ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ ጋሻ ሰጉደም ሚድያ _ Interview with

  Рет қаралды 41,773

Masra Media Int.

Masra Media Int.

2 ай бұрын

ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370
ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2024 Segudem Media

Пікірлер: 425
@jaguarb6307
@jaguarb6307 5 күн бұрын
The best hosting service from Tigray I don’t know if anyone agrees but he is for me.
@Desertflower-k6z
@Desertflower-k6z Ай бұрын
I love your accent ♥️ I can hear it all day. From Eritrean
@Ioveumam
@Ioveumam 27 күн бұрын
ማራ እስከ ኰፍ ኣለዎ እዚ ኣክሰንቱ✌
@TFYGMYMIT
@TFYGMYMIT 2 ай бұрын
አር ምጥዓምኻትኹም #ኣትኖ #ኣትሞ ይበል በእውነት። ወናይ ኻሕሳይ ዕጣቕ ካትገብሩ ህንደይ ምጥዓመ
@HermelaAraya-eu4jz
@HermelaAraya-eu4jz 2 ай бұрын
ገብረልኽ ግበርለይ እስኽለ🎉​@SaraTube-qb9tj
@abaynirie7153
@abaynirie7153 Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል አትን አቱም ትባሃሉ ተለዉ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@abaynirie7153ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤
@HermelaAraya-eu4jz
@HermelaAraya-eu4jz Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሽ ንስኽለ ግበርለይ
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ ድምፃዊት ሸገ፥ ራያ ትግራያና 😘ሰ💖ብ😘ለ💖
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤
@HayetTesfay
@HayetTesfay 2 ай бұрын
ኣጆኺ ሰብሊ ሽኮር ወዲ በላይ ትዓቢ ወጣት እያ እና ሞራልካ ግድን እዩ ከድልያ እና ብነፀላ ዜማ ክንደየናይ ከይትጉዳእ ዋ ፕሊስ ተረድኣላ ልዓቢ ቆልዓ ኣይቀየምካ እዩ ዋ ልንግስቲ ጠይቃታ ማለት ልኣኻ ጠይቃ ማለት እዩ እና ተጋግየ እየ ትብለካ ኣላ እና በድጋሜ ይቅርትኣ ተቀቢልካ ቱ ስራሕ ልደኸመትሉ ክልቀቅ ሓሳበይ ትድግፉ 👍 ግበሩ so respect girmay belay and seble kahsay🙏
@freberhe9501
@freberhe9501 Ай бұрын
❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@HayetTesfay
@HayetTesfay Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 ብ ጉያ
@AliAbdilhadye
@AliAbdilhadye 2 ай бұрын
ሰብለዋ ኣይዘኺ ተስፋ ድንሀኪ ቖልዓ የኺ ፈተና ገጣሚ ይኡ ይቅርታ ናፈላጣት ይኡ ጎበዝ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤❤
@gebremichaelgebru5538
@gebremichaelgebru5538 8 күн бұрын
Chele Dimstawit
@user-pd1wn6fi8y
@user-pd1wn6fi8y Ай бұрын
እሺ ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፅሩያት ትጋሩ አሕዋትና እሺ ካሕሳይ መስለ ሓዉና እስኪ ልከያኒ ከሙኡዉን ተጋዳላይ ጎቶኦም ገብሪየ አቅርበልና እልትቡሉ ላይክ ግበሩ❤
@Bahadnsani
@Bahadnsani Ай бұрын
ፅሩያት ራያ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 2 ай бұрын
ዓሳዲ ትግራይ ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሺ ክገብረልኪ እየ። ኣበይ ኢኺ ትነብሪ ? ኣበይ ኣለኺ?
@AXUM13
@AXUM13 2 ай бұрын
ዋይ አምላክ ይውሰድካ ሓሳድ ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ዕድመካ ይሕፅሮ ኣጆኪ ሓፍተይ ኣብ ሂውት ፈተና ዘሎ እዩ ኣጆኪ ማዓር ድምፃ 😘ተስፋ ከይትቁርፂ መጀመሪያ ሰሪቃ እያ ሰሪሓቶ ሰሚዐ ንዕኡ ይድግፍ ነይረ ይቅርታ 🙏 ብጣዕሚ ለባም ኢኪ ዝኩሉ ካሲሪኪ ይቅርታ ምባልኪ
@janyraga5203
@janyraga5203 11 күн бұрын
I love Raya accent, it’s the most sweetest Tigrigna accent
@Calvinbrooks2019
@Calvinbrooks2019 2 ай бұрын
@segudem Media, thank you for bringing this to light. This kind of transparency should be our cultural norm. Excellent interview with Artist Seble Kahisay.
