Dehay Eritrea ኣብ 1998 ኩናት ዶባት ኢትዮ ኤርትራ ንሰላም ዝጸውዐ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮውሃንስ እንታይ ኣጋጢሙዎ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 4,729

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea ኣብ 1998 ኩናት ዶባት ኢትዮ ኤርትራ ንሰላም ዝጸውዐ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮውሃንስ እንታይ ኣጋጢሙዎ?
ንብዓት ኣዴታት ኤርትራን ተጋሩን ከይነቐጸ፡ ኣብ ሻብዓይ ዓመት ነጻነት ኤርትራ ብትዕቢት ክልቲኦም መራሕቲ ንዝተወልዐ ውግእ ብሰላም ንክዓርፍ በታ ንእሽቶ ዓቕሙ ዝገበሮ ጻዕርን ዘጋጠሞ መሰናኽልን ሃብቶም ኣብዚ ሓጺር መሕትት ብዝርዝር ኣቕሪቡዎ ኣሎ።
እታ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንወለዶታት ዝናፈቕናያ ሰላም፡ ጽብጽባሕ ብዝውላዕ ውግእን ዝእጎድ ሓውን መመሊሳ ትርሕቀናን ትሃድመናን ኣላ። ኤርትራውያን መዓስ ኢና ኮን ብሕቡር ድምጺ “ እምቢ ንውግእን ዕንወትን” ብምባል ኣርማ ሰላም እንኸውን? እዚ ሕቶ እዚ እተን ብምልኪ ድምጸን ተዓፊኑ ዘሎ ኣዴታት ዝሓተኦ ዘለዋ ሕቶ እዩ - እቲ ምላሽ ከኣ ካባና እዩ!!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
ዓርቢ 23 መስከረም 2022
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 26
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
ሕጅ እውን ሓገዝካ ኣይፍለየና ሃብቶም ብዓል ሕልና ❤🙏❤
@user-eh4rc1lp5w
@user-eh4rc1lp5w Жыл бұрын
ዘገርም ታሪኽ ኢዩ ። ብዕሽነትና ክሳብ ሕጂ ነንሕድና ንዋዳእ ኣለና ሰኣን ቕኑዓት መራሕቲ። ሕጂውን ንሰላም ንጽዓር ።
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 Жыл бұрын
ጽቡቕ ዕላል፡ እዚ ዝተዘንተወ ፍጻሜታት ታሪኻዊ ብምዃኑ መልክዕ ብዘለዎ ኣገባብ ሰኒድካ ከተቕርበልና ንምሕጸነካ።
@Massawa2002
@Massawa2002 Жыл бұрын
Dear Habtom Ghebrehiwet . I personally thank you so much for trying to bring peace between Eritrea and Ethiopia, you done your homework perfectly. Eritrea first !!
@Massawa2002
@Massawa2002 Жыл бұрын
Samuel Ghebrehiwet , thanks for your service when you were at the Eritrean soil. Eritrea First !!
@dawitkifle9183
@dawitkifle9183 Жыл бұрын
Thank you,very interesting waiting for the next part 🙏
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 Жыл бұрын
ናይ ሕጂ ዘይንገብር፣ እንታይ ዩ ኸ 1998 እናበልካ ኮለል ከ?
