ዘተ ኤርትራውያን ኣብ ሞንጎደጋፊ ህግደፍን ብርጌድ ንሓመዱን

  Рет қаралды 30,842

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 321
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ዋው ሳይሞን ቡሉጽ መልሲ❤❤❤❤ ሜሮናት በዚሖም ተመስገን ኣምላክ ጽቡቅ ዘተ ኣጆኩም ብምክብባር ዘተ ቀጽልዎ ብሓይሊ ኣምላክ ክንዕወት ኢና ዓማጺ ዊኢሉ ሓዲሩ ብኣምካክ ከከም ተግባርና ፍድና ከም ንረክብ ቃሉ ስለ ዝብለና።
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 8 ай бұрын
Right or wrong my country first 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍💪🏾💪🏾🌺🙏👏
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤ ዋው ሜሮነይ ጽቡቅ መልሲ ዕድመጥዕናን ሰላምን ፍቅር ኣምላክ ይባርከልና ❤❤❤።
@AramAlemey
@AramAlemey 8 ай бұрын
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ ናይ ብሓቂ ጸማም ዲክታተር ዝኾነ ወዲ
@AfiEfrem
@AfiEfrem 8 ай бұрын
እዚ ዝብሎ ዘሎ ንመንግስቲ ክብሎ ዝግባእ ንዓካ ይብለካ ሎ ሜሪ ፡ጸገም ዘለዎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሸንኮለል የብለካሎ ሜሪ ደቀንስትዮ ከኣ ኣሳትፍ ዓርኩ፧?
@tekleweiniokubamichael2545
@tekleweiniokubamichael2545 8 ай бұрын
Meri, am so proud of you for stating all in my mind. U are a friend to be with.
@ghirmayabay9999
@ghirmayabay9999 8 ай бұрын
Pirsvo
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 4 ай бұрын
ትግራዋይ ኮ ብዓል መትከለ እዩ ታይ እሉ ኣነ ኤረትራ እየ ዝበለ 🙏❤❤
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 8 ай бұрын
Bravo iwe Eritrea Adi sematat militi Eritrea Hager Arekbom Menisey Hagery bel kibret bhager iyu Adekan Hagerkan ❤🙏
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
❤❤❤ ዋው ኢማ ኣታ ሜሮን ክንደይ ሜሮናት ኢዮም ፈሪዮሙልና እልልልል።❤❤❤❤ ዋው ታዓወት ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ነታ ትፈትዉዎ ህዝብኩሙን ሃገርኩሙን ድማ ሓራን ቁሱኑን ከምቲ ትደልይዎ ክኮነልኩም ንኣምላክና ለይትን ማዓልትን ንልምንን ንኩሕኩሕን ክዋሃበናን ክክፈተልና ድማ ኢዩ ቃሉ ኢዩ ጥራሕ ብፍቅርን ብምክብባርን ዘተኩም ይቀጽል ኩሉ መንእሰይና ብሓሶትን ጥበራን ፈከራን ንዕቀትን ዘደንቆርዎ እንዳ ዲያብሎስ ኢሳያስ ንስኩም ድማ ሓቅን ፍቅርን ሕልናን ኒሒን ክዕጠቅ ትገብርዎ ስለዘለኩም መገዲ ዓወት ሒዝኩም ኣለኩም ቀጽልዎ ኣምላክ ምስ ሓቀኛ ይኩን።
@senayselemun1665
@senayselemun1665 7 ай бұрын
Meron eti kitsem o tdelyo slezeytezarebeka hirqanka tergfelu tigray keydom ztewagiuko ndhnet Eritrea yu hrqanka mqutsitsar sienka gidn ab hasabka keteetwo yeblkan. Halafi zkewumke adalikum dikum ? Seb kiswae kelo ztemahru bnay weyanie ajenda zgaazu tehznu.
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 8 ай бұрын
ን ህግደፍ ወይ ክንስዕሮም ኢና ወይ ክስዕሩና እዮም ስለዚ ምስ ለውጢ ዘይደልዩ ባራዩ ዝርርብ ዝብሃል የለን።
@semharabrha
@semharabrha 8 ай бұрын
Xemam 😢😢😢😢
@AfeAwgaro
@AfeAwgaro 8 ай бұрын
Emo wred meda abzi aykonen emni mdrbay kem zey kemaka menesey gbue eyu zgebir zelo
@Love_you_mo
@Love_you_mo 8 ай бұрын
Kemzi kemaka barya hwahat lehasi meakor tegaru ab makel katiedrale knhankekum ena dehar lewti kemey kem zmexe nhzbna kenereyo ena wedi ጥግሪስ 😂😂
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 8 ай бұрын
@@AfeAwgaro ኣብዚ ዘለኩም ባራዩ ንቅድም ክነጽረየኩም ኢና።
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq 8 ай бұрын
@@Love_you_mo ልዛይ ጮጋር ዕቡድ ከልቢ ንስካ ድኣ ዓዲ የብልካ ዓውዲ የብልካ ስደተኛ ንመን ክትሓቶ ኣንታ ባርያ።
@musiekahsay866
@musiekahsay866 8 ай бұрын
Meron Hawey Btaemi Nkuh menesy Eka,Kem hasab Gin Eziatom Mis Gorebet koynom Adom Ketfeu Zdelu eyom Ety Rejim Chenig Zbhal Ewin Ayfeltwomin eyom,Bhgin Bsratin Ktkawem Tkiel Eka Kolea Sebyti Endharemkan Endabasabeskan Aykonen mkuwam,Eziom Neta Adi Khamamusuwa Eyom zdelu
@Awet1975
@Awet1975 4 ай бұрын
ጀጋኑ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ብዙሕ ጠጡዑሙ አይትሕሉ ዋላ ተተመነኹምኻአብ ጉዕዞ ዘሎ መሰናኽል ውሽጣዉን ግዳማውን አብ ግምት የእትዉዎ ንቕሐት ጽንዐ ተወፋይነት የድሊ ክትዛረበለ ቀሊል እዩ ተግባር ግን ካብ ጅግንነት ታሪኽ ተማሀሩ
@elisaabriha
@elisaabriha 8 ай бұрын
መን ኮንካ እካ ለውጢ ዶ ሽንጣር ትብል
@Danini-o1i
@Danini-o1i 7 ай бұрын
😮😮😮😮 gisss. gnufti berger enbelaeki da hzbnake entay ybelie alo aytibln.
