ዳንኤል ኣብርሃ እንታይ እዩ ዝሓስብ፧

  Рет қаралды 138,473

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 700
@ኾኾብዕባይዓጋመ
@ኾኾብዕባይዓጋመ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጥራይ ዘይኮንካስ ባዕልካ መምህር ኢካ ኣጆካ ቀፅሎ 😘
@መሪሕዕባይሃገረስብ
@መሪሕዕባይሃገረስብ 2 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝራእክዎም እንኮ በሊሕ መንእሰይ ሃገርና ❤️🇪🇷❤️
@asemeromasefha2270
@asemeromasefha2270 2 жыл бұрын
Nay bhqei 👑👑👑👑👑
@shamafena9322
@shamafena9322 Жыл бұрын
Bhaki meselchew !!!
@Mulue844
@Mulue844 2 жыл бұрын
ኣቤት ድፍረት ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረይ ጅግና ከማኻ ይብዛሑ ❤::
@kevindavis9419
@kevindavis9419 2 жыл бұрын
Teshlwo endy kk
@Mulue844
@Mulue844 2 жыл бұрын
@@kevindavis9419 nkgermeka mara eye texebyeyo
@venuduciel835
@venuduciel835 2 жыл бұрын
ናይ ምንታይ ድፍረት.?
@andomberaki4347
@andomberaki4347 10 ай бұрын
ወዲ መምህር ኢድመን ጢናን የሃብካ ሙዕቡል መንእሰይ
@andomberaki4347
@andomberaki4347 10 ай бұрын
ብልክዕ ኢካ ዘለኻ ዳኒ ወዲ መምህር
@girmaykidane7955
@girmaykidane7955 2 жыл бұрын
ጅግና ኢለካ ኣነ: ብዛዕባ ትግርኛ ቃንቃ ኣመታ ግበር ማይናስ ዝበሃል ወዲ ኣብዛ ዝሓለፈት ፊልም ቶታል ክርድአኒ ኣይከኣለን ኣነ በጃካ ገለ በለና ወዲ መምህር👍🏾👍🏾👍🏾
@ወዲቀሺ-መ6ኈ
@ወዲቀሺ-መ6ኈ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር እንጀራ እዝጊ ብላዕ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።እቶም ስነ ጥበባውያን ድማ ንግዝያዊ ረብሓኩም ክትብሉ ነዚ ኩቡር ባህሊ ዘይመልክዑ ኣይተትሕዝዎ።ኣብ ዓውዲ ስነ ጥበብ ከም ደስ ዝበለካን ከም ዝመሰለካን ክትከይድ ኣይከኣልን ኢዩ።ኣብ ውሽጢ ባህልን ስነ ምግባርን ሕብረተሰብ ኮንኳ ኢካ ብጥንቃቀን ምስትውዓልን ዝስራሕ።
@ዮርዲ-ኈ7ጠ
@ዮርዲ-ኈ7ጠ 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና መንእሰይ ትግራይን ኤርትራን ቡዙሕ ኢና ንመሃር የቐንየልና ኩቡር ሓው ቀፅለሉ 🙏🏻
@gma6633
@gma6633 2 жыл бұрын
Yeblkumun deyom zemheru ab tigray. Anyway don’t worry 😉 temahirkum seltinkum terah idena aytsebruna 😂
@bitowabrahaeri1159
@bitowabrahaeri1159 2 жыл бұрын
@@gma6633 ኣብ ስነ-ጥበብ ንሕና ንሓይሽ ኔርና ኢና፥ ትግራወት ከኣ ኣብ poletika ይሕሹ
@adamdebesai
@adamdebesai 2 жыл бұрын
@@gma6633 ወዲ መምህር እኮ ትግራዋይ እዩ። ንሕና ዋላ ኣብ ኤርትራ ንወለድ፣ መጀመርያ ተጋሩ ኢና። እዚ ግን ብቐሊሉ ዝዋሓጥ ሓቂ ኣይኮነን።
@ሃገርይትግራይሃገርይትግራ
@ሃገርይትግራይሃገርይትግራ 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ በሊሕን መስትወዓሊ ጅግና እካ ህዝብ ትግርኛ ደማ ባህሉን ክብርቱን ሓልዪ ዝከይድ ስብ እዪ
@TwYakob
@TwYakob 2 жыл бұрын
ዘዝሓለፈ ደንቆሮ እዩ ዝጻወተሉ ዘሎ ህዝብና። ጽቡቕ ገይርካ መሊስካሉ ዳኒ። እዞም ስነጥበብ ንሰርሕ ኣለና ዝብሉ ደቂ ዘመን ሓደ እዋን ክንዋራረድ ኢና።
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
ygermeka eyu ezis kea enber fruy donkoron hasawn eyu
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
ዓጋመ
@TwYakob
@TwYakob 2 жыл бұрын
@@adilabdulkadir9047 እሂ'ታ ዓኩዋር መዓኮሩ ሓጺቡ ኢዱ ዘርስሕ።
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
@@TwYakob ዓጋመ😂😂😂😂😂😂😂
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
@@TwYakob ዓጋመ ሳሕሳሕ ለኽባጥ ክስታናይ ቆንዳፍ
@ሲኩግዜዩመምህረይ
@ሲኩግዜዩመምህረይ 2 жыл бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ 🙏🏻 ከማኻ 1000 ይወለዱ ዳኒ ኣንበሳ 🙌👏❤️
@asmeretredae1213
@asmeretredae1213 2 жыл бұрын
Great job Dani you are the best teacher. I hope eritrean young generation learn from your videos and keep up. Happy new year and beal lidet⛪🙏🇪🇷🇪🇷
@MahderPro
@MahderPro 2 жыл бұрын
ሰላም ተኸታተልትን ኣፍቀርትን ማህደር ፕሮዳክሽን፣ ንዕቤትን ስፍሓትን መደባት ማህደር ፕሮዳክሽን ክተበርክቱ ምስ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጽቃጥ ክትሓብሩና ትኽእሉ ኢኹም። ንእትገብሩዎ ኩለንትናዊ ድጋፍ ኣቐዲምና ነመስግን🤗! www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 2 жыл бұрын
ዳኒ ንምንታይ ግን ንማይናስ ሪኢካ ከምዘይራኣካ ስቅ ኢልካ ማይናስ ወዲ ሽቅ እንዳበለ ባህሊ ብልል ኣቢልዋ እዩ ኣርሞ በጃኻ ።
@kahsayye8479
@kahsayye8479 2 жыл бұрын
@@rabababamrabababam5500 bravo ysamame eye ms hasabka ab qexali knxbeyo ena
@ashenafikahsay468
@ashenafikahsay468 2 жыл бұрын
ነቲ ነውሪ ክብሩ ማይናስ ካኣ ኣርሞ እስኪ ሰብ ተኾነ
@michaelisaacbisrat6928
@michaelisaacbisrat6928 2 жыл бұрын
ቅሰን ወዲ መምህር !
@wedifanus3836
@wedifanus3836 2 жыл бұрын
@hadishabreha2231
@hadishabreha2231 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ተግስጾ ወዲ መምህር፡ለካ ነዚ ደርፊ ዓድና ጸሊእናዮ ዘለና ባዓልዚ ዘበላሸይዎ ኢዩ keep up
@monalizagirma306
@monalizagirma306 2 жыл бұрын
ዳኒተይ ሓደ -ክንዲ "ሽሕ። ጫፍ ብልሒ 💎🔥 ንኩላትና አቀንዚዩናን አገሪሙናን ከምኡውን እንታይ ይብል አሎ ብዝብ አደንጺዩና ዝነበረ ዘረባዩ ሞ ሕልፊ ትርፊ መሊስካሉ ....ናሓደርካ ዓምብብ 🌍
@awettekeste1322
@awettekeste1322 2 жыл бұрын
ሓቂ ብሓቂ 100% ዳኒ። ንዕኡ ጥራይ ዘይኮነስ ነዓና ውን ሚሂርካና። Tnx😊
@girmayatsbeha7201
@girmayatsbeha7201 2 жыл бұрын
ናይዚ ዳኒኤል ዘረባ ምስ ሰማዕኩዋ ክጽበየካ ኢየ ጸኒሐ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዳኒ ሓወይ ኣውሒድካሉ ከማን ብጣዕሚ የመስግነካ ዳኒ ሃወይ
@Wedieritrea323
@Wedieritrea323 2 жыл бұрын
ብራቮ ዳኒ ! ናይ ብሓቂ ኩሉ እቲ ዘሕርቐና ዝነበረ ቪድዮ ክሊፓት በዓል'ዚ ዝሰርሑዎ ክኸውን ኣለዎ ! እዚ ሰብ'ዚ ካብ ስነጥበብ ሃገርና ክስጎግ ዘለዎ ሰብ'ዩ ! እቲ ርእሱ እንታይ መሊኡ ከምዘሎ ክርድኣኒ ኣይከኣለን ! ክብርታት ሕብረተሰብ እናፍረሰ ነቲ ሕብረተሰብ ዘንጸባርቕ ስራሕ ከምዝሰርሐ ከኣ'ዩ ዝሓስብ ! ነቲ ክብሎ ዝደሊ ሓሳባት ከማን ብግቡእ ከመሓላልፍ ዘይክእል ዓባስ ሰብ'ዩ ! ብዝኾነ ካብዚ ዝተረዳእኩዎ ነገር እንተሃልዩ ስነጥበብ ሃገርና ዘራይ ሰኢኑ መዐንደሪ ናይ ከምዚኦም ደኣ መሰሉ ዘይሓላፍነታውያንን ዘይሞያውያንን ሰባት ኮይኑ ከምዘሎ እዩ ! እዚ ከኣ ኣዝዩ ዘጉሂ እዩ !
