ደም ማህሌት ይጠርዕ ኣሎ ፤ ስነስርዓት ቀብሪ ህፃን ማህሌት ተኽላይ!

  Рет қаралды 35,901

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ=  Way of Light Media Network

ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 481
@tekolaweldu4235
@tekolaweldu4235 3 ай бұрын
ኣብ ሕፍቒ ኣብርሃም ይሳቅን ያዕቆብን የንብረልና !!! ንቤተሰብ መፅናንዒ መንፈስ ይልኣኸልና ! ትግራይ ዓደይ ቃኤላዉያን ኣብ ትሕቲ እግርኺ ይዉደቑልኪ ኣሜን!
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 3 ай бұрын
ፅንዓት ይብካ ህዝበይ ደምካን ንብዓትካን አብ ቅድሚ አምላክ ፍርዲ ይርከብ💔😭😭😭
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 ай бұрын
ናይ ብጹእ ኣቦና ኣብነ ሰላማ መልእኽቲ ንኹልኹም ደቂ ሰባት መራሕቲ ኣብ ልብኹም ይእተሞ ምስትዉዓል ይሃብኹም ከማኹም ዝበለ የብዘሐልና ተባዕ ፅኑዕ ኣቦዋና ፅንዓት ይሃብኻ ህዝበይ😢😢😢🙏
@amanuelteklay7396
@amanuelteklay7396 3 ай бұрын
በሓቂ ብፁዕ አቦና በረከቶም ይብፃሓና። አቦ ማለት ብተግባር blessing .
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 ай бұрын
አቦ ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም ንበሩልና ኩሉ ኢልኩሞ ህዝብና ብፀላኢ ከይአክለና በሕዋትና አደ ክብርቲ እያ አዋልድና ክጠፍአ ክድፈራ ክጭፍጨፋ የሕምምምምም ካል ተነስቴቲ ክብርቲ እያ ክብረት ዘይፈልጡ አረሜናት እስሳታት ጌታ ይፍረዶም ።
@hailekiroshagos5820
@hailekiroshagos5820 3 ай бұрын
ህዝበይ ናይ ኣቦና መልእክቲ ኣብ ልቦናና ይስረፅ። ናይ ንእስቲ ሓፍትና ማህሌት ነብሲ ኣብ ሒቅፊ ኣምላክና ትዕረፍ። ንቤተሰብን ኩሎም ርህሩህ መንፈስ ንዘለዎም ደቂ ሰባት ፅንዓት ይሃቦም።
@Petruspetrus1
@Petruspetrus1 3 ай бұрын
አብሕቁፊ አብርሀምንሣራን የቀምጥኻ ሰገን ጓልና እግዝአብሔር አምላኽ ኸምታ ናይ አቤል ሕነኻ ዝፈደኻ ሕጅዉን ንኹሎም ቃኤላውያን ሐይልኻ አሪእዮም ፍረድ😭😭😭☝☝☝☝☝☝
@ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
@ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ 3 ай бұрын
ዓደይ ገሊኡ ይሰወአልኪ ገሊኡ ሽፍታ ኮይኑ ኣሕዋቱ ይቀትል ይውዕል ኣነስ እንድዕለይ ኣይከኣልኩን😭😭😭😭😭 ኣብ ፀለትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋተይ😭😭😭😭🤲እቶም ዝፈትዎም ኣሕዋተይ ዕሸላተይ ተሰዊኦም ምእንቲ ዓዶም ምእንቲ ኣዲኦም ምእንቲ ኣሕዋቶም ሓሊፎም ሂወቶም ተባሂለስ ለካ ነዚ እዩ😭😭😭😭😭😭እዋይይይ ሕራረት😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Tigray122
@Tigray122 3 ай бұрын
እህ ዝገርም እዩ 💔💔💔😭😭😭😭
@LiAa400
@LiAa400 3 ай бұрын
Tay emo kgber 😭😭😭😭😭😭nbaelna aregagiena ketelti zgba'e ktsat krekbu kngebr alena tegaru kem ab chaf knebtsho alena mot ahwatna ydegagemlo tsbah nab kulatna gegezana tenkakuh eya 😭😭😭😭😭😭😭
@fryattsegay
@fryattsegay 3 ай бұрын
😢😢😢😢💔
@SmyrhS
@SmyrhS 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
አጆና እስኪ ንኩሉ አምላክ ይፍረዶም እንበር ንሕናስ ሓደ ግዜ ዘይኮናስ ብዙሕሕሕሕ ግዜ ኢና ተበዲልና ምእንቲ ሃገሮም ተሰዊኦም ሰላም አብ ዝረከቡላ ቦታስ ሰላም ሲኢና እንታይሞ ክንብል ንብዓት አደታትን ዕሸላትን ውሑጅ ኮይኑ ዳአ ይወስደኩም ይከውን😭😭😭
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 3 ай бұрын
መዋቲት መንግሥተ ሰማይ የዋርሳ ።ንቤተሰባውን ፅናዓት የሃቦም። መራሒ ዘይብሉ ዓዲ ህዝቢ ባዕሉ ክመርሕ ይግባእ።መናእሰይ ተዋፂኦም ሓለዋ እንተዝገብሩ ምሓሸ ።እቲ ጀግና ህዝቢ ዓድዋ ዝገበሮ ኽብሪን መልእኽትን ኸዓ አዚዩ ዝነአድ'ዩ።ፍትሒ ንውፅዕ ህዝብና !ዕንወትን ሞትን ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ምስ ዕሱባት ኮራኹሮም።
@HdhdJsh-ku4sy
@HdhdJsh-ku4sy 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክም ንመላእ በተሰብ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ
@QwAs-hm2kj
@QwAs-hm2kj 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብኻ ህዝበይ😭😭😭😭😭
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 ай бұрын
ብሓቂ ልብና ተሰይሩ 😢እግዚአብሔር ኣምላኽ ነቦና እዮብ ዘፀናንዐ ኣምላኽ የፅንዕ ወለዲ ኣደዋይ ታይ በለት 😭💔
@AlemGebre-p6e
@AlemGebre-p6e 3 ай бұрын
ኦ ጎይታ ንህዝብካ ሓሉ ክፍአት አርሕቀልና
@abedaberhan
@abedaberhan 3 ай бұрын
አሜንንን🙏🙇ክብር አቦና ፅንዓት ይሃብኻ ህዝብይ እፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢 ብሰላም ዕረፍ ዕሸልይ😢😢😢😢😢😢😢
@KesanetMahrie
@KesanetMahrie 3 ай бұрын
መን ንግ ስተ ሰማያት ያዋርስኪ❤❤❤
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ፍትሒ ንማህለት አቦና ነውሕ ዕድሜ ከማካትኩም ዝበለ አቦ አይክልአና❤❤❤
@djjdjHrhr
@djjdjHrhr 3 ай бұрын
ፍትሒ ንደቂ ኣንሰትዮ ትግራይ 😭😭😭😭
@شغالهحبشي
@شغالهحبشي 3 ай бұрын
መንግስተ ስማይ የዋርስኪ ንኡስተ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
@misgina9680
@misgina9680 3 ай бұрын
ፅንዓት ያሀብኩም ንስድራ ማህሌት ተክላይ
@TeklomBirhane
@TeklomBirhane 3 ай бұрын
Mahletey mengste semay yewarski Haftey mearey
@user-AGG
@user-AGG 3 ай бұрын
ነፍሲ ሓፍትና ወለተትንሳኤ ይምሓረልና!!
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 3 ай бұрын
😢😢😢😢ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 3 ай бұрын
አቱም አብዚ እኩይ ስራሕ ትዋፈሩ ልቦና ይሃብኩም ማህልተይ ንእስነትኪ ርኡ አብ ሕቁፉ የንብርኪ😭😭😭😭 አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 ай бұрын
ብጹእ ኣቦና ካብ ትግራይ ናብ ደገ ክወፁ የብሎምን።ብሰላም ዕረፍ ማህለተይ ፃናዓት ንወላድ ትግራይ😭🙏
@frehiwotdebesom8364
@frehiwotdebesom8364 3 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ህፀነይ ነመላአ ቤተሰብ ፅንዓት የሃብካ ህዘቢ ትግረይ😭😭😭😭😭😭
@tsegaytesfay1382
@tsegaytesfay1382 3 ай бұрын
ኣህሕሕሕ ዕሸለይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስኪ
@wzmb1896
@wzmb1896 3 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ሲዖል ከይና ንደቃ ማህሌት ህፃን እኪ እሞ አብ ገንት ይንብርኪ ዛሓፍተይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@TsegaLive
@TsegaLive 3 ай бұрын
በጠዕሚ የሕዝን ፅንዓት ይሀብኩም
@TesfayAymut
@TesfayAymut 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ዛጋለይ ።ንኽብቀለልኪ ድማ አሎኹ አጆኺ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ይአክል ይበለና 😢😢😢
@tesifaxibah
@tesifaxibah 3 ай бұрын
ልኡለ ባህሪ ህያው እግዝአብሔር ብየማናይ ኢዱ ይቃበላ ናዓናውን ምሕረቱ ይልኣኸልና🥺
@kdsankds2141
@kdsankds2141 3 ай бұрын
ፅንዓት ንመላእ ቤተመብ ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ ኣብ ሑቁፍ ቁዱሳን የንብርኪ😢😢😢😢😢😢😢😢እፍፍፍፍፍፍፍፍ
@frehiwottassew9040
@frehiwottassew9040 3 ай бұрын
ጎይታ ይባርኮም አቦና ናይባሐቂ።
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 3 ай бұрын
እህህህህ😢😢😢😢 ምዓረይ ድኣ ቅድመኺ ይስጥሓኒ አብ ሕሑፊ ቅዱሳን የንብራ እግዚአብሔር
@ساره-ف6ص5ل
@ساره-ف6ص5ل 3 ай бұрын
መንግስበ ሰማይ የዋረስኪ 😢😢😢😢😢
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hiwetykunoamlak4173
@hiwetykunoamlak4173 3 ай бұрын
ወይለኹም ኣቱም ኣሕዋተይ ርእስና ክንደፍእ እትገብሩ ዘለኹም ብስደትን ብዓድን ደም ተንብዑና ዘለኹም ደቂ ተባዕትዮ እቶም መላምል ኣሕዋትና ኣሓትና ኣቦታትና ደመሙን ዓፅሞምን ዝፈሰሰ ንከምዙይ ኣይኮነን ግደፉ ግን ፀግዒ ኩኑና 😭😭😭 ሕልምታታ ኣብ ሓመድ በልዩ ህፃን ቆልዓ እሞ ከኣ ብሓዋ ዋይ ኣነ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 3 ай бұрын
ቃለሒወት የስመዓልና ብፁዕ አቦና ማሕሌት ብስላም ትዕረፍ 🎉🎉
@loogoo2009
@loogoo2009 3 ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርኪ
@Kbra-gt7ge
@Kbra-gt7ge 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተ😢😢
@ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
@ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 3 ай бұрын
ነፍሲ ሓፍትና ወለተ ትንሳኤ ይምሓረልና
@abebakasa349
@abebakasa349 3 ай бұрын
mengste semayat yamarski nesteye😢😢 betam maazeni amlak aboye yakulum belena
@ZhraZhra-wl4oj
@ZhraZhra-wl4oj 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስክ መዓረይ💔💔💔💔💔💔💔💔
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 3 ай бұрын
ይይይይይይይይ ዓለም አታ ቶኡ ታፉሪሕ ብሱሩ 😭😭😭😭😭😭😭ብሓቂ ብፅእ አቦና😢😢😢
@Aster-gg3hh
@Aster-gg3hh 3 ай бұрын
እወይ ሓፍተይ ናተይ ድንግለይ ትቀበልኪ ስቃይኪ ትርኣይልኪ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 3 ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ ኣቤት ዘመን ኣቤት እዝጊኦኦኦኦኦኦ ኣቤት ፍርዲ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🏾🕯💐ነብሲ ይምሓር ሓፍተየ 😢😢😢😢
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕ ሓፍተይ መዓረይ💔💔💔😢😢😢 ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብርኺ ዕሸለይ😢😢😢 ዝኹላይ ላተጸበዩ ወለድኺ😢
@HhHh-qh2lj
@HhHh-qh2lj 3 ай бұрын
መንግሰት ሰማያት የዋርሰኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mekdiyoutube
@mekdiyoutube 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ዕሸለይ 😭😭😭
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray 3 ай бұрын
ኡፍፍፍ ሎምስ ደኪምና💔😭 ቡጹኣን ኣቦታትና ጾምን ምህልላን ተትእውጁ ጽቡቅ ነይሩ ነቶም ኣብ ሕማቅ ዝተዋፈሩ ልበነኦም ክኩሕኩሕ፣ዝተፈናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ ክምልስልና፣ ፍቅርን ሓድነትን ክህበና
@MMm-be7ws
@MMm-be7ws 3 ай бұрын
እህህህህህህህ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@mabRihit
@mabRihit 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@SabaGebrelul
@SabaGebrelul 3 ай бұрын
Mengste semay yewarsku haftey cumuli sidrabet fetawu xinat yihabi fetaru 😭😭😭😭
@EdenAtnatios
@EdenAtnatios 3 ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርስኪ ንወለዲ ድማ ፅንዓት ይሃብኩም። እናበልኩ ነቶም ገበነኛታት ድማ ዘየዳግም ፍርዲ ይፈረዶም እዛ ዕሸል ምንም በዘይፈለጠቶ ኩነታት ብግፍዐኛታት ሕይወታ ሓሊፉ እዩሞ። መንግሥቲ ትኹረት ክህበሉ ይግባእ !!!!
@zufanzufan375
@zufanzufan375 3 ай бұрын
መንግተ ሰማይ የዎርሰኪ ንእሰተይ😭😭😭😭
@Dolar1219
@Dolar1219 3 ай бұрын
😢😢 እህህህህህህ መንግስተ ሰማያት ያዋርስኪ እግዚአብሔር ንመላእ ስድራ ፅንዓት ይሃቦም 😢 እፍፍፍፍ እንታይ ረከብኩም እስኪ ቀተልቲ 😢😢
@LetebirhanAtsbeha
@LetebirhanAtsbeha 3 ай бұрын
ነፍሳ አብ ገነት ይዕረፍ ልና፣ ወለዲ ፅንዓት ይሃብኩም። ልቢ ይሃቦም ዞም ግፍዐኛታት ሓው ንሓፍቲ ከምዝበለ ጭካነ። ይኣክል ከምዚ ዝበለ ግፍዒ።
@brijap5171
@brijap5171 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንሓፍትና ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም😢😭
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
ጽብቅቲ ፍዮሪ 😭 ጎይታ ኣብ የማናዩ የንብርኪ ጽንጽዓት ንወለዲን ህዝብን ትግራይ ጨካናት ነዉራሙት ብዘይራሃጽሉ ገንዘብ ሃፍቲ ዝምነዩ እንኳዕ እኳ ዘይቀንዖም
@bbhh211
@bbhh211 3 ай бұрын
ነብስሽን ይማረው ማርየ የትግራይ እናቶች እንባ ዛሬም አላቆመም ያሳዝናል መንግስት አልባ ሀገር
@MikieGidey
@MikieGidey 3 ай бұрын
Yketelu
@ZafuZafu-qg7uh
@ZafuZafu-qg7uh 3 ай бұрын
Mengeset semay yewariseky haftey Sidrabet xinat yihabi fetaru
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ልቢ ዝሰብር እዩ ። ስብ ተስፋ ዕሸላት ሂወተን ብከንቱ ይጠፍእ ኣሎ ከምዚኦም ዝበሉ ናይ ሃገቕር ሸኽሚ ክርሸኑ እዩ ዝግባእ
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 3 ай бұрын
ፍትሒ ንደቂ ኣንሰትዮ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 3 ай бұрын
እህህህህህህ ንእስተይ መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 3 ай бұрын
ነብሲ ይመሀሰልና
@Hannateklhaymanot
@Hannateklhaymanot 3 ай бұрын
አሜን አሜን ክቡር አቦና!!
@Tsige-xv9rf
@Tsige-xv9rf 3 ай бұрын
ኡፍ ሓፍተይ ማዓረይ መንግሰተሰማያት የዋርሰኪ
@fhffhdh5011
@fhffhdh5011 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና ንስድራ ማህሌት መፅናዕነዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣኸሎም ኣምላክ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@asufawosen8523
@asufawosen8523 3 ай бұрын
አየ ትግራይ ዓደይ ክንደይ ጅግና በጃ ህዝቦምን ዓዶምን ዝተፈጠሩላ መንእሰያት አብዘለውላ ዓዲስ ከምእዚኦም ዝበሉ ጨካናት እንክርዳድ ምፍጣሮም እሓዝን ዛህፃን መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ንወለዳ ድማ ፅንዓት ይሀቦም እንተ ነዞም አረሜኔታት ብቁልፍ መምሀራይ ሱጉምቲ ይወሰደለም ብእሱር ዘይኮነስ በህይወቶም አቱም አረበይዛኹም እንካብ ድቃስኩም እንዶ ተበራበሩ እንካብ ዕንይንይ ውፁ ህዝቡኹም ካብፀፀገም ክናግፎዎ ይፅበይ አሎ
@saraberhe6491
@saraberhe6491 3 ай бұрын
ናይቶም ብጾትኩም ደም ይወቅሰኩም አሎ በጃ ሰብ ዘኻለፉ ካብ ዘለኩምዎ ወጺእኹም ሕዝብኩም ካብ ሞት አናግፉ ስጋ ብጾት ይልኩም ከይትምኽሉ
@BrouktawiteEndale
@BrouktawiteEndale 3 ай бұрын
ነብስ ይማርልን ምን ይባላል የሰዋች
@ArmiasTsehaye
@ArmiasTsehaye 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ
@gualtigray6579
@gualtigray6579 3 ай бұрын
ዕሸለይየ መንግስተ ሰማያተረ የዋርስኪ ንመላእ በረተሰብ ፅንዓት ኡለይሃብኪም 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 3 ай бұрын
ፅናዓት ይሃቡኩም ንመላእ ስድራቤታን ንህዝብናን ብዝሓለፈ መከራ ይኣኽሎኩም ይበለና ልዑል ፈጣሪ አብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርክ ንእስተይ 😢😢😢💔💔💔
@SaraDaniel-h8z
@SaraDaniel-h8z 3 ай бұрын
Ehhhh amlak
@ZafuTesfay-tm6op
@ZafuTesfay-tm6op 3 ай бұрын
ኣብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርኪ 😭😭😭😭ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብ ኣይ ህዝበይ ትማሊ ብፀላኢ ሎሚ ብወዲ ዓዲ😭😭😭ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረትካ ለኣኸልና
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 3 ай бұрын
😢😢😢የሕምምምም ኡፍፍፍፍ አነስ አይከአልኩን😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Saba-ik4pk
@Saba-ik4pk 3 ай бұрын
ቸሩ መድሃኒኣለም ምህረትካ ኣውርደልና ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኩም
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 3 ай бұрын
Rest in peace,let's pray for the family to be strong and everybody need to pray to meet her in heaven.
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 3 ай бұрын
Amenamenamen😭😭😭😭👏
@Goitomniguse1212
@Goitomniguse1212 3 ай бұрын
Ahiiiiii aye alem
@SmakJeid
@SmakJeid 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዓክክክ ብሰላም ትዕረፍ
@saraberhe6491
@saraberhe6491 3 ай бұрын
ሕዝቢ ትግራይ እግዚአብሔር ይኻልዎ እበር ኻላዊ ሰብ ይብሉን ፈጣሪ ኩሉ አለም አይፈለዮ ነዚ ሕዝቢ ጉድእ የኸዝን
@teshomealem4784
@teshomealem4784 3 ай бұрын
ነፍስ ይማርልን !
@alemgebru1715
@alemgebru1715 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ንመላእ ቤተሰብ መፅናዕንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልአኸልኩም ዝግዜ ከፍረሐካ 😭😭😭 ኦ ጎይታ አድሕነና ሰላምካ አዉርድ
@SSs-m9w
@SSs-m9w 3 ай бұрын
ብሕቅፊ ቅድሳን የንብርኪ ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@samuelghebre6226
@samuelghebre6226 3 ай бұрын
Sad Sad Sad N Mahlet zketelkas setan eleka aleku !😢 crying . 🇪🇷🇪🇷
@alexabdu4415
@alexabdu4415 3 ай бұрын
Nebsi yimher niestey, Tsinaet yhebki Tigray adey 😢
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንእስተይ እዛ ዓደይ ግን ግዛዕ እዩ ተደፍእዋ 😭😭😭😭
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 3 ай бұрын
ንፁህቲ ህያው እያ ንሳ ንቤተሰባ ካብ ልበይ ፅንዓት ይምነየሊም 😭😭😭😭😭
@brahanmebrathu
@brahanmebrathu 3 ай бұрын
ህህህህህ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir 3 ай бұрын
ርዋይ። ጋለ። መዓተይ። 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 3 ай бұрын
ዋይ ሓፍተይ ቅድሜኺ 😢😢😢😢 ፅንዓት ይሃብኹም ንምላእ ስድራቤትን ፈተውትን ንእስተይ አምላክ ብየማናይ ኣዱ ይቀበልኺ 🙏💔💔 እዛ ዓዲ ታይ እያ ትኮን ዘላ ኧረ ሕዝስ የፍረሐና እዩ ዘሎ መወዳእታና ብስሩ ኦ አምላክ አቦይ ሓደራኻ ምሕረትካ ሊእክካ ልቦናና ክፈት 🙏😪😪
@atsedemulubrhan8770
@atsedemulubrhan8770 3 ай бұрын
መንግሰተ ሰማያት የዋርሳ ዝሓፍተይ 😭😭😭
@sssaaa9871
@sssaaa9871 3 ай бұрын
ብሰላም ዕረፊ ንእስተይ💔😥😭😭😭
@عبداللهعبدالله-ص3ح3ص
@عبداللهعبدالله-ص3ح3ص 3 ай бұрын
😢😢😢😢መግስተ ሰማይ የዋሪስኺ😢😢😢
@fatimaMohammed-c7c
@fatimaMohammed-c7c 3 ай бұрын
እህህህህህህህ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 3 ай бұрын
Kbur Abona Jegna hakegna Egziabher yihalkum yihalwelna❤❤❤
@sarasoso7541
@sarasoso7541 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ን መላአ ቤተሰብ ፅናዓት ይሃቦም😢😢😢😢😢
@hagerkiflay8166
@hagerkiflay8166 3 ай бұрын
Mengst semaya yewrdlki habteyy mearyyy
2 October 2024
1:26:08
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 2,5 М.
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 77 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 124 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 50 МЛН
ናብኡ ቕረቡ ንሱ ከብረሀልኹም 'ዩ! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ @FnoteBirhanMediaNetwork
54:21
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 2,6 М.
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 11 М.
ቄናን ኹሉ ይቕናዕ! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ @FnoteBirhanMediaNetwork
1:01:08
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 7 М.
እዋናዊ መልእኽቲ ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ ! @FnoteBirhanMediaNetwork
49:49
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 8 М.