No video

Dehay Eritrea ስለምንታይ እዩ ሕሩይ ተድላ ኣብ ከሰላ ክቕተል ተደልዩ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 17,918

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ስለምንታይ እዩ ሕሩይ ተድላ ኣብ ከሰላ ክቕተል ተደልዩ?
ነብሲ ወከፍ ሰብ ዛንታ እዩ። ብፍላይ እቶም ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ኣበዋትን ዓበይቲ አሕዋትን ናይ ህይወት ላይብሬሪ እዮም። ተጋዳላይ ሕሩይ ከኣ ዕድመን ተመኩሮ ቃልስን ብዝሃቦ ጸጋ ብዙሕ ዛንታታት ሓቚፉ ኣሎ። ንመጻኢ ወለዶ መምሃሪ መታን ክኸውን ከኣ ንሱን ከምኡ ዝኣመሰሉን ኣያታት ቃልሲ ታሪኾም ክምዝገብ ኣገዳሲ እዩ። ንሎሚ እምበኣር ገዲም ተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ዝርርብ ከነቕርበልኩም ኢና ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
06 ግንቦት 2024
1ይ ክፋል
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 107
@selamawitabraha2409
@selamawitabraha2409 3 ай бұрын
ሳሙኤል! ካብ ኩሎም ጋዜጠኛታት ኤርትራ ዝለዓለ ጸብለልትነት ዘለካ ናይ ብሓቂ ክኢላ ጋዘጠኛ ኢኻ። በቲ አቃራርባኻ፣ አዋድቓ ቃላትካን ንዕዱማትካ ብዘለካ አኽብሮትን ዓቢ አድናቖትን ክብርን ይግብአካ።
@kiliawta
@kiliawta 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@donbosco3732
@donbosco3732 3 ай бұрын
ምስዚ ዘሎ ቅንያት ናይ ኣብራሃለይ ክፍለ ቃለመጠይቅ ብዙሕ ዝበሃል ክህሉ እሞ ብቁዕ ጋዜጠኛን በዓል ብዙሕ ታሪክ ሰብን ምርኻቦም ደስ ዘብል እዩ:: በርብሮ ኢኻ ዓካዓካ👍
@janbessa7051
@janbessa7051 3 ай бұрын
ጓሓፋት! በዓል ሓተላ ናይ ታሪኽ! ብሰንኪ ውልቃዊ ረብሓኲም ምስኪን ህዝብና ኣብ ዓዘቅቲ ሸኺልኩሞ! ጻሕጻሕቲ!
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 3 ай бұрын
ካብ ህግደፍን ደገፍቱን ንላዕሊ ጎሓፍ የለን። ኢትዮጵያ ክትመጽእ እያ፡ ሽዑ ኣሕዋትና ተቓወምቲ ክትብሉ ኢኹም፡ ግን ሰማዒ ኣይትረኽቡን። ካብ ምሳኻትኩም ኤርትራውያን ምጽብጻብ ሃገር ኣልቦ ምዃን ይሓይሽ።
@kiliawta
@kiliawta 3 ай бұрын
@@hailegtesfa7540ኤርትራ ሕሩያትን ፣ ብሉጻትን ደቃ ኣለውዋ :ዒፈል ወዲ ጎረቤት።
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 3 ай бұрын
Excellent program; it would be interesting to hear the other side of the history.
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 ай бұрын
Great job Sami for inviting tegadalay Huruy am aloways impressed by the knowledge , understand he has of the past and future that Eritrea has and could have . Hope you invite him now and then to lecture us how the struggle should be to get ride if the dictator and to the most of how constitutional Eritrean should look like .
@ghebrengusmesmer6327
@ghebrengusmesmer6327 3 ай бұрын
ሕማቕ ዘመን ጀጋኑ ከለዉስ ኢንተርቪው ይግበር ንተመን? እቲ ሜዳ'ኮ ብዙሓት'ዮም ኔሮሞ። ሓቅን ሓሶትን ዝመምዩ፡ ሓቀኛ ታሪክ ሰሪሖም ሰሪሕና ኢሎም ዘይጀሃሩ። ሕሩይ ንኤርትራ ብሓቂ እንተዝፈልጣ ስለኣ ኣብኣ ኮይኑ ምተቓለሰ። ነየናይ ታሪኽዩ ክትንትን? ዘይነበረ።
@yosiefhaile7107
@yosiefhaile7107 3 ай бұрын
Samuel, you asked neutral questions Keep it so.
@kidanemesgun8144
@kidanemesgun8144 3 ай бұрын
ቅዋማውነት እምበር ቅዋም ብርእሱ ፍትሒ ኣየውሕስን ኢዩ።
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 3 ай бұрын
Nice program 👍👍👍
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 3 ай бұрын
Selam.good communication.💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@anngreen3106
@anngreen3106 3 ай бұрын
He told us " the secret" Tigray is the nation" in UN. I couldn't find it at the the UN
@thomastewelde3745
@thomastewelde3745 3 ай бұрын
ክቡር ኣቶ ሕሩይ ምስ ዉዱቡ ኣብ ባጽዕ ቅድሚ ናጽነት ኢዩ ናብ ህግሓኤ ተጸንቢሩ፡ ይዝከረኒ ኣብ ስተድየም ባጽዕ ንሕዝቢ መደረ ክገብር ይዝከረኒ። ዼጥሮስን ዓሊ ሰይድን ሒዞሞ መጺኦም ናብ መድረኽ ከቕርቦ ሓቲቶምኒ፡ ወዲ ተድላ ባይሩ መጺኡ ምስ ዉድብና ኣሎ ኢለ ኣናዉንስ ምስ ገበርኩ ናይ ህዝቢ ባጽዕ ዕልልታን ሓጎሰን መዘና ኣይነበሮን።
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 3 ай бұрын
Ewa, zeyneberka, ab2 gubae zeytemeretsku elka korika hadimka n sudan zateka, bwere eka semiekayo tkewn, aythasu tela.
@fiory25
@fiory25 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mmsaed4630
@mmsaed4630 3 ай бұрын
I, also admire huruy TB. ክርሳዕ ዘይብሉ He was/is an opportunist.
@tsegaia2909
@tsegaia2909 3 ай бұрын
He Is A Good Story Telling ❤
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ጀብሃ ከምጀው ክትሓቕቕያ ስሕኣብያስኣላድያ ኣራዓሮ ሰፊራ. ትንበን ምስፉናዊ ባተሰብ ኢትዮጵያ ኣላ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@ghebrengusmesmer6327
@ghebrengusmesmer6327 3 ай бұрын
ድሕሪ ነበር ተጋደይ ናብ ናይ ወያነ ሸቃላይ ዝተቐየረ ሕሩይ ካብኡ ትረኽቦ ታሪኽ፡ ታሪኽ በለጽዩን ክድዓትን እዩ።
@kiliawta
@kiliawta 3 ай бұрын
You are 1000% right. Huruy is the enemy of Eritrea.
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth 3 ай бұрын
Why did you cut some part of the interview?
@nahomerussom5880
@nahomerussom5880 3 ай бұрын
ነዚ ክሰምዕ ጊዜይ ዘጥፋአኩዎ ኣጣዒሱኒ ክዛረብ ስለ ሰለዎ ጥራዩ ዝዛርብ ዘሎ መወዳእቱ ንስደት ሃዲመ ተወዲኣ
@dehabamine2322
@dehabamine2322 3 ай бұрын
It was so good seeing him laughing genuinly :)
@beyenehaileweldu4226
@beyenehaileweldu4226 3 ай бұрын
ዓካዓካ እዚ አረጊት ቆል ዓዚ እንታይ ታሪኽክነግረካ ትደሊ ዘይ ወስላት እዩ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 ай бұрын
ኣቶ ሕሩይ ፡ እንቋዕ ድሃይካ ንነውሕ እዋን ጠፊኡ ዝጽንሐ ኣስመዓና ! ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ነዚ ንለውጢ ዝቃለስ ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ፡ ከም ኣቦ ክትቅልሶ ፡ኣብ ምሕያሉ እጃምካ ከተበርክት እላበወካ ።
@Hager330
@Hager330 3 ай бұрын
Thank you kubur abo 👍👍👍👍👍👍💙💚💙
@adamismail9137
@adamismail9137 3 ай бұрын
Huri The Great the wise very open guy
@haypfdj1st
@haypfdj1st 3 ай бұрын
Dhul
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
👍👍👍👍
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 3 ай бұрын
Hade hade ajewjew gedifka xibuq medeb. Ezi iseyas agame eyom zibluni gele nay enda swa elal gedifka
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 3 ай бұрын
1978 ኣብ ሽወደን ኔረ ይብል ኣይሓፍርንዩ 1978 ኮ ክንደይ መላም መንእሰይት ድጥፍእሉ ድነበረዩ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Rorti a sporti ngdi kserh slaztfkadlu b Esu kab baxae n asmera bmekain amhut negazlu nerna Gn OTA amexu nay meda ay gedafan krayna kkelana gemare kbau ane defirio AB meda atalilkanas abesmara kea gemirkana MS blkwo ferhamo zfeltani terakibu elu hbulay ykodley eluznzeby hibuni tefaniwe Tom kalot keliawom lak Esu eu ngebhe zbetane huruy eu❤
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 ай бұрын
Hager kindey deki harestot begerhom zitefula awalu asmera atfioma shawel ziteweldu abom zeyfeltu.
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 3 ай бұрын
ሕሩይ ምስ ኩሉ ጉድለታቱ፡ ሓደ ካብቶም ሓቂ ዝትንትንን ምስክርን ሰውራ ኤርትራ'ዩ።
@haypfdj1st
@haypfdj1st 3 ай бұрын
KedaE KedaE eyu nothing can compare to his crime and betrayal! AwaDia KedaE si kemziA elu kmewit allewo absdet
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
ደምበ ዕንክሊል ሰብ ኣለዋ ሰብ ብሰቡ ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ጅግና ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ምዃን ኩሎም ካብኡ ዝሑሹ ኣይኮኑን ቁራቦ ክረኽቡ ሃገር ዝኹሕዱ ኢዮም
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ኣታ ሓውና ኣብ ሱዳን ዝበልካና ዋላሓንቲ ኣይራኣናን ጋዕዳ ጋዕዳ እና በልካ ወድእ ካያኣብ tv ሱዳን ዝበልካዮበልካዮ ፊትና ነቲ ዓረብ ዝሰምዕ ዓቢ ስንባደ ፈጢ ርካ ከድካ ብዛዕባ ፋሎል ድማ ሻት ኣትፍካ ን ሽወደን ከድካ ኩ ሉ ግዜ ሺ ወደን እዩ ነሩ ግን ኻኣ ሓቂ ትዛረብ. እምበር እቶም ፋሉል ትብሎዘለካ ግን ኩሎም ተሰዊኦም.
@Warsay4565
@Warsay4565 3 ай бұрын
እዘን ናይ "ተቛወምቲ" ማዕከናት፡ ከም ዝወደኣን ዝወደቓን ዘመልክት፡ ንበዓል ኸዳዓትን ደቂ ኸዳዓትን ዓዲሞም የእዛን ሰማዕቲ ብሓሶት ምጽማሞ እዩ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ንመን ከዲዖም ? ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ? ** ጥሪት ህግደፍ ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ደቂ ኣባት ጦር ከዳኣት አይትሓፍርን ድማ ❗️ ወሽላኽ ጥሪት ዓጋመ
@asetesfamariam9188
@asetesfamariam9188 3 ай бұрын
Caravel Restourant
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 3 ай бұрын
ንምንታይ ነበረ ንስሱ ድሉዩ ናብ ነበረ ቅቱል/ Why was he wanted to be killed?
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 3 ай бұрын
ሕሩይ ተደላ ብኸመይ ዩ ተጋዳላይ ኮይኑ
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 3 ай бұрын
ከምዚ ሰብኣይ እዚ ስልጣን ዝፎቱሞ ዘይሰለጦ ርእየ ኣይፈልጥን እቂ ኣረጊት ኣብ ግዜ ወያነ ዓሰብ ንሃቦም ዝበለዩ ንምንታይ ዘይትሓትዎ ነቲ ምስ ካናዳዊ ፕሮፈሰር ማግነት ብዛዕባ ዓሰብ ዝሰርሖ ንስልጣን ክብል ዓዲ ቆሪሱ ከረክብ ዓይኑ ዘይሓሲ ሃንጀማዩ
@hailetekle6023
@hailetekle6023 3 ай бұрын
ከይተኮሰ ኢዚ ሰባኣይ፡ብሕልፍነት ጥራይ ሓሊፍዋ
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 3 ай бұрын
ክላእ ንሑሩይ እንታይ ክቀትልሉ። ነትም ዝቅትሉ ቀቲሎም ንሑሩይ አብ ካልአይ ውድባዊ ጉባኤ አብ ሜዳ ቀቲሎሞ (ከምዘይምረጽ ገሮሞ)።
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 3 ай бұрын
Ezi hadami hury seb atifiuu kihida iyu
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 3 ай бұрын
ለማኒ ከልቪ
@haileabtsegai643
@haileabtsegai643 3 ай бұрын
ኣየ "ኣያ" ሕሩይ: ሓቂ 'ጀብሃ ክትቀትለካ ወዲኣቶን ሰብ ልኢኻን ነያራ። ዘድሓኑኻን ዘህደሙኻን እቶም ብጻይና እዩ ዝብሉ ዝነበሩ እዮም። ካርቱም ምስ ኣተኻ ድኣ ከመይ ነበረ? ከም መራሒ መጠን፣ "ቃልስኻ" ከመይ ቀጸለ?
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 ай бұрын
ሑሩይ መቸም ተቃሊስካ እንዲካ ግን ቡዑሉግ መግድን ስነ ሓሳብን ክአ ኔርካ ዩ ብዛዕባ ጀብሃ ክማካ አብ ግዛ ነብሲ ወክፍ ኤርትራዊ ከም ዘሎ ግን ትርስዖ አለካ መስለኒ ሰነፍ ዝኮንካ አቦ ኢካ ብሓቂ ደም ክንደይ ተጋዳላይ ጀብሃ ንኮንቱ ካብቶም ዘጽነቱ ምካንካ ክሳብ ሕጂ ዘይምርዳእካ ክኣ መሊሱ ይሕዝን ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ነያካ አስየስ aforoqe🇺🇸አዝትብሎዘለካ ni🇺🇸ወዲ ተንባን ኢትዮጵያ ሕቶቶ ji15 ይኣክሉኻ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ሕሱር ምኻንካ ሓቢርካ.
@rafi8145
@rafi8145 3 ай бұрын
Restaurant Marina ትብሃል ኣብዚ ግዜ እዚ።
@Isee-rv9um
@Isee-rv9um 3 ай бұрын
I thought he was talking about caravel or carnival near LaSalle .. .
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 3 ай бұрын
ኣቱም ትግራይ ትዕወት፡ ብዛዕባ ትግራይ ጥራሕ ግበሩ፡ ትግራይ ሰላም ንምነየሎም።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ተሰከምቲ ባንዴራ ኢትዮጵያ ደምበ ተደሚርና ጥሪት ህግደፍ ወዲ ኣባት ጦር ትም በል ከዳእ ❗️
@TekleTekle-cg1tt
@TekleTekle-cg1tt 3 ай бұрын
Ezi sebay zetehatoto eiu zmles
@mulughetatesfamichael9729
@mulughetatesfamichael9729 3 ай бұрын
እዚ ሑርይ ናይጀሪያዊ ፎእ በልዎ ሐንቲ አይጸዓርካን አብ ገድሊ ሜዳ አይነበርካን ፣ ነቲ ዝተዋህበካ ስልጣንኳ ብግቡእ ሰለ ዘይፈጸምካ አስዒርካና ኢኻሞ ኮፍ ኢልኻ ቢራኻ ስተ ቻዉ ዝአምነኻ የለን
@peacecaseekpeacecaseek1919
@peacecaseekpeacecaseek1919 2 ай бұрын
No wonder ELF failed ::: Mr Hiruy is prototypical hypocrite; entitled & self centered . Thank god for SHABEIYA / EPLF
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ካፕሪ ሬስቶራንት ትሕባሃል ኣብቲ ጥቓ መንገዲ ሳንፍራስስኮ ጫትድራል አልባ እያ መስለኒ.
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 3 ай бұрын
ኣየ ናይ ጀብሃ ጉሪምሪም እና በልኩም ኣሪኩም ሾዕብያ ዘምጻልኩም ኣርእስቲ ክትዛረቡ ትውርሑ!
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 ай бұрын
ሻአብያ ማለት እኳ አነ ንስኻ ብሐፈሻ ኤርትራዊ እዩ አሚጺእዋ ትፈልጥ ዶ መብዛሕቶም አባላት ጀብሐ ናብ ሻአብያ ተጸሚሮም አንጻር መግዛእቲ ተኳሺሖም እዩም ኢሳያስ ካብ አራግ ኩናት ተሐይላ ሱዳን እዩ ዘላግጽ ኔሩ ስለዚ ሕቶ ሕዝቢ ኤርትራ ግና ተጠሊሙ ረብሐ ውልቀሰብ ዲክተተር ኮይና.
