No video

ታ! ብጸገም ዝነበዕት ስድራ ሕዚ ብታሕጋስ ነቢዓ

  Рет қаралды 17,228

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 184
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y Ай бұрын
ተመስገን ❤ ላይክ ዘይትገብሩ ባ እንታይ እዩ ፀገምኹም ሱቅ ኢልኹም ትወፁ ሰባት ይኽፈሎ ድዩ ኾይኑ በስመ አብ😢
@yduedydygsys
@yduedydygsys Ай бұрын
እግዛቢሄር ይመስገን እግዛቢሄር ታይ ይሳኣኖ😢😢
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Ай бұрын
😢😢😢❤❤❤ቅድመኻ እዝ ህፃን ስሑቁ ኡፉ ተመስገን❤❤❤😢
@user-ng5hd3rn6g
@user-ng5hd3rn6g Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ታይ ይስኣኖ ኣሕዋት❤❤❤
@milonmilon6338
@milonmilon6338 Ай бұрын
አቱም ወሃብቲ አምላክ አብዚሑ ይሃብኩም ብሩካተይ ክብር ሓዉና ፀጋይ አምላክ ይባርካ ብሩከይ
@mekdiyoutube
@mekdiyoutube Ай бұрын
ዝሃብኩም መድሃኒ ኣለም ይፅሓፈልኩም ኣሕዋተይ ❤
@user-ko4wo5gw6e
@user-ko4wo5gw6e Ай бұрын
ኣቱም ወሃብቲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኹም ብዝወፀ ይተክአልኹም ተመስገን ታይ ይስኣኖ😢😢
@smirhss4421
@smirhss4421 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ታይ ይስኣኖ ኣሕዋተይ መምህር እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ❤❤❤❤❤❤❤
@user-oj2zs7if8k
@user-oj2zs7if8k Ай бұрын
ስለቲ ዘይንገር ውህበቱ ንኣምላኽ ስብሃት ይኹኖ ❤❤
@RdIh
@RdIh Ай бұрын
ተመስገን ፈጣረ ንዝሃቡ ኣብዚሑ ይዉሃቦም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩክ❤❤❤
@solomongebrekristos3370
@solomongebrekristos3370 Ай бұрын
ዲያቆን ፀጋይ ኢዩ ሽሙ ሓወኒ
@helenhagos9195
@helenhagos9195 Ай бұрын
ኣሕዋት በይዛና ሼርርርር ንግበረሉ ኣይዘና ንባራታዕ ሰሳትና🎉🎉❤❤
@melataskal9201
@melataskal9201 Ай бұрын
እግዛቢሄር ይመስገን እታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ ተመስገን❤❤❤❤❤
@user-fd5us2oi5q
@user-fd5us2oi5q Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክ ታይ ይሰኣኖ ኣሕዋት ♥️🥰
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 Ай бұрын
እፍፍፍፍፍ እረ አብ ሓጎስ ዘሎ ሰላም ብክዩ ኣቡክይና ነይር ብቃደማይ 😢😢 ኣስይይይ ብዝወፀ ይተከእልኪም ዝሃብኪም ❤❤❤
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 Ай бұрын
ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ንዝሓገዝኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስቢ በረከት ሰጋን ነብሰን ይግበረልኩም❤❤❤
@user-hg9yp5ud3p
@user-hg9yp5ud3p Ай бұрын
ተመስገንፈጣሪኣሜንክቡራትወለድና❤❤❤
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk Ай бұрын
Nezom tsegemom teredikum thgzu zelekum amlak admen tanan yhabkum 🙏🙏🙏
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 Ай бұрын
ብዝወፀ ይተከአልኩም ዞም ኣሕዋተይ መምህር ፀጋይ ሓወይ ርእሲኩሉ የሕድርካ ንመምህር ፀጋይ 50ሽሕ ነብፃሓዮ ኣሕዋተይ❤
@gedamtube
@gedamtube Ай бұрын
❤🎉ፍቃድ ጎይታ ይኹን
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp Ай бұрын
አምላክ ብዝወፀ እግዚአብሔር አምላክ ይተከአልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ር ፀጋይ
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Ай бұрын
መሞህረይ😭🙏🙏
@kdstiKidu-bu7qt
@kdstiKidu-bu7qt Ай бұрын
ሙሉ ዝብሉኪ ከም ሽምኪ ምልኣት ይዓድልኪ ዝቀረኩም እውን ከምኡ ዝጎደለ ይመለአልኩም ንዝሃበ ይሃቦ ፈጣሪ ✝️🤲💞💞
@AelisaYouTube
@AelisaYouTube Ай бұрын
እሰይ እንካዕ ደስ በለኩም እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም አሕዋተይ 🙏🥰❤️
@mssalam3983
@mssalam3983 Ай бұрын
egezbhre yemsegan fiter mine yesnwel ❤❤❤❤❤❤❤❤💝💝💝💝🙏🙏🙏
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Ай бұрын
እትህቡ አብዚሑ ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ መትከለይ ስሒቁ ❤❤
@user-kz9vp1qk5b
@user-kz9vp1qk5b Ай бұрын
እግዚአብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም እሰኒ ተመስገን
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም😢🙏 ብዝወፀ ይተክአልኩም ኣሕዋት🤲
@user-lh6vc4hh8t
@user-lh6vc4hh8t Ай бұрын
ቀደማኹም 😢😢😢 እግዚአበሄር አምላኽ ብዝወፀ ይተካአልኹም ዞም ሓተይ🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ፀግሸይ ተባረኽ ዛሓወይ ብርክኻ ብርኪ ሓፂን ይኹን ማዓረይ ቃላት ያሓፅረኒ እዩ ናዓኻ አንደበት የብለይን🙏🙏💖💖💖💖
@Wahsey21dngley
@Wahsey21dngley Ай бұрын
ዝሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ንዓካትኩም ለ እግዚአብሔር ሓይሊ ይሃብኩም❤❤❤
@GDh-kz2tu
@GDh-kz2tu Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላኽይ❤🙏❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Ай бұрын
Temesgen eigizabher eintay yesano😢❤ memehry eidmen teina yhabka Maery kulukum 🙏😍
@user-hw1zn9jx6i
@user-hw1zn9jx6i Ай бұрын
ኡፍ ነብዐም የንብዕካ 😢😢😢😢😢
@MezgebeAmaha
@MezgebeAmaha Ай бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ ዝሐወይ
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
እግዚኣቤሔር፡ይመስግን፡ብመትከል፡ተጨኒቅና፡ነይርና፡ግን፡ከዚ፡እት፡ሕፃን፡ሲሒቁስ፡ሲሒቅና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BekiGmichael
@BekiGmichael Ай бұрын
ፀግሽ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ ኣብዛ መሬት ተጨኒቁ ዝነበረ ሰብ ብመጠኑ ጭንቀቱ ቅልል ኢልዎ ካብ ምርኣይ ምንም ዘዕግብ ነገር የለንሞ መድሃኒኣለም ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ የንውሓዮ ክፉእ ኣይርከብካ ዝሓወይ ❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ❤❤❤
@ggfgjgfh4263
@ggfgjgfh4263 Ай бұрын
ንቶም ዝሃብኩም ዕፅፍ ድርብ ኣቢሉ መድሃኒ ኣለም ይሃብኩም ዓስብኩም ብሰማይ ርከብዎ
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg Ай бұрын
እዝ ህፃን ሰሑቁ ተመሰገን❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 Ай бұрын
ትግራይ ሰብ ኣለዋ ኣሕዋተይ ክብረት ይሃብኩም
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. ✝️😢🙏😢🙏😢🙏
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 Ай бұрын
Memihr tsegay eti andebetka kindy yxiem ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-yl2ur5ne1t
@user-yl2ur5ne1t Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
ተመስገንካ፡እቲ፡ብሌውነኪ፡ልደረፍክዮ፡ላብ፡ማንጨሎት፡ቀየረልኪ
@ANEZEKIRSTOS
@ANEZEKIRSTOS Ай бұрын
እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን አሜን ፀጋይ ሓወይ ከምባህሊ እዩ እምበር ነብሰጡር ፀበል ትጥመቅ እያ እና ፀበል ከምትጥመቅ ንገሮም ኢኻ
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተከኤልኹም❤😢
@zxzx6334
@zxzx6334 Ай бұрын
አብዚስ ብዙሑ ሰብ ይርእዩ ሳብ ዓስተርተ ሽሕን ገለን ናራአክሞሲ ስብስክራይብ ላይ ሸር እንዶ ግበሩሉ ደቀይ አይንክፋአ ዋይ😢😢😢😢❤❤❤
@sikosilo7487
@sikosilo7487 Ай бұрын
Zihabikum egziabihar yhabkum asey anka dess belekum
@azbehagos2870
@azbehagos2870 Ай бұрын
ተመስገን ❤❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@deluvegu109
@deluvegu109 Ай бұрын
Ezgabiher yemesgen zehabkum dima ezgabiher yehabkum🥹🥹🥹🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@gebremeskelberhe9985
@gebremeskelberhe9985 Ай бұрын
መምህር ፀጋይ ፣ መልእኽተይ ከምዝበፅሐ ተረዲአ አለኹ ፣ሳላኻ እዙ አብ ከርፋሕ ናብራ ዝነብር ዝነበረ ስድራ ተስፋ ዘለዎ ናብራን እፎይታን ክረክብ አርሓ ስለዝኾንካዮ ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኻ ፣ አነውን ቃለይ አይዓጽፍን ብዝከአለኒ ንመትከል ኽሕግዞ ኢየ ፣
@Wedizom123
@Wedizom123 Ай бұрын
Hasab libka yesmrelka
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi Ай бұрын
temsgen amlak 🎉🎉🎉❤❤❤
@suhhd
@suhhd Ай бұрын
መትከል ፅሩይ ስሑቁ❤❤❤
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 Ай бұрын
ተመስገን አምላኸይ
@fotofoto378
@fotofoto378 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኬ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@user-sj2jo3iv9q
@user-sj2jo3iv9q Ай бұрын
መ/ር ነዛ በዓልቲ ቤቱ ትሪት የድልያ ኣሎ ነበዓል ቤታን ደቃን ሕድሪ በሎም ሽግርን ሓዘንን ኣብርእሲኡ ነብሰ ፆር እያ እዋይ ዝህዝብናስ ከም እንስሳ ኮይኑ ምስትውዓል የለን እመቤተ ብሰላም ትገላግላ 😢
@user-qd8ee8zt2g
@user-qd8ee8zt2g Ай бұрын
ብዝወፀ ይተከኣልኩም እቲ ጥዑም ቃላትካ ንቲ ሕዙን ፣ጉሁይ ልቦም ተስፋ ይኮኖም እግዚአብሔር ይሓልወልና ንዓካን መሳርሕትካን ኣቱም ተጋሩ ኣቲኩም ላይክ ፣ሳብስክራይብ ግበሩ ዩቱብ እዩ ዝከፍሎም
@aexum1597
@aexum1597 Ай бұрын
Nezhabe ezgabher abzyhu yhabo🙏🏾❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 Ай бұрын
ብዝወፀ ይተኸአልኩም ኣሕዋተይ ❤ኣምላኽ ይሓግዝኹም
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y Ай бұрын
ብዝወፀ ይተካኣልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ እግዚኣብሄር ኣምላክ እንካዕ ደስ በለኩም እመብርሃን ትሓልውካ ክቡር ሓውና ዶሞ ብሳላካ እዩ ዝኩላ ሓጎስ🙏💕💞🙏🙏🙏
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b Ай бұрын
አሰይይይ ተመሰገንን
@AfariAfari-ql7it
@AfariAfari-ql7it Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ ❤❤❤❤❤❤
@user-th8zy5gv5i
@user-th8zy5gv5i Ай бұрын
Tamasegane❤❤❤❤
@user-mx3nv3ik3k
@user-mx3nv3ik3k Ай бұрын
ዝሃብኩም ብዝወፀ ይተከኣልኩም ብዙሕ የትሕዝኩም ፈጣሪ ኣነ ውን ከማኹም ሓንቲ መዓልቲ ሰናይ ስራሕ ክሰርሕ ፈጣሪ ይሓግዘኒ 🙏ሳብስክራይብ ተሓባብሩኒ ብሩኻተይ😍😍😍
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Ай бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን ዝሀገዝኩ ኣህዋትና ኣምላክ ይመለኣልኩም መምህር ፀጋይ እግዚኣብሄር ብደቅካ ተሀጏስ ናይ ዝተፀገመ ንብኣት ሀባሲ ተባረክ ኣብዝከድካዯ ኣምላክ ይከተልካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja Ай бұрын
ኣነሲ ግርም ዝብለኒ ናይ መምህር ፀጋይሲ ካብቲ ስርሑዘሲ እቲ ኣንደበቱን እቲ ዘለዎ ኣክብሮቱን ገሊኦም ኣለው ሓደ ሓደ ንምንእኣስ ዘይኮነሲ ኣይመፀሎምን ይመስለኒ ስለምሕጋዞም እምበር ስለዘለዎም ነቶም ሰባት ዝህብዎ ኣተሓጋግዛ ብዙሕ ዘየድህብሉ ብክፍኣት ኣይኮነን መምህር ፀጋይ ግን ንቆልዓ ዘወደይ ንወላዲ ኣቦይ ንወላዲት ኣደይ ንዘይወልዶም ሓወይ ሓፍተይ ብምባል ድንን ኢሎም ከመስግኑ ተበሉ ትሕት ኢሉ ይርከብ ዘለዎ ቃላት ኣጠቃቅማ ከኣ ንሓጋዚ ዘሐጉስ ንተሓጋዚ ዘየሰክፍ ምስግና ንእግዝኣብሄር ዘቀድም ብቻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ መምህረይ እንድዋም ዘድንቀኩም ብዓድና መምህር ኣቱምዩ ዝበሃል
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 Ай бұрын
Egziabher ztemesgene ykun
@GgBa-xp2vv
@GgBa-xp2vv Ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም❤❤❤❤❤
@user-if2oz2wt9e
@user-if2oz2wt9e Ай бұрын
ዝሃበ እዝጊ ይሃቦ ❤❤❤
@user-fm9jr7ys1u
@user-fm9jr7ys1u Ай бұрын
❤🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
አግዛብሄር ብዝወጸ ይተካልኩም ክቡራት ኣሕዋት ❤️😍🙏🙏🙏
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላክ እሰይይይይይይ
@jvh580
@jvh580 Ай бұрын
እግዛኣብሔር ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ተመስገን❤❤❤❤❤🎉🎉
@Abeba1985
@Abeba1985 Ай бұрын
እዛ ሰበይት ግን ዚፈልጣ ይመሲለኒ፡ጎል፡መማህረተይ ተይኮነት አይትተረፊን እንካዕ አሔጎሰኩም
@FtyGhh-hm4gl
@FtyGhh-hm4gl Ай бұрын
እግዚ አብሔር ይመስገን ዝሃብኩም ኣብዝሑ ይሃብኩም❤
@salamb9556
@salamb9556 Ай бұрын
ዝሓብኩም ሓጎስኪም ይብዛህ ናብራኹም ይበርክት🙏🏽❤️
@ابوعلي-ر5خ
@ابوعلي-ر5خ Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam Ай бұрын
❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@drftdefs
@drftdefs Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@TigrayAdey-ug8sf
@TigrayAdey-ug8sf Ай бұрын
😢😢😢❤❤❤❤❤❤
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y Ай бұрын
Temesgen fetari yhabkum
@ghyu9291
@ghyu9291 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fdg761
@fdg761 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@eteneshmesfin3998
@eteneshmesfin3998 Ай бұрын
አንቱ ዝሃብኩም እግዚአብሔር ይሃብኩም ፀበል የህፅባ
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@user-mk6gv2dr7v
@user-mk6gv2dr7v Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@euffrirt4982
@euffrirt4982 Ай бұрын
መምህርይ ❤❤❤❤🎉🎉
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb Ай бұрын
ብዝወፀ ይተክአልኹም ክብራት ኣሕዋተይ ❤
@hiwet817
@hiwet817 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲
@user-wm5xz8hm5b
@user-wm5xz8hm5b Ай бұрын
Jegna hawey edme yehabka
@LulaTemi
@LulaTemi Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@adenmedhana9338
@adenmedhana9338 Ай бұрын
ለዚ : ቤተስብ : ያስባችው: ከማያልቀው : በርከቱ : እግዚአብሔር: ያስባችው::
@gualabaytigray
@gualabaytigray Ай бұрын
እዛ ኣዶ ብሓዘን ወዳ እያ ተረቢሻ ዘላ በይዛኺ ኣየዶ 💔
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@user-ti7hw5ec2r
@user-ti7hw5ec2r Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-fc7gj9su7q
@user-fc7gj9su7q Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gd6eq2yh4y
@user-gd6eq2yh4y Ай бұрын
😘😘😘😘😘
@wskn7283
@wskn7283 Ай бұрын
❤❤❤😢
@mebrahtomasgesom2148
@mebrahtomasgesom2148 Ай бұрын
Zkeberka hawna kbret yhabka ztetsegemu wegenatna thgzelna aleka gn ati genzeb kthbo zteazebu keyserkuwom bagbab nab banki kkon amakrom
5ተ ወሊደ 4ተ ዓቢዶም ኣነ ኻዓ ዓዊረ መን ይሓልወለይ
13:56
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 10 МЛН
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 8 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН
ዕልልል ንስድራ ስዉእ ገዛ ሰሪሕና ኣረኪብና ኣሎና
59:15
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 27 М.
መርዓና ኣርባዕተ ግዜ እዩ ተሰሪዙ  amazing love story of couple journalist
48:21
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 40 М.
ሓደ ዝዉላደይ ባ ተሰዊኡኒ መን ይሕረሰለይ በይነይ ተሪፈ
22:42
ናብራ ወገናትና መሪር ናብራ
38:42
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 10 МЛН