"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"

  Рет қаралды 22,049

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

4 күн бұрын

ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ከባቢኣ የብፅሖ ዝነበረ ግፍዒ ኣስካሕክሓ። ኣብ ጎረቤታ ንሓንቲ ወላዲት እንኮ ውላደን መንዚዑ እንትርሽኖ ርእያ ስና ነኸሰት። ናብ መረብኣ ኣትዩ ንሓንቲ ቤተሰባ እንትርሽና ሓረነት። ንወዲ 1 ዓመት ህፃን ወዳ ብእግሮም ረጊሖም ምስ ወቕዑላ ድማ ከም ነብሪ ንሂራ ተጋደለት። ኣብ ብርክት ዝበሉ ዓውደ ውግእ ብጅግንነት ተዃሺሓ ክሳብ መራሒት ጋንታ በፀሐት። ክልተ ግዜ ተማሪኻ ብተኣምር ወፂኣ። ዝማረኻ ድማ ወገነይ እትብሎ ትግራዋይ ምዃኑ ይገርም። ጎናጎኒ ውግእ ብፆታ እናሓከመት ካብ ሞት ኣድሒና እያ። ህይወታ ዘድሐነ ብፃያ ኣብ ዝባና ተሰዊእዋ ብኸቢድ ቃንዛ እናነበዐት ትዝክሮ። እዛ መደምም ዝኾነ ከምዚ 'ውን ኣሎ ድዩ ዘብል ታሪኽ ዝወነነት ዋዕሮ ተጋዳሊት ኢየሩሳሌም ገብረሚካኤል ትብሃል።

Пікірлер: 277
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 2 күн бұрын
እፍፍፍ ካልኣይ ሓወይ ዶ ትካን ብምታይ ክረክባ እባ ተሓበበርኒ ክጥይቃ ነይረ ወዲ ውቅሮ ከባቢ ተከኑ በጃኪ በጀኪ ክረክበኪ ምንም ኣይገብረለይ ግን በቃ ለዋገዐኪ ነገር ትነግርኒ ደልየ ነይረ ዝሓፍተይ ኣትጭክንለይ ብሱም ትብፃኪ ዋላ ብፅሑፍ መልሰለይ ዝሓፍተይ ፀሊም ወዲ ውቅሮ ተካኑ 😭😭😭💔💔💔💔
@rona7755
@rona7755 2 күн бұрын
እዞም ተጋደልቲ ትዲኤፍ ተዛሒቑ ዘይውዳእ ጅግንነታዊ ዛንታ እዮ እኒሀዎም። ዋውውው !! ትግራዋይ መንፈሱን ጅግንነታዊ ፅንዓቱ ፍሉይ'ዩ።
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 Күн бұрын
Ewe gin hji Kinger ayneberon
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 6 сағат бұрын
abey emoni ezi wedi shermuta abi ahmed endu azliqu emberi mulu b mulu kitdmsesa iyu niru eti medeb
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k Күн бұрын
ኡፍ ነብዓ ኣንብዓትኒ 😭ኣጆኺ ዛምቤተይ እንኳዕ እማ ብህይወት ተረፍኪ💜🙏 ዘለዓለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና💔🥺✊
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 күн бұрын
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተሪፊኪ ሑሉፍ ታሪኽኪ ንምዝራብ ኣብቀዐኪ🙏❤❤
@wediafterarizerayakob4933
@wediafterarizerayakob4933 21 сағат бұрын
ምስ ተጋዳሊት እየሩሳሌም ኣብ ሓደ ኣሃዱ ነይርና። ካብተን ቆራፃትን ደፋራትን ተጋደልቲ ሓንቲ እያ። ኩለ መዳያዊ ተሳትፎ ብምግባር ብፍላይ ኣብ ግጥሚ ፣ ደርፍን ተዋሳኦን ብምስታፍ ሰራዊት ናይ ምልዕዓል ክእለቱ ሉዑል ነይሩ። ደርፊ ኣውፂኣ እዉን ኣስሚዓትና እያ። ሲስ ከምዙይ ገይርካ ጀጋኑና ሃዲንካ ናብ ሚድያ ምዉፃኻ ከይናኣድኩ ኣይሓልፍን። ጀሪ እዉን ኣንቲ ጅግና ! በርትዒ ! ካብቲ ዝነበረኪ ባህጊ ጥበብ እዉን ንድሕሪት ከይትብሊ ፃዓሪ !🙏🙏🙏
@laseanjordan7196
@laseanjordan7196 Күн бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕረይ ሀዚ ካሕሳ ይሃብኪ
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 15 сағат бұрын
እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና💔🙏
@muluhailegiorgis9476
@muluhailegiorgis9476 2 күн бұрын
ዋይ ጓለይ። በቃ ፅባሕ ምስወግሐ ክድውለላ እየ። ክሕግዛ ድልውቲ እየ። ኣነ እውን ጓል ዕዳጋሓሙስ'የ
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 күн бұрын
ክቡር ሰብ ማዕረ ነብሱ የኽብር 👌🥰🥰🥰
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 2 күн бұрын
አይዞኪ እቲ ዝኸፍኤን መሪርን ክፉኡን አሕሊፍኪ ሓበኛ ስለ ዝኮንኪ ክወግሕ እዩ እሞ ሓቦ ሓዚ አይተስተማስሊ ድማ !!🤝🤝👏👏👏
@user-vv4es5xf9x
