ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...

  Рет қаралды 180,000

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 985
@luelasrat5712
@luelasrat5712 3 жыл бұрын
ካብተን እንዳ ሰማዕኩዋ ኩሉ ግዜ ተታሓሳስበኒ ዝነበረት ደርፊ ,,ምዕራፍ,, እያ። ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ሓወይ። ኣብ ቀጻሊ እታ ,,ይገርመናኣሎ,,ትብል እባ ኣቅርበልና።ትቅረብ ትብሉ እስከ,,,🤙👈
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ፍላስፋ😍እዋይ ኣነ ሓምሓም እዚ ዝኣክል ግጥሚ ክንዲ ኣዕሚቀ ሰሚዐ ዘስተማቅሮ ከበሮ ሰሚዐ ጥራይ ይዘልል ኔረ። ወዲ መምህር ጅግና ❤️👏🏽
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 3 жыл бұрын
🤣😅😂
@filimilano
@filimilano 3 жыл бұрын
Kkkkkk 🤣😂😂
@zerayasefa710
@zerayasefa710 3 жыл бұрын
Moyte arkeni ajoka hiji wen may ayhalefon blebina astenfisna hadush Gzie nefter 💪✌️
@gezanamedia1678
@gezanamedia1678 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@teklabamanueil900
@teklabamanueil900 3 жыл бұрын
Kulina ina hawey natey
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ንወዲ መምህር ናፊቅዎ ዝቀነየ ህልዶ ይከውን ላይክ ክበሩለይ ❤️❤️🙏🙏🙏🙏🤙🏽🤙🏽👍👈🏼👈🏼👈🏼
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 3 жыл бұрын
Ja me too 👑🇪🇷❤❤❤🇪🇷💊🇪🇷❤💊🇪🇷💉❤❤❤❤❤
@amanielabraham7417
@amanielabraham7417 3 жыл бұрын
😆
@yefqrenat8852
@yefqrenat8852 3 жыл бұрын
Aleku
@samuelalem4969
@samuelalem4969 3 жыл бұрын
Love it ❣️❣️
@LM-dk4ue
@LM-dk4ue 3 жыл бұрын
@Arsema Tesfamariam and he’s very Smart i like him
@Agaziii
@Agaziii 3 жыл бұрын
ወዲ መ ምህር ጅግና ኣይትጥፍኣና ሓቀኛ መንእሰይ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 жыл бұрын
እዛ ሃገር ሚልዮናት ከማኻ ክትፈሪ ንከም በዓል ከማኻ ምሉእ ጽዓት ሂቡ ከማኻ ንኸተፍርዩ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብኩም።
@solomooonokbay6426
@solomooonokbay6426 3 жыл бұрын
Eska win Kitkowin Tikil Eka teray Tebeges
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 жыл бұрын
@@solomooonokbay6426 ክቡር ሓውና ከምዚ ከማኻ ኣነቓቓሒ ርእይቶ ዝህቡ ይብዝሑ። እወ ሓወይ እንተተበጊስካ ነቲ ዝመጽእ ምዕራፋት ዋላ ከምቲ ዳኒ ሓውና ዝበሎ ምዕራፍ ኣይብጻሕን ግን ምስ ዓለምና ነቲ ሓድሽ ተቛደስቲ ንኸውን። የቐንየለይ!!!
@luckylad661
@luckylad661 3 жыл бұрын
Beal eziom dea emo merzam hasabat nab meniseyat enda nezhu tekek abilomna zelewu endiom. Emo kea millionat?? Kem hager kinkixil aykealin iyu kemziom aynet sebat hizka kbur haw.
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 жыл бұрын
@@luckylad661 ሓሳብካ እዩ። ኣነ ከኣ ናተይ ኣመላኽታ ኣለኒ። ንምንታይ ድኣ ኣብ ቻነሉ መጺኻ እሞ መርዛም ሰብ እንተድኣ ኮይኑ?
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ
@ሰላምቤተይጥዕናንብረተይ 3 жыл бұрын
@@luckylad661 ንዳኒ እንተድኣ ኾንካ ንምንታይን ስለምንታይን ኢኻ ከምኡ ክትብሎ ክኢልካ ቁሩብ'ዶ ምሓንጠጥካ ድራረይ,,,,, ማለት እቶም መርዛማት ሓሳባት ዝበልካዮም 🤔
@edenb9403
@edenb9403 3 жыл бұрын
Dani hawey well done. Message received. You are impacting lots of young people as your intentions. Keep striving, I see you somewhere high in the future. Tebarek!
@henoknguse5966
@henoknguse5966 3 жыл бұрын
ኣቤት ኣእምሮ ዳኒ ወዲ መምህር ኣጆኻ ብሉጽ መንእሰይ፡፡ young of the century!
@ኪሮስጎደናሓቂ
@ኪሮስጎደናሓቂ 3 жыл бұрын
ኣነ ግን ዝገርመኒ ነዚ በልሕ መንእሰይ subscribe ዘገበርኩም ንመን ኢኹም ክትገብርሉ ክተባባዕ ዘለዎ መንእሰይ ኢዩ ሃየ ኣታ መንእሰይ ሳብስክራይብ ግበር ትኸፍሎ ነገር የለን።
@jonhap29
@jonhap29 3 жыл бұрын
n adhanet n mama Guoy . ezi humum hizbi dey humumat eyu zfetu
@ግዜተዛረብ
@ግዜተዛረብ 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዝዛረብ ኣይፈቱኢዩ እዝብና ኣንትርፎ ብእፉ ጽቡቅ ዝዛረብ ተሳኢኑ ምባል
@luullukas8772
@luullukas8772 3 жыл бұрын
ካብዘን ኩለን ዝሓለፋ ስራሓትካ ፡ እታ ድምጺ ውሽጠይ ዝረኸበት ትሕዝቶ ኮይና ረኺበያ ። ብሉጽን እዋናውን መልእኽቲ ። Keep going man.
@yt.a5766
@yt.a5766 3 жыл бұрын
ኣጋጣሚ ከኣ ክሰምዓ ጸኒሐ 👍 ዳኒ ናይ የማነ ባርያ ባ ኣይኮነን እሮማይ ትብል ሃይሰልና 2ይ ግዜ ይጽሕፈልካ ኣለኹ Thanks
@millionkifle2209
@millionkifle2209 3 жыл бұрын
ኣነ ንወዲ ትካቦ ብከመይ ከም ዝገልጾ ኣይፈልጥን ኢየ፡ግን ኣብ ግጥምታቱን ትሕዝቱኡን ብጣዕሚ ኢዩ ንክገልጾ ይብርታዓኒ። ዕድመን ጥዕናን ንወዲ ትካቦ፡ከምኡ ውን ዳኒ ወዲ መምህር ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይሃብካ
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 3 жыл бұрын
ልበይ ኣጥፊኤ እኮ እየ ዝሰምዓካ ኣይትጥፋኣና ዳኒ ጽቡቅ ህየሳ ! !
@iameritrean1062
@iameritrean1062 3 жыл бұрын
ናይ መወዳእታ ናይ የማነ ባርያ ኣይ ኮነን ኡሮማይ ትብል ኣምጻልና በጃካ ወዲ መምህር
@betekanazeweyn727
@betekanazeweyn727 3 жыл бұрын
በሓቂ ፍሉይ ኢኻ! እግዚኣብሔር ደሪቡ ጥበቡ የሃብካ። ናይ በሓቂ ክሰምዓካ ከለኹ ኣብ ትዝታን ጠፊኤ ከም ዘለኹን እንዳተረድኣኒ ሰሚዔካ፡ ስለዚ በጃኹም ስለ ባህልናን ዓድናን ንሕሰብ።
@merkebzeray5710
@merkebzeray5710 3 жыл бұрын
I have always worried about our generation but now you said it all. Thanks Dani.
@amanandom5866
@amanandom5866 3 жыл бұрын
Thank you my fellow Eritrean, very impressive, you are one of a kind I like your intelligence ,your Tigrigna speaking skills. Don't worry I feel you all the way, I am ammong so many Eritreans who understand what you are saying. Eritrea needs for the future
@lsanaewaflyrics457
@lsanaewaflyrics457 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ጅግና ኣቦ ጥበብ👑 ንጉስ ጥበብ ዩ ናይባሓቂ ንሓቂ ዩ ዝነበር። 1, ይብል ንጉስ ጥበብ👑⭐️ ምዕራፍ ከይመስና መልሲ ናይ ኩነታት ምዕራፍ ዕላማ ዩ ዕላማ ወሎዶታት። 2, ይብል ንጉስ ጥበብ🤴⭐️ ባሕሪ ስደት ተወሰዶም ጸጊቦም ክብሉ ዓቢዶም። 3, ይብል ንጉስ ጥበብ👑⭐️ ህዝቢ ዓረ ከም ቀደምና'ሞ ንተረረ ተተቀይሩ ኣብ ልዕሌና መንዘይፈከረ 4, ይብል ንጉስ ጥበብ🤴⭐️ ስናዕ ቆቢዕ ሰፍዮም ባዕሎም ዝምረቁ ቁኑዕ ክትፍረድ ኢዮም ፍሪዲ ዝናፍቁ። 𝙢𝙮 𝙛𝙖𝙫𝙤𝙪𝙧𝙞𝙩𝙚 𝙞𝙨 𝙬𝙚𝙙 𝙩𝙞𝙠𝙖𝙗𝙤👑🤙💥
@yonashailemichael403
@yonashailemichael403 3 жыл бұрын
This one of my favorite songs that I have listened very often. It has a big meaning. Thanks bro
@Adulisawi
@Adulisawi 3 жыл бұрын
ዳኒ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ። ምዕራፍ ዕላማ'ዩ ዕማም ወለዶታት።
@ermiaskibrom7546
@ermiaskibrom7546 3 жыл бұрын
We need more positive energy keep going as much as you can.our people need more encouragement to be one and united . Thank you. Spot on
@ዎትሩሑሩርእየብህዝበይፍታ
@ዎትሩሑሩርእየብህዝበይፍታ 3 жыл бұрын
ዳኒየ እንቃዕ ደሓን መጻካ ናይዚ ኩቡር ስነጥበባዊ መምህር የውሃንስ ብምምጻእካ ኣድኒቀካ በቃ ፈተውቲ ወዲ ትካቦ ላይክ ርገጹ
@robi7719
@robi7719 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ጌርካ ተንትንካያ ወዲ መምህር በሊሕ መንእሰይ ኣብቲ ከባቢ ናትካ ዕድመ ዝርከብ ቡሙካነይ ቡጣዕሚ ትሓጉሰ ኣጆካ ወለዶ ናይ ሕማመይ ወይ (መድሃኒተይ) ንሰርሖ ቅያ ኣሎና ካብቶም ዓበይቲ የሕዋትናስ ተርፍና እና በቲ ኮይኑ በቲ ግን ጥበብ ካብ ወዲ ትካቦ ስልጣን ካብ ወዲ ኣፈወርቂ ንሕና መናእሰይ ብፍላይ ኪኣ ኣብ ዕስራታት ክሊ ዕድመ ንርከብ ክንቅበለን ኣሎና ስለዚ ንዜኤን ንስራሕ .ዱሑር ኣታሓሳስባ ነወግድ።
@t.s6056
@t.s6056 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ኣገላልጻ & ንወዲ ትካቦ ዕደምን ጥዕናን ይምነየሉ።" እንበር ኤርታራዊ ዳኣ ሎሚ ምንባር ገዲፉ ኣብ ትማል ዪ ዝነብር ፡
@zakz1724
@zakz1724 3 жыл бұрын
WODI MEMEHER God bless you.......what a heart touching exsplaination......keep on good service.......i am yours admirer.....Thank you.
@sambemnet4321
@sambemnet4321 3 жыл бұрын
እዛ ናይ ውርሻ፣ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ፥ ያታና፣ ባህልና፣ ቛንቛና፤ እንዳ ተዋሓጠ ይከይድ ኣሎ☺️, kexlo Dani hawna👏🏾👏🏾
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ወዲመምህር ንፉዕ ጽቡቅ ኣጋላልጻ
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 3 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ኣብነታዊ መንእሰይ like # እስከ ኣይነውሕደሉ
@mikado5545
@mikado5545 3 жыл бұрын
ናይ በሐቂ ወዲ መምህር መግለፂ እኮ ሲኢነልካ ቀፅሎ ድአ ትምርትኻ
@temuzgiselomon7493
@temuzgiselomon7493 3 жыл бұрын
10:00 " እቲ ናይ ክውንነት ጉዕዞ ግን ሓድነትን ጥምረትን ዝመፍትሒኡ ኣንፈት ቅሳነት'ዩ" መጻኢና ከነውሕስ ሓቢርና ንዕየ። የቐንየልና ዳኒ ።
@yonasandemariam2110
@yonasandemariam2110 3 жыл бұрын
ብሓቂ ከምዚኣቶም ዓይነት በላሕቲ መንእሰያት ክርእይ ከለኹ ሞራል ይገብር እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@selyetesfalem7445
@selyetesfalem7445 3 жыл бұрын
አዋይ ርአሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አስከ መምህር ወዲ መምህር ክንመሃር
@dawitberhane2637
@dawitberhane2637 3 жыл бұрын
ከማካ ይብዙሑ ወዲ መምህር ጅግና ።
@siraktesgay4265
@siraktesgay4265 3 жыл бұрын
ቃላት የብለይን ናዓካ ዝገልጽ ዳኒ 🧠👌💯
@alexanderwelday275
@alexanderwelday275 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኮ ሊቅ ዳኒኤል🙏🙏🙏💖💖💖
@agaazyanmedia9794
@agaazyanmedia9794 3 жыл бұрын
ዉዱእ ወዲ መምህር ❤ ዝብለካ ብዙህ በርትዕ ክብለካ ደስ ኢላትኒ እምበር ነዓኻ ዶ እዚኣ ማዕዳ 😃
@Mussie369
@Mussie369 3 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ነዚ ብሉጽን፡ መሃሪን፡ ኣበራበሪን፡ሃናጺን መልእክቲ ናይ ወዲ ትካቦ ምዕራፍ ትብል ደርፊ ምስ እዚ ኣብ ሕብረተሰብና ኣጋጢሙ ዞሎ ኩነታት ትገልጸና እያ ፡ ንስካ ድማ ነዚ ሓሳብ ኣስፊሕካ ገሊጽካዮ ኢካ keep it up brother ✊🏿✊🏿💯💯🤛🏿
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 3 жыл бұрын
💪💪💪💪😍😍😍😍ቡሱል ሚሒር መብሳልካ ዳኣ ከይትሓረና ብሰንክና ህዝቢና ክጸርፍ ጥራይ ኢና ንጋየ ጽን ኢልና ኣይንሰምዕን 😥 ግን እዛ ባሕሪ ስደት እንተወሰዶም ጸጊቦም ክብሉ ዓቢዶም ትብል ንናይ በዓል Eseyas ms deki yowhans zderefuwo keytkewn kurub ተፍርሕ ኢያ sorry gn toblok gerela bgmt 😅 🙏🙏🙏
@Tekle319
@Tekle319 3 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ህየሳ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽሎ : ኩላትና መናእሰይ ክንነቅሕ ኣለና ምእንታን ኣብ ስደት ከይንነብር ::
@weditkaboumodieley6291
@weditkaboumodieley6291 3 жыл бұрын
Welcome dani habibi eza derfi degagime semieya dhri kndey teredieatni Wedi tkabo natey GBU nbereley nskas ❤🇪🇷❤🇪🇷❤ Mieraf keymeslena melsi nay kunetat Mieraf elama eyu emam wolodetat Nkid trah nabue bzelena nahri Kemti mewedata zeyblu quxri B Aemron blbn nkid nesenfo Kab hayal nhayl arkibkna nhlefo
@ክሓልፍእዩ
@ክሓልፍእዩ 3 жыл бұрын
Thank you from the bottom of my heart dani bro !!!
@loveyoumom81
@loveyoumom81 3 жыл бұрын
እዚ ህየሳ ዝበሃልስ ኣብ ስነ ትበብ ኣቢ ኣበርክቶ እባዩ ዘለዎ, ንኣብነት እዛ ምእራፍ ናይ ወዲ ትካቦ ብዝያዳ ዳኒ ምስ ሃየሳ ብጣእሚ ተደኒቀ ሰለዚ ክሊቴኩም ወዲ ትካቦ ብደርፍካ ዳኒ ከኣ ህየሳካ በርቱኡልና እካ ኣይብለኩምን እየ ካብዚ ንላእሊ የለን ሃሉውልና ትራህ።
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 3 жыл бұрын
ካብ ኣስርና ክንዲ በሰር ክንፍለ የብልናን ። ወዲ ትካቦ ጅግና ናይ በሓቂ ሓያል እዩ ። ዳኒ ወዲ መምህር ከኣ ብጣዕሚ ብሉጽ ወዲ ብፍላይ ከኣ ኣተሓሰብኻ ማራ ደስ እዩ ዝብለኒ ኣብ መጽኢ ካብዚ ዝብለጽ ሕስካ ክትመጽእ ይጽበ ስሊቲ ኩሉ ዘርዳእካና የቅናልና ።
@ybeltsommulue73
@ybeltsommulue73 3 жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ኣይተካኣልካን ቀጽል ጥራይ ክላስ ጽቡቅ ኣሎ።
@tesmen3278
@tesmen3278 3 жыл бұрын
ዋው ህዝብና ከማካ ይደሊ ኣሎ ፡ኣይትትሓለል ኣንቅሓዮ ፈጣሪ መመሊሱ ጥበብ የብዝሕስልካ
@surafel.
@surafel. 3 жыл бұрын
🇪🇷 ከም ወትሩ ዘደንቕ ስራሕ ፥ ወዲ መምህር 👍
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 3 жыл бұрын
ጠ ፍካ ወድመምህር ጽቡቕ ሓሳብ
@ወዲስየመለይ
@ወዲስየመለይ 3 жыл бұрын
Wedi memhr great job. God blesse you and i wish to have bright future
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 2 жыл бұрын
ኣሰርካ ይጥፋእ ዘይኮነስ ኣሰርካ ይደምሰስ እዩ ቲቅኑዕ ። ዘርኢኻ ይጥፋእ ፣ ዘርኢኻ ይሕረር ውን ይበሃል። ናይብሓቂ ጽቡቕ ትንታነ ።
@BH-ge2gl
@BH-ge2gl 3 жыл бұрын
ምዕራፍ ብጣዕሚ ዝፍትዋ ደርፍ ናይ ወዲ ትካቦ ወዲ ትካቦ ጂገና
@vampire.-ama7308
@vampire.-ama7308 3 жыл бұрын
Thank god we have wedi tekabo 🥰❤🇪🇷
@searemichael1790
@searemichael1790 3 жыл бұрын
More nay wedi tkabo amxalna tblu like.
@eritrea1996-c9o
@eritrea1996-c9o 3 жыл бұрын
Dani hawey welcome back after long time btami eye dfetwa eza hiyesa tibl medeb I hope kea kekaltfika kitmexana ❤️
@bigboss-ef5jn
@bigboss-ef5jn 3 жыл бұрын
እስኻ ንህዝቢ ትግርኛ ህያብ ኤካ ኣምልኽ ጽላሉ የንብርልካ 🙏
@nohmehari5499
@nohmehari5499 3 жыл бұрын
ብራዎ ወዲ መምህር ጅግና ኣልቅሓልና እስከ ነዚ መንእሰይ
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
እስቲ ንዳኒ መስተውዓሊ መንእሰይ ተድንቁ እዚኣ እየ ኣነ ውን ኩሉ ግዜ ክተቅርበልና ይጽበየካ ኔረ የቀንየልና።
@abrhalettesheme3903
@abrhalettesheme3903 3 жыл бұрын
Btami xbuq algalax busul meansey ajeka qexlo
@habtomandemichael915
@habtomandemichael915 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ብጣዕሚ በሊሕ መንአሰይ ኢኻ ቀጽሎ ኣምላኽ ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ የዕብኻን የብልሕካን ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
@godislove9722
@godislove9722 3 жыл бұрын
Welcome dani my bro i am tigrina i am always proud of you my God bless you i like you so much and thank you so much.❤
@henoktsegezeab8186
@henoktsegezeab8186 3 жыл бұрын
Amazing analysis and articulated presentation Dani!! Level up
@iameritrean1062
@iameritrean1062 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ኣይይይይ ማዓረይ ካብተን ብጣዓሜ ዝፈትዋ ብሙካነይ ሓጉሰይ መግለጼ ይብለይን
@desaleweldeslase1140
@desaleweldeslase1140 3 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ መምህር
@user-br1ob4ik2m
@user-br1ob4ik2m 3 жыл бұрын
ብዝፈትዋ ደርፍ መጽኒ ኣሰይ ሰናይ መዓልቲ ዩ ባ ሎሚ!!!
@estifanosmassias5498
@estifanosmassias5498 3 жыл бұрын
Thanks Daniel very mature analysis
@tedrosberhe464
@tedrosberhe464 3 жыл бұрын
I was waiting this music because it’s my favourite music
@fkrilove4011
@fkrilove4011 3 жыл бұрын
Dani kndi 1000 edmen tenan yhabka fetari kbretey ❤❤❤🙏🙏❤🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💪💪💪🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌
@merhawigerea1791
@merhawigerea1791 3 жыл бұрын
ናፊቕናካ ቀኒና ጂግና ኢንቃዕ ብሰላም መጻኻ ቀጽሎ ኣጆኻ ከማኻ ይብዝሑ ኣይትደንጉየና ግን
@m.h7246
@m.h7246 3 жыл бұрын
ዑጉብ ሰብ የለን ዝበልካያ ጌጋ ኢያ። ንባዕከይ ወልሓንቲ ዘይብለይ ከለኩ ብጣዕሚየ ዑጉብ እንኮ ዕጋበት ክህበኒ ዝከኣለ ከኣ እግዚኣብሔር ኢዩ። ኣብዛ ምድሪ ዝሃለወ ይሃሉ ሃብቲ ክህልወካ ይክእል ኢዩ ግን ዕጋበት ኣየምጽእን ኢዩ። ንባዕሉ ውን ምንባር ብዘይ እግዚኣብሔር ኾንቱ ምንባር ኢዩ። ጥበበኛ ሰለሙን ዝጸሓፎ መጽሓፍ መክብብ ይኩን ከም በዓል ምሳሌ ኣንብቦ ኮሙ ውን ጥበበኛ ወዲ ሲራኽ። ዕግበትን ምልኣትን ኣብ እግዚኣብሔር ኣሎ ኣብ ሂወተይ ዝራእክዎየ ኢየ ዝምስክር ዘለኩ።
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
@ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ 3 жыл бұрын
ሓሳዊ ኢለካ ኣለኩ ካብ ክሳድ ንላዕሊ ኣንኩን በጃኩም
@የማነባርያ-ገ7ጘ
@የማነባርያ-ገ7ጘ 3 жыл бұрын
ዕግበት ማለቱ,, ድሌታት ወዲ ሰብ መወዳእታ የብሉን ንምባል ኢዩ ዝሓወይ
@m.h7246
@m.h7246 3 жыл бұрын
@@የማነባርያ-ገ7ጘ ዕግበትን፥ ድሌታት ወዲ ሰብን እንታይ ኣራኪብዎ ዕግበት ኣብ ድሌታትካ ዘይኮነ ዝሙርኮስ ኣብ ዘለካዮ ሂወት ኢዩ። ኣብ ሂወትካ ትደልዮ ነገር ምስኣን ማለት ዕጋበት የብልካን ማለት ኣይኮነን። ዕግበት ማለት ብዘለካ ጸጋ ህያብ ኣምላኽ ዑጉብ ማለት ኢዩ። እቲ ኣብ ሂወትካ ዘይረከብካዮ ከም ተወሳኪ ሓሲብካ ንክትረክቦ ከኣ ትጽዕር። ስለዚ ዕግበት ካብ ምርካብ ወይ ካብ ምስኣን ኣይኮነን ዝፍጠር ዕግበት ወዲ ሰብ ሓደ ፈጣሪ ኢዩ።
@livewithhope9586
@livewithhope9586 3 жыл бұрын
Bravo young man. Get in touch
@amenred5124
@amenred5124 2 жыл бұрын
He is incredible writer and artist. Absolutely good job 👏 Thanks
@kubromarayagarza2195
@kubromarayagarza2195 3 жыл бұрын
ክቡር ወዲ መምህር, ደርፍታት ወዲ ትካቦ ብጋይላ ክስማዕ የብሉን በሃላይ እየ ::
@shabatshalom693
@shabatshalom693 3 жыл бұрын
Exactly 💯 I agree with you
@habtomteame7087
@habtomteame7087 3 жыл бұрын
I envy Ur intelligence bro. I enjoy Ur analysis in regard to this song ( meraf)
@fithighirmay3535
@fithighirmay3535 3 жыл бұрын
Kemzi kemay ne wedi Tikabo zefetu nay hmamey eu zbl like gber Eski!!
@natnaproduction968
@natnaproduction968 3 жыл бұрын
ዳኒ ነዛ ካብ ፍትሒ ዝዓቢ ከኣ ሓደ መዓልቲ ሃይሰልና።
@mikimiki1217
@mikimiki1217 3 жыл бұрын
ቀስ ኢልካ ድለያ ኣብ ናቱ ኣምጺዋ ነይሩ ቅድሚ ሕጂ
@mikimiki1217
@mikimiki1217 3 жыл бұрын
ኣበየነይቲ ምኳኑ ኢየ ዘይዝክራ እምበር ኣብ መወዳእታ ክትሪእዋ ንትደልዩ ኣብ ዜማና ኢንተርተይመንት ኣላ ኢሉ ነይሩ
@tesfagabraraya7573
@tesfagabraraya7573 3 жыл бұрын
ኣነ እሞ ማራ እንዲካ ተጸልለኒ ዕድመን ጥዕናን ጥራሕ እየ ዝምነየልካ ካባይ ጀሚርካ ሂወት ብዙሓት መንእሰያት ትቅይር ብምህላውካ ከኣ ክትምስገን ዪግበኣካ እዩ
@fkadunegash628
@fkadunegash628 3 жыл бұрын
ናይ ንአሽተይ ለባም ቐፅሎ ቁሩብ ሰባት አንተአድሚፆም ከማን አቲ መለክቲ ሹቷኡ ወቂዑ ማለት አዩ አጆካ ቀፅለሉ።
@kibretfishatsion701
@kibretfishatsion701 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሓወይ መግለጺ የብለይን ናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ ከስተማቅር ክጅም ከለኹ ደኺም ይሕለል እምበር ተረዲኡኒ ኣይፈልጥዩ ዝነበረ ከምዚ ጌርካ እንተትደግመና እዉን ኣይምጸላእኩን thanks nay bhaki🥰🥰
@ከሙኡዩዘሎትወረ
@ከሙኡዩዘሎትወረ 3 жыл бұрын
ሎሚ ን ዳኒ ብቅልጡፍ ረኪበዮ ኣብ ትጽቢት ኢየ ከኣ ጸኒሀ ዳኒ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻኣካ
@amanbahabolom9762
@amanbahabolom9762 3 жыл бұрын
ወዲ መምሁር ዓቢ ተሕስቶ ሐዝካ መጥካኣ ይክንየልና 🙏👍
@forceforgood4669
@forceforgood4669 3 жыл бұрын
Forgive me for not writing in Tigrinya. Good to see an exploring Eritrean mind. Our literature, expressed in lyrics and poetry is rich and thought provoking. It is wonderful to see youths like you examine our real wealth. Please keep up the good work. On the subject matter I recommend an excellent book titled “Flow” by Mihaly Csikszentmihalyi.
@solotiumzghi237
@solotiumzghi237 3 жыл бұрын
Thank you Wedi memhir I was waiting for you to do one of wedi tikabos, so you done what I wanted, keep it up bro
@teklechimar8074
@teklechimar8074 3 жыл бұрын
#መጽዩ #ዳኒ_ፍላስፋ ናይ ሃገርና! ናይ #ሕማመይ ወዲ
@rezantewelde5279
@rezantewelde5279 3 жыл бұрын
Bravo Ember “wedi memhr” Jigna amlak idmen tienan yhabka 👌👌wedi Tikabo de’a zsemao sienu imber intay zybele Jigna 💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thank u Dani
@nevergiveup6082
@nevergiveup6082 3 жыл бұрын
ካብ ናይ ትግራይ ሙዚቃ መሪጽካ እስከ ሃይሰልና ወዲ መምህር ዓቢ ሰብ።
@yobidaniel361
@yobidaniel361 3 жыл бұрын
tigray songs only have good beats. gtmi nay tigray is trash.
@bitowabr8496
@bitowabr8496 3 жыл бұрын
@@yobidaniel361 nay kdmi 2015 wala nay Tigray trgum zelewom derftat neyrom eyom, 2015 abilu gn wala nay Eritrea is guhaf gtmitat.
@ኽንፈርግብ
@ኽንፈርግብ 3 жыл бұрын
ናይ ግርማይ ዓንዶም ሓንቲ እስቲ ሃይሰልና ዳኒ ኣይትደንጉየና ከዓ
@abifa6846
@abifa6846 3 жыл бұрын
ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ምንባር ትብል ሃይሰልና
@legesetesfa7949
@legesetesfa7949 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ እንቃዕ ዳሓን መጻኣካ ዳኒ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ብስም ዳኒ እስኪ ናይግ ርገጺ ሓሕዋት!
@ዓደይዩክብረተይ
@ዓደይዩክብረተይ 3 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ደርፍታት ወዲ ትካቦ ገና ኩሉ ክትህይሰልና ክንጽበ ኢና ንሱዩ ተስፋና ናይዞም ሳኣክት ደረፍቲ ግደፎ ፍረብሉን።
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 3 жыл бұрын
Kemey injera yiebe izi wedey!!! You r a great teacher, pls do it often.
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ንፉዕ ግን ካብ ናይ ቶማስ ከኣ ሓንቲ ኣምጻልና 🙏
@mogosmelak6213
@mogosmelak6213 3 жыл бұрын
ወዲ ትካቦ & ወዲ መምህር ካብ በሊሕ ትበልሑ ሰባት መላጸ ኢለኩም ኣለኩ ይፈልጥ አየ አዚ ቃል ከምዘይትገልጸኩም።
@tsegailuul1213
@tsegailuul1213 3 жыл бұрын
ዳኒ ነዚ ብሉጽ ስራሕ ክትሰርሕ ኢኻ ጠፊእካና ቀኒኻ፡ በልስከ ሃልወልና ።
@haben1025
@haben1025 3 жыл бұрын
ከምቲ ሙሴ ንህዝቡ ካብ ኣርዑት መግዛእቲ ፈርዖናውያን መንዚዑ ዓዶም ዘእተዎም፡ ዓድና ሒዝካና ክትድክል ተስፋ ኣንቢረልካ ኣለኹ ዳነይ። ኣጆኻ!
@ghenetgebremedhin9335
@ghenetgebremedhin9335 3 жыл бұрын
Naybhaki tesfa alena. Naymetsaet Eritrea 🇪🇷 merahi dani.
@hagerey672
@hagerey672 3 жыл бұрын
Eti zerebakas nay lebam ymesil gin eta ktdikl tbil abalashata.
@haben1025
@haben1025 3 жыл бұрын
@@hagerey672 ብቛንቋ'ዶ ልቦና ይምዘን ኢልኩሞ ኣያኒ፧ ብዝኾነ ርእይቶኻ ተቐቢለያ ኣለኹ ኣብ መጻኢ ከስተኻኽላ ክፍትን'የ። ንሎሚ ግን ዳኒ ነቲ መልእኽቲ ከምዝርድኦ ርግጸኛ ስለዝኾንኩስ ደሓን ኣይትሻቐል።
@ሰማይእዩደረተይ
@ሰማይእዩደረተይ 3 жыл бұрын
ወዲ ትኳቦ ፈልስፋ ♥ ዳኒየ በሊሕ መንእሰይ ዓዲ ኣቦካ ተተከል እቶም መንነትናን ባህልናን ዝጥፍእዎ ዘለዉ ኣሰር ዘይብሎም ይጥፍኡ ኣሜን በሉ። ልዕሊ ኩሉ ካባካ ዘሕጉሰኒ ንቅሓት ወለዶ ኢካ ነዚ መንእሰይ ካብ ዝደቀሶ ኣልዕሎ በጃካ ኣተሓሳስብኦም ብናይ ህገደፍ ተሃኒፁ ምዕናው እምበር ምዕያይ ዘይክእሉ ሕብረተሰብ ኮይኑ ኣሎ ምስ ኩሉ ፀጋታትካ ባሕሪ ስደት ምጥሓል ኣይድልን ንሕና ንቀስን ንስኩም ትቀስኑ ካማና ተቃለሱ ። ኣብ መሬት ዓዲኣቦካ ምሟት ርስቲ ዩ
@eldhananetwork1346
@eldhananetwork1346 3 жыл бұрын
ፅቡቕ ህየሳ ሓው ዳንኤል!
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 3 жыл бұрын
ይበል ትንተና ዳኒ። 👍🏽
@kaleabkibreab8718
@kaleabkibreab8718 2 жыл бұрын
Some people are gifted from God. You are one of them.
@dani-21dani34
@dani-21dani34 3 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዓሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ፡ ወላሓንቲ ክብለካ ኣይክእልን ኢየ ፡ቀጽሎ ጥራይ ኢየ ክብለካ ዝክእል። ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ መንነትን - ዜግነትን ወላሓንቲ ኣይበርሃሉን ኣሎ ተተካኢሉ እባ ብስፍሕ ዝበለ ሓሳብ ኣብ ዝሓጸረ ምዓልቲ ተትመጻና ጽቡቅ ኔሩ። መንነት&ዜግነት መብሪሂ ክወሃበካ ትደሊ ኢድካ ሓፍ ኣብል? "Dani-21"
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 3 жыл бұрын
ሓንቲ video ኣላ "ብዛዕባ መንነት፣ ዜግነት ዝሰርሓ" ደሊኻ ርኣያ።
@godislove9722
@godislove9722 3 жыл бұрын
Serihlu eyu
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 3 жыл бұрын
Semika zeymno hyase. Wedi Memhr lili Wedi Tikabo naka zedniq. Eti mntay n hade flasifa ktrdo mkalka nska kabu nlali flasifa sle zkonka eka. Thanks
@jontv6228
@jontv6228 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ ኣስሚካኒ ኣንባሳ❤
@asmakifle2627
@asmakifle2627 3 жыл бұрын
Danke dani
@dawitsemere2974
@dawitsemere2974 3 жыл бұрын
Tgrina zfelta seb good job
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 21 МЛН
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 6 МЛН
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 52 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 20 МЛН
ሐረግ ( ክፍል 12)
31:57
ለዛ
Рет қаралды 77 М.
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 276 М.
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 232 М.
ህየሳ ደርፊ 'ነዓ ተመለስ'/ 'Nea temeles' song review
22:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 142 М.
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 21 МЛН