@samikemey9241
@samikemey9241 4 ай бұрын
Barenet kife kihebekum lemani
@SmilingHummingbird-su6fh
@SmilingHummingbird-su6fh 20 күн бұрын
Antey aynta weday eyu meron hawey btaemi semrta❤❤❤❤
@DrWisdomForUSPresident
@DrWisdomForUSPresident 8 ай бұрын
@Dr.Wisdom for President: 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤርትራዊ ኣብ ዕላሙዑ ዝጽንዕ፤ ኤርትራዊ ብኤርትራዉነቱን ብባንዴርኡን ዝኮርዕ፣ ኤርትራዊ፣ፈቃር፣ለዋህ፤ሓቀኛ፣ሓቦኛ፣ ኤርትራዊ ንዘክብሮ ዘክብር፤ ኤርትራዊ ንጽጉም ዝሕግዝ፣ ኤርትራዊ ጅግና፣ ኤርትራዊ በሊሕ ሰራሒ ቅያታት ድሰርሕ።👍👍 ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelgere601
@abelgere601 4 ай бұрын
💙💙💙
@ወይግዜ-ቸ1ለ
@ወይግዜ-ቸ1ለ 8 ай бұрын
ኢሱ ያሆ...ቤላ አለኻ ዓርኩ👍🏽🇪🇷
@anbesna
@anbesna 7 ай бұрын
Meron with out fact let them talk/ speak you and the liers going to pay some time in the future.
@zewdizeray1633
@zewdizeray1633 8 ай бұрын
Kolel ayteblom yes or no🇪🇷🙏
@helenmehari3640
@helenmehari3640 8 ай бұрын
ሜሮን ዓቅምኻ ሕለም ኤርትራ ሰብ ኣለዋ ህዝብን መንግስቲን ሓይልታት ምክልኻልን ትራይ አዮም ዝውክልዋ ንስካን ዝከማካን ጸግዕኩም ሓዙ ኣይምልከተካን ኢዩ
@letinak4559
@letinak4559 8 ай бұрын
ሜሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏
@tsegaihedru
@tsegaihedru 8 ай бұрын
ክብርታት ናይ ሃገሩ ዘይአምን ተቕቛዋማይ ዘይኮነስ ነጋዳይ ምስ ሕልኑኡ ዝተባአሰ እዩ
@TekleYacob-ed1qd
@TekleYacob-ed1qd 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት ኢኹም ቀጽልዎ፡ከምዚኣ ያ ታ መፍትሒ ናይ ኤርትራ፡ኮሪዐልኩም።ሜሪ ንፉዕ ቀጽሎ።
@wedinetsrekeshe6147
@wedinetsrekeshe6147 8 ай бұрын
ሜሮና ቭራቦ ኣጆካ ብታሚ ጽቡቅ ❤❤❤❤❤ ኣጆካትኩም ጽቡቅ ዘተ እዩ።
@ShemshedinJahar-m7o
@ShemshedinJahar-m7o 8 ай бұрын
መሬን ጹቡቅ ገርካ መልስ
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 8 ай бұрын
መርሓባ፣ በርትዕ ኣጆኻ ቀጽሎ፣ ስሩዕኝ ጽፉፍን ኣቀራርባ ንኽህልዎ ጸኒዕካ ስራሕ። የቐንየልና።
@nasaafom5940
@nasaafom5940 8 ай бұрын
መን ፈታሕትን ኣሰርትን ገርኩም ዩ ኣየ ጎይቶት KZbin 😂😂😂😂 Ajoka Esuu 👍🇪🇷
@adhanomabrha3860
@adhanomabrha3860 8 ай бұрын
ኤሱ ጅግና
@YemaneTesfazghi
@YemaneTesfazghi 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 5 ай бұрын
ናይ ቀደም ደለይቲ ፍትሒ ኣፍልጦን ንቅሓትን ዘለዎም ኔሮም እዞም፡ናይ ሕጂ ግን ኣፍልጦኦም ድሩት እዩ በሃላይ እየ።
@isurafelkif
@isurafelkif 8 ай бұрын
መንግሰተይ ህዝቢ ትግራይ የኸብር ኢዩ
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 8 ай бұрын
ክቡራት ደቀይ ዶ ክብለኩም ክቡራት ነኣሽቱ ኣሕዋተይ እቲ እሂን ምሂን ምባል ብጣዕሚ ጽቡቅ'ዩ እንተኾነ ግን ብዛዕባ ሃገር ዝምልከት ብዘይ ኣፍልጦ ክትማጎት ማለት ንክብረት ሃገር ምቅላል ንነብስካ ውን ምሕሳር ማለት'ዩ ስለዚ ቅድም ቀዳድም ቁጠባ ሃገር ኤርትራ ካብ 1992-1997ዓ.ም ብጣዕሚ ቁልጡፍ ናህሪ ዘለዎ ንላዕሊ ኣመዝጊቡ ነይሩ ካብ ድሕሪ 1999 ናይ ወያነ ወራር ክሳብ 2023 ዓ.ም ቁጠባ ኤርትራ ኣዚዩ ተዳኺሙ ዋላ ሓንቲ ገንዘብ ዘይብላ ሃገር ኮነት ስለዚ ስለምንታይ ኤርትራ ብቁጠባ ኣዚያ ተዳኺማ ኣላ ኢልኩም ክትምርምሩ ፈትኑ ብድሕሪኡ ምስ ኣፍልጦ ትኻትዑ መልሲ ከኣ ትረኽቡ ንኣብነት እዚ ባንዴራ ኤርትራ ተሓንጊጡ ዘሎ እቲ ጠንቅታት ንሃገር ኤርትራ ከዳኽማ ዝኸኣለ ንከብርሃልካ ፈቲኑ ሜሮን ዝብሉኻ ግን ክትርድኦ ኣይከኣልካን ለውጢ ደሊና እንዳበልካ ብግልባጡ ትኾልፎ ኔርካ ስለዚ ቅድሚ ለውጢ ለውጢ የድልየና'ዩ ኢልኩም ትካትዑ ኮይኑም እቲ ካብ ወራር ወያነ ክሳብ እዛ ሕጂ እዋን ዘሎ ኣብ ዞባናን ኣብ ልዕሊ ሃገር ኤርትራን ከምኡ ውን ናይ መላእ ኣፍሪቃ ስለምንታይ ውግእ ወረ ውግእ እገዳ ወዲ እገዳ ጠሊኩም ክትፈልጡ ፈትኑ ብድሕሪኡ ትኻትዑ ኣዕዋፍ ሰፈር ከይሰረሓ እንቓቖሖ ኣይወልዳን እየን ሰፈረን ከይተሰርሔ ስጋዊ ርክብ ውን ኣየካይዳን እየን ስለዚ ቀዳማይ ዕማም ምስ ዓመምካ ክልተ እግርኻ ምስ ረገጽካ እቲ ተሪፉ ዘሎ ከኣ ቀስ ኢልካ ኣስተውዒልካ ትምልኦ
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 8 ай бұрын
እዋይ ሓወይ ኣንታ ሜሮን ንምንታይ ኢካ ክሳብ ክንድዚ ግዜ ህብካዮ
@AramAlemey
@AramAlemey 8 ай бұрын
ሜሮን ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 ай бұрын
ትዓዊት ኣይትዓወት አስካ ንኣብ ትኣወት ኣብን ትግረየ ትኣወት ኣይግድሰናንዩ. አዝወዲ ሓሳውይ ይፈረዱ.
@teametesfamariam8283
@teametesfamariam8283 8 ай бұрын
ብዙሓት መንእሰያት ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ፡ "ኣብ ኤርትራ ለውጢ ክህሉ ኣለዎ" ኣብ ዝብል ኣምር ብዙሕ ኮለል ክብሉን ክትንትኑን ይረኣዩ። ብመሰረቱ ህግ ኣብ ሜዳ ኸሎ ይኹን ብድሕሪ ናጽነት፡ ንህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ንምምጻእ ይሰርሕ ከም ዘሎ ዝዘንግዑ ይመስሉ። እዛ "ለውጢ" ትብል ኣምር ብዙሓት ዝርድእዎ ኣይመስሉን። ገሊኦም ዕላማን ህሉው ኩነታት መንግስቲ ኤርትራውን ዝርድኦም ኣይመስሉን ኢዮም። ዋላዃ እዚ ዝገብርዎ ዘተ ሕማቕ እንተ ዘይኮነ፡ ክርድኦም ዘይክእል ግን ኣብዚ ኮይኖም ዝገብርዎ ፍታሕ ከም ዘየለ ኢዩ። ነቲ ከምኦም መንእሰይ ሃገሩ ዝከላኸልን ዘልምዕን ዘሎ ንረብሓኻ ክትብል ገዲፍካዮም ዝሃደምካ፡ እንተ ክኢልካ ነቲ ከይተሓለለ ዝሰርሕ ዘሎ ኣመስግኖን ኣድንቆን፡ እንተ ዘይኮይኑ ግዜኹም ኢኹም ተጥፍኡ ዘለኹም ትገብርዎ ለውጢ የለን። እዚ ክቡር ግዜኹም ኣብ ትምህርትን ኣብ ስራሕን ከተሕልፍዎ እንተ ትኽእሉ፡ ንነብስኹም ምማዕበልኩም ስድራኹምውን ምሓገዝኩም። ግዜኹም ኣብ ትርኪ ምርኪ ምዝራብ ተጥፍእዎ ምህላውኩም ዘሕዝን ኢዩ።
@okubaygerehans
@okubaygerehans 8 ай бұрын
I've to admit this was very interesting from start to finish. 😇😇😇🙏
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 8 ай бұрын
ሃገራውነት ማለት ን dictator ኢሳያስ ምድጋፍ ማለት ኣይኮነን:ሃገራውነት ማለት:ናይ ህዝብን ሃገርን ቀዳምነት ሓላፍነት ወሲዱ ዝሰርሕ ማለት ዩ:እዚ ወዲ ግን ዝበሰለ ኣይኮነን:በትሪ ከኣ የውጽእ ኔሩ:ዝገርም ዩ ምስ ከምዚ ዓነት ሰብ video ሰሪሕካ ክትዝርግሕ:: ስለዚ ህዝብኻ ኣይኮነን ብሰላም ክነብር:ኣብ ዓዱ ምስ ሞተ መቓብር ዩ ዘይፍቀዶ:ስለዚ ባንደራ ዘንድዱ ትብል:ባንደራ ኣይኮነን ሰብ እንዳ ነደደ ኣይተዛረብካን:ስለዚ ለብም ቁሩብ::
@tekletesfai7497