@user-vv4es5xf9x 2 күн бұрын
ኣይ ነብዓ ኣንብዓትኒ 😢ዋዕሮና እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ
@hdjf4
@hdjf4 Күн бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና 😢❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Күн бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ጀሰግና ሓፍተይ ክንደይ ሓሊፍኹም ደሃይ ዘየሰብሎም ኣሕዋተይ ኸ ኣበይ የሰህልዉ😢😢
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l 2 күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተርፊኪ ዋዕሮ❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Күн бұрын
ደምርኒ🙏
@tsegazeabhagos3395
@tsegazeabhagos3395 21 сағат бұрын
ስልኪ ቁፅራ ፀሓፈልና
@Plotmedia.
@Plotmedia. 20 сағат бұрын
0902840879 eyerusalem gebremikaiel
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Күн бұрын
እቲ ትግራዋይ ይብሉ ኣለዉ ገርምን ኣብ ትግራይ ክንደይ ፀላኢ ከምዘለዉ በቃ ኣይትፈልጡን ደኹም ያሕዝን ድቃሉን ፅግዕተኛ ከምዘለዉ ኣይንረስዕ ሐዝ እውን ኣለዉ ባዕልና ንባዕልና ያባእሱና ኣለዉ 😢😢
@sarayan525
@sarayan525 Күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተርፍኪ ዋዕሮ😢😢😢😢😢
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 9 сағат бұрын
ኣጀኪ ዛበይተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እንኳዕ ንስኪ ብሂወት ተረፍኪ ሰማእታት ትግራይ እዉን ሰማእት ቅዱሳን ይግበረሎም
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau Күн бұрын
ሰላማት ❤❤
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau Күн бұрын
ጅግና ዋዕሮ ❤❤❤💪💪💪💪
@MulubrhanWoldemariam-oq8uy
@MulubrhanWoldemariam-oq8uy Күн бұрын
ጀግኒተይ
@user-jc9tn5pu1x
@user-jc9tn5pu1x 2 күн бұрын
ኮርዕናልኪ ጀግኒት እምበር ዋዕሮ👍👍👍❤❤
@Nan-yn9il
@Nan-yn9il 2 күн бұрын
ኣጆኺ ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ❤❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Күн бұрын
እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ ❤ ደስ ዝብል ድማ ዉላድኪ ምላድ ፈጣሪ የዕብየልኪ ። ምቅርቲ የዋህ ብሓቂ ጀግና ❤
@alulaabanega9008
@alulaabanega9008 Күн бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኺ ጅግና ዋዕሮ ❤
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf Күн бұрын
አጆኺ ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@HdG-ul8ur
@HdG-ul8ur Күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገረም ሂወት እንካእ ብሂወት ተርፍክ ዛሓፍተይ ❤❤❤
@samrawitlisanu6396
@samrawitlisanu6396 Күн бұрын
ጀግና ነሽ እንኳን በህይወት ተረፍሽ 🙏🙏🙏የእናንተ ፅናት ይለያል ❤️❤️❤️
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 8 сағат бұрын
መጣም
@AgzitAraya
@AgzitAraya Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ ልገርም ጅግንነት
@meleytsegay
@meleytsegay 19 сағат бұрын
ሓቦን ጽባቐን ዝተዓደለት ዋዕሮ ❤❤❤❤
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Күн бұрын
ንጋል ዕድመ አይሕተትን ኣጆኺ ጀግኒት እንካዕ ብሰላም ተመለስኩሉ ንውላድኪ
@Btaddese
@Btaddese Күн бұрын
ኣጆኺ ምዓረይ ኩልና ንሓግዛ ነዛ ዋዕሮ ሓፍትና🙏❤
@SaraAsdf-q2s