@AbebaAbe-ru4fw
@AbebaAbe-ru4fw 2 ай бұрын
ጥዑም ላዛኣቶም #ኣቱኖ❤ ኣትሞ ኣነለ እግዚአብሔር እንድሒር ፈቕድዎ ካብ ብቆልዓአይ ድምነዮ ይኡ ባህለይ ካኽብር ባአካዳድና ብዝተፈላለየ መንገዲታት ባህለይ ካዕብይ ዓለም ብዓለሙ ባህልና ክፈልጦ ንስርሕ ይና ብስላም መሬት ዓዲና ያርግፀና ጥራሕ ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@user-gf6hv2lx9w
@user-gf6hv2lx9w 2 ай бұрын
ሰብልየ ጅግና የኺ ንቀፃሊ ብሸገ ግጥሚይ ዘማይ ሃምትመፅኢ ተስፋ ይገበር ክሳብ ሐዚ ዝፀነሐኪ ድግርም ዜማኺን እቲ ጥዑም ለዛኺ ግርም ዪ ዕድመን ጥዕናይ ይሀብኺ ዓሳድዋ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 Ай бұрын
ደስ ዝብል ላዛ ክብረት ዘለዎ መዓር ኣፍም ❤ደቂ ራያ ዓደይ 🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 2 ай бұрын
ኩኩፍቶ ኣደይ ጋል ኣደይ ደኺ ወለላይ 😮ሰብለዋይ ድምፂ መረዋ ኣጀብ ላዛኩም ደስ ክብል እስኺን እሲኩም ትባሃሃሉ ተለው ምጥኣሞም ኣይዛኹም ራያ ትግራይና ንቅድሚት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 Ай бұрын
@@merhawitmuaz1619 እሺ ዝያዳይ
@kalMHe
@kalMHe 21 күн бұрын
She has such a beautiful voice , I always listen to this song , much love from Eritrea!
@astro20400
@astro20400 Ай бұрын
Ayzeki welelay kulu ygatim eu.❤❤ Kahsay Mesele i respect u from bottom of my heart.
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤
@TsegaHadush-l2i
@TsegaHadush-l2i 19 күн бұрын
ብቱ ላዛኩም ምድያ ምቅራብኩም ደስ ኢልኩምን ካልኦት ደረፈት ለ ካባኩም ይመሃሩ
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ዝፈትዋ ድምፃዊት ሰብለ ከሕሳይ❤❤❤❤❤❤❤
@AmonInfotainment
@AmonInfotainment 2 ай бұрын
#ዳብ_ሰብለዋይ 😍😘😇 ሓዩልኒ ፍቅሪ......ኣስካሕክሒኒ 🙄 ናዙሓጋይ.....ሙቐት በርቲዑኒ 🌞 ምሽይ ክብል....ድንሆ ኣሳሓይታ 💦 ጥውይ ብልኪ.....ንዒ ብሸላሕታ 🤭 ትጓጓይለ......ክኮነኪ ኩታ፣ 😇 ፍግም ልኣነ 🤗 Åmøñ øfflínè ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Kid natey eya wa negirekaleku
@Geeztube21
@Geeztube21 2 ай бұрын
ብዙሕ ክእለት ብቃዓት አይ ለለዋ በይዛካትኩም ብልተካአለኩም ዋላ ብሞራል አዮኪ አለናልኪ ብምዋል ሓግዝዋ ተጋሩዋይ❤
@user-gc5ob3nk9h
@user-gc5ob3nk9h Ай бұрын
Good voice ,and we expect your own work😮
@AbebaAbe-ru4fw
@AbebaAbe-ru4fw 2 ай бұрын
ኣይዘኺ ስብለዋ እስኺ ተስፋ ፅባሕ የኺ ብዙሕ ስራሕ ምስራሕ ትኽእል የኺ ተስፋ ከይትቆሪፅ ኣብ ህይወት ድነሆ ይኡ ፈተና በተለይ ጀማር ምኻን ብዙሕ ይኡ ዳምህረካ እዚ ካምህረኪ ዳኣ ካድንነኪ የብሉይ ስብለዋ ሓደራ #ካሕሳይ መስለ#ለ ብጣዕሚ ነመስግን ፈታው ባህሉ ፈጣሪ ይሓልኹም❤
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 2 ай бұрын
ፅቡቃተይ ደስ ክትብሉ ፅብቅቲ ድምፃዊት ናይ ክንደይ ሰብ ህሉፍ ህይወት ልትንክፍ እዩ ብጣእሚ ኢና ናድንቀኪ ሰብለ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@NgstiBerhe-rm8ro
@NgstiBerhe-rm8ro 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጥዑም ድምፂ እዩ ዘለኪ ናይ ባዕልኪ ግጥምን ዜማን ሒዝኪ ክትመፅና ተስፋ ይገብር
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 2 ай бұрын
ጡዑማት ደቂ ራያ ትግራይ ኩርዓት ትግራይ ኢኹም
@haftomabadi
@haftomabadi 2 ай бұрын
ደቅ ዓደይ ፁሩያት ናይና መርኣያና ኹርዓትና
@user-pk7xg8dn3t
@user-pk7xg8dn3t 2 ай бұрын
አር ምጥዓምኻትኹም #ኣትኖ #ኣትሞ ይበል በእውነት። ወናይ ኻሕሳይ ዕጣቕ ካትገብሩ ህንደይ ምጥዓመ. ሰብለዋ ኾኾብ ራያና
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 Ай бұрын
ጎብዙ ቐፅልሉ!!