@tekletesfai7497 4 ай бұрын
I like the show just do it my brother ❤❤❤❤❤❤❤❤❤that’s true gad blas you
@mohdberhan7122
@mohdberhan7122 8 ай бұрын
ክቡራት የሕዋት ጠንቂ ገዲፍኩም ብሳዕቤን ትዛረቡ አሎኩም እስኩም መንእሳያት ለዉጢ እንተእደለደዮ ኣብ ዓዱ እንከለኹም ዘይትቃልሱ ካብ አብ ስደት ኮንከየም ደናጉል ትውርውሩ ሰነፋት ምዃንኩም ካብ ዓዲ ወጺእኩም ደለይቲ ፍትሒ በሃልደቲ ኮንኩም ክትፋላሰፉ አይተጥፍኡ ጊዜኩም።
@mohdberhan7122
@mohdberhan7122 8 ай бұрын
አነ ማለተይ አብ ስደት ካብ ሃለካ ዕድሜካ ብከንቱ ይሓልፍ ስለ ዘሎ ሰለስተ ምርጫ አሎካ እሳተን ድማ ቀለም ጸገብ ኩን ተማሃር ወይ ሰሪሕካ ሰሪሕካ ናብራኻ ግበር አይሕሸን እንተልካ ድማ ግዳም ሓደር ከይትኮውን እዚ ቃልሲ ኣብ ደገ ከንቱ ከምዝኾነነ የስምረልካ!!!!!!!
@Danini-o1i
@Danini-o1i 7 ай бұрын
​@@mohdberhan7122 ክላአ ትሩፍ ድህሪ ደጊም ሀራይ መምህርር ህግደፍ ሃማሰን አደይ አባ ቴንድሩላ አለኩም አቱም አዛብአ
@elisaabriha
@elisaabriha 8 ай бұрын
ንኤርትራ ተቃዋሚ ዝባሃል የብላን ፈሽካላት ባዓል ዕንኪልል
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 8 ай бұрын
ሜሮን ለውጢ ኣነጽሮ መሮን ሓሳብካ መንግስቲ ምቅያር ትብል ዘለካ ትመስል መንግስቲ ምቅያር ለውጢ እዩ መንግስቲ ነቲ ዝነበሮ ተጻቦኦታት እንተሲዒሩ ሓደ ልውጢ እዩ ቡኡ መጠን ፖሊስታት ዘይቅይረሉ ኣብነት የለን ሜሮን ህድእ በል ሓደ ኣብ ቃልካ ዝደጋገም መንግስትኩም እቲ ተኣምንሉ እንዳበልካ ኣይትዛረብ ንመን ዳ ኽናኣምን መንግስትና ዘያኣመና ትግራይ ትዕወት ክንብል
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 8 ай бұрын
Eritrea,mengsti yeblan. Abey mengsti zelo shifta Eyu
@bereketnetsereab9013
@bereketnetsereab9013 8 ай бұрын
ክሕደትኩም ከይኣክልሲ ብጀጋኑ ምስልይነት ጌርኩም ይቲብ ገንዘብ ክትእክቡ ቅሩብ ሕልና የብልኩምን ድዩ ዘይትሕብኡኸ
@Awet1975
@Awet1975 4 ай бұрын
ደቂ ኤረ አዴኹም ሰበይትኹ ም ሐውኹም ዱሙኹም ከልቦኹም ጠቕሊልኩም ተሰዲድኩም መን ለውጢ ፍትሒ ከምጻአልኩም ወያነ ለባማት ተበለጽቲ አብ ስደት እናልቀስኩም ንበሩ
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 8 ай бұрын
ሜሪ ሓወይ ነዚ ሓሳዊ በጃካ ካልእ ዘይብሉ ንክልተና እስከ ኣራክበና ብፍላይ እዛ ናይ ገማህሎ ዝበላ ልዕለይ ዝፈልጣ እንተ ኮይኑ እመነኒ ኣብኡ ዝዋዓለ እንተ ዝከውን ከምዚ ክብል ፈጺመ ኢየ ዘይጽበዮ ግን በጃካ ብውሽጢ ርከበኒ ተልውፎነይ ክህበካ
@luchiasemere1587
@luchiasemere1587 8 ай бұрын
Yes yes yes Frdi zeyeblu maeserti ❤❤❤
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
ጽቡቅ ጸኒሑስ ናብ ኤኮነሚ ኢሉ ባዕሉ ጠባሪ ምኳኑ ገሊጹ። ምክንያቱ እቲ ዝጸንሔ ትካላት ዘፍረሰ ምሕደራስ ስቅ ኢልካ ኮለል ግደፍ ኢስያስ። ነዞም ኩሎም ትነቅፎም ዘለካ መናእሰያት ኤርትራ ምስ ሃገሮሙን ሰራዊቶምን ታሪኮሙን ዘባኣሶም እቲ ትውድሶ ዘለካ ጨፍላቂ ስርዓት ኢዩ ነዚኩሉ ውድቀት ኣምጺኢሉ። ኣቦታትና ተቃሊሶም ኣብ ባዶ ከብዶም ኢዮም ንዓና ክጥዕመና ተቃሊሶም ክትብልስ ሕልና ኣለካ ድዩ ።እምባኣር እዞም መናእሰይ ኤርትራ ኣቦታቱ ተሰዊኦም ዘምጽኡሉ ሃገሩ ክጭፍለቁን ክባረሩን ራኢኦም ክጽልምትን ክድንቁሩን ሕድሕዶም እንዳተባልዑ ክነብሩ ኣይኮነን ተቃሊሱ ህዝቢ ኤርትራ በጃኩም ዓጀውጀው ይኣክል። ሕሶትን ጥበራን ጥልመትን ዘንገሰ ዲያብሎሳዊ ስርዓት ዝበልካ ተበልካ ዝኣምነካ የለን ምክንያቱ እቲ ጭፍለቃ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘተግብሮ ዘሎ ፎ ፎ ፎ ሓሶትን ጥበራን ጥልመትን ኣደንቂርካ ምግዛእ ይኣክል ኮለል።
@johannesafeworki2433
@johannesafeworki2433 4 ай бұрын
eway halewlew
@amannguse
@amannguse 8 ай бұрын
Kief aleku kexlwo kemzi elkum teqawamay ykun ms mengsti zelo ykun kulu giegatat endatewahahatna nzate adnikekum forsa meron ❤
@Amlashabet20gaimlcom
@Amlashabet20gaimlcom 8 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤️
@2468justinbieber
@2468justinbieber 8 ай бұрын
ምቾት ምስ ማይናስ ዝሰርሑዋ ድራማ ሃብትም ወይ ስድራይ መጺኦም ክወስድኒ ኢዮም ትብል። ተዛኻኽረካ፡ ናይ ሜሮን ሕቶ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 ай бұрын
አዞ አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኢትዮጵያ አዩ. ኣይመርሓናንዩ.
@SR-gh5rj
@SR-gh5rj 7 ай бұрын
Sebuk discussion❤❤❤
@huriahaile1158
@huriahaile1158 8 ай бұрын
እዚ ኹሉ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ኤርትራ ብኣካል ኬድካ እምበር ኣብ ወጻኢ ካፍ ኢልካ ኣይ መጽእን እዩ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ከይድካ ተቓሊስካ ኣውጽኣዮም።ዘረባ ጥራይ ዋጋ የብሉን።
@elsaabraha478
@elsaabraha478 8 ай бұрын
መሮን ወደይ እዚ ናትካ መደብ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ለባም ደላይ ፍትሒ ኢኻ። በቶም ንከይርድኦም ዝምሓሉውን ክቐርቡ ምግባርካ ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢኻ፡ እንተኾነ ካብ ትዕዝብቲታተይ ዳርጋ እዛ ኩላ ደላይ ፍትሒ መንእሰይ ህግደፍያ ኔራ ግን ናይ ምምዝዛን ዓቕምታት ስለዘለዋ እያ ንህግደፍ ፎእ ክትብሎ ክኢላ ዘላ። ክሳብ ሕጂ ፈቲንካ ኢኻ ካብ ሕጂ ንኔው ግን ነዚኣቶም ምዕዳም ይትረፍካ ጊዜኻ ካብምብኻን ሓሊፎም ዘንህዩዎ ነገር የሎን ክቕየሩ እዮም ኢልካውን ዘይሕሰብዩ ምስቲ ዋንኦም ክጉሓፉ ጥራዩ ዘለዎም። ንሕና ንሃገርናን ንህዝብናን ንብል100% ንሳቶም ድማ ሃገር ጥራይ ይብሉ 50% (ብዓል ንዓይ ይጥዓመኒ)።
@ShemshedinJahar-m7o
@ShemshedinJahar-m7o 8 ай бұрын
ሜሮን ፈቲና ዲና ኣብ ኪናት ኣቲና ከምዚ ዘለካዮ ሃገር ትክሕድ ኣለካ
@ShemshedinJahar-m7o
@ShemshedinJahar-m7o 8 ай бұрын
ኢሰያስ ናይ ብሓቂ ንፉዕ
@First-love-1991
@First-love-1991 8 ай бұрын
ኢሰያስ 😂 ብሓቂ ኢሰያስ ሾንኮለል 😮 ለውጢ ንደሊ ጥራሕ ልምዓት ዶ ገለዶ ክብሉ ሾንኮለል ኣቢልክሙና ይኣኽለና በቃ እዚ ፍታሕ ምስ ንሓመዱ ኣይትኸውንን እያ ወላ ከም ዘላቶ ትቐጽል ሜሮን ከማኻ ተበዚሖም 1ይ ተሳልፊ ኣለኹ ❤
@Ablelgide-rw3gx
@Ablelgide-rw3gx 8 ай бұрын
Ablel smart boy keep it up
@negasijimie4142
@negasijimie4142 8 ай бұрын
Thank u
@SerekeAray
@SerekeAray 8 ай бұрын
ስርዓት ይቀየር ማለት ነቲ ስርዓት ዘገልግሉ ይቀየሩማለት ኣይኮነን ! ይቀየር ዝበሃል ዘሎ ነዚ ብዘይ ንቡር ስርዓት ዝገዝእ ዘሎ ኣካል ብንቡር ስርዓት ይተካእ ማለትዩ ፡ካልእ ብጸጋም ይምጻእ ብየማን ህውተታዩ !
@mizanyemane2100
@mizanyemane2100 7 ай бұрын
Beravo wedi eri Esu
@hagosfishaye5650
@hagosfishaye5650 8 ай бұрын
ሞሮን ኢቶም ደገፍቲ ብዛዕባ ህዚቢ ኣይገድሶም ኢንታይ ደኣ መሬት ጥራሕ ክትጽዋ ዕ ኢዮም ዚደልዩ፡ ደሓር ኢቲ ሓሳብ ናይ ደገፍቲ ኢዩ ክሰዓር ዘለዎ። ኢሰያስ ምስኩሉሰብ የለን።
@weinisolomon
@weinisolomon 8 ай бұрын
Bravo esu merahi wela hade aygebernan ente eilu bsenki etom yfethu tblom zelekan kemeomn eu
@HabtomTesfatsion-z7e
@HabtomTesfatsion-z7e 8 ай бұрын
ሜሮን ጽቡቅ ዘተ ኢዩ ግን ሓደ ክትፈልጦ ዘለካ ብዙሓት ጃጋኑ ኤረትራዊያን ናጽነት ዘመጹኡ ንኤረትራ ዕድሚኦም ዘሕለፋ ተኣሲሮም ዘለዉ ይፈትሑ ከምኡውን ኩሉ ኤረትራዊ ተኣሲሩ ዘሎ ይፈታሕ ጽቡክ ሓሳብ ኢዩ ግን ኣብዚ ክንፈልጦ ዘለና ኣብ ፖሎቲካ ነቲ ኣሚንካ ክትሰርሕ ጸኒሕካ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስ ተከድዖ ዕጫካ ሞት ወይ ማእስርቲ ክከውን ግድን ኢዩ እንተ ከዲዕካ ከዳዕ ኢካ እዚ ዐይነቱ ጥራሕ ኢዩ ዝፈላለ ኣብ ኤረትራ በይና ፋሉይ ነገር ትገብር ኣላ ማለት አይኮነን በቲ ኮይኑ በቲ ግን ኢዚኦም ከቢድ እዋን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም ናጽነት ዘምጽኡ ጀጋኑ ካብኡ ዝከብደ ውሕስቲ ልእልቲ ሃገር ክትፈጥር ገና ብሕጂ ከቢድ መስገድል ክህሉ ከም ዝክእል ኩሉ ኣፍልጦ ናይ ፖለቲካ ዘለዎ ይግንዘቦ ጥራሕ ዘይኮነ ማዐንጡኡ ሸጥ ኣቢሉ ሕድሪ ስውኣት ከም ዝገብር ኣንዳዕዲዑ ይፈልጥ ኢዩ ልክዕ ኢዩ ሰብ ሁዉክ ዝኮነ ምዕባለ ህንጸት ከሉ ነገር ከም ዝደሊ ሩዱእ ኢዩ እዚ ካኣ ማንም ኤረትራዊ ኣብ ሓጺር እዋን ክሪኦ ኢዩ ነዚ ሕጂ ናይ መጨረሻ ምዕራፍ በጺሑ ዘሎ ስኑ መኪቱ ምስ ዝምክት ኣብ ሞንጎ መንግስቱን ሰራዊቱን ህዝቡን ደው ምስ ዝብል ብዛዕባ ኡሱራት ገለ ወይ ካብ ኣታሓስባ ዉድብካ እንተ ዘንቢዒካ እታ ወድብ ካኣ ናይ ህዝቢ ሓላፍነት ስለ ዘለዋ እዚ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ ኢዩ ዋላ ወዲ ኣቦካ ኣዴካ ዘይከውን ጸረ ህዝብን መንግስትን ኣንፈት ዕላሙኡ እንተ ሲሒቱ ከከም ዐይነቱ ስጉምቲ ምውሳድ አይ ክተርፍን ኢዩ ሓንቲ ነገር ከዘካክረካ ሜሮን ቃልስና መሪርን ነዊሕን ኢዩ ፈቲና ጸሊእና ዐወት ናይ ኤረትራ ብህዝባዊ ግንባር ኢዩ ዝረጋገጽ ተዘይ ደከምካ ይሓይሽ ሜሪ
@filywedibereka1961
@filywedibereka1961 8 ай бұрын
እዚ ኤማ ዝበሃል ብዙሕ መጽናዕቲ ከይገብረ ከም ዝፈልጦ ኣፉ ዝሃቦ ብዛዕባ ዕደና ሃሎውሎው ይብል አሎ: ኮነ ኢልካ ዘይተገብረ ዘየሎ ካብ ጽርግያ ወረታት ኣኪብካ 3600 ሰባት ኣኪብካ ክትዛረብ ብጣዕሚ ዘሕፍር ኢዩ: መሪ ነቲ ናትካ ቻነል ውን ዝትንክፍ ጉዳይ ኢዩ: ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዝፈልጦ እምበር ሰሚዐ ኢሉ ክኽፈት የብሉን::
@tesfalemhaile8917
@tesfalemhaile8917 8 ай бұрын
መሪ ኣዚዩ ደስ ዝብል መደብ ምክልካል ጸታ ኣካል ፊቲሒ ገሪና ክንሰረሐሉ ኣለና
@luchiasemere1587
@luchiasemere1587 8 ай бұрын
Yes Ablel
@letinak4559
@letinak4559 8 ай бұрын
እቲ ዝጠፍአ ህዝቢ ከ : ዘተወርሰ አየርፕርቲ ጥራይ ድዩ ዝሕመካ??
@helenmehari3640
@helenmehari3640 8 ай бұрын
ሜሮን ሎቅማጽ መን ኮንካ ደኣይካ ንስካ ብዝኣዘዝካዮ ሃገር ምሉእ ክትጉዕፅጽ
@fanfan8120
@fanfan8120 8 ай бұрын
ሜሪ ሓወይ ኣዉድኣመት በጊዕ ዝሓርድ ተሳኢኑ ወዲ ዝብሃል ኣዴታትና ባዕለን ሓሪደን ኣሕሊፈንኦ እዚ ኣብ ዓዲ ኣቤቶዩ ጸኒትና ኢና ሜረይ ነዞም ህግደፍ ኣብዚ ኣይተምጻዮም ተበኪሉዩ ርእሶም
@natiman1542
@natiman1542 8 ай бұрын
Now we need regime chang
@damtewharinet851
@damtewharinet851 7 ай бұрын
NEVER!!!!! LONG LIVE JIG’NA ISAYAS AFEWORKI!!!!! LONG LIVE ERITREA!!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🕌⛪️
@GereNecho
@GereNecho 6 ай бұрын
እዚ ኢሰያስ ዝብልዎ ክዳኑ ክሳብ ዘውጽእ ገርክሞ ንቁሓት መንእሰያ ኣጁኩም ጽቡቅ ስነ ሓሳብ ኣለኩም
@hayletkle2197
@hayletkle2197 8 ай бұрын
መሪ ፡በዓቲ ህግደፋውያን ፡ ወያነ ፡ኣመሪካ ኢዩ ። ብዝኾነ ትዕግስቲ ይሃብካ መሪ ወደይ !
@almazmender2828
@almazmender2828 8 ай бұрын
የደንቆሮ አዘራርባ አይትዛረብ ታሪክ ፍለጥ ቅደሚ አፍካ ምክፍት ደንቆሮ አትኩን።
@helenmehari3640
@helenmehari3640 8 ай бұрын
እሱር ዘይብላ ሃገር የላን ኣብ መላእ ዓለም ዓቅሚ እንተለካ ኤርትራ ኪድካ ደኣ ደሃዮም ዘይትገብር
@NatnaelBahta
@NatnaelBahta 8 ай бұрын
ሜሮን ብዙሕ ጊዜ ተስሕቀኒ እንዲካ ከም ሎመዓንቲ ግን አይሰሃቁን አወዲእካ 😂😂😂
@yoditbellai9690
@yoditbellai9690 8 ай бұрын
Esu jigna tebae eritreawi korieka tekurie🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ShemshedinJahar-m7o
@ShemshedinJahar-m7o 8 ай бұрын
ስማዕ ሜሪ ፈትዩ ዲዩ ኤርትራዊ ኣብ ድፋዕ ኮፍ ኢሉ
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea 5 ай бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ አየወ እዛ ሐዳስ ኤርትራ እግሪ ተኽሊ አብ እግሪ ምትካላ ከአ ክሳብ ሕጂ ውን አብ ተጻብኦ ዘላ ሀገር እያ ኢሰያስ ወደይ እቲ ሐቂ ኩሉ ገሊጽካይ አሎኻ ለውጢ ክመጽእ አይንጸልእን ኢና ግንከ ምስ ቅሳነት እዩ ዝመጽእ ።
@kbmilcah
@kbmilcah 8 ай бұрын
ኤርትራ ኣገልግሎት እምበር ሰራዊት የብላን:
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 6 ай бұрын
ሜሮን ለባም ፈትሐዊ ኢካ ማሃሮም ጽቡቅ ግርካ ንዚድሁል ኢሲ ኣራጽሞ
@bereketnetsereab9013
@bereketnetsereab9013 8 ай бұрын
እንታደኻ ኣፍሊጡካ ብዛዕባ 32 ዓመት ሜሮን ንሙኻኑ ክንደይ ዕድሜኻ ፈትሻ ነብስኻ
@tewdrosandetsion797
@tewdrosandetsion797 2 ай бұрын
Temesgen amlak bezi ena zibhal zeynkeyid mukana
@TemesgenTemesgen-t9e
@TemesgenTemesgen-t9e 8 ай бұрын
Aema bulux meneseyy❤❤❤❤❤❤
@hannahb3575
@hannahb3575 8 ай бұрын
bravo Meron
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 5 ай бұрын
ናይ ካናዳ ንቢሻ ዕድና ኣይሰርሕዎን እዮም ዘለው ናይ ቻይና ካምፓኒ እያ ተውጽኦ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
@huriahaile1158
@huriahaile1158 8 ай бұрын
ኤርትራዊ ንሃገሩ ምእታው መን ኬሊእዎም፧
@סמהטוסיו
@סמהטוסיו 5 ай бұрын
Eisu. Hawna. Nezom. Wiegn. Tigray. Tiewet. Belom. Asmayo. Eiznom. Degfka.
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 8 ай бұрын
ሜሮን አዚ ናይ ህ ግ ደ ፍ ዘሮ ኣፍልጦ አየ ዝብሎ ካልእ ይትረፍ ሲ አታ ቁዋም ኤርትራ ኣበይ ኣላ ሕተተለይ ?????
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
ናይ ነብስኻ ሓሳብከ የብልካ፧ ሰብ ፈትዩዎ ኢልካ ትፈትዎ ሰብ ጸሊኡዎ ድማ ትጸልኦ መስኪናይ ተደንግጽ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 ай бұрын
ናብ ጎረቤትካ ዘዘሊልካ እናተዋጋእካን ንህዝቢ ዓዲ ሃገር ኣቲኻ ዘይንቡርን ዘይግቡርን እናገበርካስ ሰላም ትደሊ ሰብ ጉዳመኛ ኢኻ።
@weldabyacob5906
@weldabyacob5906 8 ай бұрын
Meron hawey xubuq endukum zelekum ety nay hibreteseb hatela zikone sidinet ziablolo eseyas zibahal ab makelkum zelo zeytiguhfo awrudo sebat keybikilelka donqoroyu
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 6 ай бұрын
ሓሳዊ በቲኪ ለዊጢ ካብ ህግደፍ የለን ኢስያስ ንምንታይ ተስዲኪ ኣይተፈልጠን ኢኪ ረሳሕ እምነት ኣይትዛረብ ሚሮን ጅግና ማሃሮ ኢካ
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas 8 ай бұрын
ኢሳያስ ኣብ ውሽጢ ኢሳያስ ኣብ ደገ ዓባይ ዘረባ እያ። ኣብ ዘበን ውብ ዝጸመመስ ውበ ክብል ይነብር ኮይኑና ናይዞም ባራዩ ነገር።
@afeworkieritrea3137
@afeworkieritrea3137 8 ай бұрын
ሜሮን ትጋገ አለኻ ሰላም አብ ህገርካ እንድሕር ደየለ ብሳንክሽን ተዐፅዩ ዘሎ ሀገር ብምንም ዐይነት መገዲ ለውጢ ክመጽእ አይክእልን እዩ ንምሳሌ ኪድ ኪዩባ ኪድ ቬንዝዌላ ረአየን አብ ምንታይ አለዋ ? ናይ ደንቆሮ ሕቶ እይትሕተት? ናይ ኤርትራ ሽግር እቲ ቀንዲ ክንቃለሰሉ ዘሎና ብዛዕባ እሱራትን ማይን ከይኮኔ ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ጌሩ ካብ ሳንክሽን ንወጽ ካብ ጸላእትና ሰላም ይመጽ እዩ እቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ::ሜሮን ብዙሕ ምስትውዐል የድልየካ አሎ? You need to read current affairs.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 ай бұрын
ደሕጂ ፈርስካ ዘለካ ፉሩሱ ሃገር ህዝቢ ንርስቲ ይውጋኣላ ኣንስትክብሃል ኣሰምኣካን ባህልን ሕግን አንዳቦና ሓደና ኣድላምና ክስታንና. ቀዳመይ ትላኤና ወዲ አንበይተይ ኣዳነሺ አቶ አስያሱ ኣፍወርቂ ኢትዮጵያ አዩ.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 8 ай бұрын
ሰሚዕኩሞዶ ዚ ዝተደናገረ ወይ ዝደንቆረ መንእሰይ ፡ ብጌጋ ዝመለአ ፡ሚልዮናት ዶላር ቢሻን ዛራን ኣበይ ኣሎ ባ በሎ ፡ ካብ ቁም ነገር ይሃድም ሎ ። እሞ ኩናት ባድመ መን ከም ዝጀመርባ ንገሮ ። ኣብ ጓል መገዲ ዳኣ ኮለል ከብለካዩምበር ።
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
🍉😋 #shorts
00:24
Денис Кукояка
Рет қаралды 3,8 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 56 МЛН
ዘተ ኤሪትራውያን #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla
1:24:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 23 М.
ድራር ምስ መንእሰያት
36:44
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 18 М.
ሜሮንን መንእሰያትን
48:49
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 54 М.
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН