Dehay Eritrea ብተረኽቦ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ መን'ዩ ዝሕተት? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 13,366

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea ብተረኽቦ ብርጌድ ንሓመዱ ኣውስትራልያ መን'ዩ ዝሕተት?
ማዕከናት ዜና ኣውስትራልያ ኣብታ ሃገር ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ደገፍቲ መንግስትን ነቲ ብቤት ጽሕፈት ዝተወደበ ፌስቲቫል ዝቃወሙ ብብርጌድ ንሓመዱ ዝፍለጡ ተቓወምቲ መንእሰያትን ብዝተኻየደ ጎንጺ 14 ሰባት ፈኲሱን ከቢድን ጉድኣት ከምዝበጽሖም ጸብጺበን።
ብዛዕባ እቲ ተረኽቦ ብዝምልከት ንነባሪ ኣውስትራልያ ዶር ብርሃን አሕመድ ሽደይ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና ምክትታልኩም ንዕድም?
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
14 ጥሪ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 180
@ERi291MM
@ERi291MM 9 ай бұрын
ሕጂስ ተጋሩ እንድዮም። ምሽ ተጋሩ ኢና ይብሉ ኣለዉ ባዕሎም።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 9 ай бұрын
ስለምንታይ ደው ይብል፡ ልክዕ ክግበር ኣለዎ። ክቃወም ዝደሊ ብሰላማዊ መንገዲ ዘይቃወም። ስለምንታይ ጎነጽ ይጥቀሙ። ኤርትራውያን ሕጂውን ሰላማውያን ኢና። እዞም ዘዕገርግሩ ዘለዉ ከዳዓትን ተጋሩን ብሓባር ዝገበርዎ እዩ።
@yesno5335
@yesno5335 9 ай бұрын
ክኽክክክክክክ ዳውን ዳውን ክብሉ ኢኻ ደሊ ኻ ክኽክክክ እሞ የለን ንኸማኻ ባራዩ ብዶጎላ ሓንጎልካ ምፍራስ ጥራይ ምስ ባራዩ ዘረባ የብልናን ረጊጽናኩም ናብ ጉዳይና ንሓልፍ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 ай бұрын
ደንቆሮ ዝበሃል ፡ ኣብ ዓዱ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንዜጋታት ኤርትራ እናዳተሳቐዩ ፡ ጓይላ ተኺሉ ፥ "እንኳዓሰይ! ሕራይ ኮንኩም" ፡ ዝብል ዓሻ ደጋፊ ህግደፍ እዩ።
@isakkesete5505
@isakkesete5505 9 ай бұрын
ክቡር ደክተር ናይ ብሓቂ መሰል ይከበር ትብል ካብኮንካ ስለምንታይ ነቶም ባህሎሙን ልምዶምን ከክብሩ ዝደልዩ ጠጠው ይበል ትብል መሶሎም ደይክነን ኣበይ ሎ ደኣ እቲ መስል ትብል እዞም ፈስቲቫል ዝገብሩ ብጀካ አርትራ ካልእ ኣልዎም ዲዩ።ዝኮነት ካሎት ሃግር ኩለን ፈስቲቫል ይገብራ እንዲየን ስለምንታይ ነርትራ ጥራይ ዝንፈጋ።
@delinamulie7642
@delinamulie7642 9 ай бұрын
Eritraewyan aykonun etom drbshu
@nuruadam9117
@nuruadam9117 9 ай бұрын
Well said professor mohamed birhan
@Eriboy
@Eriboy 9 ай бұрын
ምስሉይ ! እንድሕሪ ምስሊ ኤርትራውያን ከይባላሾ ትደሊ ኮንካ ስለምንታይ ፌስቫል ኤርትራውያን ከይግበር ትሰርሕ ? ሰላሳ ዓመት ስለምንታይተቋማይ ኮንካ ?
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 9 ай бұрын
ፊስቴቫል ጉጅለ ህግደፍ ወዲ ተንቤንይ ኢሳይያስ ን ኤርትራውያን ኣይውክልን Fiestaval ወረ ውግእ እምበር Fiestaval ሰላምን ልምዓት ባሕልን ሰለ ዘይኾነ Fiestaval
@zewdeberhe1610
@zewdeberhe1610 9 ай бұрын
I don't hear any academic statements from this individual but strongly emphasizes that he's one of the founder of "Brgade NhMedu"
@mohagos6868
@mohagos6868 9 ай бұрын
and how did you come to that conclusion
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 9 ай бұрын
I don't understand why you guys have problems with the festival
@kibromzeru671
@kibromzeru671 9 ай бұрын
​@@sabaghebreghzabhier3382ቅንኣት::ቅንኣት ክኣ መድሃኒት የብሉን::
@zewditubeyene7851
@zewditubeyene7851 9 ай бұрын
Dr Berhan teach them to be accepted individuals rights. We don't wants violence each other. Whatever happen first 🇪🇷.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 ай бұрын
ደንቆሮ ዝበሃል ፡ ኣብ ዓዱ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንዜጋታት ኤርትራ እናዳተሳቐዩ ፡ ጓይላ ተኺሉ ፥ "እንኳዓሰይ! ሕራይ ኮንኩም" ፡ ዝብል ዓሻ ደጋፊ ህግደፍ እዩ።
@EC196-91
@EC196-91 9 ай бұрын
ተጋሩ ምዃንኩም ኽተጋውሑ ዘይ ሓፈርኩም፡ ንምንታይ ተጋሩ ተባሂልና ኢልኩም ትቑዙሙ።
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 9 ай бұрын
Dockter Burhan thank you you are really honest thank you he said it all God bless
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 9 ай бұрын
This is a vital resource and reference for conflict resolution that leads to National Reconciliation among Eritreans.
@fiory25
@fiory25 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-di2dg3cq8p
@user-di2dg3cq8p 9 ай бұрын
On February 2/2/2024 is President ኢሰያስ ኣፈወርቂ birthday 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hayletkle2197
@hayletkle2197 9 ай бұрын
ዶክቶር ቡርሃን ፡ ክብሪ ይሃብካ ፡ ናይ ሻዕቢያ መሳርሒ ጓይላ ኢያ ። እቶም ደገፍቲ ኢሳያስ ኣብ 2 ይምቀሉ ፡ እቲ ሓደ ወገን ኮነሉ ብተልእኾ ዝሰርሕዩ ፡እቲ ካላኣይወገን ዋላ ሓንቲ ንቕሓት ዘይብሉ ፡ ጽቡቕን ሕማቕን ዘይመሚ አርትራ ማለት ሻዕቢያ ማለት ኮይኑ ዝስምዖ ደንቆሮ ፡ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን ዘይኮነስ ፡ቀዳምነት ሻዕቢያዊ ሰይጣናዊ ቆለ ዘዕበዶ ኢዩ ፡ ብዛዕባ ሃገር ምዕናዋ ፡ህዝቢ ተበታቲኑ እናረኣየ ዘየስተብህልዩ ። ናኣብነት ኣብ ኣዲስ ኣበበባ እንተትርእዩ ካብ ደገ ዝመጹ ዲያስፖራ አርትራውያን ፡ስድራኤቶም ሽማግለታት ካብ ኣስመራ ይመጹ ፡ ኣቡኡ ዝጠፍእ ገንዘብ ኣብ ዓድና እንተዝኸውን ፡ እንታይም ኣሕዋት ሓደ ኣብ ዊሽጥና ተጸፍዩ ዝዓበየ ጸላኢ ተዓዊቱልና ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 ай бұрын
ደንቆሮ ዝበሃል ፡ ኣብ ዓዱ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንዜጋታት ኤርትራ እናዳተሳቐዩ ፡ ጓይላ ተኺሉ ፥ "እንኳዓሰይ! ሕራይ ኮንኩም" ፡ ዝብል ዓሻ ደጋፊ ህግደፍ እዩ።
@adhanomkidane6903
@adhanomkidane6903 9 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 9 ай бұрын
❤❤❤ምስ ደቅና አንስትናመረከቢ ደቅና መራከቢ ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 9 ай бұрын
እዋይ ዶር ብርሃን እዚ ጉጅለ ህግደፍሲ ብዝዓባ ኤርትራን ኤርትራውነትን ክጥንቀቅ ኢልካ ክሕሰብ ዘይክአል!! ዝጥንቀቅ እንተዝከውን ዩክሬይን ክትውረ green light ዘርአየ አብ አሜሪካ ዘለው ኤርትራውያን ስለዘይሓስብ ንአሜሪካ ክጸርፍ ይውዕል ልዕሊ ኩሉ ድማ ኤርትራዊ ፍሕብትን ክብል ሰሪሑሉ እንድዩ!! ነቶም አብ ልብያ ብHuman trafficking አብ ሽግር ዝወደቁ ኤርትራውያን ገንዘብ አብ ኤርትራ አብ ጎደና ሓርነት አብቲ ጉኒ ናይ ኤርትራ ጸጥታ ከምዝኸፈልኩ ክነግረካ ከለኹ ሓደ ጭቡጥ ነገር ክትሕዝ ትኽእል ትኸውን!!thank Dehay Eritrea
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 ай бұрын
Veri veri good hew knua abo eka mo admen tanan yhbka
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 9 ай бұрын
Welcom dehay Eritrea
@teweldekunfu800
@teweldekunfu800 9 ай бұрын
We Eritrean
@mogeslovetv4818
@mogeslovetv4818 9 ай бұрын
ደናቁር😂
@ERi291MM
@ERi291MM 9 ай бұрын
ለኻብጥ ሓሰውቲ። ንምንታይ ፈስቲቫል ደው ይብል፧ ፈስቲቫል ኤርትራውያን እኮ ኣብ 80ታት እዩ ኣብ ወጻኢ ሃገር ጀሚሩ። ሕጂ ወያነ ሕቖኣ ምስ ተለዅሰሰት ሕነ ንምፍዳይ ብተጋሩን ተወለድቲ ተጋሩን ዝጀመረ ናዕቢ እዩ።
@teametesfamariam8283
@teametesfamariam8283 9 ай бұрын
ዘሕዝን ዘይሓላፍነታዊ ግጉይ ትንተና ካብ ሓደ ምሁር ዘትጽበዮ ነዚ ኹነታት ዘጋድድ ኣገላልጻ ኢዩ። ፈስቲቫል ኤርትራ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሰላም ክካየድ ዝጸንሐ ሰላማዊ ፈስቲቫል ኢዩ። እዚ ሕጂ ተኸሲቱ ዘሎ ናይዞም ብተጋሩ ዝእለዩን ዝምወሉን ዘለዉ ንባህሊን ወግዕን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድይስፖራ ንኽዘርግ ዝተላዕሉ ናይዚ ክልተ ዓመታት ተርእዮ ኢዩ። ስለዚ ነቲ ሰላማዊ ዝኾኑ ህዝቢ ፈስቲቫሎም ከም ወትሩ ንኸየኽብሩ ክዝርጉ ዝፍትኑ ዘለዉ ግብረ ሽበራውያን እምበር እቲ ሓፋሽ ህዝቢ ስለ ዘይኮነ፡ እቲ ሕግ ናይቲ ዝነብረሉ ሃገር ዘየኽብር ብሕጊ ክቕጻዕ ይግባእ። ሓደ ምሁረ ሰብ ኮይንካ ዶክቶር ቡርሃን ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ድሑር ኣተሓሳስባ ሸንኮለለ ክትብል ብጣዕሚ ዝሕዝን ኢዩ።
@gebrezgabherhabtemariam6607
@gebrezgabherhabtemariam6607 9 ай бұрын
መን አዩ ታሓታት ናይ ዝ በርጊድ ንሓመዱ ኮለል ክይበልካ ዝይትሚሊስ
@heyabisak6814
@heyabisak6814 9 ай бұрын
💙🌿💙🌿💙
@Semay125
@Semay125 9 ай бұрын
Hasewti
@sultanibrahim2179
@sultanibrahim2179 9 ай бұрын
ብዓራይ ምስ ሐራዲአ ማይ ትሰተይ። ብርጌድ ንሐመዱ ብ ኻራ: ብ በትረ: ብ ደንግላ ምሰ ቀተሉኻ ሽዑ ኽርደአካ ዩ።
@AlmazGhezai-ln5pq
@AlmazGhezai-ln5pq 9 ай бұрын
❤️👌🏻🙏💪
@solomonwelday2964
@solomonwelday2964 9 ай бұрын
እንሳሳታት
@hayletkle2197
@hayletkle2197 9 ай бұрын
ንጎነጽ ዝፈጥሮ ሕሰምን ምረትንዩ ፡ኡይ በል ሰብ ክእከብ ምኽሪ ክርከብ ፡ ንሉኡኻት ኣጋንንቲ ሰይጣናዊ ኢሳያስ ሕጊ ኣይፈልጡንዮም ፡ ሕጊ ዘይብሉ ፡ ሕጋውነት የብሉን ።
@MTecle-t5r
@MTecle-t5r 9 ай бұрын
ሕጋዊ ቅጥዒ ዘየማልእ ጎነጽ ብዝኾነ ይኹን ተቐባልነት የብሉን።
@nuruadam9117
@nuruadam9117 9 ай бұрын
Higdef guhaf Mot ni Higdef
@noorsaad6043
@noorsaad6043 9 ай бұрын
ኩቡር ሓዉ ሳሙኤል ክላወበካ አፍቅደለይ ከምቲ ቅለ ምሕተት ምስ ዶሮ ሳልሕ ዝገበርክዮ ካቡቶም ሙሁራትን ፖለቲካዉያን ኢኒ ዛቡሉ አኮላት ደቂ ክርታቲያ ወይ ከበሳውያን አቡ ማዕከን ኣኤጊዶካ ቃለ ሙሕተት ኩትገብረሎም ብትሕትና ይማጻባዓካ ይቅረታ እንድበሌኩ ግን ግድነት ቧሃገሮ ሕቶ ስለ ዝኾነ ክፀሪ ስለ ዘሎዎ እዪ
@habte6347
@habte6347 9 ай бұрын
Dr. Berhan netom nehamedu ab gonom kemzeleka eka tenegrena zeloka ab kendi be emni zebasu netom beselam ne zekayedu dew Keele tegusges aloka emo seminars xebuk yelokan
@alex-ln5jw
@alex-ln5jw 9 ай бұрын
Pls dear Dr. We can't work peacefully with the enemy who doesn't know peace. So, those who asked for refuge status and support the government should be reported. That is why the young brothers and sisters have to fight. Awet ni hafash
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 9 ай бұрын
ወዮ ደርሆስ ዝኣክል ንቅሓታ ጻሕቲራ ጻሕቲራ ትጓሓፍ ኣብታ መውዓሊታ ጓሓፍ ኣዕጽምታ ክንቲታ ዘገርም'ዩ ጎሪሑለይ ተባሂሉስ ኣብ ዲያስፖራ ክብርታትና ከይባላሾስ ባህላዊ ምርኢት ኤርትራ ክተርፍ ኣለዎ ኢልካ ምሕሳብ ማለት ነቲ ክብርታትና ንከይባላሾ ንፈስቲቫላት ኤርትራ ክግበር የብሉን ብምባልካ ድሮ ነቲ ክብርታት ባህሊ ኤርትራ ናብ ውሉድ ንወለዶና ንከይመሓላለፍ ትሰርሕን ትጽዕርን ዘሎኻ ሰብ ኢኻ ስለዚ ንመንግስቲ ኤርትራ ክትቓወም እንተ ደሊኻ ከምቲ ጀብሃ ሻዕቢያ ኣብ ኣፍንጫ ደርጊ ኮይነን ዳሳት ደርጊ ዘዕንዋ ዝነበራ ንስኻ ከኣ ጨቃዊትካ ሒዝካ ኣብታ መሬት ኤርትራ ኮንካ ዳሳት ህግደፍ ኣፍርስ ኣብ ዲያስፖራ ህግደፍ የለን እንትርፎ ደቂ ሃገር ኮይኖም ንሃገሮም የሕሊፎም ዘይህቡ ክብርታቶም ዝዕቅቡ 100% ሕዋስ ዘይብሎም ኤርትራውያን እዮም ናትኩም ሓሳባት ከኣ እቶም ዝተፈላለኹም ገለኹም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለኩም ገለኹም ገበን ፈጺምኩም ዝመጻእኩም ገለኹም ደቂ ወዶ ገባ ወዘተ......... ኣብታ ናይ መሕብኢ ጉብጢሽ ኣቲኹም ንህዝቢ ከነድሕን እንዳበልኩም ኣብ ህዝቢ ዝተኣከበሉ ዳሳት ኬድኩም ብየእማን በባትር ህዝቢ ተባሳብሱ ልክዕ ከም ናይ ጃንዳ ዋሽንግቶን ንዲሞክራሲ እንዳበለት ዓዲ ዓዲ ኬይዳ ውግእ ወረ ውግእ ጌይራ ንሓንቲ ሃገር ከም ኢራቅ የመን ኣፍጋኒስታን ሶማልያ ሱዳን ሊብያ ወዘተ....... ነበርያ ነበር ትግበራ
@woldaibeckit8826
@woldaibeckit8826 9 ай бұрын
You are Eritrean born Ethiopians stay a way from our agenda
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 9 ай бұрын
ወይ ትግራዋይ ትኸውን ግን ኣይብልን ዘሕን ተጋሩ እንዳ መርሑኻ እዙይ ጽላኣት ትግራይ ዘለዎም ዝእከቡላ ምድያ ጽልኢ ትጉስጉስ ሕማቕ ሰብ ጽልኢ ዘኃሃህር ኣብ ዛምድያ ዝቐርቡ ማሓመድ ዓብደላ ኻልድ chame on you
@araiatesfamariam7450
@araiatesfamariam7450 9 ай бұрын
Mushmush
@user-cm8qh2ns1k
@user-cm8qh2ns1k 9 ай бұрын
Burhan lives in a democratic country and was a candidate in an election and he should teach law and order and advocate for everyone one’s democratic rights including the rights of celebrating.Stop give in to anarchy and terrorism.
