No video

Dehay Eritrea “ኢሳይያስ፡ ‘ብጾተይ ንኽቐትል ኣገዲዶሙኒ’፡ ክብለና ሓዲሩ” ደራሲ ሰመረ ሰሎሞን! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 26,329

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

4 ай бұрын

Dehay Eritrea “ኢሳይያስ፡ ‘ብጾተይ ንኽቐትል ኣገዲዶሙኒ’፡ ክብለና ሓዲሩ” ደራሲ ሰመረ ሰሎሞን!
ኣብ ፈለማ 70ታት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ዝተጸንበረ፡ ብስም ሕሉፍ ጸጋማዊ ምንቅስቓስ (ሜንካዕ) ኣብ ዝተገልጸ ንመሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታት ናይ ምእራም ተበግሶ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ኣትዩ መርገጺኡ ዝተሓተተ ብድፍረት እምነቱ ዝገለጸን፡ ዳሕራይ ኣብ ጉዳይ ዕርቂ ተጋደልቲ ጀብሃን ሻዕብያን ካብ ኣሃዱኡ ተመሪጺ ሓደ ካብቶም ሓሙሽተ ንህዝባዊ ግንባር ወኪሎም ዝዘራረቡ ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝዀነ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ውድብ ኣብ ሰራዊትን ፖለቲካዊ ጉዳያትን ብሓላፍነት ዝሰርሐን ን17 ዓመታት ዝተጋደለን ኣብዚ ቀረባ እዋን “Eritrea’s Hard - won Independence and Unmet Expectations” ዘርእስታ መጽሓፍ ዝጸሓፈ ተጋዳላይ ሰመረ ሰሎሞን ምስ ደሃይ ኤርትራ አዕሊሉ ኣሎ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
06 ሚያዝያ 2024
2ይ ክፋል
ደሃይ ኤርትራ!

Пікірлер: 240
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 ай бұрын
መግዛእቲ ኣምሓራ ኣባሪርካ ካልእ ዝኸፍአ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ምትካእ፡ ምግዳልና ኮንቱ 'ዩ ኔሩ። "ምብላዕ ምብልዑ ዝብኢ ዓድና ይብልዓዮ" ኢልና ነብስና እንተ ዘይኣተዓሻሺና!። ብፍላይ ብዛዕባ እቲ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት ዝነበረ ሂወት ክዝክር ከለኹ፡ እቲ ተጋዳላይ ኣብ ኲናት ድምብርጽ ከይበሎ ግምባሩ ንዓረር እናሃበ ንሓለፍቱ ግን መጠኑ ዝሓለፎ ክፈርሕን ከኽብርን ኣካይዳ ኢዩ ኔሩ። ንኣብንነት፡ ተጋዳላይ ብፍላይ ኣካዳሚያዊ ደረጃኡ ካብ ሃይስኩል ንላዕሊ ምስ ዝኸውን በታ ሕብእቲ ሰልፊ ነገር ኣሳቢብካ ነቲ ምሁር ኣካል ኣብ ኣኼባታት፡ ፖለቲካዊ ዝምባለ፡ ህርፋን ስልጣን ኣለዎ ተባሂሉ ርእሱ ከም ዘድንን፡ ተስፋ ቆሪጹ ነብሰ ቅትለት ክገብርን፡ ኣንጸርጺሩ ኣብ ግዜ ህጁም ብዘይ ኣገባብ ክስዋእን ናይ ዓይኒ ምስክር 'የ፡፡ ኣብ ድፋዕ ተደጋጋሚ ዕርክነት ዝመስል ምዕላልን፡ ጉጅለኣውነት ዝመስል ተደጋጋሚ ግዜ ምስ ካልኣይካ እንዳ ሽንቲ ምኻድን ኣዝዩ ኣብ ልዕለኻ ብ መራሕቲ መሳርዕ መስቀላዊ ሕቶ ዘለዓዕልን ኢዩ ኔሩ። ኣብ ሓይልታት ንነዊሕ ግዜ ምስ ትፈልጦም ብጾትካ ተጋደልቲ ተላሊኻ ምንባር ን መሪሕነት ሻዕቢያ ስግኣት ስለዝፈጥር ኩሉ ግዜ ተኽሊጥ እንዳ ገበርካ እቲ ተጋዳላይ ጋሻ ኮይኑ ክነብር ምግባር ሓደ ካብ ሸርሒትታት ሻዕቢያ እዩ ኔሩ።
@CCRUUS
@CCRUUS 4 ай бұрын
አም አዚ ኣተሓሓዝዛ ከምዚ አንተኮይኑ ብግለሰብ መልክአ ዋላሓንቲ ክግበር ኣይከኣልን ነሩ ማለት ኢዩ። አቲ መራሒ ናይቲ ውድብ ቀዳማይ ቦታ ንናቱ ስልጣን ስለዝነበረ ንጹሃት ሰባት ዘይትጸበይዎ በላዒ ሰብ ኣጛኒፍዎም። ምስቲ ዝነበረ ኩነታት ኣዛምድካ ክትሪኦ ኮለካ ኢሳያስ ነቲ ውድብ ጀማሪ ስለዝነበረ ድላዪ ክገብር ዓቢ ዕድል ረኪቡ ጥራይ ዘይኮነ 24 ሰዓታት ይሰርሓሉ ዝልዝነበረ ኢዩ ካልኦት ግን ብገርሆም ክጋደሉ ጥራሕ ዝመጹ ኢዮም። ሓደ ተራ ሰራሕተኛ ነቲ ዋሃብ ስራሕ ማናጀር ክሰጎ ኣይክአልን ኢዩ አቲ ነገሩ። አርትራ ሰባት ዘይኮኑ ዓበይቲ ዲያብሎሳት ኢዮም ኣጋጥምዋ ዘሎ።
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 ай бұрын
ምልሻ ስርናይ ዝነበርካ ኢኻ ትመስል
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 ай бұрын
@@zecliffleaf2257 ማልሻ ስርናይ ወይ ወዶ-ገባ ዝተዓደለ እዩ ዝረኽቦ፡ እንቋዕ ናይ ወዲ-መድህን በራድ ዓቀይታይን ናይ ደምቢያ ዘርኢ ኣለካ ኣይተብሃልኩ 'ምበር!
@Eriboy
@Eriboy 4 ай бұрын
"ብደውካ ሞት "ዝብልዎ ከምዚ ናትካ እዩ !! "ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ኮንቱ ነይሩ" ? ኣብ መንጎ ሃመማን ንህብን ዘሎ ፍልልይ ከምዚ ከማኻን ከምቲ ክብሩን ልኡላውነቱን ሓልዩ ዝኸይድ ዘሎ ጽኑዕ ህዝብ ስራዊትን ዩ :: ሃመማ ኩሉ ግዜ ሃመማ እዩ ከምዚ ከማኻ !!
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 4 ай бұрын
@@Eriboy PFDJ'S ARE THE GRUB OF WHISPERS AND PIRATES OF THE HORN OF AFRICA🌍. Isn't it?
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 Ай бұрын
Thanks Sami by bringing those kind of people we are learning a lot Thanks again keep it up please ❤❤❤
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 4 ай бұрын
እወ፡ ሓቂ እዩ፡ ንኽፍኣት ፡ ዝበልሑ መራሕቲ ዓለም ኣሎዉ። ምኽንያቱ በዓል ኣጀንዳን ፡ ብግርህነት ንነጻነት ዝወጸን ሓድ ኣይኮነን ፡ ተመንን ርግቢትን እንተወሲድና እኹል ይመስለኒ።
@tesfayezere6419
@tesfayezere6419 3 ай бұрын
ሰላማት ደምበ ዕንክሊል። እዛ ሓላል ሃገር ፡ምስ ህዝባ ፡ ልዑል ፈጣሪ ሓደ መድሓኒ ፈጢሩላ ። ክንደይ ፈተነ ሰጊሩ ኣብዚ ንዘብጽሓና ኩቡር ፕረሲደንት ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ። ንጽናሕሞ ብዙሕ ጽቡቕ ክንርኢ ኢና። ሸንኮለል---- ዓጀውጀው --- ገዲፍና ትም ውን ልቦናዩ።
@Mindstream32
@Mindstream32 4 ай бұрын
God plesS PIA & Eritrea 🥰🇪🇷🥰❤❤
@teclesenbetteclai1588
@teclesenbetteclai1588 4 ай бұрын
ሓየት'ዞም ኣሕዋተይ! እንቛዕ ሃሎኹም። ታሪኽ ምድህሳስ ዓቢ ጾር'ዩ። መውደቒኻ እናጠመትካ ምዝራብ ዘይኮነስ፣ ሓቂ ተዛረብ'ሞ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ ዝዓይነቱ ኣተሓሕዛኹም ደስ ይብል። ብኣጋ ከምኡ ዘይምግባርና ውጽኢት ሰውራና ነዚ በላዕ-ሰብ ጃንዳ ሒዝና ክንኣቱ ጌሩና'ዩ።Teclesenbet Teclai
@ghirmaysolomon3567
@ghirmaysolomon3567 4 ай бұрын
Excellent explanation and very thoughtful advice!!!