@solomonliza
@solomonliza Жыл бұрын
👍መበገሲ ጽልኢ ሻዕብያን ህውሓትን እኮ እንታይ ምዃኑ ጠፊኡና። ብዝኾነ የቐንየልና ሃብቶምን ዓካዓካን 🙏 ዳሃይ ኤርትራ ትሰስን ❤️
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 Жыл бұрын
ክልተ ሸፋቱ ሀገር ክምስርቱ አይበቕዑን እዮም። መስኪናይ ክልተ ሐው ውጹዕ ህዝብታት ድኣ አጥፊእሞ።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
welcome Dahay eritrean
@tesfaluulmichael1897
@tesfaluulmichael1897 Жыл бұрын
ሕጂ’ውን ኩላትና ኤርትራውያን በብዘሎናዮ ዐቕምን ፍልጠትን ናይ ሰላምን ራህዋን ነጋሪት ምእዋጅ ክንጽዕር አሎና። ዝፈሰሰን ዝጠፍኤን ደም ውሑድ አይኮነን። ህይወት ወድ ሐረስታይን ድኻን ብኾንቱ አይፍሰስ። ይአኽለና ወሬ ዂናት።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
Zula fort ኣንታ አሱብ ኣማኒ ዲክታቶር አዙአ ባንዳ ዝጽሃፍካዮ ዘይሃላፍነታዊ ምልጋጽ ብናይ ሂወት ሰባት ይትረፍካ ፥ኣይፍለጥን ኢልካ ብናይ ብርኢ ሰም ዋላካ አንተጠቀምካ ፥ሃደ ማኣልቲ ምንነትካ ክክሻህ ከምዝኮነ ክትፈልጥ ኣልካ ፥ከቢድ ዋጋ ከምዘክፍለካ ክትፈልጥ አውን ይግባኣካ ፥
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ህግደፍ ብሰላም ክነብር ዘይክአል አኩይ ስርኣት ከም ምካኑ ብ1998 ንቅርህንቲ ውልቀ መላኪ ንምርዋይ 50፥000 መንአሰያት ኣሪትራ ምስዋአቲ ከምዝተከፍለ ፥ፈለጥቱ ይፈልጡ፥ህጂ ድማ ምአንቲ ድልየትን ቅርህንትን ምስ ወያነ ብዝብል ኣሪትራውያን መናአሰይ ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት ህድህድ ኢትዮፕያ ኣትዮም መናአሰይ ክሳብ 50፥000 ሞይቶምን ቆሲሎምን ኣለዉ፥ኣሪትራ ኣዲ ስዋኣት አናበልካ ፥ሃገርን ህዝብን ጸንተት መናአሰይ ይረኣ ኣሎ ፥ኣሪትራ ዳስ ሃውያ ንህዝባ ምካና ፥ዘህዝን ዘጉህን አዩ ፥ህዝቢ ዘይብላ ሃገር ከም ሃገር ክትነብር ኣጸጋሚ አዩ ፥አዞም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ ናይዚ ኣረመናዊ ማፊያ ስርኣት ነዛ ሃገር ዘጋታታ ኣጽኒቱ ንሱ ዝደልዮ ህዝቢ ምትካአ ዝብል ሰይጣናዊ ስነሃሳብ ደንቆሮ ዲክታቶር ኢሳያስ ብዝተሃባበረ ቅልጽም አንተዘያለናዮ፥ህላወ ሃገርና ኣብ መስቀላዊን ሃደገኛ መኣዝን ትከይድ ከምዘላ ንማንም ኣሪትራዊ ክፈልጦ ዘለዉ ጉዳይ አዩ ፥
@adyamhaile307
@adyamhaile307 Жыл бұрын
Hijiwn dikamka ayttxebtxib kubur haw kemaka smart zikonu yedlywa alewu eza hager, edmen tienan yihabka
@aronke2801
@aronke2801 Жыл бұрын
ኣቶ ሃብቶም ኤርትራ ካብ ትግራይ እንታይ ኢያ ትደሊ ? ትግራይ ካብ ኤርትራ ትደልዮ ግልጺ ዝገበርዎ ኣፍደገ ባሕሪ መንግስቲ ትግራይ ትግርኚ ኣግኣዝያን ወዘተ ምዃኑ ኣይጠፍኣካን ነቲ ድልየት ውግእ ግን ንኽልቲኦም ብማዕረ ትውንጅል ኣሎኻ ።
@russomtecle6972
@russomtecle6972 Жыл бұрын
This jornalist was calling for peace for the wrong reason.he did not investigate or research , to find out the cause of the wor.he still don't seem to differentiate the victim from the agressor.