@ERi291MM
@ERi291MM 9 ай бұрын
ንስኻትኹም ከማን ዓጋመታት ኢኹም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 ай бұрын
ደንቆሮ ዝበሃል ፡ ኣብ ዓዱ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ ሰሪሑ ፡ ንዜጋታት ኤርትራ እናዳተሳቐዩ ፡ ጓይላ ተኺሉ ፥ "እንኳዓሰይ! ሕራይ ኮንኩም" ፡ ዝብል ዓሻ ደጋፊ ህግደፍ እዩ።
@Semay125
@Semay125 9 ай бұрын
Festival Eritrea aytrfrn eu. Kendi temhrom ytrer malt entay eu. Festival Eritra nay dekena eu. Beja Isaias efli yedug My festival my right 🇪🇷✊🏽
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 8 ай бұрын
ብርሓን ሽደ ሃደ ካብቶም ናይ ኣብ መልቦርን ናይ ጅሓዲስቲ ኣካይዳ ዘለዎ ኩሉ ግዝየ ጸለመን ሃሶትን ብዛዕባ ኤርትራ ዝዛረብ ብሓደ ወገኑ ትግራዋይን ወዲ ሽረ ዝመበቁሉ ከምካኑ ዝውረስ።ነዚኦም ከም ተቃወምቲ ተቆጺሮም ምስ ኢሳያስ ክዛረቡ ሃዊ ከእትውላ ሃገር፣ ደምበ ዒነ መዋእሎም ብ ሃይማኖት ዓልየት ወገን ብወያነ ዝምስርሑ ዑሱባት ተበለጽቲ ሃንቲ ሃድነት ዘይፈጥሩ ንሓድሕዶም ተመቃቂሎም ካብ ሚእቲ ንላዕሊ ውድባት ብወያነ ዝጫጭሑስ ነዚኦም ውድብ ኢልካ ሃገር ተእትዎም ሃዊ ከእትውላ ሃገር ንስካትኩም ኣብታ ስደትኩም ብለዩ ።
@user-di2dg3cq8p
@user-di2dg3cq8p 9 ай бұрын
On February 2/2/2024 is President ኢሰያስ ኣፈወርቂ 🎉🎉
@t.h.2520
@t.h.2520 9 ай бұрын
ዝበደለ ዲዩ ዝኹነን ወይስ ዝተበደለ በዓል ኣይተብዕሉ ዝብልሲ መን ኮይኖም ኢዮም እቶም ዘብዕሉስ ንርእሶም ግዳይ ስደትን ሓሳረ-መከራን እኮ ኢዮም እንታይ ግበሩ ኢዮም ዝብልዎም ዘለዉ።
@eritimes
@eritimes 9 ай бұрын
Disgusting habits of a sick society! Wrong thing does not get fixed by wrong doing. If you demand for freedom, rule of law and human dignity - you do not go and fight like a barbaric clan. This has to stop and it is a disgrace! Birgade ni hamdu is #2 HIGDEF with no power at hand.
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 9 ай бұрын
Ayttehagosu !! Aytteakebu.... keytses'u.......Eritrea tbehal hager keytedmxu! Ezi nay xlulat hasabyu......!! Seb yteakeb! Bzaeba hageru yzeti.....kzenagae ndequ bahlom kewrsom alewo akndi mbal dew kbl serihe mbalka hazinelka!!
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 9 ай бұрын
ለካት ባህልካን ክብርታትካን ክጠፍእ ሲ ምስተን ሃገራት ተሳማሚዕና ደው ከነብሎ አሎና አየ ፍልጠት አየ ምህሮ ብካ ማይ ኮይንካ ኸድካ ናይ ሙሁር ደንቆሮ ክትፈልጥ ህዝባዊ ግንባር ሜዳ ከለው አብ ዓዲ ጥልያን ይግበር ነይሩ ሕጂ እንታይ ተረኪቡ ብደቂ ከዳዓትን ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ተጋሩ ክተርፍ ተደልዩ ዘይወርዱ ሰቡኡት እንተኮይኖም እዞም ቀረንዕ ሳሙና ዘይፈልጡ ባዕካካት ስኒ ጨነውቲ ትሽቱሽ እምኒ ምድርባይ እምበር ተበርኪኻ ምትኳስ ዘይፈልጡ አንስቲ ደፋእቲ ጸብሒ ስዋ ሰቡት ናይ ጉብጥሽ ቴንዳ አንዲድና አፍሪስና ካብ ዝብሉ ናይ ክዳን ሙሑርየ ባሃሊ የዕጢቅካ ውረዱ በሎም ይራጋረጉ እምበር ንሕናስ ካብ ባህልናን ክብርታትናን ንሃድም አይኮናን ዋላ አብ ባዓል ማርስ ጁቢተር አብ ፕላኔት ከነሕልፎ ኢና ደቂ ሻዕብያ ዝዓግተና ሐይሊ የለን። ክኽውን እዩ ከመይ ዘይከውን ክኽውን ኢዩ ከመይ ዘይከው አላጊብና እንዲና መርፍእን ጡጥን ሻዕቢያ ❤ንዘልአለም ትንበር። እቶም ሕጂ ዝነብሑ ከምቶም ቀዳሞት ስጋብ ዝስይሑ
@yesno5335
@yesno5335 9 ай бұрын
ክኽክክክክክ በዓል ንስኻ ኣብዛ ዓለም ስለ ዝተፈጠርኩም ንስሕቅ ኣለና ምንጭሰሓቅና ኢኹም በዓል ንስኻ ጥሪት እንቃዕ ተፈጠርኩም ብምንታይ ክንስሕቅ
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 9 ай бұрын
@@yesno5335 ሐርኢ አመድ በአፈር ይስቃል ንርእስካ ትሳሐቂ ሽንቲ ሰብአይ እንተኮይንካ ውረድ አብ ክሽነ ትሕቲ ቆምሽጢ ትግራይ ኮይንካ ዳስ አፍሪስና ጸብሒ ደፊኢና ስብ ፈጊእና ገና በጊዕ በጊዕ ትጨኑ አለካ በዳን ብድብድ ጨናዊ ማይ ታሐጸብ ክትጨንው ኤደድ ነታሐት
@yesno5335
@yesno5335 9 ай бұрын
@@belaineshisak7165 ረዊአኪ ኔሬ ድየ ኣበይ ርኢኽዮ በጊዕ ደየ zchonu ወላ tiel ኣጎምቢሐ ረዊአኪ ድየ ንዘን ባራዩ ህግደፍ ኣጎምቢሐ ብመዓኮርክን አየ ዝድርግመልክን
@tesfaldettesfamariam2951
@tesfaldettesfamariam2951 9 ай бұрын
ነቶም ደንጎላ ዝድርብዩ ዘይነቐፍካስ ነቶም በዓል ዘዳለዉ ፡ ዘበን ግርምቢጥ ፡ ሽምካ ከተዕቢ ባህላዊን ሃገራዊ በዓላት ከተዳሉ እምበር ክትዘርግ ዓገብ እዩ ፡ እዞም ብተጋሩ ዝምርሑ ከከም ኣመጻጽእኡ ክእንገድ ኣለዎም ፡ ብቑጽሪ ውሑዳት ካብ ብዙሕ ቦታ ተኣኻኺቦም ዝመጹ ኮይኖም ፡ እቲ ደጋፊ ሃገሩ ካብ ብዙሕ ቦታ ተኣኻኺቡ ክገጥሞም ኣለዎ ፡ ሳሚኤል ካብ ተጋዳላይ ዘይጽበዮ እቲስርዓት ክትብል ጀሚርካ ፡፡
@fshagebremichael9109
@fshagebremichael9109 9 ай бұрын
ሓሳዊ ሳሚኤል ጋዜጠኛ ከዳዕ ሓቂ ኣይትጛ ፅ
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 9 ай бұрын
ነንበይንኩም በዓል ዘይትገብሩ መሰሉም እንድዮ
@jhiabu
@jhiabu 9 ай бұрын
Excellent conversation by Samuel and Dr. Berhan, Eritreans need to know the reality of our situation - either we agree or disagree with the current event!
@abdousalah2923
@abdousalah2923 9 ай бұрын
እዚ እንታይ ዓነት ዶንቆሮ ሕግ ኣይፍልጥ ሓቂ ዛይፈልጥ ዘረቡኡ ኩሉ ጽረ እርትራ እዩ እስተውዕል ኤርትራዊ ሰለማዊ ስልፍ ብሕግ ክገብሩዎ ይግባእ ክንዲ ዝብል ዝኮነ ፍስተባላት ታሪኻት ኤርትራ ጠጠው ክብል ይግባእ ይብል ዶንቆሮ ክድ ነቶም ድሕሪ ናጽነት ዝተወለዶ ቆልዑ ኣደና ግር ጉሓፍ
@sultanibrahim2179
@sultanibrahim2179 9 ай бұрын
ሞ ንብርጌድ ሐመዱ ጠጠው ዘይተብሎም ።ኹልትና ብ መንገዶም መጺና። ሀገርና ይሕሊፍ አይንህብን።
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 9 ай бұрын
Dr Burhan ur always serving your people may GBU 💙💙💙💙
@2468justinbieber
@2468justinbieber 8 ай бұрын
ብርጌድ ዝዓበዱ ድዩ፡ እዚ ዶክተር ንባዕሉ ?
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 9 ай бұрын
ኣብዛ ኣነ ዝነብረላ ከተማ ብዙሓት ኤርትራውያን ኣለና ካብ እዞም ኩሉና ካብ ሙስሊም ሓደ ንኤርትራ ዝመላለስ ተጋዳይ ኔሩ፡ ክርስትያን ዳርጋ ፍርቂ ደላይ ፍትሒ ፍርቂ ደገፍቲ ኔርና ጸኒሑ ግን ኣግኣዝያን ኣበጊሱ ንሙስሊም ኣሕዋትና ኣኮርዩ ካባና ፈልዩዎም ሕጂ ውሒድናን ቆሪርናን ህግደፍ መንደፍ ዘይገብሮ የብሉን ብፍቅሪ ኤርትራውያን ዝስንብድን ዝብህርርን ወዲ ጓና እዩ።
@druyagordat9020
@druyagordat9020 9 ай бұрын
Hi Samuel, Instead of asking impartial and educating questions that can promote policy alternatives and options in Eritrea, you are trying to stir subnational sentiments in your discourse. Eritreans are Muslims and Christians -highlanders and lowlanders that have firmly cemented secular nationhood and patriotism in their psyche. Just because you don't agree or dislike the Eritrean government does not give you the right to arouse and ponder on issues that have long been buried and removed from our psyche! Inviting pundits who for long have had narrow opinions and interests instead of scholars who can delve into critical analyses for alternative policy options to the general public -does not promote sound and productive debate of a better future for the country.
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 9 ай бұрын
ግብርኻን አካይዳኻን ርእዩ ንስኻ መን ምዃንካ ንኽፈልጠካ ህዝቢ ኤሪትራ እዪ ዘለልየካ። ካብ ሻዕብያ አይጽበይን እዩ ህዝቢ ኤሪትራ መን ምዃንካ ናትካ ሃቀና እንታይ ምዃኑ ክፈልጠካ ካብ መንግስቲ ኤሪትራ ፍቃድ አይጽበይን እዩ ። ነብስኻ አይተዓሻሹ። ምስላ ኤሪትራ አሎ " ጥዕምቲ ቅጫ አብ ሞቅሎ ኸላ ትፈልጣ"።
@user-di2dg3cq8p
@user-di2dg3cq8p 9 ай бұрын
እዚ ዝዛረብ ዘሎ older ኣድጊ ንሓመዱ (ዑሱብ) ጸረ ሃገረ ኤርትራ ::
@isseyaskidane3006
@isseyaskidane3006 9 ай бұрын
Muher donkoro
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 9 ай бұрын
ስለምንታይ ናይ ኤሪትራ በደራ ዘይሕዙ ኤሪትራ ናጱነታ ከም ዘይአምኑ ከምኡ ከአ ምስ ወያነ ተሐዊሰም ነታ ሰምያዊ ዝሑዙ
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 9 ай бұрын
ጽቡቕ መረዳእታ ዘለዎ መደብ ዝኾነ ትካል ብቐሊል ክምስረት ኣይክእልን ክፈርስ ከሎ ውን ብቐሊል ክፈርስ ከም ዘይክእል ዩ ዘረድእ ሞ : ደጊምካ እንተትዕድሞ ጽቡቕ ኔሩ
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕን ተንካፍን ቃለ/ምሕትት! ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣሕዋትና ኣመንቲ/ምስልምና ነቲ ብሉጽ ኤሪትራዊ ባህሊ ናይ ሓድነት( harmony) ከም ዓንዲ/ማእከል ተሰኪሞሞ:: ኣብ ኤሪትራ ሕብረተሰብ ሓደ ካብ ብሉጻት ባህልታቱ እቲ ኣብ ኣስላምናናናናና,,,,,,,,ዝነበረ ባህሊ እዩ:: ብጣዕሚ ዝምስገንን ክቕጽል ዘሎዎ ድማ እዩ:: ሓው ብርሃን ዕድመን ብርሃን ጥዕና እምነየልካ! ካብ ክርስትያን ሓውኻ ሞጎስ🌹
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 9 ай бұрын
ብሓውሲ ጆክ እናገበረ ዓቢ ሓሳባት ዘበርከተ ዓቢ ሰብ ምስጋና ይብጻሕ ዶ/ር ብርሃን። ከም ወትሩ ቡሉጻት ሰባት እናምጻእካ ዝበለጸ ስራሕ ንእትሰርሕ ዘለኻ ብጻይና ሳሚኤል ዓካዓካ ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገንኩኻ ኢየ ሞ ሕጂ ውን ብድጋመ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
@miniasghid6386
@miniasghid6386 9 ай бұрын
ሲምዓኒ ኒሕናኮ ፊስታ ምግባሪና መታሐቃቆፍ መራከቢ ደእዩምቤሪ ናይእግደፍ እናበልካ አይቲዛረቡ ሺም ኤሪትራ አይከፍእኒዩ ኢንተኮነ ቢአጋላሊጻካ አይተረደእንን ቢሪግዲ ኒሐመዱ መንዮም
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 9 ай бұрын
Dokter brhen hgralena nhzbna ,zheli yolon mngsti hekNa yblnan
@abdousalah2923
@abdousalah2923 9 ай бұрын
እዚ ወዲ 100 ካብ 100 ታሪኽ እርትራ ክድምሰስ ለይቲን ማዓልቲን ብዘይ ዲቃስ ዝሓዲር ዘሎ ዛይተማሃረ ዶንቆሮ እዩ ኣስተውዕል ኤሬትራዊ
@KerosTerfu-bu5sw
@KerosTerfu-bu5sw 9 ай бұрын
ዶክትር ኮይና ዓውት ንሓፍሽ
@shidasound
@shidasound 9 ай бұрын
Anta aytehafrun dikum... aytetehagues elka do qalsi alo eyu.... tesdememu ganinat..
@freweinitesfai6630
@freweinitesfai6630 9 ай бұрын
በጃኩም ሕፈሩ ዕድመኩም ብዙሕ አተሐሳስባኩም ደንቆሮ
@same8813
@same8813 9 ай бұрын
መርገጺካ ሕማቅ እዩ ኤርትራዊ ባህሉን መንነቱን ንደቁ ባህሉን መንነቱ ከውርስ ፈስቲቫል ክገብር መሰሉ እዩ እቶም ኣድኪ ንሓመዱ ግን ሸፋቱ ዑሱባት ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ዝሰርሑ ክእገዱ ይግባእ እተን ሃገራት እዚ ኣንጻር መንነትካ እናሰራሕካ ደላይ ፍትሒ ክባሃል ኣይክእልን እዩ
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 9 ай бұрын
bravo Dr
@kidanemusazigi8012
@kidanemusazigi8012 9 ай бұрын
ክብሪ ይሃብካ ዶ/ ብርሃን ናይ ብሓቂ ሓደ ንስኻ ካብዞም ናይ ቀደም ሰባት ነዚ ዝርዳእ ረኺበ
@weinisolomon8932
@weinisolomon8932 9 ай бұрын
Haswt ,dum
@TekleHaile-n8w
@TekleHaile-n8w 9 ай бұрын
ንመንፈሳዊ ህይወቱ ካብ ዘይግደስ ጥፉእ ወለዶ ፣ሰናይ ተግባር ምጽባይ ዕሽነት እዩ ። እቲ መፍትሕ፣ ተናሲሕካ ናብ ኣምላኽ ምምላስ ፣ንሓድሕድካ ይቕረ ምብህሃልን እዩ።
@eritrea3501
@eritrea3501 9 ай бұрын
ሳላ ህግድፍ ኤረትራዊ ከቢሩ እዩ እሞ ዕድመ ንጀጋኑ ሐርበኛታት ተጋደልትና ዓወት ብሐፋሽ ውድቀት ንሸየቲ ከዳዓት ሀገር❤🇪🇷🌹
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 9 ай бұрын
How could you say that? HIGDEF is fighting with all the neighbours including Yemen, Djibouti, Sudan and Ethiopia by decimating our youth, forcefully conscripting for unlimited military service along the way. Most able body Eritrean citizens including you are forced to immigrate for a better future, are scattered in the African deserts. Some of them dying of hunger and thirst while our daughters becoming the trophies of the Bedouins for the highest bidder. Should I continue?? Is this what you called Eritrean honor?? Our gallant heroes didn't die for this. It's shameful stop using our martyrs in vain.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 9 ай бұрын
😂😂😂 እዋእ ህዝቢ ኤርትራ ከቢሩ ይነብር ኣሎ 'ምበኣር!? ሕጂ ንስኻስ ስደተኛ ተባሂልካ ኣብ ስደት ተደርቢኻ እንጀራ ልማኖ እናበላዕካስ፣ ክቡር'የ ትብል ኣለኻ ማለት ድዩ!? ብጫማኻ ዲኻ ትሓስብ!? ኣብ ደምበ ምስ ጤለበጊዕ ዓጽዮም ድዮም ኣዕብዮሙኻ!? ወይ ባርነት ሕሱም !!😂
@eritrea3501
@eritrea3501 9 ай бұрын
@@woldaislassie2930 ስማዕ እሞ ስደት እኮ ኤረትራዊ ጥራይ አይኮነን ዝስደድ ከም ሰብ እዩ ዝስደት ናይ መን ሀገር አሎ ዘይተሰደደ ናይ ኩሉ ሀገር ስድተኛ አሎ አነ ድማ ከም ኩሉ ሀገር ተሰድደ አለኩ።ኤረትራዊ ግን አብ ዝሀለወ ሀልዩ ምስ ሀገሩን ህዝቡን ቡልጽ ሰብ እዩ።ዓወት ንሐፋሽ ዉድቀት ንሸየቲ ሀገርርርርርርር❤🇪🇷🌹
@open795
@open795 9 ай бұрын
​@@eritrea3501ኣይፋልካን ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 9 ай бұрын
@@eritrea3501 😂😂 በዓል ንስኻስ ኣብ ፋብሪካ ዝተሰራሕኩም ኢኹም። ገጽካ ትርሓቕ፣ ሽለት።
@hagosghebreiesus6420
@hagosghebreiesus6420 9 ай бұрын
ሙሁር ባሃላይ ቀናን ፍርዲ ናብ መንግስቲ ካብ ምጵጋዕካ ነቶም ዝርቡሹ ዘለው ጠጠው ምባል ንሓሸ መንግስቲ ኤሪትራ አብ አውስትርልያ አይኮነን ዘሎ ናትካባ ግርም ስልጣን ድያ ትራአየካ ዘላ game is over።
@meharitedros1831
@meharitedros1831 9 ай бұрын
Why you come there no body comes to your festivities. Please respect each other
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 9 ай бұрын
መርሓባ ክቡር ሓው ሳሙኤል ጽቡቕ ስራሕ። ይመስግነካ፣ የቐንየልና፣ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ኣብ ልዕሊ ዶ/ር ብርሃን፣ ንሓሳቡ እቃወም። ኣነ ተቓዋሚ ስርዓት ህግደፍ ኣየ። ስለዚ እቲ ሓላፍነት ናብቲ ስርዓት ካብ እተውድቖ፣ ብሪገይድ ንሓመዱ ጎነጽ ክነጽጉ ኣለዎም፣ ምኽኑይ ኣኮነን፣ ዝህቦ ወይ ዝስህቦ ኣቓልቦ ብዝየገድስ፣ ብእምኒን ጎነጽን ክፈትሕዎ ምፍና ቅኑዕ ኣይኮነን፣ ንሕና ካልእ ስልጡንን ሰላምውን ኣገብብ ንክኽተሉ ክንምዖዶም ሓልፍንትና እዩ። ብካልእ ሜላታት ክሳብ ምዕጻው ኤምባስን ካልእን ዓቕሚ እንተህልዩ ክንቃለስ ኣለና ብውህደት እምበ እዚ መፍትሒ ኣይኮነን፣ የቐንየልይ!
@nuruadam9117
@nuruadam9117 9 ай бұрын
Very good professor, you are so professional you are the future of eritrean leader
@kibromzeru671
@kibromzeru671 9 ай бұрын
እዚ ኣስላምን ክርስቲያን መተሓትን ከበሳን እናበለ ዝፈላልስ ንመሪሕነት ተቅሪብካዮ: ብስሚዒት ኢኻ ጽሒፍካያ ደጊምካ ስምዓዮ: ከምናቱ ስሚዒት እንተዘይብልካ::
@michaelid9914
@michaelid9914 9 ай бұрын
@@kibromzeru671 ክብሮም፡ እንጌራ እዝጊ ብላዕ። እምበር እዚ መዞም ግሩሃት ኣውስትራልያውያን እናታለለ ዝነብር ጥፉሽ ፍጥረት፡ ብዘይካ ኣብ ርኣዩኒ ርኣዩኒ ነቲ ዶክተር'የ ዝብለሉ ፍልጠት ንዓሰርተታት ዓመታት ክጅሃረሉ እምበር ክሰራሓሉ ርኢና ኣይንፈልጥን። ድሓር ድማ ዶክትሬት ናይ'ዚ ዘመንናኮ ኩላትና ንፈልጦ'ዩ። በቲ ዩኒቨርሲቲ ገጽካ እንተሓሊፍካ ዝልጥፉልካ እዩ። ዓቕሚ ግን ዜሮ።
@keletatsegai8791
@keletatsegai8791 9 ай бұрын
ግልሒንጣ ሃገር ምሁራት ክኣ ትባሃሉ ባህሊ ይከልከል ካኣ ትብል. ብድሕሪኦም ኮንካ ኣጀኹም እናልካ. እወ ብሰላም ፍሉጣት ብባህልና ክሩዓት. ሕውስዋስ ትጋሩ ኣታሓባብርካ ካብታ ናይ ቆለ ባንደራ ናብታ ቱካብ ፈደረሽን ሒዝካ ምጉያይ. ኣይሰልጠኩምን እዩ ከድዓት.
@weinisolomon8932
@weinisolomon8932 9 ай бұрын
Saben sabtn thtte eye
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ምስሊ ኤርትራውያን ደኣ ህግደፍ ዘፍረሶ ንሕና ህዝቢ ኤርትራ ስደተኛታት ክከውን ስምና ምስልና ኣይነበረን ኣብ ስደት ምስልና ክሕሎ ደሊኽሞ ኣይከኣልን! ንሕና ንጻወት ኣይኮናን ዘለና ህግደፍ ኣብ ስደት ቦታ ኣይክህልዎን እዪ ።
@amiceeri2263
@amiceeri2263 9 ай бұрын
BEL KETSLOMO ENTAY KEMTEMTSE NREI. ABZI ZELO SEB FEGIEKA LEWTI TEMTSE TEKONKAS NREI. MESHAK
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 9 ай бұрын
አቶም በዓል ዕሶ ምሶ ክአዚ ከማኻ ኢዮም ዉዱቓት ኮይኖም ዝተርፉ።
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
@@amiceeri2263 ንቀጽል'ወ ንስኻ ንባርነት ኣነ ንሓርነት
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 9 ай бұрын
ናይ መን ፈስቲባል ክተርፍ ጨመላቅ አታ ሰራቂ
@debasaylemlem4528
@debasaylemlem4528 9 ай бұрын
ስለምንታይ ግዳ ናይ ኤርትራውያን ፌስቲቫል ይተርፍ ?? ወያኔ ጥራይ'ዩ ሕብረት ፌስቲቫል ኤርትራውያን ክተርፍ ዝደሊ፡፡
@araiafamily5328
@araiafamily5328 9 ай бұрын
ዓሊ ዓብዱ እንድዩ ሓውኻ፡ ተሮሪት ናይ ተሮሪት ኢኻ።
@girmayteame5327
@girmayteame5327 9 ай бұрын
Dlr birhane btime xbuk hasbn mikrn mlu Tina yhbka
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 9 ай бұрын
2 rika aykewnn eu hgdef nlewt amnom kdeserhu tekonom tray eu eber smna do gele wae emo men dyu tenk hgdef eu ko
@romatela7057
@romatela7057 9 ай бұрын
ንምንታይ መንግስቲ ጠጠው ዘብሎ እቶም ዝርብሹ ዘለው ጠጠው ዘየብልዎ ባዓል እስካ ኢካ ተሰውድዎም ዘለኩም ፈስቲባል ሎሚ ድዩ ተጀሚሩ ብእፍሊ ዓጋመ ኢና ንርበሽ ዘለና
@sabasegid2481
@sabasegid2481 9 ай бұрын
ስ ል ጣ ን ዘ ሐ ዝ ኩ ም ኣ ዩ ዝ ክ ሉ
@araiafamily5328
@araiafamily5328 9 ай бұрын
ከዳዕ ምዃንካ ብቓልካ ትሕብር ኣሎዃ ፡ እምበር ፈስቲቫል ባህልኻን ልምድኻን ተኽብረሉ፡ ንሕድሕድካ ትፋለጠሉ ስለ ዝኾነ ስለምንታይ ኢኻ ጠጠው ክብል ተመሪጹ ? ከተኹም ከም ሓደ ሳንቲም ክለተ ገጽ ኢኹም።
@eyasuwedikeshi8226
@eyasuwedikeshi8226 9 ай бұрын
ናቱዳአ ቀደም ዝጠፍአ
@msgananegzabihier8004
@msgananegzabihier8004 9 ай бұрын
Tfae tefika aloka ember nska bhaki Eritreawi aykonkan
@AfariMoranZelzalDogShity
@AfariMoranZelzalDogShity 9 ай бұрын
ጆን ብላሽ ከልቪ ንሓመዱ ፡፡ናይ ዓንሰቫ ዓባይካ አዳጊማ ፡፡ መሰል ነክላቫት ሽመልባ ፡፡ ዮሴፍ ከይደፍረን፡፡ለማኒ ሻዕቭያ ጀቭሃ ዶግ፡፡
@habtemariammerhawi7282
@habtemariammerhawi7282 9 ай бұрын
ሃገረይ ክብረተይ ባህለይ ተሪከይ ኢሉ ክውደብን ነቂሑ ሃገራውነቱ ዘክብር መንእሰይ አንታይ ክትገብር አብ ዳሶም ትከዱ ።ሓሰውቲ
@tesfitmarkos6016
@tesfitmarkos6016 9 ай бұрын
😂😂😂😂ናይ በሓቂ ድዩ እዚ ሰብኣይ ዶክተር ቆሎ ጥጥቆ ይዛረብ ስቅ ኢሉ
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 9 ай бұрын
እዚ ዶክተር ህዝቢ ኤርትራ ንኮሮና ሓገዝ ክወሃቦ የብሉን ዝብል ኤርትራዊ ክትብሎ ኣይክኣልን። ሓሳዊ ዶክተር ሸቃጢ ፈላላይን እዩ።
@isakkesete5505
@isakkesete5505 9 ай бұрын
ኩቡር ደክቶር ጠጠ ው ይበል ስለምንታይ ባህልካን ክብርካን ታሪክካን ጠጠው ይበል እንታይ ስለዝገብሩ ሕማቅ እንተዝገብሩ ምበልና ታኣኪቦም ደቆምን ምልላይ ደይኮነን
@waltahzbi5439
@waltahzbi5439 9 ай бұрын
Haqui
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 9 ай бұрын
The money collected from these so called cultural festivals is prolonging the suffering of our people back home while strengthening the grip of the unelected Eritrean regime. Don't be selfish, that's what Brigade Nhamedu is opposing, if you don't know already.
@michaelghebre5925
@michaelghebre5925 9 ай бұрын
You’re confused man.
@MulugetaGirmay-dl3sr
@MulugetaGirmay-dl3sr 9 ай бұрын
Ata muhur dengoro festival at nay Eritrea hadish aykonene 40-50 ametat adme zelewo eyu neritrawi kab dlietu dew kteblo thasb denqoro
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,7 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 5 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 93 МЛН
ብኣባላት ቦርድ አሪሳት ዘይተመለሰ ሕቶ፤
1:08:27
DID A VAMPIRE BECOME A DOG FOR A HUMAN? 😳😳😳
00:56