@SaraAsdf-q2s 2 күн бұрын
Enqae dehan wexak mearyey from eirtra❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉selam tigray and tigray
@maron278
@maron278 Күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮና አጆኺ
@Tsgush-algahtamaa017
@Tsgush-algahtamaa017 Күн бұрын
እንካ ብሰላም ተረፍኪ ዋዕሮና
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 2 күн бұрын
ዋዕሮ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ 🙏❤❤❤
@AtakltiBelay-hu9xe
@AtakltiBelay-hu9xe Күн бұрын
ጀሚርካ ክተቋርፆ ዘይትኽእል ሳሓቢ ኣቀራርባ።ቀፅለሉ ሲስ ሓው
@mihretteklom54
@mihretteklom54 Күн бұрын
ጽብቅቲ ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hx3bc9zk8l
@user-hx3bc9zk8l Күн бұрын
አጆኪ ዛ ጎሌይ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Күн бұрын
ንቅሕቲ ዋዕሮ ጀግና እንኮ ብሰላም እንኮዕ ተረፍኪ ንብፆት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@tslalegebretsadk2956
@tslalegebretsadk2956 Күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ😢
@rahenarahena4566
@rahenarahena4566 Күн бұрын
ኣጀኪ ዋዕሮ 💔😥
@user-he9xr5vw2x
@user-he9xr5vw2x 2 күн бұрын
ዋዕሮና እንኳዕ ከህይወት ተረፍክ አይዞሽ የኔ እናት ❤😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 сағат бұрын
ብትግርይና ዘይትፅሕፍላ ኣምሓረይቲ ዲኺ ? ቆንዳፍ ኣምሓራ
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 23 сағат бұрын
❤❤❤❤ጂግና
@Btaddese
@Btaddese Күн бұрын
ክንደይ መከራ ሓሊፍኪ ናብዚ ታሪኽ ብጾትኪ ከትነግሪ ዘብቃዕኪ ተመስገን ፈጣሪ እዚ ታሪኽ ኮይኑ ኣብ መጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ።🙏❤ ክብሪ ንጀጋኑና🙏🕯
@user-pr6ye7zv5n
@user-pr6ye7zv5n 2 күн бұрын
ኣሰይ ናይ ብሓቂ ዋዕሮ እንካዕ ብሂወት ሃለኺ ምቅርተይ
@berhanalami806
@berhanalami806 2 күн бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤
@lisanutilahun4975
@lisanutilahun4975 23 сағат бұрын
ናይዛ ዋዕሮና ውዕሎ ቅያኣ ዝቃወሙ ወገናት ኣለው ከዲዕኺ ኢኺ ሓሳዊት ወዘተ ዝብሉ ሓሳባት ኣለው እሞ ውዕሎ ጀጋኑና ትውልዲ ዝጣራጠሮ ታሪኽ ከይሓልፍ ምፅራይ ተዝግበር ክብል ይደሊ ንመቕረብትን መዳለውትን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 3 сағат бұрын
ምፅራይ ኣየድልን ተሰሊፋ ግቡኣ ምፍፃማ ኡኹልዩ ።
@biniyamberhe8530
@biniyamberhe8530 Күн бұрын
ዋዕሮና✊✊✊
@zemenzemen4987
@zemenzemen4987 2 күн бұрын
❤ጅግና ጓል ጀጋኑ🎉
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y Күн бұрын
ክትስምዖ ዝኸብድ ታሪኽ ዝሰርሐ ጀጋኑ ታይ ሞ
@AbarahamKinfe
@AbarahamKinfe Күн бұрын
አሕሕሕ😢😭😭
@AbdoMohammad-ok8ii
@AbdoMohammad-ok8ii Күн бұрын
አሕ መራሕቲ ትግራይ ቃልናባ አይነዕብር ትመስዋእቲ እዚ አይንረስዕ ደም ዘይነብዐ እኮ የለን😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@thecash_4219
@thecash_4219 Күн бұрын
አጅክይ አለነ አወፅኡ ዘለነ ተጋሩ
@user-tz7if6zl9g
@user-tz7if6zl9g Күн бұрын
She’s hero ,kind, honest and loving young lady.God bless and protect our TIgrayans heroes/TDF/ and Tigray ppl .Don’t cry 😢. I know our young TDF fighters have a golden heart.
