No video

ድራር ምስ መንእሰያት

  Рет қаралды 18,076

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 94
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 2 ай бұрын
ወይ ጉድ ግዜና አምላክ አጸብቀልና
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 3 ай бұрын
Drar arki Efrem wey gud
@weniabede9228
@weniabede9228 3 ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 3 ай бұрын
እወ ድራር ሓቂ ዘረባ ህግደፍ ኩሎም ሓለፍቶም ደገፍቶም 90% ሓማሴን እዮም::
@user-xm5vj4ro3u
@user-xm5vj4ro3u 2 ай бұрын
Yes in ewe so what ayana hamasien iyu jenaralatna hamasien iyom konorielat hamasien iyom anehna deqom ina entay emo hji
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ወያነ ረክቦምካ
@nakfa5403
@nakfa5403 2 ай бұрын
ምቅላስ ናይ ድራር ን ሓማስየን ንምጥፋእዩ።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 3 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ስልጡን፡ ሕጊ ናይ እንስሳ ከይትረፈ ነይሩን ኣሎን። ንኣብነት ንኣድጊ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ምጽዓን ገበን እዩ።
@AfiyeAfro
@AfiyeAfro 3 ай бұрын
😂
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 3 ай бұрын
Kulu awet ❤Merhia ydelyu
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 3 ай бұрын
ሜሪ እቲ ትገብሮ ዘለኻ ብቕንዕና ይመስለኒ ኔሩም ፡ሕጂ ግና ክርኤካ ከለኹ ግዜ መጥፍእን ንምክፍፋል ይመስል ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 ай бұрын
Ya Most the time he isn’t bringing intelligent people
@lulrbahri
@lulrbahri 3 ай бұрын
No aykonen bqnena eyu
@nakfa5403
@nakfa5403 2 ай бұрын
ድራር ርእሱ ኽምርመር አለዎ።
@letinaabay6991
@letinaabay6991 3 ай бұрын
ኢዋይ ትግርኛ ብዓለትነት ተጫማልቁ ፎእ
@robielmichael7141
@robielmichael7141 3 ай бұрын
Meri smpre proud of you
@user-ot4fc1cf3b
@user-ot4fc1cf3b 3 ай бұрын
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 3 ай бұрын
እዚ ኤማ ዝበሃል ኩሉ ግዜ ኢዩ ዝፍክር እዚ ተቃላሳይ መሲልካ ትገብሮ ጥንቅቅ እንተ ትብል ይሓይሽ ትዘርኦ ነገር ጽባሕ ንግሆ ዋጋ ከየኽፍለካ ኣብዚ መንእሰይ ናይ እስራኤል ዝተጎድአ መንእሰይ ውን ኣብ ቲክቶክ ደቂ ኣከለጉዛይ ዕድል ይሁቡኻ ኢዮም ኢልካ ብብድዐ ትስሕቅ ትዛረብ ነይርካ ሜሮን ውን ኣብ ገዛኻ ተምጾም ሰባት ሰብ ኣይተልዕሉ ኢኻ ትብል ።
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 ай бұрын
ሜሮን፥ ሓሚምካ ዲኻ! ኔው እንዶ በሎ ነዚ ሓሳዊ ሰብኣይ፥ ካብ ድራር'ሲ እንታይ ኢኻ ክትማሃር እንትርፎ ሓሶትን ነብሰ ምትሓትን! ንባዓል ፕሮፌሰር ዓወት ዓዲምካስ ንድራር? እዋይ ናትካ'ስ ንበይኑ ኢዩ። ሓሳብ ዝባሃል የብሉን እንትርፎ ሓሶት ንብለካ ኣሎና።
@user-zm9hb9ij2r
@user-zm9hb9ij2r 3 ай бұрын
​@@nakurayagheli1846ከማዓልካ ሓሳዊ ኣባት ነብሲ ይህልወካ ዶ ቦግ የብልካ ኣሬሜናት።
@abiabex4942
@abiabex4942 3 ай бұрын
Kab drar entay yebel zelo ayrdeanen ms kflezemen nqdmit keykeyd seb why you have him here what damn exprience he is to the youth
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 3 ай бұрын
Kkkkkk adgi aytnaq meri
@samikemey9241
@samikemey9241 3 ай бұрын
ኤማ ናይ ብሓቂ ለባም❤❤
@hagisiumbetaki-uj8og
@hagisiumbetaki-uj8og 3 ай бұрын
ከምዚኦም እዮም ዝጽበይኹም ዘለው ሃገራዊያን እዚ ብቐሊሉ እዩ ስማ ተጋጊኻ ዘለኻ.
@nakfa5403
@nakfa5403 2 ай бұрын
ምሽኬን ድራር የእዱግ ናፊቂ
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 3 ай бұрын
Natsinet timnu inte khonjhum nay eseyas hawlti sili keneri alena bi zey telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray natsinet yelen!
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ተከፈሉሞ ንሃገር እዩ.
@shamram6200
@shamram6200 3 ай бұрын
Hubush drbush😊 kblu hakom do ykonu n'ta?
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ኣታ ሜሮን እዝሰብዚ ሃናጺ ዘረባ ይብሉን ክልል ikatbl
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 3 ай бұрын
What about Saho? Dirar need to go to hospital. I think Dirar is funding by Tigray to divided Eritrea 🇪🇷 and he should go to Tigray.
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ድራር ብወገንዩ ክዛረብ.ኣኮሎጉዛይ ሓልዎሳእዩ
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 3 ай бұрын
መንሰያት ን ድራር ደብሕዎ ቅተልዎ ክ ጠፍአ ኣለዎ አዚ ዓጋመ
@yodittsehaye5674
@yodittsehaye5674 3 ай бұрын
Ezi Drar zibahal Eritrea zeyfelta kemey geru bizaba Eritawinet kihasb. Kab Eritrea Shemelba zibahal Tigray eyu zifelt.
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 3 ай бұрын
Nski ke tfeltya diki kula konki seb mneas Xbuk eaykonen bakmu kab Admieu Eawefieu eyu neza Eritrea tbl nktkewun
@segenm950
@segenm950 3 ай бұрын
Drar dea ንኤረትራ ይፈልጣን ፈረቃን
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
Hade eko Adams Hewanen eyom tefetirom, merkeb Hoh ab akeleguzay iya dew ila. adey Mariamwn nYesus ab akeleguzay eyu tewelidu yeblu neyrum eyom Meri hetet aragagex.
@user-tw8qj1ph9t
@user-tw8qj1ph9t 3 ай бұрын
መሮን እንተ ተኻኢሉካ ባ ደውለለይ ኣገዳሲ ጉዳይ ኣሎኒ
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m 3 ай бұрын
ክክክክክ ኣታ እዚ ሞሮን ገፊፉ ደይኮነን ሕጅስ 70 ሽሕ ዘይተነግረ ኣብ ትግርኣይ ብፍታዉ እዩ 👍💞
@hermonmebrahtu1187
@hermonmebrahtu1187 3 ай бұрын
ኣንታ ርኣይሎይ ኣያ ድራርን ሜሮን ኣቦን ወዲን ይመስሉ 😂😂😂😂
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 ай бұрын
Drar 👍🏼
@alema3754
@alema3754 3 ай бұрын
Tplf
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 ай бұрын
Akolegzay Bahri ha 🤣 ha ha 😂
@hagisiumbetaki-uj8og
@hagisiumbetaki-uj8og 3 ай бұрын
ንምንታይ ግን አኮሎግዛይ ፍላይ ጽልኢ ዘለኩም ወይስ ምስ ሓማሴን ጽልኢ ኢዩ.እቲ እስኻ ትብሎ ዘለኻ ዘዓበኻ ብመጀመሪ ክትወጽ ከለኻ ጻዕዳ ፊሊዮ ነይር ምስተመለስካ ኻአ እቲ ዝነበረ ናይ ጥቕሚ አውራጃዊያ ሕማም ጀሚርካ.
@hagisiumbetaki-uj8og
@hagisiumbetaki-uj8og 3 ай бұрын
ንጹር ይነግረካ አሎ አነ ትግራዋይ እየ ይብለካ አሎ.
@kudus7756
@kudus7756 3 ай бұрын
ጅግና ኣማን
@aneeri6921
@aneeri6921 3 ай бұрын
ሮክራክ ውካርያ እንታይ ሰሪሑ እዩ ጂግና
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 3 ай бұрын
ክኽክክክ ዓሌት ክጽብጽብ ድዉዕል እንታይ ፋታሕ ከምጽእ ዕምሩ ትሕጸር
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
ጊሚል ውን
@user-ki3nl8yz9t
@user-ki3nl8yz9t 3 ай бұрын
Bi awajawnet atahasasbom zitegobiu kmy gerom fthi kemixiu eziom bi hager hasibom iyfeltun , esubat nayta jandayom .
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 ай бұрын
Ewe ena zarkey
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ንስኻ ኮፍዶ እልካእካ? እኻ ኣ ኸ ትሰድድካ መስካ.
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 3 ай бұрын
Eseyas zibil shim zibezhe iyu neru!
@solomonafowerki3645
@solomonafowerki3645 3 ай бұрын
Adgi da testament do aylkan
@kamita878
@kamita878 3 ай бұрын
.gen izi bawrawjawnet kab mwdab be be Hagi indaba zenikeb. Men iyo wedebat zewedebat flina mefelene
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 3 ай бұрын
Eway rsehat zereba
@abrahakibrom6656
@abrahakibrom6656 3 ай бұрын
Meron akal yehabak
@solomonafowerki3645
@solomonafowerki3645 3 ай бұрын
Degagime decheflka eye nska menesyat endamxaka tegagi aloka gdef gedef xbhe ngho waga kekflka euo
@efremasmerom915
@efremasmerom915 3 ай бұрын
Esseyas eu gebenenya kale ke nexa malet du ala ema
@alema3754
@alema3754 3 ай бұрын
ድራር መድሀኒትካ ውስድ
@yirgalemenabi3020
@yirgalemenabi3020 3 ай бұрын
sirhkum gbru ball enklalo oooooo ekup kabkum ertea tasfa yablne hadimkum zaytarfu
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ድራር ከንቶ ኣንይ ኣፋቶ?
@eyobyergalem8284
@eyobyergalem8284 3 ай бұрын
Haku eyu
@nakurayagheli1846
@nakurayagheli1846 3 ай бұрын
እዋይ ሜሮንሲ መይትካ ዳኣ ሕደር! ድራር ጓሓፍ ሰብ ቆጺርካ'ስ ሰባት ንኸባልዕ መንገዲ ከፊትካሉ?
@alema3754
@alema3754 3 ай бұрын
ሜሮን ካበይ ኢካ ትእከቦም ፅሉላት
@shamram6200
@shamram6200 3 ай бұрын
Entay malet yu gexab(gechab) 😂 meron tigrigna vocabulary amaeble, nay hxawnti be bu aytzareb 😂
@Yownas-yz8ku
@Yownas-yz8ku 3 ай бұрын
Sorry ሜሪ ሓውና ቅዋም ኤርትራ ናይ 1997 ኣብ ግብሪ ኣይወኣለን ይብል ኢስያስ ሜረት ሜረት መንግስቲ ትብል ቅዋም ከኣ ኣብኡ ኣለ ግንከኣ ይትከመላ እዩ ህጂ እቲ ንእኡ ድትከም ደድኮነ ይትቀመሉ ማለት ድዩ
@Jambo12334
@Jambo12334 3 ай бұрын
Drar kangaro aklogzay
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 3 ай бұрын
Ya bako risi
@user-zm9hb9ij2r
@user-zm9hb9ij2r 3 ай бұрын
​@@senaittesfazgi9707ንስኻ ኸ ሓሰማ
@user-ov6kj2gw2h
@user-ov6kj2gw2h 3 ай бұрын
መራሕ መስርዕ ሲኢንካያ ዝሃደምካ ድራር ድሑር ኣውራጃዊ ጎልጎል ዓደርደ ይመስክር ጎሓፍ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 3 ай бұрын
It doesn't hurt at all to say he is my brother.ä,absolutely not.when you find yourself in no man's land where discrimination is intense and happens daily in your visinity becouse if your rase,ethnic, cultur, language and color and question you will become a powerless and meaningless person on the other hand you.miss your grund land in which you feel welcome,in psychological warfare association,first you should feel you are not important and then unwelcone.Yiu are no man's land.
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 3 ай бұрын
Thank you Derar
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 3 ай бұрын
ብምንታይ ጅግና ብ ኣውራጃ በተክ
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 3 ай бұрын
😂😂😂🤮
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 3 ай бұрын
ድራር እንታይ ኮይኖም ካልኦት ኣውራጃታት ዘይሓገዙና ኢልካ ተልቃስ ኣአካ ብመጀመርታ መን ናይ ኣከለጉዛይ ወካሊ ጌሩካ ኣብ ሓንቲ ኣፓርትመንት ተሾኪዕካ ዘይ ዓቅምካ ብዛዕባ። ሃገር ሚሉእ ተእዊ ሃዳሚ
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 3 ай бұрын
ልእልውነት ኣብ ድሕነት ህዝቢ ኢርትራ ኢዩ ንህዝቢ ዕዳጋ ዘወረደ ግን ብሽም ነጻነት ተባሂሉ ንሞት ዙፈርድ ነጻነት ዘይክይመረጸ ይሓየሽ ብስም ስዋኣት ኣይትዋራዘ ሜሮን ናይ ህግደፍ ተካል ይብቀዕ
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 3 ай бұрын
ስቅ በል ጁንታ
@abibabraham8763
@abibabraham8763 3 ай бұрын
ፍቲካ ጽልአካ ንሕና ኢርትራዋን ል አልውንት ዘላዋ ሃገር ኢላትና
@shakip5866
@shakip5866 3 ай бұрын
Ata ezom Akel zeblewom si nabe Tigray zaykadeluna selam merakabena
@lllliyan
@lllliyan 3 ай бұрын
Nmenedeka khsho
@bolpo7494
@bolpo7494 3 ай бұрын
ኣታ ኣብ ፈቀዶ ጽርግያ ብምንዝርና ተወሊዱ ዝዓበየ ጎንደርካ ዘይትከይድ ንስካ
@ሳይሞንተስፉ
@ሳይሞንተስፉ 3 ай бұрын
ክክክክክክክክክክክክ ከመይ ኢልኩም ሃገር ክትመርሕዋ ንኣባይ ክተረክብዋ ብዘይ ኣከለ ድኣ!!! ኣከለ እኮ ጎይታ ኩሉ እዩ።
@shamram6200
@shamram6200 3 ай бұрын
😊 wey social media ziblwo si hubush nkbAs yu tefetiru mesleni
@user-xm5vj4ro3u
@user-xm5vj4ro3u 2 ай бұрын
​@@bolpo7494 sekt agame
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 ай бұрын
ኣብ ዝተናውሐ ግዜ እቲ ናይ ኣከለጉዛይ ህዝቢ ወይ ምስ ትግራይ ወይ ውን ንበይኑ ክውግን ይክእል'ዩ ዝብል ስግኣት ኣለኒ። ምክንያቱ እዚ ኩሉ ሽግር ከሎ ርኢካ ከምዘይረኣካ ዝዓይነቱ እዩ ዘሎ፡ስለዚ ምስ በዝሐ ምስ በዝሐ ገለ ነገርስ ክፍጠር እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ።
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 3 ай бұрын
ኣታ እዙ ድራር ዝብልዎስ ጸቢብ ሓሳብ እታ ዝምክሓላ ወያነ ክንደይ ህዝቢ ተዋጊኡላ ኢልካ ሕትቶ እዋይ ይቅዘፍካ ኣታ መጻወቲ ኮይንና ናይ በዓል ድራር ሸሊሕ ጽበብቲ ኣውራጃዊ ብሰላ ሃገር ዘይሓስብ ን ኤርትራውነት ምውዳቅ ኮለል መድከሚ ነዚኦም እንዳሰማዕና ብከመይ ምክንያት ገጽና ናብ ኢሰያስ ክንገብር ካብኡ ዝከፍኡ ስክፍታ ከለና ዕድመ ናይ ኢሰያስ ምንዋሕ በዓል ድራር ሸሊሕ እዮም ተሓተቲ ኮለል ዘብሉና ዘለው ኣፍ ሙሁራት ኣትሒዞም ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክተፍኡልና ዝውዕሉ ንዮ በሎም ዓሌታውያ ኣውራጃውያን ኣያ ድራርን መሰልቱን ኣከለጉዛይ ክብሉ ጦቅ ዘብሉና ገዛ ኣብ መሬት ሓማሴን ኣስመራ እዮም ክሰርሑ ኣደልዩ እምበር ሰንዓፈ ኣይኮኑን ሓሰውቲ ቫኬሽን ከአዶም ከማን ኣስመራ ሆቴል ኣትዮም እዮም ስድርኦም ዝጽውዑ
@SimonGhimay
@SimonGhimay 3 ай бұрын
በጃ ኢሳያስ መሻክን ኣኪሊክን ኢሳያስ ኢሳያስ ምባል ጥራሕ እዩ እቲ ዓቅምክን።
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 3 ай бұрын
ርሑቅ ዓዲ መሐሰዊ ፍንፉናት ወለዶ በርነት
@SimonGhimay
@SimonGhimay 3 ай бұрын
ቆዳፋት ትግራይ ትግራይ ትብላ ኔርክን ትግራይ ምስተደሰቀት ነቲ ጅግና ንስለ ኤርትራ ሙሉዕ ሒወቱ ዝሓበ ከትጻረፋ ትውዕላለክን በዓል ድራር ዓጋመ
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 3 ай бұрын
በጃ ኢሰያስ ጋሕ በል ለክባጥ
ኣስላም ኣብ ኣከለጉዛይ ደቀ-ባት ኢዮም
23:05
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 34 М.
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 40 МЛН
Yum 😋 cotton candy 🍭
00:18
Nadir Show
Рет қаралды 7 МЛН
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 16 МЛН
እዚ ጉዳይ ኣብ ኣስመራ ዝተመረቀ'ዩ።
38:04
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 26 М.
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 40 МЛН