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Жыл бұрын
Eti zehzin andebrhan Wey wun zemede teckle aymotun ,sidray gin kulom tefiom aboy ,hawey , deki haboboy kulotom Moytom.
@kenangehrmay4586
@kenangehrmay4586 Жыл бұрын
Selam nakm
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 Жыл бұрын
Tsibuk kab Suru keyhazka Ab Chenfer mentiltal kab kiwininwt mirhak eyo
@sabahaile9239
@sabahaile9239 Жыл бұрын
ኣነ እቲ ናይ ሰላም ጻዕርኻ 100% እድግፎ፣ እንተኾነ እቲ መልሲ ናይ ፕረዚደንት እሰያስ ከተሕትሞ ኔሩካ ብሃሊት እየ። ምናዳ ሕጂ እቲ ናይ ትግራይ ትግርኚ ውጥን ሕውሓት ኣብ ዝገሃደሉ ዘሎ እዋን ዘይምሕታምካ ከጣዕሰካ ኔሩዎ።
@user-gz3ki2jp9q
@user-gz3ki2jp9q Жыл бұрын
ብደጌኹም ማዕሪኩም ትሕዝተኹም ግን ብላሽ፡ሃብቶም ትበሃል ሰብ ድማ ኣገልጋሊ መንግስቲ ሆላንድ ድኣምበር ናይ ጋዘጠኛ ኣምር ዘለካ ኣይትመስልን።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
Ok now go away kalbi issias
@abduadem8106
@abduadem8106 Жыл бұрын
ليش ما تزكرن بما حصل من قبل قريب ٨٠ سنه اثيوبيا حسي قاعد تدفع كل شيء لكن كل شيء مخطط معا وشنتن إذ انتبه الناس هاذ الحرب ما جاءت من عبس الذ يحصل الآن هوا تعويض لي كل شيء معا اتفق ابي احمد و اروم الشعب تقرأي و المحرا هوم الضحيه اكبر من هاذ الحرب لو ما كن كدا ماجا النظام الحالي من اروم الحاكم في اثيوبيا هوا من اروم و اروم بردو كانو ضحية من قبل زي ما نحنه في نهايه الدم ما يتنظم الا ب دم انشالله بعدها كل شيء بيكون خير
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
Ata menesay shabia zebehalu sebat guhaf nay Eritrea eyom guhifka n kdmit kid 👀👀
@lasksegid8926
@lasksegid8926 Жыл бұрын
ጠንቂ ናይዚ ዝሓለፈ 27 ዓመት ድግታተር ኢሰያስ ዶ ? ዋላስ እቲ ለገሲ ኤሊት ወያኒ ትግራይ ? ካልእ ዘይናቱ ዝደሊ ዘሎ መን እዩ ? ሕወሓት ድዩ ህግደፍ? ሽግር ኤርትራ ውሽጣዊ ጉዳይ ህዝቢ ኤርትራን ከ ብሕወሓት ንዝብገሱ ብከባቢ ብበሄር ብሃይማኖት ንክፍፋሉ ተዓስቦም ትግራይ ትስዒር ትግራይ ትግርኛ(ብርህ መጻኢ) ኣግዝያን ወዘተ ንልእላውነት ሓድነት ብቁልዑ ብስውር ዝፍሕቁን ብምኻኖም ምስቲ 20 ብሕጊ ዝተፈርደ ልእላዊ መረት ኤርትራ ብወያኒ ብምጉባጡ ? ዶ/ኣቢ ነቲ ውዕል ብምቅባሉን ዝሰዓበ ቦምባታት ምድርባይ ዝሰዓበ ከ?
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 26 МЛН
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 53 МЛН
gere emun part 193 | ገሬ እሙን ክፋል 193
43:32
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 143 М.
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 26 МЛН