@MerhawitHagos-vj2nc
@MerhawitHagos-vj2nc 2 күн бұрын
ዋዕሮ ❤
@Geni__12
@Geni__12 Күн бұрын
ዃዕ ብሂወት ተረፍክልና እምበተዋይ🙏😢
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 8 сағат бұрын
ክትዕድሞም ከለኻ ሶፍት ቀርበሎም ንብዓት ኣይቀርን ዝርኣዮም ብዙሕ ዩ 😭😭😭😭😭😭😭
@kidanehailu6344
@kidanehailu6344 7 сағат бұрын
ኤረ ብጣዕሚ ትገርም ጋዜጠኛ ኢኻ ንስኻስ ሶፍቲ እኳን አይተዘጋጅይን ገራሚሚ
@abrahamzekios5252
@abrahamzekios5252 Күн бұрын
Good thanks
@BhflhkkCjgjkui
@BhflhkkCjgjkui 2 күн бұрын
ኣጆኺ ዋዕሮና❤❤❤😢
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 3 сағат бұрын
ጅግና
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና 😭💔
@user-qb9gl6nc7o
@user-qb9gl6nc7o 5 сағат бұрын
ማዓረይ ኣበከያትኒ😢😢😢😢😢 ኣጆኪ ዋዕሮና
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h 2 күн бұрын
እኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ ፅሪተይ❤❤❤
@user-sx4gn1br2u
@user-sx4gn1br2u Күн бұрын
አጆኪ❤❤❤❤
@user-kr9kd5jx4z
@user-kr9kd5jx4z Күн бұрын
ጂግናኢኸይእዉነትጅግና
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu Күн бұрын
ኣጆኺ ዋዕሮና ❤❤❤😢😢
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@happytime3372
@happytime3372 2 күн бұрын
Bteami jigna zkonet wearo gual eya kemaki ybzha. She is hero God bless you. Love you ❤ im from eritrea 🇪🇷
@Edengirmay291
@Edengirmay291 Күн бұрын
Amselu
@Karneshmawi
@Karneshmawi Күн бұрын
ኣምሰሉ ጥራሕ ኢልኪ 😂 መሕፈር ወሽላኽ ከኣ እምበር ገጹ ትርሓቅ ናይ ነብሱ ጥራሕ ዘይገብር ከ እታ ባንዴራና እንታይ ኣምጽኣ ኣብዚ ዓፈና ገዛ 😂 ​@@Edengirmay291
@Amen499
@Amen499 9 сағат бұрын
​@@Edengirmay291 anti gul arawit shetan 😡😡😡👹👹👹
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 6 сағат бұрын
Kkkkkkkkkkkkk
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 6 сағат бұрын
beqa 2 gizi temarika kab I'd shabiya hadima keyda Kkkkkkkkkkkkkk
@ZahraAlmuteiri
@ZahraAlmuteiri 2 күн бұрын
❤❤❤❤
@dejenbahre6642
@dejenbahre6642 2 күн бұрын
ኣጆኪ ጅግና እኪ ብሓቂ
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau Күн бұрын
💔😭💔
@nuruahlamtuem1337
@nuruahlamtuem1337 20 сағат бұрын
JEGENA GUAL HEZEBI MEENTE HEZEBEKI ZEYRESAE TARIK SERIHKI!!! THANK YOU!!!! WE ARE TEGARU!!!! VIVA TEGARU!!!
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 2 күн бұрын
ውይ ሓፍተይ ኡፍ 😢
@awethaile6231
@awethaile6231 Күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@rachelgirmay1290
@rachelgirmay1290 Күн бұрын
She is beautiful. God bless u.
@saramm8772
@saramm8772 2 күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ምቅርተይ😢❤❤❤
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 2 күн бұрын
ጠያይቲ ክትብል ድያ ፍረ ጥይት ትብሎ ዘላ ጥይት ኣይፈርን ይስራሕ እምበር እንቋዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮ ኣዴኽን ወድኽን ዕድለኛታት እዮም
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Күн бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ሓፍተይ 😢😢😢❤❤
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 2 күн бұрын
❤❤❤❤😢😢
@mulumulu3028
@mulumulu3028 Күн бұрын
WAERO Jegna enquae bhiwet temelski ember kulu kimetsie eu ❤🎉
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Күн бұрын
ንጋል ዕድመ አይሕተትን ከይጀመረት ትንፋስ ሕፅረት ጌርላ
@user-pi5fn5dl7i
@user-pi5fn5dl7i 2 сағат бұрын
ዝገርም ጅግንነት ክንድውለልኪ ኢና
@Idamesfinkidane
@Idamesfinkidane 2 күн бұрын
God bless you ❤❤❤❤
@MelakuMuley
@MelakuMuley 3 сағат бұрын
ኣይ ብፂት ❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Күн бұрын
ጀግና ዝሓፍተይ እኳዕ ተረፍኪ ❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️
@simon-jc6fs
@simon-jc6fs Күн бұрын
Jigna waero bselam mwxaki tahagse ❤❤❤
@user-cl8nc6ed9w
@user-cl8nc6ed9w 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 сағат бұрын
ዋዕሮ ተጋዳሊት ጓል ትግራይ ጽብቕቲ ኣንቲ ንስኽሲ ካብ ዓለም ብልፅቲ ናይ በረኻ ንህቢ ናይ ገዛ መብራህቲ ጽላልኪ ሞሞና ክርማኺ ከም ለይቲ ኣምበሳ በረኻ ናይ ምድሪ ንግስቲ ንሞት ትዕልሊ ሓሪንኪ ትዘምቲ ብፃይኪ ተድሕኒ ንስኺ ትሞቲ ፀላኢ ትቐትሊ ሓኒቕኪ ትጎቲ መን ኣሎ ከማኺ ኣንቲ ትግራወይቲ ብኣኺ ይግረሙ ክፉት ጸላእቲ ናትና ተትኸውን እንዳበሉ ምስቲ ኣቲ ዋልታ ሃገር ናይ ዓውዲ ምህርቲ ንጸላእታ ጨካን ንህዝባ ርሕርሕቲ ኣዮኺ ኣዮኺ ከይትነብዒ ሓንቲ ኣለና ኣብ ጎንኺ ኣይኮንክን ብሕቲ። ታሪኽን ጅግንነት ተጋሩ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀዲሕኻ ዘይውዳእ ውቅያኖስ፡ ጽሒፍካ ዘይብጻሕ ርሕቐት ሰማይ እዩ፡ ኮይኑ ግን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዛ ግጥሚ ንሓፍተይ ተጋዳሊት ኢየሩሳሌም ገብረ ሚካኤልን ከምኣ ንዝተሰውኣ ተጋደልትን ትዂነለይ።
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 күн бұрын
❤❤❤waero❤🎉
@maron278
@maron278 Күн бұрын
❤❤❤❤😭😭😭😭😭
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 2 күн бұрын
እንኳዕ ተረፍኺ መዓረይ 😢
@Judi533
@Judi533 6 сағат бұрын
Eyeru hafteyy dro abeki s am proud of you mearey😭💔
@SamertAbay
@SamertAbay Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-hn6zg8fq9q
@user-hn6zg8fq9q 2 күн бұрын
ጅግና ሓፍተይ ፀላኢኪ ይንባዕ ኣጆኪኣብጎንኪ ኣለና።
@BrahnDesta
@BrahnDesta 8 сағат бұрын
ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ኣጆኪ ማዓረይ
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 2 күн бұрын
God bless you my darling daughter.
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 2 күн бұрын
Hero gentle daughter Tigray
@mengustuberhane4948
@mengustuberhane4948 14 сағат бұрын
ኣጆኪ Mearey🙏😍
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 Күн бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግናና❤
WHO DO I LOVE MOST?
00:22
dednahype
Рет қаралды 77 МЛН
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 89 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 7 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 38 МЛН
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
DEH Engineering
Рет қаралды 9 М.
"ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ንዓለም ዘቃለዐ ጅግና!"
58:29
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
"ካብ ባዕኼር ክሳብ ሱዳን ዝተዘርገሐ መርበብ ሞት. . . "
52:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 35 М.
"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"
33:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
Бросила дочку и мужа 🤯
0:35
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 2 МЛН
Время летит быстро 😱
0:19
НЕБО - СПОРТ И РАЗВЛЕЧЕНИЯ
Рет қаралды 1,7 МЛН
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
0:30
MacDannyGun
Рет қаралды 25 МЛН
ХЕЧ БУЛМАСА МЕХНАТГА БИТТА ЛАЙК БОСИНГ #2024
0:10
Муниса Азизжонова
Рет қаралды 5 МЛН
Can this capsule save my life? 😱
0:50
A4
Рет қаралды 37 МЛН