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 4 ай бұрын
መርሐባ ጋዜጠኛን ተቃላሳይ ንፍትሕን ሐው ሳሚኤል አያና ሰመረ ሰለሙን እዚ ዝሀብካዬ ቃለል መሕትት ብጣዕሚ ጽቡቅን ሀናጽን ብዙሕ ልቦናን ምቁሉሉነትን ዘርአኹሉ ለባምን ሀብታምን ተመኩሮ ዘለዎ መጽሐፍ ብሞጽሐፍካ ድማ ኸመስግነካ ይፈቱ አብ ቀረባ ድማ ብትግርኛ ተቶርጊማ ኸርእያ ተስፍ ይገብር ብምውሳኽ አብዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንፍትሒ በቲ ዘለካ ሃብታም ተሞኩሮን ሙዑቡል ትምህርትን ነዚ ቃልሲ አብ ፕላን A አበርክቶኻ ኸትገብርን አብ ምምእዛኑ ነዚ ቃልሲ ካብ ኸምዚ ኸማኻ ዝአመሰሉ ለባማት የሕዋት ብዙሕ ኢና እሞ ንጽበ አበርክቶኻን ምኽርኻን አይፈለና እንዳበልኩ የቀንየልና ኽብል የፈቱ
@tadessekidane720
@tadessekidane720 4 ай бұрын
ዝኸበርካ ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን ታደሰ ኪዳነ እበሃል። ኣብ ዓራርብ ንፋለጥ። ምፍላጥና ግን ካብ ምርእኣይ ዝሓልፍ ኣይነበረን። ሓደ ካብቶም ሓለፍቲ ስለ ዝነበርካ፡ እጠራጠረልካ ነይረ። ሓንቲ ዓባይ መዘከርታ ግን ኣላትኒ። ምስ ጉርጃ ብዝተመላለስናዮ ቃላት፡ ገጸይ ጸሎሎ መሲሉ፡ ሰዓት ሓደ ከባቢ ካብ ቤት ጽሕፈት ጉርጃ ክወጽእ ከለኹ፡ ንስኻ ቆጸራ ነይሩኳ 'መስለኒ ክትኣቱ ኣብ ኣፍ ደገ ተራኺብና። ካብ ገጸይን ካብ ገጹን ገለ ነገር ኣንቢብካ ክትከውን ትኽእል። ንምሸቱ ጉርጃ ሓሳቡ ቀይሩ። ናትካ imput ነይሩዎ ድዩ ኣይነበሮን ኣይፈልጥን። ድሕረይ ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ተዛሪብኩም ክትኮኑ ግን እግምት። ንጽቡቕ ስለ ዝኾነ ከኣ ፍርዲ ጉርጃ ብምስጋና ኢየ ወሲደዮ። ካልእ ገዲፍካ። ናይ ሕጂ ሕቶይ ግን ፍልይ ዝበለ ኢዩ። ኣብ ዝበዝሕ ርእይቶኻ እሰማማዕ። እንተኾነ "ተጋደልቲ ንህዝቢ ኤርትራ ተደቢርና ይቕረታ ክንሓቶ ይግባኣና" ኢልካ። ኣቶ ሰመረ፡ ተጋደልቲ ትብል ስም ናይ ኩልና ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ተዋጋእቲ ወይ ኣባላት ዝወሃብ ስም ኢዩ። በዚ ከኣ ኣነ'ውን ተጋዳላይ ኢየ። ናይ ውልቀይ ክዛረብ። ኣነ ኣብ 1978 ብኣዝዩ ልዑል ሃገራዊ ወኒ ንስለ ናጽነትን ሓርነትን ህዝበይን ሃገረይን ተጋዲለ። ንህዝባዊ ግምባር ልዕሊ ሰብ ትሕቲ ኣምላኽ ኣሚነዮ። ካብ ገዛይ ብቐጥታ ናብ መደበር ታዕሊም ሰሎሙና ከይደ። ከባቢ 10 መዓልቲ ተዓሊመ፡ ሽዑ ንሽዑ ናብ ሓይልታት ኣትየ። ክሳብ 1983 ኣብ ጽንኩር ዘየቋርጽ ውግእ ጸኒሐ። ካብ መራሕቲ ቦጦሎኒ ወጻኢ፡ ንዕኦም'ውን ብናይ ማዕዶ ምርእኣይ ጥራይ፡ ዝኾነ ሓላፊ ኣይፈልጥን። ካላሽን ሒዙ ዝቐትልን ዝቕተልን ተጋዳላይ እምበር፡ ዝኾነ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ኣይነበረንን። እኳ'ደኣ ልክዕ ኣብ ዓመተይ ምሳይ ዝተጋደለ፡ ከማኻ ምሁር ዓቢ ሓወይ ዝወረዶ ምስ ነገረኒ፡ ሰንቢደ። ነቲ ኣዝየ ዝኣመንኩዎ ውድብ ተጠራጢረሉ። ኣብ 1983 ምስ ሰንከልኩ፡ ካብ ቦታ ውግእ ወጺኤ፡ ናብቲ ንስኻ ዝነበርካዮ ጨንፈር ትምህርቲ መጺኤ። ኣብኡ'ውን ብሰንኪ ርእይቶይ ምስ'ቶም ሓለፍቲ ጽቡቕ ነይረ ክብል ኣይክእልን። ምስ ጉርጃ ዘራኸበና'ውን ሓደ ካብኡ ኢዩ። ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ገለ ሓለፍቲ፡ ነታ ኣብ ነጻ ግዜይ ዝረኽባ ንእሽቶ ግዜ፡ ንትምህርትን ፍልጠትን ከይጥቀመላ ይዕንቀፍ ነይረ። ናጽነት ምስ መጸ ከኣ፡ ክንደይ ግዜን ካልእ መስዋእትን ከፊለ ኣብ 1992 ዩኒቨርስቲ ክኣቱ ዕድል ረኺበ። ኣብ 1993 ከኣ ተጋዳላይ ስለ ዝኾንካ ዩኒቨርሲቲ ክትመሃር ኣይትኽእልን ተባሂለ ተሰጒጐ። ድሕሪኡ ዝነበረ ዓመታት ግደፎ። ከማይ ስንኩላን ተጋደልቲ ብጥይት ተረሽኖም። መሰል ስለ ዝሓተቱ ጥራይ። ኣነ'ውን ኣብ ውሽጢ ኣስመራ፡ ክሳብ ጾመይ ዝሓድረሉ እዋን ነይሩ። ብነጻ ተፋንየ ክመሃር ስለ ዝሓተትኩ ጥራይ። ዳርጋ ኩሉ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ከማይ ኢዩ። ካብ ገዝኡ ናብ ታዕሊም። ካብ ታዕሊም ናብ ዲቕ ዝበለ ውግእ። ካብኡ ናብ መስዋእትን ስንክልናን። እንታይ ዝፈልጦ ነይሩዎ። እሞ ኣነ ስለ ዝተጋደልኩ፡ መሰል ሓቲተ ስለ ዝተኸላእኩ ድየ ንህዝቢ ይቕረታ ክሓትት!!! እንታይ ስለ ዝገበርኩ? እንታይ'ከ ዓቕሚ ነይሩኒ!!! ህዝቢ ከም ሓደ ኣብ ገድሊ ዕድሚኡ ዝበልዐ፡ ዝሰንከለ፡ ደሙ ዘፍሰሰ ሰብ ክሕልወኒ እምበር፡ ተመሊሱ ንባዕለይ ግዳይ ክንሰይ ከመይ ኣቢለ ኢየ ተመሊሰ ይቕረታ ክሓቶ? ክጋደል ኣይነበረንን ድዩ'ቲ ሕቶ!!! ንምንታይ ኢኹም ነቲ ንባዕሉ ግዳይ ዝኾነ ተጋዳላይ ብስሙ ይቕረታ ንሓትት ትብሉ? ሓቂ ኢዩ ህዝቢ'ውን መሰል ዝሰንከሉ ደቁ ኮነ ንነብሱ ክከላኸል ዓቕሚ ኣይነበሮን፡ ሕጂ'ውን የብሉን። ስለምንታይ ኢኹም፡ ዋላ ነቶም ንባዕልና ክንገብር ዓቕሚ ዘይነበረና ይቕረታ ክንሓትት ትደፍኡና!!!!!!! ታደሰ ኢየ
@Yacob-et6tm
@Yacob-et6tm 4 ай бұрын
Wedi kidney amet nerka kitwtse kelekha? Hiji KE kemey alekha
@fiory25
@fiory25 4 ай бұрын
ጠፍእወም ዲዩ መሱሉካ ከነ አሎም ኢሳያስ በይኑ ተሓታቲ ኣይኮነን ንምባል ዩ:: ብግልጺ ኣነን ከማይ ዝበሉን ይቅረታ ክንሓቲት እንተ ዝብል ጽቡቅ ዩ:: እታ መጽሐፍ ክሸይጥ እሉ እምበር ንመንእሰይ ሓላይ ኣይኮነን:: ሃለው ዝብል ዘሎ ::
@yohannesbereket2058
@yohannesbereket2058 4 ай бұрын
Exactly 💯 expectation for everyone..
@user-ys1ng9wv8c
@user-ys1ng9wv8c 4 ай бұрын
ኣብኡ ኮንኩም ተማእዚዝኩም ተኸዱ ከምዘይ ነበርኩም ሕጂ ስልጣን ምስ ሰኣንኩም ኣብ ግዜ ሞትኩም እሾክ ክትዘርኡ ምህቃን የሕዝን እቲ ጽቡቕ ነገሩ ነታ ሃገር ወጺኹሙላ።
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 4 ай бұрын
ጹቡቅ ኣሎካ ተጋዳለይ ይቅረታ ዘሕትት የብሉን።
@brhanselam
@brhanselam 4 ай бұрын
Thank you gentlemen for this fantastic eye opening interview. We are keeping hope Alive!. Soon, after the departure of this brutal dictator. Eritrea will rise from ashes like the Phoenix bird.This book is a is a truly shocking set of revelations about the deep corruption and criminality of Isaias and his clique. Isaias is certainly a cesspool of evil. God bless you brother Semere.Thank you also Samuel, you are the Walter Cronkite of Eritrea. I hope some of our intellectuals will translate this book to Tigrinya or Arabic.
@mulugetaabraha9414
@mulugetaabraha9414 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተሪፍካ ታሪኽካን ታሪኽ ብጾትካን ክትነግር ኣብቅዓካ። ታሪኽ ገድልና ብዙሕ ሓርጎጽጎጽ ዝሓለፈ ኮይኑ እቲ ምንጪ ሽግር ፥ብዓል ንስኻ ከተዘንትውልና ምኽኣልኩም ነዚ ሓድሽ ወለዶ ዓብይ ዕድል እዩ። ካብ ታሪኽካ ብምብጋስ ፥ ንምንታይ ከምዚ ዘይገበሩ እንዳተባህሉ ዝጽረፉ ነባራት ተጋደልትን መራሕቲ ሰራዊትን ሽግሮም ንክንርድኣሎምዝሕግዝ እዩ እሞ ክብረት ይሃበልና ይብል።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 4 ай бұрын
ሰላም ንኩሉኩም ይቕሬታ ክሓትት ዘለዎ እቲ መሪሕነት ደኣምበር ምክንያቱ እቲ ጌጋ ክብ ተመራሕቲ ዘይኮነስ ካብቶም ንመሪሕነት ኣብ ኢዶም ጨቢጦም ዝርግጽዎ ዝርግጽዎ እቲ ስርዓተ ኣመራርሓ እዩ። ስለዚ ኢና እቲ ዓማጺ ስርዓት መሪሕነቱን እዮም ዝብል ትዕዝብቲ ኣሎኒ። ሕጂውን እቶም ሓላፍነት ዝወድዱ እቶምላዕለዎት መርሕቲ እዮም እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይ ግን ናጻ'ዩ።
@GoitomM
@GoitomM 4 ай бұрын
Thank you Samuel. This was good education to our people. ስልጣን ድኣ ይምንጠል እምበር ብእምነት'ዶ ይሕደግ እዩ? ተጠሊምናስ ኣይዘረባብ። ንህዝቢ ሞንስተርሒዝና መጺእናዮ❤
@michaelasmellash3038
@michaelasmellash3038 4 ай бұрын
Thanks Mr Semere Solomon for writing the book. I believe it is a big legacy of our hero freedom fighters. History of Eritrea for liberation.
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 4 ай бұрын
ክቡር ሰመረ ብልቦና ኣእምሮን ሓቂ ትዛረብ ሰብ ኢኻ ግን እቲ ይቅረታ ክሓትት ዝግብኦ ንጽህ ተጋዳላይ ዘይኮነስ እቶም ማፊያ ሳሕል ኢዮም።ንሶም ድማ ብ0ኣላማን ብመደብን ስለዝገበርዎ እቅረታ ናቶም ሃገር ገዲፍካ ምህዳም ጥራይ ኢያ።-
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
እዚ ሰብ ውን ኣብኡ እዩ ምስኦም፡ ንህዝቢ ይቕረታ ክሓቱ ዝግብኦም፡፡ ደስኪልካ ስለዝበልዎ እዩ ወጺኡ፡ እንተዘይኮነ ርብሓ እንተዝረክብ ኣይምወጸን፡
@Hager330
@Hager330 4 ай бұрын
Thank you great father 🙏🙏🙏💙💚💙👍👍👍👍
@johannesteklu3160
@johannesteklu3160 4 ай бұрын
Lekbat
@aklilu.a
@aklilu.a 3 ай бұрын
Eway koleeelllll😢
@delayhaki8382
@delayhaki8382 3 ай бұрын
ዝተሓተትካዮ ባ መልስ ዕንክሊል ኣይትበል
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 ай бұрын
ሳሙኤል ንህዝቢ ሓላፍነት ተሰኩሞስ ሃየንታዶ ኣይኮነን? ሕቶኻ ቀጥዒ ስእነሉ፣ ንባዕልኻ ዝተሰደድካ ህዝቢ ዲዩ በድልካ?
@Berhankulu2000
@Berhankulu2000 2 ай бұрын
ብሩኽ ሓው ሳሙኤል ከምጋዜጠኛ ኮይኑ መታን ተወሳኺ ሓበሬታ ካብኡ ክረክብ እምበር ብግሉ ዝፈልጦ ሓቂ ከይሃለዎ ዝተርፍ ኣይመስለንን::
@searez7251
@searez7251 4 ай бұрын
ንኽልቴአን ክፋላት ኣብ ሓደ ግዜ፡ ካብ ኮፍ ዝበልክሉ ከይተሳእኩ ሰሚዔየን፡ ሰዓት ሓደ ናይ ለይቲ ከም ዝኾነ ውን ናይ መንደቕ ሰዓተይ ትሕብረኒ ኣላ። ኣዝዩ መሳጥን ፥ ሰፊሕን፡ ብሱልን ቃለ መሕተት። ካልእ ግዜ ክምለሰና ድማ ተስፋ ይገብር። ንጋዜጠኛ ሳሚኤል ዘሎኒ ኣድናቖት ውን ወሰን የብሉን፡ "ፕሮፌሽናል" ኢለካ ኣለኹ፡ ሓደ ስብስክራይበር ውን ረኺብካ ኣሎኻ። እታ ዝተገልጸት መጽሓፍ ድሮ ካብ ኪንድል ኣውሪደያስ ብሃንቀውታ ንምንባባ ሃሪፈ ኣለኹ። ደጊመ ንኽልቴኹም፡ የቐንየልና፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 4 ай бұрын
የቀንየልና ሳሚ ብእተቅሪቦም ሰባት ብዚሕ ተማሂርና ንአቶ ሰለሙን ድማ የቀንየልና ሕጅዉን ክብል በለ እምበር አይተካወን እም ከሙኩር ከም ዓቅሚ ከምዘለካ መጠን እጃምካ አብምምዛን መንሰያት ምክሪካ ከተበርክት ተሰፋ ንገብር ተመኩረካ ክተማሐላሊፍ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም❤❤❤❤
@besm113
@besm113 4 ай бұрын
ከምዚ ምስ ረኸቡዮም ተጋሩ ሓሻዊ ዝብሉ።አንታ መስሓቴን ንስኻ ግን ሕልና ዘይብልካ ፍጡር ታዩ ድሌትካ ዘገርምዩ።ኢሰያስ ዝወስዶ ስጉምቲ ኩሉ ክዉንዩ።ንሃገርን ንህዝብን ዝብድልካአ ብዝኾነ ይኹን ከከምኩነታቱ አብዝኾነ ዓለም ዘሎዩ።
@HaileGebreslase-ot4fv
@HaileGebreslase-ot4fv 4 ай бұрын
የቐንየልና ሳሚ ። ኣበይ ጠፊኡ ብጻይ ሰመረ ሰለሞን ክብል እየ ጸኒሐ። ሕጂ ግን ደሃዩ ዝሃብካና ደጊመ የመስግነካ። ሰመረ ቦጦሎኒ 27 ኮሚሳር ኮይኑ መጺኡና ኣነ ሓኪም ቦጦሎኒ ኔረ ። ብሓቂ ንፉዕ መራሕን መምህርን እዩ ። ንምንታይ ኣይፈልጥን ከይተላለናዮ ቀልጢፎም ካባና ወሲዶሞ።
@yosiefhabtemichael8960
@yosiefhabtemichael8960 4 ай бұрын
1ooooppppppp000000000000000000000000000000000000000000000000000000000
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 ай бұрын
እዞም ንሓመዶም ዝበልክዮም እቶም ንዓኺ ምስ መሓዙትኪ ተኣኪብኪ ብሕብርታት ዛዕጎል ተሸሊምኪ ምጉራዕ ስለዝኸልከሉኺ ድዩ?🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ኢሰያስ ዝዓንደረሉ ምክንያት ህዝቢ እምነት ኔርዎ እቶም ዝፈለጥዎ ግን ነብሰ ፍትወት ስለ ዘለዎም እንበር ምሟቶም ዘይተረፎም ቀቲሎሞ ነብሶም መጥፍኡ ብሕጽር ዝበለ ኤርትራውያን ፈተውቲ ነብስና ኢና ሰነፋት ኢና በቃ😢😢😢😢😢😢😢😢
@Semere-sm9gq
@Semere-sm9gq 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ዘረባ ኢዩ ኣያና ሰመረ ። እንተኾነ በዚ ኢሰያስ ዝኸዶ ዘሎ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ክህሉ ኣይኮነን ስለዚ ብፍላይ ምስ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ብጾትኩም ትራኸብሉ ባይታ ብምውዳድ ሕጂ ውን ዝተረፈ ንምድሓን ኣበርቲዕኩም ክትቃለሱ ይግባእ።
@Balhidri
@Balhidri 4 ай бұрын
Top journalist Aka aka & well articulated teaching abona Semere. Well done. May God be shower you with his blessings
@Haile-ym7qv
@Haile-ym7qv Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qu1lz5dw8f
@user-qu1lz5dw8f 4 ай бұрын
Thank you Sami , for such great interview we learned a lot. Such a honored to listen the whole interview
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 4 ай бұрын
Higdef is trerest
@essaytewolde8826
@essaytewolde8826 4 ай бұрын
Can’t even spell it right 😂 hidef zebihere ata wedi
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 4 ай бұрын
Mis weyani konkum hager zahetkum kehadti telemti ikum Esayas hager aysheten ksab hjiy ykales alo nskatkum telamat she's hager ikum 👎👎👎👎👎👎👎👎
@ots2023
@ots2023 4 ай бұрын
"ዕምሪ ናይ ኤርትራ ሰርዓት ሐጺር ኢዮ ኢልካ " ካብ 1991 ክሳብ 2024 አብ ሰልጣን አሎ ከመይ ኢሉ ዕምሩ ሐጺር ትብል?
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 ай бұрын
ሳላ ብዓል ንስኻ ዘልገስኩም ኤርትራ ክትውንጨፍ እያ። ህዝቢ ስለዝተረከቦ ስልጣን ኤርትራ ቅበጽ።
@amanzbe40
@amanzbe40 4 ай бұрын
ሻሕኒ አልሚጽካ ምስ ወዳአክዮስ ሕጂ ኩሉ ማአዲ ምስተዉደእ መንእስይ ግዳይ ዓገብ ዶ አይኮነን ዝሕዝን ግን እስክ ለባም ህዝቢ ኤሪትራ ዓሻ ገይርካ ሚዛን አለዋ ድዩ ዓሻስ ስጋብ ጉበጣ ዝዉዳእ ይጻወት ዶ አይኮነን
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ዘይገማማዕ ወናኒ ሃገሩን መንግስትን እዩ። ኣቱም ሃሱሳት ኣዛብእ ድለይቲ ስልጣን ንጥቕምኹም ክትብሉ ዘይትፈልጥዎ ዴሞክራሲ ትጭርሑ ፈሊጥናኩም ስለዝኾና፡ ኣይንብተንን ኢና። ቅበጹ ። ዓይንኹም ጽቡቕ ክርኢ ስለዘይኮነ ኣይገርመናን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ እዩ። ኢሳያስ ከኣ መንግስት ኤርትራ እዩ። ፎር ዮኡር ረኮርድ።
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 4 ай бұрын
THANK YOU!!!!!
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 4 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ እዚ ኩሉ ዓመታት ተቃሊሱስ ሰውራ እንታይ ምካኑ ክርድኦ ዘይከኣለ? ተጋዳላይ እንታይ ስለ ዝገበረ እዩ ይቅረታ ዝሓትት ከ? እንበር ከ ትጋደል ኔርካ ዲካ? ንኢሰያስ ጸሊእካስ ነዚ ኩሉ ጅግንነት ዝሓለፍካዮ ክሕድ! ኣታ በጃኩም ነውልቀ ሰብ ኢሉ ዝተቃለሰ የለን። ድሓር እዞም ኩሉኩም ተጋደልቲ ጥቅምኩም ምስ ገደለኩም፡ ምስ ተባርኩም ኢኩም ትዛረቡ እንበር ኣብ ስልጣን ኮለኩም ብጽጽ ኣይትብሉን ኢኩም። እዞም 15 ክኣ ኩሉ ሰብ ኪሒድዎም ሕጂ ኩሉ ሓላዩ ክከውን ይፍትን።
@gideonyemane659
@gideonyemane659 4 ай бұрын
ነዚ ህዝቢ ስ ደርኪ ምርኪ ታሪክ እንዳ ኣምጻእኩም ተናውጽዎ ፡ 1998 ወጺእካስ ክሳብ ሕጂ ተሸጊጥካ ኔርካ ሕጂ ምዝራብ እንታይ እዩ ጥቅሙ። ኣብ ኡ ኔርካ ክንዲ ስጉምቲ ምውሳድ ን ደገ ኣፍረንጢጥካ ምውጻእ ቀሊልካ፡ ሕጂ ካኣ ሃለውለው ጥቅሚ የብሉን። መጽሓፍ ምሻጥ እዩ እቲ ዕላማ።
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam 4 ай бұрын
ሳሚኤል ሓውይ: ብእትገብሮ ዘለኻ ቃለ-ማሕተት እኹን እተሓልልፎ መልእክቲ ንህዝብና ዓቢ ናይ ምቅቃሕ ግደ ስለ ዘልዎ ደው በለልና ዕድመ ጥዕናን ድሜ ይሃብካ። ሓው ሠመረ ሰሎሞን ንዘካፈልካና ተሞክሮ ብጣዕሚ እመስግነካ : ስርዓት እሰያስ'ውን ከምቲ ዝበካዮ ከሓልፍ እዩ: : ኣጆኻ።
@M-vr7zo
@M-vr7zo 4 ай бұрын
2% nothing while they robbing 90% from the remittance money sent back home.How can that stop from your expirence Mr Semere? While appreciating for all your service and isolating yourself from the circle bof the gangs .
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 4 ай бұрын
ክቡር ሓው ተጋዳላይ ሰመረ። ዓቢ ኣኽብሮተይ ንዓኻ፣ ብዘይካ እቲ ንእስነትካን፣ኩሉ ኻልእ ዝኸፈልካዮን ምእንቲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ሕጂ ውጽኢቱ ካብ ተጋዳላይን ህዝቢን ዘይተጸበዮን ዘይሓለሞን ኣዕናዊ ስርዓት ህግደፍ ምፍራዩን፣ተሰኪምናዮ ዝኣተና ስርዓት፣ ንህዝቢ ኤርትራ ተምበርኪኽና ይቕሬታ ንሓትት ምባልካ ንመጀመርያ ግዜ ካብ ተጋዳላይ ስለ ዝሰማዕኩ፣ ኣዝየ የኽብርካ፣ ዋላ እውን ንስኻትኩም እውን ግዳያት ናይ ሕሱም ጉጅለ ከለኹም።
@edenweldemichael2439
@edenweldemichael2439 4 ай бұрын
Interesting. Thanks
@senaitfoto
@senaitfoto 4 ай бұрын
Ferihna Belizuna ewe 😂😂
@user-qu1lz5dw8f
@user-qu1lz5dw8f 4 ай бұрын
Can someone tell me the title of this book ?