@abdulahi8301
@abdulahi8301 3 ай бұрын
ዕድመ ን ህግደፍ ን ኤርትራ ካብዞም መንሽሮ ነጻ ዝገበራ
@mathewostsegay4868
@mathewostsegay4868 3 ай бұрын
ምኒን
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 3 ай бұрын
ስለምንታይ ደኣ ዘይተድምጹ!!! ሎሚ እንታይ ኣርኢኩም ኢዩ እዞም ናይ ጀብሃ ቅልቅል ቅልቅል ትብሉ ዘለኹም
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 3 ай бұрын
ከምቲ ልሙድ መእሰርን መጨበጥን ዘይብሉ ሕልፍ ዝበለ ሃለውለው ካብ ምኻን ሓሊፉ እቲ ጋዜጠኛ ዝባሃል ዝሓቶ ሕቶ ኣዝዩ ዱኹም ምኻኑ ልዕሊ ኹሉ የሕዘነካ። ጀብሃ ብሰንኪ ሕሩይን ወላዲኡን መሓመድ ኢድሪስ ኣደምን ወዱን ኣብ ቀዳማይ ሃገራዊ ጉባኤ ዘብቕዐት ውድብ እያ። ልዕሊ ዝኾነ ክሕተት ዝነበሮ ሕቶ ብኸመይ ኣቢሉ ካብ ሓላፊ ናይ መእዮሶንMeison ናብ ናይ ተሓኤ ም/ፕ ክኾውን ኪኢሉ ዝብል ክኸውን ነይርዎ። LP ከምጽዎ ከለዉ ነቲ ኣብ ውሽጢ ጀብሃ ተፈጢሩ ዝነበረ ሃይሞኖታዊ ቀውሲ ግዝያዊ ሽፋን ንምርካብ ካብ ምድላይ ወጻኢ ካልእ ትርጉም ዝነበሮ ሓላፍነት ንኽሽከም ዘኽእል ብቕዓት ኣይነበሮን። ንሕሩይ ሕቶ ስልጣን ሕቶ ናይ ብቕዓት ዘይኮነስ ሕቶ ናይ ውርሻ እዩ። ሓደ ካብቲ ንውድቀት ጀብሃ ዘቃለጠፎ ምኽንያት ናይ ሕሩይ ኣብ ሥልጣን ምምጽኡ እዩ። critical ዝባሃል ኣተሓሳስባ ዘይማዕበለ ሰብ እንተድኣሃልዩ ሕሩይ ከም ኣብነት ክውሰድ ዝኽእል እዩ።
@betromtekeste2301
@betromtekeste2301 3 ай бұрын
Tarike deuo be ielomo yekawen zengare dalo
@semiramusa3217
@semiramusa3217 3 ай бұрын
ሕሩይ ማለት ከም አቡኡ ንከብዱ ዝሐድር ኤርትራዉነቱም ????? ኮይና ሞራል ዘይብሉ ንዉርደት ዕድመ ዝዓደሎ እዩ። አቡኡ አብ እግሪ ሃይለስላሴ ተደፍኡ ሃገር ዝሸጠ ወዱ ከአ ከምኡ ንተሐኤ ዝሐመሰ ሐደ እዩ። ከም ሰፍኢ ክገማጣጠል ግዜ ዝዓረቦ 27ዓመት ጫማ ናይ ማሌሊት ዝነበረ ብዛዕባ ከሰላ እንታይ ኔሩ ዝነበርና አለና ብሂወት ስለዚ ብዙሕ ክዛረብ አይደልን እየ። ሞራል የብልካን አይተዓደልካን እንታይ ዘይገበርካ ምስሌኔ ከአ መሲልካ እታ ዓባይ የላን ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 3 ай бұрын
ንተመን ወዲ ተምቤን ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ተሓንጊርካ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ተደምረናል ዝበልካ ጥሪት ህግደፍ እዚ ድንቁርና ስለዝወረስካዮ ተሓበን ❗️
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 ай бұрын
መንእሰይ ድኣ ዝኣልዮ ይደሊ ኔሩ ሜዳ ወጺእና ንነጻነት ኢልኩሞ፡ ብዘይ ሕቶ ርእይቶ ህይወቱ ከወፋ ደድሕሬኹም ውሒዙ። እቲ ዝተራእየ ግን ባዕልኻ መልኣዮ።
@tesfalemabreha7461
@tesfalemabreha7461 3 ай бұрын
50 ዓመት ተቃዊምካ ሓንቲ ከየፍረካ ...ኣይ ብ ሂወት ሃገርካ ኣቲካ ኣይ ሬሳካ ሃገርካ ክኣቱ ...መቸም እቶም ነኣሽቱ ካባኻ ክመሃሩ ትስፋ ንገብር።
@semiramusa3217
@semiramusa3217 3 ай бұрын
እንደገና እቲ ጋዘጠኛ ከአ ዓርኪ ሰባር ነቃዕ ተጋዳላይ አበይ ተጋዲሉ ሕሩይ ???ኤርትራ ዓዲ ጀጋኑ ሽም ጀጋኑና ዋእ ።
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 3 ай бұрын
ንሓመዱ ዲኻ ኣብ ሱዳን ንስኻን ዓብደላ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመካ ሕቶ ሰምና እንታይ ነይሩ ንስኻ ብፍላይ... እዚ ኣ መልሰልና እምበር ሓደኛ ርእይቶ ሂብካ መልሲ ዓብደላ እንታይ ነይሩ ንገረና ንኹሉ ክንኣምን ዝይክናምን.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Kendi xegam nay gebhe balu huruy tehatatieu rkbms Esu wun nerwo eu bmstir bflay deki kebsa rkb bwhti MS habia nerwo eu ngebha fah zelawuwn huruy eu falul zfetarawun huruy eu Gn telimwom nhwudin hedimu azi znebarnalu eu tenki kulu gze ksab hji bal huruy etom
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 ай бұрын
ድሃይ ኤርትራውያን ዘይኮነስ ናይቶም ብብልሽውናን ሽርሙጥናን ዝልለዪ ከም ወዲ ተድላ ምቅራብካ ብሓባር ተፈንፊንኩም ።ገንዘብ ኣሎኣብ ትግራይ በሎ ሞራል የብሉን ብዛዞባ ኤርትራ ክዛረብ የወከስ ዘረብኡ ዓሰብ ንሃብ ዶ ከይበለ፡መንግስቲ ኣብ ስደ ንሃብ ዶ ከይበለ፡መንግስቲ ኣብ ስደት ኣነ ዘሎኹዎ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Rkb sle znebro MS Esu letta naxnet MS mxrt nab asmera MS Esu terakabe Esu kea baito meraxo aneala AB asmera rekibayo bakal
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 3 ай бұрын
RAZA NAY ABU HAZA HASEWTI SERQTN ZITEAKEBWO MIDEA KULUM GUHAFAT 😢😮😢😢
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c 3 ай бұрын
ኤ።ደ።ም።ምስ ።ህ።ግ።ሓ።ኤ። ተጸንቢሩ ምእዋጅ ምጽንባር ኤ።ደ።ም።ምስ ህ።ግ።ሓ።ኤ ኤርትራዊ ደምክራስያዊ ምንቅስቓስስ ኤ ደ ምም ።ብ12መስከረም 1990 ምስ ህ ግ። ሓ። ኤ ተጸንቢሩ ኪቃለስ ወሲኑ እቲ ብሓው ሕሩይ ተድላ ዝምራሕ
@user-ou1pv7jm6c
@user-ou1pv7jm6c 3 ай бұрын
ዝምራሕ ልኡኽ ኤደ ም ኣብዚ ውሳኔ ዚ ምስመሪሕነት ህግሓኤ ኣብ ሓራ ከተማ ምጽዋዕ ተራኺቡ ድሕሪ ምሞይያጡ ኢዩ።ካብዚ ጸሓይና መሊኣ ንክትበርቕ ኩሉ
@BerheAguaStories
@BerheAguaStories 3 ай бұрын
ድሕሪ ናጽነት ዉን ግድል ኣሎ ሓርነት ህዝብና ንኽሕሎ። ኢሉ ወዲ ግብሩ ኣብ 1976 ክደርፍ ከሎ ኣየስተዉዓልኩም ማለት ዲዩ? ነይሩ ሕጂ ሓዲሽኩም ።
@berhaneberaki1565
@berhaneberaki1565 3 ай бұрын
He is one of the losers. ፋሉል አበይ ወዲቃ
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 3 ай бұрын
ኣየ ብዕራይ ሓቂ ዘይትዛረብ ብሰንክኻ ዶ ኣይኮነን እዚ ኹሉ ፋሉል ተባሂሉ ዝጠፍአ ንዘይፈልጠካ ሓስወሉ ለኽባጥ በጀካ ህርፋን ስልጣን ካልእ እንታይ ነይሩካ ሓሳዊ::
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 3 ай бұрын
በጃኻ ሕሩይ ዋና ጸሓፊ ኣይትበሎ ኢስያስ ዋላ ሓባ ትኹን ወግዓዊ ስልጣን የብሉን ኣቀባጢርካ ምኻድ ግደፎ ።
@humedaukud6269
@humedaukud6269 3 ай бұрын
Rugum aregit seytan
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 3 ай бұрын
እዚ ቻነል ደሃይ ኤርትራ ዝብል ደሃይ ከድዓት ኢሉ ይተኣረም።
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Esun deki mahbrun AB whiti gebhe huruy kolo AB merhnT Esu bota nerwo eu kulu ngebha btinsa zkede huruy eu nsewra kolal zebluna azi deraga ,esdakuna kendi ezi huruy abdela adris melaleu teklan abrhaley wezeti eyom azi hgrn xegamn zebxhuna kedat welado klwulaw andnet znebromeyom kulu gze ndeki hemasen eyom OTI tenki❤
@Warsay4565
@Warsay4565 3 ай бұрын
እዚ ኹሉ ዝብል ዘሎ ሓሶትን ፈጠራን'ዩ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 ай бұрын
ኣብ ዋልታታት ዘሎ ኩምራ በረድ ኣብ ዝመከሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ልቢ ኣካዓካ ዘሎ ናይ ኢሳያሳዊ ውድባዊ እምነት ጌና ዘይምምካኹ ክሳብ ክንደይ ኣእምሮ ተጋደልቲ በቲ ዝምቡዕ (ትምኑይ) ዛንታ ኢሳያስ ተበኪሉ ከም ዘሎ መርኣያ 'ዩ። ወዲ መድህን በራድ፡ "ብድሕረይ ዓጋመ ከም ትብሉኒ እፈልጥ'የ፡ እዛ ሃገር ከምታ ዘምጻእኩዋ ኣብ ዘይተርክቡዋ ሰቒለያ ክኸይድ'የ"! ተባሂሉ ተነጊሩና'ዩ።
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 ай бұрын
Could you prove it????? president Isayas afewerqi said that word???
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 ай бұрын
@@alganeshkelati9124 Of course! Because PFDJ'S ARE THE GRUB OF WHISPERS AND PIRATES ☠️ OF THE HORN OF AFRICA🌍
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 ай бұрын
@alganeshkelati9124 Exactly💯 Because PFDJs ARE THE GRUB OF WHISPERS AND PIRATES ☠️ OF THE HORN OF AFRICA🌍
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 3 ай бұрын
በቅሊ ቀርቡለይ ዩ ድብሎም ኔሩ ኮ ተጋዳላይ ዪም ድብልዎ ነዚ
@besm113
@besm113 3 ай бұрын
አንታ ሑሩይ እታ ንስኻ አበወምበራ ሰበይትኻ ፃሓፊት ከሙኡ ድማ ንሳ ንበይና ሰራዊትካስ አላዶ?
@bkalfa3348
@bkalfa3348 3 ай бұрын
ቅዋም ህዝቢ ኤርትራ'ሲ በዓል ንስካ ደቂ ሕብረት እንታይ ዓይነት ጭውነት እዩ ዝህልዎ እቲ ናይ ጃንሆይ ካብ ኣምሓሪኛ ናብ ትግርኛ ምስ ቀየርካዮ ክብሪ ን ወዲ ኣፌ ወዲ ህዝቢ ኤርትራ።
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 3 ай бұрын
Denkro abey krdaka niska
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 3 ай бұрын
ኣብ ሜዳ ኣይነበርካን ዲኻ ክክክክ ፧ መጓህይቲ።
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
Ezi cenawi tewelige....ghena yihusu alo...wedi mebelel ghembi cenawi agame
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 3 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ,ምስቲ ዕድሚኡን እርጋኑን ደይከይድ ዘረባ ይዛረብ.ስለምንታይ እዩ,ዕላማን ስነሓሳብን ጀብሃን ነዚ ሓድሽ ወሎዶ ክነግሮ ደይከኣለ?ዋና ጸሓፊ እንተኔሩ ኩሉ ነገር እዩ ድፈልጥ.ግን ኣባል ጅሃዳስት ስለድነበረ እቲ ምትላላልን ሓሶትን ክሳብ ሕጂ ዓጢቅዎ ኣሎ.ነዚ ግብረሶዶማዊ ኢሰያስ ውን,ምስጢራቱ እንዳፈለጠ ከሎ ክነግረሉ ኣይደልን እዩ.መኽንያቱ ኣቦታቶም ምስሌነ ጥልያን,ባራዩ ሃይለስላሰ ኪይኖም ንህዝቢ ትግርኛ ኣጽኒቶሞ እዮም.ምስ ጀብሃ ኮይኖም,ንህዝቢ ትግርኛ ሓሪዶሞ እዮም,ስለዚ ደራኽብ ዓቢ ገበን ስለደለዎም ክገልጾ ኣይደልን እዩ
@N.at.79
@N.at.79 3 ай бұрын
ሃይለስላሴ መጽዮ ብሰማይ ወለኻ ኣስላማይ ክበሃል ከሎ በዓል ተላ ባይሩ ንህዝቢ መታሕት ዘሕረዱን ዘቂጸሉን። ሽዑ ዝተሰደ ህዝቢ ኣብ ምብራቅ ሱዳን ዝሰፈረ።ኣብ ጀብሃ ተሓዊሶም ደቂ እንደነት ክንደይ ሽግር ኣብ ህዝብና አውሪዶምዬም።ጌና ሕጂ ውን ንኤርትራዊ ንምድማይ ናይ ኣቦታቶም ክድዓት ንሪኦ ኣለና።እዚውን ክፈሽልዮ ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ጌና ኣይፈለጥዎን።ደቃሉ ክዳቀቁ አዬም።
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 3 ай бұрын
ሕሩይ ሓሪርካ ጽናሕ፡ኣንታ ከዳዕ ራዛ ናይ ኣብኡ ሓዛ ፡ኣቦኻ ተድላ ባይሩ ዑቕቢት ከዳዕ ንናጽነት ኤርትራ ብንጹር ኣንጻሩ ዝተቓለሰ፡ማሕበር ኣንድነት እናበለ ፡ክሳብ ተቓለስቲ ኤርትራውያን ኣቦኻ ምስ ስርዓት ሃይለስላሰ ተሻሪኹ ናይ ቅትለት ገበን ኣለዎ፡፡ንስኻ ድማ ኣንታ መልመጽ ብያቲ ወያነ፡ንልእላውነት ሃገርናን ህዝብናን፡ምእንቲ ውልቃዊ ረብሓኻ፡ከም ኣቦኻ ጸሊም ታሪኽ ዘለካ ሰብ ኢኻ።💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@Eriboy
@Eriboy 3 ай бұрын
እይይይይይይይይእእ ! ከምዚ ናትኩም ረሳሕ ሓንጎል : ንወለዶኹም ኣጥፊእኩም : ንመጻእቲ ወለዶ ርስሓትኩም ክትገድፍሉ ከም ኣቦታት : ወላሓንቲ ጽቡቕ ዝብሃል ታሪኽ ዘይብልኩም ሞት ከተርክበኩም እያ :: ከምዚ ዓይነት ሃተውተው ክትብሉ ከልኹም : ጽባቐን ጅግንነትን ኢሰያስ መሊሱ ይኹላዕን ይርድኣካን :: ንኽቡር ፕረሲደንት ንኢሰያስ ክትስዕርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም :: ንሱ ወዲ ህዝቢ : ንህዝቢ ምሉእ ሓሳቡ : ጉልበቱ : ትብዓቱ ኣብ ባይታ ዘመስከረ ጅግና እዩ :: እንተ ንስኹም ግን ከምቲ ንሱ ዝብለኩም " ሓተላ : ግለት : ርኳን ታሪኽ ኢኹም እሞ ዓሻኹም ድለዩ ::
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 3 ай бұрын
ሓንጎል እንተዝህልወካ ካብ ምጽራፍ ምስምዑን ወይ ምልጋስ ምሓሸካ። ግን ህግደፍ ሓንጎል የብልኩም ስነልቦና የልብልኩም።
@tesfamicaelabraha7630
@tesfamicaelabraha7630 3 ай бұрын
At.hurey wetru xuluw rukus shabia .hubu falsso. eka eti zehizin
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 31 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 47 МЛН
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 13 МЛН
ማእሰርትን ምድስካልን ሕጂውን ይቕጽል።
1:00:04
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 31 МЛН