No video

ድልየት ታህጻን ክትሕጎስ ድልየት ታወላዲት ግን ክትድሕን ትምሕረት ካብ ጎይታ ትልውሃት ካባኩም

  Рет қаралды 14,506

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 140
@fotofoto378
@fotofoto378 Ай бұрын
የቀኒይኹም ፀጋይ ሓወይ ክብሪ ምስ ሞጎስ ኣማሊኡ ይዓድልኹም ንዝብርከቱ ድማ እግዛብሄር ብዝወፀ ይተካኣሎም 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 17 күн бұрын
ድንግል ማርያም ካብ ኩፉኡ ትሓልካ መምህር ፀገይ ሓወይ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Ай бұрын
ቀደመይት በዕለይ ዘሃብክም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዓምዲ ወርቂ ይፀሓፈልኩም ተብፅሑ ዘለኩም እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብክም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብክሞ ይክፈለልክም ከምት ከማይ ዝበልና እውን ዓይኒን ልብኒ የብረሃና ከምዝይ ክንብር እግዚአብሔር ኣምላክ የሓግዘና ከምተ ከማይስ ይሕሎዶ ጨካን💔💔😢 ተዓድልኩም በረከት ዝትክፈሉ ዘለኩም መንፈሳዊ ቅንኢ ቀንአ❤🎉
@dfgsrf
@dfgsrf Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፁኑዕ የርግፅካ❤❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
አሜን ምርቃካ ይብፃሓዮ 🙏🕊❤️
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ገዳም ሚድያ:- ብሠናይ ተግባርኩም ብጣዕሚ ተሓጉይሠ። ኩሉኹም ገበርቲ ሠናይ ተባረኹ።
@amelworkdesta4601
@amelworkdesta4601 Ай бұрын
ጥኡመ ልሳን መምህር ጸጋይ ዘርካ ቡሩኽ ይኹን🙏 ሐንቲ ሀሳብ አላትኒ ብዚ ክረምቲ ናይ ነጻ አገልግሎት ብክረምቲ ተዝጅመር ንስኻ ከም ትገብሮ ዘለኻ ንአሸንዳ ንክረምቲ ቫኬሽን ናብ ትግራይ ዝመጹ ሰባት ተወለድቲ ትግራይ ቡዙሀት አለውሞ ወገናትና ወላ ንሀደ ሰሙን ማቃለልና
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
እሰኪ ብዋትስአፕ ኣረድእኒ 0914387899
@selamasgodom4226
@selamasgodom4226 Ай бұрын
ናብ ናይ ስነኣምሮ ሕክምና ውሰድዋ ሓደራ ክትሓዊ ታክእል እያ
@user-jp1im9qb3i
@user-jp1im9qb3i Ай бұрын
ብዝወፀ ይተካኣልኩም ዝሃብኩም ንመምህርና ደሞ ዕድመን ጥዕና ይሃብልና ❤❤❤❤❤
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 27 күн бұрын
ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልዉኹም ክቡር መምህርና ምስ መሳርትሕኻ ❤
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 Ай бұрын
Ezgbeher adimen tianani yhabeka memeher na dom zkidinkum tianani yfetirla eta kolea Gena betiami ya tihezin Ezgbeher mesian yakun ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 Ай бұрын
ገኒ ና መምህረይ እና ባልደረቦችህ እድሜ ከጤና ጋር ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
አሜንንንን❤🎉
@MuluGermay
@MuluGermay Ай бұрын
❤❤❤❤ሕማምኪ ቀንጢጡልኪ ይኪድ ዝሐፍተይ❤ዋሀብቲለ ሐሳብ ልብኩም የስምረልኩም
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እንታይ ከም ዘበለኩም ጠፍአኒ ብሓጎሰ ኣብዚ ሰራሕ መስታፍ ከመይ ዘበለ ትዕድልቲ እዩ ብሓጉሰ ነብዐ😢❤❤❤
@felegbelay888
@felegbelay888 Ай бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፣ ሕማቕ ኣይግጠምኩም።
@GgBa-xp2vv
@GgBa-xp2vv Ай бұрын
ድንግል ማሪያም ከብ ክፉኢ ተሓለየኻ❤❤❤
@user-yt4jw5bs5d
@user-yt4jw5bs5d Ай бұрын
አምላኽ ይሃብኹም 🎉🎉
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@adwsdas25
@adwsdas25 Ай бұрын
👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tgitsge7636
@tgitsge7636 Ай бұрын
❤❤❤❤ኣሰይ ዕልልል🎉🎉🎉 አግዛቤሄር አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 Ай бұрын
Amlak edmen tenan yhabkum❤
@user-yi7ri1ss8h