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@user-rz8iu5tx9w
@user-rz8iu5tx9w 2 ай бұрын
ጡዑምቲ ላዛ ሰብለ❤❤❤❤❤❤❤
@TFYGMYMIT
@TFYGMYMIT 2 ай бұрын
ይመችኹም ጋዜተኛ ኻሕሳይ ምስ ሸገ ሓያም ራያ ሰብለ። Mr kahsay am so respect to u and seble,
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ገረልካ እየ ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@user-eu1jm6gt7l
@user-eu1jm6gt7l Ай бұрын
ራያቶት ❤❤❤ሸገታት ሰብለዋ😘😘😘😘😘😘😘😘
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤
@diegrg4252
@diegrg4252 2 ай бұрын
ቃፅልሉ ርእስኺ ከይትድፍኡ ኹሉ ፈተና ይኡ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤
@user-fg7px6nr1p
@user-fg7px6nr1p 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ጥዕምቲ ላዛ
@DanielZeru-bi4yp
@DanielZeru-bi4yp Ай бұрын
መላእ ትግራይና አትስማዕ ዘላ ተፈታዊት ደርፊ ለለየ ለለውማ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-tb6mk3vb7p
@user-tb6mk3vb7p 2 ай бұрын
እኝኳዕ ጓል ዓደይ ኾንኺ❤❤❤❤👍👍👍👍👍❤❤
@melesgebermedhin952
@melesgebermedhin952 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣይዛኽ ዓባይ ሰብ ❤❤❤
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 2 ай бұрын
ዓዲ ለተመስቀል እንድሕር ኸይድኹም ሓቂ ድዩ ካብ ውትድርና ንወዲ ራያ ኣፍቅራ ኣብ ራያ ትቅመጥ ነይራ ዝባሃል ሕተተልና ካስየ❤❤
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
ሰብለ ካሕሳይ ጥዕምቲ ድምፂ ኣጆኺ ኣብ ጎንኺ ኣለና ❣️❣️❣️🙏📌
@hadushhaftu363
@hadushhaftu363 Ай бұрын
ፀሓይ ጕሓት የኺ💗ሰብለየ ጓል ኣቡኣ ጓል ኣምባሳደር መንገሻ ረዳኢ ካባኺ ብዙሕ የአና ንሕሊ!
@user-wk3ed4tr2q
@user-wk3ed4tr2q Ай бұрын
ቃላት የለኝም እድሜ ጤነ ስኬት እመኝልሻለሑ
@user-rx4dz3df2j
@user-rx4dz3df2j 2 ай бұрын
Kahsay ብጣዕሚ የቀንየልና ወዲኖዋ ብዚ ቀፅለሉ ንሰብሊ ድማ long live በልልኝ
@abaynirie7153
@abaynirie7153 Ай бұрын
እምባሕ በሉለይ ደቂ ትግራይ ዓደይ!!!!!
@Bahadnsani
@Bahadnsani Ай бұрын
ደቂ ራያ
@abraham35371
@abraham35371 29 күн бұрын
❤❤❤ fqri zkonki habti
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 2 ай бұрын
My favourite seble shikorina keep up it sweet girl 🥰🥰🥰🙏🙏
@almazmichiel8531
@almazmichiel8531 9 күн бұрын
😍❤💪
@habegk3271
@habegk3271 2 ай бұрын
For both of you thank you for your hard work & keep it up your outstanding efforts and performance.
@mdvip967
@mdvip967 13 күн бұрын
❤❤
@tsgabuhyete4517
@tsgabuhyete4517 2 ай бұрын
Hello Seble , Ayzaki eza haftey btami yena nfotweki. Werki le bhawi tfotunu yeu dtkabere. For sure you will win , you are young with complete talent. Ms znabu abadi , haftom tsegay terta ab raya lul bota yeu dnheki. Respect your culture. You are better than everybody that is why they need to stand against you. Ezi hzbi gn ab gonki deam ab goni manm aykoney.
@user-mt2rt6ju6n
@user-mt2rt6ju6n Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-is2ll4kq9m
@user-is2ll4kq9m 17 күн бұрын
@Tsigeg12
@Tsigeg12 Ай бұрын
በርትዒ ኣብ ቀፃሊ ናይ ባዕለኪ ክትመፅእና ሺኮሪናታት ጥዑማት ላዛ💜💜💜
@user-xv8fu7xt9i
@user-xv8fu7xt9i 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@alleyesonme303
@alleyesonme303 Ай бұрын
ሎሚ ፈሊጠያ ንመዸመርታ ግዘ ሰሚዐያ ደርፋታታ ጉይላ ጉማየ ክትብል ከላ በጣም ቆንዾ ጎበዝ ❤ I like you beautiful and I wish you all the best ❤
@abrahamtekie1503
@abrahamtekie1503 Ай бұрын
ብሓቂ ጸሓይ ዝኮነት ቆልዓ ❤
@fsehadesta9760
@fsehadesta9760 Ай бұрын
ግርማይ በላይ ከርና ትጨማልቑ
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 ай бұрын
❤❤❤
@ararayinfotainment504
@ararayinfotainment504 29 күн бұрын
ምንቀኛ ትግራይን ትግራዋይን ካብ ርሑቕ እይመፅእን። ኣጆኺ ዛሓፍተይ እዙይ ሚሒር ከጠንክረክን ክስሕለክን እምበር ከበሳብሰኪ የብሉን። ሓቂ እዩ! ዝኾነ ይኹን ሰብ ንዓኻ ከየፍቀደ ወይ እዉን ናይ ባዕሉ ኣምሲሉ ስራሕኻ ክጥቀም ከሎ የሐምም እዩ። ኣነ ከምዙይ ዓይነት ኣጋጣሚ ገጢሙኒ እዩ ማለት ንሰብ ግጥምን ዜማን ሰሪሐ ኣብ ስቱዲዮ ኣእቲናዮ። እቲ በዓል ስቱዲዮ ድምፃዊ እዉን እዩ። ስለዚ እቲ ናይና ንብዙሓት ኣዋርሕ ከይወፀአ ፀኒሑ። ካብኡ እዚ ወዲ ካብቲ ናተይ ግጥሚ ክልተ መስመር መሪፁ ከም ዘለዎ ወሲዱ ቅድሚ ሕዚ ዜማ ጥራሕ ሰሪሑ ቅንብሩ ወጊኑ ግጥሚ ሰሪሑ ንኽኣትዎ ኣቐሚጡዎ ንዝነበረ ናይ ኣምሓርኛ ስራሕ ከም ናይ ባዕሉ ስራሕ ጌሩ ተጠቒሙሉ። ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታ ሹመይ የለን። እዚ ወዲ መሓዛና ስለ ዝነበረ ነዚ ስሕተቱ ዝፈለጠ ኩሉ ፀሪፍዎ ይቅርታ እኳስ ኣይሓተተን። እዚ ዝብለኩም ዘለኹ ስራሕ ኣብ ዩቲዩብ ኣሎ። ኣድላዪ እንተኾይኑ ሊንክ ከቐምጥ እኽእል እየ። ስለዚ እቲ ቃንዛ ይርደአኒ እዩ። ሰብለ ሓፍትና ትብሎ ዘላ ሓቂ እንተኾይኑ ግን ግርማይ ብጣዕሚ እዩ ተሳሓሒቱ ይብል። By the way, ሓደ ናይ ሰብ ስራሕ ልዕሊ 25 ዓመት እንተኣቑፂሩ ናይ ህዝቢ እዩ ማለት ናይ copyright ሕቶ ተቐባልነት የብሉን። ምንም ይኹን ምንም ግን ክንድዙይ ዝኣክል ርሕቐት ከይዳ እንዳለመነቶ፣ እንዳኣኽበረቶ፣ ክሳብ AA ከይዳ ብሽማግለ እንዳኣለሽቶን ይቅርታ እንዳሓተተቶን ዘይምስማዕ 'ይቺ ለቅሶ ከፍየሏ በላይ ነች' ነገር ትመስል። ነዚ ውልቃዊ ሪኢቶ ክንድዙይ ግዜ ወሲደ ክፅሕፍ ዘገደደኒ እቲ ትብሎ ዘላ ሓቂ እንተኾይኑ ብጣዕሚ ስለ ዘብሽቕ እዩ። ብኻሊእ ኣገላልፃ ናይ ግርማይ ወይ ናይቲ ካልኣይ ወገን ሓሳብ ስለዘይሰማዕኹ ማለት እዩ። ዝኾነ ይኹን ግን ነዛ ኣምባሳደር ባህልና ዝኾነት ሰብለ ሓፍትና ኣበረታቲዕና ብናይ ባዕላ ኦሪጂናል ስራሕቲ ንኽትመፅእ ክንገብር ኣለና። ኣነ ዝሕግዞ ነገር እንተሎ ድሉዉ እየ።
@haftamuhaleselassie
@haftamuhaleselassie 2 ай бұрын
number one media segudem media number one seble kahsay i like it
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j 2 ай бұрын
ዓሳዲ ትግራይ❤❤❤❤
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z 2 ай бұрын
ካሕሳይ መሰለ ብጣዕም እና ንፈትየካ ❤❤ሰብለ ዓሳ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራያብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z 8 күн бұрын
እሽ❤
@christewelde2948
@christewelde2948 Ай бұрын
ጽብቅቲ ደስ ትብለካ ንሳን ደርፋን❤
@user-be6zm5ik8h
@user-be6zm5ik8h Ай бұрын
ደቂ ዓደይ♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 Ай бұрын
Btaemi tesfa zelewa dmxawit qexlyo❤
@user-up7jp9co9p
@user-up7jp9co9p 2 ай бұрын
ካሕሳይ ዋ ብጣዕሚ የና ናመስግን ምኽንያቱ ድጠፈኡ ኣኽበርቲ ባህሊ ራያ ናብ መረበቶም ትምሊስለኻዮም ሰብለ ዉን ቓፅሊሉ ኣብ ጎኒኺ የና
@RoziRozi-yx1dr
@RoziRozi-yx1dr 2 ай бұрын
ኣሰይ ጡዑማት ኣትኖ❤ኣትሞ💗😍
@gessesesamuel1562
@gessesesamuel1562 2 ай бұрын
Nice Thanks
@shewittafere6061
@shewittafere6061 Ай бұрын
Good job our sister
@TadeEbayRayatube
@TadeEbayRayatube 21 күн бұрын
ሰብለዋይ ጂግና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 Ай бұрын
ሰብለዬ እንዲሁም ካሕሳይ ኽፎትወኹም❤😊
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
I feel in love with seble wedmesele please tell her ❤❤❤
@tinatadele5319
@tinatadele5319 2 ай бұрын
Don’t give up my sister challenge makes stronger. Just keep the great work. Things happen for a reason and take it as a positive step……much love and respect ❤ Raya Adey💛
@user-tp6rr4pw6s
@user-tp6rr4pw6s 2 ай бұрын
ብትክክል ግርማይ ድገበሮ ሃምቲ ካብ ሰልበ ትቃበለክዎ ሓሳብ ናይ ሕስድና ናይ ቅኒእ መንፈስ ከምዝኾነ የመልክት ብሓቂ እዛ ቆልዓስ ብዙሕ ነገር ደኽማ ለፍዓ ዝሰርሐቶሲ ህንዲ ክሕግዛ ከምዚ ክገብር ኣይነበሮን!!
@user-zx6vl3zu7i
@user-zx6vl3zu7i 2 ай бұрын
Brother I your hosting!!!!
@user-rr3pb2so9n
@user-rr3pb2so9n 2 ай бұрын
ብጣዕሚ የና ድናኽብረኩም ክልተኹም ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም
@user-we7ku5gi4p
@user-we7ku5gi4p 2 ай бұрын
አይዞኽ ሰብለ ካሕሳይ ብጣዕም ሸገ ሰራሕ ይኡ ድትሰሪሕለኽዮ ። ድ ግርማይ ምኽባሪኽረ አድንቀክ እሱ አብድቅፅል ሰራሕኽ ምድሕግዘክ ተሰፋ ይገብር ዳብ ልበናኡ ይመለሰ
@MarsLOVE-hi6he
@MarsLOVE-hi6he 2 ай бұрын
አይዘኺ ሰብለየ❤❤❤ ቑፅራ ዘለኩም ሰባት ሓሞኹም አቕሙጡለይ❤❤❤
@user-td1gx8dz7g
@user-td1gx8dz7g 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@felemaymeb7294
@felemaymeb7294 Ай бұрын
Best
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 2 ай бұрын
ኣይዘኺ ሰብለ ሓፍተይ ብጣዕሚ የና ንፎትየኪ ናኽብረኪ ብሓድሽ ሰራሕ ኣብ ቀረባ ማዕልቲ ትመፅእና ብሃንቀዉታ ንፅበ❤❤❤❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 2 ай бұрын
@SaraTube-qb9tj እሽኒ
@zayid5204
@zayid5204 2 ай бұрын
ጥዕማት ላዝ ደቅይ ዓደይ💊
@AzmeraDerbewGidey
@AzmeraDerbewGidey Ай бұрын
ኣይዞኺ ምንቀኛኻ ሩሑስ ይኹን ይብሉ ወለድና ኣይዘኺ ስርሒ እርግፀኛ ይአ ድሕሪ ሐዚ አብ ዓብይ ደረጃ ክትበጽሒ እኺ
@gual70enderta17
@gual70enderta17 2 ай бұрын
ጥዑም ድምፂ እዩ ለለኪ መዓረይ ካብ ሕዚ ከቨር ከይትሰርሒ ናይ ባዕልኺ ደርፊ ስርሒ ጭቕጭቕ ለይብሉ ባእሲ ለይብሉ ❤❤❤🙏
@shirealene4436
@shirealene4436 Ай бұрын
ፅብቅቲ ስኒ ወለላ
@ABEL1095
@ABEL1095 14 күн бұрын
ራያ ኣዶ ትግራይ ካብ ኣክሱም
@munatube2861
@munatube2861 2 ай бұрын
ሰበለዬ ዓሳዲዋ❤❤❤❤❤
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 2 ай бұрын
😂😂😂😂ሙና ዋ የኔ ኾላልት ረአይ ኹልል ቡሎኹ ሃም ሰካራም😂😂😂😅😮
@user-gr6kr6rc3j
@user-gr6kr6rc3j Ай бұрын
❤❤❤❤🌺🌺🌹🌹
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ deki rimey
@simretberhe9818
@simretberhe9818 Ай бұрын
ዛምበይተይ ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@Akezaabrha
@Akezaabrha Ай бұрын
Kahsay meselle ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤wawwww Yesssss❤❤❤❤❤
@konjosultan4086
@konjosultan4086 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AberaMolaGetaye-yi3bo
@AberaMolaGetaye-yi3bo 2 ай бұрын
ሰብለ ጎበዝ ነሽ በርችልን
@BirhamYirgs
@BirhamYirgs Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yonasdebesay8350
@yonasdebesay8350 Ай бұрын
ቃላት የብለይን ንሰብለ ዝኸውንሲ ❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ኣብ ናተይ ማዓረይ❤❤❤
@PpP-o4e
@PpP-o4e Ай бұрын
ኣጆኺ ሰብለየ ኾምኡ ናወደቕካን ናተልዓልካን እዩ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ገበረለይ ማዓረይ ኣብ ናተይ❤❤❤
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ዓሳዱ ራያ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@birhanugesese8746
@birhanugesese8746 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኽልና ኽብርት እና ብልፅት ጓል ዓድና እንኳዕ ብኽብር መፃእኽልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 61 МЛН
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
ሰብለ ሰብ  አዕቢዳ
12:09
ጭራ ኢንተርቴመንት (chura entertainment)
Рет қаралды 10 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 72 М.
ቃሉ ኤርትራዊ እዩ! ንምንታይ ከምኡ ተባሂሉ? ብምንታይ ነቢዑ?
7:00
La emociones de Bluey #歌ってみた #bluey #burrikiki
0:13
Bluey y BurriKiKi
Рет қаралды 33 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
0:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН
КАРОЧЕ НЕУДОБНАЯ СИТУАЦИЯ😱🔥 #shorts
0:45
ПОПОВИЧИ
Рет қаралды 3,7 МЛН
Крокодил получил по-заслугам! 😱
0:32
КиноСклад
Рет қаралды 4,8 МЛН