"ፃድቃን ስልጣነይ ደልዩ ናብ ሱዳን ውፃእ ኢሉኒ" ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል | LILO Media. Sep 2024

  Рет қаралды 21,540

LILO Media - ሊሎ ሚድያ

LILO Media - ሊሎ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 175
@SolomonWelday-x3e
@SolomonWelday-x3e Ай бұрын
መኸተ ትግራይ ብጀነራል ፃድቃን ከም ዝተመርሐ ኣረጋጊፅካልና
@jhi3325
@jhi3325 Ай бұрын
ዎይ ሃለውለው ንንባዕሎም ይናቆሩዶ በሉ ይአኽለካንዶ ውረድ ዕረፍቲ ውሰድ እዚ ኩሉ ወጣት ተወድኡ ብአኹም
@Emun-k7k
@Emun-k7k Ай бұрын
ብዙሕ ምበልና ግን ህወት ብዙሓት ወገናት ናብ ሓደጋ ስለዘውድቅ ስቅ ምባል መሪፅና። ን10 ዓመታት በስቢስና ጨኒና ሐዚ ድማ ውድቀት ስትራተጂካዊ መሪሕነት ገጢሙና እንዳበልካ ስልጣን ንዘይ ምልቃቅ ዓይንኻ ብጨው ሓፂብካ ፃዕዳ ሓሶታት። በቲ ዘኽበርናካ ልክ ያውም ብዕፅፊ ኒዒቅናካ።
@fitseification
@fitseification Ай бұрын
መሕፈሪ አዩ .....ጨምለቅለቅ ኣብዚሑ
@Welse1965
@Welse1965 Ай бұрын
እቱምሰባት አብስልጣን ክትፀንሁ ኢልኩም እዝኲሉ ቅለት ብንሀትኩም ናይ ሰልጣን ፅምኢ ብዙህ መናእሰያት ተሰዊኦም እዮም
@Kahsu-in9tl
@Kahsu-in9tl Ай бұрын
አረ ሕፈር አታ ወዲሓሶት በዚሑዓብዮ ዶ አይኮነን እዮ
@fiseha11
@fiseha11 Ай бұрын
ደብረፅዮን ምስ ፃድቃን ዘወዳድር ዓቕሚ የብልካን።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@fiseha11 አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቦርኮ
@fiseha11
@fiseha11 Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 ድንቁርና መልክዑ ንመን ይመስል ዝብል ሕቶ ሰብ እንተሓቲቱኳ ንዳኒኤል ገብረመድህን ይመስል ኢልካ መልሰሉ። ደንቆሮ ኢኻ ናይ ብሓቂ።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@fiseha11 አንታ ወዲዛ ዓባይ ጋሕባ ውዲ ዓጣሪት ቡሽቲ ማሃይም ውዱቱ ስደተኛ ቡሽቲ
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
@@fiseha11 ብስርቅን ምጭብርባርን ዶ ከምኡ እንተኾይኑ ሓቅኻ
@keseteguesh5488
@keseteguesh5488 Ай бұрын
ትግራይ ብአኻ ምምርሓ ብጣዕሚ የሕፍር
@NegashTesfaye-h9g
@NegashTesfaye-h9g Ай бұрын
@@keseteguesh5488 ንሰኻ ሓሸገር ባዳታት ሰለዝኾንካ! ነቱ ኣቦ ቃልሲ ነቱ ናይ ህመቀ ጉርዲ ዘይነኽኦ ጅግና ኣሸኻዮ
@keseteguesh5488
@keseteguesh5488 Ай бұрын
@@NegashTesfaye-h9g ባንዳ ልዕሊ እዚ ረሳሕ ፋራ ዘይሰልጠነ ደብረፅንተት ንላዕሊ ባንዳ ዝብል ሽም ዝምጥኖ ሰብ የለን
@yonatanw2283
@yonatanw2283 Ай бұрын
ቆሎ ጥጥቆ ዝኾነ ዘረባ።
@FunnyOutdoors-wi7gw
@FunnyOutdoors-wi7gw Ай бұрын
መሕዘኒ ህዝቢ ትግራይ እንባዓል ንስኻ መራሒኡ ተባሂልኩም ምፅናሕኹም እንታይ እዩ እዙይ ወለዶ ፈጣሪ ናዓኹም ኣሕሊፉ ዛሃበና እንታይ ሓጥያት ነይርዎ : ኣታ ካብቲ ምንም እዛዓለም ሓንቲ ማንካ ዘየልዐለላ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ንክትሕሙስና እቶም ዕንበባታት ፍቆዶ በረኻ ናዓኹም ክብሉ ተሪፎም ናቶም ዓፅሚ ኣብ ዝረገፅኩማ መሬት ኩሉ ትውጋእኹም
@gebreslaseabebe
@gebreslaseabebe Ай бұрын
ሽከም ስለ ዝኮንካዮም .እተባላሽዎ እምበር እተዐርዮ ስለ ዘየለ .እንተትወፅእ ሽዑ ብቀሊል ምተገላገልና ትኽክል ሓሳብ ነይሩ ።
@fiseha11
@fiseha11 Ай бұрын
ንስኻትኩም ንስልጣን ትጓየዩ መንእሰይ ትግራይ ናብ ሓዊ እናእተኹም።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@fiseha11 ወዳቅ ኮንዶም አብይ መንእስይ ክተጥፍኡ ምስ አብይ ኮንኩም ዝትሰርሑ ዘለኩም ደቂ አርዳዳማት ኢኩም
@girmaylemlem9051
@girmaylemlem9051 Ай бұрын
ናብ ሲኦል መለአኸካ መሐሸ ነይሩ
@yonasofla
@yonasofla Ай бұрын
አይ ብአኹም ድና ንምራሕ ነይርና 😊😊😊😊 ደደባት
@SegedAdiyamHaileAdiyam
@SegedAdiyamHaileAdiyam Ай бұрын
እሞ ንሱዳን ኣኮነን ናብ እንጦርጦስ ዘይትወርድ ሕዉየት ህዝቢ ትግራይ ብባዕሉ ሰለዝረጋገፅ።
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 24 күн бұрын
ክ😂😂😂😂
@TigrayFirst-xu5iq
@TigrayFirst-xu5iq Ай бұрын
ሰብ እናፈተወካ ከይድካ ምኮንካ ምሓሸ ኔሩ ሕሱር
@eritreanortodoxchannel1
@eritreanortodoxchannel1 Ай бұрын
ጽዩፍ ዘረባ ደብረጽዮን ምስጢር ናይ ኪናት ብጹቱ ከምዚ ጌርካ ምዝርጋሕ ዘሕዝን ዩ
@teweldemebrahtu9901
@teweldemebrahtu9901 Ай бұрын
እዚ ነንሐድሕዶም ክሲ ምስምስ መናውሒ እዩ መራሕቲ ተባህሎም ከምዚ ዓይነት ኢልካኒ ክብል ፍክሰት መሃይማን ምኳኖም እዩ ደንቆሮ ዝሕብር, ብሐቂ ገቸ ዝበሎ ተጣሒኑ ከማን አየገልግልን። ብሐሶት ዲግሩ ዝሰቀሉ ትግራይ ፎእ!
@gebrehiwettesfay-r7b
@gebrehiwettesfay-r7b Ай бұрын
ደብሪፅ ካካዕ። በይዛኻ ጥፋእ ሀዚ ዋላ።
@haftuzbelo1922
@haftuzbelo1922 Ай бұрын
አእምሮኻ ዒባ ዩ ደብረፅዮን
@legessetesfaye9447
@legessetesfaye9447 Ай бұрын
ይአክለካ በቃ ለኻት ጭራሽ ምስ ፃድቃን ከአ ክትወዳደር :
@ወዲመሬት-ጐ7ኰ
@ወዲመሬት-ጐ7ኰ Ай бұрын
ኩፉእስ ኣብ ክንዲ ዝስተርስ ይግተር ድዮም ዝብሉ እዚ ለኻት ዓባስ ፍጡር ነብሱ ኣጥፊኡ ዘይስወረልና ኣይመሰለነን ክብል ድዩ ክመርሕ እየ ዝብል ዘሎ እዚ ዓፋሪ
@مبرتاثيوبيا
@مبرتاثيوبيا Ай бұрын
አዚ ወግዒ ነበረያ ነበረ ዶ ይመስል
@BirhanuGebrehiwet
@BirhanuGebrehiwet Ай бұрын
ኹፉእ ስልጣን ለይብልኻ ቕረ ታይ ዓይነት ሰብ መሰል ፍጥረታት ገጠሙና።
@sarratimnit8534
@sarratimnit8534 Ай бұрын
አጆኻ ደፂ ተስፋ ከይትቆርፅ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 Ай бұрын
ፃድቃን ዝበሃል ንወንበር ክብል ወለዶ ካብ ዘጥፍኡ ሓደ እዩ:: ኩሎም እውን ከምኡ እዮም:: እቲ ዘርኢ ዘጥፉኡሉ ኩናት ከመይ መሪሕናዮ ንገምገም ዶ ኣይንገምግም ዝብል ሕቶ ኣልዒሎም ኣይንገምግም ኢሎም ኩሎም ተሰማሚዖም እዩ ሀዚ ኣብ ወሽጦም ነቓዕ ዝመስል ምስተፈጠሩ በብወገኖም ከምዙይባ ኔሩ ኣይፋሉን ከምዙይብ ክብሉ ነንወገኖም እናኸዱ ህዝቢ የዋኽቡን የራስኑን ኣለው:: ኩሎም ብተግባሮምን ሓሳቦምን ንህልውና ህዝቢ ሓደጋ ምኳኖም ካብ ዘረጋግፁ ፀኒሖም እዮም:: ቅድሚ ኩናት ድኻ ህዝቢ ፈጢሮም ኩናት ምምራሕ ኣብይዎም ወለዶ ኣብሊዖም ዳሓር እውን ኢደ እግሪ ተሳኢኑዎም ህዝቢ ዝጎድእ ስራሕ እናሰርሕ ዕድመ ጥፍኣት ምንዋሕ ኮይኑ መለለይኦም ኮይኑ ብጋህዲ ይረአ ኣሎ::
@FrehiwotGebremichael
@FrehiwotGebremichael Ай бұрын
ኣታ ሽንቲ ፃርቃን መዛርብትካ ኣይኮነን
@haftomtekle9798
@haftomtekle9798 Ай бұрын
ኣበይ ሞ ኣብኣ ምቀረካ ኣታ ደነዝ ዝኮንካ መራሒ
@LewiGebrial
@LewiGebrial Ай бұрын
ደብሪፀይ ጀግና❤❤❤❤
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي Ай бұрын
ደብረ ዕንክልልል ዉረድ ያአክል 1.5😂😂😂
@SemereTewelde-w9t
@SemereTewelde-w9t Ай бұрын
ሕፍረት ትፈልጥዶ?ንቀበሌ እውን ኣይትበቅዕን።
@mass-media6445
@mass-media6445 Ай бұрын
ደብረጽየን ዓጀውጀው የብለካ አሎ ሀጠው ቆጠው አብዚሕኻ ማይ ጨሎት ተሓጸብ ክምሕረካ እዩ፣ እንተዘይሓወኻ ክልተ ሸውዓተ አዳግሞ።
@mekuy1588
@mekuy1588 Ай бұрын
@@mass-media6445 😜😜
@AlayTesfaldet
@AlayTesfaldet Ай бұрын
ፃዕዳ ሓሶት ብርእሲ ይበልፀካ ብኣጋንንቲ ትበልፆ እወኢልዎ ዝብል ኣቅርሽ ሓሶትምስክር ንታ ከይሲ ዝኣምነካ የለን
@kal1675
@kal1675 Ай бұрын
Please stop lying. Enough is enough.
@hagostekeste9002
@hagostekeste9002 Ай бұрын
Zeyemn hasot 😢😢😢😢
@TehaElohim_il3xl
@TehaElohim_il3xl Ай бұрын
ከመይ ዝበለ ጠምባር ሰብኣይ እዩ?
@ወዲ-ሞባእ
@ወዲ-ሞባእ Ай бұрын
እወ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ጠላም ሙኳኑ ኣብ ዓለም እመስኪሩ።
@gebremeskelteklay6026
@gebremeskelteklay6026 Ай бұрын
ዋይ ኣታዮ መጀመርያ እንዶ ንብዓት ኣዶ ትግራይ እታ ደቃ ሂባ ዘድሐነትካ ሐዚ ኣድሕና። እዚ ሐዚ ከምዚ ኢሎሙኒ ከምዚ ኢለዮም ታሪኽ ይፅነሐልካ😂😂😂😂
@gebreegziabherteamrat9102
@gebreegziabherteamrat9102 Ай бұрын
ታይ ቶርሞስሞሱ እዩ እዙይ ዋ ? ኣታ ቁምነገር እንዶ ግበሩ
@AshuEmbega
@AshuEmbega Ай бұрын
መሕፈርቲ ዝኾንኹም
@ZenebeNegash-yr2ns
@ZenebeNegash-yr2ns Ай бұрын
ሓሳዊ
@RASTAMan-w1f
@RASTAMan-w1f Ай бұрын
Tsadkan is Our Hero. ❤❤🎉🎉
@gebremeskelteklay6026
@gebremeskelteklay6026 Ай бұрын
ደብረጨንስ ማዓት መላምል ደቂ ትግራይ ተሰውእ'በር ኣበይ'ሞ ተሰዊእኻ? ድኹም መወድኢ መናእሰይ
@AmedomTsegabu
@AmedomTsegabu Ай бұрын
እዙይ ደም ሰቲዩ ዝዓበየን ድዩ ወዮ ሕጅውን አይፀገብኩን ኢሉ ዝተረፍ አሕዋትና ከፅንት ካከ ዘራፍ ይብሎስ ሓደነዚ ዘጥፍእ ጀግናዶ ተስአነ
@EtopiQwert
@EtopiQwert Ай бұрын
ደብሪፅ ለባም ሰብ ❤🤙
@مبرتاثيوبيا
@مبرتاثيوبيا Ай бұрын
ሓሳዊ ምተሰዋእኻ ደሞ ማሓሸና
@amanuellemlem
@amanuellemlem Ай бұрын
ኣብይ ኢሉኒ ኢልኻስ ን ፃድቃን ተፀልም፡፡ ናይ ዳ ቡና ወግዒ
@fiseha11
@fiseha11 Ай бұрын
ገፅካ ትርሓቕ ኣንታ በኽቲ ደብረፅዮን። ንኣብይ ኣሕመድ ከም ሓቀኛ ምስክር ጌርካ ተቕርብ???
@berihunderbew3201
@berihunderbew3201 Ай бұрын
እዋይ ጀነራል ፃድቃን እኮ መሳኹም ኣብስልጣን ዘይነበረ ናይትግራይ ኹናት ከምዘይተርፍ እናፈለጠ ዝሞቐ ናብራኡ ገዲፉ ንስኻ ምንም ዘይተዳለኻሉ ኩናት ዝትሳፈን ዝመርሐን ሰብ ምኻኑ ዘንጊዕኻዮ ድዩ? ዋና ነገር መማኸሪ ካውንስል ዝብል ሓሳብ ስለ ዘምፅአ እዮ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Ай бұрын
ብመለስ ግዘ ዝሰኣና ስልጣን ደልዩ እዩ ናብ ትግራይ መፅዩ።ስልጣን ሙሉእ ብሙሉእ እንተዘይሒዘ እናበለ ውዕሊ ፕሪቶርያ ምስ ጌታቸው ኮይኑ ኣጀንዳ እናቐየረ ህዝቢ የደናግር ኣሎ
@berihunderbew3201
@berihunderbew3201 Ай бұрын
@@kiduteklebrhane62ደብረጽዮን ሙሉእ ስልጣን ሒዙ በይዘኻ ሰራዊት ይመልመል እናትባሃለ እምብለይ ኢሉ ብጃህራ እናፈከረ ከምዝነበረ ይፈልጥ ነይሩ ካብ ዝሞቐገዛኡ ወፂኡ ምስ ህዝብ ትግራይ ክስዋእ ትግራይ አትዩ ምስት ለማስ መራሒ ደብረፅዮን ብሓባር በረኻ ወፂኡ ኣቃሊሱ ተቃሊሱ ኣብዚኣ በፂሑ በዝተረፈ ናይማን ትግራዋይ/ቲ እንድሕር ኮይንኻ/ኺ ናይትማሊ ቃለ መሕተት ተኸታቶሎ/ሊ ኣብ መወዳእታ መለስ ንኽሎም ኸድዓት ኢሉ ከባርሮም እንተሎ ን ጀነራል ፃድቃን ብኽብሪ ተሰናቢቱ ዝብል ሽም ዝሃቦ ንምንታይ ኢታማዦር ሹም እናሃለወ አነ ወታደርየ ኣብ ናትኹም ፖለቲካ ኣይኣትውን ኢሉ ስለ ዝትሟገተ። ሕዚ ኣበትግራይ በዝትፈጠረ ናይ ሕውሓት ፖለቲካ ምግምማዕ ነቲ ናይ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝኻሓደ መራሒኹም ደጊፎም ላዕልን ታሕትን ከምዝብሉ ዘለው ውሕዳት ጀረናላትኩም አይኮነን ።ታሪክ ፍለጥ/ጢ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 Ай бұрын
@@berihunderbew3201 nabrue gedifu zmetse abiy nab sltan msmetse eyu abti shue gize nay media shifan yiwahabo neyru b fana,etv,walta ms abiy ember ms tplf rkb aynebron nabti tornet zatewe ewn tplf nmtfae eyu neyru keyhasebo eti tornet sefihu nebsu nmdhan kem kulu tigraway teqalisu ab mechersha gn eta tornet abalashiwa kab USA zqerblu amaratsi ayqbln elu nbtsetu keymakere wesinu deqina, ahwatna, abotatna bdron kwdue geyrwom G/tsadqan kab lbna zeyhasis tselim kusli geyrluna ezi kea bgziu kwetsie eyu
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 24 күн бұрын
እሞ ይሓዝ ትግራይ ንኩሉ መዕረ እያ
@abadigebrehiwot4671
@abadigebrehiwot4671 Ай бұрын
Ata siltan fetawi niska eka....kindey amet aleka ab silitan? enkilil enabelika mewa'elka hizbi ab mekera a'etikayo
@TedrosMebrahtu-q6k
@TedrosMebrahtu-q6k Ай бұрын
Tay zibel fara keydi betek zikone sibay
@AmedomTsegabu
@AmedomTsegabu Ай бұрын
አይ ብቃበኻ ይደሃል ዘረባ ረኺቡ ድዩ ይዛረብሎ ሓቂ ድዩ በዚ ንምራሕ ነይርና ቁሩብ አይሓፍርን ድዩ አየ ካድረ ዘልአለም ካብታ ለመና ናይ ካድረ አየውፅእኹም ኩለም እዚኦም ሕጂ ደቀም ኩለም አብ ደገ ዘስፈሩ እዮም ወጣት ዝበሃልካ ዘየለ አብቱ ስብሰባ ዋይ ገበርቲ ጉድ ረሳሕ ዝኾንካ ፍጥረት ደብረፄን ካብ ዝብሉኻ ደብረ ፅንተት ዘይብሉኻ
@YosiefTesfazghi
@YosiefTesfazghi Ай бұрын
ደጺ ኣባ ጠረግ ኩላ ፈርሺሕዋ። ናይ ጻድቃን ጻቅጣይ ሉኡኽ ወዲ በሻሻ።
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay Ай бұрын
ዶ/ር ደብረጽዮን ስሕተት እዩ ሰሪሑ ካብ ጀ/ል ጻድቃን challenge እንተጋጥሞ እቲ ጉጅለ ገዲፉ ከይዱ ኮይኑ ግና እቲ challenge ምስኦም ኮይኑ ከስተኻኽል ይግባእ ነይሩ። እዙይ ዘርእየካ ዘጋጥመካ challenge ምፍታሕ ዘይምኽአል እዩ።
@danigebra562
@danigebra562 Ай бұрын
ወደይ ከምከድካስ ዑዱል ኣይገበርን ህዝቢ እንበር ንስኻዶ ነዚ ህዝቢ ነመረኻዮ ሓዛናት እዝጊሄር እዩ ። ዑደይ ኣይገበረን እንበር ተከዘ ከይዎስደካስ የሀ ።
@haftamumengistu8436
@haftamumengistu8436 Ай бұрын
ይገረም እዩ መለስ አይስማዕ
@Abu-lj4jx
@Abu-lj4jx Ай бұрын
ምሐሸና
@muhamedabdu711
@muhamedabdu711 Ай бұрын
ካብ አማኢት 15ሰብ ጥራይ ሕዝካ መውፃካ ናብ ማእኸል ኢልካ ናብ ምዐራብ ተከዜ ምኻድካ ናይባሓቂ እንተኾይኑ ተከዘ ንመቐከዮኮነስ ኖሱዳን ትኸዪድ ከምዝነበርካ ኢያ ታመላኺት ወላዋን ታክቲካዊ ከይዲ ተኾነ እማኸ 15 ሰብ ሒዝካስ ነሽሾ ሰራዊት አስተውዕልባ ሰብ ይሓስብ እኮ እዮ
@geredesta-o1v
@geredesta-o1v Ай бұрын
bejaka eba hdegena
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 Ай бұрын
ሓሳዊ ይአክል ድህር ከዚ ዝአምነካ የለን ናትኻ ምምራሕ ናይምውዳቕ ናይ ውርደትዩ ስለዚ ሀተፍተፍ አይትበል።
@Niceertube-h3v
@Niceertube-h3v Ай бұрын
ሕጂ ስራዊት ትግራይ አብ ክልተ ተመቒልኩም ተዛበጡ ንሕና ብቪዲዮ ክንሪኤኩም ኢና ናባና ገጽኩም ከይትቐርቡ እንተቐሪብኩም ሻዕብያ ከላግበኩም እዮ ንስኻትኩም ዘይትሳማምዑ ብላሽ ህዝቢ ኢኹም
@haftom_Negash
@haftom_Negash Ай бұрын
ኣቲ Title ከምኡ ኣይኮነን ኣስተካክሎ
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Ай бұрын
መራሕቲ ትግራይ ፎኪሶም ንፋሶም አይልከየና
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Ай бұрын
ንስካ ዝኾነ ናይ ወትሃደራዊ ተመክሮ የብልካን፡ ርሓቀልና እንተበለካ ጸገም የብሉን ንስኻ ግን ስልጣንካ ጥራይ ስለዝረኣየካ ካልእ ሓሳብ የብልካን፡ ሰነፍ ሰብ!
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲዛ ጋሕባ ኮንዶም አምሓሩ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 ዳኒ ወዲ ገሬ ጸርፊ ግደፍ! ሓቂ ከም ኡ ኢዩ ዝገብር፡ ከምታ ዘጉርዓት ሰበይቲ የጉርዓካ ኢዩ!! ርግእ በል።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@abrhamtesfay1586 ክላታ ወዲዙ ዝከስረ ድሕር ደጊም ንስካን ዓሌትካን ናብ ትግራይ ስልጣል አይትምለስዋን ስቅ ኢልካ ናይ ዓረብካ ሽንትቤት ሕፀብ ወዲ ዘብዐኛ
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 ዳኒ ምልክት ድንቁርናካ ኢዩ።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@abrhamtesfay1586 አንታ ውዳቅ ማሃይም ድርባይ ደንቆሮ ወዲ ውዳቅ ኢካ
@AsimbaGelalta
@AsimbaGelalta Ай бұрын
አቃታትላ እን ሱዩም መስፍን እውን?
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 Ай бұрын
ኣታ ከመይ ዝበለ ናይ ሥልጣን ሕማም እዩ ዘሎ ኣብዞም ሻዕውያን ሕወሓትን። ኣብ'ቲ ገድሊ(ሜዳ)፡ ኣጋንንቲ ለኺዖሞም ኣሎዉ😂።
@نروربنور
@نروربنور Ай бұрын
ዉሩደተኛ ሓሳዊ
@fevenasgodom4425
@fevenasgodom4425 Ай бұрын
General tsadikan nab ta kunat mitsnbaru tirah beky iyu... General tsadikan is Genuine leader...your government has collapsed...now the government should stay for people of Tigray.
@ወዲመሬት-ጐ7ኰ
@ወዲመሬት-ጐ7ኰ Ай бұрын
ክርሸን ዝግበኦ ህዝቢ ዘጥፈአ ጨምጫም ዓይኑ ዕዉር
@tsigabtsehaye6596
@tsigabtsehaye6596 Ай бұрын
Shame on you. Really this guy is very clear now again about his interest
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u Ай бұрын
wurdet
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 24 күн бұрын
ደብረ ፅንተት መፅሓፍ ቅዱስ አንቢብካ ትፈልጥ ዶ ብፆይካ ከም ነብስካ አክብሮ ይብል ደብረ ዕክሊል ዘይትሓፍር ልስልጣን ኢልካስ ሓሶት ሀጀው እናበልካ ትውዕል መናእሰይ አጥፊእካስ ናይ ይቅርታ መንፈስ ኮ ዘይብልካ ይሁዳ ንዓካ ስልጣን አይግበአካን ናይ ጓሓፍ መኪና ሕዝካ ጥጥጥጥ እናበልካ ምእክብ እዩ ነይሩ ስራሕካ አትም ሰባት ዘይሓፍራያ ሞይተነስ ንዑ አቃብርና ዝባሃልስ አባካ ተረኪብ ተዕንቱከ ናይ ጨጨራ ይመስል አረ ነብ ነብስካ እተ ንስሀ ተነሳህ ብደም ዘጨልቀካ ተይትነስካይ ከይትሞት ጋሀነም ከይትጥበስ ንዘለአለም 3ይ ሰጉሪ አውፂእካስ ናይ ሰብ ሓጢያት እናዘርገሕካ ክትከይድ ንብዓልካ ክንደይ ደም ህዝቢ ተሸኪምካ 😢😢😢😢
@hagoskahsay7266
@hagoskahsay7266 Ай бұрын
🎉Tsadkan Our Hero
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ቡሽቲ ብማዓኮርካ ይውገርካ ወዲዛ ዓጣሪት
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z Ай бұрын
​@@danielgebremedhin403 Why you said that?
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z Ай бұрын
​@@danielgebremedhin403 It seems you are one ONE OF Resahat Wedi-Shermuta Nay Weyane Cadre!!!
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
@@TimmyTurner5-l5z አንታ ወዲዛ ቡሽቲ ድርባይ እወ ናይዙ ጅግና ወያኔ ካድረ እየ ምስ 120 ሚልዮን ተሓዚልካ ምስ 10 ሃገራት ተሓዚልካ መፂካ ከም ቆፅሊ ዘርገፈካ ናይ ወያኔ ካድረ እየ አንታ ወዲዛ ዓጣሪ ኮንዶም ሻዕቢያ ወዲ ሻርሙጣ ለዴካ 2 እግራ ሒዝካ ዝተውግራ ወዲዛ ዓጣሪት ኮ ኢካ
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z Ай бұрын
@@danielgebremedhin403 No doubt you are one of the Wedi Shermuta for sure son of the Derge MILISHA Eka.
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g Ай бұрын
mesa tadeqan tewadedaer. wade sabeyate
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ወዲዛ ዓጣሪትናይ አንጎሎ ወዲዛ ቡሽቲ ኩሉ ዝሽነላ አቦካ አፍልጥኒ በላ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ አቡኡ ዘይፈልጥ
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Ай бұрын
ጀነራል ፃድቃን ዘይተነቕሓሉ ደላዩ ስልጣን
@asfishfikada371
@asfishfikada371 Ай бұрын
Kemziom xemamat tigray tewarida
@TudYhd
@TudYhd Ай бұрын
ውሽታም ንልምዓት ጉጅለ ውን ኣይትበቅዕን
@fevenasgodom4425
@fevenasgodom4425 Ай бұрын
Hasot debretison yiakileka...tsadkan aytetselimo
@abaybisrat5889
@abaybisrat5889 Ай бұрын
Because you not right for tigray people
@TekleWelde
@TekleWelde Ай бұрын
Stop laying doctor
@BelayHafte-d4k
@BelayHafte-d4k Ай бұрын
ፈስፋስ ሓሻዊ
@AqbllhAbraham-sl4lj
@AqbllhAbraham-sl4lj Ай бұрын
ደደብ
@hagostekeste9002
@hagostekeste9002 Ай бұрын
Amseluu I don't think if G.Txadqan said it
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f Ай бұрын
እታ ቁምነገር ኣንቲዕዋ። ከምዚ የሐሽ። ህዝቢ ፈሊጡ ክድግፍን ክቃወምን የኽእሎ። እዚ ስለዘይነበረ እዩ ኢትዮጵያዊ ምስ ጄኖሳይደራት ተሰሊፉ ዝቐጥቀጠና። ሕብእብእ ጥቕሚ የብሉን።
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 Ай бұрын
ኢልካምስወዳኻስ እዚዶ ይበሃል ትብል ተመሊስካ ደብሪፅ ኝኝኝኝ
@AbrhaMichealay
@AbrhaMichealay Ай бұрын
ሰይጣን
@HadaseyTube23
@HadaseyTube23 Ай бұрын
መሪሕነት ኣይከኣልካዮን 'ሞ ልቐቕ እንተይለሙኻ እንታይሞ
@MdHayal-h4g
@MdHayal-h4g Ай бұрын
ሓሻዊ
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 Ай бұрын
LUUK WEDI BESHASHA XADGAN
@MrKeleta
@MrKeleta Ай бұрын
Debrze hero,you need to araste this people like Tadqane
@kirosg.egziabher5071
@kirosg.egziabher5071 Ай бұрын
ከመይ እዮም ግን እዚኦም ህዝቢ ዝመርሑ!!!! ዓብዪ ድዩ ተሳኢኑ። ብከመይ ካብኣቶም ብዝበለፀ ትመርሕ ዝሐሸ ዓዲ ትቅይር ምዝራብ ምሐሾ።
@Sena-l5n
@Sena-l5n Ай бұрын
Layer
@muzedebesay1345
@muzedebesay1345 Ай бұрын
Nab Sudan tsubuk neyru
@ZemenZemen-t5e
@ZemenZemen-t5e Ай бұрын
ዓይንኻ ይዉፃእ ኣጋጣም ኮይኑ ትግራይ ኣብከማኻ ዝበለ ደንቆሮ ወድቓላ
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Ай бұрын
አንታ ወዲ ገፍሕ ዝመፀ ዝሽነላ አቦካ ዘይትፈልጥ ወዲ ድርባይ ዓሌት
@ገዛሃገረትግራይ
@ገዛሃገረትግራይ Ай бұрын
እዚ ሓዚ ኣብ ልዕሊ ትግራዋይ በፂሑ ዘሎ ህውሓት ኢልና ብ እንምከሓሉ ውድብ እንዳሃለወስ ናይ ደብረፅዮን ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፀሓ ጆነሳይድ ኣቀዲሙ ብዘይ ምድላው በደል ኣጥፊኢኩም ኢልካ ዘይገምገመ ዘይነቀፈ ሓፋሽ ብዛዕባ ናይ ትግራይ ጥዒና ቢሮ ሓላፊ ን ብዛዕባ ናይ ዮኒቨርስቲ መቐለ ን ብዛዕባ ሓፂን መፂን ብዛዕባ ውዕል ፕሪቶሪያ ዘይተፈፀመ ንምባል ብመን ናይ መሪሕነት ዘበን እያ ትግራይ ኣብዚ እንክሊል ወዲካ ?? እዞም ሓሳብ ዝህብ ዘለው ሰባት ክልተ ጨጉሪ ኣብቂልካስ ታይ ልምርካብ እዩ ዘላዓለም እላደንቆርና ንንበር ንደብረፅዮን ዘይገምገምካስ ንጌታችው ንሓጎስ ንክንደያ ... ብጣዕሚ ይሓዝን መቐለ በዚኦም ኣይትውከልን ኣበይ ኣለው መናእሰይ ኣበይ ኣሎው ከየንቲ ኣበይ ኣለው ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ኣበይ ኣለው ናይ ስቨል ማሕበረሰብ ተወከልቲ ኣበይ ኣለው ማህበስ ነጋዶ ኣበይ ኣለው ውድባት ፓለቲካ ኣበይ ኣለው ሓረስቶት ኣበይ ኣለው ወኪላት ተመዛበልቲ ኣበይ ኣለው ሙሑራን ኣበይ ኣለው ናይ መማህራን ማሕበር ተወከልቲ ብዙሕ ምፅዋእ ይከኣል እዩ " ዓሚ ከይመስለክን ውሕጅ ከይወስደክን በዞም ኣብዚ ዘለው መቐለ ኣይትውከልን እዋኑ ናይ መናእሰይ እዩ 1967 ኣይኮነን ሎሚ !!
@michalgebre1289
@michalgebre1289 Ай бұрын
ውይ ስኳር
@MebrahtuGebregziabher
@MebrahtuGebregziabher Ай бұрын
ደብረፅዮን ውሳኔኻ ተወላዋላይ እዩ፡
@hiluftesfay3341
@hiluftesfay3341 Ай бұрын
ዕስለ ኣኪብካ ስለ ዘጣቓዕካ ዝደሓንካ መሲሉካ እዩ።
@tsigabtsehaye6596
@tsigabtsehaye6596 Ай бұрын
Laying
@MuluBisrat-g6p
@MuluBisrat-g6p Ай бұрын
ካባኻ ንላዕሊ ስልጣን ዝፈትው ምኻንካ ብተግባር እውን ዳግም ኣቦ ወንበር ንምንታይ ድኣ ዘይትወርድ ሓሳዊ መላኽዒን ተቀባልነት ንምርካብ ኢሉ ይሕስው ኣሎ
@michalgebre1289
@michalgebre1289 Ай бұрын
አብ ደስታ ሾ ዘያትቀርብ
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 32 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 351 М.
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 14 МЛН
ኢሰያስ ካብ ጋንታ ኣቢይ ናብ ጋንታ ኣልሲሲ
17:42
የትግራይ ሁኔታ በወጣቶች እይታ ውይይት ከብርሃነ (ልፍኣተይ)
2:20:35
Horizon Free Media ሆራይዝን ነፃ ሚዲያ
Рет қаралды 40 М.
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН