሽቶኡ ክበፅሕ ብሕራነ ቀፅለሉ ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 4 ай бұрын
ተመሰገን እንኳዕ በሰላም ተረፋካ ጀግና ሰራዊት ትግራይ TDFይ❤😘 እዛ ፎቶ ክሪኢ ከሎኹ ብጣዓሚ እየ ዝሓሪን💔🙏
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 4 ай бұрын
እዝጋኣሄር ይመስገን ስለ ዝተረፍካልና ጅግና
@abdelwasiemohammed3497
@abdelwasiemohammed3497 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ሓውና❤❤❤😊
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጀግና #TDF: ተክለሃይማኖት 🙏❤
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 4 ай бұрын
ዋዉ ኩሉ ግዜ ዝዚክሮ ጅግና ሓዉና እንኳዕ ብሂወት ተረፊካ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 4 ай бұрын
ተመስገንን እንኳዕ ተረፈካ ጎይታዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰♥️
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u Күн бұрын
ከብሪን መጎስን ንጀጋኑ ሱዋአትና ❤❤❤❤❤❤❤
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb 4 ай бұрын
በጃኻባ ንተጋዳላይ ምሕረትኣብ ገብረሂወት ኣቕሪበልና
@raheltechane2605
@raheltechane2605 4 ай бұрын
ጀጋኑና፣ ጅግንነትኩም ብምንታይ ይገለፅ💪🏾 respect our heroes TDF🫶🏽❤️
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 4 ай бұрын
ኡፍ እንቋዕ ሃለኻልና ተሰዊኡባ ገለባ ላበሉ ሓዚነ ነይረ ብሂወት ብምህላይኻ ሕጉስቲ እየ ላሓወይ ፈጣሪ ይመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏
@herilove7188
@herilove7188 4 ай бұрын
ተመስገን🙏 እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓውና🥰🙏
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 4 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ እግዚኣብሔር ዝተረፈ ዕድመካ ብሰላም ብሓጎስ ትዛዘም ይግበረልካ ጅግና ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 4 ай бұрын
እንካዐ ተረፊካ ሓወይ ዓለም ፈልጡካ ኡዩ አንበሳ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 4 ай бұрын
ውይ ተመስገን መድሃኒአለም እንዃዕ ተረፍካልና ❤ ደስታ ሾው የቀንየልና ብሓቂ
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 4 ай бұрын
ዋውውው ኣነካ ኤርትራዊት ከሎኩ ከነዕልል እንኮለና ብዓል እዚኣቶምስ ተሰዊኦም ይከውን ንብል ኔርናሞ እንቃዕ ኣምላክ ኣትረፈካ ዝወደይ!❤ መከራ ህዝቢ ትግራይ ይ ኣክል ይበሎ። እዚ መከራዚ ሓሊፍኩም ክሳብ ምሉእ ሰላምኩምን መሬትኩምን ትመልሱ ድማ ❤ሓድነትኩም ኣስጢምኩ ሕድሪ ስው ኣትኩም ኣክብ።
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 4 ай бұрын
ኣሜን ዝሓፍተይ ❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 4 ай бұрын
ኣሜን ማዓረይ❤😢
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 4 ай бұрын
ቆማል ድቃላ ሓሳዊት ኤርትራዊት እንዳ በልኪ ፖለቲካ ክትስርሒ ደሊኺ ዒጎ 😂
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 4 ай бұрын
ተመስገን ጎይታዋይ እንካዕ ተረፍካልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤እታ ስእሉ ኣብ ሚድያ ተሰዊኡ ይብሃል ነይሩ😢
@AliAhmed-hb4zo
@AliAhmed-hb4zo 4 ай бұрын
ዋዉብጣዕሚ ደስየበል ዝራአናካ ጅግና ተጋዳላይ
@chxmp1
@chxmp1 4 ай бұрын
ኣታ ጅግና ትግራዋይ ምልክት ጅግንነት ሓቦ ህዝቢ ትግራይ እንኻዕ ብስላም ወፃእኻ እግዚአብሔር ይመስገን
@user-sv2ox6ke2o
@user-sv2ox6ke2o 4 ай бұрын
ይመችኻ ብፃይ እንኳዕ ብሰላም ወፃእኻ ብዙሕ ትዝታታተይ ኢኻ ቀስቂስካለይ በተለይ እዛ ናይ መቐለ ክ/ጦር ኣነ ብወገነይ የካቲት ክ/ጦር እየ።ሓራ ምድላው ነይሩ የቐንየልና💪💪💪
@manjussegen3654
@manjussegen3654 4 ай бұрын
ኩሉ ግዘ እዛ ስእሊ ክርኣ ከለኩ ንዊሕ ጉዕዞ ይጎዓ ሸለዉ ይብል,ክብረትና እንካዕ ቢሂወት ተረፍካ❤
@raidenk12gaming15
@raidenk12gaming15 4 ай бұрын
ተመስገን🙏 እንዃዕ ሰላም ወፃካ ዝሓወይ
@senaytberhe4604
@senaytberhe4604 4 ай бұрын
ጅግናና ኣንኳዕ ናብ ምዝንታዉ አብቀዕካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 4 ай бұрын
I can't believe this is the Hero that I was watching his image. I am so glad he is alive. Desta thanks a lot for the interview. Waw🎉🎉😂🎉🎉
@user-zj2wu6uf3p
@user-zj2wu6uf3p 3 ай бұрын
ተመሰገን ❤❤❤❤❤ተመሰገን❤❤ተመሰገንን😢😢😢
@tefetawit1
@tefetawit1 4 ай бұрын
Enkue bselam metsaka
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይብካ ጅግና እንኳዕ ተረፊካ ጅግና ሓወና
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ፅሩይዋይ❤❤😘 ❤💛💊
@selasgebretensai2615
@selasgebretensai2615 4 ай бұрын
❤❤❤እንኳዕ ብስላም ተመለስካ ጂግና ተጋደላይ ሕውና አነ ኩልጊየ ኢየ። ዘሓስብ። ነይረ ብዛዕባ ናትካ።
@meeryteklay6188
@meeryteklay6188 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግናና ተመስገን❤
@user-eg6up7lp5b
@user-eg6up7lp5b 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለዝረእናካ🎉🎉🎉🎉
@ሰላም_ምስ_ኩሉ
@ሰላም_ምስ_ኩሉ 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም አትረፈኻ ፈጣሪ ተስፍሸይ🙏✝️🙏✝️🙏💙🤴♥️
@Mebrahtey
@Mebrahtey 4 ай бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ጎይታዋይ❤ ክንደይ ኣሕዋትትና ሪእና ሲእናዮም😢
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 4 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ ነዊሕ እድመ ያሐብካ ምስቶም ካልኦት ውቁባት አሕዋትካ ዕድሜን ጥዕናን ያሐብኩም አምላክ ያሐልኹም
@selam801
@selam801 4 ай бұрын
ተመሰገን ኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግናና❤😊
@warkialam4326
@warkialam4326 4 ай бұрын
ተመሲገነ❤❤❤❤
@asiacappuccino6137
@asiacappuccino6137 4 ай бұрын
እንኳእ ብሰላም ረአኹኻ ጀግና ወዲ ትግራይ
@user-px9kz8up9m
@user-px9kz8up9m 4 ай бұрын
ሓውና ፈጣሪ እንኳዕ አተረፈካ ። በዛኩም ክንረክቦ ቴለፎኑ ጻሓፉልና።
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 4 ай бұрын
ኣብ ላዕሊ ኣለክይ
@GfGf-fo2qf
@GfGf-fo2qf 4 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልል ጎይታይ መዓረይ ተመስገን ኡፍፍፍፍፍ ሁልግዘ ድሓስቦ ተጋዳላይ እውይይይ ተመስገንጋ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏😌🙏🙏🙏 እንካዕ ብሂውት ተረፍካ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ኡፍፍፍፍ😢
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 4 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍እንካዕ ማርያም ኣውአትካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 4 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሐዉና ኩሉሻእ እዛስእሊ ክሪአ ከለኩ ይህሉዶ ብሂወት ዋላስ ተሰዊኡ ኢለይ ይሐስብ ነይረይ ሕጅ ግን ፈጣሪ ይመስገን ተሪፍካ 🙏🙏🙏
@HASSANAhmad-zg1qu
@HASSANAhmad-zg1qu 4 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 4 ай бұрын
እግዛብሄር ይመስገን ኣንታ ጀግና እንዃዕ ብሂወት ሃለኻልና
@GgHh-dw8by
@GgHh-dw8by 4 ай бұрын
ዋውውውው ብጣዕም ተሓጉሰ እንካዕ ብሰላም መፃኻ መዓረይ💞🙏💞🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹😍😍😍❤️❤️💛💛🇻🇳🇻🇳ኹሉ ግዜ ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ምስልኻ አብ ዝተፈላለየ ምድያታት አብ ቴለቭይን ትግራይ DWT tv ደደብት &TMH ኮታስ አብ ኹሉ ከቨር ይጥቀምሉ ነይሮም እታ ፅርይት ፎቶኻ🙏😍😍😍ብዝኾነ ብጣዕም እየ ተሓጉሰ ዓይንኻ ምርአየይ ኹሉ ግዜ እግዚአብሄር አምላክ ሰላምኻ የብዘሐለይ ወድነይ መዓረይ💞🙏💞🥰🥰🥰❤❤❤💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🎉🎉🎉🎉🎉
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 4 ай бұрын
ተመስገን ❤ ኩሉ ጊዜ ይሓስቦ እየ ኔረ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 4 ай бұрын
I pray for Teklish to be covered with Almighty God's wings, in Jesus' precious name l pray
@lemlemtigray8788
@lemlemtigray8788 4 ай бұрын
ትግራዋይነት ካብዙኹል መከራ ወፂእኻሲ እዙይ ልመሲል ልባና ፀጋ አምላኽ እዩ 🙏🏽🥰
@truwerkgegremedhin
@truwerkgegremedhin 4 ай бұрын
ንጀጋኑና ዝኸውን ቃላት የብለይን ❤❤❤❤
@user-dj4cl1eh1o
@user-dj4cl1eh1o 4 ай бұрын
እውይይይ አለህ እግዝአብሄር ይመስገን ይመስገን ይመገስን
@user-mv3mh2mf9b
@user-mv3mh2mf9b 4 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ተረፍኻ ወድነይ ማዓረይ ጅግና ተጋዳላይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 4 ай бұрын
አታ ሽደነይ ሀወይ ተመስን ትምጭው ስብዕነትካ ናሕብ ጸሎት አትሪፊኩሙም ተመሥገን ብሕወትካ ብምሕላውካ አምላኬ የመስጋግን አታ ወድሕዝቢ ን በ ሩልና
@user-sw6nd3xu5l
@user-sw6nd3xu5l 4 ай бұрын
Esey Enka selam Konka kulshab trayeni neyrka
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 4 ай бұрын
እንኮዕ ብሂወት ተረፋካ ጎታዋይ ተመሰገን❤❤
@user-zs2uk2on4c
@user-zs2uk2on4c 4 ай бұрын
ጀጋኑና ብኣኹም ትግራይ ተሓቢና። ልዑል ክብሪ ይግባኣኩም።
@salmasalm8448
@salmasalm8448 4 ай бұрын
አሕሕ ክትዛረቦ ጥዑም አሕዋተይ ካብ ብሱል ጥረ እካ ተርፍካ ሓወይ
@solomonbeyenekahs2830
@solomonbeyenekahs2830 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ ደስታ ሸው ከየመስገኑኻ ኣይሓልፍን ምኽንያቱ ውዕሎ ጀጋኑና ክንፈልጥ እትገብሮ ፃዕሪ ልዑል ምዃኑ እዩሞ ቀፅለሉ በርትዕ።
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 4 ай бұрын
ተመስገን ኣምላከይ🙏ጎይታዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝተረፈ ዕድመካ ናታሓጎስካ ንበረልና❤❤❤
@lemlemhaftey3167
@lemlemhaftey3167 4 ай бұрын
ዋዉ ተመስገን
@almemu1214
@almemu1214 4 ай бұрын
ተመስገን❤❤❤❤❤❤💪💪💪ጅግና ዝሃወይ❤❤❤❤
@desbeleangosom4313
@desbeleangosom4313 4 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደስታ ብይሾዎ ነዚ ጂግና ወዲህዝቢ ኢቃዓ ብሰላም ሃለኻ ከም ኣነ ኣለኻ ኣይበልኩኻን ምኽንያቱ መዲፋዓጂ ብረን ተደላይ ስለዝኾነ ምስመጻኣኻ ካይገረመኒ ኣይተረፈን ዕዲለኛታት ኢዩም ወለዲኻ
@HabtomAfowereki
@HabtomAfowereki 4 ай бұрын
😢😢😢ብሄውት አሎ እዋይ ተመስገን አነ ስ ተሰዊኡ እዩ ኢየ ዝብል ነረ እዚ መንእሰይ አብ ሄውተይ ዘይርስዕ እታ ስእሉ ቅጽሊ ኢየ ዝርእያ ዘይመንዋ ስእሊ ኢያ።😢
@amleg1388
@amleg1388 4 ай бұрын
እሰይ ኣምላኽ ይምስገን ጀጋኑና 🙏💝
@user-zm5ym8ys1v
@user-zm5ym8ys1v 4 ай бұрын
Yes yes .temesgen amlak❤eqae bhiwet terefka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SolomonGtasdik
@SolomonGtasdik 4 ай бұрын
ጅግና ሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኹን
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃኻ ጅግና ሓውና
@user-wn2bh3hc5x
@user-wn2bh3hc5x 4 ай бұрын
እ/ር ይመስገን ብሂወት ስለዝሃለኻ ኣዝየ ተሓጉሰ ኩሉጊዜ ካብሕልናይ ኣይትጠፍእን ኔርካ ኣብሚድያ ብዝረእኹኻ ቁፅሪ ይህሉዶ ይኾን ይብል ነይረ ጅግናይ እንኳዕ ሃለኻ ተመስገን
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 4 ай бұрын
Jegna hawey ❤❤❤❤
@cherkostafere2469
@cherkostafere2469 4 ай бұрын
ሓቂ ንምዝራብ ብሂወት ዘለኻ የመሰለኒ ነይሩ ጅግና ኩሉ ግዘ ንበር
@user-uh4cw7hg7p
@user-uh4cw7hg7p 4 ай бұрын
❤❤❤
@GideyMulat
@GideyMulat 3 ай бұрын
ኣበሳ ጅግና
@Tigray122
@Tigray122 4 ай бұрын
እዋይይይ ተመስገን ልዑል እግዚኣብሄር እንታይ ይስኣኖ ክብሪ ንዓካ ይኩን ጎይታይ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ኣብ ልቢ መላእ ህዝብካ ዓብይ ቦታ ኣለካ ❤️💛ከም ኩሎም ክቡራት ጀጋኑና ብሂወት ኣለካ ዶ የለካን ግን ናይ ኩልና ሕቶ ገዛእ ነብስና እዩ ነሩ እና እንኳዕ ብሂወት ሃለካ❤️❤️❤️❤️ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን❤️❤️❤️ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@brhemadaby438
@brhemadaby438 2 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ራኣናካ❤🎉🎉❤
@TeklayBrhane-qv7we
@TeklayBrhane-qv7we 4 ай бұрын
My hero
@YirgaGebrhiwet
@YirgaGebrhiwet 3 ай бұрын
..አሰይ ዝሃወይ
Пройди игру и получи 5 чупа-чупсов (2024)
00:49
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 1,7 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 58 МЛН
天使救了路飞!#天使#小丑#路飞#家庭
00:35
家庭搞笑日记
Рет қаралды 69 МЛН
ሰምሃል ጋል ኣያ ዘርኣብሩኽ ምስ ልዋም ጋል ዘጌም #GEREEMUN
42:21
Lsanna Entertainment ልሳንና ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 38 М.
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.