@user-yi7ri1ss8h Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፁኑዕ የርግፅካ ዛሓወይ🎉🎉🎉❤❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Ай бұрын
Girma tekedenu bizkedkimwo adey maryam misakum tikun 🙏🙏😍❤️ bitahgas😢😢
@GDh-kz2tu
@GDh-kz2tu Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላኽይ❤🙏❤️🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Bitaniya12
@Bitaniya12 Ай бұрын
Kab egziabher abi ዓስቢ aleka memhr Xegay etom b genzeb thgzu genzebkum ybarko medhanialem
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Ай бұрын
እግዚብሔር ኣምላክ❤❤❤ፀጋኻ ያብዘሐልኻ❤❤❤ ፀግሸይ ኣባቦ ዉፃዓት❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
አበየት ትስርሕዎ ዘለኹም ስራሕ ብምንም ዓይነት ዘይርከብ እዩ ስንቅኹም ሒዝኩም አብ ቅድሚ አምላክ አቤት ትዕድልቲ ተባረኹ ዝወለድክምዎም ይባረኹ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-oq8qo7gc5b
@user-oq8qo7gc5b Ай бұрын
Tegay hawey teguu yebzehelka Tawete tyon msaka tkun ❤❤❤
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ሓይልክምን ቅርሽኩምን ይባርክ❤
@user-jr1vh8mi7m
@user-jr1vh8mi7m 25 күн бұрын
I’m a hot mess here! Lord please keep our sister in heart!
@user-ns2wg8nv1e
@user-ns2wg8nv1e Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ነዚ ሰናይ ነገር ዝገበርኩም ብዝወፀ ይተክአልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤
@thfghrhgg2879
@thfghrhgg2879 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@goodplaza795
@goodplaza795 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ❤❤❤❤🥰🥰🥰
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 Ай бұрын
ሓው ጸጋይ ብዛዕባ እቲ ቁሸት ኮነ ዓዲ ሙሉእ መረዳእታ ተተላልየና ጽቡቅ ይመስለኒ።
@haset1987
@haset1987 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e Ай бұрын
❤❤❤
@NNNN-tt3gp
@NNNN-tt3gp Ай бұрын
Girma tekedenu
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wskn7283
@wskn7283 Ай бұрын
ነውሕ ዕድመ ይሃብኩም መምህረይ❤
@RahwaGEBREGZABHIER
@RahwaGEBREGZABHIER Ай бұрын
Aedmn tanen yehblayy
@deradubai1754
@deradubai1754 Ай бұрын
ብሩካተይ
@MebartMehari
@MebartMehari Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ዕድመንን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰናይ ግብሪ ዝገበርኹም አሕዋተይ ኣብ ኣፀደ ገነት ተፂሕፉ ይፅናሕኹም ክብራተይ ❤❤❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 Ай бұрын
👍👍👍👍
@mebratbanki5836
@mebratbanki5836 Ай бұрын
Egzabeher yhabkim ahwatey mearey ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@user-pi7oy7hi4z
@user-pi7oy7hi4z Ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi Ай бұрын
Egizabihar amilak tsegue yebizahilikum ahiwateyyy❤🙏🙏🙏
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ፀግሸይ ፅዮን ኣዴና ምሳካን ምስ ሙሉእ ስድራካን ብሰማይን ብምድርን ደስታ ይዓድልካ ዝሓዉይ ከማካ መናእሰይ ይስርቁ ይቀትሉ ንስካ ግን ኣብ ቅዱስ ስራሕ ትዕድልቲ እዩ ኣደ ወሊደ ትበል ፍፃሜካ የፀብቀልና
@lemlemas4783
@lemlemas4783 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ገ.ሚ. ሽም ናይ'ቲ ዝኸድካዮ ዓዲ ዞባ፣ ጣብያ፣ ቁሸት ኣይትረሥዕ።
@user-qp5hj9mc8k