@johnsolomon1869
@johnsolomon1869 4 ай бұрын
Eritrea’s Hard - won Independence and Unmet Expectations
@rubasebene3588
@rubasebene3588 4 ай бұрын
ሕልና ዘሎዎም ተጋደልቲ'ባ ኣለዉ 'ዮም!።
@ghirmayabebe6600
@ghirmayabebe6600 Ай бұрын
You are absolutely right:)
@yemanedesta5698
@yemanedesta5698 4 ай бұрын
ሓሰውቲ ሀደምቲ - ተላኣአኽቲ ውዕጊን
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 4 ай бұрын
ሓዲምካ ግብርካ ፈሪሕካ ምስ ወጻካ ሓሶት ልምድ ሽቀጥ ኮይኑ ዘሎ መን ክኣምነካ
@jonekidane2589
@jonekidane2589 4 ай бұрын
ሕዝባዊ ግባር ንሕዝቢ ስልጣን ኣያረከበን ስለዚ ህ ህዝብ ተቃውሞ ከርኢ ኣይክእልን
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 4 ай бұрын
ጸሎት ድምጺ ዘይብሉ፡ እግዚኣብሄር ዝሃበንና ዓብይ መሳርያ እዩ። እግዚኣብሄር ዓብይን መፍርሕን፡ እዩ፡ እግዚኣብሄር ቅኑዕ ፈራዲ እዩ። እግዚኣብሄር ኣብ ሰልፊ ሓያል ኣብ ውግእ ከኣ ሓያል እዩ፡ እግዚኣብሄር ዝባላዕ ሓዊ እዩ፡ እግዚኣብሄር ብዘይ ምስክርነት ኣይገድፍን እዩ፡ ኣብ ኩሉ ቅሬታ ኣሎውዎ። እያሪኮ ዝፈረሰ ብጸሎት እዩ ፡ እቲ ዝፍርሶ ሓይሊ ኣምላኽ እምበር ሓይሊ ሰብ ኣይኮነን ። ዳዊት ንጎልያድ ብሓንቲ ጸጸር ብስም እግዚኣብሄር እመጸካ ኣሎኹ ፡ ኢሉ፡ ምስ ሰደዳ ፡ ሓይሊ ጎልያድ ፡ንስም እግዚኣብሄር ንሓይሊ እግዚኣብሄር ተገዳዲሩ ማለት ኢዱ ናብቲ ሓያል ኣምላኽ ኣወጣዊጡ እዩ፡ ሓይሉን ፡ ግዝፉን፡ ሽመቱን ግን ካብ ናይ እግዚኣብሄር ሓይሊ ከድሕኖ ኣይከኣለን። ስለዚ እግዚኣብሄር ዓብይን ሓያልን እዩሞ በጃኻትኩም፡ ንእግዚኣብሄር ኣይንወጣውጠሉ ንፍራሓዮ ን ንስዓቦን ድኣ፡ ናዕና ክሕሸና። ንእግዚኣብሄር ብምፍራሕን ብምእዛዝን ተባረኹ። ሕራይ ንእግዚኣብሄር እምቢ ንዲያብሎስ። ያዕቆብ 4፦7 - 10 እምበኣርሲ ንኣምላኽ፡ ተገዝእዎ። ንዲያብሎስ ግን ተዛረርዎ፡ እሞ ንሱ ካባኹም ክሃድም እዩ፡ .... ወዘተ ክሳብ ቁጽሪ 10 ኣንብብዎ ፡ ተባረኹ።
@user-jc3ht5oz5n
@user-jc3ht5oz5n 4 ай бұрын
very good advice you have a lot experience where were you all this years lead and teach young generation
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 ай бұрын
እዋይ ሞት ጥዑም እዚ ኣረጊት ሰብኣይ ሓደ እግሩ ጉድጓድ ኣትዩስ ንኣድጊ ንሓመዱ የተባብዕ ኣሎ ገለ ናይ ዓጋመ ዘርኢዶ ኣለዎ ኮይኑ እዩ ዓዘፍዘፍ ዝብል ዘሎ ቻው ቻው ኤረትራ ኣይትሪኣን ኢኻ
@MulueMelesNguse
@MulueMelesNguse 4 ай бұрын
አይተቋርጽ ህዝቢ አንታይ ብረት መሳሪያ አሎዋ
@hailetekeste9112
@hailetekeste9112 3 ай бұрын
ሰመረ ሰለሙን ኣብ ኣትዓባብይኡ ካብ ወለዱን ከባቢኡን ዝወረሶ ባህርያት ዝተዕደለ እዩ። ሰመረ ዓቓልን ትሑትን፡ ንፍልልይ ሓሳባት ዘኽብር፡ ንጉጉይ ሓሳብ ብህድኣት ብሓሳብ ዝሙጉት፡ በሊሕን ተባዕን፡ ንጸገማት ብቕንዕና ዝምክት፡ ጸዋር'ዩ ርእሱ ዘየድንን ሓደ ካብ ብሉጻት ተጋደልቲ'ዩ ኢለ ዝምስክረሉ እዩ። ፍልጠትና ካብ 1974 እዩ፡ ኣብ 1979 ኮሚሽነር ቦጦሎኒ ነይሩ። ኣብ ሰራዊት እንተዝቅጽል እንተኾነ መጀር ጀነራል እንተወሓደ ከኣ ብሪጋደር ጀነራል ክኸውን ምኸኣለ። ሰመረ ሓያል ኣንባባይ ስለዝኾነ ስፊሕ ፍልጠቱ ዘይጀሃረሉ ሰብ'ዩ። ብጾቱ ንምምሃር ንምምካር ዘይሕለል ትሕትና ዘርኢ'ዩ። ልዕሊ ኩሉ ተጻዋርነትን ትብዓትን ሒዙ ንዝተሰለፈሉ ናይ ናጽነት ዕላማ ክምክት ከይተሓለለ ዝተቓለሰ ተጋዳላይ እዩ። ድሕሪ ናጽነት ንኩሉ ገምጊሙ ነብሱ ናጻ ኮይኑ ሂውቱ ክመርሕ ስለዝወሰነ 1978 ንደገ ወጺኡ፡ ኣብ ዝለዓለ ናይ ኣህጉራዊ ትካላት ብብቕዓት ዝሰርሕ ዘሎ ሰብ'ዩ። ናይ ምግናን ወይ ናይ ምቑንጻብ ባህሪ ስለዘይብሉ፡ ውልቓዊ ተመኩሮኡን ሓፈሻዊ ናይ ቓልሲ ብጾቱን ብውድዓዊ ኣገማግማን ትንተናን ከምዝጽሓፋ፡ እቶም ንፈልጦ ሰባት ብሕልና ንምስክረሉ። የቐንየልና ሰመረ መሃሪ መጽሓፍ ምሕታምካ። ሳምኤል ዓካ-ዓካ ነዚ ሙኩር ሙሁ፡ በሊሕን ተባዕን ቓለ መሕተት ምግባርካ የመስግነካ። የቐንየለይ!! ካብ ተጋዳላይ ነበር ተኸስተ ሃይለ፡ ሃገረ ሽወደን።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 4 ай бұрын
ኣቐዲመ ንጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረህይወት ነቲ ዕዙዝ ሞያዊ ብቕዓቱን ነዛ መደብ ከቕርብ ንዝገብሮ ምድላዋትን ምስጋና ይብጽሓዮ። ንኣቶ ሰመረ ሰሎሞን ኣብዚ ሜድያ ንመጀመርያ ግዜ እየ ሳላ ናይ ኢንተርነት ኣልጎሪዝም ጎፍ ኢሉኒ ፡ ዳርጋ ካብቲ ንሱ ኣብዚ ዝበሎ ዳርጋ ብዙሕ ሓድሽ ነገር እኳ እንተዘይሰማዕኩሉ ፡ ነዚ ዝመስል ግሩም ጽሙቕ ዝበለ ቃለ መሕተት እንኳዕ ኣይሓለፈኒ። ነዚ ብኽፉት ኣእምሮን ሕልናን ዝገበሮ ቃለ መሕተት ምስጋና ይብጽሓዮ። ሓንቲ ብግቡእ ምኽንያት ኣቶ ሳሙኤል ዝደጋገማ ፡ እዚ ጋሻና ክሰግራ ዝደለያ ሕቶ ኣላ። ንሳ ኸኣ ፡ ኢሳያስ ነዚ ኩሉ ዓምጺጹ ንስልጣን በይኑ ብሒቱ ክጎብጥ ዝኸኣለ ፡ ኢሳያስ በሊሕ ስለ ዝኾነ ድዩ፧ እትብል እያ። ብናተይ ርኢቶ ፡ ኢሳያስ በሊሕ ኣይኮነን ፡ ተባዕ ሰብ ውን ኣይኮነን። እኳ ደኣ ኢሳያስ ካብ ዝኾነ ተራ ሰብ ንላዕሊ በሊሕን ተባዕን ኣይኮነን። ከምዚ ኮይኑ ፡ ኢሳያስ ካብ ዝኾነ ይኹን ሰብ ንላዕሊ ኣመና ሱሱዕ ፡ ጨካን ፡ ጠላም ፡ ካሕዳም ፡ እከይ ፡ ተበላጺ እዩ። እዚ ኸኣ እቲ ቀንዲ ምንጪ ስልጣን ናይ ውልቀመለኽቲ እዩ። ኢሳያስ በሊሕ ሰብ ኔሩ እንተዝኸውን በቲ ዝነበረ ኒሕን ሓድጊ ታሪኽ ናይ ኤርትራን ፡ ሎሚ ኤርትራ ከም ርዋንዳ ፡ ሲንጋፖር ፡ ዱባይ ፡ ቀጠር ካልእስ ይትረፍ ክንዲ ፍርቂ ጁቡቲ ንኤርትራ ምሃነጻ ኔሩ። ኣብ ኤርትራውያን ውን ካልእስ ይትረፍ እቲ ኣብ ምምሕዳር ወተሃደራዊ እንግሊዝን ሃጸይ ሃይለስላሴን ዝነበረ ደረጃ ናይ ፍትሒ ውን ምተዓቀበ ኔሩ። ሓደ ኣብነት ደረጃ ናይ ሃጸይ ሃይለስላሴ ንባዕሉ ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን እዩ። ኣብ መእተዊ ጋዜጠኛ ናይ ጋሻና ድሕረ ባይታ እኳ እንተዘይገበረ ፡ ኣቶ ሰመረ ከም ናይቲ ግዜ መዛንኡ ንሜዳ ቅድሚ ምውጽኡ ብደረጃ ዓለም ከይተረፈ ኣዝዩ ልዑል ዝነበረ ናይ ካላእይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀሲሙ ዝወጸ ምምባሩ ፡ ካብ ኵነታቱ ንምንባብ ዘጸግም ኣይኮነን። ነዚ ክስተት እዚ ኣብ ወለዶ መንእሰያት ናይ ኢትዮጵያውያን መዛንኡ ውን ተዓዚበ ኣለኹ። እዚ ነቲ ኣብዛ ሓራ ኣውጺኢናያ ዝብልዋ ኤርትራ ዘሎ ደረጃ ስርዓተ ትምህርቲ ርኢኻ ፡ ገድሊ ኤርትራ ክሳራ ድዩ ኣይኮነን ዝብል ሕቶ ይገጥመካ እዩ። እዚ ግን ኣብ ትምህርቲ ጥራይ ኣይኮነን ፡ ኣብ ደረጃ ቁጠባን መነባብሮን ፡ ትሕተ ቕርጺ ፡ ስርዓተ ሕጊ ፣ ኣጠቓቕማ መሬት ፡ ምሕደራ ወደብ ፡ ደረጃ መነባብሮ ፡ ውልቃዊ ድሕነትን ስግኣትን ወዘተ። ንኣብነት ፥ ኣብ ግዜ ሃጸይ ክንደይ መሳቱ ናይ በዓል መንእሰይ ሰመረ ይሰደዱ ኔሮም፧ ነዚ ቃለ መሕተት ክሰምዕ እንከለኹ ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ሕቶታት ኣብ ኣእምሮይ የመላለሱ ኔሮም። እዚ ሰውራ ወይ ገድሊ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ መርገሙ ድዩ፧ ዝብል ሕቶ ሓደ ካብኦም እዩ። ሓደ ሰብ ንሓደ ዕላማ ስለዝሞተ ወይ ዝሰንከለ እቲ ጕያን ሃልኽለኽን ቅኑዕ ኔሩ ኢልካ ምምጓት ኣዝዩ ድኹም እዩ። ነዚ በቲ ዘፍርዮ ፍረ ኢና እንመዝኖ። ፋሺሽቲ ኢጣልያ ናይ ሙሶሎኒ ፡ ናዚ ጀርመን ናይ ሂትለርን ህጻያዊት ጃፓን ውን እኮ ሚልዮናት ሰባትን ቀቲለን ፡ ብትሪልዮናት ዶላር ዝዕቀን ንብረት ኣዕንየን እየን። ካልእ ኣቶ ሰመረ ዘይጠቐሳ ፥ ነቲ ካብ ፍርቂ ሰማንያታት ኣብ ህግ እተራእየ ናይ ስነ ሓሳብ ለውጢ እቲ ቐንዲ መበገስታ እንታይ እዩ ዝብል እዩ፧ እዚ እቲ ኣብ ሕብረት ሶቭየት ብሚካኤል ጎርባቼብ ዝጀመረ ናይ ተሃድሶን ክፍታን ምንቅስቓስ ናይ ፐረስትሮይካን ግላስኖስትን ዝበሃል እዩ። እዚ ኣብ ህግ ጥራይ ዘይኮነስ ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝነበረ ገስጋሲ ጸጋማዊ ፖለቲካ ጸልይዎ እዩ። ተሃዊኸ ስለ ዝተየብኵዎ ምስ ይቕሬታ በጃኹም ኣንብቡዎ።
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 4 ай бұрын
ሳሚኤል ነፋጥ ወኻርያ
@degengedim7975
@degengedim7975 4 ай бұрын
I Agree with you Semere. And we tried it in 2018 but it turned to become Brigade Ni Hamedu.
@micaelagostino333
@micaelagostino333 4 ай бұрын
ኣብ ምውጻእ ገሪማትኒ ፍሉይ ሓሳብ ዘለዎ ካብ ኢሳያስ ከመይ ገርካ ክትወጽእ ትኽእል፡?
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 4 ай бұрын
ብልሒ ናይ ኢሳያስ ኣይኮነን። ቅንዕና ናይ ኢሳያስ እዩ። President isayas is selfless. ኩሉንትንኡ ንሃገሩን ህዝቡን ዝተወፈየ ስለዝኾነ እዩ። ብዓል ንስኻ ግን ንጥቕምኹም እምበር ንሃገርን ህዝብን ሓሊኹም ኣይትፈልጡን ።
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 4 ай бұрын
ኩቡ ሳሙኤልኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ መድባትካ'ውን አገዳሲ እዩ።ይኹን ደአምበርመብዛሕታኡ እተቕርቦም አጋሽ ነምሰምነታክ ዝመሳስሉን አብ ኢሰያስ ጥራይ ዝጽል ኡ ንምኳኖም አዝዩ እዩ ዘሰክፈኒ ።ብፍላይ እቲ አዝዩ ዘ ሕርቕኒ ግና ብፍላይ እዞም አባላት ህዝባዊ ግንባር ዝንበርኩም ነቲ ዝፈጸምኩሙዎ ወንጀል ን ኢ ሰያስብምጽራፍን ብምጽላምን እቲዝፈጸምኩሙዎ ወንጀልኩምዝተሐዝሕ ጸበልኩም ታምኑ ንምኳንኩም እዩ ዘሕዝነኒ። እዩ ።ጥቕልል ብዝበለን አጠቓሊለን ናባላት ህዝባዊ ግንባርተአኪቦም እምባኦም ዘፍርሱ ኢለ እየ ዝድምድሞ ።
@danieltekle109
@danieltekle109 4 ай бұрын
ዝተጋደሉ: ኣብ ንኡስ ዕድመኦም ንዝፈጸምዎ ኣብ ምሽምጋሎም ኣድንቑልና ምባል ገዲፎም፣ ህዝቢ ዘሳትፍ መኣዲዘተ ርዒሞም ሓላፍነትን ተሓታትነት ምስ ሰቦም ክማቐሉ: ቅሩብነት እንከርእዩ መንገዲ መስተርሆት ኣብ ምምድማድ ዝሕግዝ'መስለኒ።
@biniamtesfazion5440
@biniamtesfazion5440 3 ай бұрын
Netiquette hzbi nexilkumo bgezaee mereti etw elum awaj meret tebahilu teawiju
@teme6697
@teme6697 4 ай бұрын
Shame on you, both. ሃደምቲ ኣብ ጽንኩር እዋን። ከምዚ ከማይ ኣብ ጥጡሕ ኴንካስ ምውርዛይ ጨለታት።
@Berhankulu2000
@Berhankulu2000 2 ай бұрын
እሞ ንስኻ ኸኣ ኪድ እምበር ስለምንታይ ኮፍ ኢልካ ኣለኻ?
@micaelagostino333
@micaelagostino333 4 ай бұрын
ብሓቂ ንመንእሰያት ኣምሁሩ ቁቡል ሓዳብ።በዲልኩም ኢኹም ካሓስዎ
@gideonyemane659
@gideonyemane659 4 ай бұрын
ቀሪቡ ክወድቅ ስርዓት ኤርትራ ክትብሉ 20 ዓመት ሰሚዕናያ ለውጢ ዘይብላ፡ እቲ ዝገርም ግን ዘይረብሑ ሰባት ምባሉ እዩ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 ай бұрын
ዝኸበርካ ሳሙኤል ፡ እዚ በብእዋኑ ሓቀኛ ታሪኽን ኣስተምህሮን ከመሓላልፉ ዝኽቕሉ ሰባት ምቕራብካ ፡ ኣካል ናይቲ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንለውጢ ኣብ ልዕሊ ምዃኑ ፡ ኣብ ባይታ ወሪድኩም ንቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ከተማእዝንዎ ፡ክትቅልስዎ እላቦ ። ካብ ሩባ ሰበነ
@wediadi6788
@wediadi6788 4 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ገድሊ ዝወጽእ ዝነበረ ዳርጋ እቲ ዝበዝሐ ዘይተማህረ፣ ሓረስታይ ወይ ጓሳ ኢዩ ነይሩ። ነዚ ከምዚ ዝበለ ተጋዳላይ፣ ብዛዕባ ፖለቲካ፣ መሰላትን ግቡኣትን፣ ኣገባብ ኣመሓድራን፣ ዲሞክራሲ፣ ወዘተ ዝኣመሰሉ ኣምራት ከተረድኦ ክሳብ ክንደይ ኣሸጋሪ ከም ዝነበረ ምግምቱ ኣየጸግምን። ሓደ ካብቲ ንኤርትራ ኣብዚ ሕጂ ወዲቓቶ ዘላ ደራጃ ጭቆናን ድሕረትን ንኽትወድቕ ዝገበረ፣ ከኣ፣ እዚ ትሑት ደረጃ ትምህርቲን ንቕሓትን ናይቲ ስልጣን ገቢቱ ዝነበረን ዘሎን ተጋዳላይን፣ ናይቲ ሕብረተሰብን ብሓፈሻን ኢዩ።
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 11 күн бұрын
ሕቶ መጻኢት ኤርትራ ከመይ ትመስል እንኮ ሰልፊ ዶ ወይስ ብዙሕነት ሰልፊ.... ኣገደስቲ ዛዕባታት ተቕርብ ነይራ መጽሄት ሓርበኛ እወ:;
@fremhret5643
@fremhret5643 3 ай бұрын
ሰላም ክቡራት ኣያታትና ብዝኮነ መንገዲ ለውጢ ይምጻእ ።ኢሰያስ ኣብ ስልጣን ብዘይምህላው ጥራይ ዝቅየር ነገር ፍጹም የለን።ከም ሕብረተሰብ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ክሳብ ዘይገበርናን ኣብ ልዕሊ ጎረባብትናን ከባቢታት ሃገርና ምስ ዘለው ኣህዛብ ብፍቅርን ስኒትን ተዋሃሂድና ምንባር ክሳብ ዘይጀመርና ክሓልፈልና ማለት ዘበት እዩ።ኣፍደገ ባሕሪ ዓጺካ ከም መጣልዒ ካርታ እንዳተጠቀምካ ዝግበር ናይ ፖለቲካ ምንዝርና ክሳብ ዘይገደፍናን ንኣፍደገ ባሕሪ ፍላይ ኢትዮጵያ እንተዘይተጠቂማትሉ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን ፍላይ ንወደብ ዓሰብ ስለዚ ኣተሓሳስባና ቀይርና ከምቲ ክርህወና ንደሊ ናይ ካልኦት ኣህዛብ ራህዋውን ምሕሳብ ኣገዳሲ ይከውን።ተዘየለ ባሕሪ ስለዝሓዝካ ኩሉ ትረክብ ማለት ኣይኮነን።ንኣብነት ሶማል ሱዳን ጅቡቲ ኣብዚ ጎደበና ዘለዎ ሃገራት ኩለን ኣፍደገ ባሕሪ ኣለዎን።ምስ ዓለም ክስርዓ ግን ኣይርኣናን ንሕናውን ካብኣተን ንፍለ ህዝቢ ኣይኮናን ብኣንጻሩ ደኣኮ ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት በሊጸን ክወጻ ንርኢ ኣለና።ስለዚ ንሕሰብ ንሕሰብ ሰሰናዩ።
@senaitfoto
@senaitfoto 4 ай бұрын
Away wrdet mehferitkut ztefaAkum mesakin, AWET Nhafash!!! Haye keep telling hasot,.
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 11 күн бұрын
ዝኸበርካ ጋዜጠኛ : ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ንህዝቢ ኤርትራ ኢሰያስ ብሉጽን ምሩጽ መራሒ ሙኻኑ ብተግባር አብ ህዝቢ ኤርትራ ተቐባልነቱ ንኽብርኽ አበርክቶ አይነበሮን ድዩ::
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 4 ай бұрын
Shaebea hizbawe gimbar zaykone hizbawe tifatyu
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 4 ай бұрын
የቀኒየልና ተጋዳላይ ሓዉ ሰመረን ሳሚኤልን ስለቲ ንጹር ሓሳብ።
@natnaeltekleab243
@natnaeltekleab243 4 ай бұрын
Thank you sami and thank you our hero father for your honesty sorry and as young generation we collectively accept your apology I understand deeply your feelings those the same thoughts us you.i hered same from general tekeste haile and other.at last thank you sami for your work overall
@berhaneberhe3545
@berhaneberhe3545 4 ай бұрын
Do You Think Mighty Shaebia Eritrean Would Believe You. Guahaf Akeleguzai Aggames. Buzz Off Now Qomal Sah-Sah Aggames.
@Berhankulu2000
@Berhankulu2000 2 ай бұрын
ከምድኸሰርናስ ብሓቂ ብሓቂ ንስኻ ህያው ምስክርኢኻ , ተማሂርካ እንተትኸውን እኮ ብኻልእ መንገዲ ሓሳብካ ምገለፅካ ኔርካ : ክሳራ ናይታ ሃገር እኮ እዚ እዩ ተጻራፋይ ዎሎዶ እዩ ተሲኡ ዘሉ ንተጋገየ ብህዱእ መንፈስ ጌሩ ናብ ልቡ ክመልስ ዘይክእል : ኩሉ ዘርኢ ወዲበራድ እዩ it's very sad.
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 ай бұрын
ኢሰያስ ኢሰያስ ኢሰያስ ኢሰያስ
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 4 ай бұрын
ናይ ዝኸሰሩ መኣከቢት ስለምንታይ ክሕደት ጉጅለ 15 ክሸፋፍኑ ይፍትኑ ኣለዉ?መልሱ ፍሉጥ ኮይኑ ሽም ፕረሲደንት ኢሰያስ ንምጥፋእ ኮነ ኢልካ ዝሰራሓሉ ዘሎ ኢዩ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ሳላ ዕሽነቱ ኩሉ እቲ ሓቂ ኣውጺእዎ ኢዩ ከም ሰነድ ዝሓዝዎ ሰባት ኣለው ኣቶ ሰመረ ውን ኣበይ ነይሩ መጽሓፍ ጺሒፈ ዝብለና ዘሎ ኩላ ጅግና ነይረ ኢላ ትጃሃር ዘላ ስለዚ ዝወደቀ ተስፍ ምስ ቆረጸ ትልኽ ምባል ኢያ ዳርጋ ኩሎም ጺሕፍና ዝብሉ ምስ ናይ ምዕራብ ስለያ ትካላት ርክብ ኣለዎም ሳላ በዓል ዳንኮነል ዝተሳእነ የለን
@kelatimeasho8757
@kelatimeasho8757 4 ай бұрын
Very good platform
@Rakibella17
@Rakibella17 4 ай бұрын
ካላ ስቕ በሉ ንባዕልኹም ኣበይ ኣለኹም ❤ ኣብ ግዜ ጸገማን ራህዋኣን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኤርትራ ጠጦው ዘይበልኩም ምስ ጸላእቲ ወጊንኩም ሓንቲ ቁምነገር ዘይብልኩምሲ ብዛዕባ ኢሳያስ ክትዛረቡ ሞራል የብልኩም። ንስኻትኩም ካብ ን ኤርትራ ንትግራይ ትቐርቡ❤
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 4 ай бұрын
ምስ ዓሌካ ወጺኻ ሓው ዓካዓካ ዘይተሓሳሰበካስ ህዝባዊ ግንባር ሽፍታ ተባሂሎም ኣሕሚሙካ
@michaelasmellash3038
@michaelasmellash3038 4 ай бұрын
Thanks Sami and Semere, very interesting productive interview.
@danielyemaneab6443
@danielyemaneab6443 Ай бұрын
ኣነ ካብቲ ዝገርመኒ ነገርን ናይዞም ሓተትቲ ድዮም ዋላስ መላፍንቲ እቶም ዝሕተቱ ሰባት? ከምታ ንማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ብደገፍቲ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝገልጽወን፡ ካብኦም ዘፍሊ ኣይሰርሑንዮም ።ምኽንያቱ ጌጋታት ናይቲ መንግስትን ናይ ቅድሚ ናጽነት ውድብን( ህግሓኤ) ጥራዮም ዝፍትሹ። እዞም ሰባት ኣብቲ ውድብን ደሓር መንግስትን መላእኽቲ ድዮም ኔሮም ? ኣይመስለንን፡ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጉንዲ ዘይረኣኻስ ኣብ ዓይኒ ብጻይካ ዘሎ በሰር ኮይኑ ።ኣይግድን።ብሓቂ ኩሉ ናይዞም ፍትሒ ንደሊ ትብሉ ተዛረብትን ጸሓፍትን ኩሉ ንጥፈታትኩምን ጸማም ሓደ ደርፉ ኮይኑ፡ ውዕለትኩምውን ከምኡ። ኩላ ኣበሳኣ ቀቢራ ኢያ ትዋሳእ ዘላሞ ሃየ ኑዛዜ ጀምሩ።ሓጢያት ናይቶም ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ግን ነጊርኩሙና ኢኹም ተተበራሪኹምን እናደጋገምኩምን ስለዚ ናትኩም ከኣ ግዚኡ ኣኺሉሎሞ ሃየ ቀልጥፉና ክንስንዶ።
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 4 ай бұрын
Wise words
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
43:50 ደሞዝ ኣይደልን ክትብል ከለኻ ፡ እንታይ ጌርካ ስድራኻ ተካይድ ኔርካ፡? እቶም ብዘይታ ዝህብዎም ቖራቦ ክነብሩ ዝኽእሉ የብሎምን?