@egeg4900
@egeg4900 2 жыл бұрын
Dani hawey thanks ጽብቕ ገሊጽካዮ። ናይ ማይናስ እባ ኣምጽኣልና በጃኻ ክጽበየካ የ። እቲ ቀንዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ሰብ እዩ።
@faniasli3707
@faniasli3707 2 жыл бұрын
Nay bhaike nay ezi maynas dyom zeblewo amxalna bejaka
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ 2 жыл бұрын
_ብሓቂ መም ኢካ ዳኒ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብዃ♥️_
@mebarlove
@mebarlove 2 жыл бұрын
ዓሽ ወዲ መምህር ረኽብካኒ ፡ቅድምሕጂ ስምዓያ ነይረ ፡ብጣዕሚ ድማ ሓዝነ ፡ ንዓና ዝድልያና ከማኻ በሊሕ ቡስ የድልይና ኣሎ ኣጆካ ቀጽሎ!!!
@Love-ur-self-1st
@Love-ur-self-1st 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ካብ Directing ሲ ቅድሲ ማርያም ምኻድ መድለዮ ምሕረት የውርደሉ ስለቲ ዘይ ውርዙይ ኣዘራርብኡን ኣተሓሳስብኡ የደንግጸካ .... Thank you Dani hawey I am proud of you!!!!!!
@saareafwerkie2163
@saareafwerkie2163 2 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር፥ role-model to Eritrean & Tigrean people! You are leading by example at such young age! God bless!
@ፈቃሪየንዘፍቅረኒ
@ፈቃሪየንዘፍቅረኒ 2 жыл бұрын
ዳኒ ሽኮር ጫፍ ብልሒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
ዓጋመ
@ኣብርሃምጽዮን
@ኣብርሃምጽዮን 2 жыл бұрын
@@adilabdulkadir9047 why you interesting you are no body it's not about your culture
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
@@ኣብርሃምጽዮን funny but i am from eritrea asmara who are you to ask dump
@adilabdulkadir9047
@adilabdulkadir9047 2 жыл бұрын
@@ኣብርሃምጽዮን you must be ዓጋመ
@ኣብርሃምጽዮን
@ኣብርሃምጽዮን 2 жыл бұрын
@@adilabdulkadir9047 but you're ዓካር ኣስላማይ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ክትገልጾ ቃል ዘይትረኽበሉ ጸግዒ ጥበብን ክብርን ዝኾነ ወዲ መምህር ኣገናዕ ኢለካ ኣለኹ። ቀጽሎ ብዝሓየለ መልክዑ። ከም ስነ ጥበባዊ ሰብ ኣኪብካ ከምዚ ዓይነት ጽዩፍ ንምስምዑ ዘጽልእ ባዕለገ ዘረባ ክብሪ ሕብረተሰብ ዘይብሉ ሰነፍ ኣተሓሳስባ ከመይ ገይሩ ዳይረክተር ኮይኑ እህህ። ተዘሕፍረካ ብመንእሰይ ምቅላድካ የሕፍር። መንእሰይ ማለት ግዙእ መስተን ጾታዊ ስምዒቱን ማለት ኢዩ ምባል ዓቅሚ ኣተሓሳስባኻ ኢዩ። መንእሰይ ናይ ለውጢ ሓይሊ ኢዩ ብዓል በሊሕ ኣእምሮን ብሩህ መጻእን።
@robelsemera8401
@robelsemera8401 2 жыл бұрын
ኡይ ኢዚኣም ድዪም ስነ ጥበብኘታትና 😭😭😭😭 ወዲ ሙምህር ግን የቀንየልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ዝሓወይ
@chanutsegehanes934
@chanutsegehanes934 2 жыл бұрын
በሎም #ወዲ መምህር ነዞም ጸረ ባህሊ ትግርኛ ዝኾኑ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ገና ሞኒተር ከማን ዘይኣኸሉ በሃማት። ብዝኾነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመትካ ይግበራ ወዲ መምህረይ ጅግና፧፨
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ በልሕ መስተውዓሊ ኣብዚ ዕድመ ዚ ከምዚ ዓይነት ልቦና ናይ ባሓቂ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዕድመይሃብካ ዝሓወይ
@yoditmehari6324
@yoditmehari6324 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስት አዩ ክብረት ይሃብካ ዳኒ ሓውና!!!
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ንፉዕ መንእሰይ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
@WediMeretaSebene
@WediMeretaSebene 2 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ከማይ ዶ ትኮኑ ብ ጋሂ ጣዕ ኢለ ባህልና እንዳ ረኣናያ ትፈርስ ኣላ ብሰንኪ እዚ ርእሲ ኩባያ 😭😥
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ኣጆካ ኣይትፈርስን ኢያ ።
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 2 жыл бұрын
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ የ ዝሓዝን ኣንታ ነዚ ጉሓፍ ማይናስ ዓገብ ዘይንብሎ ንዳኒ ዘይከውን ሽልማት ሂቦሞ ብቀዳማይ እዞም ናይ ኣፍሪቃ ኣዋርስ ወዲ ሹቅ ትብል ባህላዊ ወራር ጀሚሩ ባህሊ ኣሰቢብዋ
@hailegebray256
@hailegebray256 2 жыл бұрын
izi wedi bhigi hibreteseb kithaz kihtet alw ?
@afrahstars
@afrahstars 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረ ከማኻ ይበዘሐለና 😍 እዚኦም ባሀለና ከተፎኦ አዪም ቅጹሎ 😊😊
@samkid4829
@samkid4829 2 жыл бұрын
you are a brave and smart boy, thanks again for everything 👍. I wish you all a Merry Christmas and a Happy New Year 🎆 guys.
@paulosrezene8524
@paulosrezene8524 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ከማኻ ይብዝሑ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@hamdanali2927
@hamdanali2927 2 жыл бұрын
እዚ ሰብ'ዚ ብሕጊ ክታሓዝ ኣለዎ፡ ባህሊ ሕብረተሰብና ጠቕሊሉ ክጠፍእ ዝሰርሕ ዘሎ ምህሙን መንእሰይ ዩ፡ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
yes you are right kemziom asha dnkurna hizom hizbi ybklu
@bereketteklemaryam5073
@bereketteklemaryam5073 2 жыл бұрын
Nayzisi fluy ka fetat
@abrehethans7389
@abrehethans7389 Жыл бұрын
በስመኣብ ክትበልሕ ወዲ መምህር💚😊 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@trzatesfay4614
@trzatesfay4614 2 жыл бұрын
አቤት አገላልጻ ዳኒ ሐወይ እግዚኣቢሔር ይባርኽካ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
@aradomablelom
@aradomablelom 2 жыл бұрын
I am so glad to see such a brilliant yang man! Wedi Memhir you are an amazing person keep the good job you doing,
@michaelyemane2063
@michaelyemane2063 2 жыл бұрын
ጎበዝ ጽቡቕ መግለጺ ኢኻ ሂብካ::
@selamtesfu6030
@selamtesfu6030 2 жыл бұрын
Thank you so much for this educational video. Be safe Danny!
@jani3676
@jani3676 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተባዕ በዓል መትከል ከማኻ ይብዝሑ!!! በሎም ሕመሎም ነዞም ሰነፋት ጸየቕቲ ባህልና ።
@HAN-lx1nh
@HAN-lx1nh 2 жыл бұрын
ኣነ ብጣዕሚ እየ ጉህየ ዘለኹ በጃኹም ነዚ ሰብ ስእሉ ጌርና ካብ ስራሕ ደው ከብል ከምዘለዎ ተቃውሞ ንግበር ክቅጽሎ እየ ከኣ ይብል ስለ ዘሎ ገለ ንግበር ዓሕ ብደቂ ኣንስትዮ ክላገጽ 😢
@Sel_Sel1763
@Sel_Sel1763 Жыл бұрын
👏 👏 👏
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
ዳኒ ናይሕማመይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ❤️💞
@awethabte9045
@awethabte9045 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ
@filmonghide26
@filmonghide26 2 жыл бұрын
Wishing you a lovely Christmas season ,The gift of love. The gift of peace. The gift of happiness. May all these be yours at Christmas and a very Happy New Year!
@danilove9182
@danilove9182 2 жыл бұрын
Fili
@filmonghide26
@filmonghide26 2 жыл бұрын
@@danilove9182 danino
@filitik9335
@filitik9335 2 жыл бұрын
@@filmonghide26 wo bist du
@ባህራንተስፍይ
@ባህራንተስፍይ 2 жыл бұрын
ኣቱም ሳባት ክትመሃሩ ኢልኩም እንዳ ከድኩም ከመይ ጌርኩም ኢኩም ትጋገዩ ማለት እዚ ፊልሞን ዝበሃል ኣብዚ ☝️☝️☝️ላዕሊ ደሎ ሰብ ዝብሎ ድሎ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክሪስማስ ኣበይ ኢካ ትፈልጦ ብዛዕባ ክሪስማስ ከ ክንደይ ዝከውን ኣፍልጦ እዩ ደለካ🤔 ብዝኮነ ንስካ ውን ካብዚ ዳኒ ዝዛረበሉ ደሎ ወዲ መፍለይ የብልካን!
@filmonghide26
@filmonghide26 2 жыл бұрын
@@ባህራንተስፍይ ቅድሚ ኹሉ ሰላም ክብለካ ደስ ይብለኒ.ክንመሃር ዲና ካልእ ንነፍስወከፍ ዝርኢ"ተዓዛቢ" ይምልከት. ደሓር ድማ ኣብ christmas መዓልቲ ስለ ዘውረዳ ሰላም ኢለ. ዝተረፈ ካልእ እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ንምኻን ብዛዕባ Xmas ክትብል ግ ናትካ ኣባሃላውን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክቡር ሓው. ካልእ Xmas እንተ ኣሎ ድማ ካብዚ ወጻኢ ትፈልጦ ሓብረና እዚስ ኣሚነዮ ክነብሮ ዝጽዕር ዘለኹ እየ. ዝተረፈ ንስኻውን ኣካል ዳኒ ዝብሎ ከይትኸውን ንቃሕ.
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ነዞም ዝንቡዓት ሰባት ሓንሳብን ንሓዋሩን ከም ዳይኖሶር ተጥፍኦም ከም ዘለካ ክትፈልጥ ይግባአ። ጻማካን ጻማ ሕብረተሰብናን ትረክብ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብሪ ይግባኣካ ሓወይ።
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 2 жыл бұрын
ንማይናስ እዚ ጸያቂ ባህሊ ውን ከምዚኣ ተድልዮ ኣላ ዳኒ ቀጽሎ ኣይትታሓለል ኢካ።
@egeg4900
@egeg4900 2 жыл бұрын
ቀዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ደኣ ማይናስ እዱ
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 2 жыл бұрын
@@egeg4900 ናይ ብሓቂ 👍
@asemeromasefha2270
@asemeromasefha2270 2 жыл бұрын
@@egeg4900 ya biravo 💯
@solomongueshftwi8790
@solomongueshftwi8790 2 жыл бұрын
እድመ ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ወዲ መምህር ተባረክ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 2 жыл бұрын
እዚ ስነ ጥበብ ዘይኮነሲ ስነ ግህሰት ስነ ሓጥያት ስነ ጥፍኣት ስነ ውርደት ስነ ሞት ጥበብ ማለት ፋሪሃ እግዚኣብሄር እዩ ።
@teklittsion8652
@teklittsion8652 2 жыл бұрын
ትኽክል ጥበብ ማለት ፍርሃት እዚግኣቢሄር ኢዩ እዚ ግን ጥራሕካ ምውጻእ ከም ምዕባለ ወይ ድማ ከም ጽቡቅ ነገር ጌሩ ኢዩ ወሲድዎ ዘሎ ጽባሕ ብምብራስ ባህሊ ክንከሶ ምካና ኣይፈለጠን ዘሎ ኣብ መወዳእታ ግን ንሓፍቱ ጥራሕ ነብሳ ክሊፕ የስርሓያሞ እቲ ግብረ መልሲ ናይ ህዝቢ ኣብ ሓፍቱ ክሪኦ ምእንቲ ።
@fidleytube
@fidleytube 2 жыл бұрын
ነመስግን 💞👌
@medhanietsegezab7261
@medhanietsegezab7261 2 жыл бұрын
ዳኒ ዳኒ ዳኒ ኣነ ብዝሓዝኽዎ ቴልፎን ጌረ ሳብስክራይብ ክገብረልካ ምኻነይ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረካ ይፈቱ ክሳብ ንባህልናን ንዕቤትናን ንጌጋ ጌጋ እዳበልካ ትቃለስ ክሳብ ዘለኻ thank you dani
@roramedia3841
@roramedia3841 2 жыл бұрын
Waw Abet Belhi Neberelna 🎉💯❤️🇪🇷
@merathetewahdo2539
@merathetewahdo2539 2 жыл бұрын
💪🏾❤️ኩሉ ኣዘራርባኻስ በቃ ጽቡቕ ኢኻ ትሰማማዓኒ.
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ነዚ ህዝቢ ባህሉን ወግዑን ተሸርሺሩ ንኸይጠፍእ ብኹሉንትንኡ ብሱልን ተባዕን ወዲ መምህር ብምፍጣሩ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን።ንዳኒ ወዲ መምህር ንፍትሕን ሓቅን ንድሕነትን ንባህልናን ወግዕናን ብዓቢኡ ድማ መንእሰያትና ንኸጥፍኡ ብፍላጥን ብረብሓን ደው ንዝበሉ ተቢዑ ንዝዋጋእ ዘሎ ብሉጽ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብሉጽን ክቡሩን ሓው።
@ashenafikahsay468
@ashenafikahsay468 2 жыл бұрын
ንቁሕ በሊሕ መንእሰይ ከም ኣቦታቱ ኣጆኻ በርትዕ
@Tekle319
@Tekle319 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጽቡቅ ስራሕ ነዘም ንባህልናን ንሕብረተሰብናን ከባላሽውን ክጽይቁን ዝፉቱኑን ዝሰርሑን ከይትሕልፎም መክንያቱ ጥበብ ኮንባስ ና ክሳብ ዝኮነ ኣጀካ ቀጽሎ ካባክ ብዙዝ ስራሕ ኢና ንጽበ በርትዕ ዝሓለፈካ ቡዙሕ ኣሎ ሃሰስ በሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@emma6350
@emma6350 2 жыл бұрын
Love this dani! 2000 like 0 dislikes what an amazing young teacher!! Everyone is down with the idea.
@mahdereyemane2330
@mahdereyemane2330 2 жыл бұрын
How do you know 0 dislike? Because it doesn't show the dislike figure
@kaib5735
@kaib5735 2 жыл бұрын
@@mahdereyemane2330 hahhahahhahah
@brhaneabrham2543
@brhaneabrham2543 2 жыл бұрын
@@mahdereyemane2330 he doesn't know anything about the comment it doesn't appear
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 жыл бұрын
@@brhaneabrham2543 አቤት ሰብ ከተቋናጽብ
@brhaneabrham2543
@brhaneabrham2543 2 жыл бұрын
@@semharkahsay1946 I don't get it
@bentube1929
@bentube1929 2 жыл бұрын
ዳኒ ተባዕ 🙏ተባረክ👌💊
@cherkosteklebrhl8202
@cherkosteklebrhl8202 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ክብሪ ይብሃካ ወዲመምህር
@ኣቦይኣደይ
@ኣቦይኣደይ 2 жыл бұрын
ከጉህየካ😞😞 ሓሳቡ ዳኒ ወዲ መምህር Great job❤
@ገኒ-ፐ4ዀ
@ገኒ-ፐ4ዀ 2 жыл бұрын
ይበል ኣእሞሮ ወዲ መምህር እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤💝 ታሞ ትዓዘብቲ ገርምውም😁🤭🤭🤭ኩሎም ኣፍም 🙅‍♂️ሒዙም
@wediMaharemambesa
@wediMaharemambesa 2 жыл бұрын
Wedi senafe eyu eko 🤪🤪🤪smartboy mshi do 😁😁😁
@mewasitighebremskel1988
@mewasitighebremskel1988 2 жыл бұрын
Well doen wedi memhir Thank u for your respektfull comment 🙌🏾🙏🏽
@MT1898
@MT1898 2 жыл бұрын
"ክቡር ሰብ ክቡር ሓሳብ ይሓስብ፡ ሕሱር ሰብ ሕሱር ሓሳብ ይሓስብ።" ምስላታት ትግርኛ ክትከታተሉ ንትደልዩ ኣብዚ ኣለኩም።
@henitesfe4704
@henitesfe4704 2 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ቃላት ስኢነልካ 👌. ከምዚኦም ጻህያይ ስነ ጥበብ ዝኾኑ ዓይነት ሰባት ንክስልጥኑ ዕድል ኢኻ ክትቦም ዘይብልካ. ከይዓበዩ ካብ ስሮም ከትምሕዎም ጥራይ ዩ ዘለካ :: ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ. ከማኻ ዓይነት መንእሰያት እዮም ዘድልዩና ዘለዉ ::
@hameibrahim3732
@hameibrahim3732 2 жыл бұрын
😫😫😫😭 ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት መይቱ እተልናስ በዓል ዳኒአል ብዘይ ዕረፍቲ ይቅጥቁጡዉ ስለ ዝነበሩ እዮም:: ዘረባ እያ
@habtomhaileslasie1322
@habtomhaileslasie1322 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ ነዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ምንቅቃሕን ንስካ ሓደ ባህልን ልምድን ከይ ጠፍእ ትቃለስ ዘለካ
@rahelmariyam2326
@rahelmariyam2326 2 жыл бұрын
ለባም ዝሓወይ ኣጆኻ ቀጽለሉ ብዙሕ ይተርፈካ
@princeatimes4209
@princeatimes4209 2 жыл бұрын
ዋው ወዲ መምህር በርትዕ
@ashenafikahsay468
@ashenafikahsay468 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ናይ ባሓቂ ኢዩ ብዕሉግ ነውሪ ክብሩ ወዲ መምህር ግን ኣምላክ ወለድና የክብርካ ክቡር ሰብ ኢኻ
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ ወዲ መምህር ኣንበሳ ዳኑ ሽኮር
@እድቭቲህያቭነዴኣ
@እድቭቲህያቭነዴኣ 2 жыл бұрын
ጅግና ዳኒየይ ፅብቅ ጊርካ ሓደ ክንዲ ሺሕ ኢካ❤😍
@merhawimeasho6359
@merhawimeasho6359 2 жыл бұрын
ኣነስ ሓፊረ ብኡነት ሒፊረ ኣክንድኡ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዳኒ ሓወይ thanks ሙውቅ ምስጋና ካብ ኣዲስ ❤🙏
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ። ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃብካ። ንባህልና ብግቡእ ዘጽናዕካን ዝተላበስካን ሰብ ኢኻ። ባህሊ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ብምዕባይ ኢኻ ትመሃሮ። ንሕና ግን ዕድል ዲና ዘይገበርና ወይስ ልዕሊ መጠን ሰኒፍና፡ ባህልና ብግቡእ ከነንጸባርቖን ክንፈልጦን ኣይከኣልናን። ስለዚ ኣፍልጦ ብዛዕባ ባህልና ብከመይ ከምነዕቢ እንተትሕብረና ጽቡቅ ኔሩ።
@faniasli3707
@faniasli3707 2 жыл бұрын
Nay bhaike xebkite hasab eya bro ye
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 2 жыл бұрын
ወድ መ/ር ጅግና ኣቦ መንነት ትግርኛ ኣጆኻ በርትዕ ይብለኻ ።
@QuizMediaa
@QuizMediaa 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ወዲ መምህር ከምዚ ዓይነት ርኹስ ሓሳብ ሒዞም ከኣ ስነ ጥበበኛታት ኢና ይብሉ ከይሓፈሩ።
@hamiehamie
@hamiehamie 2 жыл бұрын
ኣንታ 'ታይ ዝበልዎ ሰነፍ ሰብ 'ዩ ። ግዜ ሂቡ ደኣ ኣይሰምዐካን እዩ 'ምበር፡ ብሓቒ ምተመሃረ !! ኣይትጥፋእ ዓርኩ ✌🏾
@ሕልናኣለኒ
@ሕልናኣለኒ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ድፍረትካ ደስ ኢልኒ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
@teamealem3824
@teamealem3824 2 жыл бұрын
ድፍረቱ ጥራይ ዘይኮነ ብቅዓቱን ብስለቱን ከማን
@HandInhand123
@HandInhand123 2 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ልደትን ዓመተ ዕብየትን ይግበረልና ኩቡር ሓው ዳኒ።
@biniam1467
@biniam1467 2 жыл бұрын
ኣንታ ኣነ ገሪምኒ ዘሎ ናቱ ዘይኮነ ናይ ሰዓብቱ እዩ!!! ክንድዚ ዘኣክል ጓሓፍ ሓሳብ ሒዙ'ስ ዳርክተር እየ ከኣ ይብል። ምግራመይ ወዲኤ! ብዝኾነ ዳኒተይ ሽኮር ኣድሪርካኒ እንጌራ እዝጊ ብላዕ።
@wedihabte3296
@wedihabte3296 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ኣምላክ ይባርካ ፡ በእምነትናን ባህልናንን ነውራማት ዝኮኑ ከም ጽቡቅ ወሲዶም መንእሰያት ዘባላሽዉ ዘለዉ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ኣጆካ ኣጋልጾም።
@venuduciel835
@venuduciel835 2 жыл бұрын
አዚ በሃም ፍጥረት እዚ ሓደ ካብቶም ብ dislike ኣሰኪሕካ ካብ ዝኾነ ንሕብረተሰብና ዝውክል ንጥፈታት ክጉሓፉ ዝግብኦም ኢዩ. Thank you Dani. Kemaka yibzhu.
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 2 жыл бұрын
ተባረክ👏👏💯✅
@wedighere2668
@wedighere2668 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሊሕ ቡሉጽ ወዲ ኤረይይይ
@AnkereNevergiveup-u1l
@AnkereNevergiveup-u1l 3 ай бұрын
Kemzi kemey seb yhlu do ykewun kab tzrgah leli 10 gize semieya . Kemu wun hmaq ksmani enkelo nay wedi memhr videotat eye zseme . Mknyatu tbatu :blhu kemu wun artiklet bzrdaka azerarba sile ztqem bahta eyu zsmani bzkone edme yhabka neana nknrebh .bravo ❤❤❤❤
@missyoumom8697
@missyoumom8697 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ገርካ ኢካ ገሊፅካዮ ዳኒ ሓወይ ቀፅልለሉ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 2 жыл бұрын
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ኣምላክ ወወሲኹ ፍልጠትን ጥበብን ይወስኸልካ ዝሓወይ
@temuzgiselomon3628
@temuzgiselomon3628 2 жыл бұрын
እዞም ዳኒኤል ትባሃሉስ ፍሉያት ኢኹም ገለኹም ተዐርዩ ገለኹም ተፍርሱ😜😜። ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ጅግና👌።
@sesinatey150
@sesinatey150 2 жыл бұрын
Kkkkkkkk.....
@gottistallesfurmich9957
@gottistallesfurmich9957 2 жыл бұрын
kkkkkkk
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ክክክክክክ
@ግዜተዛረብ
@ግዜተዛረብ 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkk
@naodyohannes9183
@naodyohannes9183 2 жыл бұрын
hahahaha lol
@እግዚአብሔርየመስገን-ጨ9ጀ
@እግዚአብሔርየመስገን-ጨ9ጀ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ዘክብርካ ሓወይ እግዚአብሔር ዕደመ ጥዕና ይሃብለይ ፅብቅ ገይረካ ወዲ ምመህረ ጠረይ ዘይኮነ ብዓለካ ምመህራ ኣካ ብሓቂ ለባምይ ነሓቂ ሓዛ
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና በሎም ነዞም ነቀዝ ባህልና።
@niattekle4690
@niattekle4690 2 жыл бұрын
No word. You are amazing 👏
@johnyem1573
@johnyem1573 2 жыл бұрын
What a critique Dani ! U just knocking him out , I watched his video before and I felt so bad , anyways I love ur criticism on the video. Thank you .
@tmnitey5874
@tmnitey5874 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ክገልጸካ ኣይከኣልኩን ጎበዝ፡ ተወሳኪ ከኣ ብዛዕባ እዞም ጸረ ቃንቃ ትግርኛ ኣመታ ግበር ማይናስ ዝበሃል ወዲ ኣብዛ ዝሓለፈት ፊልም ቶታል ክርድአኒ ኣይከኣለን ኣነ በጃካ ገለ በለና ወዲ መምህር , ሰላም መዓልቲ👍🏾👍🏾👍🏾
@ክብሮምተስፋማርያም
@ክብሮምተስፋማርያም 2 жыл бұрын
ወዲመምህር ጅግና በሊሕ ትኽክለኛ ህዝቢ ትግርኛ ዝውክል ሰብ ኢኻ ኩሉ ትፈልጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@frezghiyemane9211
@frezghiyemane9211 2 жыл бұрын
Sie sind eine großartige, brillante, ehrliche Person, die immer einen Lehrer zu unseren Leuten bringt. Möge der Herr dir ein langes Leben schenken You are a great, brilliant, truthful person who always brings a teacher to our people. May the Lord grant you long life አንተ ታላቅ ነህ፣ ጎበዝ ፡ እውነተኛ ፡ ሰው ነህ ሁሌ የምታመጣው ለህዝባችን ኣስተማሪ ነው። ረጅም እድሜ ጌታ ይስጥህ
@kibromgoitom5384
@kibromgoitom5384 2 жыл бұрын
Dani wedi memhr be like nska GN gena aytemaharkan aleka amharigna xihfka kankaka resieka😄😃😂😜😛😝
@zemhretfissha2779
@zemhretfissha2779 2 жыл бұрын
Ata resah fara maebilka dika kankaka gedifka zeyele german, english, amharegna txhf , kankaka kbretka eu
@amangonetse4120
@amangonetse4120 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ኢኻ የሐጉስካና plz ገለኹም ኢንተርቪው ኣግብርዎ ካበይ ዩ መጽዩ እዚ ኩሉ ልቦና!
@musiearegay765
@musiearegay765 2 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሓየት፡ መቸም እዞም ውርዙያትን ማሃዝትን ዝሓደጉልና ዘኹርዕ ክብርታትን ባዓቢኡ ቃንቃና፡ ኽዓኑ ኣምላኽ ስቕ ኢሉ ኣይሓደጎን ከምዚከማኻ የብዝሓልና👑🙏🏽
@feruzey52
@feruzey52 2 жыл бұрын
ምግራመይ ዘወዳኣኒ ሰብ እዩ🤔🙄Thanks danitey🙏
@samdoneW
@samdoneW 2 жыл бұрын
Spot on!! I couldn't agree more.
@tesfitabraham3092
@tesfitabraham3092 2 жыл бұрын
ንስካ ንዝሓመመ ሕብረተ ሰብ ክትምህር ኢካ መጽካ ዳኒ ። ከማካ ይብዝሑ ብሓቂ
@tedroswoldemichael1140
@tedroswoldemichael1140 2 жыл бұрын
U are brilliant .
@adiamtewelde5051
@adiamtewelde5051 2 жыл бұрын
ኣንታ ዳኒ ሓወይ ከንደይከ ከፈንፍነካ እዩ ኣዘራርቡኡ ከኣ ይቀርጸካ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
@angosomangosom9247
@angosomangosom9247 2 жыл бұрын
ናይበሓቂ ህየሳ ወዲ መምህረይ
ደቂ ሰባት ስለምንታይ ኣብ ሽርሕታት ይኣምኑ፧
21:15
ናይ ምዝራብ ናጽነት!
22:12
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 141 М.
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 60 МЛН
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 21 МЛН
ሕቶታት ብዛዕባ ፍልልያት ኣወዳትን ኣዋልድን!
21:29
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 3,2 М.
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 455 М.
መጻኢ ኤርትራ ብናይ ኢሰያስ ትንተና...!
23:59
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 113 М.