@user-qp5hj9mc8k Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. ✝️😢🙏🙏🙏🍀❤️
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 Ай бұрын
ገኒ እህቴ ታድለሽ በመልካም ስራሽ ተባረኪ በሠላም ወደ ነ
@qrffuyr963
@qrffuyr963 Ай бұрын
Edmey tenay yihabka fetari memhrey ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@comceill6635
@comceill6635 Ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-uq9hz5ss4e
@user-uq9hz5ss4e Ай бұрын
Aseyyy mkrti takola des ketbelka alayet adia nedeki mehret yewurdela ❤❤❤
@merrytsigab5505
@merrytsigab5505 Ай бұрын
No words beka kab kalat bilaeli eu egzaber ybarikum kemakum yebzhalna❤❤
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
ሰላም ፀግሸይ ብሩከይ አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኹም ንወለዲ እግዚአብሔር ሓይሊ በርተዐ ይሃቦም ክብርቲ ሓፍተይ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ 🙏🕊 ፀግሸይ ብሩኽ ሓወይ ሓንቲ ማዓልቲ እግዚአብሔር ፈቂዱለይ ብሰላም ካብ ስደት ናብ ዓደይ ተመሊሰ ሓንቲ ማዓልቲ ምሳካ በረከት እግዚአብሔር ክካፈል ይምነ ሓወኒ 🙏🕊❤️❤️❤️
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
እወ አነ ውን ክፅበይ እየ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Ай бұрын
@@gedamtube እሺ ዝሓወይ አምላክ ንመሬት ዓደይ ንምርጋፅ የብቃዓኒ ከመይ ድየ ቅንእ ዝብል መስለካ ብሩኸይ ብስራሕካ ቅዱስ ቅንኢ በተለይ ክትምረቅ ከለካ አሜን እንዳበልኹ እየ ዝውዳኣ ምሳካ እናተጫረትኹ አብዘይ ደከምክሉ ምርቃ😁😁
@SameeraSameera-lf2hz
@SameeraSameera-lf2hz Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@user-oq8qo7gc5b
@user-oq8qo7gc5b Ай бұрын
Temesgen medhanalem ms klatkum yun ❤❤
@user-pr8bm3iv9o
@user-pr8bm3iv9o Ай бұрын
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 Ай бұрын
እቲ ዝሓሸ አማራጺ ቶዮታ ዝዓይነታ ፒክአፕ መኪና አብ ዓዲ ብቀሊሉ ክትዕረን ንነዊሕ ግዜ ክተገልግልን ትኽእል ካብ ኣዲ ውሽጢ ካብ ዝርከባ መኻይን ብትንቃቀ ተትግዛእ ዝሓሸ ይመስለኒ።
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
ሰናይ ሓሳብ መን ይስዓባ ዛ ሓሳብ
@swswots6782
@swswots6782 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ለለዎ ትሕትና ብጣዕሚ እዩ ፉሉይ❤ኣምላኽ ኣብልኸድኻዮ ይከተልኻ መዓረይ ንሕና ድማ ልምሕጋዝ ኢድና ይፍተሐልና ፈጣሪ👏
@SameeraSameera-lf2hz
@SameeraSameera-lf2hz Ай бұрын
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ድሌት ታ ህፃን ታX . . እታ ትምሕረትX . . .እቲ ምሕረት ትልውሃትX .*. . እቲ ለውሃት
@gfeeghgdjj4413
@gfeeghgdjj4413 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@Mizan-tn6ch
@Mizan-tn6ch Ай бұрын
Wowwwwwwwwwwzereba yelen er reaywoyu
@fryattsegay
@fryattsegay Ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@Salam-wh6gu
@Salam-wh6gu 17 күн бұрын
💞💞💞💞🙏🙏🙏
@rahmahrahmah9463
@rahmahrahmah9463 Ай бұрын
Tebareku ❤❤❤❤
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-bc1sy9mh7m
@user-bc1sy9mh7m Ай бұрын
ክብረት ይሃብኩም ክቡራት
@bestebeste5137
@bestebeste5137 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@SameeraSameera-ec9ox
@SameeraSameera-ec9ox Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-wr1pm1nh7h
@user-wr1pm1nh7h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q Ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏❤❤❤
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e Ай бұрын
❤❤❤❤❤👏👏👏👏
@user-ko6tf2xh6y
@user-ko6tf2xh6y Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣቱም ብጎኒ ኮንኩም ትህግዙ ዘለኩም ኩልኩም ዘይ ር ኣክሞ ፀጋ የብዝሃልኩም
@user-eo2nd5gr4h
@user-eo2nd5gr4h Ай бұрын
ትዕድልቲ ፈጣሪ መጨረሻኩም የፀብቀልኩም
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዙኹም
@user-hp1ud4iu1i
@user-hp1ud4iu1i Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ💓💓💓💓💓💓
@hjjj4317
@hjjj4317 Ай бұрын
እግዚአብሄር ዝፈትዎ ስራሕ
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey Ай бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኩም
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 Ай бұрын
❤❤❤😢
@BrhanBrha
@BrhanBrha Ай бұрын
Amlak bzwetse ytekealkum ❤❤❤
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e Ай бұрын
ኣምላክ ይደገፍኩ ፀግሸይ እሺ ተትብልስ ናፍጣሪኣ ማንጨለት ንክትሕፀብ ከምተናገርካኛም
@LovelyHotDog-ec5uv
@LovelyHotDog-ec5uv Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍
@user-nm5sk1hv4y
@user-nm5sk1hv4y Ай бұрын
😢😢😢😢😢❤❤❤❤
@user-dy2tr5bs4x
@user-dy2tr5bs4x Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@genetkebede3379
@genetkebede3379 Ай бұрын
Medahyiya edmey y 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ghhg1825
@ghhg1825 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@luwamabraham3190
@luwamabraham3190 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
@lemlemrezene8636
@lemlemrezene8636 Ай бұрын
🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤🇪🇷💐
@alemalem4421
@alemalem4421 Ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏😍😍😍😍🎉🎉🎉
@sarahhbashi4053
@sarahhbashi4053 Ай бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዝገልፀኩም ክቡራት ኣሕዋተይ
@user-mq7dx1oz5b
@user-mq7dx1oz5b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@betelihem823
@betelihem823 Ай бұрын
እዚ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ክገብሮኦ ዝነብረን እዩ።ማሕበር ድቂ ኣንስትዮ ንከምኤን ኣብጸገም ዘወድቃ ዲቂ ኣንስትዮ ክሕግዛ ዶ ኣይኮናን ስርሔን ።
@user-ur9qc4qe1y
@user-ur9qc4qe1y Ай бұрын
😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
13:56
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 7 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 13 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 35 МЛН
ክቡር ሽልማት ካብ ክብርቲ ወላዲተይ ሃንደበት
13:10
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
ዕልልል ንስድራ ስዉእ ገዛ ሰሪሕና ኣረኪብና ኣሎና
59:15
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 27 М.
ታ! ብጸገም ዝነበዕት  ስድራ ሕዚ ብታሕጋስ ነቢዓ
9:12
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 17 М.
🔴ቤት-ፍርዲ ጊሰን ሓድሽ ሓበሬታ/ጆን ብላክ ዝገበሮ ጉድ/22/08/2024
Himbol Media Extra ሂምቦል ሜድያ ኤክስትራ
Рет қаралды 1,4 М.
ዮአዳን (ክፍል 23)
30:49
ለዛ
Рет қаралды 258 М.
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 7 МЛН