Dehay Eritrea ሚድያታት ሆላንድ ብዛዕባ ኤርትራ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 5,155

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 43
@Massawa2002
@Massawa2002 13 сағат бұрын
I thanks so much Journalist Habtom Yohannes for standing with the Eritrean people. 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 11 сағат бұрын
Very good questions and answers. Very intelligent brother.
@Mahlet162
@Mahlet162 20 сағат бұрын
Tack så mycket ❤❤❤
@dragonfast206
@dragonfast206 5 сағат бұрын
An articulated questions and answers
@michaeltecle2937
@michaeltecle2937 21 сағат бұрын
ጽቡቅ ዝነኣድ ቃለመሕትት። ስለምታይ ግን ኢሰያስ ውልቀ መላኪ ምካኑ እንዳፈለጥኩም ውልቀመላኪ ኢሳያስ ንምባል ዘይደፈርኩም? ሕዝቢ ቆጽሊ ዘየውደቀሉ ፕረሲደት ኢልካ ምጽዋዕ ኣይከብድን?
@123abc758
@123abc758 16 сағат бұрын
እታ ሐንቲ ዝጠቐሰካያ ህዝቢ ኤርትራ ምእንቲ ፍትሒ ተቃሊሱ እንተኾነ ድሕሪ ናጽነት ፍትሒ ኢይረኸበን እዚ ማለት ኤርትራ ናይ ህግደፍ ነጻ መሬት ብዘይ ሕግን ፍትሕን ን33 ዐመት የስምዕ
@fiory25
@fiory25 19 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@EfremOgbamicael
@EfremOgbamicael 21 сағат бұрын
ኢሰያስ ከም ኩልግዜ ጠባዩን ዕላሙኡን ንሰብ ብፍላይ ንዘርብሕዎ ሰባት ኣብ ገበን ምእታው ቐንዲ ስርሑዩ። ንኣብይ ምስ ዜጋታቱ ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ደም የእቲዎ ሕጂ ድማ ንሶማልን ግብጽን ከጋጊ ይፍትን ኣሎ። እዞም ኣገልገልቱ ንኹሎም ኣጋግዩ ገለ ብገበን ንገለ ጉኖዖ ንገለ ድማ ገንዘቦም ክዕቕበልኩም ብምባል ጅሆ ሒዝዎም ይርከብ።
@adamismail9137
@adamismail9137 19 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
@hayletkle2197
@hayletkle2197 13 сағат бұрын
ዝኸበርካ ሓው ሳሙኤል ፡ ብእተቕርቦም ወርቃዊ ሕቶታት ኣዝየ ' የ ዘድንቐካ ! ሃገራዊ ' ምበር ውድባዊ ቆለ ከምዘይብልካ ተገንዚበ ኣብ ሃገርና እቲ ቀንዲ ጸገም ትካላዊ ኣካይዳ ዘይምህላው ' ዩ ። ካብ ሩባ ሰበ ነ ።
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 Сағат бұрын
Constructive Christmas Gift
@ermiasaraya9939
@ermiasaraya9939 11 сағат бұрын
ወለይ, ሃንስ ካረሳ ክረሳ ዕዳጋኣርብ ኮይኑ መሱኤ. ኣቦይ ሃንስ!
@danieltekle109
@danieltekle109 18 сағат бұрын
መኣዛ ዘለዎ ትንታነ!
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 19 сағат бұрын
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ዲፕሎማት ንኽገሹ ፍቓድ ምሕታት ትብል ሓቁዩ። ኣብ 2009-2010 ናይ እስራኤል ኣምባሳደር ዝነበረ ኣምባሳደር ያቖብ ኣብራሃምይ 10 ናይ መገሻ ፍቓድ ሓቲቱ ተነጺጉ። ኣብ መጨረሻ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ዕድመ ሽዑ ሓላፊ ፕሮቶኮል ዝነበረ ናይ ከተማ ሕዩር ጌርካኒ ኢልዎ። ቻይና ግን ነጻ ኔሮም።
@girbe4225
@girbe4225 18 сағат бұрын
እቲ ቀንዲ ብልጫታት ኢሰያስ ዓቅሚ መንእሰያት ኣብ ኢዱ ስለዝወደቀን ስለዝተቆጻጸርን ንጸጥትኡ ውሑስ ኮይኑ ክከይድ ክቆጻጸርን ብምኽኣሉን ሳዋ ትባሃል መዓስከር ንጸጥታ ኢሰይስ እተውሕስ ዘለ መዓስከር ኢያ ስልዚ ድኻምትና መንእሰያትና ኣብ ትሕቲኡ ምውዳቆም ኢዩ
@ermiasandemariam6155
@ermiasandemariam6155 21 сағат бұрын
Hagerey abzi kitwediq btami zehmm eyu.
@medhanieEseyas
@medhanieEseyas 21 сағат бұрын
ዘይተጸበናዮ ናጽነት ስለ ዝመጸ ትብል ኣለኻ ዝተጋደለን ዘጋደለን ግን ናጽናት ከምዝመጽእ ኣሚኑ እዩ ተጋዲሉ ፡ ኣብዚ እውን ተጋጊኻ ።
@efremogbamicael729
@efremogbamicael729 19 сағат бұрын
ሰላምታይ ብምቕዳም ጽቡቕ ኣለኻ፤ ኣበሃህላኡ ግን ከምቲ ብዙሕ ሰብ ዝብሎ ቐልጢፉ ማለቱ ከይከውን።
@medhanieEseyas
@medhanieEseyas 19 сағат бұрын
@efremogbamicael729 ኣይኮነን ብሉስሉስ ትግርኛ ጌሩ እዩ ዘነኣእሶ ዘሎ ከምዚ ብዕድል ዝተረኽበ ጌሩ እዩ ገሊጽዎ ።
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 16 сағат бұрын
ኣንታ ጋዜጠኛ ሳሙኤል ምትኽኻእ ናይቶም ዝኣረጉ ካቢነት የለን አልካ :: ምትኽኻእ ናይ ናይቶም ዝኣረጉ ካቢነ ምኒስተራት እንታይ ረብሓ ከምጽእ ይኽእል ኣብ ሃገር 'ቅዋም ' እንተዘየልዩ?
@redeiatoy4594
@redeiatoy4594 16 сағат бұрын
Adokhudokh bezihuka , mexieka hager mrhaya tegbar zegblka melhaska aytenwih teqalika hager srah
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 10 сағат бұрын
ፕረሲደንት ዶ ኢልካ?ንዱያት
@عبداللهحامد-ت1ص
@عبداللهحامد-ت1ص Сағат бұрын
KADAT HASTE AGAAZYAN
@wedirefotube3919
@wedirefotube3919 21 сағат бұрын
Donoguri hibreteseb rekibina
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 12 сағат бұрын
ብዓል ሐንጨ-መንጪ
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 8 сағат бұрын
And you're 🤡🤡🤡🤡
@essayasyemane1101
@essayasyemane1101 15 минут бұрын
አታ ሀብቶም አንታየ ኮይንካ ዳአ ካሊእ ብስል ዝበለ ሐሳባት የብልካን ብናይ የመን ኩናት 1994 ኢሳይስ ከመዚ ኢሉዎ ነይሩ ንአልሲሲ አልሲሲ ከምዚ ኢሉ ነይሩso what ሒዘዮ አለኹ ጭብጢ ፖለቲካ ከመይ ድኻ ተማሒሪካ ዋላ ከመይ ድዩ ዐቅምኻ አብ ተዕዝብቲ ከየውድቀኻ ጥንቅቅ በል አየኮነን ናይ 30 ዐመት ናይ ትማሊ ከማን ካሊእ ኢዩ
@ossaresgebremeskel5921
@ossaresgebremeskel5921 22 сағат бұрын
You call him president? do you vote for him🤔
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 20 сағат бұрын
ስምካን መዓርግካን እንተዝፈልጠካ ብስምካ ብማዕርግካን ምጸዋዕኩኻ። Mr. Mrs..Miss Sir etc..ዝመረጽካዮ ጥራይ አይኮነን ነጉስ ፕረዚደንት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢልካ ዝጽዋዕ ። ገለ ገለ ኸአ አብ ስደት 5,10,20,30-40+ ዓመታት ዝገበርና ታቸር ሬጋን - መርከል ኦላፍ እዮም ዝፈልጡ ። President Eseyas is Eritrea's President ! Wherever You you may be living.
@DawitSimon-c2q
@DawitSimon-c2q 21 сағат бұрын
ሆላንድ ግራት ሓሺሽ ከመይ ጊራ ኢያ ጡኡይ ቤተሰብ ትምስርት ወድካ ኢዩ ዝቀትለካ
@eftemafework4907
@eftemafework4907 10 сағат бұрын
Long live Issaias Afeworki 🙏🙏
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 13 сағат бұрын
ወይ ጉጉጉጉጉጉድ ፈላጥ ንክትመስል ብድሕሪ ዝባንካ ክንዲ በጣሕ ማኺና ዘይትስከሞ ናይ ላይብረሪ መጻሓፍሪ ደርዲርካ ኣብ ከብሒ ምንጥልጣልካስ ገኒና ኣብ መራኸቢ ሾሻል መድያ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 20 сағат бұрын
In welken taal spreken ze over wie ? ብምንታይ ቋንቋን ብዛዕባ እንታይ ከ ? ይዛረቡ ብዛዕባ ኤርትራ ?
@ogubazgigebrekristos8497
@ogubazgigebrekristos8497 16 сағат бұрын
leba leba mealtka tezebe hasawe
@yohaneshagos8225
@yohaneshagos8225 17 сағат бұрын
I think this guy is wasting our time. Autocratic leader doesn't allow this, to happen. we all know. Pls talk about something else concentrate
@medhanieEseyas
@medhanieEseyas 21 сағат бұрын
እንታይ ገባራይ ኢኻ ብዛዕባ ዲጋ እትዛረብ እንታይ ዝራሀጽካሉ ኣለከ ?
@ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ
@ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ 17 сағат бұрын
ዝረሃጽናሉ'ኸ እንታይ ሞሳ ረኺብናሉ? ሃገር ናይ በይንኻ ኣምሲልካ ኣይትዛረብ።
@medhanieEseyas
@medhanieEseyas 21 сағат бұрын
ኩሉ ዘረባኻ ናይ በጭራቃት እዩ ።
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዳህሳስ መድያ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 2 М.
Evening News in Tigrinya for December 22, 2024 - ERi-TV, Eritrea
17:18
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 7 М.
ፖለቲካ ትግራይ ጉዳይና ኣይኮነን !
2:30:47
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 23 М.
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН