ድሕሪ ከዚ ሃምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይደግሚ በክያ ኣብክያትኒ

  Рет қаралды 20,284

Aman Tube

Aman Tube

2 ай бұрын

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 1 600
@user-wx3og4yk2g
@user-wx3og4yk2g Ай бұрын
ኣማየ ንዛቆልዓ ምሳካ ኣስርሓያ ትብሉ ላይክ ግጨዉና❤❤❤❤❤❤❤ኣሕዚናትኒ ግን🎉❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@muluftwi
@muluftwi 28 күн бұрын
Nay gdn kesrha alewo
@user-gf5rx9wy6q
@user-gf5rx9wy6q 2 ай бұрын
ውይ ኣሕዝናትን እፍፍ ሕነኣ ትፍደ ትብሉ👍 ይቱብ ካብ ሐዚ ንድሓር ብሓደ ይስርሑ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-ww5ry4yr7k
@user-ww5ry4yr7k Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 2 ай бұрын
ኤማ ሙድ ምሓዝ የጥዕመሉይ እትብሉ ላይክ ግበሩ😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
🙏🙏❤️
@zufanzufan9302
@zufanzufan9302 Ай бұрын
ኻሓሳ ዝትብሉ ላይክ ግበሩ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@zufanzufan9302
@zufanzufan9302 Ай бұрын
@@amantube28 🥰🙏🙏🙏
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u 2 ай бұрын
እፍ ማዓረይ ክትሐዝነካ ኤማ ሓወይ ወላ ሓንቲ ማዓልቲ ምሳካ ናሰረሐት ክሪኣ ኣለኒ😘😘😘
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@ghbn5526
@ghbn5526 Ай бұрын
ኤማ ከም ባዓል ሕልና ናይ ግድን ኣስረሓያ ናይ ብሓቂ ኣሕዝናትኒ 😢 ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@adu_blue
@adu_blue 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ብደንቢ ኣስርሓያ ምሳካ ኣማን መሕረር subscribe ግበሩኒ ደቂ ዓደይ ❤️❤️
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@KidusFisshayeKidus
@KidusFisshayeKidus 2 ай бұрын
Geyre aleku ❤
@NatiHslase
@NatiHslase Ай бұрын
gerna eko man😎✌️😂
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ደቂ ምድራዊ ገነት ሳብስክራብ በሉለይ 👑👑👑👑
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q Ай бұрын
ገይረ አለኩ
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ኣሕዝናትኒ በእወነት😢😢ዘለዋ ዓቅሊ ❤ መሳኩም ክተሰረሕዋ ካኣ ተሰፋ ይገብር 🙏ብጣዐሚ ክትሰርሕ ደልየት ኣለዋ 🙏 ይትብ ቲክቶክ ካኣ በደንቢ ኣረድእዋ ፀባሕ ዝላዓለ ደረኛ ምስ በፅሐት ካኣ ከተመስግነኩም እያ::
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-pi7oy7hi4z
@user-pi7oy7hi4z Ай бұрын
በስም ኣብ ሕማቅ ገይርካ በእውነት ትዕግስታ ድልየት ስለ ዘለዋ እያ ተዓግሳትካ😢 ፍረ ትዕግስታ እቲ ዝደለዮቶ ግበረላ ሓደራ ፅብቅ ነገር ክትጥቀመሉ ግን ምክራ ማሃሪ ነገራት 😊
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-ob4tn4vz5r
@user-ob4tn4vz5r Ай бұрын
ዋይ እማ ምጭካንኻ ኣሕዝናትኒ ኣነስ😢 ክንዱዙይ ዓቅሊ ኣይመገበርኩይ ይቅረየኒ ክብለካ ነይረ እየ ግን ድልየት ስለ ዘለዋ ምሳኻ ኣስረሐያ ❤😂
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 2 ай бұрын
ኤማ መሕረር እንካዕ ብሰላም መፃካ ሸር ግበርሉ ተጋሩዋይ ነዕብዮ❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i 2 ай бұрын
ሰንዋይ ምቂሪቲ ኣረ በጃካ ስልካ ላኣከልና ከንብረትታዓ ኣረኣ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@eeee4739
@eeee4739 2 ай бұрын
ዋይ አታ መሕረር ድምፃ ካ ደስ ክብል ላኮለፍካያስ አይትክእልይ መዓረይ ምሳካ አስረሐያ አጀኪ በላ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 2 ай бұрын
ኤህህህ ኣማነይ ናይ ኢድኻ ኣይትስኣን ኣንታ እንታይ እየን ገይረናኻ ዘን ሔዋናት ሕደግ ንብዓተን ውሕጅ ኮይኑ ናጎሰሰ ከይወስደካ😂😂😂😂😂 ብዝኾነ ኣጆኻ ቀፅለሉ ማርያምን ሰሓቅ እየ ሞይተ❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 2 ай бұрын
😁😁
@user-qf9pt7rq8n
@user-qf9pt7rq8n 2 ай бұрын
ውሕጅ ኮይኑ ከይወስደካ ያ😂😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Kalababrha-xm5ru
@Kalababrha-xm5ru 2 ай бұрын
ኤማ ኤማ ኒግረይ ይመችካ ግን ን ቃሉ ኔክፈር ፕራንክ ግበርልና ክንፅበየካ ኢና 😮😮😮😮😮🎉
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Kalababrha-xm5ru
@Kalababrha-xm5ru Ай бұрын
@@amantube28 😍😍😍😍
@NatiShishay
@NatiShishay Ай бұрын
Kalau bro
@RobelMeasho
@RobelMeasho Ай бұрын
እወ ኣማነይ ን ቃሉ ኔክፈር ግበረልና ክፅበየካ ኢና ንሕናዉን
@Sgdyf
@Sgdyf 2 ай бұрын
እረ ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ምብካይ የኾነይ የዐብድ እዩ እቲ ዝገበርካዮ ኤማ መሕረርር ዋይ😢ኣበረታዓያ ሓደራ❤
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-mp2vj1vv4g
@user-mp2vj1vv4g Ай бұрын
ደልየት እንበር ክእለት የብላን ግን ቀስ ናበለት ክትልመድን ክትደፍርን ይሓግዝዋ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 2 ай бұрын
ኤማ መሕረር ሓደ ፕራንክ ዝገብረካዶ ስኣንካ😂😂 ኩቡራት ተኸታተልት ኣማን KZbin እስክ ብቅንዕና ብመንገድኹም #ሳብስክራይብ በሉለይ👏
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@bxbbx7087
@bxbbx7087 2 ай бұрын
ዉይ የካኣሉኩይ ኣሕዚናትኒ ዛቆልዓ😢 ቀፃላይ ሕነኪ ፍደዪ ዛምቤተይ ፍትዉ እየ ዘብለካ ኤማ ሓወይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@wtfgvbb803
@wtfgvbb803 2 ай бұрын
ተሓጋግዝክም ተፋቅርክም ስሩሑ ስኣን ከምዚ ኣጀኪ ዝብለና ስእንና ኢና ስደት ኮይኑ ዘሎ ሂወትና እና ከምዚ እናበልክም ተሓባበሩ ብርካት❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Brktitube
@Brktitube Ай бұрын
ብሓቅ😢😢 ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተየሰ❤❤🎉
@user-lt6zo7mu6o
@user-lt6zo7mu6o Ай бұрын
ኤማ መሕረር ሞይተእየ ኹሉ ነገር ብማይ😂 ባይዘወይ.50k. ኣብፅሕዋ ደቂ ዓደይ 🙏🥰
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-rt8iz5yu6f
@user-rt8iz5yu6f 2 ай бұрын
እዋይ ኤሜ ትገብሮደለካ ዛቆልዓግን እንየዋ ዓቅሊ ድልየት ድዩ ድገብር ደሎ😢😢
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 2 ай бұрын
ከብደይ ቆስለ ብሳሓቅ🤣🤣 ኣይትጥፋእ ኣማን ሓወይ ካውኡ ካኣ ፕራንክ ምርር ዝበለ እዩ ፅቡቅ ብፍላይ ናዓኩም እየ ግን😁ንማማ ተኮይኑ ኢና ዘይንደሊ ክድንግፃ ስለ ዝክእላ🥰
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 2 ай бұрын
ወይኔ😂 ኤማ መሕረር ሓፍተይ ማዓረይ አሕዝናትን 😢❤ኤማ በይዛኻ አስርሓያ❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Tgst1212
@Tgst1212 2 ай бұрын
በይዛኻ ተቀራረባ ሓሳባ ኣይትኹለፋ ጎበዝ ክትኸዉንያ ማርያምን ካዉኡለ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ፅቡቅ ኣይኮነን
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 2 ай бұрын
ብዝከነ ብሓደ ስርሑ ገቦዝ አያ ብጣዕሚ ዛጓል ኤማዋይ ታሓባበራ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@destagood1479
@destagood1479 2 ай бұрын
ማዓረይ❤ ናዓኻ ብራክ ዝገብር ናፊቀ ኤማ መሕረር😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Ай бұрын
አረ ከምዚ ኘራንክ ታይ በሃሊ ጨካን ኢካ😮😮😮መፅለኢ😮😮
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-iz6xn6rm7l
@user-iz6xn6rm7l Ай бұрын
ኤማ ጨካን ኢኻ ብሓቂ ታይ ገበረትካ በስመኣም ክተደንቀግፀካ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@kidanutadele921
@kidanutadele921 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ተደንግጸካ ዛቖልዓ ኣጆኺ ማዓረይ ዋይይይ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ዉይ ሓፍተይ ኣሕዝናትኒ 🥺ኤማየ መሕረር 😄በቃ ኣብ ምጅማራ ሸዉሃታ ትዓፅያ ምሳኹም ኣስርሑዋ ኢኹም ♥️👌
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@SultanSs-by9zu
@SultanSs-by9zu Ай бұрын
ኤማ፡ሞባይል፡ገዚእኻ፡ቲኽቶክ፡ኽፈተላ😢❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒየመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-th1jn4rf2y
@user-th1jn4rf2y 2 ай бұрын
እማዋይ ስራሕኻ ብጣዕሚ እዩ ደስስስስስስስ ዝብል ኢና እዛ ቆልዓ ማራ እያ ኣሕዚናቱኒይ ኣስረሕያ እኻ እማዋይይይይይ እነ እውን ብዘለኒይ ዓቅሚ ላይክ ሸረ ክግብር እየ እማ ሓዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@AliJaber-fj6jk
@AliJaber-fj6jk Ай бұрын
❤❤❤ኤማ መሕረር 😂ኣስራሕያ ፅሪቲ እኜዋ ዓቅሊ❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-yi9qs6vt7e
@user-yi9qs6vt7e Ай бұрын
እውው ገለ ዓይነይ እካ ኤማን አትከአልካይ😮😮ብስሓቅ አይከአልኩይ አየ ደቅ ማዳም😂😂😂
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 2 ай бұрын
ኡፍ😥ጎተይተዋይ እንየዋ ዓቅሊ ብጣዕሚ እያ ንፍዕቲ ግን ኤማዋይ ብጣዕሚ እንዲካ ኣንዊሒካዮ ከይንካ ንስካለ አሕፅር ከይተብሎሶ የካኣልኩይ😥
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃካ ኤማዋይ🎉❤ ናይ ኣማሪካ ፕሬዝዳንት ያደፋር 😂😂😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
🙏🙏❤️
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Ай бұрын
እፍ ብአነት ዛቭድዩ ከይረአኩ ኣሕዘናትኒ ዠብል ምሰ ኣንብብኩ ክውፀአ አለ ነይረ እፍ ኣታ ክንደይ ትርገም እፍ ማርያምን ብጣዓሚ ኣሕዘናትኒ ናዓይዉን💔😭😭 እቱብ ተልዩዋባ ንገርኒ ወይ ተክቶክ አማዋይ 🙏🙏
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ኣብ ቀረባ ግዜ ክከፍተለ‍ኣ እየ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
እሰይ ምቅርተይ እንኮዕ ደስ በለኪ ሓቢርኩም ክትመፁና ብተስፋ ንፅበ ኤማየ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Ай бұрын
አታ ሞትኩ ሰሓቅ ቀፅለሉ ወዲ ሓማተይ❤😂😂😂ብሓቂ ግን ምሳኩም ትሰራሕ አጆኩም ተጋሩዋይ ሓብሪና ንዕበ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Meri-rg7hp
@Meri-rg7hp 2 ай бұрын
ኤማዋ መሕረር እስከ ካብ ኣዋልድ ወፂእካ ንወዲ ፕራንክ ግበረልና😁🙄😍😍💚ንኣጓላት ኣይተሕዝነለይ😁💚✅ዛንበይተይ💚 ዘይነገርካኒ ያ 🙆
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ኣዋልድ እየን ብጣዕሚ የዋሃት ኮይነን 🙏🙏🙏❤️
@user-or9bs6yy2g
@user-or9bs6yy2g Ай бұрын
😂😂😒😒 ኤህ ኤማ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@MrhawazBrhanu
@MrhawazBrhanu Ай бұрын
ኤህ በኡነት ሞራልኻ
@gedu8644
@gedu8644 2 ай бұрын
ኣነሰ ታ ሃላንድ ኣልዒለ ኣብ ግንባርካ ክሰብራ ነየረ እዋይ ሙድ ሒዝክላ ተሕዝነካ😂😂❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏❤️
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn Ай бұрын
ዋኝ ኤማ አረ ሳሓቅ ሞይተ በኡነት ግን ናይግጥሚ ነገርስ😄የኔ ቆንጆ ኣባራታተዐያ ንሓፍትናለ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 2 ай бұрын
ኣይይ ሓመድ ትብለዐኒ ሓፍተይ ኣሕዝናትኒ ኤማ ናይ ኢድካ ኣይትሳኣን ተፃዊትካላ ብዝኮነ ሓግዛ ምሳካ ትስራሕ በርትዑ ካዓ ❤❤❤❤ 🎉🎉
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 2 ай бұрын
@@amantube28 ምስጋናካ ይብዛሕ ወድነይ💜
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Ай бұрын
ገፅኻ ኣይፍታሕ ጨካን😂❤❤ ምስክን ቆላዓ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ማዓረይይ ከብደይ በሊዓትኒ ወለላይ😢 ውይ ኣማን ሓወይ ታይ ገበረትካ ወደይ ውይ በማርያም ከሳብ ፅቡቁ ገይራ ዝትለምዶ ፕራንክ ከይትገብራ ኣማነይ🙏እና ጎብዙ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@GgG-zr5db
@GgG-zr5db 26 күн бұрын
ግን ብጣዕሚ ድሌት እነዋ ብጣዕሚ ኣስረሓያ እማዋይ 👏እስኻ ከዓ ጎበዝ ፈታኒ 🙆‍♀️😊
@amantube28
@amantube28 15 күн бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@luligaltigray2233
@luligaltigray2233 Ай бұрын
ኤማ መቀሰን❤❤❤❤❤ መጨረሻኡ ስለ ዝሰለጣ ደስ ኢሉና❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Mona-xq9jj
@Mona-xq9jj Ай бұрын
ደሞ አካዳዱናአ ❤
@ConfusedBamboo-vx7dw
@ConfusedBamboo-vx7dw Ай бұрын
ኣማን ሓወይ ብጣዓሚ ያ ኣሕዝናቲኒ🥲🙄😂እና ንሲካ ለ ኣሕዝካኒ ኢኻ ❤️ቀፅለሉ ጎቡዚ ዝሓወይ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@rhdtfghfhgihg4566
@rhdtfghfhgihg4566 Ай бұрын
አረ ብጣዕሚ እየ ተጨኒቀ ኣነለ እዉይ ኢማ ሓወይ ብዝተከኣለካ መጠን ኣስራሓያ በጃካ ደማ ቀፅልሉ ኣደናቂትካ እየ🇻🇳❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@eriilove2812
@eriilove2812 Ай бұрын
ማርያምን ትዕግስቲ እንአዋ አረ ኣሕዝናትኒ ኡፍፍ ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ኤማ ሓደራ ግን ምሳካ ኣስረሐያ ወድኖ😍👏
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏🙏❤️
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 2 ай бұрын
ዋይይይይ ላናፈቅናኹም ኢና ዊ አይትጥፉዑ አማነይ ተሎ ተሎ ምፁና ❤❤❤❤ የኔ ማርርር ከርተተት ዶ አበለኺ አማን መሕረርርር አጆኺ የኔ ዉድ አማን ሞዬተየ ሳሓቅ😂😂😂😂😂
@weynotube7
@weynotube7 2 ай бұрын
ሳቭስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-er1zp3vj5r
@user-er1zp3vj5r 2 ай бұрын
ኣሕዝናትን ማዓረይ በይዛኻ አሰርሓያ ኤማ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@SarahApadi
@SarahApadi Ай бұрын
አረ ብጣዕም ኣሕዝናትን ምዓረይ ውይ ትዕግስታ ግን ኣማነይ ኣስረሐያ ምስኻ 😢❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@roorogarah-dz8cq
@roorogarah-dz8cq 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ ከብድካ ክትበልዕ ግን ዝሓፍተይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 2 ай бұрын
ኣይ ኤማ መሕረር 🤣🤣ባይዘዊ ይፈትወኩ ም❤️ እየ ቀፅሉ ❤️
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 2 ай бұрын
ማዓርይ ማራ ሓዝን ብክይ ምሳኣ 😢😢😢ካብ ልቢ ሶ ብጃካ ኣጆኪ ኣባራተዓይ ኡፍፍ ማዓርይ ዝለዎ ትዕግሰቲ ዓቅሊ ኣማነ ግን ጋሻ ፕራንክ. ገደፍ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@brhaneye9521
@brhaneye9521 2 ай бұрын
ኣማን መሕረር ኣንዊሕኻዮ 😢❤😂 መዓረይ ብስራሕ ኣምፅአያ ሓደራ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-jk1jr8qp1x
@user-jk1jr8qp1x Ай бұрын
መዓርተይ 💔😢😢😢እግዚአብሔር ኣብ ተሓስብዮ ደረጃ የብፅሕኪ 🙏❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@BrktiGidey
@BrktiGidey Ай бұрын
ኤማ መሕርር ማይ ንሕፀብ ማይ ንሰቲ ተኽሊ ማይ ነስቲ ይበል ግጥሚ ኤማ ሽኮር ኣሲሒቕካኒ😂😂😂😂😂 ግን እዛ ቆልዓ አብ ሕልማ ክትበፅሕ ተስፋ ሃብዋ ኤማ ሓወይ ወዲቕካ ምትሳእ ዘሎ እዩ ኣጆኺ ካኣ ሓፍተይ ክትበፅሕዮ ኢኺ።❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ST-qz8jf
@ST-qz8jf Ай бұрын
😅😅😅😅😅 meyte lomi እዋይ መስክነይቲ ቆልዓ ኣንታ እንታይ ገራትካ፡ ድሌት ኣለዋ ኣስርሓያ ደስ ክብላ፡ 😅😅😅 ቲክቶክ ሕማቕ ከም ዝኾነ ከኣ ንገራ እካ፡ 😅😅😅
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@Sarrah1994Asoffo-sc3uo
@Sarrah1994Asoffo-sc3uo Ай бұрын
ብጣዕሚ አሕዝናትኒ አየ ኤማ መሕረር❤❤😂😂
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@RShaN-kiki
@RShaN-kiki Ай бұрын
ድሁል አብዚሕካላ 😁😁😁 💜♥️🦋 ብዝኮነ ይፈትወካ እየ 🤗😁
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@gualEnderta
@gualEnderta 2 ай бұрын
ማይ ጀሚሩ ማይ ወዲእዋ ግጥሚ መሕረር 😁😁😁
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
😂😂🙏🙏🙏❤️
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 2 ай бұрын
ማዓረይ ዋላ ሓቲ ቢዶይዶ ንስራሒይ ኣታዮ ታገበረትካ 😂😂❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-te3gu9yp5y
@user-te3gu9yp5y 2 ай бұрын
ኣረ ኣይታካኣሊካይ ኤሚ በዒፂይቲ😂😂😂😂 ጊጢማይ ግን ኣሓዝቲኒ ማዓርይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-jg9fe9ir5d
@user-jg9fe9ir5d 2 ай бұрын
🤣ግድን እዩ ሓድሽ ሰብ ከትላለ ፍርሒ ዝስመዐካ ኣጆኪ ማዓረይ🥰
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@mabratiasafe7932
@mabratiasafe7932 Ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ማዓረይ ክተሕዝነካ ደሞ ትዕግስታ ኤማ ግን መሕረር እካ ዝሮ ብዝኮነ ነገር አሐጉሳ😂
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-ju4bk9jr9q
@user-ju4bk9jr9q 2 ай бұрын
ከተሐዝነካ ማዓርይ❤❤ ኣይ ኤማ ግን ንዘን ኣጓጋላት ኣይትብክየን❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
ጋሻስ ከምዚ ገርካ ክትድህላ ኣይነበረካን ሓግዛ መምህር ገይራትካ ክዓ ሽኮሪናኣስራሓያ ኤማየ ዝሓወይ🥰🙏
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 2 ай бұрын
ኣታ ብጣዕሚ እየ ልክእል ትብሎ ንዝሓተታ ኩሉ ሃባ 😅😅😅😅 ንዓየይ ተፍቅርኒ ያ 😅😅😅 ኣይስማዒ ወዶ ያ ኤህ ምስክነይቲ
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@nmlkklkk
@nmlkklkk Ай бұрын
ኤማ መሕረርር ብዙሕ እትጭንቃ ክትሕዝነኒ ማዓት ምቅርተይ❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 2 ай бұрын
Haha😂😂😂😂 modeling kemzi do you😂😂😂efff selestiuuuuu wediki
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-kq2jm7lu5r
@user-kq2jm7lu5r Ай бұрын
😢😢😢😢😂😂ኤህ ዳኣም ኤማ😂😂😂😂😂ኹሎም እንድሕ ርእዮምኽስ😂😂😂😂😂ዋዉዉዉ ይዉልኽያ ኣታ ንኤኻ መሕርርር😂😂ቀስ ኣብላላ ዋይ😂😂😂
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley Ай бұрын
ዋይ ትዕግስቲ ግን 100✅❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
ብጣዕሚ 🙏🙏🙏❤️
@melathailu1291
@melathailu1291 Ай бұрын
ኤማዋይ ሓጊዛ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@shegetigray
@shegetigray Ай бұрын
ኣብኺኻ እኮ ወዲእኻየን😂😂 ኤማ የይ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-ep7eh4hj3h
@user-ep7eh4hj3h Ай бұрын
ዓቅላም እያ ኣነ ተዝኮን ክፀፍዐካ ኔረ 😁
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
😂😂የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-nu7yl1gb5l
@user-nu7yl1gb5l Ай бұрын
አማን መሕረር😂😂😂
@AdmiringDimSum-cw2iz
@AdmiringDimSum-cw2iz Ай бұрын
ማርያምን ኣብኪያትኒ የኔ ማር ኤማየይ የኔ ቃመም 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏❤️
@sisterofaraggash9895
@sisterofaraggash9895 2 ай бұрын
እዋይ ኹሉ እያ እትደሊ እና ሓሳብ ልብኺ የስሚረልኽ ማዓረይ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ኣሜን እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@MeelatAa
@MeelatAa 2 ай бұрын
ኣይ ኤማ መሕረር 🙄🤣🤣🤣 ባይዘዊ ይፈትወኩም እየ 😍💚ቀፅሉ 😹
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 2 ай бұрын
ኢማዋይ የኔ መሕረር ይሞችካ🤣🤣🤣ሓቂ ዘረባግን ኣሕዚናትኒ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@AbeAbe-ss1ju
@AbeAbe-ss1ju Ай бұрын
ብጣዕሚ ተጋጊኻ ሓወይ ምኽንያቱ ሞራላ ክስበር እዩ ብዝኾነ ከምዚ ዓይነት ከይትደግም😢
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏❤️
@user-gg3ey1wd8u
@user-gg3ey1wd8u 2 ай бұрын
ምስግና ደከ ኣ ኮይኑ ሀዝስ ኣየ ኤማ መሕረር😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-uv9rw3zv1l
@user-uv9rw3zv1l Ай бұрын
በስም ስላሴ ዋይ ኣነ ምከንኩስ ሓዲገካ ገድ ነይረ እየ 😂😂😂 ኣማን ሓወይ በይዛካ ሐግዛ ብእነት ኣጀኪ ህያበይ ኩሉ ትክእሊ ኢኪ ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@TesfayBahlbi
@TesfayBahlbi Ай бұрын
አረ እዛ ቆልዓ ክተሕዝነካ ኤማ ምስካ ተሓባበራ ኣስራሓያ
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@gsjshd3479
@gsjshd3479 Ай бұрын
ዋይ ዛግጥምካ ማራ ኣስሕቃትኒ😂ዛቆላዓ ኣሐዝናትኒ ዋይ😢
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ብጣዕሚ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 Ай бұрын
Hawey ahznatn haftey natey
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-mn9th9vf5f
@user-mn9th9vf5f Ай бұрын
ኩሙክር ደማ ትብላ ደስስ ትብል ልዉጠይ አነሰ ደስስ ቡላትን❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 2 ай бұрын
ሕደግ ባ ንኣወዳት ግዳ ፕራንክ ዘይትገብር😁😍😍
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ እወ ብጣዕሚ ግን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@warkialam4326
@warkialam4326 2 ай бұрын
አማነይ መሒሪር ገደፈ ይዶ😂😂😂❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-bk1vb1yd7q
@user-bk1vb1yd7q Ай бұрын
amaway shkor tsbuk srah eyu anele adnakitka eye❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ማርያምን መይተ ሳሓቅ😂😂😂ግን ታቆልዓ ኣሕዝናትኒ እታይ ገበረትካ መሕረር😂ብዝኮነ ይመችካ ማጫ ሓጎሰይ❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Liyaliya-ou4nl
@Liyaliya-ou4nl Ай бұрын
Amuway asrahay eika betaemi eya ahzinatni❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Ай бұрын
እዊ በስማአም ብጥዕሚ እያ አሕዝናትኒ ማዓረይ ፀላአኪ ይንባዕ😢😢አማን ግን ክትረግሚ ብጥዕሚ እካ እንዊሕካዮ ባሓፃራ ዝይታአክላ ግን ብጥዕሚ ድልየት ስለ ዝልዋ ስለ ይቱብ ትክተክ ኩሉ ምስኩ ገይሩኩም አላምዱዋ አምህርዋ ብዝተረፈ ብጥዕሚ እና ዝፈትወኩም ተጋሩዋ ብርትዕኩም ስሩሑ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ci9ot2cv7w
@user-ci9ot2cv7w Ай бұрын
ኣሕዚናትኒ ዋይ ሓፍተይ😢😢 ልቃሕኺ ምለሲ❤❤
@amantube28
@amantube28 Ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏❤️
@nmlkklkk
@nmlkklkk Ай бұрын
እስቲ ላይክ ግብርሎ ልዝም ፅርያት እሕዋት❤❤❤👍👍👍👍
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 103 МЛН
ፕራንክ ጌረ ጊፍት 👝 ሂበያ 😁♥
19:17
JOte Rozi 👫
Рет қаралды 13 М.
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 12 МЛН