@Eriboy
@Eriboy 4 ай бұрын
ገናዞ ብስም ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ነቶም ሰንፈላል ዝነበሩ ከምዚ ሰብኣይ እዚን ከም ብዓል ዶክ ኣሰፋው ተከስተን ካልኦትን ብኣሳላጥነት ብዓል ወዲ ባዓታይ ንደገወጺኦም ተረፍመረፍ ከልምጹ ዝመረጹ እዮም :: መጋበርያ ምዕራብ ኮይኖም ስልጣን ብኣቋራጭ ክረኽቡ እቲ ውዲት ነይሩ :: ግዜ ተቐይሩ እዩ : ሎሚ ንዝኾነ ሰብ ከተታልል ዝካኣል ኣይኮነን :: ዓሻኹም ድለዩ ::
@alemeynski4192
@alemeynski4192 4 ай бұрын
Btaemi Btaemi nemesgneka sleti xfufn haki hazel kinfelto zgbana zweale ynger kem zbhal abona Semere
@heidshop4103
@heidshop4103 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@GoitomM
@GoitomM 4 ай бұрын
ነታ ይቕሬታስ ጸሊእካያ'ዶ ሓቀይ? ታሳዒርካ ኣረብካዮስ ናይ ህዝቢ ሓላፍነ'ዶ ኣይኰነንሲ ኣይዘረባንን ሳሚ
@miletebahta7184
@miletebahta7184 4 ай бұрын
ይቅረታ ሳማኤል ካበይ ኢኻ ተምጽኦ ዘለኻ እዞም መንእሰይት ንኹሉ ሽፍታ ኢሎም ትብል እዞም መንእሰያት ዝበሉ መራሕቲ ሻዕቢያ ሸፋቱ እዮም ተጋደልቲ ግን ግዳይ እዮም ብሑቡ ስልፊ እንዳተሰለሉ ኢዮም ተጋዲሎም እዮም ዝበሉ በጃኻትኩም ኣይትሓዋውስዮ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 4 ай бұрын
Nisikha ikha shifta
@GrumMstr
@GrumMstr 4 ай бұрын
Hiluf girhna hizbna + tenkol isayasn eyu nabzi awdikuna .
@alemsemere5056
@alemsemere5056 4 ай бұрын
ካብ መንኮብ ዝተሐምሸሸት ወያኔ ዝተደርበኻ መልመጺ ሸሐኒ ወያነ ከዳዕ ሰመረ ሰለሙንካብ መሬት ምስ ወግሐ ዓይኒ ምስ ጠለመ ዓጀፍጀፍ ምባልካ ናብ ናይ አእምሮ ጥዕና ማእከል ዓዲ ግራት ክትውከስ ይምሕጸነካ። ሕጂ እታ ትንፋስ ዘይትህብ ናይ መጨረሻ ቅላዕ ናትካን ወያነን ጥራይ ተጸበ ።
@biniamtesfazion5440
@biniamtesfazion5440 3 ай бұрын
Eti sewra bhade seb wey whudat sebat temerihu bzey hgn qwamn u atiu kab meda atiu kea Netanjahu hager nay tegadelti tray gierua
@efremmebrahtu2431
@efremmebrahtu2431 4 ай бұрын
Bmntay Deskilu Nmntay Zeytet.
@abduadem8106
@abduadem8106 4 ай бұрын
ኣበሃህላ መደሰካል ሕማቅ ትመገለጸ አለካ ንሐና ከመን ንፈሌጥ አና
@kemmenbibu8246
@kemmenbibu8246 4 ай бұрын
እቲ ሓቂ ንፍተዎ ንጽልኣዮ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር እዮም ተሓተቲ ዘብሎም ምኽንያት ሓንትን መራርን ሓደ ሓላፊ ንበል መራሒ ጋንታ እዩ ናይታ ጋንታ ኣቦን ኣዛዝን እዩ ስለዚ እዚ መራሒ ጋንታ ብላዕሊ ዝመጽእ ቅኑዕ ትእዛዝ ከተግብር ሓላፍነት ኣለዎ ንቲ ዘይቅኑዕ ግን ሎእ ክብል አለዎ ስለዚ ከምኡ እንዳበልካ ኩሎም ዘለዎም ሓላፍነቶም ክጥቅመሉ አለዎ ሚነስትሪ ምክልኻል ከሎ ፕረሲደንት ስለዝኾነስ ምስ መራሕቲ ግንባራት ክራኸብን ክእዝዝን ከሎ መጀመሪያ እቲ ዝእዘዝ ዘሎ ሓላፍየይ አይኮንካን ክብል አለዎ እቲ ሚኒስትሪ ምክልኻልውን ክሓቶ አለዎ ብኢደ ዋኒንካ ኢድካ ከይትእቱ ኢሉ ክኽልክሎ ይግብኦ ስለዚ ኩሎም ተጋደልቲ ግን ምስ ኢሰያስ ምርኻብን ምእዛዝን የሕጉሶምን ሓለፋ ከምዝረኸቡን ጌሮም እዮም ዝሓስብዎ ።ብቐሊሉ ኣባይ ዘጋጠመ ክነግረካ አነ መራሒ መስርዕ ከለኹ ንሓደ ኣባለይ ብዘይ ኣፍልጦ ወሲድዎ ብድሕርዚ ምስኡ ከዕልልን ክሰርሕን ድሕሪ ምጽናሕ ናብ መስርዑ መሊስዎ ብድሕርዚ አነ አበይ ጸኒሕካ ኢለዮ ንሱ ድማ መራሒ ቦጦሎኒ ሒዙኒ ከይዱ አነ ድማ ንመን አፍቂድካ ኢለዮ ንሱ ግን አየፍቀድኩን ምስ በለኒ ቅጽዕዎ ኢለ ቀጺዐዮ ኣብ መጨረሻ እቲ መ/ቦጦሎኒ ስሚዑ ስለምንታይ ተቐጺዑ ኢልዎም ብዘይ ሓላፍነተይ መን አፍቂዱልካ ኢሉ እዩ ምስ በልዎ ሽዑ እንታይ ኢሉ ይመስለካ ናይ 61 ተጋዳላይ እዩ ኢሉ ቁርጥም አቢልዋ ስለዚ ወይ ሓላፍነት ክትሕዝ የብልካን ወይድማ ሓላፍነትካ ብግቡእ ክትጥቀመሉ አለካ ።ስለዚ እዩ እምብኣር ኩሎም ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ተሓተቲ ይገብሮም።
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu Ай бұрын
ሙሁር 'ሲ ሙሁር ድኣ ! ን ሰመረ ሰሎሙን ቅድሚ ሕጂ ኣይፈልጦን እየ ! ንመጀመርታ ኣብዛ ናይ ዓካ-ዓካ channel ይርእዬን ; ይሰምዖን ኣለኹ ግን ብጣዕሚ መሳጢ ምስ ትሑት ኣረኣእይኡ ደስ ኢልኒ :: እንተ ሳሚኤል እኮ ካብ ሻዕብያዊ ኣተሓሳስባ ኣይተገላገልካን ብሓቂ :: ናይ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን ትብል ! Translation መንግስቲ ከይገበርካ ዲኻ ናይ ህዝቢ ትብል :: ህዝቢ እኮ የእሚንክሞ እዩ ደቁን ; ገንዘቡን ዝህበኩም ኔሩ እምበር ! ስልጣን ኣየረከብክሞን ሳሚ :: ስለዚ ይቅረ ምባሉ ጸላዕላዕ ክብለካ የብሉን :: ኣብ ታሪኽ ብጣዕሚ disasters ዝኾነ ታሪኽ ተሰሪሑ እዩ ::
@habtermariamaraya8483
@habtermariamaraya8483 4 ай бұрын
Oo Semere u are the main Weyane politic I think you are talking about Eritrean politic, But you have no solution out blame president sham for u
@yohannesbereket2058
@yohannesbereket2058 4 ай бұрын
Please try to think what you say respectful father..this 100000 eritrean soldier hero..will not ask anyone apology..they give what they have for this country and tryant dicatator esias..so please try to under stand what's going on in our respectful beloved tegadelti..
@robelteweldemedhin9456
@robelteweldemedhin9456 4 ай бұрын
You failed
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories 3 ай бұрын
ዓረብ ክምስሉ እንታይ ይብሉ መስለካ ባዕድ ኤ ዋላ ተመሊስካ ይቕረታ እንተትሓትት እሊ ራሕ ራሕ ላኪን ዓቤታ ገልቢ ጀራሕ ምተበሃልኩም ።
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН
Sunglasses Didn't Cover For Me! 🫢
00:12
Polar Reacts
Рет қаралды 5 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 25 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН